Рет қаралды 23,654
ካብ ካናዳ ወጻኢ ዘለኹም
ንካናዳ ክትመጹ ኣብ ምድላው ዘለኹም ዝጠቅም ምዝርራባት ክህልወና ኢዩ።
ዘለኩም ሕቶታት ንቁጠባ፡ ማሕበራዊ ናብራ፡ ኩነታት ትምህርቲ፡ ምእላይ ቆልዑ፡ መሰላትን ግዴታታትን ከሙኡውን ዝመሳሰሉ ኣርእስትታት ኣልዒልና ክንዘራረብ ኢና።
ነዚ ትምህርቲ ክነዳልው ዝሓገዙናን ብሕጂ ዝሕግዙና ኣብዝተፈላለየ ጽፍሕታት ናይ ስራሕ ዘለዉ ምሁራትን ሓለፍቲ ቤት ጽሕፈታትን ዋናታት ትካላትን ኣቐዲመ የመስግን
Training groups: linktr.ee/henokfinance
www.Evenactions.com
Facebook group: / legacyleavers
Max out the potential for work referral: t.me/+4tQ-LUm5v3g2YTkx
Henok Msghina
Tel: +14036902117