ትግራይ ሓለፍቲ ሃዲሞም |ንመሓሪ ዮሃንስ ዘጋጠሞ | ኤርትራ ኣይቅበልን ኢላ

  Рет қаралды 34,819

Tigray Broadcast Service

Tigray Broadcast Service

15 күн бұрын

#ጌታቸው #ሰማእታት #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #ቆቦ #ኣላማጣ #ራያ #zena_tigrigna #tbstig #ሑመራ #ወልቃይት #ፖለቲካ #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #ኣገው #ዊልያምሩቶ #ኬንያ
ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
Thank you!

Пікірлер: 74
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 12 күн бұрын
ማሓሪ ዩሃንሰ እንኳዕ ደሰ በለካ ኣታ ጃግና ወዲ ሃገረ ትግራይ ሓላገት ሓየሎም ፈንቅል ❤
@iamfree347
@iamfree347 13 күн бұрын
መሐሪ ፡ ዮሀንስ ፡ ትግራይ ፡ ትፅበየካላ❤❤❤
@blendesalegn1310
@blendesalegn1310 13 күн бұрын
ሥራህ ይልቁ ካብቃልሲ ንምህዳም ዝሓሰብዎ እዩ አስካእሎሚ እንታይ ሰሪሐም ? ዝሓሰብዎ ተንኮል ስለዘይተሳኽአዐእዩ።
@Gotenagallerytube
@Gotenagallerytube 11 күн бұрын
@@blendesalegn1310 ሰቅ በል ልሕሉሕ ሓሳዊ ንስካ ከ ታይ ገይርካላ ንባዕልካ ብኹት ኣቲዩ በረኻ ከምቲ ዝተዋግኦ ክትዋጋእ ኣይትክእልን ንስካ ሕልኩስ ጽግዕተኛ
@user-us1gp1if4i
@user-us1gp1if4i 12 күн бұрын
ሰላም ኣብዘለኻሓሊኻ መሓሪ ዩሓንስ ወድ ህዝቢ ትግራይ።ሙሉእ ጢዕና ነዊህ ዕድመ ንዃነልካ ይምነ።
@TTG-t3k
@TTG-t3k 13 күн бұрын
Congratulations 🎈 dear brother welcome to USA and I believe you will be back soon to your country Tigray.
@samsonm2011
@samsonm2011 12 күн бұрын
Congrat Mehari wish you all the best
@drargebremariamgebretsadka901
@drargebremariamgebretsadka901 12 күн бұрын
Warm congratulations Dear Mehari!
@MeryHagos-su3kz
@MeryHagos-su3kz 12 күн бұрын
እንኳዕ ደስ በለካ ማሓረ ሓወይ❤️🎉🎉🎉
@genetambaye4705
@genetambaye4705 12 күн бұрын
እንዃዕ ደስ በለካ። Congratulations Mehari!
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey 13 күн бұрын
💛❤️
@moe3000
@moe3000 13 күн бұрын
Mehari Yohanis is simply a hero. I really admire his vision
@user-md6tu2vy9d
@user-md6tu2vy9d 12 күн бұрын
Congrats!!!
@hjfy2107
@hjfy2107 13 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@yemanekidane9147
@yemanekidane9147 13 күн бұрын
👌👌👌✅✅✅👏👏
@KahsuGebre-xd5fz
@KahsuGebre-xd5fz 12 күн бұрын
Mahri yowhans ቅኑዕን በሊሕን ኢኻሞ እንኳዕ ደስ በለካ
@azmeragegziabher-yw1fe
@azmeragegziabher-yw1fe 13 күн бұрын
ስልጣን ምልቃቅ ካብ ቃልሲ ምድሕርሓር እዩ።
@negasiyoh6959
@negasiyoh6959 11 күн бұрын
ስልጣን ምልቃቅ ሓላፍነት ምውሳድ እዩ፡፡ ግን ኣብ ስልጣን ምቅፃል እዩ ነውሪ
@tesfayaberhe
@tesfayaberhe 13 күн бұрын
Gebremeskel Kassa is real HERO !!!
