ተሓጒስኩም ዶ፧ በሉ ሕጂ ኸኣ ስምዑ

  Рет қаралды 15,417

Godolyas Tube ( ሥልጣን

Godolyas Tube ( ሥልጣን

Күн бұрын

Пікірлер
@AmanTesfu-t9t
@AmanTesfu-t9t Күн бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓውና እቲ ሓቂ እቲ ቃል ኣምላኽ ብዝግባእ ስለ ተዘርኣልና ዘለኻ ኣምላኽ ዕድመን ምሉእ ጥዕናን ይሃበካ🎉❤❤❤❤❤
@Tesfieguesh
@Tesfieguesh Күн бұрын
ኣቦና ኣንጦኖስ ገድሎም ኣይ ክንርስዕምን፡እና ንመዋእል
@Yownas-yz8ku
@Yownas-yz8ku Күн бұрын
ናይብሓቂ ስልጣን ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘበናካ ይባረኽ
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Күн бұрын
ቀሰዱስ አቦና በረከቶም አይፈለየና ስልጣን ሓወይ ፀግኡ የብዝሓልካ 🙏💞🙏💞🙏💞🙏
@amanuelteame-pr3bm
@amanuelteame-pr3bm Күн бұрын
ሓራም እዚጊ ኣዛረበካ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ስልጣን ሓወይ🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@alemdesta454
@alemdesta454 Күн бұрын
ረቡኒ እንቋዕ በሠላም መጻእከ❤🎉
@soligualagame
@soligualagame Күн бұрын
ውይውይ በስመኣብ እዛ video እንተትሓልፈኒ መሐሸትኒ ክቡር ወቁዱስ ኣቦና ኣቡነ እንጦንዮስ ንመንግስቲ ኢድካ ካብ ቅድስቲ ቤተክርስቲያን ኣልዕል ካምዝበሉ ካም ኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ቤተመማእሰርቲ ካምዘሕልፍዎ ኣብኡ ካኣ ካምዝዓረፉ ኢየ ዝፈልጥ እምበር እዚ ኩሉ መናፍቅዶ ገለዶ ዝባሃልዎስ ኣብ ቤተማእሰርቲ ስለዝነበሩ ኣይሰምዕዎን እንኳዕ ድማ ዘይሰምዕዎ ይብል ነይረስ ለካ ሰሚዐምዎ መልሲ ሂበሙሉ ታኣሲሮም ጉህዮም ብኩሉ ተሳቅዮም ናይ ብሓቂ ናዓና ኢዩ ጓሂ እምበር ንዐኦሙስ ዓለም ስለዝፀላኣቶም ዕድለኛ ኢዮም እዞም ኣቦዋይ ተመስገን ክንደይ ይጥዕም ዓለም ፀሊኣትካ ብኣካ ክትናወፅ ከላ በረከቶምን ፆሎቶሙን ኣይፈለየና 🙏🙏🙏❤❤❤❤😍😍😍
@ghirmayweldeyesus5293
@ghirmayweldeyesus5293 Күн бұрын
@@soligualagame ብርክቲ ሓፍተይ ተባረኪ በረከቶም ኣይፈለየና እወ ናይ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ፓትርያርክ ዘሃገረ ኤርትራ።
@henokzemuykil7540
@henokzemuykil7540 Күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍 🔴ተም ኣይንበል ዓቅምና ንግበር ሰላም መግዲ ይፈታሕ
@MeronGrmay-rv5zm
@MeronGrmay-rv5zm 22 сағат бұрын
ድሕሪ ንጹሕ ወቅዱስ ብጹዕ ኣቡነ እንጦንዮስ ኣቦና ኣይጠዓመናን ብሓቂ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@bibibeyene7486
@bibibeyene7486 20 сағат бұрын
እዝጊ ኣዛረበካ ኩቡር መምህር ስልጣን ቃለ ህይወት የስማዓልና💒💒💒❤❤❤🙏🙏🙏
@BiniWediFadel-b3i
@BiniWediFadel-b3i 9 сағат бұрын
መምህር ስልጣን ሓወይ ሓቂ ስለ ትነግር ሓቂ ይሃብካ እግዚኣብሔር ኣብዚሑ ይግለፀልካ፡🙏
@danielgebrehiwet4495
@danielgebrehiwet4495 Күн бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩቡር ሐው ስልጣን
@Mengstab-b3c
@Mengstab-b3c Күн бұрын
ተባረኽ ስልጣን ሓወይ።
@FjfDo
@FjfDo 23 сағат бұрын
ህዝበ ክርስትያን ናብ ፈጣሪኻ ፀሊ ❤
@Gebremedhn12
@Gebremedhn12 Күн бұрын
ቡፁእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ 3ይ ፓትያሬክ ዘሃገረ ኤርትራ በረከቶም ኣይፈለየና። ባዕሎም ሸይሞም ናብ ጽጽስና ኣብጺሖሞም መናፈቅ ኢሎሞም እሶም ከኣ ወዲ መናፍቅ ይበሃሉ ብሰንኪ መንግስቲ ኢዱ ኣብ ቤተክርስትያን ምትእታው ህዝቢ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትራ ናብ ዘይንወጾ ዓዘቅቲ የእትዮምና ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን እግዚኣብሄር ኣምላክ ሰላም ምሕረትካ ሃበና💔💔✝💔✝💔✝💔✝💔✝✝✝✝✝✝✝✝✝✝💔
@Mengstab-b3c
@Mengstab-b3c Күн бұрын
ተባረኽ እቲ ህዝቢ ውን ሳኽት ሃገራውነትን ሃይማኖትን ምፍልላይ እዩ ኣቢዎ ዘሎ። መርገም ዘለዎ ህዝቢ።
