Tamrat Gebreslassie - Ftaw | ፍታው / Ethiopian Tigrigna Music 2019 (Official Video)

  Рет қаралды 2,220,897

Liham Melody

Liham Melody

4 жыл бұрын

Tamrat Gebreslassie - Ftaw | ፍታው / Traditional Tigrigna Music 2019
goo.gl/e32poa
@LihamMelody
/ lihammelody
/ liham_melody
/ lihammelody
Any unauthorized use, distribution and re upload of this content is strictly prohibited.
Copyright ©2019 Liham Melody
#tigrignamusic #africanmusic #LihamTigrignaMusic #tigray #ethiopianmusic

Пікірлер: 573
@kiduiloveu2631
@kiduiloveu2631 4 жыл бұрын
ዋጣ እኮ ፍውሲ ሕማም ርእሰይ እዩ😋😋 ኣሰይ ባህልና ወርቂ መርየትና ወርቂ ኩሉ ነገርና ወርቂ ደቂ ትግራይ መዓረይ ሰላም ፍቅሪ ደስታ ዝዓሰሎ... ፀላኢና ዝጠፍአሉ ዘመን ይግበረልና ! ርሑስ ሓዱሽ ዓመት😍😍😍
@goitomande6594
@goitomande6594 4 жыл бұрын
ዋውውውው ተጋሩ ኣሕዋትና መኽበርቲ ባህሎም ኣጆኹም ባህልኹም ዓቅቡዎ ጀጋኑ ( ሓውኹም ኤርትራዊ)
@dejenonkobrhan3004
@dejenonkobrhan3004 4 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት እንታይ ቡሩኽ መዓልቲ ኢየ እዛ ቻነል ሳብስክራይብ ዝገበርኩዋ ህርመት ዋጣ ከጸልለኒ ኢዩ ዝደሊ ንበሩልና እስከ ጎረቤትና ቡሩዃት ኣየሰኣእነና ፈጣሪ from eri 🇪🇷🇪🇷
@mulugetakidane1847
@mulugetakidane1847 4 жыл бұрын
ስላም ንትግራየና ኢሪትራ ህዘቢ 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽😍
@teklitgms4111
@teklitgms4111 4 жыл бұрын
ናይ ኤልሳ ወ/ጅወርግስ ቃና ዝተመቸወኩም ላይክ ጋብዙና።
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl 6 ай бұрын
ክጥዕም እኮ ድምፃ
@meraeri3445
@meraeri3445 4 жыл бұрын
ኣጆኩም ደቂ ትግራይ ነዚ ትሪኣ ዘለኩም ሩሑስ ቁዱስ የውሃንስ ይግበረልና 🇪🇹🇪🇷👍👈 ስቅጥ ነብላ
@user-wj1tp5ek5f
@user-wj1tp5ek5f 4 жыл бұрын
ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ዘኡፈረ ዛኣትየሉ ዝሓመመ ዝማሓረሉ ዝዓረቀ ዝክደነሉ ዝጠመየ ዝጸግበሉ ዝተቀየመ ይቅር ዝብለሉ ዓመተ ፍቅሪ ዓመተ ሰላም ዓመተ ቅሳነት ይግበረልና ደቂ ትግራይ ዓደይ
@user-jh8nz4gz7s
@user-jh8nz4gz7s 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-pj6kq4ds5r
@user-pj6kq4ds5r 4 жыл бұрын
አሜንአሜንአሜን:
@selemeyezadeley4225
@selemeyezadeley4225 4 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN
@khalilmakhlouta2133
@khalilmakhlouta2133 4 жыл бұрын
አሜንንንንን ደቅ ትግራይ ዓደይ እንኳዕ አብፀሐኩም አብፀሐና ፍትዉዉ እየ ዘብለኩም እግዚአብሔር ምሳና ይኩን
@user-pj6kq4ds5r
@user-pj6kq4ds5r 4 жыл бұрын
@@selemeyezadeley4225 ሰላምካ:ይብዛህልና።
@khalilmakhlouta2133
@khalilmakhlouta2133 4 жыл бұрын
ታሜ ከምይ ድዬ ፍትዉዉዉዉ ዝብሎ ኩሎ ግዜ ዝደርፍ ን ትግራይ ን ዓደይ ንሕና እዉን ፍትዉትዉ እና ናብለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@youtobe5439
@youtobe5439 4 жыл бұрын
ኣሰይ ታምየዋ እንካዕ ብሰላም መፃኣካ ደቂ ትግርይ ማዓረይ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት l Love You Tgray💕💕💕💋💋💋
@user-fd7xw6to5b
@user-fd7xw6to5b 4 жыл бұрын
መዲ ጎል ትግራይ
@user-nm3ju4zx2i
@user-nm3ju4zx2i 4 жыл бұрын
ኣብ ስደት ብናፍቆቶ ይሳቀ ስለዘሎኩስ ነዓይ ክትቡሉ ኣጊሪጩው ። ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና
@kbatgebremedhin4975
@kbatgebremedhin4975 4 жыл бұрын
ኣጆኻ መዓረይ ሓላፋይ እዩ ኩሉ
@user-ff6gl2ix3b
