ነሹ መጸ መጸ/ ሎሚ ዝወጸ ንውግእ ይዳለዉ ከምዘለው/ ህወሓት ከ/ ድምጻዊት ዘጋጠማ ንኣዋልድ ሓደራ

  Рет қаралды 50,205

Neshnesh Tv

Neshnesh Tv

Күн бұрын

ነሹ መጸ መጸ/ ሎሚ ዝወጸ ንውግእ ይዳለዉ ከምዘለው/ ህወሓት ከ/ ድምጻዊት ዘጋጠማ ንኣዋልድ ሓደራ

Пікірлер: 310
@fiyorifiseha3726
@fiyorifiseha3726 Ай бұрын
😢😢ኲናት ወረ ኲናት ኣይተስመዐና ገብሪኤል ኣቦይ ሓደራካ 🥺🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@alemtekle506
@alemtekle506 Ай бұрын
@@fiyorifiseha3726 amen
@user-iw7kb6sz7c
@user-iw7kb6sz7c Ай бұрын
Amen amen amennnnn
@aotali8812
@aotali8812 Ай бұрын
ነሹ ፅሩይ አምላኽ ሰላሙ የውርደልና ውግእ ወረ ውግእ የርሕቐልና😢❤❤❤
@FurtunaGebre
@FurtunaGebre Ай бұрын
ነሹ😂 ሓወቡኡ አይኮነን ሽርሒ ወያነ እያ ዚአ ብስሩ እንዳ ህግደፍ እስቲ አይተሕርቆም ነሹዋይ😂 ብልኮነ ውግእን ወረ ዉግእን የጥፍአልና 🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
😂😂😂
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv Ай бұрын
እድ ወያነ ኣላታ እዝኣማ 😂😂 ብዝኾነ ህግደፍ ድኣ ዝተማረኸን ዝሞተንዮም ዘይኣምኑበር ምስዝተዓወተ የኛዘብል ሕማም ካብ ጎንደር ተማህሮም እዮም😅😅😅
@MedaEstifanos
@MedaEstifanos Ай бұрын
Hasawi n kulu gzie ytaaxo b genzeb eritrawi dyu dea khbtm delika borsa wedi borsa tbl si genzeb zeykonen eti nbret qondaf mealtka texebe.
@kibromgoitom4044
@kibromgoitom4044 Ай бұрын
Maltka titfae kondaf entay maltika texebe zebl aleka entay gebari eka​@@MedaEstifanos
@FurtunaGebre
@FurtunaGebre Ай бұрын
@@dsegtjioojgvvfv😂😂😂
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x Ай бұрын
ብሓቂ ኣዶናይ ሓደ ሓደ ዝዛረቦ ቃላት ቡዙሕ ኢየ ዝማሃረሎም ግን ሓደ ሓደ ግዜ ክበኪ ከሎ የሕርቀኒ በካይ ወዲ ማራ ኢዩ ዘፅለአኒ
@MebiMebi-ry5xx
@MebiMebi-ry5xx Ай бұрын
ገብርኤል ሓወይ ፅቡቕ ብስራት የስምዐና❤❤❤
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd Ай бұрын
ጋዜጠኛ ነሹ ካብ ሃገረ ጀርመን ኣነስ ናትካ ዜና እናረኣኹ እየ ዝዘናጋዕ 😄♥️
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@mesigaltigray9656
@mesigaltigray9656 Ай бұрын
በርጌደይ ብርኪ ሊሎ💙💙 ዕድመ ናዓኹም
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
💙💙💙
@tsigeredahager6256
@tsigeredahager6256 Ай бұрын
ዋይይይይይ!ኤርትራዉያን አየኮኑን!ዓጋመታት😂
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Ай бұрын
ነሹ መፀ ዝተነፈየ ዜና ሒዙ እታ ቅጫ ከይትርስዕ አምላክ ሰላም ይግበረልና 💊💊💊💊💙💙💙💙
@yes6292
@yes6292 Ай бұрын
ነሹዋኒ ሰላምካ ይብዛሓ እንታይ ደኣ ቸርነት ሸረ ዘይበልካዮ ውድነይ ❤😢🙏
@Kbdcitawrodri1716
@Kbdcitawrodri1716 Ай бұрын
@@yes6292 እንታዴኪ ይምልከቶ ጋዕጋዕ ዓጋመ
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
ትማሊ ዘርጊሐዮእየ።
@yes6292
@yes6292 Ай бұрын
@@neshnesh_show እሺ ውድነይ ሶሪ ሰለዘይረእክው እየ ትሚሊ 💜🙏
@yes6292
@yes6292 Ай бұрын
@@Kbdcitawrodri1716 ተገምጠል ቆንዳፍ ኣማሓራይ ቻዕ ትግርኛ መንዴኻ ምህርኻ ኣድጊ 🙃🙃
@Kbdcitawrodri1716
@Kbdcitawrodri1716 Ай бұрын
@@yes6292 ኣልግሲ ኣምሓራይ ንዓኪ ይቀርበኪ 27 ዓመት ወሊድኩም ተዋሊድኩም ሲ ሕጂ ጸርፊ ቀይርክሞ የሕዋትኪ ጸረፍኪ
@yonasfesha4490
@yonasfesha4490 Ай бұрын
ፌስቲቫል ይግበሩ እንታይ ጸገም፡ኣለዎ። ትማሊ ትግራይ ትዕወት ዝበለት ልሳን ሎሚ ካኣ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ክትክልክሉ።
@SamiHadgu-hk2rd
@SamiHadgu-hk2rd Ай бұрын
Amen Amen Amen my brother ❤❤❤ya notom ab Eritrea thelewei yehiwatnan sidranan selam yewredelina ember ezeom Ethiopia egzabher amlak mesta nay Eritreawian yewrdelom
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal Ай бұрын
ሻሎም ሻሎም ጋዜጣ ነሸነሸ የቀንየልና ሰለ ኩሉ ነገር ኩሉ ጊዜ ጹቡቅ መልሴ ኤካ ትህብ ጹቦቅ ልማድ እዩ። 🙏🏾💕
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@semiemerha4420
@semiemerha4420 Ай бұрын
I watched ur videos every day. Ur are the best ❤❤. SEMIE ...Wdi Mekele.