@KzarebDo
@KzarebDo Күн бұрын
​@DanihyabFatheru ሓሳዊ መታለሊ ነዚ kzbin.info/www/bejne/hKq5Y5Kqr7OojJYsi=NyIXXQKqPV_ZfeVT ናይ ኣቦኹም ምንፍቅና መልስ ብዝኾነ 81 ሓደን እምበር 66 መጽሓፍቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ የብልናን
@Fgxg134
@Fgxg134 Күн бұрын
ስልጣን ሓውና እንካዕ ብሰላም መፀእኻልና ክቡር ሓውና ናኽብረካና ንፎትየካ እግዚኣብሔር እድሜ ከእድሜ ጨምሩ ይስጥክ❤❤❤❤
@meazaabrham2629
@meazaabrham2629 Күн бұрын
Kalehiwet yesmealna Egziabhere amlak xegau ybzihaleka ❤❤❤❤
@henosgergish1996
@henosgergish1996 10 сағат бұрын
ኣምላኽ ይባርካ ሰለጠነ ሓውና ንሓቂ ዋጋ ትኽፍለላ ኣሎኻ እዚ ዝኽድዎ ዘለው ናይ ካንፓኒ ምሕደራዩ ንሃይማኖት ዝውክል ኣይኮነን፡
@filmontesheme
@filmontesheme Күн бұрын
ብሓቂ ብሓቂ ብሓቂ እብለከ ኣሎኩ እንፈልጦ ንዛረብ ዝርኤናዮውን ንምስክር ኣሎና ነቲ ምስክርና ግና ኣይትቕበልዎን ኢኹም ።ኣጆና ጥራይ ክወግሕ እዩ ስልጣን ሓወ ተስፋ ከይትቆርጽ❤❤❤
@KzarebDo
@KzarebDo Күн бұрын
​@DanihyabFatheru ሓሳዊ መታለሊ ነዚ kzbin.info/www/bejne/hKq5Y5Kqr7OojJYsi=NyIXXQKqPV_ZfeVT ናይ ኣቦኹም ምንፍቅና መልስ ብዝኾነ 81 ሓደን እምበር 66 መጽሓፍቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ የብልናን
@Ghde-t3f
@Ghde-t3f Күн бұрын
አምበሳ እንቋዕ ብቃል አምላክ ተሳሃልካዮም
@MehariWeldihwet-x5n
@MehariWeldihwet-x5n Күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና
@lemlemghebremedhin5735
@lemlemghebremedhin5735 Күн бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓዉና ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርኽ:: ንሓቂ ክትምስክር ከምኡውን ሓቂ ክትምህር መዋእል ይሃብካ: ቤትካን ኣባይትኻን ይባርኽ:: ከማኻ ዝኣመሰሉ መንእሰያት ንሓቂ ደው ዝብሉ ኣብ ዘመና የብዝሓልና:: ናይ ኣቦና በረኸቶምን ጸሎቶምን ኣይጋደፈና::
@KzarebDo
@KzarebDo Күн бұрын
​@DanihyabFatheru ሓሳዊ መታለሊ ነዚ kzbin.info/www/bejne/hKq5Y5Kqr7OojJYsi=NyIXXQKqPV_ZfeVT ናይ ኣቦኹም ምንፍቅና መልስ ብዝኾነ 81 ሓደን እምበር 66 መጽሓፍቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ የብልናን
@letebrhanhabtslasieweldege7451
@letebrhanhabtslasieweldege7451 21 сағат бұрын
​@@KzarebDo kzbin.infoUgkxVs_W4nJHS88tNe9RoZRlGmAJ-jUn_YsU?si=sBU3eBJkTsTlWzR9 ንሶምሲ ብዕርቂ ብምሉእ ይቕሬታ ናብታ ናይ ቀደም ቤ/ክ ተመሊሶም፡ እዚኦም ደኣ ጌጋ ኣብልዕሊ ጌጋ ኣብ ልዕሊ ሰማእት እምበለ ደም ኣቡነ ኣንጠንዮስ ይቕረ ከይተበሃሃሉ ብሓይሊ ነታ ወንበር ይድይብዋ ኣለው
@semuamha6653
@semuamha6653 Күн бұрын
Amlakna bimhretu yikre yebelelna. Amen I feel you Memhrey💙
@KzarebDo
@KzarebDo Күн бұрын
ስልጣነ ክህነት ናይ እግዚ ኣብሄር ፡ ምንፍቅና ናይ ውልቀሰብ እዩ ስለዚ ክሳብ ካብ ሲኖዶስ ዘይተላዕሉ ምስ ምንፍቅናኦም ሽመት እተ ሃቡ ጉድ ኣቱ ፡ ምንፍቅናኦም ንባሎም እምበር ንማንም ሰብ ኣይጎድእን ኣይትንክፍን ኣቡነ እጦንዮስ ድማ ስንፍኖኦም ፡ ጉድለቶምን ከይኣመኑ ዝሞቱ መሳርሒ ከንሻ ዝነበሩ ኣብ ቤተ ክርስትያና ሓደ ካብቶም ሓዊ ዝወልዑ ሰባት ሓደ እዮም ምውሓጥ እንተ ኣብያትካ ማይ ከቀብለካ ኣብ ጥቃኻ እየ ዘለኹ
@MaziHailay
@MaziHailay Күн бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ
@LwamIssak
@LwamIssak Күн бұрын
ሰላም ስልጣን ሓወይ ኣቡነ እንተንዮስ በረከቶም የሕድረልና ርኢቶ ኣላትኒ አቲ ኣብ እግሮኦም ተደፊካ ምቅባል ኢኻ ናይ ክብሪ እዩ ኢየ ዝብል ከም ኣነ አዞም ሕጂ ምስ ቁዱስ ኣቡነ ባስልዮስ ዘለው ጽዓዱ ከ ንክድስቲ ስላሴን ነደይ ማርያምን ጥንቲ አብሶ ኣለዋ ዝብሉ ተኮይኖ ምስ መርቲዕኡ ኣምጻልና ምስ ሰናይ ይቅረታ
@semuamha6653
@semuamha6653 Күн бұрын
Yes, I agree with you.
