KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
"ጻህያይ ንኽሕደታዊ ትምሕርቲ" 40 ክፋል {መጽሓፍ ቅዱስን ተኣምረ ማርያምን ሓደ እዩ}
1:08:40
መደብ ምስ ሰነተር ሃይለ & ድራር ገብረኪዳን ፥ ንምንታይ ገለ ሰባት ብ ኣውራጃ ክፈላለዩን ክዛለፉን ዝረኣኡ
2:44:37
The Joker and the Angel fell into the hole, but luckily Harley Quinn rescued them #Angel
00:20
小路飞还不知道他把路飞给擦没有了 #路飞#海贼王
00:32
Amazing remote control#devil #lilith #funny #shorts
00:30
Кеттік бәрін таста - Қызық Times | Қайрат Әділгерей, Уәлибек Әбдраимов, Диана Ягофарова, Қанай
1:05:24
ትግራውነቱ ዝጸልእ ትግረዋይ፡ ዕግርግር ኣብ ተዋህዶ ዕለት/8/ሕዳር/2024
Рет қаралды 10,438
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 36 М.
Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)
Күн бұрын
Пікірлер: 122
@zenabazemo7142
23 сағат бұрын
Amen qale hiwet yesmealna
@ezgomarefe1132
8 сағат бұрын
😭😭😭😭እዋይ ወደይ አምላክ አብ ገነቱ ይቀበሎ 🙏ንኩሉ ቤተሰብ ጽንዓት ይሃብኩም አሜን 🙏🙏
@revyohannesghebrehiwet9155
3 күн бұрын
ተባዕ ኖላዊ ቀሲስ ማርቆስ ደባስ! ሎሚ ረፋድ ቀሲስ ማርቆስ ዝፈነዎ መልእኽቲ ብብዙሓት ሰባት ናባይ ክላኣኽ ኣርፊዱ ኣሎ። ቀሲስ ማርቆስ፡ ጸዊዕና ኣሎ ተኣኪብና ክንዝቲ፡ ብሃንቀዉታ ዝጽበዮ ዝነበርኩ መድብ፡ ብወዝቢ ምፍጣሩ ሓጎሰይን ቅሩቡነተይን እገልጽ። ካብ ስሩ ብጭብጢ ኣሰኒና ክንገልጾ፡ ነቶም ብጌጋ ዝርድኦም ሓጋዚ ክኸዉን ተስፋ እገብር። 1ይ ናባይ ብቐጥታ ዘይተላእኸ፡ 2ይ ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ ዘይፈልጥዎ ዘይሕጋዊ ደብዳቤ ናብ ህዝቢ ዝተበተነ እዩ። ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ ዘይሕጋዊ ምኻኑን ክእረምን ተማሕጺኖም ነበሩ። መማሓደሪ ሕጊ እቲ ዘጽደቅናዮ ድሕሪ ዕርቀ-ሰላምን ቃለ ዓዋድን ናይ ክልተ ጳጳሳትን ጉባኤ ከይረኣዮም ኣይጸድቅን ዉሳኔ ኣይሓልፍን ዝብል ተጠሓሰ። ነዚ ዝተዓዘቡ ኣቦታት ካህናት ሰሜን ኣሜሪካ ቀሲስ ማርቆስ ዝርከቦም፡ ንሕግን ቀኖናን ቤተክርስቲያን ደዉ ኢሎም እዮም። ክነዕርዮ ኢና፡ መኣረምታ ክግበረሉዩ ተባሂለ ክጽበ ጸኒሐ፡ ግዜ በሊዓ፡ ቀሲስ ማርቆስ ግቡእ መልሲ ሂቡሉ ኣሎ። ጭርሖ ቀሲስ ማርቆስ፡ ምስ ሓቂ ምሕቓቕ ዝብልዩ። ቀሲስ ስለቲ ትብዓትካን ሓቅነትካን የመስግን። እግዚኣብሔር ኣገልግሎትካ ይባርኽ። ነዚ ታሪኻዊ ስሕተት ሕጅዉን ብኣግባብ ክእረም እጽዉዕ! ብገነይ ዝከኣለኒ ክገብር መንፈሳዊ ድልዉነተይ እገልጽ። ኣሰራርሓ ጸልማት ከፋፊልካ ግዛእ ዝግበር ዘሎ ናይ ፖለቲካ ሃልኪ፡ ኩሉ ሰብ ክነቕሓሉ እላቦ። Rev. Yohannes G.Hiwet 09/11/24 UK