@CalmDolphin-gl3tx
@CalmDolphin-gl3tx 12 күн бұрын
ሙሑር❤❤❤❤
@user-fq8ie5ld3o
@user-fq8ie5ld3o 12 күн бұрын
esey mahari yohans enqua des beleka!!
@ebkebk-gs4qz
@ebkebk-gs4qz 12 күн бұрын
እሰዮ ተመሰገን ማሐሪ ሐወይ ይግብአካ እዩ ❤❤❤❤
@BahLebi-gd5fj
@BahLebi-gd5fj 12 күн бұрын
አታ ጀግና ወዲ ህዝቢ እንካዕ ደስ በለካ
@weykefetek3020
@weykefetek3020 13 күн бұрын
ሲኣይኤ እዮም አመዓራርየሙሉ። ተጋዳላይ ኣይኮነን ኮብላላይ በልዎ
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 13 күн бұрын
መንፋዕቲ ኸ? ታሪኹ ትፈልጥ?
@weykefetek3020
@weykefetek3020 13 күн бұрын
@@deqiqehadush424 እስኪ ሱቕ በል ከይተዛርበና፣ ነፃነት ትግራይ እንዳጨራሕካ ፣ እዳተማፃደቕካ፣ ዕድሚኦም ልክዕ ዝጋደሉ እንዳቆናፀብካ ፀኒሕካ ናብራኻ ክተጣጥሕ ድዩ መንፋዕቲ ዶ ጀግንነት ትብሎ ዘለኻ። ዘበኑ ዘመነ መምስልቲ ን ተበለፅቲን።
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 13 күн бұрын
@@weykefetek3020 @weykefetek3020 ፍልፍልካ ቅንእን ሕስድናን ምዃኑ ኣርኪበሉ። ምሕረት የውርደልካ! እንተመሓሪ ተተምሃረ ንትግራይ ዝበለፀ ብቕዓትን ብልሕን ይውንን። ንትግራይ መኽሰባይ እታወት እዩ! ይተዓፃፀፍ! ዓለምለኻዊ ምሕዝነት የጥሪ! ልምድን ተሞክሮን ቓልስታት የፅንዕ፤ ይመራመር። ሲኣኤ ዝባበልካዮ ተራ ስም ምጥፋእን ጠቐነን እዩ። መሓሪ ካብ ብጕሓቱ በሊሕን ንፉዕን ተምሃራይ ክሳብ ዩኒቨርሲቲ ዝውድእ! ንኡድ ተምሃራይ ፩ይን ፪ይን ብርኪ ሰቓላይ ተምሃራይ ዩኒቨርሲቲ! ኣብ ስነፅሑፍን ታሪኽን ኣዝዩ ዑሙቕ ክእለት ዘለዎ። ኣንደበትን ድምፀትን እውን ከምትፈልጦ!
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 13 күн бұрын
@@weykefetek3020 @weykefetek3020 ፍልፍልካ ቅንእን ሕስድናን ምዃኑ ኣርኪበሉ። ምሕረት የውርደልካ! እንተመሓሪ ተተምሃረ ንትግራይ ዝበለፀ ብቕዓትን ብልሕን ይውንን። ይተዓፃፀፍ! ዓለምለኻዊ ምሕዝነት የጥሪ! ልምድን ተሞክሮን ቓልስታት የፅንዕ፤ ይመራመር። ንሃገረ ትግራይ፣ ንሃገረ ኣኽሱም ዝያዳ መኽሰባይ እታወት እዩ። ሲኣኤ ዝበልካዮ ተራ ስም ምጥፋእን ጠቐነን እዩ። መሓሪ ካብ ብጕሓቱ በሊሕን ንፉዕን ተምሃራይ ክሳብ ዩኒቨርሲቲ ዝውድእ! ንኡድ ተምሃራይ ፩ይን ፪ይን ብርኪ ሰቓላይ ተምሃራይ ዩኒቨርሲቲ! ኣብ ስነፅሑፍን ታሪኽን ኣዝዩ ዑሙቕ ክእለት ዘለዎ። ኣንደበትን ድምፀትን እውን ከምትፈልጦ!