@LuwamSimon
@LuwamSimon Күн бұрын
Anes siltan hwy bzeba qali amlak ember bzeba nay kaliot kitzareb aymdelekun niabona entonos amlak alewo menu gegenakea aynfelitn ena kulu ab edi amlak u zihawey kindey ena kab qalka kinmahar harer nbl zelena so bzaeba,,,abona entonos entay gerom taasrom hatat serihom dom taasrom weys amlak xega kihbom elu du asruwom nay amlak srah u silezi aygdaykan sile dfretey yqreta,,,God is bless and help you at the job....
@selememehari7623
@selememehari7623 Күн бұрын
Luwam simon .intay tizarebi aleki ezi kulu hizbi indatedenageres Sultan hawna kea Yenkihana alo.silezi kulu Gize kinmiskir ena eti haki ,Abona Abune Antonyos kabom wexae patraric yelen .4 , 5,,6,,,nay mengsti eyom
@ambesajirtesheme980
@ambesajirtesheme980 14 сағат бұрын
አብ ታሪኽ መንግሥቲ ብጎልባብ ሲኖዳስ አቢሉ ካብ ሥልጣኖም ኣውሪዱ ዘይሕጋውያን ፓትርያሪካት ዝሸሞም። ቊጽሪ 1 ብ296 ክሳብ 373 ድ.ክ ንጉሥ ቆስጦንጢንዮስ ንቅዱስ አትናቴዎስ ሓዋርያዊ ኣውሪዱ ንጐርጎርዮ ዘቆጶቖድንያ ሸሞ። ንጐርጎርዮስ ግን እቲ ህዝቢ ባዕሉ ቀተሎ ምስ ምማቱ ድማ ኣርዮሳውነት ኣብቕዐ። ቊጽሪ 2 ብ 347 ክሳዕ 407 ድ.ክ ንጉሥ ኣርካድዮስ ንቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ ኣውሪዱ ንኣርሳቅዮስ ዘጤሶስ ሸሞ። ኣብዚ ዝለዓለ ኢድ ዝነበራ ኣውዶክስያ ሰይቲ ንጉሥ እያ። ቊጽሪ 3 ብ 580 ክሳዕ 662 ድ.ክ ንጉሥ ሄራክለስ ንቅዱስ ሞክሲሞስ ምስ ኣውረዶ ንቀዳማይ ፌረስ ዘቆስጢንጥንያ ሸሞ። ቅድስ ማክሲሞስ ብህይወት ከሎ ፌረስ ሞተ፡ ሄራክለስ ከኣ ሞተ። ዳግማዊ ንጉሥ ቆስጣን ምስ መጸ ንጴጥሮስ ዘቆስጠንጥንያ ሸሞ። እዚ ንጉሥ ቆስጣን ዝበሃል ንቅዱስ ማክሲሞስ ኣሳቕዩ፡ የማነይቲ ኢዱን መልሓሱ ቆሪጹን ቀተሎ። ቊጽሪ 4 ብ 449 ድ.ክ ሃጸይ ዳግማዊ ቴዶስዮስ ንቅዱስ ፍላቭያ ዘቆስጠንጥንያ ኣውሪዱ ንኣላቶሊስ ዘቆስጥንጥንያ ሾሞ። ቊጽሪ 5 ብ1846 ክሳዕ 1920 ድ.ክ ንጉሥ ጐርጎርዮስ ቀዳማዊ ንቅዱስ ኒቕጦርዮስ ኣውረዶ። እቶም ጳጳስ ኩሎም ስለዝፈርሁ ኣብ ክንዱ ናብ ሥልጣን ዝመጸ ኣይነበረን። ኣብዚ ታሪኽ ካብቲ ዝገርመካ እቶም መገላግልቶም ቀኒኦምሎም እዮም እዚ ኹሉ ሽግር ኣውሪዶሙሎም በቶም ፖሎቲካውያን፡ ህዝቢ ስለዝነቕሐ ግን ኣብ ሥልጣን ዝደየበ ዋላ ሓደ ጳጳስ ኣይንበረን። ገድሎም ከኣ አብ ምሉእ ዓለም ተሰሚዑ። ቊጽሪ 6 ብ450 ክሳዕ 457 ድ.ክ ንጉሥ ማርሽያን ንቅዱስ ዲዮስቆሮስ ኣውሪዱ፡ ንጵጥሮስ ዘእስክድርያ ተክኦ። ቊጽሪ 7 ብ622 ክሳብ 661 ድ.ክ ንጉሥ ሄራክለስ ንቅዱስ ቢንያሚን ኣውሪዱ ንቄረሎስ ዘእስክድርያ ተክኦ። እዛ ምውራድ እዚኣ እያ ንግብጺ ብቀሊሉ ዓረባዊት ሃገር ክትከውን ዝገበረት። ሞስሊም ንቅዱስ ቢንያምን ናብ መንበሩ መሊሶም እዮም፡ ግን ህዝቢ ፋሕ ፋሕ ምስ በለ፡ ሃይማኖቱ ምስ ቀየረ ኮይኑ። ቊጽሪ 8 ብ743 ክሳዕ 767 ድ.