No video

ነሹ መጸ መጸ/ ንወፉይ ሓዎብኡ/ ሓቒ ዝመስከርዎ ስምዑ/ ጀጋኑ ስድራቤት/መልሲ ሂብዎም/ እዋናዊ

  Рет қаралды 66,889

Neshnesh Tv

Neshnesh Tv

Күн бұрын

ነሹ መጸ መጸ/ ንወፉይ ሓዎብኡ/ ሓቒ ዝመስከርዎ ስምዑ/ ጀጋኑ ስድራቤት/መልሲ ሂብዎም/ እዋናዊ

Пікірлер: 206
@user-fj4ne5qi7k
@user-fj4ne5qi7k 4 ай бұрын
አውራጃውነት አይንፈልጥ ንሕና ኤርትራውያን ኢና አርባዕተ ነጥቢ አኸለ።
@TsegayGmariam
@TsegayGmariam 4 ай бұрын
ተስፋ ይገብር ነሹ ንዉፉይ ጋሻ ገይርካ ዝተፈለየ ሕቶታት ብምቕራብ ሓደሽቲ ሓሳባት ክተስምዐና ❤
@AleneNguse-gq8jd
@AleneNguse-gq8jd 4 ай бұрын
ውፉይ ጅግና ወድ ጀጋኑ እንዲካ ካብ ቀደሞም ስድራካ ምእንቲ ውጹዕ ዝሓልፉ ኢዮም ግን ጥንቅቅ በል ለኽባጥ ዘበን ኢዩ if you are poletian man donot believe even in hause fly ዝብሃል ኣሎ
@tewzoldebereket9952
@tewzoldebereket9952 4 ай бұрын
ሐሳብ ዝብሃል የብሎምን አዚአቶም አንታይ እዬም ክረኽብሉ ጅግና ወዲ ጅግና ሐቀኛ ንሐቂ ዝቃለስ ሐርበኛ እዩ ዕድለኛታት ኢና ተባዕ ሐቀኛ ሐው ስለዘለና
@Ostirch
@Ostirch 4 ай бұрын
ኣኮታተይ ጀጋኑ ደቂ በርሀ ትኩኡ 😢😢😢
@kebedezegirges2840
@kebedezegirges2840 3 ай бұрын
Love the flute it's an amazing sincerer sound heart warming thanks
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 4 ай бұрын
Wufuy is 💯💯💯💯💯💯💯💯 his great semi hgdf:::
@seluselu3925
@seluselu3925 4 ай бұрын
Wufay jegena eka 💚💚💙💚💚💚💚💙💙💙💚💙💚💚💙💙💙💙💙💙💙💙💚💙💚💙💚💙💙💙💚💙💚💚💙
@MulueMelesNguse
@MulueMelesNguse 4 ай бұрын
አረግት ሰደራካ አናተጸረፈ ሰቅ ትበል ሕማቅ ወድ ደቅለፈይ አካ የለን
@zetamful
@zetamful 4 ай бұрын
Meron the only Hero👍👍
@bingo8314
@bingo8314 4 ай бұрын
Endyu gin kemzi nay ngho awli endakone
@user-qc6sk2eg2h
@user-qc6sk2eg2h 4 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💯💯💯💯💯💯wufuy Gigna!
