Tap to unmute

ታሪኽን ፓለቲካን ምስ ዶ/ር ገብረኣብ ባርናባስ -

  Рет қаралды 10,515

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna

Күн бұрын

Пікірлер: 84
@mikybaby7213
@mikybaby7213 8 ай бұрын
አነ ንዶ/ር ድህሪ 20 ዓመት ይፈልጥኦ ነይሩ። አነ ካብ ደቡብ ዘለዎ ብሔረታት ካብ ሓደ እዩ። ምስ ዶ/ር ብሓባር ክሰርሁ ነይረ። ዶ/ር real professional. Real human. His approach is amazing. Wish him long age.
@yebeltalhaddis661
@yebeltalhaddis661 7 ай бұрын
THANK YOU DOC.
@zerayaflegne3557
@zerayaflegne3557 8 ай бұрын
Thank you my hero! I’m sure you are writing volumes of books on these golden & true histories.
@yebeltalhaddis661
@yebeltalhaddis661 7 ай бұрын
Big respect for Dr.Gebreab
@DaelaMuler
@DaelaMuler 8 ай бұрын
Thankyou doctor Barnabas for scientific evidence based sharing of information and analysis
@alexanderthegreat5094
@alexanderthegreat5094 8 ай бұрын
Great program. Enjoyed it till the end.
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 8 ай бұрын
ዶ/ር ናይ ብሓቂ ዶ/ር ። ንዶ/ርን ንላዛ ትግርኛን የቅንነልና። ዶ/ር ብታሪኽውን ዶክተር ኢኹም ትመሥሉ። ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና። ደጋጊምኩም ናብ 'ሚድያ'' እንተትመፁ ፅቡቅ እዩ። ነዚ ትምህርቲ ደጋጊምና ክንሠምዖን ክንግንዘቦን ዝግባእ ጠቃሚ ትሞሆርቲ ኮይኑ ረኺበዮ።
@aregaiw
@aregaiw 8 ай бұрын
ዝገርም ዩ፥ ዝኹሉ ታሪኽ ክጽሓፍን ወለዶ ክፈልጦ ይግባእ። ምሁራን ታሪኽን ቤተ ሰላማ ብሓደ ኮይኖም እዚ ታሪኽ ብ ኣግባቡ ሰሊዶም ወለዶ ክፈልጦ ክግብሩ ይግባእ። ዶር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ፥ የቐንየልና።
@ZeresenanayT
@ZeresenanayT 8 ай бұрын
በጣዕሚ ደስ ዝብልፕሮግራም በዙሕ ሰብ ካብዚ ክማሃር ይግባእ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@berhemichael-k5j
@berhemichael-k5j 8 ай бұрын
አኩሪዕካና እድመን ጥዒናን ይሃብካ
@worldcomm9842
@worldcomm9842 8 ай бұрын
ነጋ ጽቡቕ ሓሳብ ኢዩ መሰረታዊ ነገር ግን ንስሕት ኣለና። ንሕና ሌዋውያን ተጋሩን እምነትና ከኣ ኦሪታውያን ኢና። መሰረትና እዚ ኢዩ። መሰረት ብምስሓት ኢና ኣብ ቀጻሊ ሓደጋ ኮለል እንኣቱ ዘለና።
@d.republicofgreattigray6256
@d.republicofgreattigray6256 8 ай бұрын
Thank you doctor!
@JordanTesfay-i9n
@JordanTesfay-i9n 8 ай бұрын
ዮሃና ህዝቢ ኤርትራ!! ሩሑስ ባልዓል ናጽነት ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷💝😍 24 ግንቦት ማዓልቲ ናጽነት ኤርትራ💝💝💝💝💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅
@lanteTV1
@lanteTV1 8 ай бұрын
ባቤኔ ኣሎራ ሳክት ፊኒስራ ፣ ኤሪጥሪያ ንቕድሚት ብናይ ጥልያን መሸኒት። 😂
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 3 ай бұрын
ሓሶት ኣብ ክልል ትግራይን ኣብ ሃገረ ኣልባንያን ከምተፈጥረ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ እዩ። ራእሲ ኣሉላን ካልኦት መሳፍንቲ ክልል ትግራይ ናብ ኤርትራ ዘኣትዉ ዝነበሩ ከብትን ንብረትን ንኽዘርፉን ደቀንስትዮ ንኽዕምጹን እዩ ዝነበረ። ኣሉላ ንጥልያን ኣብ ዶግዓሊ እንተስዒሩዎ ደኣ ጥልያን ከመይ ጌሩ ንምሉእ ኤርትራ ገዚኡዋ? ኣየ ሓሶት ዝቐለቦም ሓሳዳት ፍጥረት!!!