ክ ካሊፋዊ(መራሒ ናይ እስላም) ኣልመንሱር ንቀዳማይ ፖፕ ሚካኤል ኣውርዶ። ዝተክኦ የለን ኣብ እስርቤት እዩ ሞይቱ ፖፕ ሚካኤል። ኣልመንሱር ውሽጣዊ ምክፍፋል እዩ ክግብር ፈቲኑ ኔሩ ግን ኣይተዓወተን። ቊጽሪ 9 ብ1974 ክሳዕ 1991 ድ.ክ ደርጊ ንቅዱስ ቴዎፍሎስ ኣውሪዱ፡ ንኣቡነ ተክለሃማኖት ሸሞ። ቅዱስ ቴዎፍሎስ ኣብ እስርቤት ከሎ ደርጊ ብስልኪ ሓኒቊ ቐተሎ። ቊጽሪ 10 ብ2005 ክሳዕ 2022 ድ.ክ ፕረዝደትን ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንብጹእ ወቅዱስ አቡነ እንጦንዮስ ሰማእት ዘንበለ ደም ኣውሪዱ፡ ንኣባ ዲዮስቆሮስ ሸሞ፡ ቅዱስ እንጦንስዮስ ኣብ እስርቤት ከሎ ዲዮስቆረስ ሞተ፡ ህግደፍ መሊሱ ንኣባ ቆረሎስ ዝበሃል ሸሞ። ቅዱስ እንጦንዮስ ኣብ እሱርቤት ከሎ ሞተ እታ ቤተ-ክርስትያን ክሳዕ ሎሚ ካብ ክልተ ተኸፊላ ኣላ፡ ጌና ዕርቒ ከይተገብረ ወይ ኣብ ማዕልቦ ከይተገብሮ እቲ መንግሥቲ ኣባ ባሲሎስ ዝበሃል ሸይሙ ኣሎ። መጻኢ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ እንታይ ክኸውን እዩ ሓቢርና ክንርእዮ ኢና። መንግሥታት ከውርዶ ፈቲኑ ዘይተዓወተ ማልእለያ ዘይብሉ ታሪኽ አሎ። ናይ ቀረባና ሃገረ ግብጺ ንርአ ፖፕ ጴጥሮስ ኃምሻይ ዘእስክድርያ ብኣናስር መሓመድ ፖፕ ቄረሎስ ሻድሻይ ዘእስክድርያ ብገማል ዓብደል ናስር ፖፕ ሽኖዳ ሳልሳይ ዘእስክድርያ ብኣንዋር ሳዳት ተመሳሳሊ ቤተ-ክርስትያን ክቆጻጸሩ ዝፈተኑ ግን ዝፈሸሉ እዮም።
@janaka261
@janaka261 Күн бұрын
መምህረይ አምላክ ሓቂ ምሲኩም ይኩን✝️
@elsajefter5596
@elsajefter5596 Күн бұрын
መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መጻእካ❤❤❤
@ghemaek
@ghemaek 21 сағат бұрын
ቡሩክ ሓው ስለ እቲ ሓቂ ምግላጽካ እግዛቢሓር ጸጋኡ የብዛሓልካ።
@Furtunaberaki-w3q
@Furtunaberaki-w3q 8 сағат бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmana
@yonaskbrab5056
@yonaskbrab5056 Күн бұрын
ስለ ብሂወት ዘየለዉ እዮም ዝኽሕድዎም ዘለዉ ብሓቂ ደፊሮም 🙏
@MebreMebre-c8g
@MebreMebre-c8g 16 сағат бұрын
ሰላም ንዓኻ ኦ መምህር ንስኻ ሓደ ካብቶም ኣለዉ ዝብሎም ወገን ሓቂ ኢኻ ስለዚ ኣነውን ተኸታሊ ሰማእት ዘእንበለ ደም ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ እየ ሕጂ ክብሎ ደልየ ዘለኹ ነዞም ሕጂ ዝሽየሙ ዘለዉ ኣባ ባስልዮስ ወይ ውን ብጹእ ወቅዱስ ኣባ ባስልዮስ ብሓፈሻ ነቶም ተኸተልቶም ዉን ኣባ እከለ እንዳበልና ክንጽውዖም ወይዉን መስቀሎም ክንሳለም ከ ንኽእል ዶ ንዓይ ብውልቀይ ከም ተራ ኣቦታትና ደኣ እምበር ካብ ማንም ምእመን ኣዕብየ ስለ ዘይርእዮም እየ እዚ ክብል ከለኹ ግን ክብሪ ንዝግበእ ክብሪ ሃብ ስለ ዝኾነ ኣየኽብሮሙን ማለት ኣይኮነን መልሲ ክትህበኒ ብትሕትና ይሓትት ቀጽሎ ኣብ ጎንኻ ኣለኹ ኣምላኽ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይሃብካ ❤
@Bereketghidetesfazghi
@Bereketghidetesfazghi 11 сағат бұрын
Qale hiwet yesmialna!!!
