Solomon Yikunoamlak - Haregu 1 / New Ethiopian Tigrigna Music (Official Audio)

  Рет қаралды 639,496

Liham Melody

Liham Melody

6 жыл бұрын

Solomon Yikunoamlak - Haregu 1 (ሓረጉ ቁ1) New Traditional Tigrigna Music 2018
subscribe ► goo.gl/e32poa
like us on Facebook ► goo.gl/MnD2OQ
follow us ► goo.gl/KMEvdo
► / lihammelody
unauthorized use, distribution and re upload of this content is strictly prohibited
© Copyright: Liham Melody
#tigrignamusic #africanmusic #LihamTigrignaMusic #tigray #ethiopianmusic

Пікірлер: 1 000
@Heven936
@Heven936 4 жыл бұрын
ሰብ ዘይፈለጦ ሓያል ገጣማይ ሰሚካ ዘይምና ዲምጺ ዘለው ኣጆካ ቀጺሎ 🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eyuhabesha5593
@eyuhabesha5593 6 жыл бұрын
ኩሉ ግዜ እቲ ፁሩይ ደም ለጊሱ ፁረይ ማይ ክስቲ ዘይከኣለ ህዝበይ ይሕዝነኒ....ሶሊየ ፁቡቅ ገበርካዮም እዞም ከደዓት
@nepiyatnepiyat3883
@nepiyatnepiyat3883 6 жыл бұрын
ሰለሙነይ ብጣዕሚ አየ ዘድነቀካ ሕብን ትግራዋይ ፈታዊ መንነቱ አቱም ተጋሩ ደረፍትና ነተባበዓዮም ዓዲኦም ገዲፍም ሓፍትነኦም ትናፈቆም አይትኩኑ
@mydreamistoflyfly9942
@mydreamistoflyfly9942 6 жыл бұрын
ይበል ይበል ሰሌ ክቡር ስነ ጥበበኛ ናይ ህዝብና ጸገም ክተቃልሕ ብምፍታንካ ዓብይ ኣኽብሮት ኣለኒ!!!
@alemtsegay4577
@alemtsegay4577 6 жыл бұрын
እዋይ ኣታ ትድምፁ ክንደይ ይጥዕም እዮ ዕድመን ይሃብካ ሰሌ ሓዉና ቀፅለሉ 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@user-li9fu7gv5p
@user-li9fu7gv5p 6 жыл бұрын
alem tsegay ata hawna nhna neza banderakum kinriya ayndelin ena betki abey keyduka yubeti nay tigray bandera ke new belo bejaka tekal hibru
@selam274
@selam274 6 жыл бұрын
ዋይ ኣታ ሰሌ ሓወይ ኣበነይ እየ ዝረክበካ መድሓኒት እኮ ኢኻ i love you sol
@meeryteklay6188
@meeryteklay6188 6 жыл бұрын
ሶል ፁሩይ ሕቡን ትግራዋይ!!ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓላል።ኣይዞና ሓድነትና ዋሕስ ህላወና፤ሓያል እዩ ቅልፅምና!!
@semerehaftom5487
@semerehaftom5487 6 ай бұрын
Congura sol hawna eske abzi trgum zelewa enatekum like habuley 🎉🎉
@user-ql9pw6md2k
@user-ql9pw6md2k 6 жыл бұрын
ፅቡቅቲ መልእኽቲ እያ ልቢዘለዎ ልቢ ይበል ሰሌ ሓውና የቐንየልና
@linasaade4995
@linasaade4995 6 жыл бұрын
ወዲ ዞ"ም ጀጋኑ ከመይ ዲካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ ♥♥♥♥♥
@bereketberhe1432
@bereketberhe1432 6 жыл бұрын
ሶል!!!! ካብዚ ብላዕሊ እሞ ከመይ ጌርካ እዪ ንዳወያነ ክንገሮም! ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣታ ጅግና! 27 ዓመት ታርክ ብ 4 ደቒቓ !
