ተማሪኩ ተቐቲሉ ዝተበሃለ መርዓዊ ፡ ፍቅሪን ገድልን ሙቁር ዶ? ፡ ኣዛዚ ሰራዊት ሻዕብያ ይድውለለይ ? 👉ተጋዳላይ ስዓረ 0992356992

  Рет қаралды 74,846

Desta ደስታ Show

Desta ደስታ Show

Күн бұрын

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ተማሪኩ ተቀቲሉ ዝተበሃለ መርዓዊ ፡ ፍቅሪን ገድልን ሙቁር ዶ? ፡ ኣዛዚ ሰራዊት ሻዕብያ ይድውለለይ ? 👉ተጋዳላይ ስዓረ 0992356992
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2024: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 439
@gebrehiwet3114
@gebrehiwet3114 6 ай бұрын
የቀንየልና ደሰታ ሸውዓተ !! አዞም ተጋደልቲ አብራምን ሰራን ይኾነልኩም አሜን
@AK-ow2ps
@AK-ow2ps 6 ай бұрын
Love and respect 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@YoDaha
@YoDaha 6 ай бұрын
❤ ውላድኩም የሪአና ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባረክ ፁቡቃተይ
@ethiopialion4442
@ethiopialion4442 6 ай бұрын
ዕልልልልልልልል ኢንካዓ ደስ በለክም ናይ ህዝብ ትግራይ ጀጋኑና ኢክም ተመስገን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏💖💖💖😍😍😍😍😍
@imissmama3978
@imissmama3978 6 ай бұрын
ብሉጻት ኣዝዮም "ለባማት" ጀጋኑና እቲ ናይ ልብና ተዛሪቦምልና ሕጂ መርዓ ፍሰስ ተፋሰስ ዝግበሮ ኣይኮነን ከምኡ ከኣ ክንገብር ኣይንደልን ኢሎም። ዝገርም👌 ናይ ልብና ተዛሪቦምልና❤ ብጣዕሚ ይምስግነኩም👑👌💟 ክቡራተይ።
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 6 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
@imissmama3978
@imissmama3978 6 ай бұрын
እዚ ቐሊል!
@TheRhut
@TheRhut 6 ай бұрын
በጃኹም ተጋሩ መጀመሪያ ትግርኛ ዝተመስረቶ ዓዲ ትግራይ እዩ እሞ በጃኹም ትግርኛኩም ኣመሓይሹ እንታይ እዩ ኣምሓርኛ እንዳሓወሰኩም ትዛረቡ በጃኹም ትግርኛቁም ኣመሓይሽዎ ዘረባኹም ትግርኛ ጥራይ ይቁም ኣይትሓውሱ ኣምሓርኛ ብፍቓድኹም ኣምሓሩ ትኾኑ ኣለኩም
@DenemeDeneme-db8fi
@DenemeDeneme-db8fi 6 ай бұрын
እንኳ ላቢዚ አቢቀኤኩም ጀጋኑና❤❤❤❤
@jhonocbay693
@jhonocbay693 6 ай бұрын
Unqo labzi abkotom 😂😂
@AdisuMearg
@AdisuMearg 6 ай бұрын
ሓዳርካ ይባረክ ጀግና💊💪💘
@shewitgeremedhin6058
@shewitgeremedhin6058 6 ай бұрын
❤❤❤ፊቅሪኹም ይባረኽ ❤ክልተ ጀጋኑ ከዋኽብቲ
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 6 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
@shewitgeremedhin6058
@shewitgeremedhin6058 6 ай бұрын
@@GenetChannel-uo3rv እሽኒ ክብረተይ
@ShiwaGebre
@ShiwaGebre 6 ай бұрын
