መራሒ ሓደ ልብን ተሓባበርቱን ኣፎም ይኸፍቱ

  Рет қаралды 27,928

TEFETAWI TALKSHOW

TEFETAWI TALKSHOW

10 күн бұрын

መራሒ ሓደ ልብን ተሓባበርቱን ኣፎም ይኸፍቱ

Пікірлер: 99
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow 7 күн бұрын
Don’t Forget To Like Subscribe & Share ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here donorbox.org/tefetawi-talkshow Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿 kzbin.info/door/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQjoin
@simonm.7755
@simonm.7755 8 күн бұрын
ባዓል እዚ ወዲ ዓንዳይ፥ ፕሮፈሶር ዓወት፥ ሳምሶም ሰለሙን እቶም ቀንዲ መሳርሕቲ ናይ ኢሳያስ ኢዮም። ንጠንቀቕ ሓደራ!
@tecleghebremariam
@tecleghebremariam 7 күн бұрын
ጀርመን (ጊሰን) ከምዚ ኢልና ክርእየኩም ክሳብ ክንደይ ከም ዘሐጎስና ክንገልጽ ንፈቱ። ጉጀለ ህግደፍ ጊዝኡ ኣኺሉ'ዩ ህዝቢ ኤርትራ ዓወቱ ኣብ ኣፍ-ደገ እዩ እጆኹም🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@user-tf5pw5mr6t
@user-tf5pw5mr6t 8 күн бұрын
እቲ ረሳሕ ወዲ ዓንዳ ሕጂ ኣግሂድዎ እንበር ኣብ ዝኣተዋ ውድብ ምብታን ኢዩ ስርሑ።
@frewenigergish1579
@frewenigergish1579 8 күн бұрын
እዋይ እዚ ውርደየኛ ረሳሕ ፡ ኣንታ ከመይ ዝበለ ዝ ኣጎለ ሓንጎል ዝወነኑዮም ትሩፍፍፍ😢
@michaeltaswan2275
@michaeltaswan2275 7 күн бұрын
Good job tefetawi talk show news reduces for people
@desbeleabreha8215
@desbeleabreha8215 7 күн бұрын
እቲ ዝገርም ደስ ዝብለካን ንቡዙሕ ዓመታት ደለይቲ ፍትሒ ኢና እንዳበሉ ንድሕሪት ዝመልሱና ዝነበሩ ኣብ 2019 2023 እዞም ሰባት እዚኦም ባዕሎም ከምታ ኣሞሎም ናብታ ዘሰልጠነቶም ድርባይ ውድቦም ብፍላዮም ኣዚዩ ዕውታት ዓመታት ስሬት ናይ ቃልስና ዘነጸራ ክባይል ይካኣል❤❤❤
@mikyasakile4579
@mikyasakile4579 2 күн бұрын
Eti zgerm nfthi ykales alo elna dedhriu gotet zebelena dembe fthi ,bdhri megareja ntigray hizna ezir elu😂😂😂😂😂🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hailuweld
@hailuweld 7 күн бұрын
ሰልጠነ ናይ ብሓቂ ማይ ካሕካሕ ኣነ ኩሉ ግዜ ብኣ ክሓልፍ ከለኩ ብልበይ ኣንቂጾማ የንቅጽኩም እናበልኩ ይሓልፍ።
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330 7 күн бұрын
Wedi 😢Anday 😢Hgdef 😢MENDEF💙🙏💙
@ghenettedla3742
@ghenettedla3742 8 күн бұрын
Thank you seltene for doing fantastic job keep going for good job 💙 ❤😊
@asmeretfesshaye4842
@asmeretfesshaye4842 8 күн бұрын
💐💐💐jegna Hfte edmen tenan naki 💐💐🫶
@amanuelteame-pr3bm
@amanuelteame-pr3bm 8 күн бұрын
እዚ ናይ ደቂ ሓደ ላሊሽ ጉሓፍ
@amanuelteame-pr3bm
@amanuelteame-pr3bm 8 күн бұрын
እዚ ሕልኩስ ሰራቂ ለኽባጥ መዳናገሪ ቀደም ፈልጥናዮ ኢና ከምኡ ንኻኑ ሰልጠነ ሓወይ እዚ ሕልኩስ
@tesfomw5321
@tesfomw5321 8 күн бұрын
Wooo wedi Ede this is true shinfila. Dirty blood..