@user-ff6gl2ix3b 4 жыл бұрын
ታሙ ዓይነይ ከመይ ዲካ ትክእለሉ ዓሽ እንኳዕ ናትና ኮንካ ኣበይ ኣለኩም ሰማዕቲ ትግርኛ እቲ ዝጣዕም ኣጥዕሙኒ ሩሑስ ቅዱስ ይዋሃንስን ሓዱሽ ዓመትን ናዓመታ ምስድራና ተኣክብና ንውዕል ይግበረና ኣምላክ ኣሜን🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌺🌺🌺🌺🌺🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-jh8nz4gz7s
@user-jh8nz4gz7s 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መዓሪተይ
@khalilmakhlouta2133
@khalilmakhlouta2133 4 жыл бұрын
ታሜ አሓወይ እንኳዕ አብፀሐኩም አብፀሐና ደስ ባሃልት ደረፍ እያ ቀፂለሉ 👍👍👍👌👌👌👈👍👈
@tseganguse2077
@tseganguse2077 4 жыл бұрын
ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ናይ ታኣምራት ኣደነቅቲ ከምኡ ውን ብባህልና ትግራይ ትኮርዑ ኣበይ ኣለኩም ❤️❤️❤️❤️❤️😘😍😍
@mariaahmad7856
@mariaahmad7856 4 жыл бұрын
ዝባህሊ ዓድናስ ደስ ክብል ደስ ዝበሎ እንተሃሊዩ like ግጨውኔ ደቂ ዓባይ ትግራይ
@user-tj1uw8lt8x
@user-tj1uw8lt8x 4 жыл бұрын
Maria Ahmad 100% እግርጭው በቃ
@user-lz4jx5sm7v
@user-lz4jx5sm7v 4 жыл бұрын
ወዎ ታምየይ ወዲ ትግራይ ሽኮር ብጣዕም ደስ ዝብል ሙዚቃ ሒዚካልና መፂካ ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ ምስ መሳርሕትካ ። ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግብረልና ደቂ ዓደይ ማዓረይ ። ንኩሉኩም i love you
@user-jr8gj4hk6d
@user-jr8gj4hk6d 4 жыл бұрын
ኣስይይይይይይይ ደቂ ትግራይ ማዓርይ ስላምኩም ይብዛሓለይ ታምራት ወዲቶም ጅግኑ ንበርለይ
@tigraionline
@tigraionline 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ባህላዊ ድርፊ ትግራይ፣ ይበል ይበል ዝናኣድ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ እዛ ሓዳሽ ደርፊ ክምታ ናይ ቅድሚ ዓሚ ወይ ካብኣ ንላዕሊ ክምትትኮስ ሕቶ ኣይብሉን። ንሕናውን ኣብ ትግራይ ኦንላይን ዝካኣለና ክንገብር ኢና ባህልና ክነፋልጥ።
@A.A-ec2gu
@A.A-ec2gu 4 жыл бұрын
Tigrai Online 🙏 thank you you all ways do I really appreciate you as a person
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@genetgeryeiamproudoftigray3032 4 жыл бұрын
Welcome ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ምስ ታሜዋይ እስይይ ክንደይ ይጥዕም እዚ ክቡር ባህልና ናይ ትግራይ ግጥሚ ክሊፕ ህርመት ድምፂ ብጣዕሚ ቡሉፅ ስራሕ ወዲ ፀሓይ ከማን ዘርኣካና ፅቡቅ ጌረካ ታሜ ሰደኒ ወለደይ ጠይቅካ ገዳይ ማማ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ደቂ ትግራይ መዓረይ ዘመነ ሰላምን ፍቅርን ራህዋን ውሉድ ምስ ወለዱ ዝራከበሉ ዘመን ይግበረልና ኣብ ውሽጥን ወፃእን ዘለኩም ተጋሩ ሰላምን ፍቅርን ንትግራይ ዓድና ይኩን
@user-tj1uw8lt8x
@user-tj1uw8lt8x 4 жыл бұрын
ትግራዋይ ዓደይ ወርቅ ዕንብበለይ ክለፕ 100♣ ግጥሚ100♣ አለባበስ 100♣ እንቅስቃሴ 100♣ በቃ ኩሉ ፅብቅ እዩ
@Adamtgtse27
@Adamtgtse27 4 жыл бұрын
ኣቤት ባህልካ ጥዑም እንካዕ ኣብፀሐኩም ንሓዱሽ ዓመት ዓመተ ሰላም ራህዋ ቅሳነት ይግበረልና።
@user-fw2tx1cd9k
@user-fw2tx1cd9k 4 жыл бұрын
እንካዕ ትግራወይቲ ጋልዞም ወየንቲ ኮይነ ተፈጠርኩ ተመስገን ጌታ ኣብ ባህሎም ሃይማኖቶም ሃገሮም ፀኒዖም ዝነብሩ ሶ እንካዕ ብሰላም ንሓዱሽ ዓመት ኣብፀሐኩም ።
@selamgebrzihr9928
@selamgebrzihr9928 4 жыл бұрын
ርሑስ ብዓል ቅዱስ ዮሃንስ ይግበረልና ዘመነ ሰላም ራህዋን ይግበረልና ዝሓመመ ይምሓረልና ደቂ ትግራይና ሓላል ቅድሚኹም ፍግም ያብለኒ
@lloveyoutigrai4476
@lloveyoutigrai4476 4 жыл бұрын
እስኪ ብትግራዋይነትኩምን ብባህልኩምን ልትኮርዑ ኣበይ ኣለኩም እሰይ ዝባህልነስ ሰሚዕካ ዘይምኖ ርሑስ ባዓል ሓድሽ ዓመት ቀዳዊና ዘበን ይገበረልኩም/ና ደቂ ትግራይዋኒ ሙቁራት