ደሰታ እባክህ አንዲት ህፃን ልጅ ጀግና አባቷ ኮረኔል የነበረ የተሰዋ እሷ ደሞ በትግል አንድ አይኑዋን ያጣች ቤታቸው ሰለክላካ ወደ ሽሬ መውጫ ወፍጮ ቤት አጠገብ እሷን ልጅ ብታቀርብ ጥሩ ነው
@destadesta1432
@destadesta1432 6 ай бұрын
ፅቡቅ በቲ ኣብቲ ምስሊ ዘሎ ስልኪ ኣድራሻኣ ቲርክስት ግበረለይ
@goiteomgezaei9066
@goiteomgezaei9066 6 ай бұрын
ብ ትግርኛ ፃሓፍ።
@bisrattsegay7397
@bisrattsegay7397 6 ай бұрын
ጋዚጠኛ አብዘሕዝን ነገር አናነገሩካ አይትስሓቅ አሺ ብዝተረፈ ቀፅለሉ
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 6 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
@mimtagrlis9555
@mimtagrlis9555 6 ай бұрын
ዓፈና ስለዝኾነ ዩ ዝስሕቅ ደሎ
@bisrattsegay7397
@bisrattsegay7397 6 ай бұрын
@@mimtagrlis9555 ናይ ምንታይ ዓፈና አዩ ንሳቶም ጀጋኑ ተቃለስቲ አዮም ንሃገሮም ንህዝቦም ብሓዊ ተፈትኖም, ንከምዝከማኩም ማንካ ድስት ግን አይምልከትን ዝገዛ አቱም ጨው አግሮም በሃማት
@amanuelgebremesih2170
@amanuelgebremesih2170 6 ай бұрын
ጽቡቕ መደብ መጻኢ እዞም ጀጋኑ ይባረኽ ዘሕዝን ግን ሐደ ህዝቢ /ሐንቲ ስድራቤት ንሕድሕዳ ትጣፋእ ምህላዋ ኢዩ 😢
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 6 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
@fgchffhfh9256
@fgchffhfh9256 6 ай бұрын
መነ መን እዩ ሓደ ስድራኸ ሆ😡
@masawa1894
@masawa1894 6 ай бұрын
ብጻይ ናይ ሻዕብያ እዩ ምቅዳሕ ናትኩም እዩ ናይ ባዕልኩም አውጽኡ ክሉ ኤርትራ ዝበለቶ ትብሉ ደናቁር ሐንጎል ዘይብልኩም መሀይም ደርፊ ዘማ ትቀድሑ
@dekirubanateare1906
@dekirubanateare1906 6 ай бұрын
ደስታ ግን ንምንታይ ትስሕቀሎም ፍሬኖ ሓዝ ❤❤ ሰኑይ ሰኑይ ዕዳጋ ኔሩ ይራኸቡ ፍቅሪ ዓድና ከምኡ ኤዩ ❤❤ክልተ ጀጋኑ 💞💞💞💞💞💞
@terhasgualtomfadeytihenaTDF
@terhasgualtomfadeytihenaTDF 6 ай бұрын
ጀጋኑና እንኳዕ ደስ በለኩም ካብዚ ኹሉ ሓዊ ወፅኹም ኣብዚ ምብፃሓኩም🙏🙏 ጀጋኑና ሰላኹም ኢና እዚ ናይ ሰላም ሃወሃው ረኽብናዮ ዘለና❤️💛❤️🙏🙏
@abagaalem2864
@abagaalem2864 6 ай бұрын
ሓድርኩም ይባርኽ ጀጋኑ 💙💙💙💙💙
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 6 ай бұрын
ሻዕቢያ ሻዕቢያ 😂😂😂😂 ካልእ ዘረባ የልን
@dawitsemere3008
@dawitsemere3008 6 ай бұрын
Zeynatka aynatkan mkanu ymhreku alo shaebya jgna😮😮😮😢 20 tetekimkmlu keman
@Bahgi_
@Bahgi_ 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ጀጋኑ። ኩሉ ነገርኩም ደስ ይብል። ትግራይ ማለት ንስኻትኩም ኢኹም። ሓዳርኩም ይባረኽ፤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ❤ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ትግራይ።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@AbrahamGebrehewot
