Solomon Yikunoamlak - Harirey (HAREGU 2) New Ethiopian Tigrigna Music (Official Audio)

  Рет қаралды 410,557

Liham Melody

Liham Melody

6 жыл бұрын

Solomon Yikunoamlak - Harirey (ሓረጉ ቁ2) New Tigrigna Music 2018
subscribe ► goo.gl/e32poa
like us on Facebook ► goo.gl/MnD2OQ
follow us ► goo.gl/KMEvdo
► / lihammelody
unauthorized use, distribution and re upload of this content is strictly prohibited
Copyright ©2018 Liham Melody
#tigrignamusic #africanmusic #LihamTigrignaMusic #tigray #ethiopianmusic

Пікірлер: 607
@brhanublack4099
@brhanublack4099 6 жыл бұрын
ትግራዋይ ንጉስ ትግርኛ ተበልክዎስ ትስማዕምዑዶ ተጋሩ ሽኮራት
@lilaygebremedhin7141
@lilaygebremedhin7141 6 жыл бұрын
Brhanu Black tikikle
@rozroz9244
@rozroz9244 6 жыл бұрын
😍👑👑👑👑👑👑👑👑👑💟💟💞💕💕💕💖💖💕💕💞💗💟💖💕💕💕💞💝👏👏👏👏👏👍👍👍👍👍👍👍👌👌👌👌👍👍👍👍👍👍💪💪💪💪💪💪💪✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊☝☝
@user-fg6hm7dx2z
@user-fg6hm7dx2z 5 жыл бұрын
Brhanu Black yes bro
@user-md9nm8dx2s
@user-md9nm8dx2s 5 жыл бұрын
10000000000000000000 ቁጽሪ ዘይብሉ እምበር ጀግና ጀግና ጀግና
@user-md9nm8dx2s
@user-md9nm8dx2s 5 жыл бұрын
ክንድምንታይሞ ላይክ ክህበካ በቃ ልበይ ሂበካ ሀወኒ ናተይ ጀግና
@user-hd5ok1rd4p
@user-hd5ok1rd4p 6 жыл бұрын
አየ ትግራዋይ ምኳን እኮ ትዕድልቲ እዩ ካብቲ ለዋህ ፍቅሪ ትዕግስተኛ ሰለማዊ ጅግና አንበሳ ህዝቢ ሰላምኩም ይብዛ ንኹለኹም ደለይቲ ሰላም ህወሓት =የትግራይ ህዝቢ ንዘይትፈልጡ ሰለሞን በርትዕ ቆንጆ ስራሕ💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@meazahaileslassie.5299
@meazahaileslassie.5299 6 жыл бұрын
#ሰለሙን ይኹኖ ኣምላክ ካብ ኩሎም ኣርቲስትታት #ሰለሙን ጥራይ እዩ ኣብ ጎኒ ህዝቡ ዝቖመ እወ ንሱ ጥራይ እዩ ናይ ህዝቡ ሕማም ዝተሰመዖ።#ኣርቲስት ማለት ከምዚ እዩ ፍቕሪ ኣብ ዘይብሉ እዋን ብዛዕባ ፍቕሪ እናደረፊ ኣእዛና ዘደንቁሩና እወ ናዓቶም ፅቡቕ መርኣያ #ሰለሙን ይኹኖ ኣምላክ እዩ።ሰሉየ ሕጂ ፅቡቕ ንፋስ ይናፈስ ኣሎ ሰላምን ፍቕርን ይዘንብ ኣሎሞ ኣምላክ ይመላኣዮ።ናዓኻ ድማ ሰላምን ፍቕርን ይሃብካ።ከምቲ ኣብ ጊዜ ሕማቕን ፅቡቑን ምሳና ዝኾንካ ኣንሕና ድማ ኣብ ጎንኻ ኣለና። #ከይኹሪ ኣለኒ ፍቕሪ #ከይርሕቓ ምሳይ ጠቢቓ #ከይሓድጋ ኸፊለ ዋጋ #ይቕረ #በልክዋ #ከሲበ ብምፅማመይ #ለቢማ ፍቕረይ ዓለመይ #ሒምዋ ወዮ ሕማመይ #ይቕረ በልክዋ
@tigstigirmayaraya2208
@tigstigirmayaraya2208 6 жыл бұрын
ይበል ጥበብ ሰሌ ሐውና ስለቲ ስምዒት ህዝብካ ተረዲእካ ብውሕሉል ቃላት ስለገለፅካልና ኣዚና ኢና ነመስግነካ
@mielamedia8697
@mielamedia8697 6 жыл бұрын
ኣቤት ኣቤት መልእኽቲ ትግራዎት ኣሕዋትና እስኪ ኣስተውዕሉ
@abrarautomechanic9418