@senaythayleslasye198
3 күн бұрын
ኣቦ ሓቂ ኣምላኽ ምሳኹም ይኩን ብርትዐ ይሃብኩም ንሓዉና መንግስቲ ኣምላኽ የዋርሶ
@yemanetsegay4807
2 күн бұрын
እንጌራ ዓለም ብልዑ ነዊሕ ዘመን ይሃብኩም ኣቦና
@Hiwet-z6z
3 күн бұрын
Amlak yqebelo nus wedna snat nweledi Egziabiher yhabom🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@rezenemehari192
4 күн бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋረሶ ንሓውና ጽንዓት ይሃብ ንመላእ ቤተሰብ
@senaitgirmay1031
3 күн бұрын
ሓቀኛ ምስክርነት ነፍሳት ይሃንጽ። ጸጋ የብዝሕ ኣቦይ ቀሺ።
@ketemadaivddaivd
Күн бұрын
እው አለዉ ሓው አነ አብ ሸረ ርእይ ነረ
@MihretGebremariam-y1x
3 күн бұрын
Egziabiher amlak yehlukum abuna ❤❤❤❤❤❤amen
@aronyonas7563
3 күн бұрын
ስላም አባ ትግራዋይ ሙካኑ ክፃረ አለዎ ቃንቃ ቦርደር የህልፍ ተመሳሲሎሙና ብሽም ተጋሩ እንዳገበሩ ዝገብርዎ ተንኮል እዩ መን ሙካኑ ክፍለጥ አለዎ ❤
@gebrehagos7981
3 күн бұрын
Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher abona amyen ❤❤❤
@misginaabraha9834
3 күн бұрын
ሰላም ንዓኻ ቐሽ ማርቖስ ደባስ ኩሉ እትገብሮ ሰለ ሃይማኖትኻን ቤተክርስትያን ኻን እግዚአብሔር ናይ አግልግሎት ዘመንኻ ይባርክ ። ካልእ ንሓውና መንግስተ ሰማያት የዋርሶ
@wolfelsha
3 күн бұрын
Mengste semay yewarso,nmelae Sdra xnat yhabkum❤
@embaye-kp7he
3 күн бұрын
ኣቦና ኣብ ጸልማት እዋን አብ ጎኒና ኮንኩም ኣጸናኒዕኩሙና ኢኹም ኣምላኽ ክብሪ ይሃብኩም ሕጂ ከኣ ንስለ ክርስቶስ ሓቂ ተድምቁ ኣለኹም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ንዓኹም ክብሪ ኣለና
@Hiwet-z6z
3 күн бұрын
aboy keshi Markos enqae dmskumm asmeana 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@tedrosmedhane2874
3 күн бұрын
Aboy keshi Marqos. Thank you for the Truth. Aboy Keshi Yonasn deacin yohansn kea ety eteamenwo amlak msakum ykun. Ajokum yehwatkumn deqkumn kea ab gonkum ena.
@samsam-nm1cp
3 күн бұрын
ተዘሚትኩም ብንእሽትኡ አቦና አኻእሎን ጽንዐትተን ያሀብኩም መንግስተሠማያት የዋርሶ
@BerhaneTemelso-w5f
3 күн бұрын
መንግተ ሰማይ የዋርሶ ንቤተ ሰብ ጽንዓት ያሃብ !!
