ሰበር ኣማስዩ ዝወፀ መግለፂ ህወሓት /ንግዝያዊ ምምሕዳር [መልሲ] /TDF ኣብ ትሕቲ ግምት ኣይኮነን/ tigray

  Рет қаралды 28,037

Natna Forum ናትና ፎረም

Natna Forum ናትና ፎረም

Күн бұрын

Пікірлер: 117
@MeseleKasa-c6z
@MeseleKasa-c6z Ай бұрын
ሕውሐት ገደል ይእተው አንሕና ዘገድሰና ሰላምን ሰላምን ኢዩ መአዝ ሰብ የድሕን ሕውሐት ኸዚ እውን ህዝቢ ንቃሕ ወድብ ከድሕን እምበር ንዓና ከድሕን አይሕሰብን ዘድለየና ክንመርፅ እንተኮይንና ሕውሐት ናብ ገደል ይእተው
@Eded-s4u
@Eded-s4u Ай бұрын
ግዝያዊ መንግስቲ ንህወሓት ንዓረና ንውናት ባይቶና ዓረና ሰራዊት ትግራይን ፓልሰን ምልሻን ጠቅላላ ህዝብን ዝመርሕ መንግስቲ እዩ ፉቶ ፅላእ፣፣
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 Ай бұрын
kkkkብልፅግና ድዩ ዝመርሐና
@ibrahimYasin-gg6oi
@ibrahimYasin-gg6oi Ай бұрын
መረፃ ኣይንፍራሕ ።ትግራይ ዝተፈላለዩ ፖርትታት ሰለማዊ ዴሞክራሲያዊ ምንቅስቃስብምግባር ናብ መረፃ ንክቀርቡ ህዝቢ ዝመሰሎ ክመርፅ ንፍቀድ።
@MuhammedAbdelkadir
@MuhammedAbdelkadir Ай бұрын
ን 30 ዓመታት እንዳገምገመ ብስም ህወሓት ዝሽቅጥ ጉጅለ መራህቲ ናብ ተሃታቲ ናብ ፍርዲ ክቀርቡ ኣለዋም ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና
@AbebaBerhanu-l1e
@AbebaBerhanu-l1e Ай бұрын
✅✅✅✅✅
@NetsereGebretsadik
@NetsereGebretsadik Ай бұрын
ዓድዋ ወይ ሽረ ካብ ትግራይ ክንግንፅላ ኢና ክብሉ እዮም። ከምቲ ካብ ኣ.አበባ ሃዲሞም ትግራይ ክንግንፅላ ኢና ዝበሉ። እዙይ እዩ ናይዞም ነውራማት መጨረሻ
@yirgahayelom6628
@yirgahayelom6628 Ай бұрын
መምሰልቲ! * ኩሉ ፀጥታ ትሕቲ መንግስቲ እዩ!
@teklaygm4407
@teklaygm4407 Ай бұрын
አ ደ መ መንእሰይ ትግራይ አወዲኡዎስ ሎሚኸ እንታይ ደሊዩ
@Lalba12
@Lalba12 Ай бұрын
እዚ ጉዳይ ናበይ ገፁ እዩ። ብዝኮነ እቲ ኩሉ ዝፈልጥ ህዝቢ ትግራይ ክሳብ ዝውስን ሰላም ምረፁ ናብናይ ክሊተኹም ሽግር ኣይተእትውዎ።
@SimonHaile-np5gh
@SimonHaile-np5gh Ай бұрын
እንታይ ማለት እዩ ንፁር ቅዋም ኣፍልጡ
@Meazayosief
@Meazayosief Ай бұрын
አነ ትኅርመኒ ብዛዕባ እቲ ህዝቢ ፡ሐልዮት አይኮነን ደዛርቦም ዞሎ፡ካብ ዝኾነ ታሐታትነት ክሃድሙ ስለ ዝደለዩ እዮም ፡ህዝቢ ትኅራይ ልብም በል ሒዞሙኻ ክጠፍኡ እዮም ፡ አብ ውሽጦም ዝተሐበኤ ምስጢር ድራር ሐዊ ካይኅብሩኻ
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus Ай бұрын
ሠራዊት ትግራይ ብናይ ሓደ ጉጅለ ድልየት ዝፈርስ ሃይሊ ካምዘይኮነ አፀቢቁ ዝፍለጥ ንፁር ሓቂ እዩ። ናይ ሠራዊት ክብሪ አይትንክዑቀይሕ መስመር እዩ በልዎም።
@tesfayezeray
@tesfayezeray Ай бұрын
ጌታቸውን ከም ዕድሚኡን ዘይሀስ ሰለ ጻድቃን ብዘይ ይውዓል ይህደር ላብ ፍርዲ ክቀርቡ ይግባዕ
@ابراهيم-د7خ5ي
@ابراهيم-د7خ5ي Ай бұрын
😂😂😂😂😂
@elyasg-w6q
@elyasg-w6q Ай бұрын
ትክክልን እዋናዉን
@BariyaGabirBari-cs9oq
@BariyaGabirBari-cs9oq Ай бұрын
"ሰሪቑስ እንተዝሓፍረልካ"ከምዝብሀል ምሳለ ሕወሀት እየ ብሀሊ ጉጅለ ንትግራይሲ እንተ እንወትን ሕልቅትን ካሊእ እንታይባ ዝሔሸ አምፂኡ እዩ ንኻሊእ ብብመኣልቱ እናፀለመ መግለጺ እናበለ ዘጽምመና ዘሎ??ገ ጠብ ትብል ቁምነገር ዘይብሉ ብብምዓልቱ ኧረውረው ማለት ካብትሀታትነት ንምኽዋል እምበር ኒ ሕዝቢ ትግራይ ዘይጠቅም ስለዝኾነ በጃኹም አይተጽሙምና!!!