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
Thank you 🙏
@solomonbeyan-zv5mp
@solomonbeyan-zv5mp Ай бұрын
ክቡሩን ሕፉሩን ጋዜጠና ነሹ 💙💊💊🌿💊💊💊💙💙💙💊🌿💙💊👈
@alemfitsum1542
@alemfitsum1542 Ай бұрын
ክክክክክክ ኣርህጸዮ ጽብቅ ገርኪ ንወዲ ሓምቢር ጻዕድ ❤❤❤
@yes6292
@yes6292 Ай бұрын
ብርጌደይ ብርኪ ልሎ ሰላም ንዓኻ ❤🎉❤🎉
@rereman576
@rereman576 Ай бұрын
ነሹ ኢተጲያ ከይትከይድ ተጠንቀቅ
@tsigeredahager6256
@tsigeredahager6256 Ай бұрын
ዋይይይይይ ዓጋመይ ብርኪ ሊሎ በሊ😂
@saraasar9365
@saraasar9365 Ай бұрын
ነሹዋይ ለባም ከማካ የብዘሐልና መዓረይ😘❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@fithiqanattigre5944
@fithiqanattigre5944 Ай бұрын
ሕጂ ጽብቅ ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ቃታ 💙💙💙
@GM-cu9qk
@GM-cu9qk Ай бұрын
Thank you Nishu Haki iyu kemzi Gerka Mikab yitrefka viva Blue Revolusjon God bless you 💙🌿🩵💙🌿🩵🌿💙
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 Ай бұрын
ሞያ ናይ ህግደፍ ውግእ ወረ ዉግእዩ አምላክ ይሰዉረልና ይአክለኩም ይበለና🙏🙏💙💙
@WiliQachil-hs2mf
@WiliQachil-hs2mf Ай бұрын
ጽቡቕ ኣቀራርባ ነሹ 💙🌿💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@feventekeste6062
@feventekeste6062 Ай бұрын
Nay bhaki zedan mahliet aft..ey. agokoki I am from from Eritrea .but I sand whis you .! We are one family eri tgray!.I love you from all my hart my sis mhliet.be strong what ever happened protect yourself.❤
@wintafetawitthomasalazar6678
@wintafetawitthomasalazar6678 Ай бұрын
Bruder 💙❤️👑
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
💙💙💙
@nazinganigusie
@nazinganigusie Ай бұрын
Thank you Neshu for hard work , Super brather 💙💫
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 Ай бұрын
ሰላምን ፍቅርን ዝዝምሩ ይብዙሑልና። ነሹ ሽኮር አቦ ሰላም 🙏🙏💙💙
@fhjjhyyu9639
@fhjjhyyu9639 Ай бұрын
ትግርኛ ተዛራብት ንጠንቀቕ ከይንወዳደእ በቢባዕልና ኣምሓራይ በይኑ ኣይመፃእን መዓንጣ የለይ
@alemfitsum1542
@alemfitsum1542 Ай бұрын
ነሹ ግን ናይ ባሓቂ, ኣብ መጻኢት ኢርትራ ቡዙሕ ተስፋ ዘለካ ኢካ ኣጅካ ለባም ኢካ❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@alemtekle506
@alemtekle506 Ай бұрын
Edmen tienan yhabeley ata bruk lebam ezom politics ztsawetu gdefom neshu deksu tray belom men eyu kab tigray zeywuled kulu tehanafitsu eyu slezi selam tray ❤❤❤
@user-wj9uv5lo2g
@user-wj9uv5lo2g Ай бұрын
Atum sebati bezom tegaru enber tewaridina hasadati
