ዝተፈላለየ ርእይቶ ደለይቲ ፍትሒ ብ ዛዕባ ወዲ ትኩል

  Рет қаралды 35,150

TEFETAWI TALKSHOW

TEFETAWI TALKSHOW

Күн бұрын

Пікірлер: 63
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow 2 жыл бұрын
Let’s support TEFETAWI SATELLITE 📡 ህዝብና መታን ክነቅሕ ክመሃር ን ህላወ ቀጻልነት ዕብየት ሳትላይት ኣብዚ ሊንክ ብምጥዋቕ ዓቕምና ነበርክት👉🏾donorbox.org/tefetawi-talkshow
@hayatangel1147
@hayatangel1147 2 жыл бұрын
ዋይ ቃደማኹሙ መገዛ ሃገረሙሱ ኣቤት ጭካነ 💔ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን💊👏💒🙏
@godislove7507
@godislove7507 2 жыл бұрын
👏👏 good job seltene part 2 giberelna pls kinxibeyeka ina 👍
@hailegebremichael6607
@hailegebremichael6607 2 жыл бұрын
Yes
@mahariteklu1317
@mahariteklu1317 2 жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ nay behaki tsubuk zereba anbesa
@mezgebgergis5775
@mezgebgergis5775 2 жыл бұрын
ሰልጠነ ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ ። ስዉኣት ኣሕዋተይ ማይ ከምዘስተኻዮም ከምዘቃናዕኻዮም ንዝክሮም ኣለና
@saimonteklemicael7286
@saimonteklemicael7286 2 жыл бұрын
Albeshr yhaysh
@danieltsegay6601
@danieltsegay6601 2 жыл бұрын
Kndaka zeyaklas beaka ywiela dyu zbehal. netom niesnetom ab bereka zehlefu sebat ab sdet teakubikum intay gberu ikum tblwom zelekum.
@youditsium-adam8910
@youditsium-adam8910 2 жыл бұрын
Ahhh Dirue RIP our Hero🌹
@abrahamblata8183
@abrahamblata8183 2 жыл бұрын
Hiiii seltene hawey selam neaka. Gze ente aleka hade gze n gerye tiv meley, amxaalna thanks
@kahsaygebremedhin6903
@kahsaygebremedhin6903 2 жыл бұрын
እቲ ዘሕፍር ወዲ ወትኹል ንኣምሓሩ ከሑጉስ ኢሉ ንባህረዳር ምስ ከደ ወዮ ኣምሓሩ ንወዲ ትኹል ምስ ረኣይዎ እዚ ድኣ እቲ ቻ በሎ ነዓወሽ በሎ ኢሉ ዝደረፈ እድዩ ኢሎም ኣብ ስተድም ንበይኖም ሓዲገሞም ወጺኦም ከይዶም።
@simonm.7755
@simonm.7755 2 жыл бұрын
ሱልጡን ናይ ኢሳያስ የለን ዝሳሓትካዮ ትመስል። ንመንእሰይ ኤርትራ ኣጥፊኤዮ ኢየ ሕጂ ኣምሓሩ ከምጻኣሉ ኢየ ኢሉ ኢዩ ዘተምባሃልና ዘሎ።ጽሉል ኣይኮነ ዋላ ኣሪጉ ኣይኮነ።ጸላኢና ኢዩ።
@filikuhlay9899
@filikuhlay9899 2 жыл бұрын
ከምቲ ውፉይ ዝበሎ እዩ እንዳ ሂግደፍ ይኣርጉ እንበር ኣይልቡሙን እዮም ጋሕ ክብሉ ጥራይ እዩ ዘለዎም።
@nebayteyalemey573
@nebayteyalemey573 2 жыл бұрын
Deleyti Amex do?
