KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
'' መልሲ ነቶም ኦርቶዶክስ ካሓዲ እዩ ዝብሉ ? '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
39:10
''ግብረ መልሲ ን መልሲ ኣወል ስዒድ ፣ ቅንዕና ዝጎዶሎ መአረምታ ብዛዕባ ፍትሃ ነገስት '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
23:22
Гениальное изобретение из обычного стаканчика!
00:31
So Cute 🥰 who is better?
00:15
Cool Items!🥰 New Gadgets, Smart Appliances, Kitchen Tools Utensils, Home Cleaning, Beauty #shorts
00:40
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
00:22
'' እታ ሰበይቲ ኤፍረም ንኽትከውን ኣብ ኤርትራ ክትነግሲ ዝተባህለት ነቲ ምስጢር ደርጒሓቶ '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
Рет қаралды 160,581
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 131 М.
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Күн бұрын
Пікірлер: 910
@TewahdoTube26
2 жыл бұрын
እዛ ሓፍትና ውን ንባዕላ ገና ከም እህተ ማርያም ክትነግስ ኢያ ትጽበ ዘላ * እህተ ማርያም ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ከላ ንግስተ ነገስት ክትኮኒ ኢኪ ተባሂለ ድንግል ማርያም ተገሊጻትለይ ኢላ ኢያ" ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሳ ክሳብ ሕጂ ከኣ ንግስተ ነገስት እንዳበለት ብትዕቢት ተወጢራ ናይ ቤተክርስትያን ሕግን ስርዓትን ተፋልስ ዘላ " ናይ" ዛ ሓፍትና ካኣ ካብ ናታ ዘፍልዮ ወላሓንቲ የለን፥ ንግስቲ ክትኮኒ ኢኪ ተባሂለዶ ተገሊጽለይ ኢላ ካብ "ኖርወይ" ናብ ኤርትራ ተመሊሳ ዘላ " ብዝኾነ ጦቃር ዝብሃል ርኹስ መንፈስ እግዚኣብሄር ይገስጾ መልኣኽ" ተመሲሉ ድንግል ማርያም" ተመሲሉ እንዳተገልጸ ሰብ ዘታልል ዘሎ" እግዚኣብሄር ብምሕረቱ ጠሚቱ የዕንተ ልቦናና የብርሃልና ፥
@luwamtewelde2767
2 жыл бұрын
ኣይገርመካን ካሳሁን ን ባዕሉ ተቀቢልዋ እቲ ንግስቲ ክትኮኒ ዚተባህለቶ ጌና ትጽበዮ ኢያ ዘላ እወ ሓቂ ኢዩ ኢላቶ ከተብቕዕ (እ) ኢሉ ስቅ ኢሉ፡ እንድሕር ጌጋ ኣለካ ድብሎ ሃልዩ ን ኤፍሬም ነዛ ሰበይቲ ከማን ጌጋ ክብላ ኢዩ እቲ ሓቂ ፡ናይ ቅብኣ ቁዱስ ኣብ ገዛኦም ኮይኖም ዚዳልውዎ ኣይግባእን ኤዩ ኢሉ ከብቅዕ እዛ ሰበይቲ ኣነ ከማን ኣለኒ ኣብ ናይ ጾለተይ ምስ በለቶ ኣስቅጥ ኣቢሉ ፡ ሰለዚ እዛ ሰበይቲ ካብ ዘረብኣ ከም ዚተገንዘብክዎ ሓገዝ ኢዩ ጎዲልዋ ።እንተ በዓል ካሳሁን ግና ዓገብ ዓገብ እዛ ሰበይቲ ልኽዕ ከም ናይ እህተ ማርያም ኣካይዳ ኢዩ ዘለዋ ዝገርም ግን ን ኢፍሬም ን ምጥቃዕ ኢኩም ትሰርሑ ዘለኩም እምበር ን ሕዝቢ ሓሊኩም ኣይኮንኩምን ስለምንታይ ብ መጀመርታ ነዛ ሰበይቲ ከመይ ጌርኪ ኢኪ ንግስቲ ክትኮኒ ኢልኩም ብ ኣፋ ምሓዝኩማ ።ብዚኮነ ሎሚ በተክርስትያን መጽሓፍቁድስ እንዳ ተከታተልካ እምበር ዋላ ግዜ ሕማቅ ኢዩ ዘሎ እግዚኣብሄር መንገዱ ይምርሓና እምበር እዝሲ ብፍጹም ምትህልላኽ ኢዩ።
@rtlovr1916
2 жыл бұрын
ብትክክል ሓወይ ምንም ለውጢ ዘለዎ አይመስለንን ግን ፈጣሪ ባዕሉ ይምሓረና እምበር ሕጅስ ኩሉ ንሓቂ ዝቆም የለን
@noesnuit3854
2 жыл бұрын
@@luwamtewelde2767 ዝገርም ነገር ምስጢር ክልተ ዓያሹ ምስ ተባኣሱ ይቕላዕ ይብሉ ወለዲ እቲ ናቱ ሓሶት ምዃኑስ ስባኤ ኣትየ ኣርጋጊጸዮ ኢየ ትብል ኣላ ። እዛ ተገሊጹለይ ተነጊሩንባ ትብል ዘረባ ከየጥፍኣታ ዋላ ሓንቲ ካብኡ ዘፍሊ የብላን በዓል ንባዕላ ክትጽናዕ ጥራይ ኢዩ ዝለዋ
@selamwelday1214
2 жыл бұрын
Ewe ane wala komu kbl xenihe
@ሰላምዩቲምኒተይ
2 жыл бұрын
ናይብሐቂ ዝሐወይ ምሕረት የውሪደልና እንበር ሕማቅ ግዜ በፂሕና ዘለና
@zmarey5072
2 жыл бұрын
መምህር ካህሱን ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ። እዛ ሓፍትና ግን ምስ ኤፍረም ምባኣሳ ያ ትሕብር ዘላ እንበር እቲ ኣብኣ ዘሎ መንፈስ ግን ትኣምነሉ ኣላ፣ ካብቲ ዘላቶ ገይጋ መንገዲ ብዉሽጢ መስመር እና ረከብካ ናብ ልባ ክትምለስ ጻዕርታትኩም ኣይ ፈለያ
@amanueltesfamariam1384
2 жыл бұрын
Exactly xbuk aleka nay kinei menfes eu zelwa she's jealous,
@ከምልበይ-ቐ4ወ
2 жыл бұрын
Nay nkaki
@selamgalemebrhan9668
2 жыл бұрын
እወ ብሓቂ ፍቃድ እመ ብርሃን እዩ ትብል ዘላ ግን ናይ ርኩስ መንፈስ መሲሉ ይስመዐኒ
@samrigrezihr.3352
2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ተኣምነሉ እያ ዘላ
@zmarey5072
2 жыл бұрын
ልክዕ ተጻዕኖማ ዘለው ሩኹሳት መናፍስቲ ፣ካብቲ መጻወድያ ኣይወጸትን ዘላ!" ኡልኑ:እላትኒ: ሸንጥሩኒ:ክትብል ሕጅ ውን ኣየሕፈራን ዞሎ ሰይጣን ከምስል si መልኣኽ ይመስል ሰይጣን ዘይ ይጣበበሉ መይላ የለን ነደና ህዋን እኮ ሰይጣን ኣብ ተመን ሓድሩ ዩ ኣስሕትዋ ስለዚ ከተለልዮ ኣይከኣለተንን ንርእሳ ከተለሊ ዘይ ምክኣል ዪ ወዳን ነብሳን ካብ ነርወይ ናብ ሕስረት ሳንጥኣ ጠቅልላ ዝከደት።
@ካብቲክቶክ
2 жыл бұрын
ተጋሩወኒ and ደቂ ኢረ ማርያም ጺዮን ምሳና ትኩን ንቲ ተጸጊሙ ዘሎ ህዝብና ሰላም ቅሳነትን የውርደሉ አቲ ሉዑል ፈጣሪ ⛪️⛪️⛪️🙏