@user-nu1gp9yy1r
@user-nu1gp9yy1r 3 жыл бұрын
መጀመርያ ወያነ ታይ ማለት ምኳኑ ፍለጥ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ወያናይ እዩ ንፀላእቱ::
@selamgualtembien7376
@selamgualtembien7376 6 жыл бұрын
ዋውውውው ሶሊየ ናይ ሕማመይ እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍♥♥♥😘😘😘😘😘😘💖💖💖💖💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝
@Ahadu17
@Ahadu17 6 жыл бұрын
ሶል ብሓቂ ወድህዝቢ እካ ከም ሓጎስ ገብሪሄወት ....ደራፊ ዝባሃል ንርእሱ ዘይኮነስ ጸገምን ናብራን ህዝቢ አንቢቡ ናብ ሰማዕቲ ዘንጸባርቅ ማለት እዩ ..keep it up
@selamneshhaftu7965
@selamneshhaftu7965 6 жыл бұрын
ሶል ምዓረይ እወ ሕዋሓት ሓረጉ ሕንጉጉ ካብ አዲስ አበባ አባሪሮምዎምስ እሲ ዓንፃ ዓንፆ ንህዝቢ ትግራይ ምቅማጥ ከሊአሞ ኤህ ድአ ሕዋሓትስ
@sisayberhe3321
@sisayberhe3321 6 жыл бұрын
ሰሌ ጅግና ኣንታ ከማካ ዝበለ ገዲፎምልና ምካዶም ባዓል ነብሰሔር ኪሮስ ኣለማዮህ ጥበብ ትግርኛ እንደገና ዓምቢባን ኣዕቢብካያን የቅንየልና ድማ ሰሌ።
@atchanel6181
@atchanel6181 6 жыл бұрын
ሓገዝ ዘድልዮ ሓወይ ማዓረይ ኣጆኻ ኣምላኽ ምስኻ ኣሎ
@user-yf6lx6fi9v
@user-yf6lx6fi9v 6 жыл бұрын
ሰሌ ኩርዓት ትግራይ ኡፍፍፍፍፍ እንታይ እለ ከምዘድንቀካ ዓቅምን ቃላትን ይሓፅረኒ።♥ ሰለዋይ ሑቡን ብባህሉን ሃገሩን♥። ክድንቀካ ምንባረይ ሰሌዋይ♥ ዕድመን ጥዕናን ምስ ሙሉእ ስድራካ ይምነየልካ♥ከማካ ዓይነት ስነ ጥበባውያን ይብዙሑልና። ደቂ ዓደይ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ጥዑማት ፍጥረት ሰላምኩም ይብዛሕ ኣብዘለኩሞ። ነዞም ቡሉፃት ስነ ጥበባውያን ኩርዓት ሃገርና pls እቲ ዝድለ ምትብባዕ ይኩን like comment ኣይነውሕደሎም ኣየክፍለናን ሓደራ።
@mahigualgezamahi5726
@mahigualgezamahi5726 6 жыл бұрын
welll soloteye Meksab alem ♥♥♥♥♥♥♥kemkas yebzheyo Ata meksen ka kedamti eye yebel Gual Geza.. ...uuuuu
@lweihabesha919
@lweihabesha919 6 жыл бұрын
MAHI GUAL GEZA MAHI 😙😙😙😙😙😙😙
@user-kh1iv4yl9k
@user-kh1iv4yl9k 6 жыл бұрын
ቃለት አይብለየን ናትና ጀግና ህዝቢ በዝቢዛም ወዲኣምዋ ልክዖም ንገሮም my super።
@ሲል
@ሲል 6 жыл бұрын
ሶል welcome ወዲ ትግራይ ኩሕሎ ኣጆኩም ናይና ትግርኛና ታዓብብ 😘😍
@abrehammathewos7893
@abrehammathewos7893 6 жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ሶል።ጎብዝ ኣይትሕምቅ
@user-gx6ri7fo6e
@user-gx6ri7fo6e 6 жыл бұрын
ዋውውው ሰሌ ሓውና 100% እንታይ ክወፆ ኣበይሞ ክርድኦም እንዳወያነ እዞም ክልተ መልሓሶም ንገሮም እስከ ከምዚ ጌርካ ኣጆኻ ክኣ ሃየእስከ ነተባብዓዮ
@SasSas-lx7oj
@SasSas-lx7oj 6 жыл бұрын
Sol ናይ ጀጋኑ ጀግና ፅሩይ ትግራዋይ ሓቦኛ ከማካ ዝበሉ መለዓዓልቲ የሰስንላ ትግራይና....♥♥
@CarlaLanger-zg5xk
@CarlaLanger-zg5xk 6 жыл бұрын
ሶል ሽኮር ታናይ ልብና ደሪፍካልና ዕድመ ና ጥዒና ይህብካ♥
@selomunhagos2142
@selomunhagos2142 6 жыл бұрын
ህልው ኩነታት ትግራይ ብዝርድኣና ብግልፂ አቅሪብካዮ ጀግና
@tsegag.a5153
@tsegag.a5153 6 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፈትወካ ሰሌ ንካሕዳማት ጽቡቅ ገይርካ ንገረልና
@user-im9no1xm8z
@user-im9no1xm8z 5 жыл бұрын
ይበል አታ ወድዞም ሰብ ስረ በቃ ልብእይ ንዘለዎ እኩል እዩ ። አታ ጅግና ኩርዓተይ ሰላምካ ይብዛሕ።
@Aman-pc5pm
@Aman-pc5pm 6 жыл бұрын
I love the message.! The people on power(Tplf) that’s all about you. Give the power to new generation No ones like you! You guys make us Behind.? Shame on you...!! Long live for all people Tigray
@abrehaberhe8007
@abrehaberhe8007 6 жыл бұрын
ጅግና ብዓዱ ዝኾርዕ ንዓዱ ዝቀዉም ንገዘብ ዘይስስዕ ካብ ዘለዉ ሰሎሙንሓደ ዩ ማንም ዘይክሕዶ ሓቂ ዩ።
@user-qh8wo6ge2t
@user-qh8wo6ge2t 6 жыл бұрын
Solley the best artist of tigeray 💝💝💝keep it up 【we luv 】ma best signer
@reemrimnasbg4782
@reemrimnasbg4782 6 жыл бұрын
ትኽክል ሓውና ሰሎሞን ይኩኖኣምላክ ከምኡ ገይርካ ዳኣ ገሊፅካ ኣረዳኣዮም ሓቂ ይሃብካ ሓቂ ገሊፅካያለኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓውና ኣርቲስት ሰለሞን ይኩኖኣምላክ!!
