እምነትና ኢዩ ክብረትና

  Рет қаралды 13,745

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Күн бұрын

Пікірлер: 162
@danidani-z6u9k
@danidani-z6u9k 4 ай бұрын
ብሓቂ ደስዝብል ትምህርቲ መምህርና ቃለ ሂወት የስምዓልና❤❤❤
@TsegaAsmorom
@TsegaAsmorom 4 ай бұрын
ኣሜን ቃለሂወቱ የስምዓልና፡ ንሓውና ድማ ኣብታ ዘይትሓልፍ ኣንደወርቅ ይጽሓፈልካ። ኣብኡ ከሎኩ ከሕልፋ ዝደሊ ኣብዚ ዘለናዮ ሃገረ ኡጋንዳ ናብ ቤትክርስትያን ወላ ሓንቲ ሰብ ደሊኻ ስረ ትገብር የላን ኣምላኽ ይመስገን ወላ እተን ዘይተመርዓዋ ከማን ሺፎን ጌረን እየን ዝመጻ።
@ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ኈ3ቐ
@ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ኈ3ቐ 4 ай бұрын
ተመስገን ኣነስ ከምዚ ተሸፋፊነን ክሪኤን ከለኹ ከመይ ኢለ ድየ ዝሕጎስ❤ሎሚ ዝተሓጎስኩም እስኪ ላይክ❤
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ 4 ай бұрын
ተመስገን 1ይቲ ባዕለይ እግዚአብሔር ይመስገን ስልጣነይ መምህረይ ኣምባሳደር ናይ ኦሮቶዶክስ ተዋህዶ እንኳዕ ዳሓን መፃካ🙏❤
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 4 ай бұрын
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ❤
@ghgh4028
@ghgh4028 4 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመሰገን ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክብር መምህርና አሜን፫🙏
@ኣደይኣደይyoutube
@ኣደይኣደይyoutube 4 ай бұрын
እንካዕ ናብ ጎይታና ባዕል ዕርገቱ ብሰላም ኣብጸሐና ንቅዱሳን ሃዋርያት ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ዓድሉ ኣብ እምነቱም ዘጽንዐ ንዕና እውን ኣብ እምነትና የጽንዕና ደቂ እመብራሃነይ🤲❤🌿
@freehoney84
@freehoney84 4 ай бұрын
ኣጆኻ እስከ ንስኻ ሓደ ካብቶም ተስፋ ንገብረሎም ኣብ እምነትና ኢኻ እሞ በርትዕ ❤❤
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ተመስገን ስለ ኹሉ ነገር እግዚአብሔር ኣምላኽ ምስትዉዓሉ ዬዓድለና ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኻ ይባረኽ❤️🙏❤️
@rgathaylemnkael605
@rgathaylemnkael605 4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መፃካ❤❤❤🌿
@DeStaTubeደስታዮቱቡ
@DeStaTubeደስታዮቱቡ 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሰላም እግዚአብሔር ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን 🤲🤲🤲 ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህርና 🙏🙏🙏
@fdg761
@fdg761 4 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሓወይ ቃለ ሂወት ያስምዐለይ ዕድመኻ ነዊሕ እንጀራኻ ሰፊሕ ፍረኻ ብዙሕ ይግበረልኻ ፈጣሪ❤❤❤
@AllApp-i1g
@AllApp-i1g 3 ай бұрын
ኣሜን ሰላም እግዝኣብሔር የብዘሐልኻ ክውር መምህርና ስልጣነይ10@ዓመት ንበረልና👏😇😍
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel 4 ай бұрын
1ይ በዕለይ እንኳዓ በሰላም መፃካ ክቡር መምህርና❤❤
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 4 ай бұрын
