ተጋድልቲ ምስረአና ብሓጎስ እየ ደሪፍ ፡ "ናይ ደብረፅዮን ተጋድልቲ እዮም" ፡ ንሰሙን ዝኣክል ፍቃደኡ በረካ ኢና 👉ቐሺ ክፋላይ (ኣቦ ተክኤ) 0995468617

  Рет қаралды 43,887

Desta ደስታ Show

Desta ደስታ Show

Күн бұрын

Пікірлер: 546
@ፅጌጋልትግራይ-ተ3ቐ
@ፅጌጋልትግራይ-ተ3ቐ 4 ай бұрын
ኣሰይይይ ዛጓለይ እግዚአብሔር ኣምላክ የዕቢኪ ኣቦ ቃሺ ውን ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም መስቀል ኣቦይ ቃሺ ምስላም ዝናፈቀክን😢😢 እስቲ ላይክ ገበራ
@salamsalam1464
@salamsalam1464 4 ай бұрын
እግዚአብሔር ስደትና የሕፅሮ😢
@ፅጌጋልትግራይ-ተ3ቐ
@ፅጌጋልትግራይ-ተ3ቐ 4 ай бұрын
@@salamsalam1464 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ 4 ай бұрын
አሜን😊
@ጥዕምቲጓልተዋህዶ
@ጥዕምቲጓልተዋህዶ 4 ай бұрын
አነ አለኩ ዝያዳይ😌
@ፅጌጋልትግራይ-ተ3ቐ
@ፅጌጋልትግራይ-ተ3ቐ 4 ай бұрын
@@ጥዕምቲጓልተዋህዶ እግዚአብሔር ኣምላክ ስደትና የሕፅረልና ክብረት
@ሰሉዩቱብ
@ሰሉዩቱብ 4 ай бұрын
እሰይ ሙቁሩተይ ዘማርት ክትኮነልና ትቡሉ ላይክ❤❤
@asdftyu4148
@asdftyu4148 4 ай бұрын
ጋዜጠኛ ግን ዋው ብጣዕሚ ክብሪን ምሰጋናን ይግበኣካ ብሓቂ ኣበይኮን ትህሉ ኢለ ኩሉ ግዜ ይሓስብ
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 4 ай бұрын
ኣነስ ዙጋዜጠኛ እምበር ቃላት ሰእንሉ ዋውው ይምቸካ ዝሓወይ❤
@salmasalm8448
@salmasalm8448 4 ай бұрын
ማዓረ ኩሉ ግዜ አብ ልበይ ዝነበረት ቆልዓ እንኳዕ ረአኩክ ዝያዳይ❤❤❤
@ሳምሪባዓልቲተስፋ
@ሳምሪባዓልቲተስፋ 4 ай бұрын
ገና ምስ ራኣኹዋ ንባዓተይ ቀዲምኒ😢😢
@elfwgare6576
@elfwgare6576 4 ай бұрын
ብጣዕሚ
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 4 ай бұрын
me too 😭😭
@marbayname
@marbayname 4 ай бұрын
አነከ ክንደይ በከኩ እዋይ ህዝበይ ህፃናት ዘይሃስስ በሰላ ለጊብዋም💔💔💔
@KibromGebremariyam
@KibromGebremariyam 4 ай бұрын
Me too
@user-op7qp6hg6xlzebib
@user-op7qp6hg6xlzebib 4 ай бұрын
ዋላ ኣነ 😭
@temesghengebremichael7465
@temesghengebremichael7465 4 ай бұрын
ትገርም ቆልዓ አያ ኩሉ ጊዜ ኣብ ሓንጎለይ ትማላልስ ነራ ስለ ዘምጻካያ ኣዚየ የመስግንካ ኣብቲ ጸላም ግዜ ተስፋ ዝነበራ ቕልዓ።
@marbayname
@marbayname 4 ай бұрын
አነለ ምንጪ ብክያተይ እያ ነይራ
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 4 ай бұрын
ደስትሸይ መዓረይ ጀግና ብሓቂ ክብረት ይሃበልና እዛ ድምቅቲ ህፃን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🙏♥️
@ኣርሴማ