@simonm.7755
@simonm.7755 2 жыл бұрын
ወልደ ገባ ኣይኮነን። ወዶ ገባ (ኣምሓርኛ)= ፈትዩ ኣትዩ (ትግርኛ)
@ኤረይ-ጠ3ጐ
@ኤረይ-ጠ3ጐ 2 жыл бұрын
Tekonzikum gah belu
@teklenara9386
@teklenara9386 2 жыл бұрын
ብዓል ርእሲ ሐምሐም ኢንታይ ሐሳብ ክህልውኩም ትርፎ ሐሶት።
@fisumhayle2194
@fisumhayle2194 2 жыл бұрын
Gate haswit kedi mesi tegaru
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 2 жыл бұрын
111
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 2 жыл бұрын
Nezi kedae new belwo
@logochiwa1
@logochiwa1 2 жыл бұрын
ወዲ ትኩል ኣብ ፍርዲ ከይበጽሔ ምማቱ ይሕዝነኒ
@amanuelberhane6897
@amanuelberhane6897 2 жыл бұрын
ኤርትራዊ ብሰንኪ ተግባርኩም ኣጉሪሕኩሞ ኢኹም ዘፍርድ ገበን አንተ ኣለዎ ህዝቢ ኤርትራ ባዕሉ ኢዩ ዝፈርዶ ምሽ ንስኹም ዓፋፋት
@zebhereagazian9236
@zebhereagazian9236 2 жыл бұрын
እንኮ ታዶብ አይተሓጸጸት እበር ካልእስ ትርጉም የብሉን አይንላቀቅን ድሕር ሕጂ ዝጋገ ትግራዋይ አይህሉ ንቀጻሊ ጉን ክህሉ አይክልን ።
@amanuelberhane6897
@amanuelberhane6897 2 жыл бұрын
ክክክክክክ ካብ ዝገርመካ ወላ ኤርትራዊ ዝጋገ የለን
@hailedeberstion1175
@hailedeberstion1175 2 жыл бұрын
Nskatkum mengedkum tarikum kulu nay Eritrawi menfes yeblkumn
@kebrontedmer6581
@kebrontedmer6581 2 жыл бұрын
Hahaha...the dictator is loosing his mind..very sad people don't understand Seltene Jigna.
@melakesogen647
@melakesogen647 2 жыл бұрын
Ah!!! Minister Haile Weldetinsae Durue, we mis out leader
@zebhereagazian9236
@zebhereagazian9236 2 жыл бұрын
ድሕርጂ ከምዚ ዓይነት ታሪክ ትግራዋይ አይጋገን ድሕር ሕጂ ልዎላውነት ዝብሃል ፈሪሱ አሎ ።
@mulughetadawit538
@mulughetadawit538 2 жыл бұрын
ቆንዳፍ እንታዴኻ ኮይኑ እዩ ዝፈርስ ኤርትራኮ ታዓዲማ ብመራሒ ኢትዮጵያ እያ አትያ
@zebhereagazian9236
@zebhereagazian9236 2 жыл бұрын
@@mulughetadawit538 ህዝቢ ትግራይ ብልዎላውነት ኤርትራ ከም ዝጭፍጨፍ ዘሎ አይፈለጥካን ንህዝቢ ትግራይ ልዎላውነት ኤርትራ አይትመን በሕርና አሕልፍካ ህብካልና እዳ በሉ እዮ ዝጭፍጭፍዎ ዘለው ካብ ምጭፍጫፍ ልዎላውነት ዘይምእማን የሓይሽ ድሕር ሕጅስ ልዎላውነት ይህሉ እልካ አይሕሰብን ።
@mihreteabfesshaye908
@mihreteabfesshaye908 2 жыл бұрын
ወዲ ትኩል እንታይ ኢና ክገብር ንደሊ ዘለና፡ ምእንቲ ሓቂ 1993 እኮ ከም ሰቡ ተዛሪቡ ትኣሲሩ እዩ፡ ህዝቢ ግን ምእንትኡን ምእንቲ እሱራት ብጸቱን ክዛረብ ኣይርኣየን፡ ኣብ እስሩቤት ኮይኑ ምእንትኡ ምእንቲ ሓቂ ክትዛረቡ ተጸቢኩም እዩ፡ ንሕና ግን ጠሊምናዮ፡ ዝገበሮ ጌጋ ኮይኑ ከም ዝስምዖ ገርናዮ፡ ይቅሬታ ሓቲቱ ድማ ካብ እስሪቤት ከም ዝወጽእ ኮይኑ፡ እሞ እንታይ ዳኣ፡ ከም ቢትወደድ ኣብ እስሩቤት ክበልየልኩም ዲኩም ደሊኩም፡ ወላስ ካልእ እለኩም። በሉ ፍትወዋ ጽልእዋ ንሕና ኢና ንወዲ ትኹል ኺሕድናዮ፡ ህዝቢ እዩ ንወዲ ትኹል ኪሒድዎ፡ ንቤተው ዝሕሓደ ሕዝቢ ንብዓል ወዲትኹል እሺ ኢሎም ከም ዝእዘዙ ገርናዮም። ጥፍኣት ናትና እዩ ንቀበሎ።