@zelealemberhe2227
@zelealemberhe2227 8 ай бұрын
Dr you are brilliant about religious of Tigray well explanation check out this book Ethiopia the roof of Africa Like likawnt yenet Haregot from Addishuhu.
@GB-ly7rt2
@GB-ly7rt2 8 ай бұрын
tplf ማንም በየሚዲያው ሲደበደብ ራሱን የማይከላከለው ለምንድነው? thanks Dr. Barnabas.
@zemichaelhailu8126
@zemichaelhailu8126 6 ай бұрын
ፅቡቕ እመታ እዩ ቅድሚ ሪፈረንደም ምድልዳል ይቐድም
@AynalemGmaryam
@AynalemGmaryam 8 ай бұрын
ነመስግን ዶክተር ከምኡ ነጋ
@KIDANEMARIAMGard
@KIDANEMARIAMGard 8 ай бұрын
ዶክተር አብ 1976 አ/ም ጀሚረ አብ አቅማራ ወርኢ ምስቲ ሹኡ ዝነበሩ ናይ ውድብ መራህቲ ብግልፂ አፈላላዩ እናገለፀ ዝተመያየጠ አፈላላዩ ምስአፅበበ አብ 03 ህክምና ተመዲቡ መምህር ኮይኑ አሽሀት ተምሀሮ አምሂሩ ክፍሊ ህክምና ምስ ዶ/ር ተውልደ አባዲ አክሊሉ ወዲካህሱ ዝመርሀ ካብ ይጎዝላብያ ንሜዳ አትዩ ዝተጋደለ ፅቡቅ ሰብ አዩ
@hailekalay2105
@hailekalay2105 8 ай бұрын
እዚ ስብኣይ ናይ ዓለም ትምሕርት እምበር ናይ ሃይማናት ትምሕርቲ ኣንቢቡን ሰሚዑን አይፈልጥን 1---ተጋሩ ብዘመነ አኩሱም ጣኦት ነይሮም ዝበሎ ዝተወሰነ እንተ ነይሩ እምበር ብሕገ ልቦና ንእግዚኣብሔር የምልኩ ከምዝነበሪ 1 ነገስት 10 ኣያንበቦን ኣይተረደኦን 2---9ቅዱሳን ብዙሓት መጻሕፍቲ ተርጎሙ ኣምሀሩ እምበር ስለ በዓላት ብጹሑፍ ይኹን ብኣዋጅ ዘውጸእዎ ሕጊ የለን ብጠቅላላ ናይ መጻሕፍት ምብራዝ ናይ በዓላት አጽዋማት ዋጅ ዘኣወጀ ዘርኣያዕቆብ እምበር 9ቱ ቅዱሳን ኣይኮኑን 3---81 መጽሓፍ ቅዱስ ናይ ትግራይ (ኢትዮጵያ )ሊቃውንቲ ጥራሕ ከይኮኑ ኣብዝሓ ኣብዓለም ዘለዋ ሃይማኖታት ኣፖክራፋ ኣዋልድ ትወሳኺ ቢለን ይቅበለኦ እየን 4 ---አብ መጽሓፍ ዘይለ ይዌድስዋ ኢሎም ዝበሎ ሉቃስ 1 የንብቡ 5-- ብዘዓባ ጾም ዘቅረቦ ጡኑስቲ ትጸውም እያ ዝበሎ ብፈቃዳ (ብወነና) እምበር ብግዲ ትጹም ዝብል ትእዛዝ ሕጊ ቤተክርስቲያን የለን ሀ--- ጡንስቲ ወሊዳ ውላዳ ምጥዋው እስካዕ ዝገድፍ ፈቂዳ ተዘይኮይኑ ናይ ሙጻም ግዴታ የብላን ለ---አብ ግዳጅ ዘሎ ወታደር አውን ዘጋጥሞ ነገር ስለዘይፍለጥ ናይ ሙጻም ነገራቱ ከከም ኩነተታቱ እምበር አይግደድን ሐ---ናይ ቀሺ ተምሓራይ ጥርን ግንቦትን ካብ ተዝካር ካብ መርዓ ካብዝተፈላለየ ድግሳት ዘኣከቦ ኣንቂጹ (ኣድሪቁ) ስለ ዝምገብ ናይ ስዕረት እዩ ኢሉ አይገድፎን ብጠቅላላ ለሚኑ ስለ ዝነብር ብግዲ ጹም ተባሂሉ ኣይግደድን ስለዚሕ ዶ/ር ኣብዘይ ፈልጦን ኣብዘይ ወዓሉን አትዩ ክትንትን የብሉን ኣቱም ኣቅረብቲ እውን ሃይማኖት ዝነክ እንተ ኮይኑ ሊቃውን ሕተቱ ታራክ ምውቃዕ ጽቡቅ ኣይኮነን