@abrarautomechanic9418 6 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዓባይ መልኢኽትይ ኢያ ሓረጉ ቁጽርይ 2=
@loveyoumom5023
@loveyoumom5023 6 жыл бұрын
ፅቡቕ መልእክቲ እዮ ንዝረዱኡ
@yirgalemtadesse2868
@yirgalemtadesse2868 6 жыл бұрын
ይቕረታ ንሰላም ይቕረታ ንፍቕሪ ኣቱም ዑጉሳትን መስተዋዓልትን ጀጋኑ ተጋሩ መን ከም ትግራዋይ ኣጆኹም ናትና ኣቱም እንዳሐረጉ ሰብኩም እባ ሓዙ 💪💪💪💪
@danielghebre5846
@danielghebre5846 6 жыл бұрын
Ajoka wedi tgringna
@embayezale5645
@embayezale5645 2 жыл бұрын
ሡቅበል ሓሳዊ
@HA-ox3eo
@HA-ox3eo 6 жыл бұрын
ከይኹር ኣለን ፍቕር ፡ ከይርሕቓ ምሳይ ጠብቓ ፡ ከይሓድጋ ከፍለ ዋጋ ፡ ይቕረበልኩዋ ፡ . . . . . . ኣቱም በለዕት ሕድር ንዓኻትኩም እዩ ይረዳእኩም የቐነየልና ሰልየ ጀግና ወድ ህዝብ። 👍👍👍👍👍👍👍
@user-yl3zj1kq6w
@user-yl3zj1kq6w 6 жыл бұрын
ሴሌ በጣም ነው የማደንቅክ ከዚ የበለጠ እንድትስራ እመቤቴ ማርያም ታግዝህ።
@ritahayle245
@ritahayle245 6 жыл бұрын
ከይርሕቓ ምሳይ ጠቢቓ ከይሓድጋ ከፊለ ዋጋ♥ ሶል ምቁር ቃላት ሲነልካ ፈጣሪ ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ ኣታለባም
@user-fr8dt4cy3n
@user-fr8dt4cy3n 6 жыл бұрын
እሰይ ጥዑም ድምፅ ሶልየ እማን እወ አይደልን ናማተይ አይህብን ታና ተይ መንነተይ ታመሬተይ ትክክል ወድህዝብ👌👌👌👌👌👌👌👌👌💚💛💜
@selamyeedagahamuslij5717
@selamyeedagahamuslij5717 6 жыл бұрын
Jegna wedi adey mearey hakka abzi hezi ewan ykr mbhahal ena mthbbar eyu zedlyena nhna tegaru so ketslelu zhawey 😍😍😍
@zelaofficial5875
@zelaofficial5875 6 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ኩላኩም ነዛ ጽሕፈት እተንቡቡ ዘለኩም ሰላም ወሰናይ ንኩላትኩም ይምነየልኩም ብሩክ ምዓልቲ ❤️❤️❤️❤️
@gezanatube7966
@gezanatube7966 6 жыл бұрын
ZELA Official amen nikulna
@fevenbelete2824
@fevenbelete2824 6 жыл бұрын
ZELA Official amen amen
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 6 жыл бұрын
Zela official..the same to you mearr amen!!
@selamyeedagahamuslij5717
@selamyeedagahamuslij5717 6 жыл бұрын
ZELA Official nseb selam zmne selam yhabo 😍😍
@dawittesfealem4464
@dawittesfealem4464 6 жыл бұрын
ZELA Official amen3 😍
@henokkahsay2327
@henokkahsay2327 6 жыл бұрын
ሰሌ ኣንበሳ ቁፅሪ ክልተ ሓረጉ ንሕና ንሓድነትና ሸጥ ማዓንጣና ትርጉምና ናይ ሰላም ቅኒቴ ዕላማና ሓንትን ሓድነቴ ይኣክለና ሞት ውዲሞቴ ፅላእና ፀሊም ይቀነቴ ኣስሙዑና ጥዕም መለለከቴ ኣተ ሳኣነን መልኡ በረከቴ ኣቅስንዋ ወላዲት ሓየቴ እልና ዲና ስጋ ስዋኣቴ ኣይትበደል ምድሪ ስዋኣቴ ንሕና ንሓድነትና ሸጥ ማዓንጣና ,,,,,,,,,,,,?