@weyninegasi6564
@weyninegasi6564 2 жыл бұрын
Entadiku hatyat alewo wedi tukul jgna eyuta msdlayu gena kqxlo eyu eti sesiet ka ata beray
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 2 жыл бұрын
Edme motesala nezi hzbna zexnt zelo kabo gohalalu 1991 gulhay ab hagerna zatewula xelmat mealti
@WintaEltainnia
@WintaEltainnia 2 жыл бұрын
ፈሽፍሻት በድባዳት ፈሸኩል በላዕቲ ኬሌተ ስጋ
@freedompeace3359
@freedompeace3359 2 жыл бұрын
ህግደፍ ሐሳቦም ከም ኮልከል በጊዕ ከም ሪሞሪክዬ ተጎተቲ 😂😂😂😂
@albadralbadr3948
@albadralbadr3948 2 жыл бұрын
ወዲ ትኩል መይቱ ድዩ
@saimonteklemicael7286
@saimonteklemicael7286 2 жыл бұрын
I Don blive
@saimonteklemicael7286
@saimonteklemicael7286 2 жыл бұрын
Ab medal televisual thakem
@saimonteklemicael7286
@saimonteklemicael7286 2 жыл бұрын
There is political leafe
@samuelghebreghiorgis5603
@samuelghebreghiorgis5603 2 жыл бұрын
ሻዕቢያ፡ ቁ1 ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ። ሻዕቢያ፡ ኣንጻር ባህልታትን ልምድታትን ኤርትራዊያን ብሄራት፡ ኣንጻር መለኮታዊ እምነተን ዝዓጠቐ እኽብካብ ኢዩ። ሻዕቢያ፡ Anti Society ኢዩ። ሻዕቢያ፡ ፍቕሪ/ርህራሄ ሕ-ሰብ ኤርትራ ዘይብሉ ጓና እኽብካብ ኢዩ። ሻዕቢያ፡ ንMoral code ሕ-ሰብ ኤርትራ ሓማሺሹዎ ኢዩ። ሻዕቢያ፡ ንSocial code ሕ-ሰብ ኤርትራ በታቲኹዎ ኢዩ። ሻዕቢያ፡ ንLegal code ሕ-ሰብ ኤርትራ ሓማቲሉዎ ኢዩ። ሻዕቢያ፡ ሓላፍነት ዘይስምዖን ዘይስከምን እኽብካብ ኢዩ። ሻዕቢያ፡ የዳናግር፣ ይሕሱ፣ ንግዚያዊ ረብሓኡ፡ ንሕ-ሰብ ኤርትራ ንሓደጋ የሳጥሕ። ሻዕቢያ፡ ኣብ ታሪኻዊ ጉዕዞኡ፡ "ተጋጊዬ" ኢሉ፡ ኣይፈልጥን ኢዩ። ክንዲ ዝኾነ፡ ጸጸት አይስምዖን። ኣይጠዓስን ከኣ።። ሻዕቢያ፡ ንዝፍጽሞ ኩሉ ተግባራት፡ ምእንቲ ድሕነት/ራህዋ ኤርትራ እሰርሕ ኣሎኹ ኢሉ በሃላይ ኢዩ። ስለ ዝኾነ ከኣ፡ ተጋጊኻ/ተኣረም/ ናብ ልብኻ ተመለስ ንዝበሎ ማንም ሰብ፡ ከም ጸላኢ ኢዩ ዝሪኦ። እኽብካብ ሻዕቢያ፡ ጸሎቱ ጽልኢ ጥራሕ ኢዩ። ቀሺ ሻዕቢያ፡ ዓወት ንሓፋሽ እናበለ ዝሰብኽ ካድሬ ሻዕቢያ ኢዩ።
@freedompeace3359
@freedompeace3359 2 жыл бұрын
💯 👌
@homemademom6985
@homemademom6985 2 жыл бұрын
You are absolutely right 👍🏽👍🏽👍🏽
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 2 жыл бұрын
Aytsmaen eyu zelo astekaklo
@aquakills7359
@aquakills7359 2 жыл бұрын
Enkae konu hasowti
@onelove6176
@onelove6176 2 жыл бұрын
Abey zelekum komalat trfraf weyane ikum sle wedi tkul tzarebu nay tgray kum gberu itay ymelketekum nay ertra
@simonm.7755
@simonm.7755 2 жыл бұрын
ኤርትራ ናይ ኢሳያስ number one ብምስሉዩነት!