@ኣርሴማ 4 ай бұрын
ደሰታ ሓወይ ዓብይ ሰብ ተባሪክ❤❤❤
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 4 ай бұрын
ብሓቂ ብሉጽ እዩ👌።
@omkhaled6864
@omkhaled6864 4 ай бұрын
ማዓረይ ደሰ ክትብለካ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ረቢ ይሃብኺ❤❤
@yirgalemkinfe8436
@yirgalemkinfe8436 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ሓጎሰይ ብንብዓት እየ ገሊፀዮ ። እዛ ዋዕሮ ህፃን ሓፍትና ነቶም ተጋደልትና ብታሕጓስ ክትደርፈሎምን ክጥይቅዋ ከለው ክትምልሰሎም ከላን ብጣዕሚ ብደስታን ሓቦን ይሰሕቁ ነይሮም። ደስትሽ ነዛ ዋዕሮ ህፃን እንኳዕ አርአኻና ምስጋና ይግበአካ።❤😂🙏
@GoitomHailemariam-y5i
@GoitomHailemariam-y5i 4 ай бұрын
ኣቲ ሸዊት ዕምበባ ቆልዓ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክንደይ ትልብም ክንደይ ከ ትፅብቅ ፅባሕኺ የፅብቀልኪ ፈጣሪ።።።። ንሕና እውን ኮሪዕናልኪ ሽኮረይ።።።።።
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus 4 ай бұрын
ኦ ደስታ ሾው ጎልጋሊ ታሪክ ኢካ። ደስ ዝብል መዘከርታ። ተሓበን።
@mahialemey5162
@mahialemey5162 4 ай бұрын
አሰይ ዛጓለይ ጎቢዛ ጋዜጠኛ ውን ደጊምና ክንሪአ ሰለ ዝገበርካ ተባረክ
@DanielZewde-f2w
@DanielZewde-f2w 4 ай бұрын
ወይ ምቅርተይ ድሮ ጎቢዛ 💓💓💓💓 እዛ ጎርዞ ትግራይ ክትደርፍ ከላ ንብዓትን ሰሓቕን ዝነበረ ስምዒት ኣብ ብጾት ክነግረኩም ኣይክእልን ኣብ ኣርምና😢😢❤❤❤❤❤❤
@greattigray5290
@greattigray5290 4 ай бұрын
ዋይ ይገርም ኣብዚ ሰሙን ኣብታ ማንጁሰይ ትብል ግጥሚ ደጋጊመ ይሪኣ እሞ ኣበይ ትህሊ ይብል ደስ ኢሉኒ ስለዝቀረበት
@rahwakahano2506
@rahwakahano2506 4 ай бұрын
ኣሰይ ምቅርቲ ስለዝራእኩዋ ደስ ኢሉኒ ፈጣሪ ነዊሕ ዒድመን ጢዒናን ሂቡ የዕቢኺ❤❤
@shalom5798
@shalom5798 4 ай бұрын
ኣሰይ ምጭውቲ ፍጥረት❤❤
@tekesteteklay6293
@tekesteteklay6293 4 ай бұрын
ደስትሽ ንስነዳ ታሪኽ ተጋሩ ትገብሮ ዘለኻ ፃዕርታት ብጣዕሚ ዝንኣድ እዩ። ቀፅለሉ🙏🙏🙏
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 4 ай бұрын
የቀንየልና ደስታ እወ እዛ ቆልኣ ንፈልጣ ኢና አብ ማሕበራዊ ሚድያ ጀግና ዋዕሮ እያ የእቢኺ እድመን ጥዕና ይሐብኺ ❤❤❤
@herilove7188
@herilove7188 4 ай бұрын
ደስትሽ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ኣልሽካ ሰለዘቅረብካልና ❤🙏ምጭውቲ ዝካነት ቆልዓ💞
@ሰብኩን-ሰ3ኸ
@ሰብኩን-ሰ3ኸ 4 ай бұрын
ደስታዋ ዓብዩ ሰብ💚💚🙏ክበረልና
@mohammedbel3m550