@Samuel-hawey9733
@Samuel-hawey9733 Ай бұрын
በቃ ወያነ ወያነ ኩሉ ግዜ ወያነ:ብወያነ ዝተዳህለ ህዝቢ
@yrga9164
@yrga9164 Ай бұрын
Haswi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Samuel-hawey9733
@Samuel-hawey9733 Ай бұрын
I don’t understand what’s wrong with these people : I don’t care where is BINI from , just support him because he a winner , forget about his identity just be proud he is the first black rider to win a stage in 111 years of Tour de France; Eritrea, Tigray who cares this is sport , I love BINI the way he is. Period
@almazgiday9935
@almazgiday9935 Ай бұрын
ወያነ ትብል ደላ ዶርቃቅ ብደም ወያነ ተሐፀቢ ዶቆሮ ብአራዊት እሰያስ ዝዐበኪ አረጊት ከልቢ ነሹ ዕድመ ጥዕና ይሀብካ ።
@user-lt1ib6oq7p
@user-lt1ib6oq7p Ай бұрын
ብርጌድ ንሓመዱ ባ ኣይትበል ነሹ ተጋሩ በል ካብ እግሪ መልሓስ ይዕንቀፍ ኣይንሕዘልካን ኢና
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
😂ala nska
@sebbahismael944
@sebbahismael944 Ай бұрын
ان شاء الله ربنا يساعدك.🤲🏼🤲🏼🤲🏼🥰 God willing, God will help you.🤲🏼🤲🏼🤲🏼🥰
@zyadahaile5439
@zyadahaile5439 Ай бұрын
💙💙❤️
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤❤
@__-wj7zq
@__-wj7zq Ай бұрын
_ሓደርካ ነሹ ብዓል ግርማ ጋብ ምስ ቆብዕ👌❤ ስላም ዘይፍተዎም መረሕት😢ዋ ለለ ናብ ኩናት🤒 እዚ ህዝብ እዚ ስላምሙ ዝእወጀላ ማዕልቲ ናፍቀያ_
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@tsegawezam1814
@tsegawezam1814 Ай бұрын
ነሸይ ❤ምንጪ ስሓቅና 😂። 🙏ገብሪኤል ሓወይ ኣይበልካን🙏❤😂
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 Ай бұрын
Welcome Neshnesh
@Desertflower-k6z
@Desertflower-k6z Ай бұрын
Ay Neshnesh ሞቦቀል ወዲ ሞቦቆል ግደፍ። ንሱ ንስልጣንያ ግደፈሉ don’t take his job. No one is more or less Eritrean than Bini ❤️
@mhriesolomon1434
@mhriesolomon1434 Ай бұрын
ኣንታ ሕፍር እስኪ በሉ ፈቀዶ ፈስቲቫል ምካድ እንታይ እዩ ለውጢ ከምጽእ 😅😅😅😅 ናይ ገዛውቲ ባእሲ ቀይርኩሞ ቃልሲ
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x Ай бұрын
ነሹ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርትራ ትግራይ በዚ ሎሚ ኩናት እንተተላዒሉ ሓሲብካዮ ድካ ንምንታይ እቲ ህዝቢ ናብ ቤተመንግስቲ ከይዱ ኡይይይይ እምቢ ዘይብል
@minassieshibru266
@minassieshibru266 Ай бұрын
💚💚💛💛❤❤👍አትዮጵያአየረ መነገድ 1መይ
@mhriesolomon1434
@mhriesolomon1434 Ай бұрын
ኣይ በዚኣ እንዲኩም ተጽሉኡና እዞም ተቃወምቲ ትግራዋይ እዩ ገለመለ 😢😢😢
@yonasabraham7366
@yonasabraham7366 Ай бұрын
ጽቡቕ ዜና ነሹ
@liyatTigraweyti
@liyatTigraweyti Ай бұрын
ነሹ ፃሓይ ገፁ❤💙
@toyotaw2500