@user-ps4rs3hf1u
@user-ps4rs3hf1u 6 жыл бұрын
ሓንቲ ግዜ እስቲ ከቸገረኩም ላይክ እሰኪ በለን ከም ለማዓንቲ ታሓግሰ ንታ ዝፀበያ ዝነበርኩ ብተስፋ ሰምራትለይ እሞ
@rozroz9244
@rozroz9244 6 жыл бұрын
😍👑👑💟💟💞💝💕💔💕💖💞👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏💋💋👄👄👄💋💋💘❤❤❤❤❤👍👍👍👌👍💪💪💪💪💪💪💪✊✊✊✊✊✊✊✊💪💪💪💪
@letigebru9382
@letigebru9382 5 жыл бұрын
Nu
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d Жыл бұрын
ሰልዎይኒ💘👌ኣቦ ትግርኛ ኣቦ ጥበብ ኩሉ ዝዓደለካ ዕድን ጥዕናን ይሃብካ ዓለመይ💓💛💓🙏🙏🙏
@jjjjkjdkvdbkbd4638
@jjjjkjdkvdbkbd4638 6 жыл бұрын
ሰሌ የኔ ማር ልክዕ እዩ ርእሲ ዘለዎ ዓብዪ መልእክቲ አለዎ ናማትና እውን አይንደልን ናባዓልና እውን አንህብን ፍቅር ያሸንፋል መተካእታ ንተም ዝሞቱ ሐደ ንስኻ እካ 1000 ዓመት ኑሩልኝ
@rozroz9244
@rozroz9244 6 жыл бұрын
😍👑👑👑👑👑👑👑👑💗💟💞💖💔💔💔💕💕💝💝💕💕💔💕💕💖👏👏👏👏👏👏❤💘💋👄👄💋💋💘💘👍👍👍👌👌👌👌💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪✊✊✊✊✊✊✊💪💪💪
@user-ei2ct1nz9z
@user-ei2ct1nz9z 6 жыл бұрын
ንዓካ ዝኮኑ ቃላት የብለይን ሰልየ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ኣጆካ ዝሓወይ
@user-pq3zt4ns1c
@user-pq3zt4ns1c 6 жыл бұрын
ልቢ ግበሪ ሓረጉ።
@user-ec9zx4ob9r
@user-ec9zx4ob9r 6 жыл бұрын
ሰሌ ናይ ባሓቂ ለባም ሰብ ጅግና ወዲ ትግራይ ከማካስ ሽሕ ይወለድ አንከይ ሓየክኻ ተዋሓጥ መለአክቲ እያ ልቢ ዘለዎ ልቢ ይበል
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@genetgeryeiamproudoftigray3032 6 жыл бұрын
እስይይይ ሶል ጅግና ኬፍ ኣለካ ሕበሩ ተሓባበሩ ደቂ ትግራይ ዓደይ ንሃገርና ንልምዓትን ሰላምን ንገስግስ
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 6 жыл бұрын
Ewe tegaru nadina ngesgs haki nay gidn yu:: halafnet alena ntgrayna.
@fitsecasi1795
@fitsecasi1795 6 жыл бұрын
ሰለ ጥዑም ደርፉ ፣ ንኩሉ በቲ ዝርደኦ ንከተረደኦ ፋሕተርተር ምባልካ ብጣዕሚ የድንቐካ ።
@user-cj6lx6np5y
@user-cj6lx6np5y 6 жыл бұрын
ብጣዕሚ እየ ዝድንቀካ ሰሌ ሓወይ ንፉዕ ቀጽለሉ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ❤❤❤👌👌👌👌
@user-eq2tw8zs7c
@user-eq2tw8zs7c 6 жыл бұрын
ውይይይይ የዚን ልጅ ዘፈን ስወዳቸው ውይይይይ ነብሴ ነው ሰሌ በርታ 🙋❤😘😘😘😘
@sweethartbaby829
@sweethartbaby829 6 жыл бұрын
God bless you soly good job 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@user-eq2tw8zs7c
@user-eq2tw8zs7c 6 жыл бұрын
sweet hart baby ክክክክክ😍😗👍
@haregot1257
@haregot1257 6 жыл бұрын
ከምዚ ዝበለ አደብ መትሓዚ ምክሪ ብኪነ ጥበብ ግቡእ እዩ'ሞ ... gaint respect sol.
@yoniyoyo6393
@yoniyoyo6393 6 жыл бұрын
እወ ህጂ ድኣ ልብ ጌይራኮ ህወሓት ሃረጉ ምስ ህዝባ ተሃዊሳ ተሃዲሳ🙏🙏🙏 ብራሶ ሰሌ ንጉስ ደርፊ
@brabi6594
@brabi6594 6 жыл бұрын
እውይይይይይይ ክፈትወኩም እንቋዕ ናተይ ኮንኩም ኩርዑ ትግራዋይ አጆካ አታ ጅግና ወዲጅግና ቃልኪ እናዓፀፍኪ እወ አታ ሽኮሪና ሓወይ ናተይ ንገረለይ እባ
@Luwam48
@Luwam48 10 ай бұрын
ሓረጉ ንዓና ክትሕርረና እምበር ፍፁም ዝሕሻ ኣይኮነን። ሚልዮን ትግራዋይ ገቢራ ፍርቂ ትግራይ ሸይጣ ሚልዮን ከዓ መንበሪ ኣልቦ ጌራቶ ኣላ😢😢😢😢
@semhalhailezgi4295
@semhalhailezgi4295 6 жыл бұрын
ኣሚን ሃሪር ኣይደልን ናማተይ ኣሚን ሃሪር ኣይህብን ናተይ.. ....መንነተይ...ደላዪ ሰላም መስተውዐሊት÷ኣርሕቃ ትጥምት ትግራይ ደላይት ሕውነት ÷ዘይትፈቱ ህውከት ትግራይ። ሰላም ኪኪኪ ይብዛሕ። ሰልየ ወዲዞም መሪር ሓሙቶም። ኣድ ናቂትካ እየ.