@mass-media6445
2 күн бұрын
ርሑቕ ከይከድና ትግራውነቱ ዝጸልእ ኢሰያስ አፈወርቂ እኳ አሎ።
@AmanuelAbrehe
2 күн бұрын
ሰላም ሰላም አቦይ ቀሺ ማሪቆስ ንመዋቲ መንግስተሰማይ የዋርሶ ናአማኒ ክርስትና ድማ ጺንዓት ይሃብኩም :
@HenSamedia8480
3 күн бұрын
ሓቁ በልኩም ኣቦና፡ ዕድመ ይሃብኩም🎉
@tiebeghebru2649
3 күн бұрын
ኣቦና ቀሺ ማሪቆስ እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ናይ ሓዉና ሞት የሕዝን መንግስተ ሰማያት የዉርሶ ንቤተሰብ ጽንዓት ይምነ ህግደፋዊ ሰለሙን ሕሱር ናይ ጽልኢ ፕሮፖጋንዳ ካብ ሕሱር ሰብ ተፈንፈን ኢልዎ እምበር ህዝቢ ኤርትራ ተጋሩ የሕዋትና ምቃልና ምዃኖም ፈሊጥና ኢና ።
@dhriganinadihaloabhagernafthia
3 күн бұрын
ኣቦቀሺ ምኣርቆስ እዚኦም ኣቕሽቲ ብጸገኦም ንኣምላኽ ዘምልኹ ዘይኮኑስ ጸጋ ኣምላኽ ገዲፎም ንሓደ ውልቀ ፈሪሖም ንስግኦም ዝአገልግሉ ኢዮም።
@meharimusika
3 күн бұрын
እግዚኣቢሄር ኣብ መንበሪ ሰማዩ ይቀበሎ ፡ ንስድራቤቱ ጽንዓት ይሃብ😢
@mizankeshi4276
3 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኩቡር ኣቦና ቐሺ ማሪቖስ ደባስ 🙏 ንዝመቱ መንግስተሰማይ ይዋርስ ንስድራቤትን ንዓኩምን ጽንዓት ይሃብ 🙏
@michaelatekle6073
2 күн бұрын
እንቋዕ ብሰላም ተመለስኩም ክቡር ናይ ሓቂ ኣቦ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@zewditesfaldet1838
3 күн бұрын
Welcome abona
@berhaneburush7729
23 сағат бұрын
Abbona keshi Marikos kulu ghizie sibketkan riitokan kubul iyu. Idmen Tiinan yihabka.
@asmeretesfamariam3419
3 күн бұрын
Amlak agelglotkum ebarek 🙏🙏🙏
@michaelh599
3 күн бұрын
Wellcome!! Abona keshi Markos.👍👍👍🙏🏿🙏🏿
@wolduteklu459
3 күн бұрын
RIP😢😢😢😢😢😢😢
@EyobedWeldegebriel
3 күн бұрын
መንግተ ሰማይ የዋርሶ
@snaytfukad9523
2 күн бұрын
Onka.bdhn.mtakom.aby.kase❤❤❤❤❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🎉😂🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Mengstab-b3c
3 күн бұрын
ኣቦና ካባኹም ብዙሕ ኢና ንጽበ ግን መጽሓፍ ታሪኽ ብጹእ ወቑዱስ ኣቦና እንጦንዮስ ተትጽሕፉልና ኩሉ ታሪኹን ዝጠለምዎ ብሂወት ከሎ ዝተሸሙን ሕጊ ቤተ ክርስትያን ዘፍረሱ ኣብ ታሪኽ ክቅመጥ ኣለዎ ክሳብ ዘይተመለሱ ጹሑፍ ከገድስ እዩ።
@tsehaitukiros8361
Күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢😢🎉🎉🎉🎉
@hailewolde1816
3 күн бұрын
ናይ መንነት ቅልውላው ዘይገብሮ የብሉን 😢😢😢😢
@tesfit2779
3 күн бұрын
Heat speech
@Sembelawi__neber
3 күн бұрын
Abona kale hiwet yesmealna, ember ms kemziom aynet sebat mmllas gzieka mtfa eu
@freweynikidane4943
3 күн бұрын
Amlak ybarkum kbur abona ab seltene lomi semenskum ygerim
@amanteklehaimanot4344
3 күн бұрын
ABOY KESHI BEHAQI AGLGLOTKUM YBARK SEBUQ MEDEB ETI HAQI ALELIKMO ALKUM KESLEWO MESAKUM AB GONKUM ALENA.