@toyotaw2500 Ай бұрын
አሜን ብስራት አርእየና ብስራት ገብርኤል ክብረት ይሐብካ
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@nebyat2363
@nebyat2363 Ай бұрын
አዳናይ ወዲ ዓደይ🥰👌🙏
@ST-qz8jf
@ST-qz8jf Ай бұрын
ደቂ ሻዕብያ ምኩሓት ንብሃል፡ ኩላ ኣብ ስጅን ዝኣቱ ናብ ስጅኑ ስርኡ ዝፈትሕ ፈቲሑ ኣላሽ እልክን እኩባት 🐒🦍🦍🦍🦍🐒🐒🐒፡ viva shabia for ever I proud of you so that gohead!!, ከም ቀደምክን ብማይን ጽሓይን እንዳ ትሓረምክን down down issieas tray bela!!. ካልእ ተምጽእኦ የብልክንን 4 ነጥቢ።
@Samuel-hawey9733
@Samuel-hawey9733 Ай бұрын
ማዕበል ናይ ድሕሪት ይወስደላ እዩ መስለኒ ሕብሪ ናይ ተለፎኑ ትነግር ኣላ 😂😂😂😂
@rahwamebrahtu1475
@rahwamebrahtu1475 Ай бұрын
👍👍👌
@hfhfhf8860
@hfhfhf8860 Ай бұрын
አነስ ክድብርኒ ከሎ ናይ ነሹ ናይ ጋዚጣኛ ነሽነሽ እየ ዝሰምዕ ጠባየ ሰናይ ግን እኮ ብጣዕሚ እዩ ደቢሩኒ ዘሎ እንዳ መዳም ዒሲራይ አርባዕተ ድቃሰ የብለይን ማለተይ ዓባይ ሰበይቲ እየ ዘላዕል ከይወፅእለ ስራሕ የለይ ማራ ተጨናኒቀ አብ እንዳ ዓረብ ዘለክን በጃክን ስራሕ ተሓባበረኒ ደሞ ብፆሎትኩም ሓጉዝኒ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@BETESEB1972
@BETESEB1972 Ай бұрын
ዓዋይ በዓል ማይድማ በላዒ ሃመማ ብዛዕባ ካሜራ ይምህር ኣሎ ኡይይይይይ😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@user-qi1qi9jf8w
@user-qi1qi9jf8w Ай бұрын
ኒሺ ወዲ ህዚቢይ❤❤💙💙💙💙👑👑
@gm5215
@gm5215 Ай бұрын
ዓወት ንበራጊድ ንሐመዱ ደቂ መሬት ደቂ ቀይሕ ባሕሪ ደቂ ርስቲ ዓወትና ቀረባዩ
@assafa35
@assafa35 Ай бұрын
Your a right about that 💯💊🥰🥰
@nebyat2363
@nebyat2363 Ай бұрын
ነሸነሸ ሓወይ❤👈👌👍
@HdttRee3
@HdttRee3 Ай бұрын
❤❤❤❤❤💙💙💙💙💪💪💪
@Kingjoy-y8e
@Kingjoy-y8e Ай бұрын
ነሽነሽ ሽኮር
@user-ee4zt5cq7i
@user-ee4zt5cq7i Ай бұрын
ነዞም እንስሳታት ሲ 500 ፓላይስ ክሕልውዎም: ስራሕ የብሎምን ድዩ እዞም ፓላይስ ሽወደን: ግብሪ ክጽዕንዎም ኣለዎም ነዞም ኣብዑር:
@aataat1524
@aataat1524 Ай бұрын
ነሽየ💙🙏💊💊💊🇮🇱💙
@biniamghebreselassie92
@biniamghebreselassie92 Ай бұрын
Wedi agame
@hidatteklom2411
@hidatteklom2411 Ай бұрын
Indeed Neshu happiness is an internal job.
@fitnet7422
@fitnet7422 Ай бұрын
ተጋሩ የሕዋትና እንካዕ ሓጎሰኩም ቢኒ ወዲ ዓድኩም ኮይኑ እንዳ ህግደፍ ድማ ቅርጽ በሉ መን ኮስኪሱ ዘዕበየልኩም ዳኣ ፕርፖጋንዳ ክትሰርሕሉ ሓስብኩም ፈሺልኩም ድማ።
@SenaitBerhe-gg1pl
@SenaitBerhe-gg1pl Ай бұрын
En kem Eritreawin ❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤❤❤
@feventekeste6062
@feventekeste6062 Ай бұрын
Teane zmunyo nay lbey zhenteyo eri tgeray peace and love ❤️❤️❤️❤️❤️
@weghufetwi5868
@weghufetwi5868 Ай бұрын
🤝💙💙💙🌿🌿🌿
@feventekeste6062
@feventekeste6062 Ай бұрын
I love you neshe neshe from my hart to ❤❤❤❤❤❤!