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 4 ай бұрын
ነሽነሽ እዚ ውፍይ ከይደቀሰ እዩ ዝሓድር ዝበለ መንእሰይ ሲ ንሓደ ሰብ ኣዘኪሩኒ ኣብሓደ ሓው ዘዕለለኒ እቲ ሓው ታዓዲሙ ናብ ሓደ ገዛ ከይዱስ ኣብቲ ገዛ ብፖሎቲካ ዕላል ምስተላዕለ ሓደ ካብቶም ኣጋይሽ ኢሰያስ ንኤርትራ ክብል ከይደቀሰ እዩ ዛሓድር ስለኤርትራ ብጣዕሚ ስለዛሓስብ ገዛ ዓጽዩ እዩ ዝበኪ ኢልዎ እቲ ሓደ ሓው ብጣዕሚ ተቆጢዖ ኣንታ ደንቆሮ ኣበይኮይንካ ሪኢካዮ ኢሉ ተናዲዱ መሊሱሉ ይቅሬታ ሰብገዛ ብንኩም ዳርጋ ዝሰተክዋ ምስዚ ከምዚ ኣታሓሳስባ ዘለዎ ግን ኮፍ ኢለ ቡን ክሰቲ ስለዘይክእል ከይንርብሸኩም ኣነክከይድ ኢሉ ወጽዩ ኢሉ ዝገበሮ የዕሊሉኒ። ሕጂ ካኣ እዚ ሓውና ልክዕ ከምቲ ደገፍቱ ኢሰያስ ንኢሰያስ ዝብልዎ ደገፍቲ በየነ ካኣ ከሙኡ እዮም ዝብሉ። ኣብ ሃገርን ሃገራውነትን ምዕናው ዝገብሮ ስራሕ ኣይራኣዮምን እዩ ንሶም ከምቲ ደገፍቲ ኢሰያስ ንሃገር ዘዕንዋ ዘይራኣዮም ደገፍቲ በየነ ካኣ ሃገራውነት ዘዕኑ ዘረቡኡ ከምጠበቅ ርእሱ እናነቅነቀ ዝዛረቦ ኣይኣትዎምን እዩምክንያቱ ብፍቅሩ ዓዊሮም እዪም ኣይጻረፍን እዩ ይብሉ ክገርመካ እቲ ጻቅጥ ሰብ ዋዕዋዕ ኣይብልን እዩ ኢሰያስ እኮ ኣይጻረፍን እዩ ዋዕዋዕ ከይበለ እዩ ነዚኩሉ ኣጥፊኡ ነሽነሽ ወዪ ዳኣ ኣይተወለድኩምን ወይውን ቆሉዑ ኔርኩም ትኮኑ ጉጂለ ዓሰርተ ሓሙሽተ ክእሰሩ ከለው እምበር ንሳቶም እዚኩሉ ክዛረቡን ክቁጡዑን ሕማም ሃገር ስለዝነበሮም ክቃወምዎን ቢሒም ኢሉ ኣይመለሰን ባዶ ሰለስተ ፈንዩ ሃገር ሸይጦም ኢሉ ወረ ነዚሑ ታዓዊትሎም ሕጂ ካኣ በየነ ዝበሉ እንተበልዎ ባዶ ሰለስተ ኣለውዎ ስሊኡ ወረ ነዚሖም ንተጻረርቱ ጌገኛታት ዝገብሩ ። ኢሰያስ ኩሉ ነገሩ ብሰላሕታን ሕማቅ ከይተዛረበን እዩ ዝገብሮ ተጋደልቲ ኣብ 1993 ቺቸሮ ሓኒቆም ከምጽዎ ኮ ሕማቅ ከይተዛረበ ጠቢሩ መሊስዎም ።ካብ መማህርቱን መቃልስቱን ዝነበሩ ዘጥፎኦም እኮ ንሳቶም ብግርህነት ብስሚዒት ብቅንዕናን ዝተሰመዖም ከይዶም ክዛረብዎን ክቁጥዕዎን ከለው እኮ ጥዑም መልሓስ ኣስሚዖ ጠቢሩ እዩ ዝመልሶም ስሩሑ ካኣ ብሰላሕታ ይሰርሕ 👉👉 ኢሰያስ ጌገኛ ምካኑ ዝፈልጡ ዝነበሩ እኮ ውሑዳት ካብ ውስጠዘ ዘረቡኡ ዘስተብሃሉ እዮም ኣብግዚኢ ካኣ እቲ ሓቂ ተረዲእዎም ውስጠዘ ዘረቡኡ በሪህሎም ዝተዛረቡን ዝተቃወሙን እኮ ዝሓቁ ሓቂቆም ዝወጹ ካኣ ካብታሃገር ወጽዪም ባዓል ኣያና ቢትወደድ እኮ ኣብነት ናይዚ እዮ ኢሰያስ ነደ ቢትወደድ ሕማቅ ቃል ተዛሪብዋ ድዩ? ውዝጠዘ ዘረባ ኢሰያስ ዝተሰወጦም ምስተቃወምዎ ብዙሓት ፈተውቱ ሓሰውቲ ተባሂሎም እዮም ሎሚ ኩሉሰብ ንክጣዓስ ደቂ ዓድና ካኣ ካብዚ ደንበ ተቃውሞ ንበየነ ተዘይተጻረፈ ካብ ውስጠዘ ዘረቡኡ እንታይ ምካኑ ዝፈለጥዎ ውሑዳት እዮም ግን ልክዕ ከምቲ ፈተውቲ ኢሰያስ ኢሰያስ ዝገብሩሉ ድገፍቲ በየነ ካኣ ላንጋ ላንጋ ሓፋር ህግደፍ እንዳበሉ ነቶም ዝበራሃሎም ይቅንጽልዎምን የሕቅቅዎምን