@user-jh8nz4gz7s
@user-jh8nz4gz7s 3 жыл бұрын
ጅብዕተይ ኣለና
@user-eu2pb9lw8f
@user-eu2pb9lw8f 4 жыл бұрын
ባህልና ጥዑም ታሜ መኽበሪ ባህሉ ፅቡቕ ስራሕ💖
@issackmohamud5156
@issackmohamud5156 3 жыл бұрын
Tikray
@letaykeshi5023
@letaykeshi5023 4 жыл бұрын
ደቃ ትግራይ እንካዓ ብሰላም መፀኩም መልከም ኣዲስ ኣመት
@yednglmaryamlijnegnvcbf3548
@yednglmaryamlijnegnvcbf3548 4 жыл бұрын
Esey yyyyy tgrawaynet kubur mennet sesunley deki adey mlkam hadsh amet ❤❤❤❤❤
@brahamnove5923
@brahamnove5923 4 жыл бұрын
መልካም ሓድሽ ዓመት ይግበረልኩም ይግበረና
@user-kb8qw9hh1s
@user-kb8qw9hh1s 4 жыл бұрын
እሰይይይይ እንኾዕ ኣብጸሓኩም ንሓዱሽ ዓመት ደቂ ትግራይ ምቁራት♥♥♥
@fikirabrham6191
@fikirabrham6191 4 жыл бұрын
እንኳዕ ንሓድሽ ዓመት ኣብፀሐኩም ከማይ ጭራ ዋጣ ክሰምዕ ከሎ ዓዱን ዓውድን ዝዝክር ላይክ ይበኒ ታምራት ሽኮር ኩሎም ስራሕትካ ተፈተውቲ እዮም ቀፅሎ ወድኖ
@geneyegene6274
@geneyegene6274 4 жыл бұрын
tGRE
@keepitupgoodjobGirma
@keepitupgoodjobGirma 4 жыл бұрын
Wow good job the actress she amazingly beautiful.
@kakakaaaak6802
@kakakaaaak6802 3 жыл бұрын
yasss
@user-yz2cu4vc3d
@user-yz2cu4vc3d 3 жыл бұрын
ዠገፀበየ ቐቀዠ.ሸ
@user-yz2cu4vc3d
@user-yz2cu4vc3d 3 жыл бұрын
@@geneyegene6274 ዠቀዠቀቀዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠቀዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠቀዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠቀቀበበ
@rozagbreslasisy7424
@rozagbreslasisy7424 4 жыл бұрын
እስክሽምምምም ኣታዬ ዝራአኒ ዘይብለይ በይነይ እስክሽምምም ካዓ መፁ እዞም ናይ ሕማመይ ደቂ ትግራይ ማኣረይ
@rgbe1571
@rgbe1571 4 жыл бұрын
Asey tame hawey des bhali enqae dhan metsaka እንኳዕ ን2012 ሓዱሽ ዓመት ብሰላም ኣብፀሀና ናይ ሰላም ,ናይ ራህዋ ዘመን ይኩን
@user-ks1ut1jl9r
@user-ks1ut1jl9r Жыл бұрын
አቤት ድምፂ ይበል ተጋሩዋን ፀላእኹም ይደፈን ሰላምናን ፍቅርናን ይመለሰልና
@anezayd9373
@anezayd9373 4 жыл бұрын
ምሕረት ካብ እግዚአብሔር አምላክ እዩ እሞ! ታምራት እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐካ ንኩላትና ድማ ናብ 2012 እንኳዕ አብጸሐና 🙏 I love you 💕 tgray ❤️🥰
@goodplaza7603
@goodplaza7603 4 жыл бұрын
ኤልሳ ጥዕምቲ ድምፂ ብራያ ደሪፊ ክትስርሒ ንፅብየኪ ፅቡቕ ደምፂ ኣለኪ
@user-rr1un2mn2k
@user-rr1un2mn2k 4 жыл бұрын
Abet abet zbahlna ktEm shushu shushu Tigray bel Tesmi ktdrerr ❤️❤️❤️❤️❤️❤️💚💙💙💙💙💚💚💯💯💯👍🙏🙏👍👍✅✅✅🌟🌟🌟😲😲👋👋👋🥰🥰😍😘😘😘😘#Tigray #maareyyy🤗🥰😍😍🥰🥰💚💚💚💙💙💯💯💯👋👋🌟🌟🌟🌟🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@lloveyou1210
@lloveyou1210 4 жыл бұрын
ዋውውውውው ታሚየይ እንኾዕ ብስላም መፀአካና መልካም ሓድሽ ዓመት ይኩነና ደቂ ትግራይ ማዓራተይ🌻🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼🌼🌹🌹🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼🌻🌻🌻🌻💋
@amenhnasser8504
@amenhnasser8504 4 жыл бұрын
ኣታ ብትግራይናማ ኣይኽእሎን ስራሕ ድኽም ኢሉኒ ነይሩስ ንዓኻቱም ምስ ረኣኹማ ልክዕ ፈረስ ዚዝ ዚዝዝዝዝዝ በቃ ድኻምን ናፍቅን ባዕልኻ ትፈልጥ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ንመላእ ትግራይ 🌻🌻🌻🌻🌻🌻❤💛❤💛❤💛😍😍😍😍😍😍👍👍👍👍👍👍👍
@kanyohaye
@kanyohaye 4 жыл бұрын
I love my culture !!! 3000 ዓመት ዝፀነሐ ስርዓ ክብሪ ዝገርምን ዘኩርዕን እዩ!!