@tsegaiabraha1867
@tsegaiabraha1867 8 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ጽላኢ ይብሉን።ከም ዝኮነ ኢትዮጵያዊ፡ ምስ ከባቢኡ ብሰላምን ብፍቅረን ክነበር ዝክእል ህዝቢ ኢዩ።እንተኮነ ግን ግብረሽበራዊ ጉጀለ ሕወሓት ንወልቃዊ ረብሖኦም፡ ንናይ ኣመሪካን ፡ምዕራባውያን፡ረብሓ፡ ክክድሙ፡ ዘየለ ፡ጽላኢ ፈጢሮም፡ ምስ ከበቢኡ፡ ጽልእን፡ኩናትን ይፈጥሩ። ስለዚ ሕውሓት ክይጠፍኤ ፡ህዝቢ ትግራይ ሰላም ክረክብ ኣይክእልን ኢዩ።
@santiyago7635
@santiyago7635 8 ай бұрын
Semay tigray! Karis ba !
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 8 ай бұрын
ላ.ት. :- ናይ ' ፈይልድ ሥቴትሥ' መዐቀኒታት ዝነግረና ሙሁር እንተተቅርበልና?
@ፅጌናይ
@ፅጌናይ 8 ай бұрын
@ላዛ ትግርኛ በይዛኹም ንቲ ምሁር Meta Physics ዶር. ኣብራሃም ኤማሃ ዓዲምኩም ኣዘራርብዎ። ብዛዕባ ዓዱ ብሓዘን ዝደሚ ዘሎ ቴግራዋይ እዩ 🙏
@GereTsegay-v1l
@GereTsegay-v1l 8 ай бұрын
ኢሕወደግ እውን ንሕዝቢ ትግራይ አፅኒቱ እዩ ።
@bero431
@bero431 8 ай бұрын
Messet up!!!!!!
@goitomkidanu7691
@goitomkidanu7691 8 ай бұрын
በቃ ደር ልበይ ረኸበካ
@robelkidanu48
@robelkidanu48 8 ай бұрын
ኣብ ህዝቢ ጋምቤላ ጄኖሳይድ ኸምዝፈፀመ ኣፍልጦ ይህልወካ ይኾን
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 8 ай бұрын
Desu ብጌጋ ኣብዘይምልከተካ 'ሚድያ' ሥለዝኣተኻ ንክትርድኦ ዝፀገመካ ይመሥለኒ። ምሽዶ?
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 8 ай бұрын
The piece sheets of Arab turk Italian British etc the children of jebha called shaebia Eritrea 🇪🇷 babene alora kalas sakit mara fnistra endiayamo 😊
@FunCorner5332
@FunCorner5332 8 ай бұрын
ለባምን ክቡርን!