@fusfv877
@fusfv877 Күн бұрын
ሰላምካ የብዝሓዮ እግዚኣብሔር ፍቁር ሓወይ ❤❤❤❤
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ 14 сағат бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ሰልጣነ ሓወይ ፀጉኡ በረከቱ ያበዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻ ምሰ ሰድራኻ ሰልጣነ ሓወይ 😍😍😍
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 Күн бұрын
Nay behaki kale hiwet yesmalena Egziabeher Amlak mehiret Yeweredelki 🙏🙏🙏✝️✝️✝️♥️
@HaylomAraya
@HaylomAraya Күн бұрын
እዝግኦ ምሓረና ክርስቶስ አዩ ዘብሊ
@HasietEye
@HasietEye 17 сағат бұрын
ንሰይጣን ሳጥናኤል ዝብል፡ጋኔን እዩ፡ ንኣባ መቃርስ ዘይከበሩ ነብይ ዝብል፡መናፍቅ እዩ፡ምኽንያቱ ዝራእናዮን ዝሰማዕናዮን ስለዝኮነ።ኣቦና እንጦንዮስ በረከቶም ኣብ ልዕሌና ይኹን ተዓቢጡ ዝተርፍ ሓቂ ስለ ዘየለ፡ንኣቦና ባስልዮስ ድማ መንፈስ ቅዱስ ኣብ ግብሮምን ሓሳቦምን ጥበቡ ይልኣኮሎም😢😢😢
@fusfv877
@fusfv877 Күн бұрын
ብሓቂ ተባዕ መምህረይ ❤❤❤❤
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 19 сағат бұрын
Slase.ytlalkom.eta.mber.baola.tblauom
@tv-gc1yx
@tv-gc1yx Күн бұрын
ውላድ ወሊዶም ሓድጊ ምትራፍ ምሓሾም ካብ ብድፍረት ንኣቦኦም ዝቐብእዎም ክሒዶም ብደም ዝሕተቱ።
@KzarebDo
@KzarebDo Күн бұрын
​@DanihyabFatheru ሓሳዊ መታለሊ ነዚ kzbin.info/www/bejne/hKq5Y5Kqr7OojJYsi=NyIXXQKqPV_ZfeVT ናይ ኣቦኹም ምንፍቅና መልስ ብዝኾነ 81 ሓደን እምበር 66 መጽሓፍቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ የብልናን
@ghirmayweldeyesus5293
@ghirmayweldeyesus5293 Күн бұрын
እዚይስ የብኪ እዩ።🤦🤦‍♂️🤦‍♀️
@KefeteYibelst
@KefeteYibelst 22 сағат бұрын
ሐቂ ይሃብካ ስልጣን ሐወይ በሕለፎ ሕለፎ አምነትና አይትንብርን አያ
@BINIAMTESFAY-m8i
@BINIAMTESFAY-m8i Күн бұрын
ናይ ቅዱስ ኣቦና በረኸት ይሕደረና ❤️❤️❤️🙏
@habtetesfay9074
@habtetesfay9074 19 сағат бұрын
Ata Eti reska xbuq zeytmhrelu, feradi alo bealu Ezgabhier
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 22 сағат бұрын
በሉ ዓስብኩም ካብ እግዚአቢሀር ርከቡዎ ኢዩ ብህሎና, እንተ ጸኒሕናስ ቐሊል ከምዘይከውን ከምእንሪኢ ጥርጥር የብልናን🙏🙏🙏
@ገኒየድንግልማርያምልጅ
@ገኒየድንግልማርያምልጅ Күн бұрын
ቃል ህይወት የስመዓልና ክቡር መምህረይ ❤❤❤
@መትከላዊ
@መትከላዊ Күн бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ናይዞም አቡነ ባሲሎስ አብ ልዕሊ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ እንጦንዮስ ዝነበሮም ጽልአት ማዕረ ክንደይ አብ ልዕሊ አቦና ካብቶም ቀንዲ ግፍዒ ዝፈጸሙ እዮም።እናሃለዉ ድማ ነታ ዝምነይዋ ወንበር ኮፍ ኢሎማ አለዉ ፍርዲ ግን ንእግዚአብሔር ንገድፎ።
@زهراء-ك2ي6ل
@زهراء-ك2ي6ل 22 сағат бұрын
መምህርን ሰልጣን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤❤
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 Күн бұрын
Ezgiyo Meharena Amlakey 🙏🙏🙏❤️✝️✝️✝️♥️
@Semay7828
@Semay7828 Күн бұрын