@wintanegasi3764
2 жыл бұрын
Amen Amen Amen ziyday
@milieterezene2810
2 жыл бұрын
Amen 🙏
@js2974
2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@fanafana3949
2 жыл бұрын
Amen Amen Amennn
@hiwothiwot3843
2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን🤲🤲
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክ እስራኤል ምስትውዓሉ ይሃበና ኣብታ ቅድስቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እምነትና የፅንዐና ⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️
@mibrakgebreyohannes9203
2 жыл бұрын
OH,GOYTA MAHARENA EGZO MAHARENA KIRSTOS YKRE YBELELNA Kalhiwet yesmalna hawna 🙏🙏🙏 Ane gn tell nayza haftna kirekba delye
@selamberaki9416
2 жыл бұрын
Amen amen
@fifi-ts7kq
2 жыл бұрын
Amen amen amen Kal hyawetn yasemaln!!!! 🙏🏼🙏🏼🙏🏼😭
@ሜሮንጓልተዋህዶትግራወይቲ
2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰማዓልና መምህር ካሳሁን ሓውና እና እዛ ጋል ሕጂ እውን ካብዚ ናይ ሓሶት መንገዲ ኣይወፀትን ትመሰል ካብ ኣዛራርባኣ ከምዚ ዝሪኣ ዘለኹ መድሃኒኣለም ነገረና ድንግል ማርያም በለትኒ እያ ትብል ዘላ እኮ እዚኣ እውን ብቲ መንፈሰ እያ ትኸይድ ዘላ ናብ ልባ ልባ ኣይተመለሰትን ንኽትምለሰ ፀቂጥኩም ሓዝዋ በጃኹም
@ftawashenafi6928
2 жыл бұрын
ገና ኣይወጸላን ስለ ዝተበኣሰት ምስ ኤፍረም ደኣ እንበር እሳም ገና ልጽበዮ ትንቢት ኣለኒ አዩ ትብል ዘላ ከመዚ ዝበለቶ ተኾይና ንግስቲ ትኾን አዩ ግን ምኽሪ የድልያ አሎ ገና 🤔😔😔😔ሓፍትና እግዛብሄር ናብ ልቦንኣ ይመልሳ 🙏🙏
@ሸዊት-ትግራይ
2 жыл бұрын
በሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመሓረና
@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ
2 жыл бұрын
አነሰ ዋላ ንባዕላ ጥዕና ዘለዎ አይምሰለንንን ዛሓፍትና
@TsegayMalet
Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ኩቡር መምህር ጸጉኡ የብዝሓካ 🙏🙏🙏💠💠💠⛪️
@birikitialemayo3516
2 жыл бұрын
ሰላም ኩቡር መምህርና እግዚኣቢሄር ሓይልን ጥበቡን ጸጋ በረከቱን የብዛሓልኩም 💐💒 🤲 ምሕረቱ የውርደልና ፈጣሪ 🙏🙏🙏
@ርግበጋልተዋህዶ
2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@jesusking7000
2 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@addaaddda5718
2 жыл бұрын
፳ ፳ ፳ ፳ ፳ ፳ ፳ ፳፳ ፳፳፳፳፳ ፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳ ፳ ፳፳ ፳ ፳፳፳፳፳፳ ፳፳፳፳ ፳፳፳፳፳፳ ፳ ፳፳፳፳፳፳ ፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳ ፳፳ ፳ ፳ ፳፳፳፳፳፳ ፳ ፳፳፳፳፳፳ ፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳ ፳ ፳፳ ፳፳፳፳፳፳ ፳ ፳፳፳ ፳፳፳ ፳፳፳ ፳ ፳፳ ፳ ፳፳ ፳፳፳፳ ፳፳፳ ፳፳ ፳ ፳፳ ፳፳፳፳፳ ፳፳፳ ፳፳ ፳፳፳ ፳፳፳ ፳፳ ፳፳፳፳ ፳፳፳፳ ፳ ፳ ፳ ፳፳፳፳ ፳ ፳፳ ፳፳፳ ፳ ፳፳፳ ፳፳፳፳፳ ፳፳፳፳፳ ፳፳፳፳፳፳ ፳፳፳፳ ፳ ፳፳፳ ፳፳፳፳፳፳፳፳ ፳፳ ፳ ፳፳ ፳፳፳ ፳ ፳፳፳፳ ፳ ፳ ፳፳፳ ፳፳ ፳፳፳፳፳፳ ፳፳ ፳፳፳ ፳፳ ፳፳፳፳ ፳ ፳ ፳ ፳፳፳ ፳፳ ፳፳ ፳ ፳ ፳፳፳ ፳ ፳፳፳ ፳፳፳፳፳፳ ፳፳፳፳፳፳ ፳፳ ፳ ፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳ ፳፳፳፳፳ ፳፳፳፳፳፳፳ ፳፳፳፳ ፳፳፳፳፳፳ ፳ ፳ ፳፳ ፳፳፳ ፳ ፳፳፳፳፳፳፳፳፳ ፳፳፳፳፳፳፳ ፳፳፳፳፳ ፳ ፳ ፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳ ፳ ፳፳ ፳፳፳፳ ፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳ ፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳ ፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳ ፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳፳
@almazeyassu6532
2 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmealna hawna diakon kasahun Ambsye 🙏🏽🙏🏽🙏🏽⛪⛪⛪💕💕💕
@ኤልሻዳይኢካኩሉትክእል
2 жыл бұрын
ሓፍትና ንባዕላ ኣብኮሙኡ ኣላ ኣይወጸትን ካቡኡ ካብቶም ማሕበር ናይ ኤፍሬም ኢያ ወጺኣ እምበር እግዚኣቢሄር ናብ ልባ ይምለሳ ይምለሶም ንኩሎም
@kasay67
2 жыл бұрын
ልክዕ።
@kidanemhretadey2075
2 жыл бұрын
Nay bhaki
@Mulutube-y1d
2 жыл бұрын
ብሓቂ።
@weinikeleta3461
2 жыл бұрын
Nay behaki
@ቅዱስዮውሓንስኣፈወርቂ
2 жыл бұрын
ካብ ኤፍረም ክትውለድ እንድሕሪ ተግልጽልኪ ዳኣ ስለምንታይ ተባኣስኩም ሓፍተይ ናተይ በጃኪ ናብ ልብኪ ተመለሰ መምህር ካሳኣሆን ጽቡቑ ገርካ ኣረዳኣያ እግዝኣቢሄር። ያሕግዝካ
@milenkalab6068