@AbrahamGebrehewot 6 ай бұрын
🥰🥰💛❤️👌🏼
@dawithaile-vx5ks
@dawithaile-vx5ks 6 ай бұрын
Hadarkum ybarek jegnu ahwatey 💙💙💙💙💙💙💙💙🌷🌷🌷🌷🌷🌷
@titinotitino2910
@titinotitino2910 6 ай бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ ጀጋኑና ምሉእ ሰላም የውርደልና አምላክ
@mami4135
@mami4135 6 ай бұрын
ዘማና ሽኮር ስለ እቲ ፀገም ዛላምበሳ ምዝራብካ የቀንየልና
@jhonocbay693
@jhonocbay693 6 ай бұрын
Game is Over memhdar Addis Abeba 🇪🇹 wiogen 💊🇻🇳
@barcoteabenet1511
@barcoteabenet1511 6 ай бұрын
እሰይ ተጋሩ ብዙ ተባዙ ምድርንም ሙሏት የጠፋውን ዘር ተኩልን
@EFAmulualem
@EFAmulualem 6 ай бұрын
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍እንኩዕ ናብዚ ኣብፀሐኩም ጀጋኑና😍😍😍😍😍😍እስኪ ብኣኩም እካ ክንፅናዕናዕ ጀጋኑ TDFኣሕዋትና።ሓዳርኩም ይባረክ።😍😍😍😍😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@zelalemmihretaab2477
@zelalemmihretaab2477 6 ай бұрын
ከም ልበይን ሰዓረን ርሑስ ጋማን ዝተባረኸ ጉዕዞ ህይወት ይግበረልኩም፡
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 6 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
@wezefGalTewahdo
@wezefGalTewahdo 6 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍኩምልና ሓዳርኩም እግዚአብሔር ይባርከልኩም ጀጋኑ ኣሕዋትና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@GeatishGeatish
@GeatishGeatish 3 ай бұрын
ሳዓረ ጅግና ሰላምን ፍቅርን ይምነየልካ ኣታ ጅግና ተሰታዉሰን ዶ ታአሰሪና ከለና ሰልክ ሓቢኤ ነይረ ኣጆኩም ክንብለካ ከለና ኣጆኩም ትብለና ነይሪካ ካብቶም ብመንነቶም ታአሰሮም ዝነበሪኩ እየ መከላከያ ዝነበሪኩ በዚይ አጋጣሚ እንተ አንብብካዮ ፃሓፈለይ
@SeareTDF
@SeareTDF 20 күн бұрын
እወ ሐወይ ወፂእኻ ዶ
@stegahiayluhiaylu1843
@stegahiayluhiaylu1843 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርክኩሙ ይባርክ ጀጋኑና እንካዓ ካብዚ ኩሉ መከራ ወፂኩሙ ናብዚ ኣብቀዐኩሙ ጀጋኑና ሰለ ኩሉ ነገር ክኣ ብጣዓሚ ኢና ነመሰግነኩሙ❤❤❤
@medhin8187
@medhin8187 6 ай бұрын
ፈጣሪ እንኳዕ ኣትረፈኩም ጀጋኑና ❤
@ERENA-v6r
@ERENA-v6r 6 ай бұрын
ጋዜጠኛ ዲዩ ተባሂሉ ሕጂ እዚ ወላሓንቲ ክእለት የብሉን ዝብሎን ዝሓስቦን ኣይፈልጥን ኢዩ
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 6 ай бұрын
Des bahalo congrats yehwatey thanks for your service jeganuna ❤❤❤
