No video

TBS TV| ምስ በዓልቲ ቤት ኪሮስ ኣለማዮ ወይዘሮ ኣበበች ደስታ ዝተገበረ ፍሉይ ፃንሒት

  Рет қаралды 21,662

TBS TV

TBS TV

Ай бұрын

#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

Пікірлер: 132
@world12209
@world12209 Ай бұрын
ክብርቲ ወ/ሮ አበበች ብዘይ አቦ ቆልዑ ምዕባይ ከቢድ ጥንካረ ዝሓትት እዮሞ ደቅኪይ ብሰነምግባር ብምዕባይኪይ ክብሪ ይግበአኪ.❤ ኩቡር ደ/ር ኪሮሰ አለማዮሁ አብ ኩሉ ልቢ ህዝቢ ትግራይ ፍቱው እዮሞ ኩርዒ .❤ ነብሱ አብ ገነት የንብራ ፈጣሪ.
@lailamehari3800
@lailamehari3800 Ай бұрын
ብጣዕሚ ኢኺ ጅግና ካብ ሓደ ገዛ ኽልተ ዲያቆናት ብምፍራይኺ,ደቅኺ ብጉቡእ ብምዕባይኺ ኾሪዐልኪ.
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 26 күн бұрын
TBS TV ንትግራይ ዋጋ ዝኸፈሉ ኣጋይሽ ስለ ተቕሪቡልና ዘለኹም ሓጎስና ወደር የብሉን❤❤
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 Ай бұрын
Tbs ክብሪ ይግበኣኩም ነዛ ኣዴና ስለዘቅረብኩምልና ነመስግን
@fryattsegay
@fryattsegay Ай бұрын
ኣሰይይይ ክንደይ ከ ትምዕርግ❤🙏
@user-fs1fs7rd6h
@user-fs1fs7rd6h Ай бұрын
ሓቂ ኢላ ኪሮስ መዋእሉ ትግራይ እናበለ ሓሊፉ ብስሙ ዝተሰመየ ትካል ተዝህሊ ፅቡቕ ነይሩ።
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 Ай бұрын
ትምህርቲ ቤት ቅሳነት ዉቅሮ አለዉ እዩ ብስሙ ዝተሰየመ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-qt7gj6vi5e
@user-qt7gj6vi5e Ай бұрын
​@@elsatkleytuber2720ብትክክል ❤❤
@user-ti2bc6jv5e
@user-ti2bc6jv5e Ай бұрын
ናይ ድምፂ ፅሬት ፀገም እኒሀዎ!
@medhin8187
@medhin8187 Ай бұрын
ጀግና ብሓቂ ❤ ምስ ደቃ ተተቕርብልና ዉን ጽቡቕ ኔሩ ብ2ይ ክፋል ክተምጽእልና ተስፋ ንገብር ።❤ የቐንየልና ድማ ስለ ዘቕረብክልና❤
@shashugebremedhen9740
@shashugebremedhen9740 Ай бұрын
ክብርቲ ብዓልቲ ገዛ ክቡር ዶክተር ክሮስ ኣለማዮ ክብረት ይሃበልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ምስ ደቅኽን ❤️🥰🙏🙏🙏
@user-dw2tf9bn2cwedi
@user-dw2tf9bn2cwedi Ай бұрын
ሰብይቲ ኩቡር ኣቦና ደስ በሃሊ ኣንደበት አጋላልጻ❤❤❤
@user-fs1fs7rd6h
@user-fs1fs7rd6h Ай бұрын
ፅቡቕ ጌርኹም ምቕራብኹም ነታ ክብርቲ አደና።
@tbstvinternational
@tbstvinternational Ай бұрын
@@user-fs1fs7rd6h ንካልኦት እውን የካፍሉ። ሓሳባት ትካልና ክቃላሕ ይሓግዙ። የቐንየልና!