@kidanenegash8014
@kidanenegash8014 2 жыл бұрын
Go fund me nzelewo wesiko koinu, Alem miszelo eya zibhal...
@eseyamnuel
@eseyamnuel 2 жыл бұрын
ይመርሓ ዶ ኣሎ እዩ እዚ ጉኑፉ ሰብኣይ የጥፋኣ እንድዩ ዘሎ ኣንታ ሰልጠነ ሓወይ።ኣሕ ህግደፍ ብክፉእ የጥፍእኩም ፈጣሪ ።
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938 2 жыл бұрын
You're talking as if there is an independent, credible court of justice; that's not the case.
@ngusehabtemariam2678
@ngusehabtemariam2678 2 жыл бұрын
Frki hager were elemo sewrom gda hanti
@hermongirmay491
@hermongirmay491 2 жыл бұрын
አታ ሰልጠነ ሐወይ, ናይ ማቱሳላ ዕድመ ይሃብካ ኢሉ ንሐደ ሽፍታ ዓማጺ ክውድስ? እዚ ማለት 969 ዓመት ክነብር? ወዲ ትኹል ምሕረት የውርደሉ። ወዲ ትኹል ንቕሓት ዘይብሉ ሓደ ሓሜን ሰብ ብስምዒት ጥራይ ዝጉዓዝ ዝነበረ ንህዝቢ ዘይተቓለሰ ሰብ ጌረ እየ ዝወስዶ። የቐንየለይ ሰልጠነ ሐወይ።
@Love-dg3uh
@Love-dg3uh 2 жыл бұрын
ትገብሩለይ ምትብባዕ, ብጣዕሚ እየ ዘመስግን ።ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም, ሳብስክራይብ, ብምግባር, ቤተሰበና ኩኑ።
@awetsium4402
@awetsium4402 2 жыл бұрын
Taele gunuf
@harnetaskale4581
@harnetaskale4581 2 жыл бұрын
Nay bhaki gin bhmam aynmkahn mhret kab amlak ዩ
@efremgrmatsion1153
@efremgrmatsion1153 2 жыл бұрын
ድሩዕ ብእሰያስ ተኣዚዙ ኪናት ንከፍቱ ትእዛዝ ዝሃበ ኣብ ግንባር ባድመ ድሩዕ እዩ ኣብ መዳ ግን ጌጋ ኣይፈጸመን ድሩዕ ድሕሪ ናጽነት ለክባት እዩ
@amanuelberhane6897
@amanuelberhane6897 2 жыл бұрын
ኣስኩት ዓፋፍ መዓስ ከም መራሕትኻ መሲሉካ ዱሩዕ ንዕላሙኡ ሂወቱ ዋጋ ዝኸፍል ኢዩ አልፊ ነፋጥ ክዝንጥሎ ተጻዋርነትና ትሕቲ ዜሮ ኢዩ
@efremgrmatsion1153
@efremgrmatsion1153 2 жыл бұрын
@@amanuelberhane6897 ንዓኻ ጅግና እዩ ንዓይ ክኣ ወኻርያ እዩ
@amanasfahafttvi8893
@amanasfahafttvi8893 2 жыл бұрын
Biniam Grmay ab alem hadish Tarik xhifu Alo ni eritrea wekilu alem mulie shefne hibato Alo niska ke da aytzarebelun dika kkkkkkk
@yonasghebremariam8868
@yonasghebremariam8868 2 жыл бұрын
Lol nihade isayas dika elika,, ezi kulu eritrawi wihidika ata adgi seltene
@mezgebgergis5775
@mezgebgergis5775 2 жыл бұрын
ሰልጠነ ኣብ ዝመጽእ ሓርነት ህዝቢ ኤርትራ እጃምካ ብኽብሪ ክስነድዩ ዕድማ እምነየልካ ወዲ ዳሽምየ ጽሩይ ትግረዋይ እየ
@mulugetaberhe7430
@mulugetaberhe7430 2 жыл бұрын
Hhhkkk gxekum tkowel hsowte
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 34 ( BY BRUNO )
46:16
Awra Tube
Рет қаралды 9 М.
Family Love #funny #sigma
00:16
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 51 МЛН
Triple kill😹
00:18
GG Animation
Рет қаралды 18 МЛН
The Singing Challenge #joker #Harriet Quinn
00:35
佐助与鸣人
Рет қаралды 35 МЛН
Family Love #funny #sigma
00:16
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 51 МЛН