@destaalem7502
@destaalem7502 8 ай бұрын
You better focus on the history part. The rest doesn't make sense
@TigrayCommunityRefugees
@TigrayCommunityRefugees 8 ай бұрын
ህወሓት ውን ብዙሕ ትግራዋይ ኣጥፊኣ እያ። ንትግራዋይ መን ዘየጥፈኦ
@SamSamson-v6x
@SamSamson-v6x 7 ай бұрын
Dr ናይ ተጋሩ ናይ ሕክያ ኮይኖም
@berhanekidane6107
@berhanekidane6107 8 ай бұрын
ድሕሪ እዚ ዝኹሉ ዝተዘርዘረ ጽንተት ተጋሩ እም እዚ ውጽኢት ናይ 17 ዓመት ቃልሲ ወያነ እንታይ ንህዝቢ ኣምጺእሉ?
@yemane1195
@yemane1195 8 ай бұрын
Seb tewediu magula mexie
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 8 ай бұрын
ካብዞም እታ ክልሰ ሓሳብ እውን ብደንቢ ዘይትረደኦም ፈተውቲ ፖሎቲካ ግን ዘይፈልጡዋ ሊቃን ኢና በሃልቲ ግዳ ሓረስታይና ነቂሑስ አዝዩ ዝበልፆምን ንቅሓቱ ሳላ ወየንቲ ደቁ ገዲፍዎም ዝከደ ንዞም ዘመናዊያን መሳፍንቲ ኩሎም እዃ እንተዘይኮኑ ??? ስለዙይ ወያናይ ወዲ ህዝቢ ዶኩተር ገብረኣብ ብትኽኽል ኢካ ተገንዚብካዮም ። ድልየትን ፍልጠትን ንንበይኖም እዮም ? ብታሞያኦም ህዝቦም ክንዲ ዘገልግሉ አብ ዘይፈልጥዎ ፖሎቲካ ዝሕንዝቁን ዝራገሙን ዝኸሱን ዘማሩሩን በዚሖም አለዉ እሞ ህዝበይ መሚካ አይፋሉ በሎም !! ሐይዚ ሓደ ኮይና ህዝብና አሕዊና ኽብሪ ትግራይና ሓሊና ናብ ብራኸና ዳኣም !!👌✍️🤝💪✊✌️👏👏🥰
@gebrhiwotgebretnsai4947
@gebrhiwotgebretnsai4947 6 ай бұрын
Laza Tigrigna ዶ/ር ገብርኣብ ዝተረዳካዮ ሽግር ህዝቢ ኤርትራ ሰብ ኣብ ዓዱ እክሊ ኣብ ዓውዱ መሰሉ ዝተነፍጎ unconstitutional political power by corruption 60 years and totalitarian goverenment president 33 years Isayas Afewerki ሽግሩ ሐቢሩ ክፈትሕ ስጋብ ሕጂውን ዘይካኣለ ህዝቢ ኤርትራ እዩ ገብርሂወት ገብረትንሳኤ
@berhanekidane6107
@berhanekidane6107 8 ай бұрын
ሓደ ጽንተት ዘጋጠሞ ክግንጸል ኣህጒራዊ መሰል ኣለዎ እናበልካ ... ናይ መንእሰያት ዘረባታት ገዲፍና ህዝባዊ መረጻ ይጽንሐልና ትብሉ፡ ኣቱም ምሁራት ኢና ትብሉ ተጋሩ ኣብ ክንዲ ብድዔ ዝመልኦ ኣንጻር ንቑሓት ተጋሩ ድርባይ ዝዀነ ኣተሓሳስባ ትስንዝሩ ስልጣን ናብ ሓዲሽ ወለዶ ክሰጋገር እንተትጽዕሩ ኣድማዒ ንኾነ ነይሩ፡፡
@zemichaelhailu8126
@zemichaelhailu8126 6 ай бұрын
ዋእ አረ ኣይትጋገዩ ውዳሰ ማርያም መኣዝ መፅሓፍ ቅዱስ ተባሂሉ? ውዳሴ ማርያም ዓርሱ ዝኸኣለ ልድንግል ማርያም መወደሲ ልተደረሰ መፅሓፍ እዩ
@Yeme1152
@Yeme1152 8 ай бұрын
በብምዓልቱ ገባር ን ኸተመታይ ዝሞተላ ዓዲ ገየርኩምሲ ትኾርዑ አዙይ musturbation አዩ
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 8 ай бұрын
ERENA NIKDMIT MIS NAI TILYAN MESHENIT 😊BABENE ALORA KALAS SAKIT MARA FNISTRA ENDIAYAMO 😊ERITREA 🇪🇷 😊
@heartandsoul4202
@heartandsoul4202 8 ай бұрын
Emperor ንጉሰ-ነገስት ነው።
@gideonasress7484
@gideonasress7484 8 ай бұрын