@user-mn9fo4jo1j
@user-mn9fo4jo1j Ай бұрын
​@@tbstvinternational very poor audio quality 😮
@user-yt9gb2zf7x
@user-yt9gb2zf7x 29 күн бұрын
Tbs የቐንየልና ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ምምፃእኹም።
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d 20 күн бұрын
ክብርቲ ኣዴና እንኳዕ ናብዚ ደረጃ በፅሑ ደቅኺ እዉን እዞም ድያቆናት እዉን ኣብ ቤቱ የንብሮም
@haftaygebremedhin8041
@haftaygebremedhin8041 Ай бұрын
she is very strongest women
@user-tn4ik6mo2k
@user-tn4ik6mo2k 27 күн бұрын
ደሰ የሚል ቃለ መጠየቅ ነው አቅራቢዋ ጎበዝ መላሿም ጎበዝ ነብሰ ይማር ለደክተር ኪሮሰ ባለቤታቸውም ደሰ የምትል ረጋ ያለች ለልጆቿም ጠንካራ እናት ሰለሆነች ልትመሰገን ይገባታል
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs Ай бұрын
ኩሉ ግዜ ህያው ኢካ ደ/ ር ኪሮስ አለማዮ ነባሪ ታርክ እንበር ነባሪ ሰብ የለን😢❤❤❤ ደቂ አቅርብልና ክልትኦም ድያቆናት እትብኩ ብላይክ😂❤😊
@1abahta
@1abahta Ай бұрын
ድምጺ ብጣዕሚ ትሒቱ
@haftomkahsay7076
@haftomkahsay7076 23 күн бұрын
Thank you TBS
@samrisamri6223
@samrisamri6223 22 күн бұрын
ፅርይቲ ኩለን አዶ ጀጋኑ ❤❤❤
@user-jc7tb1we4y
@user-jc7tb1we4y 22 күн бұрын
አቤዋ ድህሪ ብዙህ አመት ስለ ዝረአኩኪይ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ እድመን ጥዕናን ይሃብኪ ተፈናቂልና ደሴ ብሃንሳብ ነይርና (ሆጤ ደሴ)
@abrehetmahmud6630
@abrehetmahmud6630 Ай бұрын
Abebech Tadese Hafitey waero Tigraweti eya gobzi❤❤❤❤❤ Sweet Heart Tsebaya won Shikor Eya Zeytiqaudae Amele worki Eya I.miss you Abebechy Hfitey❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tester8090
@tester8090 Ай бұрын
ናትኪ ድምፂ ብደንቢ እዩ ዝስማዕ ናይ ኣበበች ግን አይስማዕን ካልእ ኣፍት ፅሑፍ ኣበበች ደስታ ይብል ንስኺ ክትፅውዕያ ድማ ኣበበች ታደሰ ኢልክያ 2ተ ሽም ኣቦ ኣይተረደአናን
@Starlove-fl2yg
@Starlove-fl2yg Ай бұрын
Waww xbkt baltibiet nerato Doctor kiros . God pless you all family Kinos from Eritrea
@andomkbrom8072
@andomkbrom8072 24 күн бұрын
ኣያ ኪነ ጥበብ።❤🙏🫶💖💖💖💖💖💖💖🤞
@user-ri2ho4rb2n
@user-ri2ho4rb2n 24 күн бұрын
ስለ ኪሮስ ኣለማዮን ስድራቤቱን ድሃይ ክሰምዕ እንከለኹ እቲ ናይ ብሓቂ ስምዒት ትግራዋይነት ቕጅል ይብለኒ ። ትግርይ ዓደይ ከይመነኽዋ ዝተፈለየትኒ እዩ ዝመስለኒ። ኪሮስ ምስ ሞተ ትግራይ ሞይታ ፌክ ዝኾነ ክቡር ሰብ ዘይኽበረሉ ታሪኽና ባህልና ክብርና ኣሕሊፍና ሂብና ብናይ ቻይናን ኣልባንያን ስርዓተ ክብሪታት ንኾርዓሉ መሕፈሪ ዘመን ኣምጺኦምልና እዞም ጨው እግሮም። ብዝኾነ ኪሮስ (ትግራይ ብምልእታ) ኣብ ገነት በረልና ።