ፍልልያ ኢሰያስ ስልጣን ስለዛሓዘ ኣብጉድጋድ የእቱ እዚኣቶም ስልጣን ስለዘይብሎም ኣብማሕበራዊ ሜድያ ይዕፍኑ። ህዝብና ለብም ቃልስካ ሃገራውነትካ ክትጽየን ዘይኮነ ኢሰያስ ክትጽየንን ክትኣልን እዩ ሃገራውነትካ ኣጸይኖም ካልእ ኣጀንዳ ዘምጹልካ ኣወጊድካ ሃገራውነትካ ኣሚንካ ንኢሰያስ ምምሓው ይኩን ቃልስካ ብዙሓት በላሕቲ ንፉዓት ሃገራውያን ናይዝኮነ መጋበርያ ዘይኮኑ በዝቦም ዛሓሙ ንፋዓት ተቃለስቲ ኣለው ኣይትቀንጽሎም ከምዚ ሎሚ ነቶም ቅድም ዝቀንጸልናዮም ብምቅንጻልና ኢሰያስ ዝጻወተልና ዘሎ ሎሚ ካኣ ነዞም ንፉዓት ቀንጺልካ ዳግማይ ንዝመጽእ ወለዶ ኣብቃንዛን ስቃይን ከይተንብር ብሉኡካትን ዕሱባትን ኣይትታለልልልልልልልልልል ኣብመወዳእታ ካኣ በየነ ንኩላ ኣወዱእዋ ትብል ዘለካ ነሽነሽ ኢሰያስ ውን ንኩላ ኣወዲኡ ናብወዱ ክሕልፋ ያሓስብ ከምዘሎ ኣይትረስዕ ጻቅጣትን ተንኮሎኛታትን ኩሉጊዜ የዘንጉዑ እዮም ኣምላክ ዳኣ ይረዳኣና ይከውን ካብ ኢሰያስን ወዱን ሓክሊ ዱሙን ኣውጹኡ ነዚ ብሩክ ህዝቢ ኣምላክ ብሩክ መራሒ ይፍጠረሉ
@user-ux8jj7yt6b
@user-ux8jj7yt6b 4 ай бұрын
እዞም ሓወብኡ ንበየነ ኣይጸላእክዎምን ዓዲ ክመላለሱ ደልዮም እምበር ደላይ ፍትሒ እዮም
@amanielabrha6799
@amanielabrha6799 4 ай бұрын
Great
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 ай бұрын
💙💙💙
@zahracouch8452
@zahracouch8452 4 ай бұрын
Right on! 👊👊👊
@user-if1ll1ct1r
@user-if1ll1ct1r 4 ай бұрын
Neshnesh Ane hanti kreta aleni ab seltne personality atak endagbere malet xelie kefeter endaftene kurub astekakl Belo pls
@abrahamybchelsea5276
@abrahamybchelsea5276 4 ай бұрын
Thanks neshu kei lumud
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 ай бұрын
❤️❤️❤️
@amanielabrha6799
@amanielabrha6799 4 ай бұрын
Wow
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 ай бұрын
❤❤❤
@user-ev8yi9kl6d
@user-ev8yi9kl6d 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@sahayabray5699
@sahayabray5699 4 ай бұрын
AMEHARU YEKETELUNA KEBELE DEYOU EZZE SEBEAY
@AlemMesfin-ek1sh
@AlemMesfin-ek1sh 3 ай бұрын
Love and respect your family be proud of the martidom and your family seltene is stipude nothing to be proud.