2 жыл бұрын
Ane keman mara germn alo entay koynm tebaesom
@ንፋቀርንታሓላለ
2 жыл бұрын
ዓይነ ልቦናኦም ይክፈተሎም እግዚኣብሄር ኣምላክ🤲🤲🤲
@samera7043
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ክቡር ሓወይ እግዚኣብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ኣሜን እግዚኣብሔር ምሕረቱ የውርደልና 😢😢 🤲🤲🤲
@ፍቅሪዩእምነተይ-ሠ2ቀ
2 жыл бұрын
ጸግኡ የብሳሓልካ መምህረይ ገዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ፈጣሪ
@fqrieumekseb7496
2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ጌርካ መምህር ካሳሁን ሓውና ።እሾክ ብእሾክ ድዩ ዝበሃል ንባዕላ እዛ ሰበይቲ ንርእሳ ከም ዘርእያን ከምዝግለጸላን እንተ ገለጸት እቲ ናይ ኩሎም ስሕተት ግን ገሊጻትልና።
@mymathermaryam812
2 жыл бұрын
ኣቤት እግዚኣብሄር ስ ክንደይ ይጥዕም ንኤፍሬም ን3+ መዓልቲ ጥራይ እየ ተካታቲለዮ ኔረ ቅድሚ 2+ ዓመት እግዚኣብሄር ይመስገን ንዓይ ዝገብርካለይ ኣምላከይ🙏😭😭 ክብሩ ሓውና ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና🙏 እግዚኣብሄር ኣብ እምነት የፅናዓና🙏
@ብሃይማኖተይሕጉስቲእየ
2 жыл бұрын
መምህረይ ቃለሂወት የሰመዐልና
@mikialewedigoje607
2 жыл бұрын
ጌጋ ይክላለይ እምበር እዛ ጋል ልክዕ ካብቲ ናይ ኤፍሬም ሃጠው ቐጠው ኣይወጸትን ዘላ ይመስለኒ እግዛቢሄር ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና።
@ironok8162
2 жыл бұрын
Wela ane keman tlali
@selamgalemebrhan9668
2 жыл бұрын
ብሓቂ
@abebaweldesilassie457
2 жыл бұрын
Behaki kilom hade eyom ane zegrmeni menafekan kabzi halfom entay gerom zegerm gezie eyu
@adiamabay6731
2 жыл бұрын
ኢንታይ ክትወጽእ ድኣ
@genetalem8059
2 жыл бұрын
ምህረት የዉርድ እግዚኣብሔር ኣምላኽ
@mebrhitgebrehawya7254
2 жыл бұрын
አሜንአሜን አሜንአሜን
@ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ
2 жыл бұрын
ምሕረታ ተውርደልና ባዕላ እታ ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ኣዴና 💖🤲🏻🤲🏻🤲🏻🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@tewenkifile8939
2 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏 qal hiwet ysmaeilna
@tsegatekle4957
2 жыл бұрын
በስመ ስላሴ ለብዘበን እዘን እዝናን ሐሓዱሽ ክሰምዓ እኮ ከፊኡና እዛ ሓፍትና ምስክነይቲ ንባዕላ ኣብ ከሙ እያ ዘላ ኣብ ትምቢት ምፍጻም ክፍጽመላ ትጽበ ኣላ ሰለዚ ንሳ ውን ከብቲ ሂወት ክትወጽእ ሓግዝዋ እቶም ክትረክብዋ ትኽእሉ
@weynits571
8 ай бұрын
ኪቡር መምህር ካሳሁን ቃል ኣምላክ ቲራህ አንተሚህርካ ሃራ ኪወጽኢዩ ህዝብና ንስካ ብሩክ ኢካ❤❤❤
@AkezaHagos
2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ክቡር መምህርና❤
@teklithagos5481
2 жыл бұрын
ካሳሁን ሐወይ እግዚአብሔር ፀግኡ በረከቱን የብዘሐልካ ንዛሐፍትና እውን ገና ድፍረት ዘለዋ ኮይኑ ይስመዐኒ ናብ የማናይ መንገዲ ይመልሳ
@tsegaighebremariam7509
2 жыл бұрын
በስመኣብ ወወልድ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን። ናይዛ ሓፍትና ኣዘራርባ ክሰምዖ ከለኹስ ምሉእ ብምሉእ ኣይወጸትን ዘላ ከመይ ንዝብል ሕቶ እቲ ብዛዕባ ተገሊጹለይ ዶ ዋላ ዉን ብዛዕባ እተን ቅድሚ ንጉስ ቴድሮስ ክልተ ኣንስቲ ክነግሳ እየን ዝበለቶ ቅኑዕ ኮይኑ ኣስምዓንን ስለዚ እቲ ሓቀኛ መንፈስን ትምህርትን ምንዝራብ ናብ ገዳማዉያን ኣቦታት ደዊልኩም ክትምህሩና ብስም እግዚኣብሔር ኣምላኽን ብቕድስት ቁድሳን ድንግል ማርያምን ንምሕጸነኩም።
@briktiwelday9027
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና መምህርና ጸጉኡ የብዛሐልኩም
@ጓልተዋህዶእየ
2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ክብር ሓውና ቃል ህይወት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን ክብር ሓፍትና ቃል ህይወት የስመዐልና
@letayhabteghergis2037
2 жыл бұрын
ሰላም ካሳሁን እግዚኣብሔር ብዓይኒ ምሕረት ይርኣየና እሞ ኣምላኽ ብቃሉ ይዛረበና ኣሎ
@letayhabteghergis2037
2 жыл бұрын
ቃሉ ድማ መጽሓፍ ቅዱስ እዩ እሞ ናብኡ ንመርኮስ ሓደራ እዚ ኩሉ ወጻኢ ቃል ኣምላኽ ሰማዕቲ ንኽንከው ቅዱስ ፍቃዱ ኣይበረና ኣሜን
@letayhabteghergis2037
2 жыл бұрын
እቅሬታ ኣይኮነልና ማለተይ እዩ
@kasuamara6794
2 жыл бұрын
ሰላም መምህራና ቃለ ህይወት ያሰመዐልና ዐይነ ልቦኖም ይክፈተሎ ልኡል እግዚብሄር
@johnwick7208
2 жыл бұрын
do it subscribed for more information 🙏🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@js2974
2 жыл бұрын
እዚአ ንበዓላ አውን አይጣዓየቲ እዋይ ታይ ኢና እንብሎ አምላክ አቦይ ይቅር በለና
@ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ
2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@samueltmrtu3530
2 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣገልግሎትካ ይባርኽ፡ካሣሁን ወደይ፡እንተኣልዩካ ግዚባ ደዊለለይ
@teklekebede9456
2 жыл бұрын
ብሰመ ሰላሰ ብሰመአብ ወልድ በመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን ክቡር መምህር እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ዋይ ዋይ ናይሎሚ ግዚ ዚገብረ ዘሎ ማሕበር መድሀኒት አለም ናብ ልቦና ይምልስ ሰብ ብዘይምፍላ ጠፊእሎ እግዚኦ መሓሪና ክርሰቶስ 💔😥😥😥
@selamjg2463
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ዓይነ ልቦና ያዓድለና ኣምላክ ክቡር መምህርይ
@saramohammed4239
2 жыл бұрын
ሰላም ክብር መምህርና ቃል ህይወት የሰመዐልና 🤲🙏🙏🙏❤❤❤
@ሰምኪጸውዓማዓስሓፈረ
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስማዓልና ሓወን መምህርንን ጸጉ የብዘሕልክ እግዚኣብሄር ኣማላክ
@ንፋቀርንታሓላለ
2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና ኩቡር መምህርና
@berihuhaile6935
2 жыл бұрын
Kalehiwet yesmalna, memhrna, egziabher amlak ni kuluna ayne libonana yehdrelna, Amen.
@ሰደተይልሂወትኮይንለይ
2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና አዛ ሓፍትና ጋና አዩ አይወፀአላይ ዘሎ ዋላ ካብ ዘረባአ ንታዓዘባ ደሞ ለ አመ ብርሃን ለብዘየድል አይንመለሰ ዘኮነይ ዘይኮነይ አመብርሃን ተገልፅፃትለይ ከምዝ አነሰ ከሕፊረን ቃዓምና ዘይንፈልጥ አሕዋተይ
@johnwick7208
2 жыл бұрын
So interesting interview with our sister 🇻🇳🇻🇳 🇻🇳 🇻🇳 bivalve it in the truths god 🙏
@abebaderar8298
2 жыл бұрын
ንኹልኹም ዐይነ ልብናኹም ይኽፈተልኩም ብጀካ ሐደ ክርስቶስ አብ ላዕሊ ይኹን አብ ምድሪ መድሐኒ የለን
@dejenkidane1735
2 жыл бұрын
ናይብሃቂ ጽቡቅ ቃል ምጠይቅ ም/ር ካሕሰ።
@asffddghbb
2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና መስተውዐሊ ልቦና ይሃበና👏👏👏✝️
@meharighirmay3282
2 жыл бұрын
ኩቡር ሓው መምህር ካሳሁን ፡እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልካ።እዛ ሓፍትና ግና ገና ናይ ትሕትና መንፈስ ኣይተርእይን እያ ዘላ ፡ምስ ኤፍሬም ምብኣሳ ምበር ካብ ኣዘራርባኣ ንነብሳ ገና ኣልዒላ ያ ትዛረብ ዘላ።ስለዚ ኩቡር ሓው ብውልቂ እንተተረደኣ ጽቡቅ ነይሩ።
@ናይመጀመርያጥበብፍርሃትእ
2 жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ የብዝሓልካ ካሳሁን ሓወይ ፀግኡ የብዝሓልካ ዝተረፈ ኣገልግሎትካ ይባርክ እግዚኣብሔር ኣምላክ አና ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ዳኣ እምበር ሰይጣን ንባዕሉ ከም ኣምላክ ኮይኑ ስለ ዝግለፅ ጥንቃቄ የድሊ እዩ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ካብዚይ ሰዉረና
@Netsebraq
2 жыл бұрын
ን ኤፍረም ርኹስ መንፈስ ኣሲሩዎ እንተሃልዩ ናታ መንፈስ እግዘኣብሄር እዩ ዘዛርባ ክንቢል ኣይንኽእልን። ሕጂ ስለ ዘይተሰማምዑ እምበር ብሓደ መንፈስ እዮም ተገዚኦም ዝኸዱ ኔሮም።
@gucx8652
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና ልዑል እግዛቢሃር👏👏👏
@ቃንዛአለኒቃንዛደቅነይMDT
2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ኩቡር መምህርና ዕድመን ይሃበልና ፈጣሪ ዐይነ ልቦና የዓድለና ልኡል እግዚአብሔር ❤️❤️❤️
@Fthi366
2 жыл бұрын
👉❤💊❤❤💊❤❤ I love u so much tegaru...and I'll always stand with you 💓 💗 💖 ❤️
@ሓዳስሂውርት2011
2 жыл бұрын
Hasewit bela kulu tblo zela gega iyu aytgage kasewin
@Fthi366
2 жыл бұрын
@@ሓዳስሂውርት2011 ኢሂ ደኣ ቅንኣት ድዩ ነቶም ደቂ ጎንደር ኣምሓሩ ኣሕዋትኪ ዘይበልክዎም ኣብ መንጎ ኣሕዋት ጽልኢ ምትካል ናትና ኢልኩም ኢኩም ሒዝኩሞ ኢሰያስ ዝመሃረኩም ምሽ።ፕ
@helenmehari3640
2 жыл бұрын
ዎ ኣምላከይ። መንገዲ የማን ምርሓና እምነት ወስኸና ኣብ ሃይማኖትና ጽኑዓት ኬንና ክንርከብ ደግፈና
@GodsMercy123
2 жыл бұрын
She really needs deliverances! She told the secret just because she doesn’t have good relationships with Efrem . She need your help brother and our prayers too God bless you we learn alot
@bsratbereket5853
2 жыл бұрын
Amen Amen amen qale hiwet ysemealns
@berhanemedhanie9583
2 жыл бұрын
ዋው መርገም ወላዲ እንተዘይ ቐተስ የዕነኒ !!! ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ኣቦና ኣእሲና ፍርሓት እዝጊ ዘይብልና ! መስደመም ኢዩ ይቕረይበለልና !!