@AbboWennbber
@AbboWennbber Ай бұрын
ሕወሓት መሰልቸዊን መሰከፊ ዘይብሎም ናይ ካድረ ዕኩብ ዕዩ እዝ ንዝሓለፈ 30 ዓመት በስቢሱ ኮምፖስ ዝኾነ ፖርቲ እናሓለወ ኣብ ትግራይ ዝመፅዕ ሰላም ዝረጋገፅ ልምዓት የለን ብናይ ሓሶት ሪፖርት ዝሓነፅኩማ ትግራይ ንሕዝባ 1ዓመት ኣርሳ ክትቅልብ ከምዘይትክዕል ኣብ ክባን ዕፅዋን ርዒና! እዚ ስልጣን ብዓሌትን ብዘውግ ዝለመደ ፀቢብ ጉጅለ ኣብፃረሞት ኮይኑ ኣጀውጀው ምስ ልምዓት ጉጅለ ይብልለው! ምስ ግ.ም.ት ንለውጢ ንቅድሚት
@nigusehaftu201
@nigusehaftu201 Ай бұрын
ወይ ጉድ ናይ ትግራይ ነገር ካበይ ናበይ እዩ ፀገም ህዝቢ አብ ክሊ ምፍታሕ ንንባዕሎም ተጠላልፎም እታ ክልል ይብፅብፅዋ አለው አብዘሐዚ በሓቂ እንተኾይኑ ህወሓት ዝበሃል ዉድብ ግዚያዊ ምምሕዳር አየድልዩን ብህፁፅፅ ካብዝተፈላለየ ማሕብረ ሰብ ትግራይ ዝተወፃፀአ ዝምራሕ ክቋቋም አለዎ አብ ትግራይ ህወሓት ዝበሃል ዉድብ ጭራሽ አየድልን
@InnocentCheetah-hx4ki
@InnocentCheetah-hx4ki Ай бұрын
ግዝያዊ መንግስቲ እዩ መንግስቲ ትግራይ
@abrishzegreat9558
@abrishzegreat9558 Ай бұрын
እንታይ ጉዱ ደኣ ኣብ ሰራዊት ትግራይ ትኩረት ተገይሩ? ሰራዊት ትግራይ ንዘልምዕ መንግስቲ ይድግፍ።ንህዝቢ ዘፀግም ኣመራርሓ ይቃወምን የባርርን።
@yeheyesteklu4652
@yeheyesteklu4652 Ай бұрын
ሰራዊት ትግራይ ናይ ህዝቢ ትግራይ እዩ ናይ ውድብ ውናት፤ ባይቶና፤ ናይ ሳልሳይ ወያነ፣ ህወሓት ወዘተ.. ኣይኮነን ። ናይ ፖለቲካ ውድባት ሰራዊት ክውንና ኣይኽእላን ብሕገ መንግስቲ።
@GebrekirosTadese
@GebrekirosTadese Ай бұрын
እዝ መግለጺ ተግባራዊ ምንቅስቓስ ከምዝጀምር ዝእውጅሓደገኛ ናይ ኵናት ትንኮሳ ( ፀብ ጫሪነት ) . ስለ ዝኾነ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ግቡእ ክትትልን ጥንቃቐን ክገብር ኣለዎ :: ብሓጺሩ እዝ መግለጺ አዋጅ ኲናት እዩ። ብናይ ሕጊ ኣካላት ውን ክምርመር ዘለዎ እዩ። ዓዲ ናብ ህውከትን ዕግርግርን ዝመርሕ ሓደገኛ መግለጺ ስለ ዝኾነ ዕሽሽ ክበሃል የብሉን ::
@AmanuelWeldeslassie
@AmanuelWeldeslassie Ай бұрын
የሕዋት ፦ ናትና ፎረም ከም ሚድያ እቲ ዝወፀ መግለፂ ቅዋም እያ ኣቕሪባ። ቅዋመይ'ዩ ኣይበለትን። ነዚ ሰሚዕና ከዓመ ነቲ ዝቐረቡ ቅዋም ብርትዓውነት ሓሳብ ንመጉቶ። ንሓሳብ እንበር ንውልቀ ሰባት ኣይነተኩር። ፀርፊ እንታይ ኣምፀኦ? ንሓሳብ ንሞግት፥ ርትዓውያን ንኹን። ፀርፍን ፀለመን ነቶም ዝንኣምኖሎም ዝነበርና መራሕትና'ውን ኣይጠቐመን፥ ናብ ፀገም የእትዩና'በር።