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ማዓረይ❤
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel 4 ай бұрын
@@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ እሺ
@alemdesta454
@alemdesta454 4 ай бұрын
ቃለ ሕይወት የስመዐልና ጽጉኡ የብዝሕ መምህርና ሥልጣን ተግሳጽካ አይፈለየና ተመስገንካ አምላክ🤲🥰💙
@rrpprrpp-gu2sq
@rrpprrpp-gu2sq 4 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ኩቡሩ መምህርና ነዉሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና እዚኣብሔር ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወት ያስመዐና ናለም ዎሎዶ ድናኣና ለ ሰምዕና ዳተግባር ናዉዑሎ እዚኣብሔር ኣምላክ ዓይኒ ልቦና ይዓድለና😢 ድኣዶታትና ንመስል ደቅ ተዋህዶዋኒ👏❤
@سلامه-ل4ظ
@سلامه-ل4ظ 3 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና ድያቆን ስልጣን ፀግኡ የብዝሐልካ
@xhv5054
@xhv5054 4 ай бұрын
_ብሓቂ ተመስገን አምላከይ ሰለ ኩሉ ነገር❤_ _ቃል ህይወት የስመዓልና ❤_
@dfhf8186
@dfhf8186 4 ай бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህረይ 🤲 ❤
@SmyrhS
@SmyrhS 4 ай бұрын
ኣሜን ፫ ቃል ህይወት ቃል ሠናይ የስመዐልና ክቡር መምህርና 🙏🙏🙏
@MerhawitMehari-d5g
@MerhawitMehari-d5g 4 ай бұрын
Temsgen amlakyy Amen Amen Amen kale hiwet ysmalna hawiy ❤🙏🙏🙏
@ጥዕምቲጓልተዋህዶ
@ጥዕምቲጓልተዋህዶ 4 ай бұрын
ብሓቂ ተመሰገን አምላክ ሰለ ኩሉ ነገር ❤❤❤❤ ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህረይ❤❤❤
@esterhatmo3556
@esterhatmo3556 4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና
@furtunazemhret8188
@furtunazemhret8188 4 ай бұрын
Temesgen amlak 🙏🙏 🙏 amen qale hiwet yesmolna kubur sultan hawna❤❤❤
@tahesgabra2015
@tahesgabra2015 3 ай бұрын
ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህር🙏
@brllabay3842
@brllabay3842 4 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰
@mdallehossan3201
@mdallehossan3201 4 ай бұрын
ቃል ህይወት ያሰምዐልና ፀጋኡ ያበዝሐልኻ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር መምህርና ❤🎉
@salamassalama1671
@salamassalama1671 4 ай бұрын
ደስ ክትብል ኮይና ናብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ♥️♥️♥️
@ሂዊጋልአሕፎሮም
@ሂዊጋልአሕፎሮም 4 ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን ይኽበር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኹቡር መምህርና ስልጣን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና አሜን አሜን አሜን ዋይ ሐዚግርም ናይ ኣዴታትኪ ፅብቅት መስልኪ 🎉🎉♥️♥️♥️🥰🥰
@selihomjohannes
@selihomjohannes 4 ай бұрын
ኣሜን ቃለሂወት የስመኣልና ሰልጣን ሓወይ