@mu-ue1gs
@mu-ue1gs 6 ай бұрын
ትግርኛ እንደሞ ሞይታ ፋዘር ማዘር ብራዘር እቶም ዝሓቱ ን ረብሓ እንበር ኣሰር የብለሙን
@alemhabasy6182
@alemhabasy6182 5 ай бұрын
❤❤❤
@tsfe4876
@tsfe4876 6 ай бұрын
ጀጋኑ🙏ዘክሉ ፀበባ ሓልፉ እንካዓ ናብዚ አብቃዓኩሙ ሽካራት❤❤❤
@SieamBrhane
@SieamBrhane 6 ай бұрын
ውያነ መቸም ሓስውቲ ኣውሪሳ ኢያ ምስክነይቲ ትግራይ ቲ ብሕጂ ኡዑይ ወለዶ ተትፈጥረላ እምበር ካብዚኣቶምን ካብ ቅድሚኦምንሲ ተሩፋ ሓሰት ድራሮም ፎእ
@gualtigray6579
@gualtigray6579 6 ай бұрын
Thank you for your service our heroes and congratulations 🥰🥰🥰🥰❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💝💖💝💖💝💖💝💖💝💖
@t.tamene6760
@t.tamene6760 5 ай бұрын
ሕጂ እዚ ወዲ ሻዕብያ ሒዞም እንተዝኣስርዎስ ስቢል ሰብ ጨውዮሞም ኢሎም ኡይይይይ ምበሉ፡ ሽጉጥ ሒዘ ኣትየ ካኣ ይብል
@BahramGrmay
@BahramGrmay 6 ай бұрын
ሓሳዊ ኢኻ ሽጉጥ ነርኒ ኢንዳ በልካ ሸዓብያ ጋላባጥና ትብል ኣለኻ።ብከመይ ደኣ ወጽካ
@hdhhsh4640
@hdhhsh4640 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@rahelashenafi3860
@rahelashenafi3860 6 ай бұрын
አምሐርኛ ዝተዛረበ ኩሉ አምሐራ እዮ ዝመስሎም ሀማማት ንዐኹም ዝድግፍ አምሐራ የለን እንካን ደስ ያለህ ዝብለኩሞ ኦነግ ወይም ብልፅግና ኦሮሞ ክከዉን አለዎ እንበር ንኽና ገና ናይ ዝደፈርኩሞም እሕዋትና አደታትና ፀፀት አይወፀልናል አይተሐስዉ ሎቁማፃት
@samielbrhane-c8g
@samielbrhane-c8g 6 ай бұрын
ኣየ ተጋሩ ሻዕቢያ ክትብሉ ጥራሕ' ጊዝየ ሓሊፍኩም
@binigmichael2117
@binigmichael2117 5 ай бұрын
Des zibil tarik jeganu and beautiful couples
@ማሂትግራወይቲ-ቘ6ጰ
@ማሂትግራወይቲ-ቘ6ጰ 6 ай бұрын
ኣሰይ ዞም ናተይ ፅቡቃት ❤❤❤
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 6 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
@ማሂትግራወይቲ-ቘ6ጰ
@ማሂትግራወይቲ-ቘ6ጰ 6 ай бұрын
እሺ
@Jhonbrhane
@Jhonbrhane 6 ай бұрын
ደቂ 24 ኮር ሓደ ዳልጋነሽ እንቋዕ ደስ በለኹም
@GeatishGeatish
@GeatishGeatish 3 ай бұрын
ኤርትራ አብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ትገብሮ ዘላ ግፍዕን ፅንተትን ምሰ አምሓሩ ተዋዲዶም ንዘልአለም ዋጋ እናክፈላ ክነብር እዩ ዳሓን ግዜ ረክቦም መሬት ወሪሮም ሕዞም ኣለዉ መሬት ትግራይ ግን ክንዲ መሪፍእ ትከዉን አይትዉሰድን እዙይ ጉራ አይኮነን ተጋሩ ሕበሩ ሰመሩ ነንባዕልና ንናበብ ሓደ ንኩን ንወደብ ንታዓጠቅ ንዚወለዶ ነምህሮ ፀለትና ከጥፉእና ዘሪእ ምጥፋእ አብ ትግራይ ከም ዝፈፀሙ
@Habenasgedom757
@Habenasgedom757 6 ай бұрын
እዋይ ዛላምበሳ ኣብ ትሕቲ ሻዕብያ 😢 ኣላ ምስኪን ህዝቢ ይሳቐ'ሎ ማለት'ዩ ኣሕ መስኪናይ 😢😢😢