MELKESIT SI WEDA MOITUWA DAHAR HANTI "WEDEYE WEDEYE GEREMARIAM KEYBLO KEM AHATU GERETSADIK KEYBLO KEMAHATU TESFAGADIS ELEYO SHIM GOITETU WEDEYMA SHMU KEBIDUWO EYU MOITU" BELET YIBAHAL
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 8 ай бұрын
eta nab aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit ne aboka bi meakor himam ketilato niskum akele hamasen seraye jeberti rashaida saho elkum tefiekum agame isayas ewn lambadusa atfiekum gena eta ne aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit gud alewa gena gena solution coming soon Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷 then Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊babene alora kalas sakit mara fnistra endiayamo 😊
@gideonasress7484
@gideonasress7484 8 ай бұрын
Nay Amharan oromon Attila kasha Keman airekebkan hisurat sq Ella tegezae Ken kedemka Wedi shekatit swa mezarbti men qenka eka dma
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 8 ай бұрын
@gedyon ere bushti eta nab aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit ne aboka bi meakor himam ketilato niskum akele hamasen seraye jeberti rashaida saho elkum tefiekum agame isayas ewn lambadusa atfiekum gena eta ne aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit gud alewa gena gena solution coming soon Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷 then Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊babene alora kalas sakit mara fnistra endiayamo 😊😊
@shiwayealemseged2547
@shiwayealemseged2547 8 ай бұрын
T p l f keykones hezbi tigray eu tegageu hager nedeli elu aytekalesen hezbi eritrea gen.....
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 8 ай бұрын
Desu ንዘምህሩ ሠባት ምድሃልን ምፅራፍን ናይ ሠነፋት ሥራሕ'ዩ። ጭቡጥ መርትዖ ሒዝካ ተማጎት ። ናይ ቤት ት/ቲ ምድሃልን ፀርፊን Gradguate ትመሥል። ሓቀይዶ? ናይ ምክብባርን ምክእኣልን ት/ቲ የድልየካ'ሎ። ኣ ይትሓዘለይ።
@desuberaki9727
@desuberaki9727 8 ай бұрын
ንዓ ከ'ይምልከተካ እንተዘይፈሊጥካ ንስካውን ምስትውዓል የድልየካ አሎ ብዛዕባ ናይ ታሪክትንተንኡ ብጣዕሚ ዑጉብ እየ እንበር ውዳሰ ማርያም መጽሐፋ ቁዱስ ድዩ ገልጣም።
@desuberaki9727
@desuberaki9727 8 ай бұрын