ብዛዕባ ኣቡነ ኣንጥያኖስ ቀጻሊ ምዝኽኻር፥ ደጋጊምካ ብዛዕባ ሓቂ ሕጊ ፍትሒ ክኽበር ኣለዎ ምባል እዩ። ብሕጊ ዘይከይድ ሃገር ይኹን ህዝቢ ብሰላም ብሓጎስ ክነብር ኣይክእልን። ህዝቢ ኤርትራ ድማ ጊዳይ ሕጊ-ኣልቦነት ስለ ዝኾነ እዩ ፋሕ ብትን ኣትዩዎ ክሳነት ስኢኑ ዘሎ።
@yordanoshaile1607
@yordanoshaile1607 Күн бұрын
Kale Hiwet yesmalna seltan hawena seb kimharen kifeltenyou neakum edmentenan yehbelna Fetari
@abrahamisak7011
@abrahamisak7011 9 сағат бұрын
ብዘይ ማይ ዝወርድ ትምህቲ ዩ ቐጽሎ
@እግዚኣብሄር
@እግዚኣብሄር Күн бұрын
እንቃዕ ብደሓን መጻካ መምህርና ስልጣን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤
@milenbahregasi
@milenbahregasi 19 сағат бұрын
ቃል ሂወት የስምኣልና ሰልጣን ሓወይ
@hanaeysu7841
@hanaeysu7841 Күн бұрын
Yes thanks heway naty God bless you ❤️ 🙏 😘 😊 💖 🤗 ❤️ 🙏 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@keshimarkos5094
@keshimarkos5094 Күн бұрын
Xbuq srah Hannah sultan kexlo amlak ybarka sleti Haknet mskr
@abrhaleytewolde5870
@abrhaleytewolde5870 Күн бұрын
You right keep it up dear Memhr
@WintaBrhane-b4g
@WintaBrhane-b4g 23 сағат бұрын
አማን ብኣማን ብሓቂ ኣምላኽ ምሕረት የውርደሎም ።
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 Күн бұрын
እቶም ደቂ ክልልካ ኣቅሽሽቲ በሃልቲ ሽጉጥ ሒዞም ኣብ ቤቴክርስትያን ዝመጹ ቅድም ኣጽርይ ካብ ተናጣጢርካ ደይ ሃገርካ ኤርትራ ትኣትው ከም ሃመማ ኣይትፍረድ ከይፍረደካ ባዕልና ኣለናዮ ኤርትራውያን ።
@heyelombeyene4491
@heyelombeyene4491 Күн бұрын
Amen amen amen kalehiwet yesmealna sltan hawey beay wegen qxlo kmleka ydeli . Brekt nay abona Antonios ayfeleyena .
@ambesajirtesheme980
@ambesajirtesheme980 14 сағат бұрын
Gize alewo nklu betri haqi tqetin ember aytisberin eya❤❤❤
@سلامهحبشه-ت9س
@سلامهحبشه-ت9س Күн бұрын
ባሓቅ ቃል ህይወት ያስመዐሊና ኩቡሩ ሓዉና 🙏🙏🙏
@welesharegay6326
@welesharegay6326 14 сағат бұрын
Kalehiwet yesmalina kibret yhbka zwedi 🙏
@RBR730
@RBR730 18 сағат бұрын
ኣነስ ዝገርመኒ እንታይ ይዛረቡ ከምዘለዉ ይርደኦ ዶ፡ይነብር ዋላ ውጹ ተዛረቡ ስለ ዝተበሃሉ ይኮኑ ። ብኽናቱስ እቲ፡ዝዛረብዎ ዘለው ተመሊሱ ነዐኦም ክሕትቶም ከምዝክእል ኣይርደኦምን ኔሩ ኣይብልን ። ያላ ተዛረቡ ዝኮነ ዝተበሃሉ እዮም ዝመስሉ ።
@michelmeles-hx3so
@michelmeles-hx3so 20 сағат бұрын
ኤርትራውያን ቡኹሉ መዳይ ነታ ፍቅሪ ሐሪማትና እብ ነንሕድና ክንባላዕ ዕድሜና እኽሉ ብጋሂ ንሐልፍ እሎና
@zewenjelTinsea-e5l
@zewenjelTinsea-e5l Күн бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmaluna hawina
@KiebuAbrha-bg2cj
@KiebuAbrha-bg2cj 12 сағат бұрын
ናይ በሓቂ❤❤
@abrahameyasu2267
@abrahameyasu2267 Күн бұрын
Absolutely I'm agree with you "
@helenbaryagabr9964
@helenbaryagabr9964 22 сағат бұрын
እህ ድሓን እግዝኣብሄር ንየማን ይምራሕ .እቶም ምስ ሓቂ ዘለኹም መማሃራን ክኣ እመኣምላኽ ብምልጃኣ ትሓልም ተባረኹ❤
@AzebAbreha-d2z
@AzebAbreha-d2z Күн бұрын
Nay bheki kale hiwet yesmalen.