@አምላክይብመንገዲካምርሐኒ
2 жыл бұрын
መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 💝እዚንናኮ ፀሚሙ ልመን ኢና ንአምኖ ኦ ጎይታ ምሕረትካ ላአከልና🙏
@Fthi366
2 жыл бұрын
Ajoki gualedey ezom bkebdom ztetalelu eritrean ember nezi dem qelebu iseyas zdgf yeblnan....TIGRAY WILL PREVAIL 👉❤💊
@eyuyey2718
2 жыл бұрын
እዋይ ህውተታ፤ እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ! ኩሉ ዘርከበ ራእይ ዝርእየሉ ግዜ በጺሕና። ኣየ ትዕቢት ዘይገብሮ ዘይብሉ። ምሕረቱ የውርደልና።
@yodittewelde4191
2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና መምህረይ
@redseacamels7095
2 жыл бұрын
ኡንቋዕ ብሰላም መጻኹም ኩቡር መምህርና ናይዛ ሓፍትና ዘረባ ውን ሃተፍተፍ'ዩ ዘሎ ግዳስ ነቲ ዘድልየና ምዉሳድ'ዩ ኣገዳሲ ግን ነዚ ኤፍሬም ዝብሃል ኣብ live ዓዲምኩም ከተቕርብዎ ንደሊ ኣለና እንተ ተኻኢሉ
@kuhlengirmay2892
2 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmaelna kasawun hawey
@ኣፀደፍሰሃ
2 жыл бұрын
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን ሰላም ስድራ ልዑል እግዝኣብሔር ከመይ ኣለኩም ይቅረታ ግበሩለይ እምበር እዛ ሓፍትና እንታይ መልእኽቲ እዩ ዘለዋ ንባዕላ ኣብቲ ጌጋ መንገዲ ትክተል ዘላ ትመስል ዋላ ሓደ ንፁር መልአክቲ ኣሰማዕኩላን ዘስተውዕል ልቦና ይሃበና
@f.k.byohannes2273
2 жыл бұрын
Kalehiwet yismalana
@ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ
2 жыл бұрын
ልክዕ ኣለኪ ዋላ ኣነ ካቡኡ ዝወፀት መሲሉ ኣይተረደአንን
@meazareda1616
2 жыл бұрын
Amen qale hiwet yesmeana ayne lubona yhabom egzo mharena kurstos
@JesusisLord4ever.
2 жыл бұрын
ኦርቶዶክስ ኣሕዋትና ቃል ኣምላኽ ኣንቢብኩም ድሓኑ፡ ካብዚ ናይ ኣጋንንቲ ራእያትን ትንቢታትን ኣምልጡ፡እዛ ማርያም ተዛሪባትኒ ትብላ ዘላ ጣኦት እያ እምበር ማርያም ኣደ የሱስ ኣይኮነትን።ብ ጠንቆልትን ደብተራታትን ከይትጠፍኡ መታን ሎሚ ን ቃል ሓቂ ኣንቢብብኩም በቲ ብዓል ሓቂ ብ የሱስ ክርስቶስ ደሓኑ፡ 1ይ ዮሃንስ 5 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ²⁰ ግናኸ እቲ ወዲ ኣምላኽ መጺኡስ ነቲ ብዓል ሓቂ ኽንፈልጦ ኢሉ ኣእምሮ ኸም ዝሀበና፡ ንፈልጥ ኢና፡ ንሕና ኣብቲ ብዓል ሓቂ፡ ኣብ ወዱ የሱስ ክርስቶስ ኢና ዘሎና። እዚ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽን ናይ ዘለኣለም ህይወትን እዩ። ²¹ ኣቱም ደቀየ፡ ካብ ጣኦታት ተሐለዉ።
@wedihazomotube
2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ኣዚዩ ደስ ዘብል ሕቶታት ሓቲትካያ ንሓፍትና ብዝኾነ ቡዙሕ ተማሂርና ብሓቂ ሕብረተሰብና ኣብ ዘዝመጸ ክንከፋፈል መፍቶ ጋሓላሉ ክንከውን ናይበሓቂ ይግዛቢሄር ንሕረቱ ይሃበና ኣሜን።
@danaiteyob7456
2 жыл бұрын
ኦ እግዚዮ አድኅን ህዝብከ 😭ብዘይካ ንዕቤት ነብሱ ካልእ ንዕቤት መንፈሳውነት ዝጽዕር ተሳኢኑ ፡
@grmaygebrezadk1266
2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም መምህር ብጣም ጽብቅ ትምህርት እዛ ሃፍትና ህጅ እውን ኣይተ መለሰትን ኣላ ምስ ግዝየ ግን ኣምላክ ይፍልጥ ክበርሰላ ይከውን ንኩሉ ኣብኡ ኣትዮም ዘለው ኣምላክ ንየማን ይምለሶም እዝግኣብሀር ንየማን ይምለሶም ኣሚየን
@tigraweyti7855
2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት ይመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህርና ካሳሁን ። ግን ዛሓፍትና ዋላዳ ናይቲ ማሕበር ዝግበር ትናገር ዝገብር እያ ትናገር ዘላ ንባዕላ ግን ክትነግስ ንጉስ ክትወልድ እያ ትፅበ ዘላ ካብ ታኣምር ተገሊፅለይ ዝብሎ ኢፍሬም ኣሚናቶ ዛላ
@mtslalkiros6128
2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የሥመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ኩቡር መምህርና 🤲🤲
@ሚለይመክሰብ
2 жыл бұрын
ሰላም መምህር , ወላ እዛ ጓል ካብ ኤፍሬም ዘፍሊ የብላን።በቃ ገዛገዛ ጸወታ ኮይኑ እምነት የሕሊምኒ እባ ተገሊጹ እባ።ኣበይ እያ ሱባኤ ትኣቱ ።ሓቀኞ ተኮይና ገዳም ኣቡነ እንድርያስ ከይዳ ኣባ ተስፋማርያም ትርከቦም ነብሳ ትፈትሽ ሸዑ ብዛዕባ ኤፍሬም ትዛረብ።
@ሰላምዎሰናይ
2 жыл бұрын
ኣባ ተስፋማርያም ኽ እንታዋይ እዮም መንዩ ጠንቃላይ መን እዩ ገዳማዊ ምፍላይ ሲኢናዮ
@jemberamen9554
2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና
@yordigaltigray
2 жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓን መጻካ መምህረይ 💒🤲
@elsaniraya6745
2 жыл бұрын
የቀንየልና ካሳሁን ሐውና ፡ ነዛ ሐፍትና ካአ ምሉእ ምውጻእ ይግበረላ።
@alukonjo7033
2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦናን መምህርናን እግዚአብሔር አምላክ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና እንበር ሰብስ ይጠፍእ ኣሎ እዩ።
@reem18hayat95
2 жыл бұрын
ንባእልኪ ኣትጥፍኢ ናይሰብ ኣይገድሰኪዋ ንባኣልትከም ፅደቂ መንግስተ ሰማይ እተው ኣንሕና ንጥፍእ ኣምላክ ኩሉ ይርኢ እዩ ንስካትን ግን ንባዓልትክም ተመለሳ ንሰብ ግን ኣትገደሳ ትባኣልትክን ዝጠፋእክን ንሰብ ጠፍኢ ኣትበላ
@rezeneghirmatsion664
Жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ነዚ ህዝቢ ካብዚ ጽውጽዋያት ኣውጺእኩም፡ወንጌል ዘይትምህርዎ።
@teklegmichael763
2 жыл бұрын
እዛ ሰብ ገና በቲ ዝተባህለቶ ነገር ገና ትፅበ እይ ዘላ ብሓደ ወገን ተጋልፆም ብኻልእ ወገን ክኣ ትፅቢት ከምዘለዋ ትሕብር ምሕረቱ ይሃባ ፈጣሪ!!