@MichaeleMulugeta
@MichaeleMulugeta 28 күн бұрын
ብዙሓት ጀጋኑ ተጋሩታት ነይሮም እዮም ከም ንጉሰ ነገስት ሃፀይየውሃንስ አሉላ አባነጋ ኪሮስ አለማዮ እያሱ በርሃ እዚአቶም ንክርስዑ ዝገበሮም ሕወሓት ዝተብሃለ ድርጅት ኢዩ ሳላሳ ዓመት ሙሉእ ደደቢት ደደቢት ቢቻ ወግዖም ሰነፋት እዮም ታሪክ ትግራይ ንድሕሪት እዮም መሊሰሞ ብበኩለይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወ ነብስሄር ዶ/ር ኪሮስ አለማዮ❤
@sebkunMedia
@sebkunMedia Ай бұрын
ሸለል ትብሉዎ ነገር ብተደጋጋሚ ይርኤልኩም ኣለኹ።ብፍላይ ድምፂ
@KirosGebreselase
@KirosGebreselase Ай бұрын
ጎበዝ ጋዜጠኛ!
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr Ай бұрын
ናድምፂ ፅሬት ኣበላሺኹምልና ዓባይ ጋሻ ሒዝኩም መፂኹምስ ተፃዊትኩምና
@user-jp1im9qb3i
@user-jp1im9qb3i 25 күн бұрын
ብጣዕሚ ሃንቀዉ እለ ክሰምዕ እለስ ምንም የለን
@ZewdeGselase-fg1vz
@ZewdeGselase-fg1vz Ай бұрын
የድምፅ ችግር አለበት አስተካክሉ
@FsfVvz-cq1hv
@FsfVvz-cq1hv Ай бұрын
ድሚፂ ናታ ኣይስማዓን
@ghch5195
@ghch5195 29 күн бұрын
esey mkrti Tbkti fsehkta fsehk enda belki nberlna bdekki dma taHagosi kbrti weladitna sle zraakuki des eluni ❤❤❤❤❤❤❤
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 29 күн бұрын
ነፍሲሄር ድምፃዊ ኪሮስ አለማዮ ጎይታ ጥበብ እንኳዕ ዘርኢ ገደፍካልና ምስቲ ግዘ ተሳጋሪ ስራሕትኻ መዘከርታ ሓድጊ ኮይኖም ክዘኻኹሩና
@haftunigus3207
@haftunigus3207 Ай бұрын
TBS ክብሪ ይግበአኩም:: ስለ ኪሮስ ኣለማዮ ስፍሕ ዝበለ ፕሮግራም ከምተቅርልና ተስፋ ንገብር::
@shewitabayhzkias5166
@shewitabayhzkias5166 Ай бұрын
የቐንየልና TBS ድምጺ አይስማዕን
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 29 күн бұрын
ክቡር ሓውና ናይ ኩሉ ትግራዋይ ሓው ዶክተር ኪሮስ ኣለማዮህ: ኣብ ሓደ ቃለ መሕትት ትግራይ እኳ ንኢሳትኒ ኢሉ ተዛሪቡ ይበሃል:: ኩሉ ደርፍታቱ እንታይ ክወፆ::ብፍላይ ግና ኣብ እግሪ ሓወልቲ ኣኽሱም ኮይኑ: ካብ ምዕራብ ጀሚሩ ኣብ ደቡብ ትግራይ ዝውደአላ ኩለን ወረዳታት ትግራይ እናጠቐሰ; ኣሃይ ላሎየ; ኣሃይ ላሎየ ትብል ደርፊ ፍፁም ንበይና እያ::
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 26 күн бұрын
ትግራይ ዓደይ ንዓኺ ንዝሓለፉ ዘይተኽቢሪ💔💔
@IdrHtr
@IdrHtr 20 күн бұрын
ጅግና ኣደ❤❤❤❤
@salams9924
@salams9924 29 күн бұрын
ኪሮሰይ❤😢 ኣበበች ብሓቂ ጠንካራ ኢኪ ኣጆኪ
@yaredgmedhin249
@yaredgmedhin249 26 күн бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ እዩ ዝተወሰኑ ዝስተኻኸሉ ነገራት አለው። ከም እኒ ድምፂ ምትሓትን ምቁርራፅን ዝአመሰሉ አስተኻኽሉ ብዝተረፈ ዓሽካ ኢለ አለኹ!