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 4 ай бұрын
ስለ ኹሉ ነገር እግዝአቢሄር ዝኸበረን ዝተመስገን ይኹን ስልጣን ሓወይ ተባረኸልና ❤️❤️❤️💞💞💞💞
@komaistekle4512
@komaistekle4512 4 ай бұрын
እግዝአብሔር ይመስገን በእውነት መምህረይ ዝገርም እዩ ናይ እግዝአብሔር ስራሕ🙏
@ChUc-tx2oh
@ChUc-tx2oh 4 ай бұрын
ትክክል እዩ መምህረይ አጀካ በርትዐልና ❤
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 4 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምካ ይብዛሕ ብክርስቶስ ክቡር መምህርና አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህረይ❤🎉🎉
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ 4 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኢኻ ሰልጣነይዋ ቃል ህይወት የስመዐልና ሰልጣነ ሓወይ ❤❤❤ ሰለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሔር አምላክ ይመሰገን መምህረይ ሰልጣነይ😘
@lemlemnegashwelu7952
@lemlemnegashwelu7952 4 ай бұрын
እዉይ ክቡር ሓወይ ኣምላክ የክብርካ ዝሓወይ ዘዝጎደለ ይሓግዘና ክንትግብሮም ፆም ሰነ ግን መዓስ ይጅምር ሓብሩና
@slamasl7483
@slamasl7483 4 ай бұрын
16 ሰነ እዬ
@slamasl7483
@slamasl7483 4 ай бұрын
16 ሰነ እዩ
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs 4 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን መምህረይ❤❤ አምላክ ይስመዐያ ናይ ሰብ ዘረባ ሰምዓ ዘስተካከለት❤
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 4 ай бұрын
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ዝያዳይ❤🎉
@MerhawiQeshi
@MerhawiQeshi 4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ❤❤❤
@Gdhh-l6c
@Gdhh-l6c 4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 💖❤️💖 👏👏👏
@ሰላምየማሪያምልጅነኝ
@ሰላምየማሪያምልጅነኝ 4 ай бұрын
ተመስገን አሜን አሜን አሜን 🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@keshiFitihawi
@keshiFitihawi 4 ай бұрын
Wawwww temesgen amlake Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤
@سلام-ظ3ق9ه
@سلام-ظ3ق9ه 4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዐና🙏🙏🙏
@samirh16-j1p
@samirh16-j1p 4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ❤
@zebibtekietekie6072
@zebibtekietekie6072 4 ай бұрын
ተመስገን ፈጣሪ ይመላኣለን እምበር እዘን ኣዋልድ ናይ ሃገርና ይጽየቃ ኣለዋ,
@HaytAs-v7w
@HaytAs-v7w 4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏👏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🎉🎉🎉🎉🎉
@knagemisekilefikre129
@knagemisekilefikre129 4 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ቃል ሂወት ያስመዐልና ክብር ምህርና ፀጋኡ ይብዛሓልኻ💐🕊
@SubsHhdd
@SubsHhdd 4 ай бұрын