@almazkiflu6238
2 жыл бұрын
Amen
@ብመንገድካመርሓኒኣምለከይ
2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ኣታ ኣምላከይ ከመይ ከመይ ኢና ንከውን ለለና እግዚኣብሔር ኣምላክ ቅኑዕ ልቢ ፍጠረልና 🤲🤲😢😢
@Azahel181
2 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ኣቦና ከመይ ኣለኹም ደቂ እመብርሃነይ ሳብስክራይብ እባ 379 ኣለዉ 400 ኣብጽሑለይ
@ትርሓሥ_ፈታዊት-ኣቦኣ
2 жыл бұрын
ገይረ እየ
@efrempersonal2030
2 жыл бұрын
Eshi
@ርግበጋልተዋህዶ
2 жыл бұрын
አሺ
@ርግበጋልተዋህዶ
2 жыл бұрын
ግን እቲ ት/ቲ ስምዕዎ💞💞💞
@ርግበጋልተዋህዶ
2 жыл бұрын
💞💞💞
@sarahsaeed4323
2 жыл бұрын
ሰላም ሰድራ ናይ እግዚኣብሔር መምህር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ ብምቅፃል እዛ ሓፍትና ካብቲ ጉሩብ ምሰ ኤፍሮም ብምበኣሳ እምበር ነቲ ትምህርቲ ትድግፎ እያ ትመስል እቲ መንፈስ ኣይወፀላን እና ብዝተክኣለ መጠን ብውሽጢ እናደወልኩም ናብ ልባ ክትምለስ ግበሩ ኦ ኣምላከይ ብመንገድካ ምርሐና
@Meley506
2 жыл бұрын
Atum Ahwatey bejakum endo nab Amlak nemeles🙏 Entay zbelwo hanjemenji eu ezi😭😭 ትንቢት ሆሴእ 4 6፤ ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ። ፍልጠት ስለ ዝኣቤኻ፣ ኣነ ድማ ካህን ከይትዀነኒ ኽኣብየካ እየ። ሕጊ ኣምላኽካ ስለ ዝረሳዕካ፣ ኣነ ኸኣ ንደቅኻ ኽርስዖም እየ። ትንቢት ኢሳይያስ 3 12፤ ገፋዕቲ ህዝበይ ቈልዑ እዮም፡ ኣንስቲ ኸኣ ይገዝእኦ ኣለዋ። ዎ ህዝበይ፡ መራሕትኻ ኣጋገዩኻ፡ ነታ እትኸደላ መገዲ ኸኣ የጥፍእዋ ኣለው። ወንጌል ማቴዎስ 11 28፤ ኣቱም ኵልኹም እትጽዕሩን ጾር ዝኸበደኩምን፡ ኣነ ኸዕርፈኩም ናባይ ንዑ። ወንጌል ማቴዎስ 11 29-30፤ ኣነ ለዋህ እየ፡ ልበይውን ትሑት፡ ኣርዑተይ ፈኵሽ፡ ጾረይውን ቀሊል እዩ እሞ፡ ኣርዑተይ ጹሩ ኻባይውን ተምሀሩ፡ ንነፍስኹም ከኣ ዕረፍቲ ኽትረኽቡ ኢኹም። ወንጌል ዮሃንስ 5 39፤ ናይ ዘለኣለም ህይወት በተን ጹሑፋት እትረኽቡ እናመሰለኩምሲ ትምርምርወን አሎኹም፡ ንሳተን ከኣ ብዛዕባይ እየን ዚምስክራ። ወንጌል ዮሃንስ 5 40፤ ህይወት ምእንቲ ኽትረኽቡ፡ ናባይ ክትመጹ ኣይትደልዩን ኢኹም። ወንጌል ዮሃንስ 5 41፤ ኣነ ውዳሴ ሰብ ኣይቅበልን እየ። ወንጌል ዮሃንስ 5 42፤ ፍቕሪ ኣምላኽ ከም ዜብልኩም ግና እፈልጠኩም አሎኹ። ወንጌል ዮሃንስ 5 43፤ ኣነ ብስም ኣቦይ መጻእኩ እሞ ኣይተቐበልኩምንን፡ ካልእ ብስም ርእሱ እንተ መጸ፡ ንእኡ ኽትቅበልዎ ኢኹም።
@tekliasmellash3289
2 жыл бұрын
Amen Kai hiwet yesmialna memhrey 🤲☦💒🙏🙏🙏
@fthi3585
2 жыл бұрын
እዛ ስበይቲ ገና አጋንንቲ አለዋ ንግስቲ ክትኮውን አሚና አላ ክክኽኽኽኽ እዋይ መፃዌቲ ገይርሙዎ ራኢ እግዚአቢሔር ብሐቂ ስይጣን እብ ዓለም ይገዝእ አሎ
@rutharutha3099
2 жыл бұрын
Ya Nay bhaki seytane bekutiqa werido alo Nab medri
@samrigrezihr.3352
2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐና ክቡር መምህርና🕊🕊🕊🌾🌾🌾💘💘 ነዛ
@ኣደይዓለመይ-ዠ9ሠ
2 жыл бұрын
ዋእ ኣነ ዝገረመኒ ንሳ ታኣምር ንገብር እና ዝብላ እናተቃወመት ባዕላ ስላሴ ተዛርቦኒ ልእኮምኒ ትብል አረ ኣቦታትና ገስፅወን እሺ ብልኩም ኣይትስሞዕወን እግዚ አብሔር መስተወዐል ልብ ይሃበና
@filmonhaile7290
2 жыл бұрын
Ane wun nesa gerimateni,
@رهوهر
2 жыл бұрын
አምላኽ ዓይነ ልቦና ይክፈተለና ባዕላ ንግስቲ እትገብር
@selamgalemebrhan9668
2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህር ንሳውን ካብኡ ኣይተሐሽን ዘላ ሃጠው ቀጠው እያ ትብላ ብውሽጢ ኣረደአያ ካሳሁን ሓውና
@whoislikethelordourgod595
2 жыл бұрын
እግዛኣብሔር ኣምላክ ይቅረብረልና ሕማቅ ግዜ በጺሕና ምሕረት ይወርደልኪ ዝሓፍተይ
@hossana842
2 жыл бұрын
ዎዎዎ!🤔🤔 ዳሓን ዲያ እዛ ሓፍትና፡ ካብ ኣዘራርባኣ ጌና ተኣምራት ትጽበ ዘላ ኢያ ትመስል። ብዛዓባ ንጉስ ቴድሮስ @41፥33 ዝተዛረበቶ ስምዑ፡ ኣብ መወዳእታ ውን ዳርጋ ደጊማቶ ኣላ። ለምለም ኢዩ ስማ መስለኒ እዚ *ወለተስላሴ* ከ እንታይ ኢዩ? እታ ኣብ ካናዳ ዘላ *ወለተማርያም* እንታወይቲ ኢያ? 🤦🤦♂️ኣነ ብወገነይ ካብዚኣ ወላሓንቲ ንጹር ትምህርቲ ኣይወሰድኩን።