@KibromGebremichael-r2x
@KibromGebremichael-r2x Ай бұрын
ሰራዊት ትግራይ ተፃዉዕነት ናብ ግዚያዊ መንግስቲ ምግባር ማለት ተኣዛዚ ብርሃኑ ጅላ እዚ ማለት ኣብ ዝሓለፍ ብ ኣሰና tiv ዝተሰራጨወ ሓቤሬታ ማጋበርያ ጌታቸዉን ፃድቃንን ሓሸከር ኣብይ ንሙዃን እዩ ❗️❗️ ስለዚ ካብቶ ሓደ ሃፍቲ ትግራይን ብሕታዊ ተሓላቂ ናይ ትግራይ TDF ብቻ እዩ እዚ ኸዓ ብትካላዊ ኣከያይዳ እንዳተመረሐ ካብ ማንም ፖለቲካ ዉግንና ወፃኢ ኳይኑ መሰረት ቁልፊ ሃለዋትን ድሕንነት ተግበራዊ ክገብር ይግባእ 🙏
@woldutechane6063
@woldutechane6063 Ай бұрын
ሕወህት ካፍቶም ኻለኦት ፖለቲካዊ ውድባት ታይ ይፈልዮ? ብመስርሒ ልኾነ ውድብ ወይ ፓርቲ ክግዛእ ይግብኦ
@bereket-x8w
@bereket-x8w Ай бұрын
ባንክን ታክን ምስ አረከብካ ምሁርን መንእሰይን ምስ አግለልካ ፍትሒ ምስ ረገፅካ ፈኸራ ዋጋ የብሉን።
@berhanugebreamlak8531
@berhanugebreamlak8531 Ай бұрын
ይሕመቕ ይፀብቕ ወታደር ኣብ ትሕቲ መንግስቲ እምበር ሐላዊ ውድብ ኣይኾነን ።።። ከምኡ እንተኾይኑ እተን ዘለዋ ውድባት ውን መታደር ይመደበላን ማለት እዩ
@GenetAmare-g3d
@GenetAmare-g3d Ай бұрын
ጀጋኑ
@halay4067
@halay4067 Ай бұрын
ሃገር ወድና ምስ ህዝቢ ትግራይ ምዃን ሕልናዊ ዕርፍቲ ዩ!!!!! ። ገንዘብ ብልጽግና ክምእርሩ ናይ ጋዜጠኝነት ስነ_ምግባር ተመራሲሑ ኣፈኛታት ኢሰፓ ኮይኖም ይስምዑኻ። ንስኻ ግን ሒካያ ኣለኻ ኣብኣ ርገጽ።
@VoiceEntertainment-f7z
@VoiceEntertainment-f7z Ай бұрын
❤❤❤www
@kunama1170
@kunama1170 Ай бұрын
እቲ 51% ወኪል ህወሓት ኣብ ገዝያዊ ምምሕዳር ዘሎ እታይ ይገብር ኣሎ።
@AlulaHab
@AlulaHab Ай бұрын
እዚ መግለፂ ዘይኮነስ ናይ እስታሊን ገፂ እዩ ናይ ህወሓት መግለፂ ኣይኮነን
@MenkamMan
@MenkamMan Ай бұрын
ጎበዝ ቀፅለሉ ፅቡቅ ቁዋም እዩ
@HdhddhhdAldbhd
@HdhddhhdAldbhd Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@abdayuabaygm2394
@abdayuabaygm2394 Ай бұрын
ዐጀውጀው !!!