@almazgiday9935
@almazgiday9935 6 жыл бұрын
ትክክል ዝሐወይ አቱም ጀጋኑ ዐዲ ጀጋኑ ንባራታታዕ ከም ቀደምና አቱም ደሌቲ ሰላም ካብ ቀደም ደሌቲ ፍቅርን ሰላምን ሰላምኩም ይብዛሕ ፍቅርና ፅኑዑ እዩ ትግራዋይ እሰይ እሰይ አሕዋት ይበል ጌታ ምሳኩም ይኩን
@melatmelat3015
@melatmelat3015 6 жыл бұрын
Solye marey tnx ere adey aytenkuelay bea zemtseni nayman weshtey eyu zehmni nayna aynhben zeyayna La ayndeliy
@halefomberhe214
@halefomberhe214 6 жыл бұрын
ተጋሩ ካብ ኩሉ ግዝየ ሕጂ፡እዩ ጥምረት ዘድለና አብ ስደት ዘለና ዋላ አብ ዓዲ ዘለና ሕጂ ኢና ንጠምር ንጠንቀቅ አብ መንጎና አትዮም ፋሕ ከብሉና፡ዝሓስቡ ግን፡ዘይሕሰብ እዩ ንሕና ተጋሩ ገድድና ንጥንክር ገድድና ንክብል በር አባና አትዮ ፋሕ ዘብለና የለን እዩ ዘይሕሰብ እዩ so ኩሉና አብ፡ዘለና ሃልና፡ንጣናኸር ብሩኻተይ ሰሰናዩ ንኩልኹም ተጋሩ ሰላም ንዝደሊ ዉን ከም ተጋሩ ሰሰናዩ ንምነየሉ so ሰልየ ክአ ታይ ክወጾኦ 99% ኩሉ ምሉእ
@user-rj9xi4gb8y
@user-rj9xi4gb8y 6 жыл бұрын
ንኽድ ጥራይ ናይ ኣኽሱም ሙሰሊም ፍትሒ እሰከብ ዝረኽቡ ዝጥመር ትግራዎይ የለን ወለ ፉሕ ንበል ተቓሊሶም ሞይቶም ሓንኪሶም መሰጊድ መሰገዲ ሲኢኖም ሰለዚ ዝጥመር የለን ዝሓወይ ክትሓሰብሉ ዝግባእ ጉዳይ እዩ
@genetyamane3832
@genetyamane3832 6 жыл бұрын
ንኽድ ጥራይ absher sebay
@johnabraham5378
@johnabraham5378 6 жыл бұрын
ጎል ሸረ ፃዕዳ ጥር ኢልኪይ ናብ ሃይማኖት ኣትእተዊ ዘይተፅሓፈ ኣተንብቢይ
@user-rj9xi4gb8y
@user-rj9xi4gb8y 6 жыл бұрын
John Abraham እሞ ኢለ ኣለኹ ምጥርናፍ የላን ፍትሒ ተዘይሃልዩ
@halefomberhe214
@halefomberhe214 6 жыл бұрын
ጎል ሸረ ፃዕዳ ወይ ጉድ መን ኢኽ ንስኻ ጎል ሽረ ጻዕዳ ክአ እልካዮ ርግጸኛ እየ አነ ንስኻ ትግራዋይ ከምዘይኮንካ፡ ከምዚ ከማኻ ትግራዋይ ዉን የብልናን ንካብ ሕጂ ዉን አይክህልወናን እዩ ok እዚ ሽጣራ እዚ ቀደም ተፈልጡ እዩ ካልእ ተሃልካ ምሃዝ ok ሕጂ ቀይሕ ከይህበካ ሸተት በል።
@cfggh1041
@cfggh1041 6 жыл бұрын
ከመይ ዲካ መቅሰን ሰሊየዋይ መዓረይ ከማካ ዝበለ የብዘሐዮ ........
@A.A-ec2gu
@A.A-ec2gu 6 жыл бұрын
You are the king 🤴 you know well Tigray condition you not the type person looking for just money and fame God bless you with more.