@mohammedbel3m550 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕና ይሃብኺ አብ ፅቡቅ ደረጃ በፅሕኺ የርእና ዛጓለይ♥♥
@maron278
@maron278 4 ай бұрын
ደስቱሸይ ❤❤❤❤❤ ዛሓፍተይ ምቅርቲ ቆልዓ ካብ ሕልልናኻ ዘይትኽወል ❤❤❤❤❤
@محمدمحمد-ت9ض3ر
@محمدمحمد-ت9ض3ر 2 ай бұрын
ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዛጋለይ ፅሪቲ❤❤❤❤❤😘
@Samriye10-10
@Samriye10-10 4 ай бұрын
ደስታ ሸው ኩቡር ጋዜጠኛ ሓውና ኣብ በረካ ኮይኑ ዝኮነ ሕምባሻ ሒዙ እንኩ እናበሎም ጀነራል ድንኩል ደልየ ኣርእዩኒ እናበለ ኣብ መንገዲ ዝፀንሐ እውን ክተቅርበልና ተስፋ ንገብር❤❤❤❤
@ትግራወይቲ-ቈ4ጠ
@ትግራወይቲ-ቈ4ጠ 4 ай бұрын
ማዓረይ ❤❤❤ደስ ክትብለካ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ❤❤ እግዚአቢሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ጅግና ዘሓውና ቀፅለሉ ❤❤
@ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
@ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ 4 ай бұрын
_የኔ ውድ ልምንታይ ኣንቢዓትኒ😢💜💐_
@Alu-s1v
@Alu-s1v 4 ай бұрын
የቀንየና ዝሓወይ ግን ዝትሓቡኡሉ ቦታ የትጠይቆም ሕማቅ ኣሎ ፅቡቅ ጥንቃቀ ንግበረሉ 😥😥😥
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ 4 ай бұрын
ንባዕልካ ኣብ ፀልማት የንብርካ 😡😡😡😡😤😡😤😡😤😢
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ 4 ай бұрын
​@@jhonocbay693ሓሳድ ጠባን የለይ ከምቲ ንስካ ዳኣ ኣበይ ማሃለና ግን ኣምላክ ይመስገን
@BbHhh-c7r
@BbHhh-c7r 4 ай бұрын
​@@jhonocbay693gahaf neaka ygberelka drbay
@Alu-s1v
@Alu-s1v 3 ай бұрын
@@jhonocbay693 ከምቲ ንሰኩም ዝሓሰብክሞ ዘይ ኮነሰ ኣምላክን ዝሓሰቦ አዩ ዝኮዉን ሓሳዳት ኣምላክና ኣሎ ኣብ ትሕቲ ኣምላክና ክዓ ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ማእገር ህዝቦም TDF አለዉና 🙏🙏🙏
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ 3 ай бұрын
@@jhonocbay693 😜😜😜😜😜😜😝😜😜
@اللالل-ج1د
@اللالل-ج1د 4 ай бұрын
ምስ ረኣክዎ ብንባዓት እየ ሪአያ❤❤
@ኣፅበታይሁራሰለስተ
@ኣፅበታይሁራሰለስተ 4 ай бұрын
ምቅርተይ ብዓልቲ ተስፋ ባኣኪ እየ ተስፋ ዝገበርኩ 2013 ዛርግምቲ ጊዘ ምቅርቲ ፍጥረት ዛጋለይ የዕብኪ😢❤❤❤❤❤
@sarayan525
@sarayan525 3 ай бұрын
አሰይ ምቅርቲ ❤❤❤❤❤❤የዕቢኺ ጎይተይተይ
@-vb2cb
@-vb2cb 4 ай бұрын
ዋውውው የዐብኺ ማዓረይ ት / ቲ በጃኹም ኣምህርዎ ገለ ጥበብ ከምተፍሪ ሩኡይ ነገር ኣለዎ
@ermiastareke-sl5dc
@ermiastareke-sl5dc 4 ай бұрын