ሙሁራት ከለኩም ደአ ንሕና ተማሀሮ ኢና ግና ምናልባት ካብቶም ረበሽቲ ንከውን ብዝኮነ ጸገም ኩልና ብረእሰ ተአማንነት ዘይ ምዝራብን ሐሲብካ ዘይምምለስን እየ አነ አይከሐድኩን ከሰምዕ ከለኩ ክመሀር ኢለ እየ ካብቲ ዝፈልጦ ናይታሪክን ፍልስፍና ወጻኢ ግን አብናይ መጽሐፍ ቁዱስ ግን ብዝወረደ መልክዕ ገሊጽዎ ሙሉእ ክኮነሉ ግና ጽቡቅ ጌሩ መጽሐፍ ጸሎት መጽሐፍ ቁዱስ ውዳሴ ማርያ ብስርዓት እንተትገልጾም ብጣዕሚ ጽቡቅ ነይሩ እንተዘየለ ብዛዕባ ተምህርተይ ህልም ዝበልኩ ሐአስታይ እየ መናልባት ግና ካባካ ከይሐሽኩ አይተርፍን በተሐሳስባካ ።
@GGMFine
@GGMFine 8 ай бұрын
Tigray Nay political awareness zitefeleye nikhat keyhilwo zigebere gilawi party system zifetere awedadba poor governance eyu
@semeretsewene5228
@semeretsewene5228 8 ай бұрын
ከም አነ ግን ምድካም አክሱም ካብ ሃይማኖት ዝነቐለ አይመስለንን ክርስትና ሃይማኖት እንደው አዕርዩ ከጠንክሮ ነይርዎ አክሱም ከም ኩሎም ናይ ቀደም ነገስታት በቲ ዝነበራ ህልው ኩነታት ወዲቃ ያው ሮማ ውን ወዲቃ ሀዚ ጭራ ኮይና
@Tues-q9j
@Tues-q9j 8 ай бұрын
ነበራያ ነበረ ካብትፀዊ እቲ ሎሚ አብመሬት ዘሎ ዘይትፀዊ ተመሲሑ ክድረር ዘይኽእል ማህበረሰብን አብናይ ህወሕት ዘስካህኽሕ ጭቖና ዝነብር ሕዝቢ ሒዝካ ሕዝቢ ትግራይ ንቁሕ እዪ ማለት ታይ ማለት እዩ? What a paradox!
@yosefahferom6893
@yosefahferom6893 8 ай бұрын
ጀነሳይድ ኡኡኡኡኡ ባይደን ቀቀቀቀ አባይ ትግራይ አባይ ሐርኢ ቀቀቀቀ
@arayameleke3471
@arayameleke3471 8 ай бұрын
Qondaf agame qomal.
@lanteTV1
@lanteTV1 8 ай бұрын
ፈቲኻ ጸሊእካ፤ ኣነ እየ ኣዴኻ፤ ኢሰያስ ትግራዋይ ጎይታኻ!! 🤗🐒 ጅግና ኢሳያስ ኣፍወርቂ ዓጋመታይ።
@GB-ly7rt2
@GB-ly7rt2 8 ай бұрын
ምስ ወዲ መረሣ ኣራኽቦም
@Haf2121
@Haf2121 8 ай бұрын
ምዚ ታሪኽ ልጋነ ሙዚቃ እዩ ስምዕዎ kzbin.info/www/bejne/m3uYd4KZbrN-ntUsi=ZZmXmwVQkP4Jp6U7
@girmaytechane7300
@girmaytechane7300 7 ай бұрын
ግርም፥ ናይ ተበለፅቲ ትንተና 😅
@desuberaki9727
@desuberaki9727 8 ай бұрын
ተሐዋዊሱካ አሎ ሙሁር ኢካ ጽቡቅትምህርቲ ትህብ አለካ ግዳ ናይ ሀይማኗት አፍልጦ የብልካን ወይ አቦታተት ሀይማኖት ሕተት ሑሙም ጥንስቲ ይጹም ኢሉ ዘገድድ ሕጊ ጾም የለን ንሕሙም እንተ ዝክእል በቀኑ ንነብሶጾር ወይ ጥንስቲ ጾም ምጻም አየገድዳን እዩ ከምዝተረደአኒ ግና ሳይንሳዎ ታሪካዊ አፍልጦ እንበር ሀይማኖታዊ ጪራሽ አሰልጥኖ የብልካን ግን ንመራሕቲ ሀይማኖት አቦታት ተወኪስካ ወይ መጽሐፍ ቁዱስ ግዜ ሂብካ እንተተንብ ግና ሙሉእ ሰብ ምኮንካ ።
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 8 ай бұрын
The piece sheets of Arab turk Italian British etc the children of jebha called shaebia Eritrea 🇪🇷 😊babene alora kalas sakit mara fnistra endiayamo 😊
@selamselam8094
@selamselam8094 8 ай бұрын