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 6 ай бұрын
ሐሶት ኢዩ አይትእመን ዘላበሳ ናይ ኢትዮጵያ ኢዩ:: ኤርትራ ዘይናታ አይትደልን ኢያ ናታ ከአ አይትህብንያ
@Habenasgedom757
@Habenasgedom757 6 ай бұрын
@@alenalkieritrea3862 እሞ ሻዕብያ ድኣ እንታይ ይገብር ኣሎ ። ኣነ ካብ ነብርቲ ናይቲ ዓዲ ካብ ኣፎም ዝሰማዕክዎ ከመይ ጌርካ ንስኻ ኣይትእመን ክትብለኒ በል ንዓኻ'ስ ይትረፍ ክኣምነካ ክሰምዓካ ኣይደልን ብቓንዛ ህዝቢ ክተላግጽ ቁሩብ'ዶ ሕልና የብልካን ጽባሕ ንግሆ ናብ ህዝብና ምዃና ክትፈልጥ ኣለካ ። ዘይናይቱ ዝድሊ ምሉእ ትግራይ እንታይ ክገበር ኣቲዩ ከብዲ እግርኻ ዘይበልዕ ኣይትዛረብ ።
@rhstitadeseRhsti
@rhstitadeseRhsti 4 ай бұрын
​@@alenalkieritrea3862zembal bakhe yetakwna new metawra leba hsaw serakt 🤸🤸🤸🤨
@awetashberhane2111
@awetashberhane2111 6 ай бұрын
Egziehare wanakum, ezeas mestom merhaeti rekeb kehelewa, ahe dea Tigrau. Eski sebe keamenekum nefue acyir deleu, beka kabe hade nabe hade tere tere ezgi.
@meramera5211
@meramera5211 6 ай бұрын
እንዴ ልቤ እንቃዕ ደስበለኩም ክብሪ ንዓኩም 🙏
@berhaneftwi468
@berhaneftwi468 6 ай бұрын
ዝገረም ዕላል አዩ አምላኽ አባሪኩም ብሕቂ አዚ 2+ህዝቢ አዚ ኳይኑ ዕድልና
@FitawGirmay
@FitawGirmay 3 ай бұрын
ሓዳርኩም ይባረኽ ጀጋኑና❤❤🙏🙏
@rahelashenafi3860
@rahelashenafi3860 6 ай бұрын
አምሐራ ንቃ በትግርኛ ምን እያሉ እንደሆነ ማወቅ አለባቹ
@Polak-u4t
@Polak-u4t 6 ай бұрын
😂😂😂😂😂 የወሬ ጥማት😢😢
@SemhalSemhal-h6g
@SemhalSemhal-h6g Ай бұрын
ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን ይመልአልኩም ብፆት❤
@mebratgebre6573
@mebratgebre6573 6 ай бұрын
ዞም መላእኽቲ ትግራይ ህንደይ ድዮም ደስ ዝብሉ ❤❤❤
@hermonpatros3
@hermonpatros3 6 ай бұрын
ለኻብጥ
@amahatekue270
@amahatekue270 6 ай бұрын
አበሳታት፡ጀጋኑ፡ደቂ፡ጀጋኑ፡እንኳዕ፡ነዚአብቀዔኩም፡ዘመንኩም፡ይባረክ።
@GeatishGeatish
@GeatishGeatish 3 ай бұрын
ፍትሕ ንተፈናቀልቲ ትግራይ 😭😭😭😭😭
@FitsumYohaniss
@FitsumYohaniss 24 күн бұрын
እንኳዕ ደሰ በለካ ብፃይ ሰዓረ
@hewanhailu9276
@hewanhailu9276 6 ай бұрын
Tebareku joganu ahewatey
@GeatishGeatish
@GeatishGeatish 3 ай бұрын
ወረሪቱ ሓይሊ ይዉፅኡ ካብ ትግራይ
@imissmama3978
@imissmama3978 6 ай бұрын
ዝያዳ ከኣ እቲ ወዲ ጽቡቕ ጌሩ ይገልጸልካ ኣሎ ብዛዕባ ዛላምበሳን ካሊእ ዕላልን ንፉዕ ብጣዕሚ thank you ምባል ከኣ ከኣል ግኣዜጠኛ። እታ ናይ ዛላምበሳ ዝበላ ዘሎ ምስጢር ክትገብርዎ ይግባእ ምኽንያቱ ሻዕብያ መሊሱ ጸቕጥን ምጽንካርን ከበርትዖ ,ዩ። ነቲ ስቪል ተመሲሉ ዝኣቱ ከቢድ ሓደጋ ,ዩ።