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 13 күн бұрын
men yaAmno sekaram hasawi
@NegasGebregziyabiar
@NegasGebregziyabiar 12 күн бұрын
Yknaka
@merihyohanns2585
@merihyohanns2585 13 күн бұрын
ኣሰይ ማሓሪይ ሓወይ ወዲ ትግርኛ❤❤❤❤❤
@tesfayaberhe
@tesfayaberhe 13 күн бұрын
How do you free Tigray is the question !!! Mehari is a rude politician who has the vocabulary of Shaabia !!!
@befairbalance7507
@befairbalance7507 12 күн бұрын
You sound Shabia sympathizer or ideology supporters, the whole world knows what Shabia done on tegaru, instead of denounce Shabia rudeness you have the gut now to called mahari rudeness because he said so, Wawooo, # ONE ENEMY OF TEGARU IS SHABIA
@1birryoutube
@1birryoutube 12 күн бұрын
ፅቡቕ ጅምር እዩ ከቅፅል አለዎ።
@abadittsegay3303
@abadittsegay3303 12 күн бұрын
እንዃዕነይ ደስ በለካ መሓሪ!! ትግራይ ትፅበየካ እያ!!!!
@May-vt1jq
@May-vt1jq 12 күн бұрын
እዞም ሰባት ፈሪሖም ወይ ሰሪቆም እዮም ዝሃድሙ ዘለዉ !!
@gebremedhinhadera4652
@gebremedhinhadera4652 12 күн бұрын
እቡድ
@asefaw4345
@asefaw4345 12 күн бұрын
እንቋዕ ደስ በለካ መሓሪ ትግራይ ካብ ኣምላኽ ብድሕሪኡ ድማ ካብዚ ንእሽተይ ወለዶ እዩ ተስፈኣ
@ebkebk-gs4qz
@ebkebk-gs4qz 12 күн бұрын
ትግራይ ፀጋኪ ብዙሕ ደቅኪ ብሉፃት ድሌትኪ ዝፈልጥ ግኖ ዉሒዱ ደቅና ዝተሰዉኡ ቀደም ሕጂ ሀገር እናበለ እዩ
@user-ou2rd8oz1t
@user-ou2rd8oz1t 12 күн бұрын
እኳዕ ደስ በለካ መሓሪ ዮውሃንስ። ተባዕ ተቓላሳይ ።
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 13 күн бұрын
እንኳዕ ደስ በለካ መሓሪ ዮውሃንስ! ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@solomonberhe1343
@solomonberhe1343 12 күн бұрын
ቅኑዕን በሊሕን
@hagosyohannes732
@hagosyohannes732 12 күн бұрын
መሐሪ ሐዊና እንኳዕ ደስ በለና
@user-md6tu2vy9d
@user-md6tu2vy9d 12 күн бұрын
Really it was failure of politician we returned back from debrebirhan!!!!
@gebremariamzewde8795
@gebremariamzewde8795 13 күн бұрын
Mehari.enqae.debeka.desbelena
@Gotenagallerytube
@Gotenagallerytube 11 күн бұрын
ትግራዋይ ኩልካ ኣቲካ ፎሎው በለኒ ምትሕብባር ባህልና ነማዕብል ክቡራተይ
@xaka5505
@xaka5505 13 күн бұрын
Memhr mahari yewhans Ezi ahzab xegemu kqntet Eziom wolodo sltan kmexu alewom
@fwrrdwef436
@fwrrdwef436 12 күн бұрын
እዞም ሰባት ወይ ሰሪቆም ወይ ፈሪሖም እዮም
@gidaydegefu3712
@gidaydegefu3712 12 күн бұрын
Thank you for the important issues you told us Mehari. Indeed, i reflected similar issues for decades but was rejected or got no heed. The political failure of TPLF and main creme supporters was the demagogue and the holistic hypocrisy orientation and its anti-liberal ideas and political position. Anyways books of political history will go on unsurface TPLF and rest assured the culprits will be brought to jury. At a personal level i congratulate you to join Harvard and best wishes in all your efforts.
@tamutafu528
@tamutafu528 13 күн бұрын
Eze. Medea. Tselaete. TIGERAY. Eyoume.Shame. shame.