@Eded-s4u
@Eded-s4u Ай бұрын
ሙሩኻትን ሞጎጎን አክብኻ ዝዝ በል ምንም አይተምፁኡን ሐዚውን ግድን ሪፎርም ቀፃሊ እዩ
@AbelBrhane-e3o
@AbelBrhane-e3o Ай бұрын
ሰተይቲ ደም መንእሰይ ወለዶታት
@meri3353
@meri3353 Ай бұрын
ዋይ ዕጭ😢😂😂😂
@hadenukun8936
@hadenukun8936 Ай бұрын
ሕወሓት ናብ ገደል ጥፍኣት ተምርሕ ኣላ። ግንከኣ ዝሰምዓ ህዝቢ የሎን። ከምዚ እንተቀጺሉ ግን ትግራይ መንግስቲ ኣልቦ ኮይና መዕንደሪ ብልጽግና ክትከውን ኢያ።
@user-lb8mb2rm7g
@user-lb8mb2rm7g Ай бұрын
ሑዉሐት መዐልታዊ መግለጺ ከዉጽእ ዝዉዕል መንግስቲ። ወይ ጉድ አንታ እባ ካበይ አምጺኦም ደመወዝ ይከፍሉ አሎዉ? ኤእ እንተኮነ ክአ ን 27 ዐመታት ዝሰረቁዋ አብ ኩሉ ጎቦታት ናይ ትግራይ እዬም ቀቢረሞ ዘሎዉ እዩ ዝብሀል! ወይሉኡ ድአ ህዝቢ ትግራይ እምበር
@tesfa20052
@tesfa20052 Ай бұрын
ናይ ኣደመ ብዕለት 14-01-2016 ዓ.ም ዝተዋሃበት መግለፂ ብኽያት እያ ትመስል ንምታይ ናይ TDF ሽም ደጋጊማ ገልፃ ብፅሐለይ ድያ ነገራ መንብዒ ትኪ ረስዓቶ
@hilshgdhn
@hilshgdhn Ай бұрын
አቱሙ መረሕቲ ትበሃሉ ኩለኹሙ ብዘዕባ ህዚቡኹሙ ሕሰቡ ናብ ስልጣነ አትገያዩ ምክንያቱ አብ ፀገመ እዩ ዘሎ መግለፂ ኹሙ ሰልቹና በቃ የአኽለኩሙ
@mulugetamuler464
@mulugetamuler464 Ай бұрын
4:06 4:06 4:06 4:06
@MebeeWelday
@MebeeWelday Ай бұрын
❤❤❤❤💛💛💛💛ህ ወ ሓ ት ዘውፆኦ መግለፂ ትክክለኛ ነውTDF በዕሉ ዝካአለ ሓይል እዩ።
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb Ай бұрын
ክክክክ
@ADonayAregay
@ADonayAregay Ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ግ /መ/ ት ዝሰብኣይ ዓቢዱ ከይውን ግ/መ/ት እንታይ ከም ዝሰርሕ ከምዘሎ ህዝብና ኣፀብቁ ይፈልጦ ኣሎ ሓንቲ ነገር ክዛረብ ኤርትራ ግ ዝያዊ መግስቲ ከም ዝኮነ ንልዕሊ30ዓመት እናመረሐ ፀኒሑ ይመርሕ ኣሎ ትግራይ ኤርትራ ኣይ ኮነትን ስለዚንዚ ሰብኣይ ዓገብ በልዎ
@AdduBerii-z4p
@AdduBerii-z4p Ай бұрын
ክጅመር እዚ ዓይነት ዓጀውጆው : ሰበር ክበሃል አይኽአልን : እዛ ጉጅለ ጉሐላሉ : ካብ ስልጣን ትወርድ ጀሚራ : ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን : ክንደይ ዓጀውጀው መግለፂዘየውፅኡ : ስለዚ : ጉጅለ ጉሐላሉ : ከም ቀደሞም ብህዝቢ ትግራይ ሙርኩስ ጌርካ : ናይ ፖለቲካዊ ዕንክሊል : ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ድማ መንእሰይ ትግራይ : አፀቢቁ ስለ ዝፈለጠኩም : ናይ ምድንጋር : ትርጉም አልቦ መግለፂ : ተቀባልነት ዘይብሉ : ናይ ጉጅለ ጉሐላሉ : አጉል ፈኸራን : ትርጉም አልቦ ዓገርገር እዩ ። ግ.ም.ት ብናይ ስልጣን ምብዕላግን : ናይ ህዝቢ ትግራይ ሃፍቲ : አብ ምጉሐልን : ብሙስና : ዝተፀንዐን ዝተጠርጠረን : ካብ ላዕለዋይ ክሳብ ታሕተዋይ : አብ ሐላፍነት ዝተመራሰሐ ኩሉ ቆፊድካን አፃሪኻን : ግ.ም.ት ብቁልጡፍ ናብ ስርሑ ክአቱ እዩ ። እዚ ናይ ጉጅለ ጉሐላሉ ትርጉም አልቦ መግለፂ : ካብ ፍርሒ ዝነቀለ'ዩ : ደብረዕንክሊል እታ ክረግፃየ ዝበልካያ ፈንጂ : ተረጊፅካያ ተቀሪባትልካ አላ። ስልጣን ናይ ህዝቢ'ዩ።
@ባዜንካህሳይ
@ባዜንካህሳይ Ай бұрын
ጌታቸው ዘይትአስሮም እዞም ካብዳማት
@ይግዝኡይደውሉ
@ይግዝኡይደውሉ Ай бұрын
ኣንታ ምዝራብ ዋጋ የብሉን መኒናኩም ኢና።
@محمدمحمد-ز4ر6خ
@محمدمحمد-ز4ر6خ Ай бұрын