ብሓቅ ቃል ህይወት ያሰመዐልና መምህር ሰልጣነይ❤
@አቤጓልትግራይ-ጨ7ዐ
@አቤጓልትግራይ-ጨ7ዐ 4 ай бұрын
ተመሰገን ፈጣረ ኣሜንንን❤❤❤🙏🙏🙏
@mametseghid4690
@mametseghid4690 4 ай бұрын
Amen Amen Amen Egziabiher newih edmen tienan yhabka diyakon hawna
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 4 ай бұрын
ቃል ህይወት ያስመዓልና መምህር ስልጣን👏💗
@JohniJohniTsegay
@JohniJohniTsegay 4 ай бұрын
kale hiwet yesmealna kubur Hawuna sultan ❤❤❤❤❤
@FfyRfy
@FfyRfy 4 ай бұрын
አሜን አሜን አሜንተመስገን ቃል ህይወት ያስመ ዐልና❤❤❤❤❤❤❤❤
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z 4 ай бұрын
ናይ ህወትና ብሪሃን ትሕት ኣምላኽናን መዲሓንናን እየሱስ ክሪስቶስ😊
@እየሩሳሌም-የ9ጸ
@እየሩሳሌም-የ9ጸ 4 ай бұрын
እንዃዕ ብሰላም መፃኢካ ስልጣን ሓዉና❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@samera-v5k
@samera-v5k 4 ай бұрын
ተመስገን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤❤❤
@NardosHaile-uo1so
@NardosHaile-uo1so 3 ай бұрын
ሰላም ስልጣን ሓውና ኣነ ኣሰር ቅዱሳን ኣቦታትና እትክተሎ መንፈሳውመትካ ኣዝየየ ዝኮርዕ መወዳእታካ ከም ቅዱሳን ይግበረልካ ፡ ኣነ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ቁርባን ዘይቆርቡ ክልተ መጻምዲ እቲ ሓደ እንተ ዘይደለየ ተፈላሊካ ክትቅበል ይከኣል ዶ ተገዲስካ መልሰለይ ።
@ጸጉሽጓልኣቡነኣረጋዊ
@ጸጉሽጓልኣቡነኣረጋዊ 4 ай бұрын
ክብሪ ለእግዚአብሔር ይኹን ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ❤❤
@WeyniTsehaye
@WeyniTsehaye 4 ай бұрын
Amennn kale hiwet yesmaelna memhrna
@bhi8499
@bhi8499 3 ай бұрын
በሓቂ ቃል ህይወት ያሠማልን 🌿🌿💖💚💞✅🙏👌
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 4 ай бұрын
ቃለ ሂወት የሰመዐልና ዝሰማዓናዮ ኣብ ልቢና ይሕደረሊና❤🙏
@Maki38916
@Maki38916 4 ай бұрын
መምህረይ እንኳዕ ደሓን መፃእኻ
@ZewenjelTinsea-wg3qf
@ZewenjelTinsea-wg3qf 4 ай бұрын
Amen amen amen
@Trhas-qx7jk
@Trhas-qx7jk 4 ай бұрын
እግዚኣብሔር ይክበር ይመስገነ❤❤❤👏👏👏👏
@YordanosDebesay-o4d
@YordanosDebesay-o4d 4 ай бұрын
ቃሊ ሂወት የሰምዓና ሰሊጣን ሓወና
@Tigray122
@Tigray122 4 ай бұрын
ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏🏻🙏🏻🙏🏻ኩቡር ሓውናን መምህርናን ፍቃድ ልዑል እግዚኣብሄር እንተ ኮይኑስ ክረክበካ ክንደይ ደስ ምበለኒ ብከመይ ከ ክረክበካ መንፈሳዊ ሓገዝ ደልየ ነረ ?🙏🏻
@ግርማነሽጓልተዋህዶ-ቐ1ጰ
@ግርማነሽጓልተዋህዶ-ቐ1ጰ 4 ай бұрын
ብመሰንጀር ርክበዮ ሰልጣኑ ከሰተ
@Tigray122
@Tigray122 4 ай бұрын
​@@ግርማነሽጓልተዋህዶ-ቐ1ጰ እሺ ክብረተይ ክብሪ ይሃብኪ ዝያዳይ ሙሉእ ሂወትኪ ይባርከልኪ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@msgnaabraham5320
@msgnaabraham5320 4 ай бұрын
Amen amen amen 🙏🙏🙏❤❤❤
@buucsbb8535
@buucsbb8535 4 ай бұрын
ጸጋኡ ያብዘሐልካ ክብር መምህርና🕯🕯🥰