@tirhasagw5728
@tirhasagw5728 4 жыл бұрын
Me tooooooooo🇪🇹🇪🇹💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💪✋✋✋✋😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍💪😍😍😍😍
@rasmichaelshul9642
@rasmichaelshul9642 4 жыл бұрын
3000 trah aykone 100000000 eyu. Chirawata namejemerta muzika mesarhi eyu slezuy Tigray nay sltane hmbriti kab alem hntsa msrah zjemeru nay Axum hawelti riom eyom.
@user-be5he8bo1t
@user-be5he8bo1t 4 жыл бұрын
ዋውውው ቀደመይቲ ፅሒፍ ባዕለይ ታሜ ምዓረይ እንኳዕ ብድሓን መፃካ አጆካ አቦ ትግራይ ስላም ንኩሉ ትብሉ እስቲ ላይክ ርጊፅክሙኒ ሕለፉ ደቂ ሓላል መሬት
@user-wl9pl9pn1u
@user-wl9pl9pn1u 4 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ለብዘበን አይተካአሉን ዓይኒ ፀላአኩም ይደፈን ምቅራተይ
@nigushilufabay798
@nigushilufabay798 4 жыл бұрын
ታሜ ሓወይ ምስ ግርማ ሞገስካ፡ ይበል ዜማ፡ ባህላዊ ክዳንይ ቁናኖይ ይበል ወሓሉ ደቂ ትግራይና!!! ለለ ልሓዱሽ ዓመትና ሹሽ እዩምበ ወዲኖዋ!!! ታማ!!!! ኣዮኹም! ኣዮኹም ኣታ!!!
@monumonyo6370
@monumonyo6370 4 жыл бұрын
ታሜ ጅግና እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ደቂ ትግራይ ማዓረይ
@user-wg3cj7el9m
@user-wg3cj7el9m 3 жыл бұрын
እውይ ደስ ምባላ ሙዝቃ
@hailesietna4328
@hailesietna4328 4 жыл бұрын
እንካዕ ኣብፀጛኩም ተከተልቲይ ክርስትና ደቂይ ትግራይይይ ኤርትራንንን ሰላም ራህዋ ዝዓሰሎ ይግበሮ
@samyjony2884
@samyjony2884 4 жыл бұрын
ታሜ ጅግና ትግራዋይ ኣጆኻ ዝዓርከይ ወድ ዓይባ ጉልሻ ኣለኹ ኣብ ጎንኻ ካብ ዓርክኻን መተዓቢትኻን መንግስትኣብ ሃይላይ ረዳ ዓይባ /ተምስሑል) ካብ ሃገረ ጀርመን ሞንሽን ሙኒክ
@titigelweyane9612
@titigelweyane9612 4 жыл бұрын
ናይ ልሚ ካዓ ልብይኒ አዩ እስይ ትግራውነት የቀድሞ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግብርልኩም ደቂ ትግራይ ማእረይ እታ እቲ ባህልና እኮ እስይ ክጥዕም ተጋሩ ስስኑ ♥♥♥ክብ ጫሽ ራያኒ አላማጣ ክስብ ሕሞር ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይኩንልኩም ደቂ ሓላለ መሬት ትግራይ ♥♥l love you tigrey we love you tigrey from tigrey ♥♥♥
@user-bk4dx1oi9z
@user-bk4dx1oi9z 4 жыл бұрын
ገራዓልታ እኮ እዚ ባህሊ ኣብ ገራዓልታ ካብ ሓውዜን ጀሚርካ ክስካብ ውቅሮ ዝክበር ብዝሒ ትግጋሩ ሕባሩ ስመሩ እስስስስስስስይ ትግራይ ዛዓደይ ለምለም
@user-wd3ve1ti7z
@user-wd3ve1ti7z 4 жыл бұрын
ታሜ ፅቡቅ ስራሕ ዝወፆ የብሉን ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና
@yayeshbrhane1516
@yayeshbrhane1516 4 жыл бұрын
እንኳዕ አብፀሐና አብፀሐኩም ንሐድሽ ዓመት 2012 ዓ ም ናይ ስላም ን ራህዋን ቅስንትን የግብረለና ደቂ ዓደይ ማዓረይ ሽኮረናታት ደስ ክትብሎ ስላምኩም ይብዛሕ ምቁርቲይ
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 4 жыл бұрын
ተሙዋይ ኣቦ ባህሊ እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ክትፅብቑ ከዓ ፣ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና።
@tgyeamueht187
@tgyeamueht187 4 жыл бұрын
እንካዕ ዳሕና መፃእኩም ....ነዛ ፅሕፍቲ ተንቡቡ እንካዕ ናብ ሓዱሽ ዓመት 2012ብሰላም ኣብፀሐኩም ሓዱሽ ዓመት ናይ ሰላም ናይ ራህዋን ይግበረልኩም ኣብ ስደት ዘለና ከኣ ስደትና የሕፅሮ. .ኣሜንንንንን
@wendmachukassi8436