@luelabay833
2 күн бұрын
RIP Our brother
@abebakebede1270
3 күн бұрын
ትግራውነት ክቡር ማንነት እዩ ተዋረዱ ኢልዎም እዩበር ግዚ ለኩሉ።
@SgHu-y8t
3 күн бұрын
ኣቦና ሰላም ኣምላክና ኣባኩም ይሕደር
@HanaTesfayTekle-cg6fv
Күн бұрын
Sgam mas ayna nebsna knetall
@vodahallo9499
3 күн бұрын
👍👍👍👍👍
@sabatemesgen7344
2 күн бұрын
😭😭😭
@gebreandemichael8975
3 күн бұрын
❤❤❤❤
@tesfaybirhane4435
2 күн бұрын
ሰላም ኣቦይ ቐሺ ማሪቆስ እንቃዕ ደሓን መጻኩንም🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉
@dashimetayshow
3 күн бұрын
Welcome back keshat . ነዚ ፍሹል ፕሮፖጋንዲስት እታ ትኽክል መንነቱ ብምግላጽኩም ነመስግን ።
@ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ
Күн бұрын
100 ዓመት ንድሕሪት እንተተመሊስካ ደኣ ኩልኻ መንነትካ ትግራይ ኮይኑ እንደኣሉ ዝጸንሕ, እንታይ ፍሉይ ነገር ኮይኑ.
@ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ
15 сағат бұрын
100 ዓመት ንድሕሪት እንተተመሊስካ ደኣ ኩልኻ ካብ ትግራይ እያ ክትከውን መበገሲትካ ኮ 😄
@ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ
7 сағат бұрын
እንታይ ደኣ ኣመና ጸሊእካዮ እዚ ጽሑፈይ dashmetay , ትድምስሶ ኣለኻ. ተጋግየ ዲየ 😄.
@fltethaylieu6042
2 күн бұрын
ሰላም ኣቦይ ቐሺ ማርቆስ ሰላምኩም ይብዛሕ እንዳበልኩ ኣብታ ወለዶ ናይ ንዋቱን መዝጎቦን ትብልዋ ዘለኩም ንዋቱ ወዲ ተስፋኦም ዩ መዝጎቦን ንዋቱን ግን ኣሕዋት ዘይኮኑስ ኣቦን ወድን እዮም ፍስሓን መዝጎቦን ድማ ኣሕዋት እዮም ደቂ ንዋቱ ምስ ሰዓብቶም እቲ ሽግር ናይ ዘመና ኣደኣ ግርዲፋ ሓትነኣ ትናፍቅ እዩ ነገሩ
@dehabmogos3285
3 күн бұрын
Amla ybarkum abo keshi marikos abo haki guozokum amla ybarkelkum
@wolduteklu459
3 күн бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉🙏🙏🙏
@aslizere4977
3 күн бұрын
🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@mussielegese8072
3 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙
@Zafu-r6z
3 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@hopeyohanes
3 күн бұрын
ኣጆኹም ኣቦና ❤ ኣምላኽና ኣብ ጎንኹም እዩ ብኹሉ ክረድኣኩም እዩ ።
@tekle3333
3 күн бұрын
Wellcome abona
@negsamedhane6423
3 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏
@tesfaitecle1705
3 күн бұрын
Welcome 🙏 Abona
@ShewitKidane-y9l
3 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@tiebeghebru2649
3 күн бұрын
ኣቦይ ደኩተር ሓፊርናልኩም ናቤተ ክርስትያን ንሊቃዉንትና ሕደጉሎም ቅንጣቦም ዘይትኣኽሉ ክትወራዘየሎም ሕፈር ስቅ ካብ ወርቂ ይኸብድ
@WaI-w6m
2 күн бұрын
🎉❤
@embatekera9244
3 күн бұрын
Tsnat yhabkum 😢
@LualAbraha
3 күн бұрын
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@syakkesan
2 күн бұрын
ቀሺ ማርቆሰ ዘይሰማዕኻዬ ኢኻ እምበር ፣ እሰካብ ዘለው ፓትራሪኸና ቅዱሰ ወብፁእ ማቲያሰ እዬም ተባሂሎም
@esaiasberhane6756
3 күн бұрын
Thank you our brother.