@user-fg7fx1rb8r
@user-fg7fx1rb8r 6 жыл бұрын
ዋውውውውው ስሊ ሽኮር መቅስን ወዲ ትግራይ ንፋዕ ♥♥♥♥♥
@user-ug2kj9qj2m
@user-ug2kj9qj2m 6 жыл бұрын
ካብ ትግራይ ምፍጣረይ ኩሪዓት ይስምዓኒ
@netsibest9752
@netsibest9752 6 жыл бұрын
ሰሌ ጅግና ወዲ ህዝቡ ❤️👍ከምኡ ገይርካ እስካ ንገሮም
@iamproudtobetigrigna7734
@iamproudtobetigrigna7734 6 жыл бұрын
Netsi Best መጻኢ ትግራይ ትግርኝ መማረጺ ክልተ ኣለዋና ። 1፥ ሀ፡ ኣብ ኤርትራ ዘለና ትግርና ብእስላማዊ ሓይሊ ተዓብሊልና ኤርትራ ናይ እስላም ሃገር ኮይና ብሸሪዓ ክንመሓደር ቃንቃና ባህልና እናጠፍእ ክንሳቀ ማይኖሪቲ ኮና ዓርቢ ዓርቢ ክንሕረድ ቤተመቅደስና ክቃጸል ። ለ፡ ኣብ ኢትዮ ዘለኹም ተጋሩ ኣብ ውሽጢ ሽዋን ኦሮሞን ኣቲኹም ካብ ቃንቃኹምን ባህልኹምን ታሪኽኩምን ወጺኹም ወይ ኣምሓራ ኣምሓራ ወይ ኦሮሞ ኦሮሞ ክትጥዕሙ ከምቲ ናይ ምሊሊክ ዘመን ክትርገጹ ክትነዓቁ ። 2፥ ካልኣይን እቲ ዝዓበየ ፍታሕ ናይዚ ትግራይ ትግርኝ ግን ብሓደ ንኹን እዛ ሕጂ ኤርትራ ትበሃል ዘላ ሃገር ናይ ተጋሩ ሃገር ንግበራ ተጋሩ እዛ ሕጂ ኤርትራ ትበሃል ዘላ ሃገር ሃገርኩም ኢያ ኩሎም ኣቦታትኩም ደሞም ዘፍሰሱላ ኢያ ። ድልዱል ኢኮኖምን ድልዱል ሰራዊትን ንህነጽ እዚ ኢኮኖምን ሰራዊትን ድማ ብምትእምማን ኢዩ ዝመጽእ ክተኣማመን ዝኽእል ህዝቢ ድማ ሓደ ቓንቓ ሓደ ታሪኽ ሓደ መንነት ዘለዎ ኢዩ እዚ ተደማሚሩ ምትእምማን ይፈጥር ምኽንያቱ ማንም ሰብ ቃንቁኡ ባህሉ ታሪኹ ንምውሓስ ስለ ዝነብር ስለዚ እዚ ትግራይ ትግሪኝ ሕብረተሰብ ኣብዛ ሕጂ ኤርትራ ትበሃል ዘላ ሃገር ማጆሪቲ ጌርካ ናይ ተጋሩ ሃገር ናብ ንቡራ ምምላስ ኢዩ በዚ ድማ ብኢኮኖሚ፡ይኹን ብሰራዊት ድልድልቲ ሃግር ትፈጥር ምኽንያቱ እዚ ህዝቢ ሓንቲ ሃገር ኣላቶ ንሳ ድማ ኣብክልተ ተገሚዓ ኣላ እዚን ዝተገምዓ ምስ ዝጠፍኣ ንዕኡ ዝመስል ሃገር የብሉን ወላሓደ መማረጺ የብሉን ። ስለዚ ፍቅሪ ፍቅሪ ፍቅሪ ኣይትበሉ ሰብ ቀዲሙ ኢዩ ንነብሱ ዝኸውን መጀመርታ ብዛዕባና ንሕሰብ ኣምላኽ ውን ንሓውኻ ከም ነብስኻ ድኣ በለ እንበር ልዕሊ ነብስኻ ኣፍቅሮ ኣይበለን ስለዚ ሰብ ነብሱ ዘየፍቀረ ከመይቢሉ ካልእ የፍቅር ከመይቢሉ ሆሆ ኢትዮጵያ ሆ ኤርትራ ይብል ከመይ ጌሩ ኣፍሪቓ ዓለም ይብል ንባዕሉ እናመተብ መጻኢኡ ጉድጋድ እናተኻዓተሉን ። ኩሉ ሰብ መምስ ዝመስሎ ተወዲቡ ተሰማሚዑ ኢዩ ዘሎ ሕጂ ንኻልኦት ሰባት ሕማቅ ንሕሰበሎም ዘይኮነ ቀዲምና ንነብስና ንሕሰብ መጻኢ ወሎዶና ከይነጥፍእ ትግርና ዝበሃል ህዝቢ ነበረ ነበረ ከይከውን ። ስለዚ ንስመር መናእሰያት ነዞም ኣርግቶት ካብ ከብዲ ኣዲኦም ወጽዮም ሕቆ ኣዲኦም ዝሃርሙ ባዕሎም ተቃጺሎም ይጠፍኡ ኣለው ንሕና ድማ ነሕድጎም ድልዱል ሓይሊ ኣግኣዝያን ንመስርት ። እዚ ዘረባ ክትሓርቁሉ ወይ ሸለል ክትብልዎ ትኽእሉ ኢኹም ግን ድሕሪ 20 ዓመት ብዓይንና ንሪኦ ኢዩ ከይትርስዑ እዚኣ ኢያ እታ ፍታሕ ራዛ ናይ ኣቦኻ ሕዛ ኢዪ ።
@user-li9fu7gv5p
@user-li9fu7gv5p 6 жыл бұрын
Seysey ata ezi anbesa kabti kaltu si eti dmuxu wn kanari yu long live brother nay behaki tesfa zelewo mensey kab hawka fetaw hzbu eritrawi
@atchessman4825
@atchessman4825 3 ай бұрын
Wow, I listen to this song a while ago, but never understood the meaning of it until now. Thank you you are the best 🙏
@goytomt
@goytomt 6 жыл бұрын
ኣይ ትግራይና!!