@user-mb2kx9ch8n
@user-mb2kx9ch8n 12 күн бұрын
መሓሪ ዮሃንስ ጅግናን ምሁርን ይመችኻ
@user-mb2kx9ch8n
@user-mb2kx9ch8n 12 күн бұрын
መሓሪ እንኳዕ ደስ በለካ
@kidanehaddish
@kidanehaddish 12 күн бұрын
መሓሪ የውሃንስ ኣብቅድሚት መሪሕነት ክመፅእ ዝድለየሉ ምኽንያት( ፍልጠት ታሪክ) ዘይተሞርኮሰ ንትግራይ ክመርሕ ብቑዕን ውፅኢታውን ክኸውን ስለዘይክእል እዩ ። ማሓሪ ድማ እዚኣ የማልኣእዩ።
@user-fn9ti1ow6g
@user-fn9ti1ow6g 12 күн бұрын
ካብቶም ሰረቅቲ እዬም መድሪ አጣፊኦም ናበይ ይመርመሩ
@tamutafu528
@tamutafu528 13 күн бұрын
Hasoete. Areaeseteka. Areme.!!!! TEGERAWAYE. AYEHADEMENE. BEJAKA. ELEKA. ZENAKA. KETEAE. YEBELUNE.STOP !!!
@moe3000
@moe3000 13 күн бұрын
Koltaf! Entay ika tible?
@kidanehaddish
@kidanehaddish 12 күн бұрын
ምንጪ ኩሉ ውድቀትና ፀረ ዲሞክራሲያውነት ምኻኑ ምዓዝዩ ዝርድአና? ምንጪ ውድቀትን ህልቂትን ህዝቢ ትግራይ . ካብ ደብረፅዮን ስልጣን ዝመንጠሉ ኣለም ገብረዋህድን ሞንጀሪኖንዮም ። እዞምሰባት ናብ ፍርዲ ክቐርቡ ኣለዎም ሞንጀሪና ዝላዓለ ገበን ዝፈፀመት ቕርሺ ኣይሰረቐትን ኢልካ እቱ ዋና ፖለቲካዊ ገበን ብብዙሕ ይበልፅ
@user-xy1db7lo9r
@user-xy1db7lo9r 13 күн бұрын
መሐሪ ዮውሃንስ እንቋዕ ደሶበለካ
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 12 күн бұрын
❤❤❤እቲ ዝገርም ናይ ክግደፍ አቃም ገንዘብ ዘለዎ ጥራይ ከምዝቅበልን ከምኡ ድማ ሰራዊቱ ኮይንካ ከተገልግል እንከለኻ አካልካ እንተጎዲልካ ዘይቅበለካ ምኻኑ እስኪ ዓለም ትፍለጥ!! ንስንኩላን ብዝዓጠቁ ሰራዊት ጌሩ ዘጨፍጨፈ በላዒ ሰብ ህግደፍ❤❤❤
@WediWeldab
@WediWeldab 13 күн бұрын
Ay tegaru natkum gda gberu na eretra aymlketekan eyu qondaf agame derbeyti emni tegaru yom kkkkk
@kiroswalker7444
@kiroswalker7444 12 күн бұрын
@wediweldeab Anta hawey, meas ekhum neti gefih afkum maiso Tigebrulu ?