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 6 ай бұрын
ሐሶት ኢዩ ሻዕቢያ አብ ዘላምበሳ የለን:: ዘለምባሳ ናይ ኢትዮጵያ ኢዩ እንታይ ክገብር ኢዩ ዘላምበሳ ዝሕዞ ዘይናቱ😂😂😂 አንታ ክንደይ ትሕስው ኢኩም
@ማሂትግራወይቲ-ቘ6ጰ
@ማሂትግራወይቲ-ቘ6ጰ 6 ай бұрын
@@alenalkieritrea3862 ሓሸዉ በል ዊ ንቶም ኣብኡ ኮይኖም ሪኦም ዝዛረብዎ ትክሕዶ ከዳዕ
@imissmama3978
@imissmama3978 6 ай бұрын
@@alenalkieritrea3862 ሓሶት ሲ እንታይ ግድኻ ኣያታትካ ዘውረሱኻ ውርጹጽ ሓሳዊ ንሀለኻ እንዶ ንስኻን። ማለት እቶም ህግደፍ ኣያታትካ ማለተይ ,የ። ሓቂ ተዛሪብኩም ዘይትፈልጡ ዕሱባት።
@BjkBb-g3g
@BjkBb-g3g 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ጀጋኑ ኩሉ ግዘ ትግራዋይ ጂግና እዩ ፈጣሪ ዕድመ ይሃብኩም ሓዳርኩም ይባረኪ❤❤❤
@rahelashenafi3860
@rahelashenafi3860 6 ай бұрын
ፅልአት ናይ አምሐራ አዝዪ እዮ ዘለኮም አደድ
@TirhasBelay-u5z
@TirhasBelay-u5z 6 ай бұрын
I Love my country my people ❤❤❤❤❤
@kkmm5988
@kkmm5988 6 ай бұрын
Which country?
@ፍትሒንተጋሩ
@ፍትሒንተጋሩ 6 ай бұрын
ጀጋኑ ፍቕርኹም ይባረኽ። ኣብ ናይ ዛላምበሳ ምእታው ምውፃእ ግን ጥንቃቐ የድልዮ እዩ። መፍትሒ እስካዕ ዝርከብ ሪስክ ኣይትውሰዱ።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 6 ай бұрын
እሰይይይይይይ ደስ ክትብሉ ደቂ ዓደይ ኣደ ንዓኩም ወሊዳ ትምከን
@LetemariLetsh
@LetemariLetsh 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ኢኩም ሽኮራት ❤❤❤ ጀጋኑና❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@younesbereketab2303
@younesbereketab2303 6 ай бұрын
Entay tebel weday hisota meneberetakm eu fikeri zeomuira shabeay dea debalekam nekunate ekim ademekimiu
@sarahfahad2269
@sarahfahad2269 6 ай бұрын
ዋዉ ጀጋኑና እንዃዕ ደስ በለኩም❤❤❤❤ እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባረክ
@gebriemulugeta6444
@gebriemulugeta6444 6 ай бұрын
Be amharic seraw sew endesemalih like sebscribe enaderigew yezihn lej hulachinem mesimat enfeligalen
@sabazeru2153
@sabazeru2153 6 ай бұрын
እንቲ ሽረሙጣ ዲቃላ
@romatela7057
@romatela7057 6 ай бұрын
እዋይ ቦጎጎጎጎጎ ሐሰውቲ
@beletu7041
@beletu7041 6 ай бұрын
ደስትሽ ሐዝን ቅድምን ፍቅርን ገሊን መልሳ አይረኸብዋን ካብ ነባራትን ካብ ሐደሽትን አመቻችኻ እተተቅርበልና ፅቡቅ ኔይሩ አመቻችኻ ምኽንያቱም እቲ ነባር ገሊ ብዝሕ ዝትንተን ምኽንያታት አሎ
@abrehetlove6269
@abrehetlove6269 6 ай бұрын