@consolidatedgroup5803
@consolidatedgroup5803 6 жыл бұрын
ጎይትኦም Wedi Gere ♥♥♥♥♥♥♥
@Mule24
@Mule24 6 жыл бұрын
የቐንየልና ሶል !!! ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሙዚቃ ምስ መልእኽቱ ።
@user-up7ov3rw3l
@user-up7ov3rw3l 6 жыл бұрын
ካብ ሒኒጊዱ ናብ ሕንጉጉ አይ ሶል ለባም ሰብ
@tadeletegegn7723
@tadeletegegn7723 6 жыл бұрын
abshay memhrey shihn mietn akla tsegibe tbleni trhu kelo gofla 1000000000000 like sol keep up good work brother
@asdasd55gna4
@asdasd55gna4 6 жыл бұрын
ዋይዋይ ኣታ እዞም ሰባትስ ኩሉ እዩ ፀሊአዎም ዘሎ ኣበይ እሞ ከርደኦም ዘሓስብ ርእሲ የብሎምን እንበር ፀብቕቲ ቅኔ እያ ሓረጉ ሕንጉጉ ብጣዕሚ ናምስግን ሶል ግን ጥንቅቕ በል ከም ቀበሌ 16 ከይእሽጉኻ
@user-zc5ui9eo4p
@user-zc5ui9eo4p 6 жыл бұрын
Asd Asd55 gn a kkkkkkkkkk ayegedefun
@jobrook3995
@jobrook3995 6 жыл бұрын
no fear fight for freedom
@Mule24
@Mule24 6 жыл бұрын
Asd Asd55 gn a ኣይገድፋን ዓቕሞም ኣብ ተጋሩ እዩ።
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 6 жыл бұрын
Waaaw soluye shikor enkua bdehan metseka poetic nay tigrigna music I love all your music they’re deep libkha znekie eyu azokha bertie!!❤️❤️❤️
@SalamSalam-jd7lv
@SalamSalam-jd7lv 6 жыл бұрын
Tbark 💚💙💛
@tobakblack9253
@tobakblack9253 6 жыл бұрын
ፀገም እንተይ ዘይሓልፍ ካልኣይ ሰበይቲ ኣይመወለደትን ሰሉ ሓውይ ዕድመ ጥዕኛ ይሃብካ
@Kwt-pd6ef
@Kwt-pd6ef 6 жыл бұрын
ትግራይ ዓድይ ውርቅ ዕምበብልይ
@terrygebrial7838
@terrygebrial7838 6 жыл бұрын
Solomon as always has produced a timely song with an amazingly intricate melody. Thank you my brother, keep up the good work.
@user-gv8kz8yh4h
@user-gv8kz8yh4h 6 жыл бұрын
ስነ-ጥበባዊ ሓውና ሰለሙን ኩሎም ደርፍታትካ ም ሃርትን ምዓድትን ከምኡ አውን ቡሉጻትን ካብ ባህሎም ነቅ ክብሉ ዘይከሉን አዮም ::ኩሉ ግዜ ንምምሃርን ምዓዳን ተዳልይዮም ኣብ መትከሎም ቀጥ ዝበሉ አዮም ::ብዝኾነ ንፉዕን መናን ንሃገሩን ህዝቡን ኢኻ ንምባል አየ::ከማካስ 1000% ይወለዱ ወዲ እታ ሓላል መሬት ስላምን ፍቅርን ቅሳነትን ንህዝቢ ኢትዮጵያ ::
@user-wi5zq8cn6e
@user-wi5zq8cn6e 6 жыл бұрын
እሰይ ወዲ ዓደይ አንታ ጅግና እስከ ንገረልና ነቶም አብ ወንበር ተጎሊቶም ዝውዕሉ ዘለው
@atsedemizan8545
@atsedemizan8545 6 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰልየ ♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
@user-tz7xj6tj5e
@user-tz7xj6tj5e 6 жыл бұрын
wow solye respect👌 ንገረልና እስኪ ነዞም ኣዛብእ ሕወሓት 🇪🇹