@wendmachukassi8436 4 жыл бұрын
ኣሜን እንካዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ዝያዳይ
@user-pr6pu9dv7h
@user-pr6pu9dv7h 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@heluhabeshawit3283
@heluhabeshawit3283 4 жыл бұрын
ኣሜን ቲጂየ መዓረይ😍😍
@erup9718
@erup9718 4 жыл бұрын
Amen 3
@user-qi3om1vs7o
@user-qi3om1vs7o 4 жыл бұрын
Amen amen amen tgye mall
@gualaragure8784
@gualaragure8784 4 жыл бұрын
ታሜዋ ናይና ፅቡቅ ሰራሕ እሰይ አታ ዝባህልናስ ደስ ክብል ትግራዋይነት ይለምልም
@user-jh5ze4ud5s
@user-jh5ze4ud5s 4 жыл бұрын
ግን ትግረኛ መፃፍ ባልቺልም እሰማለሁ በጣም ነው የተመቻቹህኝ የምር ምናለ ባባቴ እኳ ትግራይ ብሆን 😂😂😂😂😂ግን ትግራይን ውድድድድድ አብሶ ሴቶችን 😘😘😘😘 ትግሬን የምትውዱ likeግጩኝ
@rasmichaelshul9642
@rasmichaelshul9642 4 жыл бұрын
Egechlhalehugn gn Ethiopiwi kehonk beki new hulachn ke and abat nen.
@user-qn1rb6zv8s
@user-qn1rb6zv8s 4 жыл бұрын
እኛም ውድድድ
@user-kb2ej3mz2p
@user-kb2ej3mz2p 4 жыл бұрын
Tigrewoth betam tam tamralathhu kenante bemewelede desstegna negn gen mnyhun yesew ager new yalehut Enam lehulathin yesew ager yalen GETATHIN YIthebken 😭😭😭😀😀😀😀😀😀
@teshomegislasei9279
@teshomegislasei9279 4 жыл бұрын
We tigreans love you too sweet heart. We love you more than you love us. Thanks
@hanikayoutube7228
@hanikayoutube7228 4 жыл бұрын
Kkkkkk እረ ባክህ
@user-hd2rz7mb7b
@user-hd2rz7mb7b 4 жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ክብል እስኪ ብቃንቁኡን ባህሉን ዝሕበን ኢዱ ሓፍ
@loveyajolove6472
@loveyajolove6472 4 жыл бұрын
አለና abzi መዓረይ
@user-uq8tx2bc2t
@user-uq8tx2bc2t Жыл бұрын
እኔ አማራ ነኝ የትግርኛ ሙዚቃ ይለያልልልልልልልልልልል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ አምላክ አንድ ያድርገን አቦ
@lastkingethiopia1070
@lastkingethiopia1070 Жыл бұрын
አማራ ክርስትያን የሆነ ሁሉ ነው አማራ ሚባል ብሔር የለም ታሪክ አንብቢ
@EsamMedia-gk8mh
@EsamMedia-gk8mh 5 ай бұрын
​​@@lastkingethiopia1070እና ክርስቲያን ማለት አማራ ከሆነ ለምን ዓለም ያለው ክርስቲያን ኣማራ ኣይባልም ኣይ ድንቁርና ጋላ ነህ መሰለኝ😂😂😂😂😂
@hgustitesfay4453
@hgustitesfay4453 4 жыл бұрын
Geday mamaaaaaaaaa ewiiiii metselel zkone musica teme hawey ...edmeka yenweheyo enjeraka yesfeheyo fetari.....selamn fikrn destan ntigray adey...rhus hadush amet ygberelna bbzelenayo selamna yebzehelna fetari
@user-ig9xo1xj3e
@user-ig9xo1xj3e 4 жыл бұрын
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና የሕዋተይ ሲንግል ዘሎና ምውቅሓዳር ይፍጠረልና ዝወለድኩም ከኣ ካብ ስደት ብሰላም መሊሱ ውላድኩም የስዕምኩም ኤርትራ ትግራይ ኢትዮጵያ all ርሑስ ሓዱሽ ዓመት give me like
@user-hk7ep9cl2p
@user-hk7ep9cl2p 4 жыл бұрын
ታምየ ሽኮር ጎረቤተይ ፅቡቅ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አብ መርዓይ ከዓ ሰለል ክተብለና ቀሪብና አለና ርሑስ ሓዱሽ ዓመትን ቅንያት ቅዱስ ዩውሃንስን እንኳዕ አብፀሐኩም ንዓመታ ከምዚ ምስ ወለድና አካክቦ ይፍጠረልና አሜን አሕዋተይ