ንስኻ ከ ድሮዶ ገበል ተኸፊልካ ሓሳዊ ዓጀውጀው ዶ ጀሚርካ ህውሓት ካብ ዝመርሐካ 50 ዓመት እንታይ ረኺብካ ኣብ ገለ ጥቅማጥቅምን እንታይ ሪእናሉ ዲቂ ህውሓት ኣብ ትግራይ ኣለው ዶ ደቂ መስኪን ህዝቢ እዩ ሓዊ በሊዕዎ ተሪፉ ዘሎ ግን ንስኻ ሓሳዊ ኣስተኻኪልካ ኣቅርብ ናይ ህውሓት ተኽጢጥ ኣብ ውሽጢ መሬት እዩ ነይሩ ሐዚ ግን ተመስገን ክወግሕ እዩ ዝመስል ህውሓት ዶ ኣይኮኑን እታ ንኡሽተይ ልምዓት ጊጅለ ኣብዚኣ ምረፁ ኣብ እዋን መረት እናበሉ ወይ ሬድአት ኣይትውሃቡን እናበሉ ኣብ ጭቆና ኣንቢሮምና ዘለው ቀፁሉ ድማ እቲ ዝሓለፈ ውግእ ጆነሳይድ ዝነበረ ብመን ዝመፀ ስበብ እዩ ብህውሓት ዶ ኣይኮነን እዩ ህወሓት ዝበደሎም ናይ ኢ.ያ ብሄር ብሄረ ሰባት ሕኒኦም ግን ኣብ መስኪን ህዝቢ ትግራይ ፈድዮም ግን እዚ ስበብ ብሰንኪ ህውሓት እዩ ብስሩ ህውሓት ስልጣን እንተ ሒዙ ድማ ፅንተት ህዝቢ ትግራይ ዘይተርፍ እዩ ምኽንያቱ ሐዚ ምኽንያት ዘብዝሕለው ስልጣን እስካብ ዝሑዙ እምበር ድሓር ናብ ህዝቢ ቆላሕ ምባል የለን ምኽንያቱ ብቤተሰብ ስለ ዝንምራሕ ልዕሊ ህውሓት ንኡሳት ደቂ ህዝቢ ምሁር የለን ማለት ድዩ ብኣሽሓት ኣለው ንትግራይ ሓሊፉ ንካሊእ ዘምሓድር ምሁር ኣሎ መንከ ናብ ስልጣን የደይቦ እንተ ንስኻ ግን ዓጃው ኢኻ ፅባሕ ቆላሕ ዘይብሉካስ ሐዚ ብገንዘብ ተሸፊንካ ንኣዴኻ ንኣቦኻ ንሓፍትካ ንሓውካ ኢልካ ተቃለስ በቃ
@mulugetagessu4637
@mulugetagessu4637 Ай бұрын
አንተ ሃገር ሓወይ እንታይ እዩ እዚ ኹሉ ናይ መግለጺ ጋጋታ ብኽልቲኡ ወገን ዘደንቁርና ዘለዉ? ናይ መግለጺ ውድድር ዘሎ ዝመስል ነገር? እዚ ሚስኪን ህዝበይ ካብዚ ጋዕ ገልጠም እንታይ እዩ ክርባሕ?
@SimonHaile-np5gh
@SimonHaile-np5gh Ай бұрын
እቲ መግለፂ ህወሓት ተገዲዱ መልሲ ንኽህብ ዝተገበረ ስግኣት ህወሓት ዘይኮነስ ጊዝያዊ መንግስቲ ስልጣንካ ኣብቂዑ እዩ ንኸይበሃል ዝፈጥሮም ዘሎ ናይ ምክፍፋል ሓደጋን ሽርሕታትን እዮም።
@Axumite125
@Axumite125 Ай бұрын
💯
@amharekidane245
@amharekidane245 Ай бұрын
Be balanced media or reporter in balanced news will not acceptable!! I thought u were great journalist
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ Ай бұрын
ደብረ ዕክሊል ፀረ ሰላም ንብዓልካስ መን ዶ መሪፅካ እዩ 😂😂😂😂
@MathewosGiday-y1i
@MathewosGiday-y1i Ай бұрын
good news
@tesfayetadesse3558
@tesfayetadesse3558 Ай бұрын
ኣግባብነት ዘለዎ መግለፂ እዩ።
@embahuneyayele4207
@embahuneyayele4207 Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@YalemTewelemedhn
@YalemTewelemedhn Ай бұрын
I am afraid about the crisis of tigray
@robeltekia6374
@robeltekia6374 Ай бұрын
Ezom tezeytakarjom selam yelen denakur
@mulugetamuler464
@mulugetamuler464 Ай бұрын
Gena kitibalie ekum Atum leyabu
@AskaleMengsteab
@AskaleMengsteab Ай бұрын
ሰራዊት ኣይትንኩኡ
@dawi6131
@dawi6131 Ай бұрын
አመሠገንኩ
@zamzammohammed9789
@zamzammohammed9789 Ай бұрын
😂😂😂😂😂ንገች ምፍርራህ ድዩ ኣጀውጀው ኣይትበል እንክሊል
@getachewdesta1433
@getachewdesta1433 Ай бұрын
Long live tplf
@amanuelfitsum7239
@amanuelfitsum7239 Ай бұрын
What a bunch of betrayers and vampires down down debretsion
@GideyMulat
@GideyMulat Ай бұрын
ጀጋኑ እኹሞ ቀፅሉ
@tesfamariamgerzgher5277
@tesfamariamgerzgher5277 Ай бұрын
እወ ንሱ እዩ እቲ ሓቂ ገይታቸው ባንዳ ዋላ ሓንቲ ዝተውሃቦ ትእዛዝ ናይ ሐወሓት ፈጻሚ ዳኣምበር ዋላ ሓንቲ ስልጣን ወይ ሓላፍነት የብሉ , ገይታቸው ረዳን ጻድቃንን ባንዳታት ኣተግበረሰቲ ዳኣምበር መሬትናን ህዝብናን ኣብ ንምሻጥ ለይትን ቀትርን ይሰርሑ ኣለው ህዝቢ ትግራይ ከይትታለል በዞም ባንዳታት ሓንሳብን ናሓዋሩ ትግራይ ከይትጠፍእ ንቃሕ!!!!