በል ሐዝ ምሁር ደንቆሮ ትግራዋይ - 1,000,000 ኤርትራውያን ተሰዲዶም ንህዝቦምን ንሃገሮምን ይኮኑ አለዉ - 1,5000,000 ትግራዋ ቆለብ ዝብእን አሞራን ኮይኑ . መንግስቲ ኤርትራ ንህዝቢ ትግራይ ንምጽናት ከምቲ ናትኩም ማዓስከራት አብ ዶብ አይሃነጸን . 💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 8 ай бұрын
Eta nab aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit ne aboka bi meakor himam ketilato niskum akele hamasen seraye jeberti rashaida saho elkum tefiekum agame isayas ewn lambadusa atfiekum gena eta ne aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit gud alewa gena gena solution coming soon Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷 then Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊babene alora kalas sakit mara fnistra endiayamo 😊
@YM-86
@YM-86 8 ай бұрын
1,5000,000 komo ብትኽክል ኣቦቱዑ ዘይምቅምጥካ means you are homeless outsider right
@GGMFine
@GGMFine 8 ай бұрын
Don't preaching us we are orthodox that we know what's wrong and right..nimisale kem mexihaf Enoch eti kedamay mexihaf eyu kabtom 81 eyu silezi aytisehahat. Emnetka Kalie entekoynu nigerena
@solihomhadish
@solihomhadish 8 ай бұрын
ቱርኪ ናብ ኤርትራ ዝኣተወ 1557 ዓ/ም እዩ።ናይ ኣክሱም ንግስነት ድማ ክሳብ 700 ዓ/ም እዩ ኔሩ።ኣብ መንጎ እዚ ናይ 857 ዓመት ፍልልይ ኣሎ።ቱርኪ ድሕሪ ውድቀት ንግስነት ኣክሱም እያ ናብ ኤርትራ ኣትያ።ከመይ ጌርካ ኢኻ ተታሓሕዞ ዘለኻ?ድሓር ድማ ንምንታይ ኢኹም ታሪኽ ትዘሉ?ኣብርሃ ወ ኣጽብሃ(ኢዛና ሲዛና)ኣብ ደብረ ቢዘን መጽዮም እዮም ንግስነት ተቀቢኦም እዚ ዘኪርኩሞ ኣይትፈልጡን ክተልዕልዎ ኣይትደልዩን።ንግስነት ኣክሱም ናብ ማእከላይ ምብራቅ ከይዱ ክዋጋእ ከሎ ካብ ኤርትራ መረብ ምላሽ 70 ሽሕ ሰራዊት፡ካብ ኣክሱምን ከባቢኡን ድማ 20 ሽሕ ሰራዊት ጥራይ እዩ ተሳቲፉ እዚ ክትዓብጥዎ ኢኹም ትፍትኑ ፈጺምኩም ድማ ክተልዕልዎ ኣይትደልዩን።ምስልምና ዝጅምር ድማ ኣብ ትግራይ ኣይኮነን ኣብ ኤርትራ እዩ ታሪኽ ጠምዚዝካ ኣይጥምዘዝን እዩ።ስለዚ ንኣምሓሩ ክትነቅፉ ድማ መልሓስኩም ተብልሑ፡ንባዕልኹም ኣብቲ ነምሓራ ትነቅፍሉ ጭቓ ንባዕልኹም ጠንቀላዕላዕ ትብሉ።
@ትግራይፈሮም365
@ትግራይፈሮም365 8 ай бұрын
😂😂😂 ዋይ ኒእልኻ ለኽባጥ 50 እዩ ድብል መፅሓፍ ቁዱስ ኣሎ ገድላትከ ምስ መፅሓፍቁዱስ ዘራኽብ ኣለዎ ኣብዘይትፈልጦ ጦብሎቕ ተዘይትብል
@zecliffleaf2257
@zecliffleaf2257 8 ай бұрын
ጋዜጠኛ ሱቕ ኢልካ እህ እህ ካብ ትብል ብሕቶ ዘይተዋጥሮ ከም ጋዜጠኛ ዘርኣይ ናይ CPT
@lanteTV1
@lanteTV1 8 ай бұрын
😂 ስቕ በል ኣታ ሕማቕ ሻዕቢያ
@arayaabreha950
@arayaabreha950 8 ай бұрын
This story has been described as a mythical by some British scholars Talk about the here and now Sorry let's focus on the present
@zecliffleaf2257
@zecliffleaf2257 8 ай бұрын