@ripzaid3185
@ripzaid3185 5 жыл бұрын
ethiopia lezelalem tinur ,bhaki azabe guwal abeyti
@mogatatwleda7966
@mogatatwleda7966 6 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ሰሎሙን ግርም ጌርካ ሕንጉግ ገይርካዮም።
@wedihumeradeutschland7617
@wedihumeradeutschland7617 6 жыл бұрын
מולי mRip agazan Wedi za dedebt agazan
@mogatatwleda7966
@mogatatwleda7966 6 жыл бұрын
Mebr John ወዲ ጽልልቲ እንታዲካ ኮንካ ጽያቅ
@TheAxumit
@TheAxumit 6 жыл бұрын
🤣🤣🤣😂😂😂
@hshhs8h21
@hshhs8h21 6 жыл бұрын
ሰልየ ማርርርር ኣድናቂትካ እየ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ
@user-hz6wm9wb9s
@user-hz6wm9wb9s 6 жыл бұрын
እወ ከምኡ ገይርካ ኣረድአዮም ንቶም ፀማማት ህውሓት ደናቁር ሰብ ቡዙሕ ጠሪዑ ምስማዕ ሲአኖምዎ እዮም ኣብ ህዝቢ ትግራይ ቸቸ ክንደይ ምዓልቲ ሎምስ ልልክዖም ሃቦም
@adonanayamanuel9111
@adonanayamanuel9111 6 жыл бұрын
Ata wedi ኣብ ላንቃ ልበይ ኣቲካ ኣረድኣዮም ሙዝቃ ፅቡቕ ግሮም እዮም ዝርድኡ ። ቀፅለሉ ሶል ንፍዕ
@consolidatedgroup5803
@consolidatedgroup5803 6 жыл бұрын
Adonanay Amanuel 7ur
@user-ub5cw8tq8j
@user-ub5cw8tq8j 6 жыл бұрын
እዋይ ሶልዋይ ሓቅኻ እህም!! ኣታ ጆግና ሶልየ ቀፅሎ💓 ክርደኦም ዶ ነይሩዋ ኣየ እንዳ ህወሓሽ
@iamproudtobetigrigna7734
@iamproudtobetigrigna7734 6 жыл бұрын
መብራት ጓል ዓባይ ትግራይ መጻኢ ትግራይ ትግርኝ መማረጺ ክልተ ኣለዋና ። 1፥ ሀ፡ ኣብ ኤርትራ ዘለና ትግርና ብእስላማዊ ሓይሊ ተዓብሊልና ኤርትራ ናይ እስላም ሃገር ኮይና ብሸሪዓ ክንመሓደር ቃንቃና ባህልና እናጠፍእ ክንሳቀ ማይኖሪቲ ኮና ዓርቢ ዓርቢ ክንሕረድ ቤተመቅደስና ክቃጸል ። ለ፡ ኣብ ኢትዮ ዘለኹም ተጋሩ ኣብ ውሽጢ ሽዋን ኦሮሞን ኣቲኹም ካብ ቃንቃኹምን ባህልኹምን ታሪኽኩምን ወጺኹም ወይ ኣምሓራ ኣምሓራ ወይ ኦሮሞ ኦሮሞ ክትጥዕሙ ከምቲ ናይ ምሊሊክ ዘመን ክትርገጹ ክትነዓቁ ። 2፥ ካልኣይን እቲ ዝዓበየ ፍታሕ ናይዚ ትግራይ ትግርኝ ግን ብሓደ ንኹን እዛ ሕጂ ኤርትራ ትበሃል ዘላ ሃገር ናይ ተጋሩ ሃገር ንግበራ ተጋሩ እዛ ሕጂ ኤርትራ ትበሃል ዘላ ሃገር ሃገርኩም ኢያ ኩሎም ኣቦታትኩም ደሞም ዘፍሰሱላ ኢያ ። ድልዱል ኢኮኖምን ድልዱል ሰራዊትን ንህነጽ እዚ ኢኮኖምን ሰራዊትን ድማ ብምትእምማን ኢዩ ዝመጽእ ክተኣማመን ዝኽእል ህዝቢ ድማ ሓደ ቓንቓ ሓደ ታሪኽ ሓደ መንነት ዘለዎ ኢዩ እዚ ተደማሚሩ ምትእምማን ይፈጥር ምኽንያቱ ማንም ሰብ ቃንቁኡ ባህሉ ታሪኹ ንምውሓስ ስለ ዝነብር ስለዚ እዚ ትግራይ ትግሪኝ ሕብረተሰብ ኣብዛ ሕጂ ኤርትራ ትበሃል ዘላ ሃገር ማጆሪቲ ጌርካ ናይ ተጋሩ ሃገር ናብ ንቡራ ምምላስ ኢዩ በዚ ድማ ብኢኮኖሚ፡ይኹን ብሰራዊት ድልድልቲ ሃግር ትፈጥር ምኽንያቱ እዚ ህዝቢ ሓንቲ ሃገር ኣላቶ ንሳ ድማ ኣብክልተ ተገሚዓ ኣላ እዚን ዝተገምዓ ምስ ዝጠፍኣ ንዕኡ ዝመስል ሃገር የብሉን ወላሓደ መማረጺ የብሉን ። ስለዚ ፍቅሪ ፍቅሪ ፍቅሪ ኣይትበሉ ሰብ ቀዲሙ ኢዩ ንነብሱ ዝኸውን መጀመርታ ብዛዕባና ንሕሰብ ኣምላኽ ውን ንሓውኻ ከም