@yonaseri8556
@yonaseri8556 14 сағат бұрын
ጸጋ የብዝሓልካ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ መራሕትስ ከምዚ ናይ ነገስታት ግዜ ኣብ ፖለቲካ ተመራሲሖም ኢዮም። ኣብዛ መንበር ናይ ኣቡነ እንጦነዎን ዝደየበ ሞት ቀልጢፋ ኢያ እትመጽኦ፡
@MeroZereay
@MeroZereay Күн бұрын
Mengsti kab haymanot ywxae
@פייבןגאיים
@פייבןגאיים 23 сағат бұрын
ኦ ጎታ ነሞታትና ዓኒ ልቦኖኦም ክፈተሎም 😢 ስልጣን ሓወይ ጎታ ኣጎልጉለትካ ይባርከልካ ዝሓወይ
@TirhasFshaye-t3e
@TirhasFshaye-t3e 13 сағат бұрын
Kalehiwet ysmalna❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@merihafewerki2219
@merihafewerki2219 Күн бұрын
Bahaki jigna tebae kbri yhbaka
@user-st4cu9zj1d
@user-st4cu9zj1d Күн бұрын
qale hiwet yesmealna zhawey ms haqnetka yenbrka bxue wequs abona entenyos bereketom ms kulatna ykun 🙏🙏🙏
@NatnaielMihtsun
@NatnaielMihtsun Күн бұрын
ደፋር ኢኻ ኣምላኽ ዓገብ ይበልካ ሓውና ስልጣን
@Weditgrniya
@Weditgrniya Күн бұрын
ኣንተ ውእቱ ደፋር ዓሻ ዝኾንካ
@elsabeyene4548
@elsabeyene4548 16 сағат бұрын
Kal hiwet yesmealna ❤❤❤❤
@amanuelteame-pr3bm
@amanuelteame-pr3bm Күн бұрын
ሱቅ ኢሞ በል እዚኦም ከኣ ኣይሰሙን ኣይሳልስቲ ከምቶም ዝሓለፍ ከርክብዎም ኢዮም
@tsegayzerezghi412
@tsegayzerezghi412 18 сағат бұрын
abokan adekan akibir ebil egzabiher ni kili seb awaridika ko kurub sikif ebelika timihiriti dika tihibena zeloka
@king_04160
@king_04160 Күн бұрын
ሰላም ስልጣን ሓወይ ከመይ ትኸውን፧ ናተይ ሕቶ ብዛዕባ ዘምጻእካዮ ኣይኮነን። Godolyas እንታይ ማለት እዩ፧
@ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ
@ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ Күн бұрын
Qale hiwet yesmalna Kubur Memhr Hawna Kab Zehalefe Zeymeharu Kabziom Tesfa Yeblun
@luwamlordsmyshepherd353
@luwamlordsmyshepherd353 Күн бұрын
God bless you with your family, I’m proud of you
@Meritey
@Meritey Күн бұрын
ኣብ ቂም ኣይተንብሩልና እስከ ሸቀጥቲ
@Hatatiemstir
@Hatatiemstir Күн бұрын
ጉዳይ ዶር ፍጹም ንገረና ቀሺ ማርቆስ ማቃርዮስ እስለ ገለ በል ጎቦ ጎቦ ኣይትበል። ንጹር መንገዲ ኣምጽእ።
@grmayeyoab5419
@grmayeyoab5419 Күн бұрын
እንጣጢዕ ንዘርእ ኣለና ዝኾነ ሕቶ ንሱ ብዛዕባ መን ይዛረብ ሕቶ ድማ ብዛዕባ መን ጉዳም ሓቂ እንተኣሊካ ብዛዕባ ዝዛረቦ ዘሎ ሪኢቶ ሃብ
@yohanaandat8616
@yohanaandat8616 16 сағат бұрын
Eziom dea mo buquat abotatna memharanna endyom ....hjis Tehadso ktbl slezdelekha yu ko ....felitu zdeqeses neqniqkayo aytsen yu ❤😂
@عيدروسع
@عيدروسع Күн бұрын
ቃለ ሂይወት የሰምዐና ዛሓወይ❤❤❤🙏
@nahomsolomon7008
@nahomsolomon7008 2 сағат бұрын
አቡነ እንጦንዬስ ኮኑ እስኻ መናፍቅ እዮም
@ኤፍራታTube
@ኤፍራታTube 18 сағат бұрын
ሕሱር ተሃድሶ ገጽካ ትርሓቅ
@senaitweldeghiorgis3250
@senaitweldeghiorgis3250 Күн бұрын
❤❤❤ behaqi qalehiwet yesmealna!