እዚ ሰብኣይ ናይ ሕክምና ብዓል ሙያ እዩ ኣብ ዘይፈልጦ ታሪኽን ፖለቲካን ኣትዩ ይጨማለቕን ጉጉይ ሓበሬታን የማሓላልፍ ኣሎ ነቶም ሰብ ሞያ ዘይገድፎ ቱርኪ ንቀይሕ ባሕሪ ዝመጹ ኣብ 1550 ዓም ኣኽሱም ዝወደቐ 1200 ዓም እዚ ሓሳዊ ግን ቱርኪዮም ኣውዲቖሞ ይብል ኣሎ ኣብ ሞንጎ ቱርክን ፐርሽያን(ኢራን) ዘሎ ፍልልይ ከማን ኣይፈልጦንዩ
@panial6147
@panial6147 8 ай бұрын
ናይ እምነትን ታሪክን ናይ ኣመጋግባ ሽግር ኣለዎ ናይ መዲካል ደክተርካ ግበር በልዎ ታሪክ የዛብዕ ኣሎ
@fisshG
@fisshG 8 ай бұрын
ኣየ ተጋሩ ... ብጽውጽዋይን ዓጀውጀውን ዝንበሩ ... እዛ ጋዜጠኛ ድማ ... wannabe Larry king. ደናቑር ቅድም ንንብስኹም ምሰሉ... እዚ ርእሲ ሓምሓም ምሁር እየ ብህይሊ ድማ .. ኣብ ዓዲ ቆራጻት ብዓል ሓንቲ ኣጻብዕቲ ኮይኑ ቶሾሽሽሽሽሽ.. ይብል .. ሚልዮን ህዝቢ ኣጥፊእካስ ንሕና ንሕና ንሕና ... ብሓሶት ህዝቢ ኣሰጢሎም ኣብ ሓዊ ዝጠብሱ ደናቑር......
@Light_is_come_into_the_world
@Light_is_come_into_the_world 7 ай бұрын
Dear Dr! I respect your professional life. I know how allergic it is for you to even try to know about religious affairs. But it is really shameful to speak about what you don't know with that much confidence at this age. I think you, the crew, should remove this content from your site.
@eyobgidey569
@eyobgidey569 7 ай бұрын
State what you know then
@Mertulemariam
@Mertulemariam 8 ай бұрын
ቂቂቂ ትግሬ ከ10ኛው መክዘ በፊት በኢትዮጵያ አልነበረም። አክሱማውያን አማራዎች ነበሩ። ግግም ብለህ አትዘላብድ።
@zemichaelhailu8126
@zemichaelhailu8126 6 ай бұрын
ጠንቋዮችና ሟርተኞች ወደ ሟርታችሁ
@bfbhd9616
@bfbhd9616 8 ай бұрын
Inda weyane HATAFAT !!!!
@lanteTV1
@lanteTV1 8 ай бұрын
ሕማቓት ሻዕቢያ።
She made herself an ear of corn from his marmalade candies🌽🌽🌽
00:38
Valja & Maxim Family
Рет қаралды 18 МЛН
Сестра обхитрила!
00:17
Victoria Portfolio
Рет қаралды 958 М.
Mom Hack for Cooking Solo with a Little One! 🍳👶
00:15
5-Minute Crafts HOUSE
Рет қаралды 23 МЛН
Beat Ronaldo, Win $1,000,000
22:45
MrBeast
Рет қаралды 158 МЛН
Good evening all
24:58
Sumitra Rai official
Рет қаралды 7
ትግራዋይነት VS ኤርትራውነት #tigray #eritrean_poletics #eritrean #ላዛትግርኛ
1:16:27
ጋዜጠኛ ግርማይ ገብሩ ኣብ ቀዛሕታ ፓድካስት
1:45:28
ክሳብ ክንዲዚ ዘባህርሮም ኣይተረደአናን !
1:13:31
ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna
Рет қаралды 7 М.
She made herself an ear of corn from his marmalade candies🌽🌽🌽
00:38
Valja & Maxim Family
Рет қаралды 18 МЛН