@user-pm4ie1ro5x
@user-pm4ie1ro5x 4 ай бұрын
❤❤❤❤
@yordanoskidane5394
@yordanoskidane5394 4 ай бұрын
Chaw Zehawey😂😂....Neshey u r ma best❤
@heyabisak6814
@heyabisak6814 4 ай бұрын
Meron haki tezaribka men emo yesmeaka berged nehamadu ajona
@haliualemseged8274
@haliualemseged8274 3 ай бұрын
❤❤❤❤xebuki hasab alo
@danielshimendi7618
@danielshimendi7618 4 ай бұрын
Neshnsh haweyDhay Helen kemdilay itay aleka
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 ай бұрын
Ai jeganuna yebralna admen tana. Yhbkum nakum hizna ena ngaz Zena .jeganuna❤❤❤
@mai-maele29
@mai-maele29 4 ай бұрын
ድሕረት ሕመቅ ኢዩ እምበር እዞም 10 ጎበዝ ክንደይ ምወለዱ ክንደይ ምፈረዩ እታ ሃገር ብpopulation ጥራይ ኣበይ ክትበጽሕ ይግበኣ ኔሩ ጥራይ ክርደኦም ይግበኦም ግድን ከኣ ኣይኮነን ኩሉ ቤተ ሰብ ሓደ ዓይነት ኣተሓሳስባ ክህልዎ
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 4 ай бұрын
ነሽነሽ ጽፉፍ መደብ ኣለካ ኩሉ ዘማልአ እዩ ቐጽሎ❤
@abeabatesfay6609
@abeabatesfay6609 4 ай бұрын
ዉፈይ ጅግና ጅግና ወድ ህዝቢ ❤❤❤❤❤❤
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 ай бұрын
Anera alem blae mskrnatka jigna❤❤❤
@user-og7sm9qn6p
@user-og7sm9qn6p 4 ай бұрын
Merry anbesa keep going 🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@Tusfai
@Tusfai 4 ай бұрын
ገለ እንዲዩ ወሪድወ ዝህዝቢ 🐬🐬🐬🙏🌍🌍🌍 ጎሓፍ ተደፊኡና
@user-lh4jo5pl1e
@user-lh4jo5pl1e 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ለባም ኢኻ l hope you to have long live for you.
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 ай бұрын
🙏🙏🙏
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 ай бұрын
Hgi euzedlio zelo srat hemasen kale tray eu zelwo❤❤
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 ай бұрын
Ylmunkum alewu begakum marina srat hemasen knebr sne hesab eu astewalu antay hnta hzbi tedalo❤❤❤
@azebtewolde9624
@azebtewolde9624 4 ай бұрын
Yeshu willkommen Amlak ybarka.❤❤❤
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 4 ай бұрын
Wfuy are the best 👍💙👑🤛
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 4 ай бұрын
💙💙💙💙💙
@samibest4267
@samibest4267 4 ай бұрын
Gud tray ilka denaqur 10 kea ybl afu meliu
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 4 ай бұрын
ወይ ሕማም ትግሪኛ እንዳተዛረብካ ምስ ተጋሩ ዘራኽብ የብልናን ወዲሓወቦ ውፉይ ? ? ?