ነብስኻ ድኣ በለ እንበር ልዕሊ ነብስኻ ኣፍቅሮ ኣይበለን ስለዚ ሰብ ነብሱ ዘየፍቀረ ከመይቢሉ ካልእ የፍቅር ከመይቢሉ ሆሆ ኢትዮጵያ ሆ ኤርትራ ይብል ከመይ ጌሩ ኣፍሪቓ ዓለም ይብል ንባዕሉ እናመተብ መጻኢኡ ጉድጋድ እናተኻዓተሉን ። ኩሉ ሰብ መምስ ዝመስሎ ተወዲቡ ተሰማሚዑ ኢዩ ዘሎ ሕጂ ንኻልኦት ሰባት ሕማቅ ንሕሰበሎም ዘይኮነ ቀዲምና ንነብስና ንሕሰብ መጻኢ ወሎዶና ከይነጥፍእ ትግርና ዝበሃል ህዝቢ ነበረ ነበረ ከይከውን ። ስለዚ ንስመር መናእሰያት ነዞም ኣርግቶት ካብ ከብዲ ኣዲኦም ወጽዮም ሕቆ ኣዲኦም ዝሃርሙ ባዕሎም ተቃጺሎም ይጠፍኡ ኣለው ንሕና ድማ ነሕድጎም ድልዱል ሓይሊ ኣግኣዝያን ንመስርት ። እዚ ዘረባ ክትሓርቁሉ ወይ ሸለል ክትብልዎ ትኽእሉ ኢኹም ግን ድሕሪ 20 ዓመት ብዓይንና ንሪኦ ኢዩ ከይትርስዑ እዚኣ ኢያ እታ ፍታሕ ራዛ ናይ ኣቦኻ ሕዛ ኢዪ ።
@abrahamtesfay6760
@abrahamtesfay6760 6 жыл бұрын
ሰሪሕካያ ወዲ ዓበይቲ! ሑሩምኪ ጓለይ!
@user-xp2wo9mu9b
@user-xp2wo9mu9b 6 жыл бұрын
ዋውውውው ሶል ሽኮር ኣጆካ ኣይትጥፈኣና ኣበያለኩም ደቂ ትግራይ ሃየ እስኪ ንሶል ነተባበዓዮ ኣበይ ኣሎ ኢቲ like ንcomment ን ኣብ ዘይ ናትኩም ዋው ማው ክትብሉ ትዉዕሉ ዘለኩም ሕጂ ኣርእዩና ፍቅሪ ዓደኩም
@user-ug2kj9qj2m
@user-ug2kj9qj2m 6 жыл бұрын
Aki Love ልክዕ አለኻ.ኺ ደቂ ዓዲይ
@user-xp2wo9mu9b
@user-xp2wo9mu9b 6 жыл бұрын
+ሀና ዝናቡ የቀንየለይ ጋል ዓደይ ማዓረይ
@haregugid6431
@haregugid6431 6 жыл бұрын
tadiom keymtsieu ay beamueu tv tigray kindihdiho ena aybelun diyom silezi btv gena kinileqo ena ayoka zhawy mearey
@aslihabesha1076
@aslihabesha1076 6 жыл бұрын
ምርጥ ደርፊ እያ ልህወሃት ከም ዝኮነት ይረደኣዮም
@tekichoasli4434
@tekichoasli4434 6 жыл бұрын
ብጣዕሚ ሓያል ዘረባ ቅኔ እያ ዞም ከዳዓት እስኪ ንገሮም ህወሓት ስምዑኩም ተርድኡ ኩሉ ፀልእኩም ኣቱም ጠላማት ሕድሪ በላዕቲ
@teddyemanuel4382
@teddyemanuel4382 6 жыл бұрын
ሓደ ጽሩይ ትግራዋይ ተረኪቡ። ሰሌ ጅግና ኣጆካ ናይ ሕልና ስራሕ ኢካ ሰሪሕካ ከምቶም ካልኦት ንገንዘብ ኣይሰገድካን።
@melatlemlemlemlem5251
@melatlemlemlemlem5251 6 жыл бұрын
ስሉዋይ ሓላለይ ♥♥♥♥ ማአዝ ካርደኦሙ ነይሩዋ እዝሙ በላእት ቃልጥ
@alihamiye6665
@alihamiye6665 6 жыл бұрын
ሰሌ ናይ ሕማመይ ደቂ ትግራይ ኣበይ ኣለኩም
@muluadugna9159
@muluadugna9159 6 жыл бұрын
ቋንቋውንም ባልሰማም ትግሬዋች ውድድድድ
@zufanhaile1501
@zufanhaile1501 6 жыл бұрын
mulu Adugna 😘😘😍
@user-zc5ui9eo4p
@user-zc5ui9eo4p 6 жыл бұрын
ባትስሚው ይሻልሻል እናት ፖለቲካ ነው ክክክክክ
@evildevil8334
@evildevil8334 6 жыл бұрын
ማሬ
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 6 жыл бұрын
Mulu adugna egnam widddd! Fituw fituw!!
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 6 жыл бұрын
Zufan haile kemey dehan do mearey!!