@lilaygebremedhin7141
@lilaygebremedhin7141 6 жыл бұрын
Elsa Haileslassie Tikikle
@user-ke8dc6vp4c
@user-ke8dc6vp4c 6 жыл бұрын
Abi meliekti eyu ezi nmerahti 2 tigriga dufuat 🇪🇷🇪🇹
@robelkahsay7144
@robelkahsay7144 6 жыл бұрын
Nlebam amtelu neasha derguhalu ❤️❤️❤️ nay behaqi ewanawit derfi lebamat telekum eske like habuni bshim selie 👍👍👍
@user-md9nm8dx2s
@user-md9nm8dx2s 5 жыл бұрын
እወንታ ልክእ አለካ
@robelkahsay7144
@robelkahsay7144 5 жыл бұрын
ሰማህር ቆንጆ entay dea hji diki semikya
@gebremariammruts515
@gebremariammruts515 6 жыл бұрын
we love you solman!......ወድ ለባማት...... ሃረጉ ሃሪረይ መተካእታ ኣብሻይ....
@pukkitroll692
@pukkitroll692 6 жыл бұрын
ይበል ግጥሚ ሶል....ሓረጉ ለ ልቢ ግበሪ ሰባትኪ ሓዚ...
@Afewerki-di9md
@Afewerki-di9md 10 ай бұрын
Wawww ybel Grma Asey Deki Erob. Kunama &Tigrina nkdmit Ezi bahli Nay Tigray. BahLi nay Tigray kxbk des kbleka🌺🌺🌺🌺🌺🌷🌷🌷🌷🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@user-ho5hx6bc9d
@user-ho5hx6bc9d 6 жыл бұрын
ሶል ጀግና የጀግና ልጅ እግዚአብሔር ይጠብቅህ ብሰማው ብሰማው አልጠግብም አልኩ
@amerahagos3513
@amerahagos3513 6 жыл бұрын
ኣሰይ ሞይተ ነይረ ብትጽቢት ኣታ ቡሩክ. እንካዕ ብሰላም መፃካ 😍😍😍😍👌👌👌👌👌👌❤❤❤❤❤
@alganeshguesh6428
@alganeshguesh6428 6 жыл бұрын
Wowww Solomonye kemey gel Ayet demtse Sooo ኣድቂካ ኢየ ስበይ
@ኣሃዱ
@ኣሃዱ 6 жыл бұрын
ብትክክል ናይ ስነጥበብ መምህር ..🎸🎸🎸🎸 ስነ ጥበብ ማለት ናይ ህዝቡስሚዒትጽቡቅ ይኩን ሕማቅ ተገንዚቡ/ ሪኡ /ዘንጸባርቕ ማለት እዩ...ቀጽለሉ .....
@A.A-ec2gu
@A.A-ec2gu 6 жыл бұрын
isaac azezey ...that’s very true 👍🏽
@sadamuhammef3778
@sadamuhammef3778 6 жыл бұрын
ተክክል ውዲ ጅጋነ ድማትና አይድልን ናትና ውን አይንህብን
@robelweldegebriel7748
@robelweldegebriel7748 6 жыл бұрын
ትክክል ህዝባዊ ወያነና ነዊህን መሪርን እዩ ልቢ ግበሩ ንተሃባበር ምስ ህዝቢ ትግራይ
@selam274
@selam274 6 жыл бұрын
ሰሌ ለባም ወድህዝቢ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ቀፅለሉ
@lilaygebremedhin7141
@lilaygebremedhin7141 6 жыл бұрын
Our king keep going & God bless you, Thanks
@user-vp5kn7nl9q
@user-vp5kn7nl9q 6 жыл бұрын
ኣጆኻ ጥራይ ክወግሕ እዩ ሶሎ ፡ ወዲ ህዝቢ ።
@selamdesta4386
@selamdesta4386 3 жыл бұрын
ከይኹሪ ኣለኒ ፍቅሪ ከይርሕቃ ምሳይ ጠቢቃ ከይሓድጋ ከፉለ ዋጋ ይቅረ በልክዋ ከሲበ ብምጽማማየ #ሰሌዋ ጎይታ ትግርኛ ጎይታ ዜማ❤😘 ረዛን መልእክቲ ልቢ ንዝበለ ትግራዋይ
@user-ds4tc5dv1p
@user-ds4tc5dv1p Жыл бұрын
ኣቦ ጥበብ ሰለሙን ይኩኖ ኣምላክ ብሓቂ እቲ ናይ ውሽጥና ገሊፅካዮ እቲ ሓቂ ኩነታትን ዘሎን ግጥምን ዜማን ሰራሕካ ብምቅራብካ ክብራ ይግበካ ድንቂ እዩ። ንዓድካ ንህዝብካን ዘለካ ፍትወት በዝይ ይግለፅ ሙሉ መልእክትይ እዩ። ኩሉ ግዜ ስራሕካ ፍሉይ እዩ ናይ ኩሉ ግዜን ምርጫን ንስካ ኢካ።💝🌷💝🌷💝🌷
@menberuburuk3535
@menberuburuk3535 6 жыл бұрын
ሰሌ ግጥምታትካን ዜማኻን ብጣዕሚ ደስ በሃሊ እዩ :: ቀፅለሉ!!!