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 8 күн бұрын
ሓጎስ ክሻ 100%ትግራዋይዩ ካባፊ ግርስት ውርዲ 12ኣመትዩ ናብ አርትራ ናብ ኣሙኡ ንሰዓፈ ምርጺኡ ኣኡ ባርን አንዳመስ ስዋ ሸቅጢት ትግራወይቲያ
@almazmehari4160
@almazmehari4160 8 күн бұрын
Wedi anday ageb ageb 😢😢
@yorsalemgebremedhn3193
@yorsalemgebremedhn3193 7 күн бұрын
Good job seltene ❤❤❤❤❤
@tsegaygebre7635
@tsegaygebre7635 7 күн бұрын
fnan nbaelu kabzi zefli yeblun
@misssunshine865
@misssunshine865 6 күн бұрын
Merhaba Seltene 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙
@almazmehari4160
@almazmehari4160 8 күн бұрын
Ajokum ❤🎉❤🎉
@biniamzeru2931
@biniamzeru2931 7 күн бұрын
ደቂ ሓደቲ ከልቢ 😏
@rahelmerkeb4564
@rahelmerkeb4564 8 күн бұрын
ሰልጠነ ከመይ ሓዶርካ ኣንታ ሕጂ ከኣ ወዲ ዓንዳይ ናብ ገዝኡ ተመሊሱ ዝተዛረብካያ ኮይና።
@eseyasberhe7842
@eseyasberhe7842 8 күн бұрын
ወድ ዓንዳይኮ ካብ ቐደሙውን ደላይ ፍትሒ አይኮነን ።
@rahelmerkeb4564
@rahelmerkeb4564 8 күн бұрын
@@eseyasberhe7842 ክቡር ሓወይ ሓቅካ ኣሎካ ግን ቶክላ ክነሱ በጊዕ መሲሉ ይነብር ነይሩ ።ሕጂ ግን ናብ ቦትኡ ተመሊሱ።
@zedgm3157
@zedgm3157 8 күн бұрын
Aska nbalka ketali eka hasawi
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 7 күн бұрын
ፉሕላቶ❤❤❤❤ሓቂካ ኡዚ ደላይ ቁዋምን ባሪነት ይሕሸናኒ ኢዩ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
@tesfaybirhane4435
@tesfaybirhane4435 7 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉
@princeatimes4209
@princeatimes4209 8 күн бұрын
ኣብ ኤርትራ ዘሎ ድንቁርና 😂😂😂😂
@mengisteababraham8804
@mengisteababraham8804 7 күн бұрын
🌹🌹🌹
@fjw777
@fjw777 8 күн бұрын
ድሕሪ ደጊም ከምቶም መንካዕ ወይ የሚን 5 መስርዕ እንዳበሉ ክንደይ በላሕትን ውፉያትን ደቀባት ዘጥፍእዎም ኣይነፍቅደልኩምን ህግደፋውያን። ከም ዘርኢ ክርዳድ ክትማሓዉ ኢኹም ! ደቂ ሓደ ልቢ ዝብልዎምስ ንጸላኢኦም ዝድግፉ ደቂ ሓደ ሳንቡእ ሓሰማ ክንብሎም!
@tsigheredabaryagaber8306
@tsigheredabaryagaber8306 7 күн бұрын
Absolutely right. 💙💙💙
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 6 күн бұрын
💯💯✅
@mebratneguse5234
@mebratneguse5234 7 күн бұрын
Bitaimi izi merat haregatom ziteregeme gujile fithihi intai turguma kab Briged Nihamedu nuus wolodo temeharu abinetawi delayi selam fithihawit hager iyu gidefuwo belom aifalkum insisawi rukus menfesom
@rahelmerkeb4564
@rahelmerkeb4564 8 күн бұрын
ኣጆካ ሰልጠነ ሕጂ ኤልሳ ክትስዕብ እያ ፡ብርሃነ ኣሎ።
@hagosgebreslase4088
@hagosgebreslase4088 7 күн бұрын
Asabat Isseias
@gizegize4486
@gizegize4486 7 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙
@hadishzerezghi9808
@hadishzerezghi9808 6 күн бұрын
👍👍👍👍👍🌷🌷🌷👍👍👍🌷🌷👍👍👍👍🌷🌷👍👍👍
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 6 күн бұрын
ጓል ኪሮስ ዘይትሕለል ዘይትቅየር ዋዕሮ🩵👍🌹🎉🩵 ዘይ ከም ባዓል ኤልሳ ጭሩም ነፋሒቶ
@almazmehari4160
@almazmehari4160 8 күн бұрын
Maibel denkoro 😢😢
@welesharegay6326
@welesharegay6326 7 күн бұрын
Anday inber andi hngol derho
@shishayguesh7
@shishayguesh7 8 күн бұрын