@cutemashoo2174
@cutemashoo2174 Жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ደቂ ትግራይ ማዓረይ💛❤💛❤💊💊💊💊💊❤💛❤❤❤💊💊💊💊❤❤💛❤❤💊💊💊💪💪💪💪💝💖💖💝💝💝💝💪💛❤❤💊💊💊💊💛❤💛❤💛❤❤💛❤💛❤❤💛❤❤💛
@eyerusaraya8656
@eyerusaraya8656 4 жыл бұрын
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ርሑስ በዓል😍😍😍 ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ይግበረልኩም
@yeamcenat3229
@yeamcenat3229 4 жыл бұрын
Ruhus Hadushe amet deki tigray mearey ametu Selam hagos hizulina yimtsa harife derife 😘
@tenayetebege1997
@tenayetebege1997 13 сағат бұрын
የምትዝፍነው አቀንቃኟን በጣም እወዳታለሁ
@sarhmalki9451
@sarhmalki9451 4 жыл бұрын
ኣሰይ እቲ ባህልና ደስ ክብል ኣጆኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ 💕💕💕
@user-il5zb6ts5o
@user-il5zb6ts5o 4 жыл бұрын
ለለየ ትሓጊሰ እኮአየ ትግራይ ዓደይ ዓዲ ወርቂ ተባህላየ ሰይይይይይ ኣታ ካብዞም ዘለው ደርፍታትካስ ዝበላፀት ሒዝካልና መፂካ ታሜ ኣጀካ በርትዕ ኣይትጥፍአና
@gugucycy2463
@gugucycy2463 4 жыл бұрын
ሓቅኪ ዝያዳይ
@user-il5zb6ts5o
@user-il5zb6ts5o 4 жыл бұрын
@@gugucycy2463 የቀንየለይ
@gryud338
@gryud338 4 жыл бұрын
አሰይይይይይ ሸኮርናታት
@selamyihun8102
@selamyihun8102 4 жыл бұрын
The actress on the video is one of the most beautiful and graceful Woman I had ever seen in my life,she is so pretty.
@abihile4642
@abihile4642 4 жыл бұрын
ዋው ደስ የሚል ባህል መዚቃ ታምራት እናመሰግናለን
@user-hn4mi5si3v
@user-hn4mi5si3v 4 жыл бұрын
Kedamay reaya pelase like
@tggaltigray9566
@tggaltigray9566 4 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ዓደይ አንኳዕ ልሓድሽ ዓመት ይግበረልኩም
@user-yv2cs8ml7k
@user-yv2cs8ml7k 4 жыл бұрын
እንዃዕ በሰላም መፁኩም ደቂ ትግራይ ወርቂ 💖💖💖💖💗💗💋💋💋💋💋💋
@selamyihun8102
@selamyihun8102 4 жыл бұрын
Tamie probably this is one of the best music.I like the Raya Tigrian voice in the back round.happy new year.proud to be Tigrian the descendant of the great Axume empire.
@mikaelhailu3384
@mikaelhailu3384 4 жыл бұрын
ብሉፅ ባህላዊ ትግርኛ ዜማ። የቐንየልና ታሜ
@lunaetopiya1405
@lunaetopiya1405 4 жыл бұрын
ትግራይ ስወዳቹህ ስሜኖች ጌታ አንድ ያድርገን
@tsdatabrha697
@tsdatabrha697 4 жыл бұрын
ኣየ ተጋሩ ሰስኑ ክንዲ እንቅዓ ጣፍ ኩኑ ኣሰይይይይይ ደቂ ትግራይ ደቂ ሓራስ ነብሪ
@user-mi9bh9sz2v
@user-mi9bh9sz2v 4 жыл бұрын
እሰይ እንካዕ ትገራወይቲ ኮንኩ ሙቁራተይ ኮሪዐልኩም❤❤❤❤❤🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻ርሑስ ሓዱሽዓመት ይግበረና🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼
@weditigray3513
@weditigray3513 4 жыл бұрын
እዋይ እዚ ባህልናስ ምጥዓሙ። ሰላም ንዓኹም ንደቂ ትግራይ!
@awettesfandrias3395
@awettesfandrias3395 4 жыл бұрын
Wawwwwwww Betami xubq muska deqei Tigray shikorinatat . I am From Eritrea 🇪🇷 Gash -Barka .