@tedyabbby4704
@tedyabbby4704 6 жыл бұрын
ኣታ ወዲዞም ጀጋኑ ጀግና።።። በርትዕ።።።። አያይ ኪሮስ አለማዮህ አሎ እዩ መለብሶ ትስራሕትኻ። ና ትግርኛ ተስፉ። ሓደራኻ እስኻለ ሓዳሽ ዕምባባ አቲኻ ከይትቐልጥ።።።። ና ትግራይ ደረፍቲ ሕማቕ ኣመል እያ ።
@raruweldu5054
@raruweldu5054 6 жыл бұрын
Wow bitami des zibl melekiti❤️ Adinakitka eya😘😘
@user-mg2hz4wk5z
@user-mg2hz4wk5z 6 жыл бұрын
😍😍😍😘😘😘💋💋💕💕💕👸👸👸ትግራይ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ❤💛❤💛❤💛💖💖👄👄👄🍇🍇🍇🍎🍎🍎
@user-li9fu7gv5p
@user-li9fu7gv5p 6 жыл бұрын
sele hawna nkuh mensey n kunetat kem zelewo zekemto kurue tgraway kem abotatu long live
@alemhailay2423
@alemhailay2423 6 жыл бұрын
ሶልየ አስሊ♥ እንታይ እሞ እየ ዝብልካ¿ ኡፍፍፍፍ ካብ ልብና ኢና ንፈትወካን ነክብርካን ንበረለና♥♥ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይምነየልካ¡
@hanatgt1325
@hanatgt1325 6 жыл бұрын
ሶልዋይ ሽኮር ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ዘድንቀካ ሓወይ መዓረይ😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘
@user-zd1js3nh7f
@user-zd1js3nh7f 6 жыл бұрын
ሰልየ ኣስሊ ናይ ባሓቂ ኑፉዕ ኣጀኻ ካብ ሰላምን ሕድገትን ዝጥዕም የለንንንንን
@gezanatube7966
@gezanatube7966 6 жыл бұрын
seliye jigna nay jeganu ajoka ajoka ajoka. ata anbesa tegaru bahafesha kulum ajokum selam yahabkum amlak
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 6 жыл бұрын
ሶል ወዲ ጀጋኑ ፅብቅቲ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ""ልቢ ኢልና ነዳምፃ መልእኽቲ ኣለዋ እዩ ደቂ ትግራይ ሓላላት
@tesfay42
@tesfay42 6 жыл бұрын
ሶል ማራ ጀግና ጀጋና እካ። ቀፅለሉ !!
@abrarautomechanic9418
@abrarautomechanic9418 6 жыл бұрын
ይበል ይኩኖ በርትዕ
@user-zk1bv3wj5q
@user-zk1bv3wj5q 6 жыл бұрын
ኣታ እዙ ሰልየሲ ደርፊ ላምሰለ እኮ ላሕፂፅሎም ልዞም ካሕዳማት ዓበይቲ ኣክብዲ ( መላምል ደቅካን ኣሕዋትካል ዘምፅእዎ ራህዋ ልዘርጉ ጊሒላታት እስኪ ተተረደኦምስ የዳምፅዋ ዛ ባዓልቲ ዋዛ መልእክቲ)
@user-jr2if4sh4y
@user-jr2if4sh4y 6 жыл бұрын
ፁቡቅ ገበሮም ከመይ ድዩ አስሊ ቅድሚ እዚአ ዝደረፋ እዉን ስምዕያ እንዲያም ቃለመጠየቅ ገይረምሉ ነይሮም
@heatheat7064
@heatheat7064 6 жыл бұрын
ስሌ ኣንታ ሓቦኛ ትግራዎይ ሕጂ አውን ብደቃ ኣክትሓፍርን ጥራሕ ሕበሩ ካብ ድሕሪ ሕጂ ልቢ ግበሩ
@fruteferty4024
@fruteferty4024 6 жыл бұрын
ሴሌ ዋውብሉፅ ደራፋ ዝወፆ የብሉን ሽኾር ሓወይ ነዊሕ ዕድመ የምነየልኻ ኻብዚ ንላዕሊ ቡዙሕ ንፅበ
@semurasemura1176
@semurasemura1176 6 жыл бұрын
Seliye hawey entay emo hewehat agediomuna.