Periphery ክትርጎም ከሎ ደረት/ጫፍ/ዶብ ናይ ሓደ ቦታ ምኻኑ'ዩ። ስለዚ ሓደ ቦታ ኣብ ጫፍ እንተሃልዩስ ካብ ሓማስየን እንተኾይን ብጀካ ሓማስየን እተን ካልእ ዝተረፋ 5 ዞባታት ኤርትራ ምስ ትግራይ/ኢትዮጵያ ይዳወባ ኢየን። እታ ሓንቲ ዘይትዳወብ ዞባ ሓማሴን ምስ ማኻና ሓማስየን ሃገር ንምምግባር ኩሉ ግዜ ምስሓለሙ ኢዮም። Your dream will not come true እስከ በለለይ ሰልጠነ...።
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 7 күн бұрын
ዒሻ ንሕቢ ነኺሱ ይመዊቲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
@mikyasakile4579
@mikyasakile4579 2 күн бұрын
Seltene wedi hakuari adgi, sala 2021 tefalitnako
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 8 күн бұрын
ጥልያን ጸፊዖምዮም ባበነ ባህታ ዘበልዎ
@amineawet5622
@amineawet5622 7 күн бұрын
🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵
@n.k3901
@n.k3901 8 күн бұрын
እታ ትግራዋይ ትብል ጽሒፉ ኣይከኣላን መስኪናይ ጌጋ ጽሒፍዋ እያ ጠበቕ ኣምጺኣትሉ😂😂 ኣየ ማዕበል ደንቆሮ ዘይትመሃር ግዳ ንዓኻ ክሕሸካ 😮🤔
@DesetAfeworki-lh1sn
@DesetAfeworki-lh1sn 8 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@erm3806
@erm3806 7 күн бұрын
ሐደ ልብን ሐደ ከልብን ሐደ ኢዩ ቀደሙኸ ዕንዳይ ማለት ሐደዘይተረረ ህጻን ማለት ኢዩ ስለዚ ወዲዐንዳይ ማለት ሐደ መንገዱ ዝሰሐተ ወዲ አዳም ኢዩ
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 6 күн бұрын
@tirhasberaki6028
@tirhasberaki6028 6 күн бұрын
Gohafat belom
@kaliebseium1049
@kaliebseium1049 8 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙
@eseyasberhe7842
@eseyasberhe7842 7 күн бұрын
ናይቶም ካልኦት ዝኾነ ምኾነ ናይ ማዕበል ደበሌ ገሪሙኒ አነ : አብዛ ሰዓት ህዝቢ ኤርትራ እዳተበሳበሰ ብመዋእሉ ሪኢዎ ዘይፈልጥ ውርደት እዳተዋረደን ሚድያ ኸፊቱ ዘባጩ ነዚ ሕሰም ዘጋድድ አብ ምድንጋር ዘለው ጽባሕ ንዝኸፍልዎ ዋጋ ናብሶም የዳልው።
@tesfuhat.407
@tesfuhat.407 7 күн бұрын
ከም ባዓል ማዕበል ወይ ዲበላ ዝኣመሰሉ ሰባት ክትሕዘሎም የብልካን። ክትሓዝነሎም ኢዩ ዘለካ ከምቲ ኢሰያስ ዝበሎም የዋሃት ኢዮም ማለቱ ድንቁርና ክሳብ ዓንቀሮም ኢያ ንባዕሉ ኖሮም እናበለ ዝዝረብ ኢዩ ጸገም ግን ኣይኮነን እዚ ብልምዲ ኣብ ዓረዛ ማይድማ ቆላ ሰራየ ዝዝዉተር ኢዩ።ክጸሓፍ ጥራይ ኢዩ ዘይክእል።ንባዕሉ ኣምሓርኛ ኢዩ ዝሕዉሰሉ ኣብክንድ ዝብል ኣማርኛ ይብል ሓሻኻ ተበዲሎም ብሓቂ።
@user-ib2rx5cf5y
@user-ib2rx5cf5y 8 күн бұрын
💙💙💛💙❤💙💙🌿
@peaceforall-ug8vo
@peaceforall-ug8vo 8 күн бұрын
ናይ ጨቃ ኢየ ዝብል ዘሎ መራሒ ዓያሹ ኢየ ዚብል ከሙ ስለዝኾኑ ግደፉኒ ባርያ ምኻን ይሕሸኒ ይብሉ ኣለዉ።
@amlesetmisghina3268
@amlesetmisghina3268 8 күн бұрын
💙👍🏼👌💙👌👍🏼💙👌👍🏼💙👌
@hailuweld
@hailuweld 7 күн бұрын
ተላዓል
@elilta70
@elilta70 8 күн бұрын
🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙
@sabaghirmay7158
@sabaghirmay7158 8 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@princeatimes4209
@princeatimes4209 8 күн бұрын
እታ ትኽክል ትግርኛ ነይሮም ነይራ ነይረን ነይረ እዩ ኔሮም ኔራ ኔርና ዝብል ምባል ጸገም የብሉን ግን ገላጺ ኣይኮነን ስለዚ ኣብ ኤርትራ ፋሽሽትነት ኣሎ ናይ ጣልያን ኣሎ።
@lllliyan
@lllliyan 7 күн бұрын
Kemey kulitu ykeded guhaf
@mere7099
@mere7099 8 күн бұрын
አቤት ፍልጠት አቤት ፍልጠት እዚ ማዕበል ዝብልዎ ሲ አኪላታ በቃ እዚአ እያ ፍልጠትካ በል በል መጀመርያ አምብብ ርእሲ ሐምሐም ማዕበል ዲበላ ክክክክክክ
@rahelmerkeb4564
@rahelmerkeb4564 8 күн бұрын
እቶ ርእሶም ሓየ እንዶሞ ስራህ ንስካ ኣካል ህዝቢ ዶ ኣይኮንካን።
@genettesfay4061
@genettesfay4061 6 күн бұрын
ሰላም ካብ ሱፐር ማርኬት አይግዛእን እዩ
@hidatteklom2411
@hidatteklom2411 7 күн бұрын
አብ ኤርትራውያን ዘሎ ድንቁርና ማእለያ ዘይብሉ ወይ ጉድድድ እንታይ እዩ ዝግበሮ?