@Hiwet-z6z
3 күн бұрын
nehna wn ms d joywhans ena🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@selteneyohannes6469
3 күн бұрын
Ajokum aboy keshi , Amlak yhagzkum
@woldaislassie2930
3 күн бұрын
እንቋዕ ብሰላም መጻእኩምና ኣባ ቀሺ፣ንሓውና ኸኣ ወራሲ ገነት ይግበሮ ንመላእ ቤተሰብ ከኣ ፅምዓት ይሃብኩም። ሓቂ ንከይቅበርን መንነትና ንኸይጠፍእን እትገብሩዎ ዕሪ ብጣዕሚ እናመስገንኩ፣ ዝያዳ ክትሰርሑሉ ይላበወኩም። ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።
@trhasberhe1818
3 күн бұрын
Velkommen tilbake abona 🙏🙏🙏
@Bay862
3 күн бұрын
Is this dude Solomon Dirar?
@KzarebDo
Күн бұрын
ደጋፊካ ስለ ዝኾነ ኢኻ ትጣበቀሉ ዘለኻ
@keshimarkosdebas9872
15 сағат бұрын
ደሓን ኣይተስተማስል ንዓኻ'ውን ክጣበቐልካ እየ
@KzarebDo
5 сағат бұрын
ምንፍቅና ዘይብለይ ወይ ተሃድሶ ዘይኮንኩ ......
@tesfiegebreslasie2593
3 күн бұрын
ኣቦይ ቀሺ ማርቆስ ወትሩ ንቑሕ ጋሳ ናይዚ ህዝቢ ኢኹም:እዚ ትምህሩናን ተስተምህሩና ዘለኹም ክብረት ይሃበልና:: ብዛዕባ እዞም መንነቶምዝፍንፍኑ ብኸምዚ ጭብጥታት እናገበርኩም ከተጋልጽዎም ንሕና ድማ ጽቡቕጌርና ክንፈልጦምን ክንጥንቅቀቐሎምን ምእንቲ:: ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም::
@simon-sw8fr
2 күн бұрын
ሰላም አቦይ ቀሺ ማሪቆስ ብጣሚ ብጣሚ እንዲኹም ጠፊእኹም ብጣሚ ዘሕዝን እዩ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ነቶም በተሰቡ ጽንዓት የሀብ
@abrahammihretab5109
3 күн бұрын
Bhaki Abona bflay netom bkara zteharedu abona
@SgHu-y8t
3 күн бұрын
ሓደ ሰብ ብውሽጣዊ ዓቅሙ እዩ ዝዛበር ኣይትገረሙ
@absan27
3 күн бұрын
ቀሺ ማርቆስ ፣ ሎም ቅነ እዞም ቃርማታት ዚዝ ክብሉ አሸጊሮምና ቀንዮም እሞ ከይሰልከካ ፊፍ አብለሎም ።
@daved2081
3 күн бұрын
eway mule hawey antay rekibwo da aboy keshi.... bxami thut nfu alelgali neru .. amlak ab genetu ykebelo belu
@zewditesfaldet1838
3 күн бұрын
Mengisti semay yewarso niakum kaa Senat ihabkum abona
@habtomgezhey
22 сағат бұрын
ኣጋርን ሳራን ናይ 70ን ናይ 90 ወጋሕትን ንምባል ዲዩ?