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 3 ай бұрын
አግዝአብሔር ዝተመስግን ይኩን 🙏🙏🙏
@AlmazTesfamariam-m9h
@AlmazTesfamariam-m9h 4 ай бұрын
ጸጋኡ የብዝሓልካ ክቡር ሓውና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌❤❤❤❤❤❤❤❤
@HolaoJj-rh8ks
@HolaoJj-rh8ks 4 ай бұрын
ቃለ ህወት የስመዐልና
@ትግራይኣምላክየሓልኪ
@ትግራይኣምላክየሓልኪ 4 ай бұрын
ተመስገን ደስ ትብል ኮይና ንኣ❤ እንካዓ ብሰላም መፃእካ ስላጣነይ😘😘❤❤💒
@Maki38916
@Maki38916 4 ай бұрын
ብስመም መምህርና ደምሩኒ አሕዋተይ 💙💚🙏
@اريامعبدالله-س3و
@اريامعبدالله-س3و 4 ай бұрын
ተመስገን ጎይታይ ደስ ባሃሊ ክቡር ሓወይ ♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲
@Robi-94
@Robi-94 4 ай бұрын
ሰላም መምህረይ ከመይ ኣለካ ሰላም ክትህሉ ተስፋ ይገብር።🙏 ኣነ ተካታታሊ ወይ ድማ ተማሃራይ ናትካ ኢየ ከባቢ 2ተ ዓመት ጌረ ኣለኩ ብጣዕሚ ንፉዕ ኢካ ትምርትኻ ደስ እንዳበለኒ ኢየ ዝሰምዖ ከመዝግነካ ድማ ይፈቱ ብምቅጻል ኣብዚ ተካል ግዜ ሰብ ንሰብ ዝጨካከነሉ ዘሎ ፈጣሪ ሰላሙ ክሰደልና ይምነ።🙏ኣብ ጉዳየይ ካኣቱ ብዙሓት ኣቅሽሽቲ ኣብ ሕማቅ ነገር ንርኢ ኢና ናኣብነት ኣብ እንዳ ደገፍቲ ከትዶም ክዛረቡ ንሰምዕ ኢና እዚ ካኣ ኣነ ከም ኣነ ኣይድግፎን ኢየ ንስካ ዉን ኣብዚ chennel'ካ ኣምጺካ ክትዛረበሎም ይስምዕ ኢየ በቲ ሓደ ወገን ካኣ ተቋዎምቲ ዝባሃሉ ካኣ ኣቅሽሽቲ ወይ ኣቦታትና ክዛረቡ ንሰምዕ ኢና ግን ኣይተቅርቦምን ኢኻ ንኣብነት ኣብዚ ሕጂ ትዘዉር ዘላ video ኣቦና ሰፍሓት ኤፍሬም ቆራይ ገለ ክብሉ ንሰምዕ ኢና እዚ ካኣ እንታይ ኢዩ ዝነግር ዓሌትነት ንጹር ኢዩ እቲ መልእክቲ ሓማሴን ንምባል ኢዩ ስለዚ ንምንታይ ዓገብ ዘይበልካ ከምዘይራኣካያ ትም ኢልካ ክጽበየካ ቀንየ ግን ናይቶም ደገፍቲ ዝባሃሉ እንተተዛሪቦም ጎይኻ ትመጽእ ናይቶም ተቋወምቲ እንተኮይኑ ካኣ ሸፈፍ ኣቢልካያ ትሓልፍ ስለምንታይ.? ንሕና ከም ኩሉ ኤርትራዊ ታኣሲርና ተጨፍጪፍና ተሰዲድና ተገፊዕና ኩሉ በቃ ስለዚ ዓሌትነት ክዛርውቡ ከለዉ እቶም ኣቅሽሽቲ ወይ ድማ ኣቦዉ ብወገን ደገፍቲ ይኩን በወገን ተቃወምቲ ሕማቅ ዝተዛረበ ብማዕረ ዓገብ ክትብል ይግባእ። የቀንየለይ ኣብዘለካዮ ሰላም ጥዕና ሓጎስ ይምነ ድንግለይ ድማ ምሳካ ትኩን ካብ ተማሃርይ ናትካ ብልቢ ዝፈትወካ thanks so much ❤❤❤
@BrhanuHadush-n9q
@BrhanuHadush-n9q 4 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን 👏👏👏💞💞💞
@medhanitberhane2543
@medhanitberhane2543 4 ай бұрын
Kale hiwet yesmaelna❤❤❤
@HhBb-lr4tn
@HhBb-lr4tn 4 ай бұрын
መምህርና ቃል ህይወት የስመዐልና❤❤
@MakiMaki-jj3kf
@MakiMaki-jj3kf 2 ай бұрын
ብጣዕሚፅቡቅ አጢዒሙልኪ ከም አዴታትኪ ዘን ናይ ሰይጣን ዝመስላ አፃፍር ግና ይቅረያ
@dfhf8186
@dfhf8186 4 ай бұрын
ብሓቂ ተመስገን🙏
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 4 ай бұрын
እንቃዕ selam metsaka sltaney ♥️
@KhayriahMohammadKhairiya
@KhayriahMohammadKhairiya 4 ай бұрын
ቃሌ ህወት የስመዐልና መምህርይ
@BizenAbrha
@BizenAbrha 4 ай бұрын
Amen ❤❤❤
@tiftoberhe3320
@tiftoberhe3320 3 ай бұрын
Amen
@tesfaldet9230
@tesfaldet9230 4 ай бұрын