@Aman-Kem
@Aman-Kem 25 күн бұрын
Nama Jaallatamaa! ተወዳጅ ሰዉ።
@zenebeberehe7257
@zenebeberehe7257 26 күн бұрын
ኪሮስ፡።ዓይኒ፡።ትግራይ፡እስቴድዮም፡መቀለ፡በኪሮስ፡ይሰየም።ኪሮስፈቅረ፡ታረክ፡ህዝቢትግራይ፡ሰለዝኾነ፡❤❤❤❤
@AbdulahiAbdulwasie
@AbdulahiAbdulwasie Ай бұрын
ድምፂ ኣይስማዕን
@kichn4208
@kichn4208 Ай бұрын
ድምፂ ኣይሰማዓን
@RasMan-bi5uv
@RasMan-bi5uv 26 күн бұрын
ድምፃ ግን ኣይስማዕይ
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 29 күн бұрын
ተጋሩ ንጀኑና አይንኸውንን እቲ ዝሕዝነኒ ነገር
@user-ky9vp5yr7r
@user-ky9vp5yr7r Ай бұрын
Waw. Kbrtiii. Belatiii. Gezu. Docter artist kiros alemayehu. Nzelealem. Nberlna
@alemdeborah2226
@alemdeborah2226 26 күн бұрын
Entay konu eu gen moytu? Adey keteftewo eko ❤❤❤❤
@mebi1216
@mebi1216 29 күн бұрын
አቤ ጅግና ❤❤❤
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 29 күн бұрын
ትግራይ ንድምፃዊ ኪሮስ እያ ወሊዳ ተበልናስ ምግናን እኳስ አይኾነንን
@shashugebremedhen9740
@shashugebremedhen9740 Ай бұрын
ድምጺ ጽሬት የብሉን
@alemdeborah2226
@alemdeborah2226 26 күн бұрын
Jgena ade mariyamen ❤❤❤ 🙏🙏🙏🙏
@gezunegash789
@gezunegash789 Ай бұрын
ናይሌ ዋዕሮ
@binyamygizaw6680
@binyamygizaw6680 Ай бұрын
Des kitbil ❤❤❤❤❤❤
@lemlema2976
@lemlema2976 Ай бұрын
you are the best ኣዶ
@hayelomtsegay
@hayelomtsegay Ай бұрын
👍♥️
@habtetsegaye9451
@habtetsegaye9451 22 күн бұрын
ዘመን ዘይቅይሮ እዩ ናይ ኪሮስ ደርፍታት
@weynigaltewahdo2854
@weynigaltewahdo2854 Ай бұрын
ወላ ሓንቲ ኣይስማኩን ናይ አበበች
@kichn4208
@kichn4208 Ай бұрын
ምዕርግቲ❤
@user-ky9vp5yr7r
@user-ky9vp5yr7r Ай бұрын
Wezero. Tigray. ❤❤❤❤❤❤❤. Ado. Tigray. Jeganu. Tweld. Muhurat. Tweld. Adi. Likawunti. Ado. Aelafat. Likawunti. Hzbi.,,,,,,,,,,,,,, 1000000000000000000.zemenat. Neberlna
@user-dh8wu6po5y
@user-dh8wu6po5y Ай бұрын
❤❤
@AbateMitku
@AbateMitku Ай бұрын
❤❤❤❤
@user-gb9wc3gw4e
@user-gb9wc3gw4e Ай бұрын
ድምፂ please ኣይስማዕይ