@keshimarkosdebas9872
15 сағат бұрын
እዛ ናይ ሻዓብያ ዘረባ ግደፋ'ዶ
@sawrawidegans2900
3 күн бұрын
Qeshi marqos si abnay selemun drar ktzareb wey gud media
@girmay0547
3 күн бұрын
Abona xbuq tmhrti ayu
@Lealti_2
3 күн бұрын
😂😂😂 agalixewo dea nezi rekus zebay nebse xileat zelewo selemon derar😂😂
@teklehaile7786
3 күн бұрын
ኣቦይ ቀሺ ይቕሬታ ግበሩለይ ድኣምበር ተጋጊኹም ናይ ትግራይ ሲነዶስ ፓትርያሪክና ኣቡነ ማታይስ ኢዮም ኢሎም ዓው ኢሎም ኣቢመ ሰላማ ኣዊጆም ኢዮም። ስለዚ ፓትርያርክ ኣለዎም።
@keshimarkosdebas9872
2 күн бұрын
ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ኣቡነ ማትያስ ናይ ኣአርባዕተ ኪሎ ዘሎ ሲኖዶስ እበር ናይ መንበረ ሰለማ መራሒ አይኮኑን ምኽንያቱ ሓደ ናይ ክልተ ሲኖዶስ መራሒ አይተራእየን እሞ ካብ ሓቂ ኣይንወጻእ
@fnotetisdkzetewahdo4984
3 күн бұрын
ብገንዘብ እዮም ዘምጽእዎ እቲ መጋቤ። ሓዲሽ። ዝብል
@ወለተመድህን-ደ1ጐ
3 күн бұрын
ኢትጲያዊያን ኢና ተጋሩ ኢትዮጲያ ትርጉሙ ዘይትፈልጡ ከምኒ ሰረቀ ብርሃንን ተከተልቶም አገብ ግበሩ። ቅዱስ። ኢጦቢስ ወድ አክሱም እዩ ። ኢትዮጵያ ማለት አክሱም እያ ። ናይ አባ ሰረቀ ብርሃን ተሀድሶ ናይ አክሱም ልእልና ንምጥፋዕ ዝንቀሳቀሱዎ አጀንዳ ህዝቢ በደንቢ ፈሊጥዎም እዩ። አገብ ህዝብ ትግራይ ምስ ኹሉ ኤርትራውያን ኢትዮጲያዊያን በሰላም ክንነብር ኢና ንደሊ። አትግራዋይነቱ ዝፀልዕ ሰብ የለይ አገብ አቦታት ቃል እግዚአብሔር አምህሩና
@keshimarkosdebas9872
3 күн бұрын
ዝኸበርኪ ሓፍተይ,፤ ኣብ ልዕሊ ኣቡነ ሰለማ ትገብርዮ ዘለኺ ደፈረት፤ ኣምላኽ ይቕረ ይበለለኪ፤ ግን ካብዘን ነፍሰን ዝፀልኣ ከይትኾኒ ፈርሐለኪ!፤
@danielhailemariam5971
Күн бұрын
ኣባ ፋኑኤል ብዝበሃል ኣብ DC ዝርከብ ሓደ ስዲ እናተባረኽኪ፡ ንኣባ ሰረቀ(ኣቡነ ሰላማ) ተሃድሶ ክትብል በይን ሞራልኪ ክብርቲ ሓፍቲ? ሃይማኖት ንዓኺ እንታይ እዩ?
@TECNO-b5h
3 күн бұрын
ቀሺ ፖለቲካ ኣይዛረብን እዩ
@Maranathayoutube21
3 күн бұрын
Men elka
@ሆሳእናንወዲዳዊት
3 күн бұрын
ዕጭ ይዛረቡ ንዓመጽቲ ዓገብ ይበሉ
@ሆሳእናንወዲዳዊት
3 күн бұрын
ወረ ቅንይ ኢልኩም'ሲ ቀሺ ኣይበልዕን ቀሺ ኣይሰትን ከይትብሉና ንዓመጽ ጌጋ እንተበሉስ ቀሺ ፖለቲካ ኣይዛረብን ወለይ በሎ ሓዞ ሕረዶ ግመዶ'ዶ ኢሎም እዮም? ዓገብ ዓገብ ዓገብ ይብሉ ኣለዉ ኣየባ ክጥም እቲ ላዝኦም ጸላእቲ ሰላም ኮይና ግን እንታይ ይገበር?
