🛑 '' ተጋዳሊት ሓድሽ ሪከርድ ሴራ !'' ካብ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዝለዓለ ዉፅኢት ዘመዝገበት ተጋዳሊት ብርሃኑ ተኽሉ

  Рет қаралды 36,418

ገድሊ Plus

ገድሊ Plus

8 ай бұрын

ንተጋዳሊት ብርሃኑ ተኽሉ እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0978408192 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus #Brakhe_Show
© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
tiktok.com/@gedli.plu
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus
@GEDLI_PLUS @TDF @ገድሊ_Plus @Tigrigna @gedli_plus @Brakhe_Show

Пікірлер: 160
@Gedli_plus
@Gedli_plus 8 ай бұрын
ንተጋዳሊት ብርሃኑ ተኽሉ እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0978408192 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
@kidaneworkelulyalew3573
@kidaneworkelulyalew3573 8 ай бұрын
we need to take care of her next study place at the University. Must be inside Tigrai University because we know the case.
@azmeraamen6989
@azmeraamen6989 8 ай бұрын
አነስ ብጣዕም እየ ተግርመ ብጣዕም ጀግና ዋዕር ክብር ምጎስን ንስራዊት ትግራይ❤❤❤❤❤
@wxzlli
@wxzlli 8 ай бұрын
ዋዕሮ ትግራይ እንኳዕ ሓጎሰኺ ሓፍተይ ናተይ🙏🙏🙏😍😍😍💛❤💛❤💛❤💛
@gideyberhane2123
@gideyberhane2123 8 ай бұрын
ክብሪ ይብፃሐዮ ነቲ ልዑል ፈጣሪ ናብዚ ዘብቃዐኪ ዋዕሮና ጅግናና።👌👍🙏❤️💛❤️
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ንፍዕቲ ወናኒት ብሩህ ኣእምሮ ዝኾንኪ ዋዕሮ ተጋዳሊት ሓፍትና ብርሃኑ ተኽሉ እንኻዕ ደስ በለኪ ምሉእ ትግራይ ብኣኺ ሕጉስ እዩ :: ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ትምህርትኺ ወዲእኺ ዓድኽን ህዝብኽን ንምግልጋል የብቅዕኺ ❤❤❤
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 8 ай бұрын
ብኩሉ ጅግንነት ዝትዓደልኪ ጅግና ዋዕሮና 👏❤❤💪💪
@kuhlen3925
@kuhlen3925 8 ай бұрын
ሄለን የማነ ነተን ጀጋኑ ደቂ አንስትዮ ብደንቢ አዛርብየን
@TesfayTeferi
@TesfayTeferi 8 ай бұрын
ዋው ኩሪእናልኪ ዋእሮ ጅግና ጓል ትግራይ።
@user-ub8hd5cp3y
@user-ub8hd5cp3y 8 ай бұрын
እንኳን ደስ አለሽ ገና ብዙ ለህዝብ ለሀገርሽ ምትሰሪ ልጅ ነሽ ጀግና ነሽ መጨረሻሽን መዳኒአለም ያሳምርልሽ
@NoorNoor-bx4tb
@NoorNoor-bx4tb 8 ай бұрын
ኣነስ እዛ ጋዜጠኛ ደስ ክትብለኒ❤❤🌺🌺
@Kisuyuri3751
@Kisuyuri3751 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርመካ /ኪ ድማ ብኩሉ ብልፅቲ ጋል ኣነስተይቲ እያ ተምሃሪት ቀላሚኖ እያ እሳ እውን ፅቡቅ ነጥቢ ኣመዝጊባ ድማ ናይ ሎሚ ዓመት ተምሃሪት 12 ነይራ I’m proud of her🤌💪
@user-po6hw9ws1k
@user-po6hw9ws1k 8 ай бұрын
እንኳዕ ደስ በለኪ ዋዕሮና 🙏😍💚