Sltan hawey nana khshena edmen tenan yhabka nay behaki ktdnek zgbaka ika ❤❤❤
@fiestagulbet5042
@fiestagulbet5042 4 ай бұрын
Amennnn
@MebrhitGebrhiwet-go7xb
@MebrhitGebrhiwet-go7xb 4 ай бұрын
Kale hiwet ysemana neu sdat memhrey ❤❤❤
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z 4 ай бұрын
ተመስገን እንካዕ ዳሕን መፃእካለይ❤❤❤😊
@ኪዳንኪዩኣደይ
@ኪዳንኪዩኣደይ 4 ай бұрын
Kale hiwet yesmalna hawna ❤
@LemIem-ry4iu
@LemIem-ry4iu 4 ай бұрын
ተመስገን ኣምላክ❤️😘
@MebrihitWelay-we4kr
@MebrihitWelay-we4kr 4 ай бұрын
All hiwet yesmeAlna
@YoditTeweldeGebrehiwot
@YoditTeweldeGebrehiwot 4 ай бұрын
Well come memhreyyyy❤❤❤❤
@ZebibaBelay-dn4dt
@ZebibaBelay-dn4dt 4 ай бұрын
ሰላም ክብር መ መምህርና በጃካ ባ ተገዲስካ መልሲ ሃበኒ ኣብ ገዛይ ናይ ጎይታናን መድሓኒና ኢየሱሱ ክርስቶስ ሰእሊ ኣድኖ ይኩን ቤተክርስትያኑ መስቀሉ ክርኢ ከሎኩ ውሸጠይ ይርበሽ ኣብ ገዛይ ዘሎ ስእሊ ኣዱኖ ሰላም ከሊኒ እንታይ ክገብር ባ መልሲ ሃበኒ
@የንጉስክርስቶስልጅነኝ
@የንጉስክርስቶስልጅነኝ 4 ай бұрын
ፀልዪ ናይ ሰይጣን ፈተና ኣለዋ ኣነ ዝፈልጠን ከምኡ ዘጋጥመን
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 4 ай бұрын
Xelot gber marey sili adhno hagos ember zrbish aykonen texabo nay seytan keykowen✝️✝️✝️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@FiyeriTeklab
@FiyeriTeklab 3 ай бұрын
grazie mille sltan hawey qal hiwet yesmealna
@amazone2798
@amazone2798 4 ай бұрын
Niska entay eka were habu dika wesi diykon eka eza gelxley bejaka
@AbrahamDomoz
@AbrahamDomoz 4 ай бұрын
Nay bahaki memhrey tankes❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@Semay7828
@Semay7828 4 ай бұрын
ተለዊጣ ድያ ናይ ሓቂ ወይስ ኣምሰሉነት እዩ። ሓቂ ተኾይኑ ጽቡቕ ኣብነት ኮይና ኣላ፥ ምስጋና ይብጸሓያ።
@salamteklesenbet-qz9zk
@salamteklesenbet-qz9zk 4 ай бұрын
Kale hiwet yesmealna
@GenetGebremeskel-jp9du
@GenetGebremeskel-jp9du 3 ай бұрын
Tekekl 🎉❤🎉🎉🎉
@azebmedhin1949
@azebmedhin1949 4 ай бұрын
ቃል ሂወት የስማአና 🙏🙏🙏
@SelamMezelo
@SelamMezelo 4 ай бұрын
Temesgen ❤❤❤❤❤
@TomM-ex9jc
@TomM-ex9jc 4 ай бұрын
ሰልጠነ ርኢኻ ተፈቲንካ ዶ ትፈልጥ? እንተ ተፈቲንካ ኸ እንታይ ትገብር?እስከ ሓቂ ተዛረብ😊
GIANT Gummy Worm Pt.6 #shorts
00:46
Mr DegrEE
Рет қаралды 141 МЛН
Kluster Duo #настольныеигры #boardgames #игры #games #настолки #настольные_игры
00:47
መልሲ ንሕቶታትኩም
25:49
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 12 М.
/ ስብከተ ወንጌል / መፍትሒኡ እዚ ኢዩ!
39:26
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 10 М.