@TesfuBerhe-kv6fr
@TesfuBerhe-kv6fr 12 күн бұрын
እዚ ብሓለፍቲ ቤት ፍዲ ትግራይ ቀሪቡ ዝበሃል ዘሎ ሕቶ ብዙሕ ሽርሕን ሕልኽሌላኽን ክገጥሞም ከም ዝኽእል ምንም ዘየጠራጥር እዃ እንተኾነ እቲ ብምኽንያት ምጥልላፍን ሽርሕን ነብስኻ ንምውፃእ ዝግበር ምድንጋርን ክገጥም ዝኽእል ፈተና ፈሪሕኻን ንገዛእ ርእስኻ ካብቲ መርኣያ ፅንዓትን ጀግንነትን ዝኾነ መዘና ኣልቦ ህዝቢ ገጢምዎ ዘሎ ናይ ውሽጥን ደገን ክሕደት ንምፍታሕ ዋጋ ኣብ ክንዲ ምኽፋልን ፍትሕን ርትዕን ንቲ ንፍትሒ ክብል ንዘመናት ክቡር ዋጋ ዝኸፈለን ዝኸፍል ዘሎን ጅግና ህዝቢ ወጊንካ ኣብ ክንዲ ምቅላስ ኣብዚ ፈታኒ ዳግማይ ሰላሕታዊ ፅንተት ዝካየደሉ ግዜ ሰበባ ኣስባብ እናፈጠርካ ካብ ሓላፍነት ክትሃድም ምድላይ እሞ ኸዓ ካብ ፍትሒ ንዝደሊ ህዝቢ ፍትሒ ከረጋግፁ ከቢድ ሓላፍነት ዝተውሃቦም ኣካላት ከምዚ ዓይነት ነብስኻ ናይ ምፍታውን ካብ ቃልሲ ፍትሒ ዝደሊ ህዝቢ ምህዳምን ብጣዕሚ መሕፈርን ግዜን ህሉው ኩነታት ዘየገናዘበ ካብ ሓላፍነትን ተሓታትነትን ከረጋግፅ ዝግበኦ ኣካል ዘይትፅበዮን እዩሞ ከም ናተይ ሓሳብ ኣብ ልዕሊ እቲ ብቡዙሕ መንገዲ ኣብ ብጣዕሚ መፃብብ ዘሎ ማሕበረሰብ ረሲዕኻ ናይ ግሊ ክብርኻ ብምቅዳምን ካብ ቃልሲ እዚ ውፁዕ ህዝቢ ምህዳምን እዩሞ ሕቶኹም ግዜን ነባራዊ ኩነታት ህዝብኹምን ዘገናዘበ ክኸውን ኣለዎ እዚ ህዝቢ ብኣእላፍ ፀላእቲ ተኻሒዱን ዘይናይኢዱ ረኺቡን ኣብ ከቢድ ፈተና እናሃለው ደቀይ ኢሉ ዘዕበየኩምን ንባዕሉ ከይተምሃረ ዘምሀረኩምን ውርዙይ ጅግና ትግራዋይ ኣይትኽሓድዎ ኣይተዋርድዎ መሐጎሲ መፅነቱ ኣይትግበርዎ እየ ክብል ዝደሊ
@negasiyoh6959
@negasiyoh6959 11 күн бұрын
ፈትለወርቅ ከመይ ቢላ? ብዘይካ ጌታቸው ረዳ ንፁህን ምሁሩን ኣብ እዳ ህወሓት ክርከብ ኣይከኣልን
@naninani-wx5eo
@naninani-wx5eo 12 күн бұрын
አተም ሕዘ ከነሰረሕ ኣኻአልናን ዘበሉ ደኛታ ናይ ሕወሕተ ሓለዊቲ አበረ ናይ ህዘቢ አባ ጠበቀቲ ከም ዘነበሩ አዮ ዘረደአካ
@user-bj5mg4yl1d
@user-bj5mg4yl1d 12 күн бұрын
ተጋዳላይ መሓሪ ዮሃንስ እንቋዕ ደስ በለካ
@etn6309
@etn6309 12 күн бұрын
አብ ትግራይ እቱ ናይ ፓለቲካ ድኻ አብ ፀለልማት ሕልሚ ዝጠለቐ ሰብ እዩ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 12 күн бұрын
ሓሰውቲ እግዚአብሔር ይገስፅኩም።
@weykefetek3020
@weykefetek3020 13 күн бұрын
ፈፂሙ ወቓሕ ዘይብለኒ “ጋጠ ወጥ “ ሰብ መሓሪ እዩ ፣ ነፃነት ናይ መሓሪ ኣይኮነን ናይ ማንም ሓላፍ መንገዲ ባህጊ እዩ ፣ ከመይ ትረኸብ እዩ ትሕቶ።
@tamutafu528
@tamutafu528 13 күн бұрын
Thanku.Esu. Teraye. Zeyekonese. Eze. Medea. Baelu. Teouye. Ayekonene.Yehezene.