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g 8 ай бұрын
ፅሪተይ እንቃዕ ደስ በለና ዋዕሮዋይ መርኣያ ፅንዓት ❤️❤️❤️
@Kisuyuri3751
@Kisuyuri3751 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ኮሪዕናልኪ ብርሃኑ ሓፍትና 💪 ጋዜጠኛ ሄለን የማነ እውን ብጣዕሚ ዝገርም ውፅኢት ዘምፀት ተምሃሪት ቀሊሚኖ ሎሚ ዓመት እያ ነይራ congratulation ዋዕሮታት👌👌💪🥰🥰
@gual70enderta17
@gual70enderta17 8 ай бұрын
ዋዕሮና ኩርዓትና ኢኺ መርኣያ ፅንዓት ህዝቢ ትግራይ Medicine ተማሂርኺ ህዝብኺ ተገልግሊ ይግበርኺ ሄሉ ፅብቕቲ ጋዜጠኛ ርግዕ ልበልኪ ሓሳቦም ኣንዊሖም ክገልፁ ትፅበይዮም ጎወዝ ኢኺ ❤💛🙏
@user-qp2qo9dc9r
@user-qp2qo9dc9r 8 ай бұрын
እንኳዕ ደሰ በለኪ ተጋዳሊት ሓፍትና❤❤❤
@edenaraya9795
@edenaraya9795 8 ай бұрын
እንኳዕ ሓጎሰኪ ዋዕሮ ❤️🙏
@meseret_gebrehiwot
@meseret_gebrehiwot 8 ай бұрын
ንፍዕቲ ጅግና ሓፍትና እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 8 ай бұрын
እንዃዕ ደስ በለኺ ዋዕሮ ዝሓፍተይ 💃❤️❤️
@abeselombeidemariam379
@abeselombeidemariam379 8 ай бұрын
ኣዞኺ በርትዒ ጅግና መርኣያ ተጋሩ ኢኺ
@letinagelyesus8425
@letinagelyesus8425 8 ай бұрын
ጅግና ተጋደሊት ብርሃኑ ኣኹርዕኽና
@haileocbamicael3236
@haileocbamicael3236 8 ай бұрын
ድርብ " ድርብርብ ጂግና ትግራወይቲ " መን እሞ ከማኺ ፡ ብኸመይ ገይረ ክገልጾ ጂግንነትኪ ፡ ቃላት ከሓጽረኒ እዩ ፡ ንበሪሉ ንህዝቢ ትግራይ 🙏
@rebecaeyasu5862
@rebecaeyasu5862 8 ай бұрын
ቀፅልሉ እዛ ሀፍትና ካልእ ክንስምእ ኢና nice.
@axumawitkingdom3287
@axumawitkingdom3287 8 ай бұрын
ሄሉ ሽኮርር ቀፅልሉ ፅቡቅ መደብ ተቅርብልና ዋዕሮና እንካዕ ብሰላም መፃክልና❤😘
@DgDh-px1wd
@DgDh-px1wd 8 ай бұрын
ዋዕሮ ኢኪ ብሓቂ ኮሪዐልኪ ጓል ትግራይ😍😘
@user-wi6er8cg3u
@user-wi6er8cg3u 8 ай бұрын
ዛሓፍተይ ጅግና❤❤❤❤❤
@user-lo1hv2kr9j
@user-lo1hv2kr9j 8 ай бұрын
እንኳዕ ናትና ኮንኩም ጀጋኑና🥰❤
@TDF16
@TDF16 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ያዓሽሽሽሽሽሽ ታይ ኢና ኽንብሎ ❤️❤️❤️❤️🥳🥳🥳🥳🥳🥳🥳🥳🥳💊💊💊💊💊💊😍😍😍😍😍😍😍 መኹሪዒ ዓዲ ብስሩ ጀጋኑና ንብሎ ጠፍኣና እኮ 🎉🎉🎉 ዎዕሮ ማዓረይ ሳላ ህዝብኺ ዋጋ ኽትኸፍሊ ወፂኺ እንዃዕ ብሰላም ተመሊስኺ ናብ ኸምዚ ዝመሰለ ብርሃን እንዃ ኣብቐዐኪ ማዓረይ❤❤❤❤ ተጋሩ ኹሩዑታ ❤❤❤ ሓደራ አብ ዓዶም ክማሓሩ ግበሩልና ሓደራ ሓደራ
@ekubealay5018
@ekubealay5018 8 ай бұрын
ጅግና ዋዓረና እንኳዕ ደስ በለኪ የሕጉስክና❤❤❤
@ST-tq9el
@ST-tq9el 8 ай бұрын
Congratulations, waero sister 👏 ❤️ 💖
@GalTsiyon21
@GalTsiyon21 8 ай бұрын
ጀግና እንኳዕ ናትና ኮንኪ ቡኹሉ መርአያ ዋዕሮ❤
@user-mp5kc3ux4j
@user-mp5kc3ux4j 8 ай бұрын
እንቋዕ ደስ በለኪ ዋዕሮና ❤💛❤💛❤💛😍😍😍
@temarutekle6341
@temarutekle6341 8 ай бұрын
ሀሳብ ልብኺ ያሳኽዐልኪ ኣምላክ