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb Ай бұрын
ኣንታ ለኽባጥ ካብ ጉጅለ ኣደመ በል። መን እዪ ሂብካ? መቀናበሪ ከም ልፍዓተይ ተስፋ
@SUdema-h6e
@SUdema-h6e Ай бұрын
They can do nothing. Just need power.
@tewoldetessema9317
@tewoldetessema9317 Ай бұрын
ናትና ፎረም ንፅንተ ት ደብረፅዮን ደጊፍካ ዜና ትሰርሕ ኣሎኻ:: ጊዜያዊ መንግስቲ ትግራይ ከተዳኽም ናይዚ ዓለታዊን ኣውራጃዊን ብደበረፅንተ ት ዝምራሕ ወንጀለኛ ጉጅለ ህወሓት ቃል ወሃቢ ኮይንኻ ትሰርሕ ኣሎኻ:: ኣስተኻኽል:: ኣርም:: ምኽርያ:'
@NatnaForum
@NatnaForum Ай бұрын
ሓደ ዜና ኣይሰራሕናን፣ዝተፅሓፈ መግለፂ ኢና ኣንቢብና።ካልኣይ ድማ ዜና ምስራሕ ማለት ምድጋፍ ማለት ኣይኮነን።ሳልሳይን ናይ መወዳእታን ክትርድኦ ዘለካ ናትና ፎረም ናይ ዝኮነ ይኩን ውድብ ደጋፊት ኣይኮነትን። ቀትሪ ናይ ግዝያዊ ምምሕዳር መግለፂ ክነንብብ ከለና ድኣ ንጌታቸው ደጊፍካ ዘይበልካ? እዚ ሚዲያ ምኳኑ ኣይትረስዕ፣ዝረከብናዮ ፀብፃብ ነቅርብ፣ነቲ ፀብፃብ ርኢቶ ምሃብ ድማ ይከኣል እዩ።እምበር ደጋፊ ተደጋፊ ዝብሃል የለን። በዚኣ ሓዛ ንቀፃሊ
@birhanemelaku3931
@birhanemelaku3931 Ай бұрын
ደብረፅንተት ሞትካ ክጽብቀልካ ጸሊይ እምበር ጉጅለኻስ አብቂዑ'ዩ ።
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 Ай бұрын
What is the title of getachew Reda? Can we him president? Why? What I know is, to be named a president he should be elected by the people. Otherwise we should name him Mr. Answer my question please. ❤❤❤❤❤❤❤
@HayelomTesfay-q7m
@HayelomTesfay-q7m Ай бұрын
ኣታ አብ ትሕቲ ፌዴራል አይኮንናን ዲና ታይ ዓይነት ሰባት ጉራ ጥራይ
@YitbarekTesfayeHailemariam
@YitbarekTesfayeHailemariam Ай бұрын
ትግራይ ተሳፊፋ እያ ዘላ አብ ፌደራል ውሽጢ ምንም የብልናን ፓርላማ ፌደረሽን መከላከያ ብሚንስተር ውሽጢ አብደህንነት ውሽጢ ምንም ወኪል የብላን ዳርጋ ካሊዕ ሀገር ኮይና መራህታ ክባልኡ ይገብር አሎ
@tewodrosalemayehu-hx8nk
@tewodrosalemayehu-hx8nk Ай бұрын
ግምት ሕንበር Tdf ኣይኮነን
@Ala-o3x
@Ala-o3x Ай бұрын
ጉጅለ ዕንይንይ ተሓኒቅክን እክን እኒ መንጆሪኖ ዝምራሕ ህዝቢ እንተሃሊዩ ከምጨጋር ከልቢ ኣሎ እናበልካዮ ዝሞተ እዩ
@Tom-xk7jn
@Tom-xk7jn Ай бұрын
ሐሳዊ አርጊ ናይ ደብረጨናዊ አርጊ።
@DesalegnHiluf
@DesalegnHiluf Ай бұрын
ታይ ድኣ tdf ባዕሉ መግለፂ ዘይውፅእ እንታይ ኣእተዎም
@atakltikassa7296
@atakltikassa7296 Ай бұрын
Nozazy already dies gojely lebabo .