@DinaWoldu
@DinaWoldu 4 жыл бұрын
ሕዚ ውን ህወሓተይ ዪ ምርጫ 🐝 ሓሪገይ ጠባያ ተስሰካኪላ ልዕሊኦም የለን ብፖለቲካ ስትራተጂ ይኩን ብቁጠባ ዕብየት ንትግራዬ😍🙌
@desnetnigus1441
@desnetnigus1441 6 жыл бұрын
ባእሰይ መልሓስኪ እያ፡ቃልኪ እንዳ ዓጸፍኪ።
@aduhabeshawit4238
@aduhabeshawit4238 6 жыл бұрын
ሶል ምርጥ ኣድናቅህ ነኝ በርታልን የኛ ጅግና
@user-bk1zc5ix9u
@user-bk1zc5ix9u 6 жыл бұрын
ጅግና ፅቡቅ መልእክቲ እያ ስሌ ቀፅለሉ
@abrahamwediassfa7234
@abrahamwediassfa7234 6 жыл бұрын
ጅግና ኢኻ ንጉስ ስነ ጥበብ Bravo sele
@user-yn9ge4ed8n
@user-yn9ge4ed8n 6 жыл бұрын
ሰልየ ወዲቶም ጀጋኑ ናትና ከመይ ዲካ መቀሰን♥♥♥♥
@jgjgdkcnehjij3562
@jgjgdkcnehjij3562 6 жыл бұрын
ይቅረታ ንሰላም ይቅረታ ንፍቅሪ።
@user-cu5pi4kd9h
@user-cu5pi4kd9h 6 жыл бұрын
ኣቤት መላክቲ ፍቅርን ሰላምን ይምነየልኩም ደቂ ትግራይ ሓላላት ብፍቅሪ ክነብር ኢና ንሓዋሩ ህግደፍ ድማ ቅጠፍእ እዩ ንዘልኣለም ኣጆኩም ዞምኣሕዋተይ
@RAHIWAadeyNayGdiniyu
@RAHIWAadeyNayGdiniyu Жыл бұрын
I am just blown away by this talent and intellectual artist. The melody, the instruments and the lyrics are dynamite 🧨 🙄👏🏾❤️
@teklishdesta3784
@teklishdesta3784 6 жыл бұрын
ንቀዳምነት ትግርኛ ሙዚቃ ሰለሙን ዩኩኖአምላክ
@trustinlove8470
@trustinlove8470 6 жыл бұрын
Teklish Desta yes i love his all music .from Eritrea 🇪🇷
@teklishdesta3784
@teklishdesta3784 6 жыл бұрын
God is good any time thanks but this music is tigrigna some different tigrigna music with Eritrea music but i love it Eritrean music
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 6 жыл бұрын
Teklish Desta hakikha he’s nay tigrigna poetic I love all his songs!!
@rozroz9244
@rozroz9244 6 жыл бұрын
😍👑👑👑👑👑👑👑👑💗💟💖💖💕💕💔💔💕💝💝💝💝💝💞💞💞💕💝👏👏👏👏👏👏👏👏👍👍👍👍👍👍❤❤💘💘💋💋💋👄💪💪💪💪💪💪💪☝☝☝
@alemgena35
@alemgena35 6 жыл бұрын
እወይ አይንደል ናማትና አይንህብን ናትና
@badribadri1651
@badribadri1651 5 жыл бұрын
selye hawey niay eka d w e fkaya nay bhaki natey hiwet eya ezaderfi thank you ajoka uma uma ftwutwutwwwew
@alazary2460
@alazary2460 6 жыл бұрын
ይበል ግጥምን ዜማን እዚ ዘይርደኦ ኣሎ ኣይብልን ። የቀንየልና ንእወናዊ ዝምልከት ስራሓትካ ሶሎሞን ይኩኖ ኣምላክ !!!!
@itsme-jz4vb
@itsme-jz4vb 6 жыл бұрын
ሰሌ ጅግና
@user-ho5hx6bc9d
@user-ho5hx6bc9d 6 жыл бұрын
ሶል ጀግና አብሽር እግዚአብሔር አለ ለኛም ይነጋልናል
@yamiasemahgn8302
@yamiasemahgn8302 6 жыл бұрын
tsbuk melikti ye bdnb terdena sol ye mar....wowooo
@ftsumgandu3096
@ftsumgandu3096 6 жыл бұрын
ትክክል ጅግና ውዲ ትግራይ ናትና ኣይንህብን ናይእማትና ኣይንደለን
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 6 жыл бұрын
Tkikil haki mearey!!