እንኳዕ ደስ በለኩም ጀግናን ኣሕዋተይ 🥰🥰🥰🎈🎈🎈🎉🎉🎉❤️❤️❤️
@akberettsegay7712
@akberettsegay7712 6 ай бұрын
ፍቅርኩም የብዘሐልኩም ጀጋኑኣ ኣሕዋትና❤🙏
@YeneneshGebrmariam
@YeneneshGebrmariam 6 ай бұрын
Thanks TdF❤❤❤❤❤
@Chereka203
@Chereka203 6 ай бұрын
ምድረ ሸንታም ተጋዳላይ እያላችሑ በማሞገስ ተገላችሑ ተገላች አለቃችሑ ትግራይ😢😢💀☠️💀☠️💀☠️💀☠️💀☠️💀☠️😩😫😫😫🥱🥱😭😭🦵🦶🦵🦶🦵🦿🦷🦴🧠🫦🫁🖤🖤😭😭
@natsnethaylu7352
@natsnethaylu7352 5 ай бұрын
ያንችስ ጸበል ነበር ሚረጭላቸዉ ተራራ ትግራይ ይመስክር ወረኛ
@GeatishGeatish
@GeatishGeatish 3 ай бұрын
ኤርትራ አብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ትገብሮ ዘላ ግፍዕን ፅንተትን ምሰ አምሓሩ ተዋዲዶም ንዘልአለም ዋጋ እናክፈላ ክነብር እዩ ዳሓን ግዜ ረክቦም መሬት ወሪሮም ሕዞም ኣለዉ መሬት ትግራይ ግን ክንዲ መሪፍእ ትከዉን አይትዉሰድን እዙይ ጉራ አይኮነን ተጋሩ ሕበሩ ሰመሩ ነንባዕልና ንናበብ ሓደ ንኩን ንወደብ ንታዓጠቅ ንዚወለዶ ነምህሮ ፀለትና ከጥፉእና ዘሪእ ምጥፋእ አብ ትግራይ ከም ዝፈፀሙ
@djdjkriri4o367
@djdjkriri4o367 6 ай бұрын
ViVi Tdf ❤❤❤❤❤❤❤
@azmeragebremariam4659
@azmeragebremariam4659 6 ай бұрын
Geganuna enquae des belekum fereytn tsegeytin ygberkum
@fregoitom6568
@fregoitom6568 6 ай бұрын
Ruhus Gama ni jeganu deki Tigrai TDF Kibri ni Tegaru 🎉🎉🎉🎉🎉
@sahayabray5699
@sahayabray5699 6 ай бұрын
EDEMEN TENANE YEHABKUME FETARI HEZEBI TEGERAY SELAMEKUME YEBEZAH MEDENIHALEM MESAKHUME YEKHUNE 🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤
@AmineDebesom-g2h
@AmineDebesom-g2h 6 ай бұрын
❤❤❤ ጀጋኑ
@HayatHa-d9z
@HayatHa-d9z 6 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉❤
@selam801
@selam801 6 ай бұрын
ዋው ብጣዕሚ ጀጋኑ ኢኹም ፍቅርኹም ይብዛሕ❤😊
@jhonocbay693
@jhonocbay693 6 ай бұрын
Ogame.bekulu mest germkum💊🇻🇳
@ማሂትግራወይቲ-ቘ6ጰ
@ማሂትግራወይቲ-ቘ6ጰ 6 ай бұрын
ጓል ሓፍቲ ጅግና እንቋዕ ደስ በለኪ ❤❤❤❤
@FetleDesta
@FetleDesta 6 ай бұрын
ለባማት ጀጋኑ ናይ አብርሃም ሳራን ይግበረልኩም
@marthabuluts3793
@marthabuluts3793 6 ай бұрын
Thank you for your service and congratulations 🎈🍾🎉🕊️💛❤️🥂🫶✅
@SalamGyam
@SalamGyam 6 ай бұрын
ኣሰይይይይ ጀጋኑና እንካዕ ደሰ በለኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@senaytberhe4604
@senaytberhe4604 6 ай бұрын
ኣንኳዕ ናብዚ ኣበቀዕኩም ጀጋኑና ፍሬትን ፀገይትን ኩኩን🙏🙏🙏