@queengaleri5184
@queengaleri5184 4 ай бұрын
Neshu abi seb edmen tienan yhabeley haweyy! Nice 👍🏼
@saratesfagiorgis6898
@saratesfagiorgis6898 4 ай бұрын
Neshnesh keep doing
@almaztesfamicael5942
@almaztesfamicael5942 4 ай бұрын
Neshu Shikorrr🎉
@SamiraSamira-zn4su
@SamiraSamira-zn4su 4 ай бұрын
ዉፈይ ጅግና ወድ ህዝቢ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
@kibranegash2339
@kibranegash2339 3 ай бұрын
Bsemam kabzi nlali menyu ertrwi
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 ай бұрын
Veri veri good meron tebika wesinka kab seclel dihinla❤❤❤❤
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 ай бұрын
Mengstkum Ke yhgzdo nswatu hlfnetu antay tewxiu female serikas Gn Ur gnbhu ylbu❤❤❤
@kiflemariamtesfahawariat8461
@kiflemariamtesfahawariat8461 3 ай бұрын
ክሉኹም ተዛረብቲ ቃላትኩም ኣርምዎ። ንስኹም ክትብሉ ከሎኹም ንሓደ ሰብ ኢኹም ተመልክቱ ዘለኹም፡ ንብዙሓት ኣብ ክንዲ ንስኹም ንስኻትኩም ኢልኩም ተዛረቡ። ንሱ ንሳ ንሓደ እዩ ዘመልክት፡ ንሰን ወይ ንሶም ዝብል ቃል ድማ ብዕድመ ዝዓበዩ ወይ ንሰብ መዓርግ ንዘሎዎም ዝጥቀስ ቃል እዩ። ካልእ "የሕዋት" ዝብል ቃል ጌጋ እዩ፡ እቲ እሩም ኣሕዋት/ኣሓት እዩ ዝብሃል ኣዚ ወድሓንኩም።
@mulualemaraya7716
@mulualemaraya7716 4 ай бұрын
Massive like neshu
@rahwagere4062
@rahwagere4062 4 ай бұрын
Wufuy jegna❤ Seltena 😂😂
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 ай бұрын
Pawlos herbana tekasay tekalasay bal tarik EU waza MS kumnegar❤❤❤❤
@abibabraham8763
@abibabraham8763 4 ай бұрын
, እሞ ዉፍይ ስለ ትግራይ ደአ እንታይ የሕለቆ
@Natsnetkbreab
@Natsnetkbreab 2 ай бұрын
Neshu hawey kemey amsiki neshuye marey bejaka eba hanti nger feber gebreley ny meron tell amxaley
@user-ku4xh8ln3b
@user-ku4xh8ln3b 4 ай бұрын
Kkkkk ብርገድ ንሓመዱ ❤❤❤❤❤
@yemaneandemichael5123
@yemaneandemichael5123 4 ай бұрын
Wufuy the best 🌿,seltene gn nay bhaqi hasab zero
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 ай бұрын
Hgi ztehza ksgogu eu zelawom dbuk ajendom kmexa eu❤❤❤
@nakuragrimay4085
@nakuragrimay4085 4 ай бұрын
ሓበራዊ ሕጊ ክሳብ ዘይተገብረ ቃልሲ ስጉምቲ ኣይከይድን ኢዩ ምኽንያቱ ብኣውራጃ ዘይተጸልወ የለን ምኽንያቱ ረብሓ ዝዓብለሎ ቃልሲ ኮይኑ ግን ሓደ ከባቢ ጥራይ ኢዮም ከምዚ ኮይና ኢሎም ከማርሩ ዝረኣዩ ዘለው ነገር ግን እቲ ሓቂ ናብዚ ቃልሲ ክመጹ ከለው ክቃለሱ ኣይኮኑን ዝመጹ ዘለው "ኣብ ሂወት ኩሉ ግዜ ሰላይ ኮይንካ ንበር ዝብል ጽሑፍ ኣሎ ስለዚ ኣሰተውዒልና ንቃለስ።
@LamekBiday
@LamekBiday 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@haskotom