@AndaregeAbera
@AndaregeAbera Ай бұрын
Libam gazetegna
@user-dh8wu6po5y
@user-dh8wu6po5y Ай бұрын
💞💞
@salamsalam1464
@salamsalam1464 Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Abrahamgebre-hq3wd
@Abrahamgebre-hq3wd Ай бұрын
kiros❤❤❤❤❤❤
@user-ln1dj7qb7w
@user-ln1dj7qb7w Ай бұрын
Wowwwwwwww tnx family kiros
@YbWedikeshi
@YbWedikeshi Ай бұрын
❤❤❤
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 Ай бұрын
ኪሮስ ኣይሞተን።ስርሑ ህያው ኢዮም።ግን ድማ ክሳብ ሕጂ እንተዝነብር ነይሩ ብዙሓት ዜማታትን ኣብ ምዕባለ ኪነት ትግርኛ ዓብይ ኣበርክቶ ምገበረ ነይሩ።
@Yikrtayekenyley
@Yikrtayekenyley Ай бұрын
ድምፂ ናታ ዝተባላሽወ እዩ።
@tsilove5031
@tsilove5031 Ай бұрын
Kirose❤❤❤
@user-ks3zk5nz6w
@user-ks3zk5nz6w 27 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-fe9wn4nr2d
@user-fe9wn4nr2d Ай бұрын
❤🥰🥰🥰
@girmachow3826
@girmachow3826 25 күн бұрын
እንዳ ወያነ ሎሚ እንታይ ሓስቦም 30 ዓመት ሙሉእ ኣማውታኡ ዓፊኖም ፀንሖም ሀዚ ንፖሎትካ መሳለጢ እሎም ድዮም ዝገርም ነገር ኣነ ዛፋ ጥራይ ጓሉ ይመስለኒ ነይሩ እዞም ኩሎም ደቁ በዓልቲ ገዛኡ ከም ዝነበሮ ኣይፈልጥን ነይረ ይገርም እዩ
@user-hc4pj2ok6v
@user-hc4pj2ok6v Ай бұрын
Kiros my aydoll
@ananiatsadik4934
@ananiatsadik4934 29 күн бұрын
ናይ ኽብረት ዶክትሬት ዝተወሃቦም ሰባት ዶ/ር ተባሂሉ አይጽዋዕን። ብጽሑፍ ..አገለ (ናይ ክብሪ ዶክተርዶ/ር)።አብ ቓለ መሕትት ዶ/ር እገለ ይልካ አይትጽዎኦን ።
@user-ri2ho4rb2n
@user-ri2ho4rb2n 24 күн бұрын
እንታይ ገደስካ ወላ ፕሮፌሰር ዘይንብሎ? ን ኪሮስ ድዩ ዶር ዓብዩዎ ?
@ananiatsadik4934
@ananiatsadik4934 24 күн бұрын
@@user-ri2ho4rb2n በሎ ግና አይጠቕሞን።አይተረዳኻንን እንበር እቲ ናይ ኽብሪ ማዕረግ ክትጽውዖ ይኹን ክትጽሕፎ አብ ዓለም ስታንዳርድ ዩ።
@user-mv9jz3qs5n
@user-mv9jz3qs5n Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@abbdurezakhassen1712
@abbdurezakhassen1712 Ай бұрын
Sound problem
@user-ci5ro4fg4w
@user-ci5ro4fg4w Ай бұрын
ተዛረብቲ ትግርኛ ከመነናዮ ዝሐለፈ ሰብ መሞቲኡ ግን ብሐደጋ ድዩ ብሕማም ስለዘይፈለጥኹ እየ
@nolawi30com88
@nolawi30com88 Ай бұрын
ሕዋሓት ሰሚማቶ!