@hiboobi9757
@hiboobi9757 8 ай бұрын
እንካዕ ደሰ በለኪ ጅግና❤❤❤❤
@HubofDigitalMedia
@HubofDigitalMedia 8 ай бұрын
ትነበብ ኣበይ እዩ እቲ ንቅሓት ናይ ተጋሩ? ከመይ ዝበለ ዕብዳን እዩ እዚኸ? ኣባላት TDF ነይሮም ናይ 12 ብሄራዊ ፈተና ናይ ዝወሰዱ መናእሰይና ፎቶን ሙሉእ ስሞምን እናጠቃዕኻ "ረኣዩልና፣ እከለ ዝበሃል ኣባል TDF ኽንድዚ ነጥቢ ኣምፂኡ ሓሊፉ" ኢልካ ምጥቃዕ፣ ኣብ ጎኑ ድማ ኣብ ሜዳታት ትግራይ ክላሽን ተዓጢቑ ዘርኢ ፎቶ ምግባር...እዚ ዕላምኡ እንታይ እዩ? እዚ ዝገብር ዘሎ ኣካል ዕላምኡ እንታይ እዩ? ነዞም መናእሰይ እዚኦም ፅባሕ ኣብ ካልኦት ክልላት ኢትዮጵያ ኣብ ዘለው ዩኒቨርሲቲታት በፂሑዎም እንተኸይዶም ኣብ ሓደጋ ንኽወድቁ ድዩ? እንታይ እዩ ዝግበር ዘሎ? እቶም ውፅኢቶም፣ ስሞምን ናይ ሜዳ ስእሎምን ክጥቃዕ ዝፈቕዱ ዘለው መናእሰይከ እንታይ ይገብሩ ከምዘለው ይፈልጡ ድዮም?
@mashogher
@mashogher 8 ай бұрын
ዓሽኪ ጀግና ዋዕሮና ቀፅልሉ ፈጣሪ ኣብ ጎንኺ ይቁም !!
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 8 ай бұрын
Jegna tigrawayti TDF. You have excel in everything. Tigray the Land of excellence!!!
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d 8 ай бұрын
ብጣዕሚይ ኮሪዕናልኪ ዋዕሮና ❤🎉 እዝኹሉ ፈተናታት ሓሊፍኩም ብሓቂ ብጣዕሚይ ይገርም ጀጋኒና ክብሪይ ናዓኹም❤💛❤💛❤🙏
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g 8 ай бұрын
ኣዙየ ፅሪቲ ኣግንየኪ ኣብዚ ለ ❤️❤️
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d 8 ай бұрын
@@user-ds1bt1of4g ፅቡቕ ዛምበይተይ 💘💋
@haset1987
@haset1987 8 ай бұрын
Congratulations
@mulumulu3028
@mulumulu3028 8 ай бұрын
አሰና ጽብቕቲ ንፍዕቲ ጅግና በርትዒ አጆኺ አብ ደረጃ በጺሕኪ ክንሪኤኪ ንደሊ ኢና ዕድመን ጥዕና ን ይሃብኪ❤
@Azmera-cc6vy
@Azmera-cc6vy 8 ай бұрын
እንኳዕ ደስ በለኪ ጀግኒት ዋዕሮ ትግራወይቲ ይግበኣኪ ፃማኺ እዩ
@berhanemesfin9994
@berhanemesfin9994 8 ай бұрын
መርኣያ ኩለን ዋዕሮታት ተጋሩ ኢኺ እሞ መፃኢ ፅቡቅ ጉዕዞኺ የስምረልኪ ታሓበኒ ሓበን ትግራይና ።
@user-mc2jm1bl8i
@user-mc2jm1bl8i 8 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮ ሓፍቲና ኮሪዕናልኺ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሳኺ ይኹን❤❤
@AefareTesdak
@AefareTesdak 8 ай бұрын
ጅግናና💊💚
@LuwamMeles
@LuwamMeles 8 ай бұрын
ጅግና🎉🎉🎉
@user-fn1wc7fi4n
@user-fn1wc7fi4n 8 ай бұрын
❤ ሓቦኛ
@fderfeet7866
@fderfeet7866 8 ай бұрын
እንኳዕ ደስ በለኪ ዝሓፍተይ 🥰🥰🥰🥰🥰
@zemichaelarefaine5035
@zemichaelarefaine5035 8 ай бұрын
You are so brave my dear sister.keep it up . Go ahead
@user-lw8hw3fc7j
@user-lw8hw3fc7j 8 ай бұрын
ዋዕሮና ጅግኒት🙏
@sindayoasgedom3911
@sindayoasgedom3911 8 ай бұрын
እንኳዕ ናህና ኮንኪ ንፍዕቲ።!!