ዛቆልዓ እዚኣ ስለ ዘርኧካና ኣብ ስራሕካ ፈጣሪ ይሓግዝካ ዝሓወይ ብጣዕሚ የቅንየልና ክብረት ይሃበልና ።
@ውነሽመንግስቱበርሀ
@ውነሽመንግስቱበርሀ 4 ай бұрын
ዋው ገቢዛ እንበር ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርቲ❤❤❤
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 4 ай бұрын
ኣሰይይይይ ምቅርተይ ንዓኪ ብምርኣየይ ደስስስ ኢሉኒ ኣበይ ትህሉ እየ ዝብል ነይረ ጅብዕተይ💋💋💋🥀🥀🥀🌷🌷🌷🎉🎉🎉🎉 ብሓቂ ደስታ ሸው ብሉጽ ጋዜጠኛ ኢካ ቀጽለሉ👌❤️💛❤️💛
@Lily-zo6jd
@Lily-zo6jd 4 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ረኣናኪ ምቅርቲ❤❤❤ታንክስ ጋዜጠኛ ኣብ ልበይ ዝነበረት ህፃን❤
@ahmadali-od3wz
@ahmadali-od3wz 4 ай бұрын
የቀንየልና ክቡር ሓወይ ክልተ ቁልዑ እውን ንዳንኤል ድራማ ዳገርየ እሙን ዝሰርሕ እንካ መትሓዚ ርእሲ ኢላቶ ታይ ደልየዮ ይብላሎስ ምስተመለስካ ክትወልድ ኢካሞ ንጋልካ ኢላቶ ባዓልቲ ፅቡቅ ተምኒት ህፃን ኣቅርበልና ኣብ ምንታይ ደረጃ ትህሉ❤❤❤❤
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 4 ай бұрын
ዋውው ጋዘጠኛ ማለት 👍ጎቢዛ ዛጋል ማዓረይ ዕድመይ ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤❤
@ZozoZozo-vj8mn
@ZozoZozo-vj8mn 4 ай бұрын
እሰይይ ምቅርትይ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኺ ፊጣሪ ጋዘጠኛ ሓወና እወን ክብረት ይሃብለና❤❤❤
@dfhf8186
@dfhf8186 4 ай бұрын
ዋውውውው ደሰትብል ምቅርትይ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኪ ማዓረይ🤲🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤
@HanzaHamza-s2i
@HanzaHamza-s2i 4 ай бұрын
ኣንታ ሰብኣይ እንታይ የእተወካ ኣበይ ኸምዝታሓበኤት ትጥይቃ ዘለኻ ኣይምልከተካን ቅድሚ ኸዚ ንኒ #ሳሞራ ዩኑስ# ንዞም ደመና ፀላእትና ኹሉ ውሻጠ በብሓንቲ ኣርኢይወዏም ኸዚ ኻዓ ትደግምወዏ ኣለኹም ስለዚ ኣደብ ግበሩ::
@SalamSalam-et8bd
@SalamSalam-et8bd 4 ай бұрын
ፅብቅቲይ ደስ ትብል ኣብቲ ሕማቅ ግዜየ ኣብክያትና ቲዲኤፍ ምስ ረአየት መግለፂ ሓጎሳ ገሊፃ❤❤
@WeletesenbetTekle
@WeletesenbetTekle 3 ай бұрын
እህቴ ፈጠር በፀገ ያሰድግሽ ዬድግል ልጅ ይጠብቅሽትግራይ ነፃ ያርግልን አውሬዎች ያጥፈልን ☝️💊💛♥️🙏
@ትግራይዓለመይእያናዓይ
@ትግራይዓለመይእያናዓይ 4 ай бұрын
ኣሰይ ምቅርቲ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 4 ай бұрын
Desta Media, thank you for bringing this amazing girl to your show. We need to bring our heroes on media to say just thank you. Be blessed.