@ambesfeday6479
@ambesfeday6479 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ዓምብቡ ፍረዩ ትግራይ ጀጋኑ እታ ኣላይት መድረክ ዘላ ከተርእዩና ኔርኩም ንዓኣ ካኣ ካናሪ ዝኮነ ድምጺ ኣለዋ ኣጀኪ በሉለይ ሓውኩም ወዲ ሰንዓፈ
@mebrahteytsegay2547
@mebrahteytsegay2547 4 жыл бұрын
እንካዕ ኣብፅሐና ኣብፅሐና ኩሉም ህዝቢ ትግራይ ዓደይይ ደርፊ እውን ብጣዕሚ ፅብቕ እዩ
@user-uv5iz7ku4k
@user-uv5iz7ku4k 4 жыл бұрын
ደቅ ትግራይ መዓረይ ሰለምከም ዩብዙሓ አነስ ነፌቀ አዩ ንትግራይ ዓደይ አብ ሰደት ዘለን ብሰለም ናብ ሃገረን ይመለሰና አግዘብሃረ አብ ወሸጢ ዓዱ ዘለከም አብ ዉጪ ዓዲ ሰለም ቅስናት ይሙኑየለክም አሓዋተይ ደማቅ ትግራይ
@user-cq3zs7ku4r
@user-cq3zs7ku4r 4 жыл бұрын
ኣስይይ ደስ ክብል ደቂ ትግራይ ማዓረይ😍😍😍
@luliya11gebremariam46
@luliya11gebremariam46 4 жыл бұрын
Ewey wata nayhmamey mexkaley Tamrat❤️ Tegaru btami eye zfetwekum zekbrekum Hanti neger kblekum tegaru keyfelalekum nklu hzbi Eri🇪🇷 knikababer Alena .
@lgq6983
@lgq6983 4 жыл бұрын
💝💝💝💝💝💝💝👏👏👏👏👏🎇🎇🎇🎇🎇🎇🎇🎇👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
@zttgy7054
@zttgy7054 4 жыл бұрын
ፅብቅ ሓሳብ
@abebachanal1036
@abebachanal1036 4 жыл бұрын
ውውውውውውውው አታ ዝባህልና ደስ ክብለካ እስኪ ላይክ ብትግራዋይነቱ ዝኮርዕ
@awotneyeheyezebeyeritrea6068
@awotneyeheyezebeyeritrea6068 4 жыл бұрын
wwwwww betame xbuk derfie ajoka wedi hezibeye habesha i love u it i am come frome eritrea
@grmawit1902
@grmawit1902 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ልብል ስራሕ ምስጡዑም ድምፂ ቀፅልሉ 👌እታ ጋል ድማ ብጣዕሚ ፅቡቕ ድምፂ አለዋ መልክዕውን ፈሲሱ ይበል ርሑስ ሓድሽ ዓመት ዘመነ ራህዋ ቅሳነት ሰላም ይግበረልና ሰደት ዘለናውን ስደት አክለክን ዝብለና ዘመን ይግበረልና🌻🌻🌻😍😍😍
@sweetasweeta9232
@sweetasweeta9232 4 жыл бұрын
✍❤👏በህሊ ትግራይና ፍሉይ መልካም ሓዱሽ ዓመት ❤❤❤👌
@Tube-zh9dt
@Tube-zh9dt 4 жыл бұрын
ትግሬዎችየ ስወዳችው እኮ ስፍር ቁጥር የለውም እና ሰብስክራይብ አይገባኝም ትላላችው ማሮች
@amenamen4887
@amenamen4887 4 жыл бұрын
egnammm wdddd
@teshomegislasei9279
@teshomegislasei9279 4 жыл бұрын
We love you too sweet heart.
@kuwajabahtakuwajabahta9670
@kuwajabahtakuwajabahta9670 4 жыл бұрын
እኛም ዉደደድድድድድ
@user-uf4jx1dg7z
@user-uf4jx1dg7z 4 жыл бұрын
@@amenamen4887 ምንም ምን ምንም ምን ምምምም
@user-vp7sc1xn1q
@user-vp7sc1xn1q 3 жыл бұрын
@@teshomegislasei9279 p
@RT-zf9kt
@RT-zf9kt 4 жыл бұрын
Tigray Adey Eritrea Adey ❤️❤️❤️
@user-op6st6sn2w
@user-op6st6sn2w 4 жыл бұрын
ታምራት ሓወይ እንኳዕ ዳሓን መፃእካ መልካም ሓዱሽ ዓመት ይኩነልኩም
@user-eb7rg1id1r
@user-eb7rg1id1r 4 жыл бұрын
አታ እትባህልና ክጥዕም እንኮዕ ትግራወይቲ ኮንኩ ፅቡቅ ስራሕ ክአ ኢና
@betigigihabeshawit4696
@betigigihabeshawit4696 4 жыл бұрын
ስፕፕፕ ክንደይ ቆንጆ እያ ኣፍርያ ትግራይ
@loveyajolove6472
@loveyajolove6472 4 жыл бұрын
ደስ በሃሊ ደርፊ ወዲ ዓደይ መዓረይ. አንካዕ አብፀሐኩም መአረታተይ ርሕስ ሐደሽ ዓመት ይግበረልኩም 😍😍😍😍😍
@sarahh6264
@sarahh6264 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ደቂ ትግራይ መኣረይ ሰላምኩም ይብዛሕ ስናይ ሓዱሸ ኣመት
@ghadanoor8922
@ghadanoor8922 4 жыл бұрын
Wowww
@user-dt6yj7bb7q
@user-dt6yj7bb7q 4 жыл бұрын
ኣሰይ ደቂ ትግራይ ማዓረይ ፍትዉቱዉ
@user-ol1dd8qv6y
@user-ol1dd8qv6y 4 жыл бұрын
ዋው ናይታ ተቐባልት ድምፅ ግን ድስክብል
@nevergiveup3251
@nevergiveup3251 4 жыл бұрын
ኤልሳ ሕረሰለይ እያ
@findthedon1
@findthedon1 4 жыл бұрын
I've played this tune 4x. There's a definite language barrier but the heart of the drums and the one stringed instrument captured me.