@ወለተመድህን-ደ1ጐ
2 жыл бұрын
ወለተ ስላስ ሽም ክርስትንዓእዩ
@nfreek5276
2 жыл бұрын
ኩሉ ኣምላኽ. ይርእ ኣሎ. ንመርምር. ኣይንናወጽ
@nfreek5276
2 жыл бұрын
ብሓትያትና. እንዳ. ጸለና. ኣምላኽ. ንንስሓ. ኣብጽ ሐና ንበል ንጸሊ. ንጹም. ንስገድ. ይሕዋተይ. ኣነ. ይፈልጣ. እየ. ካብ. ሓበሬታ. ትብሎ. ደላ. ግአን. ብድምፃ ኣይፈለትኩዋን. ይፈርሕ. ብሽማ ከይድውላ ኣብ ጸሎት. ንዘክራ😭 ንመርምር ግን ኣምላ ክ ኣቦይ. ኣብ ኩፉእ. ከይትወድቕ. ሓልዋ. ኢልና. ንዘክራ. የሕዋተይ. ወለተስላሴ. ኢልና. ንሳ. ድያ. ከ. ብርግጽ. ንሱኸ. ኣምጺ. ዋስ. ኣሎ. ኣረጋጊጹ. ድዩ. ንባዕሉ. ከሳሑን. ተሓታቲ. ኢዩ
@hossana842
2 жыл бұрын
@17፥03 ኤፍሬምን ወለተማርያምን ዝበልዋ @17፥45 ....ኣነ ዝተባሃልኩዎ ከኣ ኣለኒ ናተይ ነገር ....🤔🤔
@nfreek5276
2 жыл бұрын
@@hossana842 ድተባሓልክዮ. ኣብ ልብኺ. ጌርኪ. ጸልይ. ሱባእኤ. እተውሉ ደሓር. ከየጣ ዕ ሰ ክን የሕዋተይ. ኣብዚ. ተዛሪባ. ንሳ. ነቲ. ድተውሓብካዮ. ጸጋ. ምቅላል. ከይ. ኸውን ህድ. ኢልክን. ሕሰባሉ. ምስ ድኾነ. ኣይትዛረባሉ. ክብለቅን. ይፈቱ. ኣብዚኣ. መጺኣ. እንታይ. ጌራ. ንዓኣ. ኣይጽቡቕን. ኢዩ ንባዕሉ. ንሱስ. ክስሕቕ. ዶ. ከይ. ጸንሐ ንዓኣ. ኣምላኽ. ይሓ ልዋ
@bitanyanathan3276
2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመኣልና መምህረይ ን ሓፍትና ከኣ በቲ ዘለኩም ፀጋ ሓግዝዋ ካብ ናይ ኤፍሬም ማሕበርያ ደኣ ወስያ አምበር ኣለዋ ኤቲ ተኣምርን ራዕኤ ግን ኣሎ ትብል ኣላ ሓገዝ የድልያ አዩ ኣምላኽ ሰላሙን ርግኣቱን ይሃበና
@tsegawezam1814
2 жыл бұрын
💛♥እግዚአብሔር አምላክ መስተወዐሊ ልቦና ይዓድለና💛♥
@ለምለምማሓዛደስታ
2 жыл бұрын
ሰላም ክቡር መ/ርይ ቃል ህይወት የስመዕልና ጸግኡ የብዘሐልካም እግዝኣብሔር ኣምላክ 🤲🤲
@selam801
2 жыл бұрын
እንኳእ ብሰላም መጻእኻ ክቡር መምህርና ካሳሁን አቦ ትሕትና ከምኡ ጌርኻ ድኣ አምጸአልና እቲ ምሰጢር ምእንቲ ኹሉ ሰብ ክፈልጦ “ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ። ፍልጠት ስለ ዝኣቤኻ፣ ኣነ ድማ ካህን ከይትዀነኒ ኽኣብየካ እየ። ሕጊ ኣምላኽካ ስለ ዝረሳዕካ፣ ኣነ ኸኣ ንደቅኻ ኽርስዖም እየ።” - ትንቢት ሆሴዕ 4፥6
@salemeri5884
2 жыл бұрын
Egzaberh amlak ykre gberelna 😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏
@genetabrhaley6168
2 жыл бұрын
1ይ ጢሞቴዎስ 4 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ¹ በቲ ዳሕራይ ዘመናት ግና ገሊኦም እምነቶም ክሒዶም፡ ንመናፍስቲ ስሕተት ንምህሮ ኣጋንንትን ከም ዚስዕቡ፡ እቲ መንፈስ ብግሁድ ይብል አሎ። ² ብግብዝና እቶም ሕሊናኦም ከም ብመዓለም እተዓለመ፡ ሓሶት ዚዛረቡ ሰባት፡ ³ መውስቦ እናኸልከሉስ፡ እቶም ኣመንትን ሓቂ ዝፈለጡን፡ ብምስጋና ኪቕበልዎ ኢሉ ኣምላኽ ዝፈጠሮ ብልዒውን ሰብ ኪሐርሞ ይእዝዙ አለዉ። እግዚአብሔር አምላክ ምስትውዓል ልብና ይዓድለና
@hiwetyowhanes6750
2 жыл бұрын
እግዝኣቢሄ ናይኣገልግሎት ዕድመኻ ፈጣሪ ወላዲተ ኣምላኽ ትደግፍካ
@weinimengsteab6678
2 жыл бұрын
ዮሃንስ 14 (John) 5፤ ቶማስ ከኣ፡ ጐይታይ፡ ናበይ ከም እትኸይድ ኣይንፈልጥን ኢና፡ ነቲ መገዲኸ ኸመይ ጌርና ኢና እንፈልጦ፡ በሎ። 6፤ የሱስ ከኣ፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን። 7፤ ንኣይ እንተ ትፈልጡንስ፡ ነቦይውን ምፈለጥኩምዎ ኔርኩም። ካብ ሕጂ ትፈልጥዎን ርኢኹምዎን አሎኹም፡ በሎ።
@asgedom4559
2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ሐይል ብርታት ይኩነና መምሕር እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሐልካ
@meksebmebrahtu5828
2 жыл бұрын
ኣነስ እንድኢ ኣምላክ ምሕረት ይላከልና ኣምላከ ምሕረት ባአሉ አምበር እዚኣ ሓብትና ገና ካብቲ መንፈስ ዝወጸት ኣይምስለንን ካብ ኣዛራርባ እንተ ኣስተውኢልና ማለት ኣምላኽ ምስትውኣሉ ይኣድለና አምበር ንሳ ውን ብሱባአ ተመሊሱለይ ድንግል ኣርያም ንአርትራ ጋልኪ ሒዝኪ ኪዲ ኢላትኒ ክትብል ከላ ሲ ንነብሳ ከመይ ሓሲባታ ኣበይ ሰቂላታ ኣላ ማለት አይ ስለዚ ካብቲ ክፉእ መንፈስ ኣይወጸትን ኣላ ከም ፍቃድ ኣምላክ ማይ ጸሎት ተሓጸቢ ኢኪ ኣብቲኣ ብርክትን ኣዲ ቅዱሳን ካብ ሃለኪ ሓደራ ሓብተይ መኣረይ