@user-yy4op1mf5x
@user-yy4op1mf5x 13 күн бұрын
እቲ ሕሸት ኣብ ደምኩም ተዋሃሒዱኩም። ሕሉፍ ሓሊፍኩም ህወሓት ንበዓል ስነጥበባዊ እምበዛ ሓዊስካ ልዕሊ 50 ዝኾኑ ጊዜያዊ ምምህዳር ክልል ዝነበሩ ህወሓት ኣይቐንጸለቶምን ኢልካ ታሪኽ ጥምዘዛ ....እዋይ
@berihun-iz2yl
@berihun-iz2yl 12 күн бұрын
ትግራይ ከም መሓሪ ዝበሉ ምሁራት'ን ተጋደልቲ ከትጥቀመሎም ኣለዋ ።
@user-qf3hm4io9t
@user-qf3hm4io9t 12 күн бұрын
ኣታ እቲ ትግርኛ ብኸመይ ትገልጽዎ መራሕቲ ትግራይ ሃዲሞም ኢልካ ኣሎ ሓላፍነትካ ካብ ዘይትኣምነሉ ስራሕ ምእዳፍ ምህዳም ኣይኮነን
@TesfuBerhe-kv6fr
@TesfuBerhe-kv6fr 12 күн бұрын
እዚ ብሓለፍቲ ቤት ፍዲ ትግራይ ቀሪቡ ዝበሃል ዘሎ ሕቶ ብዙሕ ሽርሕን ሕልኽሌላኽን ክገጥሞም ከም ዝኽእል ምንም ዘየጠራጥር እዃ እንተኾነ እቲ ብምኽንያት ምጥልላፍን ሽርሕን ነብስኻ ንምውፃእ ዝግበር ምድንጋርን ክገጥም ዝኽእል ፈተና ፈሪሕኻን ንገዛእ ርእስኻ ካብቲ መርኣያ ፅንዓትን ጀግንነትን ዝኾነ መዘና ኣልቦ ህዝቢ ገጢምዎ ዘሎ ናይ ውሽጥን ደገን ክሕደት ንምፍታሕ ዋጋ ኣብ ክንዲ ምኽፋልን ፍትሕን ርትዕን ንቲ ንፍትሒ ክብል ንዘመናት ክቡር ዋጋ ዝኸፈለን ዝኸፍል ዘሎን ጅግና ህዝቢ ወጊንካ ኣብ ክንዲ ምቅላስ ኣብዚ ፈታኒ ዳግማይ ሰላሕታዊ ፅንተት ዝካየደሉ ግዜ ሰበባ ኣስባብ እናፈጠርካ ካብ ሓላፍነት ክትሃድም ምድላይ እሞ ኸዓ ካብ ፍትሒ ንዝደሊ ህዝቢ ፍትሒ ከረጋግፁ ከቢድ ሓላፍነት ዝተውሃቦም ኣካላት ከምዚ ዓይነት ነብስኻ ናይ ምፍታውን ካብ ቃልሲ ፍትሒ ዝደሊ ህዝቢ ምህዳምን ብጣዕሚ መሕፈርን ግዜን ህሉው ኩነታት ዘየገናዘበ ካብ ሓላፍነትን ተሓታትነትን ከረጋግፅ ዝግበኦ ኣካል ዘይትፅበዮን እዩሞ ከም ናተይ ሓሳብ ኣብ ልዕሊ እቲ ብቡዙሕ መንገዲ ኣብ ብጣዕሚ መፃብብ ዘሎ ማሕበረሰብ ረሲዕኻ ናይ ግሊ ክብርኻ ብምቅዳምን ካብ ቃልሲ እዚ ውፁዕ ህዝቢ ምህዳምን እዩሞ ሕቶኹም ግዜን ነባራዊ ኩነታት ህዝብኹምን ዘገናዘበ ክኸውን ኣለዎ እዚ ህዝቢ ብኣእላፍ ፀላእቲ ተኻሒዱን ዘይናይኢዱ ረኺቡን ኣብ ከቢድ ፈተና እናሃለው ደቀይ ኢሉ ዘዕበየኩምን ንባዕሉ ከይተምሃረ ዘምሀረኩምን ውርዙይ ጅግና ትግራዋይ ኣይትኽሓድዎ ኣይተዋርድዎ መሐጎሲ መፅነቱ ኣይትግበርዎ እየ ክብል ዝደሊ
Я нашел кто меня пранкует!
00:51
Аришнев
Рет қаралды 3,8 МЛН
The must-watch moments of the CNN Presidential Debate
35:29