@HgHc-m9p
@HgHc-m9p 4 ай бұрын
እሰይይይ ቂዲምኽ ንዓኪ ብምርኣይይ ደሰሰሰ ኢሉኒጨ ጅብዕተይ ጋዘጠኛ አድነቀካ ዕዲመን ጥዕናን ያሃብካ ወዲነይ ❤❤❤
@kidistyHadigu
@kidistyHadigu 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እንቃዕ እግዛብሄር ካብሞትን ካብዞም ጨካናት ሰራዊት አራውት , ወረርትን ተረፍትልና :: እግዛብሄር ይመስገን የቀኒየልና ደስታ ሸው ዘይትርሳዕ ቆልዓ እያ አብ ታ ናይ ዕይ ህዝብና ጭንቀትና ከለና ስለዝረኣናያ ::
@ጓልዓጋመእየ
@ጓልዓጋመእየ 4 ай бұрын
ውይ ተመስገን ዛጓለይ እንቋዕ ንካላይ ግዜ ረኣኩኪ❤ ኣቤት ሽዑ ዝስመዐና ዝነበረ ሲሚዒት ተመስገን ስኪ ኩሉ ሓሊፋ🙏
@th1825
@th1825 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊት ምቅርተይ
@SSa-q5w
@SSa-q5w 4 ай бұрын
ትምህርቲ ግን😢
@macksyou3743
@macksyou3743 4 ай бұрын
ነዚ ጀግና ህዝቢ ካሕሶ ይግቦኦ::መራሕቲ ትግራይ ቕንዕና ይሃልይኹም::
@AXUM13
@AXUM13 4 ай бұрын
መዓርይ ገቢዛ ደጋጊመ ይሰማዓ ነይረ የቀንየልና ክብሩ ጋዜጠኛ በጃካ ምሸላ በዓሉ ይፈልጥ ናብ ትምህርታ መለስዎ በሎም ንወለዳ ሽኮረይ 😊❤
@desbeleangosom4313
@desbeleangosom4313 4 ай бұрын
ኣሰይ ህጻን ተኪኤ ኩሉ ያሐሊፍ ብራዋ ንፍዕት ተባዓ ትቐዲ ዘሕጉስ ንስኻትኩም ኣብዚኣ ኣላ ኣብጊዞየ ጸበባና ዘሕጎሰትና ህጻን ኢልኩም ኣናዲኹም ከምዝገርኩም ምቅላዕኩም ካየሑጎሰና ኣይተረፈን ቐጺሊዎ
@StarKsa-np4yf
@StarKsa-np4yf 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አቦ ምሕረይ ተኬ ብጥበብ የዕብኪ ዛጋለይ ጅግና ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 4 ай бұрын
❤ God bless you 🙏
@tekienigusse
@tekienigusse 3 ай бұрын
I am super happy to see her, her song and voice was so encouraging and invigorating in those dark times.