@user-lf2yk5qm6n
@user-lf2yk5qm6n 6 жыл бұрын
አቤት መለእከቲ ጅምራ ክሳዕ ትውዳኣ መለእክቲ መሊኣ አታ ሙዚቃ so ሰሊየ ፅቡቅ ስራሓ
@Afewerki-di9md
@Afewerki-di9md 10 ай бұрын
Wawww ybel Grma Asey Deki Erob. Kunama &Tigrina nkdmit Ezi bahli Nay Tigray. BahLi nay Tigray kxbk des kbleka🌺🌺🌺🌺🌺🌷🌷🌷🌷🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@user-zy7lu7zu4y
@user-zy7lu7zu4y 6 жыл бұрын
ፅቡቅ ኣለካ ሰሌ ሃረጉ ሕንጉጊ ህወሓት
@wedihumeradeutschland7617
@wedihumeradeutschland7617 6 жыл бұрын
ጋል ሓውዜን ገረዓልታ hii Selam do kemey ke Gual Tigray adey
@user-zy7lu7zu4y
@user-zy7lu7zu4y 6 жыл бұрын
ደሓን እየ ከመይ ንስካ/ኪ
@solomontesfay9552
@solomontesfay9552 6 жыл бұрын
ጋል ሓውዜን ገረዓልታ kemey haftey natey
@user-zy7lu7zu4y
@user-zy7lu7zu4y 6 жыл бұрын
Sol dehan eye kemey nska
@user-zy7lu7zu4y
@user-zy7lu7zu4y 6 жыл бұрын
muuz berhe Entay aeteweka dletey ybl aleku fesam hamli
@officialefrem6110
@officialefrem6110 6 жыл бұрын
Solu ata kemey dika shekor demxka 🇪🇷
@mia_cool4
@mia_cool4 6 жыл бұрын
ኣይተፀወጊ ለለ ከይርሰዐኪ ከማይ መቀለ... ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካን ዘድነቀካን። ዕንቂ ትግራይና ኢኻ ሰሌ።
@biltek2030
@biltek2030 6 жыл бұрын
endet endemiwdih, ጠስሚ ልየይ፡ berta, video degmo yseralet
@weldushstudio5890
@weldushstudio5890 6 жыл бұрын
ዋው ስለየ ምቁር ከመይ ዲካ መቅስን ቀፅለሉ
@peacebeuponyou2005
@peacebeuponyou2005 6 жыл бұрын
Nigus nay tegaru derefti! Love your songs!❤
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 жыл бұрын
ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም
@huluagerabyumaru672
@huluagerabyumaru672 6 жыл бұрын
ውውውውውይይይይ ድምፅክን ስወድልክ እኮ ሶል ዋው ነው !♥
@eskiel1
@eskiel1 6 жыл бұрын
Viva people of Tigray Tigrigni (Agaiazian Nation) we need make strong our language Tigrigna and good job Solomon Ykunoamlak👌
@user-bw3yz7nm9v
@user-bw3yz7nm9v 6 жыл бұрын
ሶሌይ ሓላል በዓል ጥዑም ድምፁ አይትጥፈአና እምበር
@senaitselam4632
@senaitselam4632 3 жыл бұрын
Woow I understand you selle , this was brave moment , yekenlena kemzi nay haki derfitat ketsilo,Amlak yehalewka hawey ! Keruh ile
@iloveyou3670
@iloveyou3670 6 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ለባም መዓረይ ቀፅለሉ ኣቱም ኣፅቅጥ ኣቢልኩም ዘለኩም ኣብ ጎኒ ህዝብኩም ደው በሉ
@berihugebreslassie588
@berihugebreslassie588 6 жыл бұрын
your song transfers a strong message to those peoples on power. thank u sola.
@yeshirelij4620
@yeshirelij4620 6 жыл бұрын
Go like this music plz. Good job soli😍😍😍
@habenfideha1044
@habenfideha1044 6 жыл бұрын
I have big respect to you soll ከሙኡ ገይርካ ንገረልና ሓረጉ ሕዋሓት ፀማም ፀረ ተጋሩ
@user-rp4qb3dq1l
@user-rp4qb3dq1l 6 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ትብል ደርፊ ሰሌ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@hello-ne5di
@hello-ne5di 6 жыл бұрын
ዋው ድስ በሃሊ እዚኣ ን ህውሃት እያ ኮምኡ ገርካ ማ ንገረልና።
@user-bi5rk6pk8u
@user-bi5rk6pk8u 6 жыл бұрын
እፍፍፍፍ ድቂ ትግራይ ከመይ ድኩም ተሕርቁን ኣብ ናይ እንዳማትኩም ሙዝቃ ከድኩም ኬፍ ዘለዎ ሙዝቃ form Ethiopia ናብሉኩም comment ትውቅጡ ኣብ ናይ ትግራይ ካኣ ናብ ግዛዕ ትጠፍኡ ንሰለሞን like ...ዘይሃብኩም ንመን ክትህቡ እኩም
@user-vo1yy3vi1k
@user-vo1yy3vi1k 6 жыл бұрын
አሰይይይይይ ሰልየ ጅግና ከመይድካ ምቁር ፍጥረት. ፅብቅቲ ደርፊ ቀፅለሉ
@Lizabestamleset
@Lizabestamleset 6 жыл бұрын
Soli my favorite singer nice one ✌🏼hargu za hungugu 😂😂lv it keep your talent as usual✌🏼
@user-eq2ib5bt1q
@user-eq2ib5bt1q 6 жыл бұрын
ልክዕ እማንካ ማዓረይ ሓወይ
@user-zc5ui9eo4p
@user-zc5ui9eo4p 6 жыл бұрын
ስሌ ደስ ባሃሊ ደርፊ ኣይትፀወግልይ ከይ ፈስሕልኪ ከም ማይ መቐል ክክክክ ፁቡቅ ጌርካ ንገሮም ነዞም ደናቁር ካሕዳማት
@berhankassaberhankassa60
@berhankassaberhankassa60 6 жыл бұрын
ኣማር መክስበይ Kkkk may Mekelle telamena ey tegn abelay sat
@user-zc5ui9eo4p
@user-zc5ui9eo4p 6 жыл бұрын
Berhan Kassa Berhan Kassa ተለሚና ጥራሕ ደሙ ሂቡ ማይ ዝተከልከል ህዝቢ
@kidstgirmay430
@kidstgirmay430 6 жыл бұрын
Atstewegi lele keyfseheleki kem mekelle 😘😘😘
@ofg5595
@ofg5595 6 жыл бұрын
Harif derfi EU sola my mekelle ere gena nay mebrahite ena network terfika.....tsbuk 10000000000like
@getneteile75
@getneteile75 6 жыл бұрын
Sol best tigrigan musician ever ....i really love ur all music...