@haskotom 4 ай бұрын
ኣብ ልዕልኻ ዘለኒ ርድኢ ብዙሕ እካ እንተኾነ ገለ ገለ እንተ ተወግዶም ዝሓሸ ኮይኑ ይስምዓኒ ቐዳማይ ነገር ክተማልኦ ዘለካ ሃገራዊ ሙኻን ካልኣይ ካብ ሃይማኖታዊ ዘይሙኻን ሳልሳይ ብኣዉራጃ ወዲ ኣዉራጃ ዘይምስራሕ ራብዓይ ጸቢብነት ምዉጋድ ሓምሻይ ንሓትነኻ ቅድሚ ኣደኻ ዘይምፍቃር ማለተይ ፈለማ ንኣደኻ ኣፍቅር ድሕርኡ ንሓትነኻ ወዘተ ምስ ተዘዉትር ኩሉ ሰብ ክስዕበካ እዩ በሪሁልካ ክኸውን ተስፋ እገብር እንተ ተጋጊየ ድማ ኣል ቀልጣን መርሑም ኢልካ ሕለፎ😂
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 ай бұрын
Reu jignet zewfaeu akeguzay si agame te ahilkm zgerm eu ❤❤❤
@RutaOkubay
@RutaOkubay 4 ай бұрын
Wufuy king❤❤❤❤❤
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 4 ай бұрын
Welcome Neshensh
@ematsegay7137
@ematsegay7137 4 ай бұрын
Seltene donqoro😢😢😢
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 ай бұрын
Bazmaxka gerka lmano ntekalasay mare kndey asgiawom sle zelo eu❤❤❤
@selamselam6517
@selamselam6517 4 ай бұрын
Wufuy natna❤
@filifilimon4361
@filifilimon4361 4 ай бұрын
Neshu Love ❤❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 ай бұрын
❤️❤️❤️
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 4 ай бұрын
❤❤❤አብዛ ሜሮን ዝተዛረበላ ብዝዓባ ምጉባዝ! ወላዲተይ አነ ጎቢዝካለይ ኢላ አብክንዲ ምሕጋስ ኩሉ መዓልቲ አንታ ከም ስገም እንዶ መዓልታዊ አይትውሰኽ ከም ጣፍ እንዶ ቀስ ኢልካ ውስኽ ትብለኒ ኔራ!! አየሕዝነካን ናይ ኤርትራዊት አደ ትጽቢታን ጋሂአን?? ዘይዘራእካዮ ዘይጸሃካዮን ዋላ ሓንቲ አስተዋጽኦ ዘይገበረን አብ ዓውዲ ምህርቲ ክትሓፍስ ተዳሊኻ እንከለኻ ንዓኻ ሰጉጉ እቲ እኽሊ ሓፊሱ ይወስዶ! እዚ እዩ ዝግበር ዘሎ ህዝብና!!ብህግደፍ!!❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 ай бұрын
💙💙💙
@MulueMelesNguse
@MulueMelesNguse 4 ай бұрын
አጀካ ወፈይ ጀግና አካ አብ ገደንካ አና
@brgednihamedu9389
@brgednihamedu9389 4 ай бұрын
Entay 4 siat dia wufuy 7*2= 14 seatat u zizareb wey zimihir
@tsegalove8178
@tsegalove8178 4 ай бұрын
ትግራዋይ ከይበሃል ተሻቂሉ ሞይቱ እዚ ሰብኣይ ክክክ😅
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 ай бұрын
Tsebk awe antay dea ktgber tekamirka xbuk aleka ❤❤❤
@user-ps3fk8wx4f
@user-ps3fk8wx4f 4 ай бұрын
neshu asli
@edenhaile5170
@edenhaile5170 4 ай бұрын
Owwww meron btaemi ttenkife 😢😢😢
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 4 ай бұрын
ሻሎም ሻሎም ሻሎም....ጋዜጠይና ነሹ💙💌💙💌💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 ай бұрын
🙏🙏🙏
@akiaki4783
@akiaki4783 4 ай бұрын
@@neshnesh_show ነሹ ደረቀኛ ጋዜጠኛ በቃ እዛ ጋዜጣንነት ብዘይ ቅዋምን ምርጫን ኮፍ ኢልካያ!