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️❤️❤️
@senuweldeslasie9967
@senuweldeslasie9967 Ай бұрын
Hasawi Abza zelo Seb neshne
@yerustekeste2461
@yerustekeste2461 Ай бұрын
Bini hawey skf keybleka kulatna ab ertra ethiopian nkmet tezarebti tgrigna tegaru ena tgrawaynet kbur mennet ❤
@zetamful
@zetamful Ай бұрын
Eritreawen Tegaru aykonan nay nebeseka geber
@Merimeri-w8z
@Merimeri-w8z Ай бұрын
shlom shlom
@almazmongusu6231
@almazmongusu6231 Ай бұрын
Neshu du bist Vorbild von dese Leute im Sozialmediay 🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@aronbrhane374
@aronbrhane374 Ай бұрын
ኤርትራ ናይ ኢሳያስ ጥራህ አይኮነትን አብይ ንኢሳያስ እስካብ ዝመውት ድጽበዮ ብዙሃት መንእሰያት ኤርትራ አለዋ አብይ ቆልዓ ዝኮነ
@Kbdcitawrodri1716
@Kbdcitawrodri1716 Ай бұрын
ነሽነሽ እባ እዞም ንሓመዱ ኢና ባሃልቲ ብዙሓት friends ኣልውኒ በዚ ናይ ብኒ ዓወት ግን ዝተሓጎሰ ዘይ ብሎም one day ሰቂለሞ እይ ፈልጡን እንታይ ሽግሮም
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 Ай бұрын
Mermirkayom dika?gdn kea aykonen kulu khgos.smiet nay cycle zelewo alo,wey nay kalie sports. Gn kea bzuhat share elomo eyom
@Kbdcitawrodri1716
@Kbdcitawrodri1716 Ай бұрын
@@frewengelmesfn1637 eza mebel salseyti ztawetela si qola sebeyti keyterefu eyom sher elemo lieli 20 zkonu nhamedu ena bhalti gn bqolo ttqo enda axmomuna bgiega nay bini ayetewun
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
ዝበዝሑ ኣነ ዝፈልጦም ኾ ዘርጊሖሞ እዮም ግን ሰብ ነነቱ ርድኢት ዩ ዘለዎ
@mebrihittedros6199
@mebrihittedros6199 Ай бұрын
ዓጋመ እንድዮም
@Kbdcitawrodri1716
@Kbdcitawrodri1716 Ай бұрын
@@mebrihittedros6199 ዓጋመ ወላ እኮሞ ተሓጕሶም እዮም ሓደ ክልተ
@user-ux8jj7yt6b
@user-ux8jj7yt6b Ай бұрын
ባራዩ ኢሰያስን ሽወደንን ዓደንስቲ።፡ ባራዩ ኢሰያስ ክንስዕስዕ ፖሊስ ሓልዉና ። ሽወደን ሩስያ ከይትጭፍጭፈና ኣመሪካ ሓልውና
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️❤️❤️
@helentsegay3458
@helentsegay3458 Ай бұрын
Kwinat yerhkelna masta zi hizbi yewrdelkum 😢
@BETESEB1972
@BETESEB1972 Ай бұрын
ብዓንደ ርእሱ ብሱሩማ ቢንያም ናይና እዩ ናይ ትግራይና ዋይዋዮ ኣቱም ሓማሸን ኢሰያስ ሓጎስ ክሻ ማንኪ ናይና እዮም ልስኩም ትጻረፉ ልሕና ድማ ኩናት ነእትየኩም ንስደት ነጥፍኣኩም ክንውድኣኩም ኢና ሃሳሳት ትዕቢተኛታት😂😂😂😂😂😂😂😂
@SamitiSamit
@SamitiSamit Ай бұрын