@user-ks5ei4uf3h
@user-ks5ei4uf3h Ай бұрын
​@@nolawi30com88ዋይ ynkelka
@user-iq6nl1qg8e
@user-iq6nl1qg8e Ай бұрын
​@nolawi30com88 ዋይ አቱም ሰባት ንኩሉ ነገር ሕወሓት ቁሩብ ኣእምሮ ዶ አለኩም
@user-qt7gj6vi5e
@user-qt7gj6vi5e Ай бұрын
​@@nolawi30com88ሓሙትካ ትፍሰስ አንታ/ቲ ዘረኛ ሩኹስ
@getayferdal8827
@getayferdal8827 Ай бұрын
​@@nolawi30com88wedi eta semamit
@jonatandavid9136
@jonatandavid9136 Ай бұрын
Dmtsi btaemi tebelashyu please kdmi upload mgbarkum check gberu
@tigistdagnew4392
@tigistdagnew4392 27 күн бұрын
i remember hearing his death as if it happened yesterday and he sure was a son of Tigray
@abinetlideto3443
@abinetlideto3443 Ай бұрын
እዙ ብፕሮግራም እዙይ ብቲ ቢ ኤስ ተሓላሊፉ ብምርአይና ልዙ ሚዲያ ኣብይ ኽብሪ ኣለና. እቱ ልሓዝን እዙ ኩሉ ፅርጋ መገዲ ስፈር ቤት ትምህርቲ ብለይምስያሙ ልትግራይ ባህሊ ቱሪዝም ናሓዝን ናል እያሱ ሓላፋይ / ብርሃነ ጋኖ ብርሃነ ታረቀ / ጎበዛይ ሱራፌል ገ/ ፃዲቕ አረጋይ ተምቤን ወድ ዘገየ ኣሚር ዳዉድ ወዘተ ልተፈለጡ አርቲስት ብለይምዝካርና ሕድሪ ስውኣት ምጥላምና ምልክት እዩ ብፍላይ ኣቱም አርቲስታት ትግራይ የሓዝነኒ . ግን አርቲስታት ሚድያታትውን ተምሒርኩም መእረምታ ስጉምቲ ውስዱ ብማርያም ጉጉሳ. ልኽብርቲ ጝሓፍትና ባዕልቲ ገዝኡ ዕድመ ጥዕና ኣምላኽ ይሃባ ልደቃውን❤
@HanaAli-hz2vm
@HanaAli-hz2vm Ай бұрын
ምንም የሰማዕናይ ናድምፂ ችግር አለዎ
@user-mn9fo4jo1j
@user-mn9fo4jo1j Ай бұрын
very poor audio quality 😮ዋእ
@beyblademasters9650
@beyblademasters9650 Ай бұрын
ድምፂ አስተካክሉ የይ
@user-oi5id7sm8z
@user-oi5id7sm8z Ай бұрын
ድምፂ አይስማዕንዘሎ
@mohammedumer4449
@mohammedumer4449 Ай бұрын
መጀመርያ ምርጫ አጋይሽኪ ብጣዕሚ ፅቡቕ ካብኡ ድማ TBS ኣማራፂ ሚድያ ኮይኑ ክምስረት ንኸምበዓል ጥላሁን ታፈረ ኣቤል ጉዑሽ፣ እልልታ ረዳኢ ዝአመሰሉ ዝፈትዎም ኪኢላታት ዘካተተ ማኔጅመንት( "ተዘይተጋግየ ") ፍሉይ ክብሪ አለኒ፣እንኾነ ግን ብተደጋጋሚ ዝረአዩ ዓበይቲ ፀገማት ናይ ድምፂ ፅርየት ፣ናይ ካፕሽን ገለገለ ፊደላት ጌጋታትን ትኩረት ክትገብሩሉ ይግባእ ፣ንስኺ ትፅውዕያ ዘለኺ አበበች ታደሰ አብቲ ካፕሽን ዘሎ ሽም አቦአ ድማ ደስታ እሞ እዝን ወድዝን ክእረም አለዎ ፣ተዘየለ ከምታ መሕፈሪት ጋዜጠኛ ፋና "ዓብዱልረዛቕ እናሃለየ ሽም እቲ ጋሻ ባዕሉ እናአረማ አብዩዋ ብተደጋጋሚ ዓብዱልዛራቅ ብምባል ንብዙሕ ጊዜ መዘራራቢት ዝኾነት ጋዜጠኛ ከይንኾን ንጠንቀቕ
@TsegaTsegaGerezihar
@TsegaTsegaGerezihar Ай бұрын
kbrti baalti gozom ndekuter kiros alemayo egzabiher amlak mulue admen tanay yhabki ms dekki
@tsegabrhanhafte4449
@tsegabrhanhafte4449 Ай бұрын
ድምፂ አስተኻኽሉ
@dt3629
@dt3629 Ай бұрын
አይ ወያነ ንኪሮስ ዝአመሠለ ሠብ መሪዙ ቀቲሉዎ ። ኪሮስ ሐቂ ስዝፈተወ ።
@user-ks5ei4uf3h
@user-ks5ei4uf3h Ай бұрын
ማስረጃ
@habtaygebreyesus4357
@habtaygebreyesus4357 Ай бұрын
Ebar nbe adke temliseke mukuniku ab tigiray zeabu yau netigiray gedifom yekud alow
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 29 күн бұрын
ምስ ደቃ ጋሻ ጌርኩም ክተቕሩቡልና ንምሕፀን ወገናትና?
@gidaytemesgen7574
@gidaytemesgen7574 Ай бұрын
❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Azeb-jo8jw
@Azeb-jo8jw Ай бұрын
Mikrofon astekakla wezero abebech
@Azeb-jo8jw
@Azeb-jo8jw Ай бұрын
Aysmaen nnnnnnnn
@user-rb5uy5hd9x
@user-rb5uy5hd9x Ай бұрын
ረሳሓት ወያነ እነሃለው ከመይሉ ትግራዋይ ከሓልፈሉ መይሉ ክኽበር ሞት ንሕወሓት ነፃነት ንትግራይ
@TweyyeUfuduf
@TweyyeUfuduf Ай бұрын
Abebech destaor tadese
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 26 күн бұрын
Nkiros bmerzi geru ketilwo mels eyu keyilwo
@jeirejeire8992
@jeirejeire8992 Ай бұрын
ንዛፉ ከ እዚአ ድያ አዲአ ወላ ካሊእቲ እያ
@AbateMitku
@AbateMitku Ай бұрын
ካሌኣ
@jeirejeire8992
@jeirejeire8992 Ай бұрын
@@AbateMitku አነለ እዚአ መሱሉኒ ማዓረይ እሺ
Вы чего бл….🤣🤣🙏🏽🙏🏽🙏🏽
00:18
SCHOOLBOY. Последняя часть🤓
00:15
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 11 МЛН
Sunglasses Didn't Cover For Me! 🫢
00:12
Polar Reacts
Рет қаралды 5 МЛН
Look at two different videos 😁 @karina-kola
00:11
Andrey Grechka
Рет қаралды 12 МЛН
🔴 የእግዚአብሔር መንግሥት በመካከላችሁ ናት || እጅግ ድንቅ ትምህርት ርእሰ ሊቃውንት የኔታ አባ ገብረኪዳን ግርማ || Aba Gebrekidan Girma New
3:04:43
Вы чего бл….🤣🤣🙏🏽🙏🏽🙏🏽
00:18