@MG-su4nh
@MG-su4nh 8 ай бұрын
Asey mekseb Tigrayna ❤
@mom12127
@mom12127 8 ай бұрын
እንካዕ ደስ በለኪ ኩርዓትና
@dgvh7060
@dgvh7060 8 ай бұрын
ባሓቂ ዋዕሮ ኢኪ 💛❤
@zed-fw8xu
@zed-fw8xu 8 ай бұрын
Jegna tigrawayti TDF 💛💛❤️❤️
@yordiyordi1961
@yordiyordi1961 8 ай бұрын
ዋውው ዋዓሮና♥💛♥💊💥
@WKaz-cs8tg
@WKaz-cs8tg 8 ай бұрын
Bravo sister. Keep it up and make yourself, your family and all of us proud. There is no scientific vocabulary to define you and others like you who overcome all odds-unimaginable worst circumstances- with a courage and spiritual strength. Thank you
@user-lw8hw3fc7j
@user-lw8hw3fc7j 8 ай бұрын
ድርብ ክብሪ ንዓኹም ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና🙏❤💛😘
@rajaosman1192
@rajaosman1192 8 ай бұрын
Proud of you Berhanu keep yr education going Yr Eritrean-Canadian sister💕🎈
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 8 ай бұрын
_ዋውው ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን ብትምህርቲ ብጅግንና ኹሉ ነገርኹም ናይ ዓለም መቐረት ተጋሩ እና ዕም ዝበለ ሕጉም። አረ እዛ ጋዜጠኛ ምቁንጃያ ሓወይ ወዲ ተዘይህልወን ጀንጅና ክብሎ ነይረ ክክክክ_
@user-cy2qe1nh4b
@user-cy2qe1nh4b 8 ай бұрын
እወ 😅😅
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 8 ай бұрын
ሓማተይዋ ክክክ
@user-ww5rw7so6z
@user-ww5rw7so6z 8 ай бұрын
ዋዕሮና ኣኮሪዕክና ብሓቂ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ 🙏 ዕምበባ ትግራይና❤
@Yughuj-pl8bh
@Yughuj-pl8bh 8 ай бұрын
እዚ ኩሉ ክሓልፍ እዩ እሞ እንኳዕ ካብ ኩሉ ወፂኪ ንዚ ኣብቀዐኪ ዝሓፍተይ ዓድካ እዩ ክብረትካ ንዓድካ ምውዳቅ ክብሪ እዩ ሕጅክኣ ብቴክኖሎጂ ክትሃንፅያ ተስፋ ንገብር
@actnow590
@actnow590 8 ай бұрын
ብርሃኑ ድዩ ብርሃን? ብርሃኑ እንተኾይኑ እንተዝስተኻኸል ብዝኾነ ጅግና ሐፍትና keep it up
@kkww395
@kkww395 8 ай бұрын
ጀግና
@semenmedianetwork__
@semenmedianetwork__ 8 ай бұрын
በርተኽላይ ዓደይ
@semenmedianetwork__
@semenmedianetwork__ 8 ай бұрын
@kidentube እሽ
@semenmedianetwork__
@semenmedianetwork__ 8 ай бұрын
@kidentube ገይረክ
@AlAl-f7p
@AlAl-f7p 21 күн бұрын
❤❤❤
@hiwetwelay1684
@hiwetwelay1684 8 ай бұрын
🎉🎉🎉❤❤❤ዋዕሮ ጀግና cong🎉🎉❤❤
@kuhlen3925
@kuhlen3925 8 ай бұрын
ጀግና ጀግና
@MG-su4nh
@MG-su4nh 8 ай бұрын
Congratulations ❤
@unkibahritadelle9143
@unkibahritadelle9143 8 ай бұрын
Congratulations beautiful ❤️❤️👍🙏
@RrRr-ku5sk
@RrRr-ku5sk 8 ай бұрын
🎉❤❤❤❤❤እንኳዕ ደስ በለኪ ጀግኒተይ
@kahsaygra2742
@kahsaygra2742 8 ай бұрын
እንኳዕ ደስ በለኪ ዋዕሮ እንኳዕ ብሰላም ወፃእኺ❤❤❤❤
@user-hk4xk3sw4d
@user-hk4xk3sw4d 8 ай бұрын
Waerona🎉🎉🎉❤
@Danayit16
@Danayit16 8 ай бұрын
እንካን ደስ በለኪ ጅግና ሓፍተይ ❤
@kebramsalman953
@kebramsalman953 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abelmajjor9007
@abelmajjor9007 8 ай бұрын
ይንቨርስቲ ከይመረፀት አበይ እዩ ክበፅሓ ከይ ፈለጠት ብሚድያ ድሕረ ባይተአ ዘረድእ ቃለመሕተት ልክዕዶ ይከውን ንድሓረይያየፀግመላንዶ? እምበር ዋዕሮ ትግራይ ብኩሉ ተወዳዳሪ ዘይብላ ተስፋ ይገብር ብትምርትኪ አብ ዝለዓለደረጃ በፂሕኪ ንህዝብና መራሒት ኬንኪ ብሰናይ ምምሕዳር ክትክሕስንዮ ትምኒተይ እዩ ዋዕሮ
@ghiwotgslassie3797
@ghiwotgslassie3797 8 ай бұрын
keep it up
@selam801
@selam801 8 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮ መርአያ ጽንዓት❤🎉
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 8 ай бұрын
💪💪💪💪💪💪💪💪 ❤💛❤💛❤💛❤💛
@medid.454
@medid.454 8 ай бұрын
Ab kulu jegna berhan haftna kuriatina ❤❤❤. Keep it up lovely sister 👏.