@SamiYewah
@SamiYewah Ай бұрын
ግ/መንግስቲ ዝበሃል ናብሓደጋ ከየጥሕለና ጥንቃቀ የድልዮ እዩ ፡፡ናይ ህወት መግለፂ ንቅድሚት 100%
@teklaygm4407
@teklaygm4407 Ай бұрын
አ አለም ደ ደብረፅዮን መ መጀሪኖ ማለትዩ
@SabaDesta-ed3dn
@SabaDesta-ed3dn Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂 haswit julikampanjen synideliyekum
@teklaygm4407
@teklaygm4407 Ай бұрын
ለከ አበይ ዱኻ
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb Ай бұрын
The Up Dated media
@NatnaForum
@NatnaForum Ай бұрын
ክብረት ይሃበልና
@YikunoGebretinsae
@YikunoGebretinsae Ай бұрын
TPLF FOREVER
@hadushTekle-g8m
@hadushTekle-g8m Ай бұрын
I said to your media more updated media every time and they forward news as it is with out any addition or deduction of truth
@AngesomHagos-s5g
@AngesomHagos-s5g Ай бұрын
hizbi tigray bzi parti menber sienu , selam habuna hiwukoten motn godilukum diu
@የራያውመብረቅ-ኸ8ከ
@የራያውመብረቅ-ኸ8ከ Ай бұрын
እዚ ሱቕ ኢልካ ዓጀዉጀው ኢዩ
@TaklyeTaklye
@TaklyeTaklye Ай бұрын
ፈለማ የቀኒልና ሀገር ቀጺሉ ሕዋሓት ዘውጾኦ መገለጺ ብጣዕሚ ትክክለኛ ን ሓቀኛን እዩ
@RawdaIbrahim-fx8ov
@RawdaIbrahim-fx8ov Ай бұрын
Eza gemed ticebin ala
@Eded-s4u
@Eded-s4u Ай бұрын
ለምድኹም ተግንዩዋ
@segedafework1835
@segedafework1835 Ай бұрын
Its a right desition
@AskaleMengsteab
@AskaleMengsteab Ай бұрын
ደጋፊ መን ኢኻ ? ስሚዒት ንባብካ መጠን
@gebrehailezgiatsbeha5114
@gebrehailezgiatsbeha5114 Ай бұрын
ፃዕረ_ሞት መሲሉ ተሰሚዑኒ
@InnocentCheetah-hx4ki
@InnocentCheetah-hx4ki Ай бұрын
ሓንቲ ዘይሓፍሩ ጉድ እዩ እቱም ሰባት እዙ ሰብእይ ኣስርሑው'ዶ
@Destahun-x6z
@Destahun-x6z Ай бұрын
ትኽክል ንTDF ግምፍት ክመርሖ ኣይኽእልን ንሕና ሰራዊት ትግራይ መራሒና ህዝቢ ትግራይ ጥራሕን ጥራሕን እምበር ዝኾነ መንግስቲ እየ ባሃልን ዝኾነ ፓርትን ክመርሓና ኣይኽእልን ምኽንያቱ ንሕና ንመኸተ ዝወፃና ተጋደልቲ ዳኣምበር ሱሩዕ ሰራዊት ወይ ፖሊስ ኣይኮናን ክሳብ ሕዝን ክሳብ ዝተመዛበለ ህዝብና ዝምለስን ክሳብ ግዝኣት ሓድነት ትግራይ ክሳብ ዝረጋገፅ ብህዝቢ ዝተዋፀአ እናተኸፈለና እንነብ ተጋደልቲ ኢና ብመንግስቲ ይኹን ብዝኾነ ፓርቲ ዝኸፍለና ክፍሊት ከምዝኾነ ማንም ክርዳእ ይግባእ
@TediEbuy-j6h
@TediEbuy-j6h Ай бұрын
አረ ሓቂ የምስሉ ባእ እቱ ግዝያዊ ምምሕዳር ባዕሎም ኣይኮኑን ድዮም መስሪተምዎ ኣብቲ 60ማዓልቲ ኣኼቦኦም ጉደኛታት
@Girmay-j8w
@Girmay-j8w Ай бұрын
ጉጅለ ጉባኤ 14 ማ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን መንእሰይን ህፃውንትን ኣወዲኦምኮ ኸዚማ TDF ምስ ጊዝያዊ መንግስቲ ምኻኑ ሕቶ የብሉን ክህልዎውን ኣይኽእልን...መንግስቲ መንግስቲ እዩ ኹሉ ትሕቲ መንግስቲ እዩ። እዚ ማለት ልዕልና ምስማዕ ተይኾነስ ናይ ህዝቢን ዓድን ወኪልን ሕገን እዩ...ምሻምን ምውራድንው ናቱ ስልጣን እዩ...እዚይ ምክሓድ ኾነ ኢልኻ ንህዝቢ ምድንጋር አደናጊርኻ ስልጣን ንምርካብ ዝግበር ዓገርገር እዩ። ህዝቢ ሰላም እዩ ዝደሊ ሰላም ሃቡና...ሰራዊት ምሳና እዩ ኣየኹም/መንጀሪኖ ኣብ ሽረ ዝበለቶ/ እናበልኻ ሰራዊት ግምት ኣይእዝዞን ምባል ምድንጋር እዩ ይኣክል!!!