@letaykeshy7666
@letaykeshy7666 Күн бұрын
እዛ ከምቲ ቅድሚ 4 ዓመት ትምህሮ ዝነበርካ መሃረና ትብል ናይ መእመናን ዘረባ፡ ልበይ ሴራቶ💔፡ ሓቂ ዩ!! መናፍቃን ኮይኖም ዘደንቅ ጌሮም ዝምህሩ ኣዴኦም ትቁጸሮም ፡እዚ ንሕና ከኣ ምስኦም ንውዕል ኣለና ፡ ነዛ ጽሕፍቲ እንተንቢብካያ ብዕምቆት ክትርደኣ ይምነ !!! 💔💔💔
@letaykeshy7666
@letaykeshy7666 Күн бұрын
ኣምላክ ይቅረ ይበለሎም ፡ዝምለስሉ ግዜ የርኤና እዞም ኣቦታት
@letebrhanhabtslasieweldege7451
@letebrhanhabtslasieweldege7451 21 сағат бұрын
ምንጪ ኹሉ በረኸት ሓቂ ሕዝና ምስ ንጉዓዝ ኢዩ፡ ንሕና ከም ህዝቢ ድማ ድሕሪ ኣቦና ዝጠፋእና ኢና፡ ስለዚ እግዚኣቢሔር ክዕረቐና ናብ ርስቲ ዓድና'ውን ክመልሰና፡ ቅኑዕ መንገዲ መሚና፡ ቅኑዕ ተግባር ንፈጽም፡ ስለዚ እግዚኣቢሔር ዝፈትዎ ይቕረ ኢሎም ንዕርቂ ይመለሱ፡ ተዘይ ኮይኑ ጌጋ ብጌጋ ሽመት ከም ህዝቢ መዓትን ንስደትና ምንዋሕን እምበር እግዚኣቢሔር ኣይዕረቐናን ኢዩ፡ ምኽንያቱ ክሉ ግዜ እቲ ዝተበደለ ንእግዚኣቢሐር ክፈርደሉ ክሳብ መወዳእታ እንዳጠረዐ ክነብር ኢዩ፡ እቶም ብድላት ከኣ ካብ ኣቦና ጀሚሮምን ደቆምን ኢዩ እሞ ስለ ዝዓረፉ ኢልካ ዝዕበጥ ኣይኮነን፡ ሓቂ ኸኣ ክፈርድ ኢዩ፡ ክንደይ ማእሰርትን ምሱጋግን ቅትለትን ስለ ዝቕጽል ዘሎ።
@letaykeshy7666
@letaykeshy7666 19 сағат бұрын
@@letebrhanhabtslasieweldege7451 ትክክል ኣለካ ! ግን እሞ ጉዳይና እናገበርና ባ፡ክንድዚ ሰዓብቲ ዘለናዮ ሰብ መሳጢ ስብከት ሕዋስ ዘይብሉ ወላ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ፡ ኣይተረዳኣኩምን ክንደይ ሰብ ደድሕሪ ስብከት ካልኦት ትከይድ ኣላ፡መጀመርያ መምቁር ኣኮሊሶም ፡ምስ ኣመንዎም ጠውዮም ናብ ጥፍኣት ይከይድ ኣሎ ህዝብና፡ ብክልተ ወገን ኣይንበደል ንብል ኣለና፡እምበር ጌጋ ኣሎስ ኣይወጸንን
@konajuete
@konajuete Күн бұрын
ብሐቂ
@haftomkeshi8566
@haftomkeshi8566 22 сағат бұрын
Xbuq medeb memhr Sultan hawna Ezi khdet enber shmet ayblon eye ane wn. Amlak nab lbom ymlesom.
@AZebTAMR
@AZebTAMR Күн бұрын
ቃለ❤ህይወት❤የስመዐልና❤ዝሓወይ❤
@selememehari7623
@selememehari7623 Күн бұрын
Kale hiwet yesmealna Sultan hawna 🙏🙏🙏
@mlashMichael
@mlashMichael Күн бұрын
Nay bhaqi Egziabher amlak xegu yebzihelka memhirey Ajoka kexilo
@21ድግልማርያሞእናቴ
@21ድግልማርያሞእናቴ Күн бұрын
ስልጣነይ ኣቦ ሓቂ❤❤❤❤❤
@wediaradom5324
@wediaradom5324 18 сағат бұрын
Zemxaaka endo gber afka zhabeka ajew aytbel hansab poletica hansab haymanot endahawaweska aytrebshena
@meharikeren9042
@meharikeren9042 Күн бұрын
True
@LetenkielTeklebrhan
@LetenkielTeklebrhan 18 сағат бұрын
Bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen ❤❤❤
ዘይነቕሐ ይንቃሕ
20:55
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 20 М.
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
00:49
好人小丑
Рет қаралды 54 МЛН
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
00:29
好人小丑
Рет қаралды 120 МЛН
ፉሉይ ኣቀባብላ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ #ኦርቶዶክስ_ተዋሕዶ #ተዋህዶ
6:39
Vot Tewahedo Media ድምፀ ተዋህዶ ሚድያ
Рет қаралды 48 М.
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,9 МЛН
MILLION JAMOASI 2022
2:2:45
Million Jamoasi ™
Рет қаралды 18 МЛН
Бұлбұлды таңдаған Ержігіт ханзада!
1:4:32
QosLike / ҚосЛайк / Косылайық
Рет қаралды 420 М.
COWBOY FANFICS BE LIKE 🤠
0:58
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 26 МЛН
ФИНАЛ / 4х4 ЖҰЛДЫЗДАР ШАЙҚАСЫ
5:3:21
DOSYMZHAN
Рет қаралды 93 М.
Duy Beni 14. Bölüm
2:22:58
Duy Beni
Рет қаралды 3,6 МЛН
Мамаша, по чём? 🤣🤣🤣 #shorts #сваты
0:48
Кадушка Доброго Кино
Рет қаралды 3,5 МЛН