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 8 ай бұрын
congratulation
@alefumekele3184
@alefumekele3184 8 ай бұрын
ዋውውው ብኩሉ ነገር ዋዕሮሮ
@user-vi6js8yc3z
@user-vi6js8yc3z 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@solomonaregaw8239
@solomonaregaw8239 8 ай бұрын
Jegina jegina shega
@kuhlen3925
@kuhlen3925 8 ай бұрын
ጀጀጀጀጀግና
@FbIh-ri2et
@FbIh-ri2et 8 ай бұрын
❤እንካዕ ደስ በለኪ ሓፍተይ❤❤
@yeromhailu3870
@yeromhailu3870 8 ай бұрын
Kemaki zibele yebzehelna 😊🎉
@mekdeshagos5888
@mekdeshagos5888 8 ай бұрын
This guy cracks me up!😂😂😂
@shewaasfaha546
@shewaasfaha546 8 ай бұрын
Asey asey ambebalada ntigray ambebula🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 8 ай бұрын
ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑና❤❤❤❤❤❤
@user-fk1my4um4j
@user-fk1my4um4j 8 ай бұрын
ሩዋ ፀድያ ዓደይ 😍
@user-xb8mx6jg6j
@user-xb8mx6jg6j 8 ай бұрын
حبابيتوحاو🤩🌹🌹😊
@barcoteabenet1511
@barcoteabenet1511 8 ай бұрын
ተጋሩ እየሰማን ነው የምትለንን የሻዕቢያ ሰራዊት የሰራው ግፍ አንርሳ በመቀጠል ማአስከር የሚባል እነሱ የሚጠራቀሙበት ትግራይ ምድር ላይ መፍረስ አለበት ከነሱ ጋር በሩቁ እነዚህ አውሬዎች
@omkhaled6864
@omkhaled6864 8 ай бұрын
❤❤
@hghg7482
@hghg7482 8 ай бұрын
ኣቤየት ጅግንነት ❤❤❤
@fderfeet7866
@fderfeet7866 8 ай бұрын
ሓፍተን😢
@tirhasaraya3441
@tirhasaraya3441 8 ай бұрын
😍😍🙏🏻☀️
@user-sv2vu6mm9u
@user-sv2vu6mm9u 8 ай бұрын
jegna
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 8 ай бұрын
❤❤❤❤
@neumi_xx9442
@neumi_xx9442 8 ай бұрын
🙏🙏🙏👍🏾
@user-mm2wm1yg6n
@user-mm2wm1yg6n 8 ай бұрын
Enkae des beleki waerona❤❤❤❤
@danielgebregergis2915
@danielgebregergis2915 8 ай бұрын
👍👍💞❤
Summer shower by Secret Vlog
00:17
Secret Vlog
Рет қаралды 13 МЛН
لقد سرقت حلوى القطن بشكل خفي لأصنع مصاصة🤫😎
00:33
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 15 МЛН
ВОДА В СОЛО
00:20
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 31 МЛН
ПРОВЕРИЛ АРБУЗЫ #shorts
00:34
Паша Осадчий
Рет қаралды 7 МЛН
The cat chose the right one 🥰🥳😸
0:32
Ben Meryem
Рет қаралды 47 МЛН
Мировой Рекорд по Засыпанию (@DazByron )
0:30
Голову Сломал
Рет қаралды 8 МЛН