@bereketghebraeb6324
3 күн бұрын
💙💙💙💙💙
@wolfelsha
3 күн бұрын
❤❤❤
@danielfekadu3507
3 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@gebreyesuselsa6998
3 күн бұрын
❤❤❤
@kudusgebremarim
3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
1:08:40
"ጻህያይ ንኽሕደታዊ ትምሕርቲ" 40 ክፋል {መጽሓፍ ቅዱስን ተኣምረ ማርያምን ሓደ እዩ}
Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)
Рет қаралды 6 М.
2:44:37
መደብ ምስ ሰነተር ሃይለ & ድራር ገብረኪዳን ፥ ንምንታይ ገለ ሰባት ብ ኣውራጃ ክፈላለዩን ክዛለፉን ዝረኣኡ
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 9 М.
00:20
The Joker and the Angel fell into the hole, but luckily Harley Quinn rescued them #Angel
超人夫妇
Рет қаралды 98 МЛН
00:32
小路飞还不知道他把路飞给擦没有了 #路飞#海贼王
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 77 МЛН
00:30
Amazing remote control#devil #lilith #funny #shorts
Devil Lilith
Рет қаралды 15 МЛН
1:05:24
Кеттік бәрін таста - Қызық Times | Қайрат Әділгерей, Уәлибек Әбдраимов, Диана Ягофарова, Қанай
Marat Oralgazin
Рет қаралды 709 М.
1:02:49
በቆብ የተሸፈነው ...? // ወዴት ወዴት! #ethiobetesebmedia
Ethio Beteseb Media (EBM)
Рет қаралды 10 М.
35:06
ብሸለልትነት ክንሓልፎ ዘይግባእ
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 16 М.
1:06:28
ዛዕባ ሎሚ ሓድሽ ፕሮጅክት ጽልኢ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ንምንታይ?
Fnan App Infotech
Рет қаралды 10 М.
1:09:47
"ኣብ ልብና ዘጥፋእናዮ ክርስቶስ፥ ኣብ ከበሮ ኣይንረኽቦን" መብርሂ ቀሲስ ክብረኣብ
Mahitot Zetewahdo // ማኅቶት ዘተዋህዶ ኤርትራ
Рет қаралды 677
2:05:51
ሰፊሕ ቃለ መሕትት እዋናዊ ዛዕባ፥ ብቴለቪቭን ኣሰና ዝኃለፈ ብዛዕባ ቀሺ ማርቆስ
Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)
Рет қаралды 3,5 М.
58:02
"ሃገረ ስብከትና ኣብ ቤት ፍርዲ" ቃለ ምልልስ ምስ ቆሞስ ገብረሚካኤል
TewahdoTV Eritrean Orthodox Church
Рет қаралды 2,1 М.
1:00:27
ማሰን መልቀሰን ኣቶ ተወልደ መዓሾ በዓል ዓዲ ጮማይ ሰራየ - (Tigrigna Oral Poetry)
Mosaic Bahli
Рет қаралды 15 М.
46:08
ብርቱዕ ክትዕ ኣብ መንጎ ኦርቶዶክስን ፔንጠን
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 41 М.
17:45
🔵ስ/ሮዳስ መንግስ ታኣሲራ ከቢድ ጉዳይ / ሓዋ ንመዋቲት መልሲ ሂቡ / snit miss universe ዘሕብን ታሪክ
Abiel Info Tv
Рет қаралды 13 М.
3:58:03
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 3 МЛН
00:20
The Joker and the Angel fell into the hole, but luckily Harley Quinn rescued them #Angel
超人夫妇
Рет қаралды 98 МЛН