@tsigetsige5028
2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዐና ኩቡር መምህርና መስተውዓሊ ልቦና ይሃበና
@ትርሓሥ_ፈታዊት-ኣቦኣ
2 жыл бұрын
ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ፫ እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ክቡር መምህርና #ቀዳመይቲ ባዕለይ💓😋
@habendesta9924
2 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ምሕረቱ የውርደልና
@gualorthodoxtewahdo8229
2 жыл бұрын
መምህር ካሳሁን ንኤፍሬም live ሒዝኩምልና ዘይትመጹ ማለት ጽቡቕ ኔሩ ሽዑ መልሲ ምስተረኽቦ ብዝኾነ ኣምላኽ ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና ብመጽሓፍ ቅዱስ እምበር ብ ተባህለ ኣይንጎዓዝ 🙏🙏🙏
@seniattesfamichael7330
2 жыл бұрын
Ezia da nay lebamat endya kbrti hafti
@gualorthodoxtewahdo8229
2 жыл бұрын
@@seniattesfamichael7330 እወ ተንልብም ደኣ 🛐
39:10
'' መልሲ ነቶም ኦርቶዶክስ ካሓዲ እዩ ዝብሉ ? '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 39 М.
23:22
''ግብረ መልሲ ን መልሲ ኣወል ስዒድ ፣ ቅንዕና ዝጎዶሎ መአረምታ ብዛዕባ ፍትሃ ነገስት '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 16 М.
00:31
Гениальное изобретение из обычного стаканчика!
Лютая физика | Олимпиадная физика
Рет қаралды 4,8 МЛН
00:15
So Cute 🥰 who is better?
dednahype
Рет қаралды 19 МЛН
00:40
Cool Items!🥰 New Gadgets, Smart Appliances, Kitchen Tools Utensils, Home Cleaning, Beauty #shorts
Cool Items Official
Рет қаралды 75 МЛН
00:22
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
Kotiki_Z
Рет қаралды 42 МЛН
1:54:06
'' ጥበብ እያሱ ወዲ ሲራክ፣ 1ይ ክፋል ሙሉእ መጽሓፍ (ምዕራፍ 1 - 27) '' Audio Bible Tigrigna
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 109 М.
8:50
ናይ ሸዓብያ መራሒ፣ካብ ባድመ ተቐቢለሞ/ሽረ ኣትዩ?ኣብ ሆቴል ፍሉይ ኣኼባ/ፋኖ ኣሸበርቲ እዮ-ኮ/ል ደመቀ/ህወሓት ጀግና ኾይኑ፣ዘስደምም ተሰሚዑ
ሳባ ፎረም ሚድያ Saba forum Hub
Рет қаралды 343
17:39
ንግሆ ንግሆ ዝስምዑ እኩባት መዝሙራት Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur
Medlote Amin መድሎተ ኣሚን
Рет қаралды 79 М.
1:19:22
ኣደ ሩፍታይ|| ምሉእ ኣልበም. ADE RUFTAY WHOLE ALBUM.
KABATRANOS TV
Рет қаралды 1,3 МЛН
1:12:31
ቊ.29 "ኣብ ዓድኹም ኣይትቕበሩን!" ቃለ ምልልስ ምስ ቆሞስ ኣባ ኪሮስ ኣብራንዮሳዊ
TewahdoTV Eritrean Orthodox Church
Рет қаралды 5 М.
1:22:59
የጥምቀት በዓል ልዩ ፕሮግራም መጋቢ ሃዲስ እሸቱ አለማየሁ እና ዲ/ን ዶ/ር ቴዎድሮስ በለጠ የልብ ወግ (YeLeb Weg)
Maya Media
Рет қаралды 216 М.
40:51
''ቁሩብ እንተ እንተቐኒኻስ፣ ዘይትሰምዖ የለን፣፣'' ተገዲስኩም ስምዑዎ ነዚ መልእኽቲ! (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 92 М.
1:14:30
እጅግ ጥዑም ስብከት በአባ ገብረኪዳን ግርማ / aba gebrekidan girma / ጥያቄ እና መልስ
ዘተዋህዶ - zetewahedo
Рет қаралды 139 М.
48:05
ብተደጋጋሚ ኃጢኣት እንዳወደቕኩ ተስፋ ቆሪጸ ንክትንሥእ እንታይ ክገብር? ብዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 279 М.
21:53
'' መልሲ ንበዓል ግዜ ኣወል ስዒድ፣ ኣብ ቤተ ክርስትያንና ዘርእዮ ዘሎ ድፍረት ! '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 51 М.
00:31
Гениальное изобретение из обычного стаканчика!
Лютая физика | Олимпиадная физика
Рет қаралды 4,8 МЛН