@rahwahulu890hulu9
@rahwahulu890hulu9 6 жыл бұрын
Waaaw sol ሓወይ የቐንየልና ጠፍእኩም እለ ተቐይመ ነይረ እየ.ከማኻ ዝበሉ ስነ ጥበባውያን ይብዝሑልና ሕማም ህዝቦም ዝሓሞም.ዓገብ በሉ
@azebdmtsu5179
@azebdmtsu5179 6 жыл бұрын
ብጣዕሚ ልብኻ ይሰብር ንዝተረደኦ💔💔💔
@woldegabiryisak762
@woldegabiryisak762 6 жыл бұрын
Men kem hizibi Tigray 👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌
@salamsalam6942
@salamsalam6942 6 жыл бұрын
ልሳን ህዝብ ትግራይ። የቀንኔልና።
@tsiontesfay3632
@tsiontesfay3632 2 жыл бұрын
ከማኻ ናይ ልቢ ሙዚቀኛ እማ የለን ሰሌዋ long live ወድነዋ ህዝበይ ግን ከበሮ ዲም ዲም እንተዘይኢሉ በቃ አይሰምዕን እዩ የሕዝን እዙይ ዝመስል 286k ጥራይ view
@user-yw1il9bv4g
@user-yw1il9bv4g 6 жыл бұрын
Solye mekseb God bless you melekti zelewa derfi you did it ketselelu😍😘😘😘
@axumawitet6044
@axumawitet6044 6 жыл бұрын
ትረሪ፣ለብሚ🚀🚀 ሶል አምበስ😘😘
@nezoolwedihumera9159
@nezoolwedihumera9159 6 жыл бұрын
ahhhhhhhhhhhhhhhhhhhhhhhhhhhhhh ata ykurkohani alo beyenay anfet kgdem solino ata jegna meager hzbu nberelna ember nhnas nezom belati hdri swuat rienayom
@yohannesgirmay7598
@yohannesgirmay7598 6 жыл бұрын
"ለቢማ ፍቅረይ ዓለመይ ሒሙዋ ወዮ ሕማመይ" ማራ ተሞችያትኒ ይበል ሰሌ ጅግና
@BasebaKbriabBS-rj6te
@BasebaKbriabBS-rj6te 4 ай бұрын
Lord I love this guy❤❤❤
@babyd6402
@babyd6402 6 жыл бұрын
ሃዳር እንተዝይህልወኒ ንስኻ ነይሩካ ትምህርቲ እንተዝህልወኒ ንስኻ ነይሪካ መልክዕ እንተዝህልወንም ንስኻ ነይርካ እንታይሞ ይኹን ኩሉ የለን ዘለዋ ኩሉ ተዓደላ ክብሪ ንሙሉእ ስድራኻ ሽኮር ሃወይ ናሃትና ኩርዓትንይ አያና
@milatteddy9971
@milatteddy9971 6 жыл бұрын
ሓረጉ ቁፅሪ ሰለስተ ይፅበ ኣለኹ ሰለሞን
@user-xd1kc7gu1x
@user-xd1kc7gu1x 6 жыл бұрын
እወ ሰልየ አይንደልን ናማትና ኣይንህብን ታናትና ከመይ ድካ መሐጎስ ከም ገለ ደሞ ዕድመን ጢዒናን ይሃበለይ
@saratigray2995
@saratigray2995 6 жыл бұрын
ስልዋይ ምቁር ይበል ንበርለይ አታ ወናም ትግራዋይ
@tedline1459
@tedline1459 6 жыл бұрын
ወዲ ዛም ጀጋኑ ኣይዘካ
@user-bw3yz7nm9v
@user-bw3yz7nm9v 6 жыл бұрын
እንዳ ሓረጉ ይረዳእኩምንዶ ሶሌይ በዓል ጥዑም ድምፁ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓላሌይ
Stay on your way 🛤️✨
00:34
A4
Рет қаралды 11 МЛН
Heartwarming moment as priest rescues ceremony with kindness #shorts
00:33
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 38 МЛН
Heartwarming Unity at School Event #shorts
00:19
Fabiosa Stories
Рет қаралды 21 МЛН
Does size matter? BEACH EDITION
00:32
Mini Katana
Рет қаралды 20 МЛН
Solomon yikunoamlak "NALBEY" New Tigrigna music 2020
4:47
solomon Ahadu
Рет қаралды 241 М.
LISA - ROCKSTAR (Official Music Video)
2:48
LLOUD Official
Рет қаралды 130 МЛН
IL’HAN - Pai-pai (lyric video) 2024
3:24
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 628 М.
Zattybek & ESKARA ЖАҢА ХИТ 2024
2:03
Ескара Бейбітов
Рет қаралды 580 М.
Erkesh Khasen -  Bir qyz bar M|V
2:43
Еркеш Хасен
Рет қаралды 822 М.
akimmmich (feat. Turar) - UMYTTYŃ BA?| official lyric video
2:54
akimmmich
Рет қаралды 4,1 МЛН
Alisher Konysbaev - Suie ala ma? | Official Music Video
2:24
Alisher Konysbaev
Рет қаралды 1 МЛН