@gamilahgamilah3329
@gamilahgamilah3329 4 ай бұрын
ምጭውትይ❤
@DegiYouTube
@DegiYouTube 4 ай бұрын
ምቅርተይ እግዝኣብሄር ኣምላክ ብጥበቡ የዕቢኺ ጅብዕተይ🙏❤❤❤
@HayatHa-d9z
@HayatHa-d9z 4 ай бұрын
ዕድመይ ጥዕኑን ይሃበከ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@saddvzx9822
@saddvzx9822 4 ай бұрын
ዋይ ለባመይ❤❤❤❤ ዝፈትወኪ ቆልዓ❤❤
@-vb2cb
@-vb2cb 4 ай бұрын
ጋዘጠኛ ገን ብጣዓሚ ኣድንቀካ ቀፅለሉ ንሻቀለሎም ዝሕገዙ ብዙሓት ኣለው
@johannasmith8527
@johannasmith8527 3 ай бұрын
🥰💕💋, oh my goodness, such beautiful and sweet young lady. She is a very smart girl hope she will continue to go to school 😊😊
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝበል ጉዕዞ ዩ : እንተኺእልኩም ከኣ ነቲ ክጋደል ኢሉ ዝወጸ መንእሰይ ግን ትሕቲ ዕድመ ስለዝኾነ ዝመለስዎ ተባዕ ትግራዋይ ድማ ኣርእዩና: ዘይርሳዕ ናይ ጅግንነት ታሪኽ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ዝመሓላለፍ ::ነዚኣን ከምኣን ዝኣመሰሉ ህፃነውቲ ኢዮም ድማ ሰራዊት ትግራይ መስዋእቲ ዝኸፈሉ ::
@DegiYouTube
@DegiYouTube 4 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኹምና ደስታ ሸው ኢዚና ኢና ነኽብረኩምን ንፈትወኩምን ብሉፃት ጀጋኑና🙏❤💛
@Tyhgcf-my3ph
@Tyhgcf-my3ph 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ኽተባባዕ ዝግበኦ ጋዘጠኛ ቀጽለሉ ካብኡ ከዓ ሓሙሽተ ሰዓት ከድካ ማይ ትጌራይ እዚ ዓይነት ችግር ተሸኪማ መራሕቲ ደቃ ከዓ እዚ ከይፈትሑ እዮም ልሽዋ ዝህንድሱ ካብ ሐዚ ህዝቢ ክንከታተሎምን ኽንቅስቅሶምን ይግባእ ዓድካ ከይኣልማዕካ ዓድማትካ ምልማዕ መቸረሽኡ ከምዚዝረኣናዮ እዮ
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 4 ай бұрын
mearey natey mis reakiwa nibat kedimuni desta show thank you.
@ابونواف-ل2د
@ابونواف-ل2د 4 ай бұрын
ዕድመንጥዕናንይሃብኪ ደስታሸውብጣዕሚጅግና
@NgstiTigraweyti-dz3cd
@NgstiTigraweyti-dz3cd 4 ай бұрын
ደስታ ሾዉ ዘይምድናቅ ኣይካኣልን ❤🎉
@የስላሴልጅነኝ-በ9ሸ
@የስላሴልጅነኝ-በ9ሸ 3 ай бұрын
ኣሰይ ጎቢዛ ምቅርተይ ስለ ዝረአናኪ ደስኢሉና❤❤❤❤💐🙏
@ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ
@ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ 4 ай бұрын
ምቅርተይ የዕቢኪ 💟😘
@ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ
@ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ 4 ай бұрын
ኮሞንቲ ብድንግላ ቀደመቲ ባዓለይ😋😁😍
@malataregawe8730
@malataregawe8730 4 ай бұрын
እዙ ገዘጠኛ ግን ብጣዕሚ ንፍዕ ጅግና ቀፅለሉ ዝሓወይ ❤❤❤❤
@Chereka203
@Chereka203 4 ай бұрын
መንጋ ጀንጀሮ ሓሓሓሓሓሓሓሓ🦧🦧🦧🦧🦧🦧🦧🦧🦧🦧🦧🦧🦧🦧🦧🦴🦷☠️🦵🦶💀👹🦶🦵🦾
@ngsti8856
@ngsti8856 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማዓረይ❤❤❤
@KibromMan-hk2mk
@KibromMan-hk2mk 4 ай бұрын
ፈጺማ ካብ ሕልናይ ዘይጠፈአት ዕሸል🙏🫶😌❤️❤️❤️🤞💖💖
@harfemengesha3845
@harfemengesha3845 4 ай бұрын
Wow, I am so glad to hear about this little girl, she is always in mind. I really appreciate it you serve her thank you.