@genigaltigraytigray7408
@genigaltigraytigray7408 4 жыл бұрын
Aseyyyy ezi bahlna ❤❤❤❤ melkam adis amet 😍😍💃💃💃
@Mm-hy3fk
@Mm-hy3fk 4 жыл бұрын
ኣበይ ለኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ንዑ ባ ባህልኩም ኣጣዓዕሙ ኣሰይ ሰልልልልልልልልልል መን ከም ባህልና መንገዛ ባህለይን ዓደይንስ ስቅ ኢለ ይናፉቆ ኣብ ዓዲ ማተይ ኮይነ ሩሑስ ኣውዳኣመትን ሓድሽ ዓመትን ደማ ይግበረልና ቡሩኮተይ
@user-jh8nz4gz7s
@user-jh8nz4gz7s 4 жыл бұрын
ኣለና ኣብዚ ምቅርቲ ኣሜንኣሜንኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@Mm-hy3fk
@Mm-hy3fk 4 жыл бұрын
@@user-jh8nz4gz7s ሃልውለይ ደቂ ዓደይ ማዓረይ
@user-jh8nz4gz7s
@user-jh8nz4gz7s 4 жыл бұрын
@@Mm-hy3fk ንስኺ እውን ሃልውልና መዓሪተይ ብዘለኽዮ ሰላምኪ ይብዛሕ ምቅርቲ
@Mm-hy3fk
@Mm-hy3fk 4 жыл бұрын
@@user-jh8nz4gz7s ኣሜን ክብረተይ ንኩላትና
@reem-wc6cu
@reem-wc6cu 10 ай бұрын
አደይ ትግራይዬ ስወዳችሁ ትግሬ ነው ማግባት የምፈልገው ❤😢
@sabasaba1323
@sabasaba1323 4 жыл бұрын
ሰሱንለይ ደቂ ዓደይ ምዓረይ ፍትዉትውውውው
@asyaaumor5124
@asyaaumor5124 4 жыл бұрын
አሰይይይይይ ዝባህልና ክፅብቅ
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w 4 жыл бұрын
ንሕናለ ለለ ፍትውውውውውውውውውውው
@yohannesberhane3247
@yohannesberhane3247 4 жыл бұрын
Ahhhhhh yes, beautiful people of Tigray. You know how to play the most beautiful traditional tigrigna music. Very pleasant and attractive culture. Your Eritrean Brother loves you. From USA!
@selamwondatir1737
@selamwondatir1737 Жыл бұрын
txn mearey we luv yuo too eritrean ppl respect
@TekleGanenya
@TekleGanenya 6 ай бұрын
ppp​@@selamwondatir1737
@user-td5jv3bs7m
@user-td5jv3bs7m Ай бұрын
መሬት
@ninibella2894
@ninibella2894 4 жыл бұрын
Wow...I am proud of my people ,TIGRAY a place where beautiful people live.💟💟💟💟👍👍👍👍👍👍
@trhaszeray4802
@trhaszeray4802 2 жыл бұрын
Mnnn
@trhaszeray4802
@trhaszeray4802 2 жыл бұрын
PBCCC
@trhaszeray4802
@trhaszeray4802 2 жыл бұрын
Fh
@asfawgezmu3881
@asfawgezmu3881 10 ай бұрын
Am Amhara ,I believe that your comment is true. Beautiful people, Beautiful music .God bless you. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Happy 4th of July 😂
00:12
Alyssa's Ways
Рет қаралды 68 МЛН
Mom's Unique Approach to Teaching Kids Hygiene #shorts
00:16
Fabiosa Stories
Рет қаралды 28 МЛН
ПРОВЕРИЛ АРБУЗЫ #shorts
00:34
Паша Осадчий
Рет қаралды 6 МЛН
Tigrinya Music - Debesay Zegeya | Kuda | Wata | Non Stop Collection Music
1:40:59
Haile Gebretsadik (nfararem) ሃይለ ገ/ፃዲቕ (ንፍራረም) New Tigrigna Music 2024 (Official Video)
6:26
Sadula Entertainment ሳዱላ ኢንተርተመንት
Рет қаралды 1,8 МЛН
Jaloliddin Ahmadaliyev - Kuydurgi (Official Music Video)
4:49
NevoMusic
Рет қаралды 7 МЛН
Malohat
3:35
Xamdam Sobirov - Topic
Рет қаралды 1 МЛН
akimmmich (feat. Turar) - UMYTTYŃ BA?| official lyric video
2:54
akimmmich
Рет қаралды 3,7 МЛН
LISA - ROCKSTAR (Official Music Video)
2:48
LLOUD Official
Рет қаралды 127 МЛН
Әбдіжаппар Әлқожа - Ұмыт деме
3:58
Әбдіжаппар Әлқожа
Рет қаралды 799 М.
Nurmuhammed Jaqyp  - Nasini el donya (cover)
2:57
Nurmuhammed Jaqyp
Рет қаралды 340 М.