@einhornwelt6571
@einhornwelt6571 6 ай бұрын
Schaibiya nitegaru allround qememe eyom abkulu kiatew alewo.🧂🇪🇷🇪🇹
@ፍቅሪጡዑምምሰኩሉ
@ፍቅሪጡዑምምሰኩሉ 6 ай бұрын
Koshashoch
@GalTigrayhaftiTdfmeley
@GalTigrayhaftiTdfmeley 6 ай бұрын
ፍቅርኩም የብዘሐዮ ሙቁራተይ💊❤❤❤
@raheldeata8542
@raheldeata8542 6 ай бұрын
Beautiful couples, God bless you❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 6 ай бұрын
እታ ናይ ተጋዳሊት ስም ግን ከም ልበይ ክትከውን ይግባእ እንደልብየ ናይ ኣምሓራይ ሽም እዩ ናይ ተጋሩ ኣይኮነን ናትና ንፍቶ ናይ ፀላእትና ንፅላእ።
@SamiKidane-bb1st
@SamiKidane-bb1st 6 ай бұрын
Nay amharu shim hiza kabtom nay tegaru shim zehazu nlaeli eya ntgrai geratla slezi...
@ማሂትግራወይቲ-ቘ6ጰ
@ማሂትግራወይቲ-ቘ6ጰ 6 ай бұрын
ሽማ ቀደም እዩ ኣቡኣ ካብ ምግዳል ምስ ወፀ ተወሊዳ እንደልቤ ኣዉፂኡላ
@simonhaile5777
@simonhaile5777 6 ай бұрын
ሓደ ህዝቢ ተፈላልዩ ዝሕዝን እዩ
@tsegabrhanhafte4449
@tsegabrhanhafte4449 6 ай бұрын
ጀጋኑና🙏🙏🙏
@MG-su4nh
@MG-su4nh 6 ай бұрын
Mekseb Tigrayna congratulations ❤
@lulululu2675
@lulululu2675 6 ай бұрын
ደስ ክብሉካ ናብራ ውትድርና አዘካኪሮሙና ❤❤❤
@soloak2067
@soloak2067 6 ай бұрын
እንኳዕ ሓጎሰኩም ጀጋኑና
@mebryefshaye1110
@mebryefshaye1110 6 ай бұрын
ዕድመ ይሃብኩም ጀጋኑ ኩሉ ዝካኣለኩም ዝገበርኩም መንእሰያት ኢዩ ክትኮርዑ ድማ ይግበኤኩም❤❤❤❤
@Jerigalhaylish-is5ox
@Jerigalhaylish-is5ox 6 ай бұрын
ፍቅርኩም የብዛሓዮ ሙቁራተይ❤❤❤❤❤
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 6 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
@Jerigalhaylish-is5ox
@Jerigalhaylish-is5ox 6 ай бұрын
ገረልኩም ንክልቲኩም
Nastya and balloon challenge
00:23
Nastya
Рет қаралды 70 МЛН
Brawl Stars Edit😈📕
00:15
Kan Andrey
Рет қаралды 59 МЛН
The selfish The Joker was taught a lesson by Officer Rabbit. #funny #supersiblings
00:12
Minecraft Creeper Family is back! #minecraft #funny #memes
00:26
New Eitrean Show እዚ እዩ ጸጋ ዝበሃል #neshneshtv @neshnesh_show
26:20
Bilen Entertainment ብሌን ኢንተርተይንመንት
Рет қаралды 64 М.
"ንምጭማት ዝተፈጥረ ብዓል ሓደ ዓይኒ!"
54:38
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 11 М.
Nastya and balloon challenge
00:23
Nastya
Рет қаралды 70 МЛН