@susususu-w9q
@susususu-w9q 4 ай бұрын
Asey enkae rekebkmewa zakolea eziaa ❤❤❤❤❤
@Dengolo-gf7dd
@Dengolo-gf7dd 3 ай бұрын
Edme yhabka fetari
@berhanemedhanie9583
@berhanemedhanie9583 4 ай бұрын
ዋው ከም ሽምካ ደስታ የቐንየልና !! ተባረኺ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ !!❤🎉
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 4 ай бұрын
ተሰፋ ፅባሕ ❤💛❤️
@SalamSalam-of1rb
@SalamSalam-of1rb 4 ай бұрын
ዕድመንጥዕናንይሃብኪማዓረይ
@KahsayHagos-uk9in
@KahsayHagos-uk9in 4 ай бұрын
❤❤❤ thank you destshe
@ቅንልብያሸንፋል
@ቅንልብያሸንፋል 4 ай бұрын
ኡፍፍፍ ዛ ቆልዓ እሳይ ስነስርዓታይ ፎትየያ ክሞት😘😘😘😘ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
@Samriye10-10
@Samriye10-10 4 ай бұрын
እሰይ እዛ ጋለይ ጎቢዛ ደስታን ሓዘንን ሕውስውስ ዝበለኒ ሰዓት ነይሩ ኣብዙ ሰዓት እሱ
@biniamgmichael-rh4bf
@biniamgmichael-rh4bf 4 ай бұрын
#ክርሳዕን ክድገምን ዘይብሉ ሕውስውስ ዝበለ ታሪኽን ስምዒትን!!
@الال-ط2ص
@الال-ط2ص 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ZeZeru
@ZeZeru 3 ай бұрын
ጽቡቅ ተዘክሮ ልድሕሪት መሊስኻና ግን ወዲ ውን ነይሩ።
@selamselam3599
@selamselam3599 4 ай бұрын
ምዓረይ ኩሉ ግዜ ትዝ ትብለኒ ቆልዓ ብሓቂ ጎበዝ ጋዜጤኛ ቀፅለሉ🎉❤❤❤❤
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 4 ай бұрын
ዕድመ የሃብኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ST-tq9el
@ST-tq9el 4 ай бұрын
Tekis god bless you. She is so innocent. I can't imagine what she went through
@mesiTube-m9q
@mesiTube-m9q 4 ай бұрын
❤❤❤ምቅርተይ ዓለም ምቅርተይ ዓለም ዛሓፍተይ ❤❤
@barcoteabenet1511
@barcoteabenet1511 4 ай бұрын
ወደ ከተማ አስመጥቶ ማስተማር ነው የሚጠቅማት ወንድም በርታ ጎበዝ ጋዜጠኛ ነህ
@dhrjfsjirf4437
@dhrjfsjirf4437 4 ай бұрын
ምቅረትይ ብንቦዓት ወድእያ😢❤❤❤❤
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 4 ай бұрын
አስይ ምቅርተይ ጎቢዛ ሕጂ ዳ ዕድመን ጥዓናን ይሃብኪ ፈጣሪ ዘይ ርስዓ ቆላዕ 💞💞💞
@KibromGebremariyam
@KibromGebremariyam 4 ай бұрын
Desta shew pls comment anbibi ንምታይ ኢኻ ዝተሓብኡሉ ትጥይቅ ምስጢር ሓሉ bro
@destadesta1432
@destadesta1432 4 ай бұрын
Eshi tekebile aleku
@junfun5927
@junfun5927 4 ай бұрын
አሰይ ዛጋለዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤❤
@abrhamaregawi7599
@abrhamaregawi7599 4 ай бұрын
የቐንየልና ደስታ ሓወይ ክብረት ይሃብካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@TesfayAmbaye-y3r
@TesfayAmbaye-y3r 3 ай бұрын
ትለያለሽ ጀግና ነሽ
@AlmasAlmas-p9f
@AlmasAlmas-p9f 3 ай бұрын
Teawetee ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
So Cute 🥰
00:17
dednahype
Рет қаралды 67 МЛН
ለሌላ ወንድ ዳርሻት 😱
10:05
Weynshet
Рет қаралды 10 М.