@negagetachew974
@negagetachew974 Ай бұрын
መግለጺ ሕወሓት ሰልቺይና ቁም ነገር ዘይብሉ !!
@HizbawiEnihun
@HizbawiEnihun Ай бұрын
ብጣዕሚ ትኽክል !!!ጊዚያዊ ምምሕዳር ብሽም ህወሓት ምሽቃጥ ጠጠው ከብል ኣለዎ።እዚ ናይ ዒዋሉ ሽጣራ ጠጠው ይበል።ይሕመቅ ይፀብቅ ህወሓት ስጋብ ዝስተኻኸል ንትግራይ ክመርሕ ዝግባእ ህወሓት እዩ ። ጊዚያዊ ምምሕዳር ሹመኛ ብልፅግና ስለዝኾነ ውዕል ፕሪቶሪያ ሓንሺሹ ክቅፅል የብሉን!!! ኣመራርሓ ህወሓት ድማ ቀልጢፉ ቀልጢፉ ምምሕያሽ ክገብር ኣለዎ። በሽጣራ ኣብይ ኣሕመድ ሠራዊት ትግራይ ናብ ውግእ ኤርትራ ወይ ናብ ግብፂ ከእትውዎ ዝሓልምዎ ሕልሚ ሠራዊትና ብንቅሓት ክከታተል ኣለዎ።
@sabayemane7621
@sabayemane7621 Ай бұрын
Dibrexyon Debri enklel yakel menaesay wedekayom hizeyk entayy teryfuka
@SbagadisGuangul
@SbagadisGuangul Ай бұрын
ብዝኾነ ይኹን ኣሮግቶት መረሕቲ ሕወሄት ስልጣን ርስቲ ኣኮነን ስለዚ ይኣኽለኩም ንመናእሰይ ምሁራን ስልጣንኹም ኣረክቡዎም ዓዲ ብመንእሰይ ትምራሕ ኣለዋ መንእሰይ ትግራይ ዝተቃለሶ ብጌጋ እዩ ነይሩ ምኽንያቱ ካብዓሰርተ ንታሕቲ ዝኾነኹም ሰበስልጣን ንከይትእሰሩን ከይትሞቱ ተባሒሉ ዝተገበረ ቃልሲ ብምዃኑ የሕዝን እዩ።
@tewodrosalemayehu-hx8nk
@tewodrosalemayehu-hx8nk Ай бұрын
ኣንጃል
@AbelBrhane-e3o
@AbelBrhane-e3o Ай бұрын
ደንቆሮ​@@tewodrosalemayehu-hx8nk
@dawitmikiele
@dawitmikiele Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@LeakeAregawi
@LeakeAregawi Ай бұрын
Viva TPLF
Random Emoji Beatbox Challenge #beatbox #tiktok
00:47
BeatboxJCOP
Рет қаралды 61 МЛН
Trick-or-Treating in a Rush. Part 2
00:37
Daniel LaBelle
Рет қаралды 44 МЛН
Wait… Maxim, did you just eat 8 BURGERS?!🍔😳| Free Fire Official
00:13
Garena Free Fire Global
Рет қаралды 9 МЛН
ROSÉ & Bruno Mars - APT. (Official Music Video)
02:54
ROSÉ
Рет қаралды 324 МЛН
እዋናዊ፡ኣብቲ ዓብዪ መድረኽ "ዋዕላ ትግራይ"  ዝተሳተፉ እንታይ በሉ?  9/11/2024
44:48
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 11 М.
"ካብ ኣፍሪካ መሪሕ በዓል ክብረ ወሰን ጅግና!"
55:16
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 14 М.
Random Emoji Beatbox Challenge #beatbox #tiktok
00:47
BeatboxJCOP
Рет қаралды 61 МЛН