@NatnaelMulue
@NatnaelMulue 8 ай бұрын
ሰልየ ኣቦ ጥበብ ማራ እየ ዝፈትወካ ቀጽሎ ኢካ❤🎉 ዕድመን ጥዓናን ይሃበካ ፈጣሪ
@ayzokegalentchoadeyytrhast4394
@ayzokegalentchoadeyytrhast4394 6 жыл бұрын
Aseyyy solyee nhtna jegna wawww tsebk srah eyu ketselo 😍😍😍😍
@thepoweroflove9134
@thepoweroflove9134 6 жыл бұрын
wow nice song! with amazing message!
@Rutiiii
@Rutiiii 6 жыл бұрын
It's so powerful sele hawey
@hailekidane7491
@hailekidane7491 6 жыл бұрын
Ruta Ab yep fuck of Harrgu yesssss Sol
@tigrayadey1729
@tigrayadey1729 6 жыл бұрын
wey gud tay ena emo nebelo...bezekone tay keriwom na edeom eyu abezehemo😋😋😋 ente ne meleaketika👍👍👍❤❤sol 1st👌👌👌
@danjoe3628
@danjoe3628 6 жыл бұрын
This is good start for those Tigray leaders starving our people. We need strong position parties who can do a lot more important
@kalabbrhane6528
@kalabbrhane6528 6 жыл бұрын
Nice Job sele shukorr❤❤❤
@solomonhafte7528
@solomonhafte7528 6 жыл бұрын
እቲ ስቡሕ እዝኖም’ኳ ክሰምዐዶ ነይሩዋ እስቲ ፅወያቶም ለለ ሞክሺዋይ!!!!
@rgff9947
@rgff9947 3 жыл бұрын
ሰሌ ብጣዕሚ ዘድንቆ ደራፊ ዕደመ ምስ ጥዕና ይሃብካ ክቡር ሓውና 💖💖💖💖
@ashenafiyohannes7567
@ashenafiyohannes7567 6 жыл бұрын
yehe new tibeb malet,,,, yehe new yetibeb megelecha,,, keep it up!
@user-uo4lz6kr9j
@user-uo4lz6kr9j 6 жыл бұрын
ሶል ጽቡቕ ስርሕ ብዝዕባ ቃንቃ ደማ ገለ በሉ ኣብ ትግራይ ፍርቁ ኣምሓርኛ ፍርቁ ትግርኛ አዩ ዝኸውን ዘሎ ነዚ ንምፍታሕ ደማ ብሰበብ ባድመ ኣብ ትግራይ ዘለዉ ኣሽሓት ወታሃደራት አዮም ሰለዚ ጉዳይ ዶብ መዕልቦ ተገሩሉ ንዕዶም ክምለሱ ጻዓሩ።
Heartwarming: Stranger Saves Puppy from Hot Car #shorts
00:22
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 20 МЛН
МАМА И STANDOFF 2 😳 !FAKE GUN! #shorts
00:34
INNA SERG
Рет қаралды 4,8 МЛН
🌊Насколько Глубокий Океан ? #shorts
00:42
THEY WANTED TO TAKE ALL HIS GOODIES 🍫🥤🍟😂
00:17
OKUNJATA
Рет қаралды 20 МЛН
Solomon Bayre - Merkeb | መርከብ - New Ethiopian Music 2018
7:01
Tesfay Birhane Wedi-40 (ተስፋይ ብርሃነ ወዲ-40) New Tigrigna Caltural Song 2024
8:04
ኣርሆታይ ኢንተርተይመንት / arhotay entertainment
Рет қаралды 204 М.
Ozoda - JAVOHIR ( Official Music Video )
6:37
Ozoda
Рет қаралды 11 МЛН
IL’HAN - Pai-pai (lyric video) 2024
3:24
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 145 М.
Zattybek & ESKARA ЖАҢА ХИТ 2024
2:03
Ескара Бейбітов
Рет қаралды 205 М.
Say Mo - LIL BIT & 1 shot 2 (Waysberg Music Remix)
2:43
Waysberg Music🇰🇿
Рет қаралды 363 М.