መጀመርታ ቢንያም ኤርትራዊ ምኻኑ ኽሕብረካ ይፈቱ እዚ ወዲ ልኽዕ ሓወቡኡ ንቢንያም ኽከውን ይኽእል ኢዩ ግን ኣባሓጉኡ ንቢንያም ኣቦይ ሃይሉ ብወሰን ኻብ ትግራወይቲ ሰበይቲ ዝወለዶ ኸም ዘሎ ፈሊጥና ኣለና ብወሰን ዝተወልደ ኢዩ እዚ ኸረጋግጸልካ ይፈቱ ኻልእ ቢንያም ዋላ ትግራዋይ እንተ ኾነ ውን ጽገም ዘለዎ ኣይኾነን ኩሉ በርኣያ ስላሴ ዝተፈጥረ ሰብ ሓደ ኢዩ ናይ ቢንያም ዓወት ዓይንኩም ደም ስለ ዝመልአኩም ሕርር ስለ ዝበልኩም ነቲ ዓወቱ ሪአኩም ሞራል ኽትህብዎ ዓቅሚ ስለ ዘይብልኩም ሕስድና ስለዝኮነ ስራሕኩም ነቲ ዓወት ናብ ኻልእ ኣጀንዳ ኣምጺኩም ነቲ ዓወት ከትጥፍእዎ ሓሲብኩም እሞ ህዝቢ ኤርትራከ ዋዛዶ እንተ ኸም ባዓል ንስኻ በዳን እቲ ረሳሕ ሰልጠንን ደንቆሮ ውፉዩይ ግን ነዚ ኽልተ ህዝብታት ሓለይቲ መሲልኩም ኩናት ኽትፍሕስሉ ኸይደቀስኩም ትሓድሩ ሕጂ ለመጭመጭ ኣይትበል ኣነ ኽዓርቅ ናይዝበልካ ብመልሓስካ እዚ ሰብ ስቅ እንተበለ ዓሻ ኸይመስለካ ህዝቢ ስቅ ስለዝበለ ጥራሕ ድላይኩም ትገብሩን ትዛረቡን ኣለኩም ግዜ ግን ሓደ መዓልቲ ንኩልኩም ናይ ኢድኩም ኽህበኩም ኢዩ: :
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 Ай бұрын
ክቡር ሓርበኛ ኣቦና ወልዳኣብ ወልደማርያምሲ መቦቆሉ ካብ ትግራዎት ስድራ እዩ ኔሩ ተወሊዶም ዛዓበይሉ ግን ኤርትራ ኔሩ ስለዝኮነካኣ ልዕሊ መቦቆሎም ኤርትራ ዝኮኑ ን ኤርትራ ተቃሊሶሙላ ኣብ ዋዕላ ቤትገርግሽ ዝነበረሉ ሓደ ካብቶም ኣንድነት ዝብሉ ዝነበሩ ኤርትራውያን ንስካ ትግራዋይ ኢካ እንታይገደሰካ ብዛዕባ ኤርትራ ምስበሎም እወ ትግራዋይ እየ ትግራዋይ ኮይነ ግን ኤርትራ ንኤርትራውያን እየ ዝብል ዘለኩ ንስካ ካኣ ኤርትራዊ ኮይንካ ኤርትራ ን ኤርትራውያን በል ይብለካ ኣለኩ ኢሉ ነቲ ኣንድነት ዝብል ኤርትራዉ ሚዒድዋ። ንስለ ኤርትራ ነታ መዳሕንቶም ዝተቀብረላ ኤርትራ ተቃሊሶም ኤርትራዊ ክኦይኖም ኣብታ መዳሕንቶም ዝተቀበረላን ዝተቃለሱላን ኤርትራ ካኣ ተቀቢሮም ስጋብ ሕጂ ካኣ ሓርበኛ ኤርትራዊ ኣቦ ኪይኖም ብታሪኮም ንኮርዕ ኣታ ኤርትራዊ ትግራዋይ ክትከውን ትደሊ ንስካ ክትከውን ዝክልክል የለን ነቲ ኤርትራዊ ትግራዋይ ክከውን ዘይደለየ ናይምቅያር ስልጣን ኪኢልኩም ኩሉኩም ተጋሩ ኮነ ኤርትራውያን ኤርትራ ን ናይ ኤርትራውያን እያ ክትብሉ ተዘይኮነ ስቅ ጡዑም እዩ ኣፍኩም ኣኪብኩም ስቅ በሉ ብከምዚ ሃገራትን ህዝብታትን ክትሓዋውሱ ተሓሲብኩም ግን ህዝቢ ኤርትራ ብሃገራውነቱ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘየእቱ ህዝቢ ምካኑ ምዝካር የድልየኩም ንጽቡቅ ግርቡትናን ስራሕን ተትሓስቡ ማሓሸኩም ቢንያም ካኣ ኤርትራዊ ድዩ ኢትዮጵያዊ ንስኩም ኣይኮንኩምን ትገልጽሉ ባዕሉ ነቲ ኣብዚ ደረጃ እዚ ከይበጸሐ ከሎ ኣብ ጽርግያታት ሞኖፖልዮ ጎደናሓርነት እንዳማርያም እንዳተወዳደረ ምንም ዘየጻሪ እስፖርታዉ ስሚዒትን ፍቅሪ ስፖርት ዝሕላገቱን ጭዋ መንእሰይ ኤርትራን ኣስመራን ህዝቢ ኤርትራ ዝደገፎን ዘተባቦዖን ሞራል ዛሃቦን እንቃዕ ሓጎሰካ ኢልዎ እዩ ህዝብና ንጹህ እዩ ንጽህኑኡ ካኣ ከምዚ ሕጂ ንስኩም ምስታዓወተ ፈራፊርኩም ውዱቅ ዝኮነ ፖሎቲካ ክትሰርሑ ትቃለሱ ዘልኩም ኣይቃለስን ኣይገብርን ከሙኡ ተዝከውን ደምን ዓኣጽምን ኣጻርዩ ምሽ ንዝክልክሎ ኣቦ ቢንያም ጸዊዑ ኣይትከልክሎ ክብሎ ባዕሉ እውን ምስቶም መንእሰያት ከይኩየጥ ምከልከሎ እዙ ጭዋ ህዝቢ ግን ዓድን ዓውድን ኣየጻርን ምሱኡ ብሰላም ንዝነብር ብሰላም ዘንብር እዩ ኣኪልኩም ካብ ዓድን ዓውድን ዛሓለፈ ካልእ ክትዛረቡ ኣይትክእሉን ዓድካን ዓውድጃን ሒዝካ በቲ ክትሰርሖን ክትዓብዮን ትክእል ክትዓብዩ ኣይትሓስቡን ቢንያም ኤርትራ ስለዝበለስ ኖኖ ትግራዋይ ኢልኩም ክትዋጥጥዎን ከተውድቅዎን ኣንቱም ግደፉ ኤርትራ ክትጽዋዕ ዘይምድላይ እንታይ ዓይነት ሕማም እዩ እዚ ግን ኣምላክ ሞጎስ ስለዛሃባ እንዳራኣኩሞ ናትና ኣይናትናን ክትብሉ ንሱ ግን ኤርትራ ኢሉ ብኩራዓት ስም ኤርትራ ክትጽዋዕን ብክብሪ ነቲ ሰናይ ዝሕላገቱ ህዝቢ ኤርትራ ንሱን ኣቡኡን ኣመስጊኖም እዮም ወይለኩም ዳኣ ዝበላዕኩምሉ ጻሕሊ ስበሩ ብዛዓይነቱ ነቲ ከይዕገት ኣይትዕገቶ ኢሉ ክሳብ ወላዲኡ ጸዊዑ ዝማዓደ ኣሰልጣኒ ነቲ ምንም ከየጻረየ ኣብ ጽርግያታት ኣስመራ ተሰጢሑ ናብዚ ደረጃ ንክበጽሕ ሞራልን ደገፍን ዝገበረ ጭዋ ህዝቢ ኢዱ ክትሰብሩ ድቃስ ትስእኑ እምበር ቢንያም ኮነ ኣቡኡ ጽቡቅ ህዝብና ፈሊጦም ነቲ ጽቡቅ ዝገበረ ህዝቢ ኣብ ማሕበራዊ ገጻት ኣፍልቦም ነፊሖም ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ ኢሎም እዮም ስለዚ ኣብ ልዕሊ ዋጠኛ ዝዋጥስ ኣይክዋጥን ከውጠጢ እዩ እሞ ዋጠኛታት ባዕሎም ቢንያምን ኣቡኡን ኤርትራ ኢሎም ኣዋጥዮምስ ኣውጠጠይቲ ተውጠጥዩ ስትር በሉ ከይትዕንቅፍዎ ሓሳዳት ። ሓውቦ ቢንያም ካኣ ወዲ ሓደ ዓመት ዝገደፎ ብዛዕባ ቢንያም ምስክርነት ክህብ ክእለት ብሽግለታ ካብ ኣባሓጎና ክብል ከምሰብ ዘክዕቦ ዘረባን ኢዩ ኣቡኡ ኣብ ኤርትራ እንተኔሩ ኣብ ኤርትራ ንስራሕ ኮነ ንካልእ ንጥፈታት ብሽግለታ ምጥቃም ልምዲ ጥራይ ዘይኮነ ባህሊ ተቀይሩ እዩ ዳሓር ካኣ ክቡር ኣቦ ቢንያም ግርማይ ነቲ ናብዚ ንክበጽሕ ዓቢ እጃም ዝተጻወተ ህዝብን ኣሰልጠንትን ኣመስጊኑ ኢዩ ኣብ ዝገበሮ ቃለምሕትት ኣቦ ቢንያም ዝበሎ ሰሚዕና ኢና ኣነ ይክልክሎ ኔረ ኣሰልጣኒኡ ሉኡል ግን ክእለትን ድሌትን ቢንያም ርእዩ ጸዊዑ ንምንታይ ትክልክሎ ኣለካ ቢንያም ንፉዕ እዩ ስለዚ ኣይትከልክሎ ኢሉምስተዛረበን ብድሕሪኡ ፈቂደሉ ኢሉ ነቲ ናብዚ ደረጃ ክበጽሕ ባብ ዝኮኖ ኣሰልጣንን ህዝብን ከመስግን ኣይተሰመዐን ድዩ መን ኢካ ዳኣ ንስካ ዝበላዕካሉ ጻሕሊ ስበር ትብሎ ከ መን ኢካ። በጃኩም ቢንያም ኤርትራዊ ኢትዮጵያዊ እየ ኢሉ ክሳብ ዝዛረብ ኣፍኩም ሒዝኩም ስቅ በሉ ንሱ ዕላሙኡ ኣብስሩሑን ነቲ እዝኩሉ ዓወት ክረክብ ዘካኣሎ ኣምላክ ኣብ ምምስጋንን ነቲ እዚ ንክሰርሕ ዝተባብዕዎ ስድራቤቱ ህዝቡ ብከመይ የደስት እዩ ዝኣሓስብ እሞ ባዓል ዜሮ ኣየእቱ ኣየውፍር ዝኮነ ሓሳብ ሒዝኩም ንብሉጽ ሓሳብን ስራሕን ዝሰርሑ ኣይትሓንኩሉ። ቢንያም ካኣ ኤርትራዊ ኢትዮጵያዊ እየ ክብል እዩ ባዕሉ ክክክክክክክ ትግራዋይ ከማን ኣይኮነን ክብል ትግራይ ትባሃል ሃገር የላን ኣብ ዓለም ለካዉ ውድድር ትግራት ኣይትፍለጥን ኢትዮጵያ እያ ስለዙ ተጋሩ መራሕትኩም ሃገር ክሰርሑ ዘይካኣሉ ሃገር ክፍሩሱ ዝጽዕሩ እንድዮም ንሕና ሃገር ከነፍርስ ዘይኮና ሃገር ክንከውን ግበሩና ተትብሉ ማሓሸኩም ንቅሑ ወላ ከምዚ ትብልዎ ዘልኩም ቢንያም ካብ ትግራይ ተኮይኑ ኣብትግራይ ውን እንተዝነብር ብዓወት ቢንያም ኢትዮጵያ እያ ምተጸወዐይ ስለዚ ምስዞም መራሕትኩም ዛዓሰብዎም መልመጽቲ ትፋእ ኤርትራውያን ገዲፍኩም ትግራይ ሃገር ኮይና ክትጽዋዕ ብህግን ድሊትን ተለኩ ሃገር ዝሰርሕልኩም መራሕቲ ፍጠሩ ተዘየለ ሃገርና ንምፍራስ ዝግበር ኮንቱ ሕልሚ መራሕትኩም ነንሕድሕድና እንዳጣፋኣና ክነብር እዩ ኤርትራ ኤርትራ እያ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@minassieshibru266
@minassieshibru266 Ай бұрын
መረጫኩም መረጨና መነገድ አየረ ኢትዮጵያ💚💛❤💚💚💛💛❤❤
@abdunasser6228
@abdunasser6228 Ай бұрын
Neshu arkey Ethiopia misrak bahlom eu serki serkty eyom
@AaAa-kq7kh
@AaAa-kq7kh Ай бұрын
ነሹዋይ❤❤❤❤ሓላል ሰብ❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️❤️❤️
@user-jh2vh7dd4s
@user-jh2vh7dd4s Ай бұрын
ኣሌክሳንደር ኢሳቅ መበቆል ኤርትራዊ እዩ ግን ሽወደናዊ እዩ ቢንያም ካኣ ልክዕ ከምኢ
@user-ee4zt5cq7i
@user-ee4zt5cq7i Ай бұрын
ኣብ ማእኸል ብልዕታ ድዩ ዝብል ዘሎ እዚ ደራፋይ????