@abrahamtewelde7515
@abrahamtewelde7515 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tesgamezgobo2787
@tesgamezgobo2787 4 ай бұрын
Neshu. King❤❤❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 ай бұрын
❤️❤️❤️
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 4 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏💙💙💙💙💙
@kifleguesh6526
@kifleguesh6526 4 ай бұрын
Neshu wetru blux❤❤❤❤❤❤💙💙💙💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 ай бұрын
❤️❤️❤️
@helenhelu2049
@helenhelu2049 4 ай бұрын
Selam Kubur Gazeteja Nesnesh ❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 ай бұрын
❤️❤️❤️
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 ай бұрын
እዛ ቃንዛ ወገንን ዓድን ኣብ ሕማም ብዓል ሰልጠነ እያ ዓው ኢልኩም ተዛረቡላ ፍትሒ ርኸቡላ ኣይትሕመቑ ብሩኻተይ ሓደራ።
@AlmazGhezai-eu7xo
@AlmazGhezai-eu7xo 4 ай бұрын
💙💫👌🏻💪
@arongezai189
@arongezai189 4 ай бұрын
Neshu jgna 💙💙💙💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 ай бұрын
❤❤❤
@abdumehammed2858
@abdumehammed2858 4 ай бұрын
እሞ መንግስቲ እንተዘይ ሓገዞም ዓጋመ ድዩ ክኸውን
@yohanneshaile8904
@yohanneshaile8904 4 ай бұрын
Nskan sematkan mhret ywrdelkum.
@woredeimam6966
@woredeimam6966 4 ай бұрын
ጎደራዌን እኮ የሕዋትና ካብ ኤርትራ ዝኸዱ እዮም
@millenmebrahtom7976
@millenmebrahtom7976 4 ай бұрын
ሕጂ ድማ ንዓወት ነቲ ወዲ ኣከለጉዛይ ጸቢብ ክብሉ ደልዮም እዮም ፡ክክክክ ኣናፍራ ቆቛሕ ዘይፈልጥስ ኣይሃዳናይን ተንኮለኛታት ።
@shishayhadsh547
@shishayhadsh547 4 ай бұрын
ምውቃስ ጥራይ ዘይኮነ እታ ዓዲ ኣሕዲጎሞ እኮ
@senaitabraham3763
@senaitabraham3763 4 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉
@paul_eagle
@paul_eagle 4 ай бұрын
ጋዜጠኛ ነሹ 😂💙
@Hiriti-gs4bk
@Hiriti-gs4bk 4 ай бұрын
I Stand with wufuy.
@Mmm-fm2vx
@Mmm-fm2vx 4 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@heyabisak6814
@heyabisak6814 4 ай бұрын
💙🌿💙🌿💙🌿💙
@yoditfkrieuhiwetey3333
@yoditfkrieuhiwetey3333 4 ай бұрын
Bejakum adtatna kuratna eka etekone nana gn mefalaleyna eu koynu hzbi kem mefalaley eu zreyo
@tesfaalemabadu1241
@tesfaalemabadu1241 4 ай бұрын
ነሽነሽ እዚ ናይ ፓካጋሎ ዝዛረብ (ብርገድ ንሐመዱ) ግርማይ ሳንድያጎ ድዩ?
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 ай бұрын
ሓዉ እዩ ።
@kibranegash2339
@kibranegash2339 3 ай бұрын
Kmza hawebu nfuye mletyu
@user-jh5ol1ez8e
@user-jh5ol1ez8e 4 ай бұрын
Meron gasha whji ysedka
@ggToronto241
@ggToronto241 4 ай бұрын
Wuffy wedi hezbi bale metkale
@amhadaritewelde4097
@amhadaritewelde4097 4 ай бұрын
ፍትዊ ጅግና ተሰጊጉ 😂😂😂ትሩፍ እሞ እዚ ቃልሲ ክንገድፎ
@user-hk5zn3bw7o
@user-hk5zn3bw7o 4 ай бұрын
ካብ ተጋሩ ኣምሓሩ ይቀርቡና እቲ ሓታቲ ግን ብከመይ ኢሉ ክሓቶ ነይርዎ ነይርዎ 😂😂 ነሹ መልሲ ትህቦ ደስ ይብለኒ♥️😘😂🤣🤣
Son ❤️ #shorts by Leisi Show
00:41
Leisi Show
Рет қаралды 10 МЛН
Aminey -  ኣሚነይ // New Eritrean Movie //  Full Movie//
1:01:54
Aguadu Entertainment
Рет қаралды 141 М.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,2 МЛН