@jhxjvzhudhhxj3490
@jhxjvzhudhhxj3490 Ай бұрын
ኣጆኩም ቤርጌደይ ናሓመዱ ኣብ ጓኑኩም ኢና
@nebyat2363
@nebyat2363 Ай бұрын
አዳና ጀግና ምቃለይ🥰🥰🥰🥰🥰👌🙏
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi Ай бұрын
ቢዒሎም ኪሲዒሱዒዮምኢቶም ፖሊሲ ዓቢ ቢሲፕዚነሲ።ኒአሲመራ አቢ ሺቃቂ ካሜሪ አሎሚዓኮሪኩም ኪቲሳአሉኹም ፍዙዊ ኒሂሪ ነፋሪቲ ተኾሊፍና።
@user-ke8lb6ft6e
@user-ke8lb6ft6e Ай бұрын
Ane zgermeni seb tehagusu teriom aynim dem zmelom egzetne Mariam adey haderaki ezikulu metfie seb yeanwyo 🕊️🌿🕊️🌿🕊️🌍🕊️
@mhreteabwelde5969
@mhreteabwelde5969 Ай бұрын
Kkk ኣይ ተነቀል ገብርኤል ሓወይ
@tsigeredahager6256
@tsigeredahager6256 Ай бұрын
ወይ ገድ !!ድሕረ ማይ ናብ በዓቲ አየ ነሽነሽ 😂
@user-yu3wu8du7f
@user-yu3wu8du7f Ай бұрын
Neshu nayzi gazetega ethio form kulu amxayo nay kedem sle esayas zekrebo alo
@BerthaGarza-n9k
@BerthaGarza-n9k Ай бұрын
ብዛዕባና እንታይ ይግድሶ እዚ ርጉም ስርዓት፣ ደም ናፊቐ ግዳ ዘይብል
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
✅✅✅
@almazgiday9935
@almazgiday9935 Ай бұрын
ነሹ እዚኦም ክልተ ድቃሉ እሰያስን አብይን ተባኢሶም ከይመስለኩም አይባአሱን እዮም ከምስሉ እዮም ብውሽጣዊ ይራከቡ እዮም አትእመኑ እዚኦም ደም ሰብ ሰትዮም ስጋ ሰብ በሊዖም ዘይፀግቡ ክባአሱ አይክእሉን እዩም ህዝቢ ከህልቁ እተዘይ ኮይኖም ክባአሱ አነ ንነብሰይ አይአምንን እየ ።
@samitesfie5857
@samitesfie5857 Ай бұрын
Hawebu tgraway kkewn ykel eyu bini gn eritrawi eyu
@David-hf2fp
@David-hf2fp Ай бұрын
Gule ybhal
@meraftesfahannes1978
@meraftesfahannes1978 Ай бұрын
ድሓን ነቶም ኩናት ዝሓስቡ ፈጣሪ ባዕሉ ዲል ኣይህቦምን በዓልቲ ቤትካ ድማ ንወዳ ሕሹኽ ኢላ ኪዳነ ምህረት አደይ ብሎሚ ወርሒ ኣብዛ ቤትካ ተምጽኣልካ
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@saronkidane9614
@saronkidane9614 Ай бұрын
Ezgio meharena kerstos wo amlakey hiji kunat ay teryena🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@russomghebremicael3414
@russomghebremicael3414 Ай бұрын
መሳኺን ዝራብዕ ኢሳያስ
@rahelestif2112
@rahelestif2112 Ай бұрын
እቲ ዝአሰርዎ ቃል ኪዳን ከ?😂😂😂...አብየት ኩናት እንተጀሚሮም አኸለ መወዳእታ ዘይብሉ እዩ ክኾን።በቲ በለ በቲ በቲ ዓፋር ሜዳ አለኩም አቱም መጠጥቲ ደም አብኡ ግበርዎ።
拉了好大一坨#斗罗大陆#唐三小舞#小丑
00:11
超凡蜘蛛
Рет қаралды 16 МЛН
王子原来是假正经#艾莎
00:39
在逃的公主
Рет қаралды 25 МЛН
በቀለበታችን ቀን ሰርፕራይዙ ተበላሸ 🥹🙆‍♀️
40:01
ንዓይ ገዲፋያ ምስ ኣቡኣ ትዘዉር ዘላ josias denden
25:48