@peaceforall-ug8vo
@peaceforall-ug8vo 8 күн бұрын
ድንቁርና ጥራይ ዘይኮነ ዕሽነት ውን ኣለዎ ምዕበል ድቤላ። ኣጎው ዝባሃሉ ሓደ ብሄረ ሰብ ኢትዮጵያ ። ዋላ ንባዕሉ ኣይፈልጠን ኣብ ከበሳ ኤርትራ ኢስትሚሌት ኮይኖም ኣለዉ ሕተት በሎ ሰልጠነ።ድቤላ ኣጎው ክኸውን ይኽእል ኢዩ።
@teresaenoughisenough512
@teresaenoughisenough512 6 күн бұрын
“ጎሬቦታችን” ክብል ከሎ ኸ አምሐርኛ አይኮነን ዲዩ? ማዕበል ደንቆሮ ሼንካ ደቅስ
@gm5215
@gm5215 7 күн бұрын
አነ ናይዞም ጎጃሜ አይገርመንን ምኽንያቱ አምሐራይ ተኾንካ ዓጋመ ኢልካ ክትጻርፍ ትግደድ ኢኺ ምኽንያቱ ምኽንያቱ ኤርትራ ክትመስል ስለዚ ጁጅ ኢለዮም ክሐልፍ
@rahelmerkeb4564
@rahelmerkeb4564 8 күн бұрын
ፖልቲካኛ ኣይ ኮንክን እንዳበለ ካብ ምዝራብ ከኣ ኣይቃረጸን ።
@konjithagos7591
@konjithagos7591 8 күн бұрын
Anita hewey bog beli zeytifelito aytizareb adetat amheru kemana aykunenan eyen hinibasia ayigebiran eyne difo dabo yibihel mis tegaru yhwatina gin bikunanon bihinibasia aykonen yhiwatina eyom tekebeliti gasia eizi aeygibiomin eyu eitom helefitukum AB asimra zelewu tegaru eyom rieisika asirihiyo
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 7 күн бұрын
ኣብ ዓለም ዘሎ ግዝቢ ብቀዳምነት ዘድልዮ ሕግን ሕጋውነትንዩ ።ምስ ህግድፍ ቅዋም ፓርላማ ንህዝቢ ዘድልዮ መራኸቢ ትምህርቲ ብዘይ ፍርዲ ንዓመታት ዝኣስር ብኸላ ዝተኸበበት ሃዲብካ ኢልካ ትአሰረሉ ምሰዚ ስርዓት ዕርቂ ማለት ዕዉር ጸማም ናኣአምሮ ስንኩል አንተዘይኮንካ በየናይ መለክዒ ዕርቂ ትገብር ካልኣይ መርገም ማለትዩ።😂😂😂😂😂😂😂😂
@tesfuhat.407
@tesfuhat.407 8 күн бұрын
ኣንቱም ሰባት እዚኦም ክዳን ኢዮም ቀይሮም እምበር ጓሶት ኣብ ዓንሰባ ዝነበሩ ተዓሲቦን ዝጓስዩ ዝነበሩ እኮ እዮም
@mnbarnmenygbae8438
@mnbarnmenygbae8438 7 күн бұрын
Kkkkkk kemau elka texanana aseba daa atay zgase alekum
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 6 күн бұрын
ወዲ ዓንዳይ እመንዳ ሓደ ልቢ ገልዳም ባርያ ፍጥር ክብል ህግደፍ ደላይ ፍትሒ ኮይኑ ኣይፈልጥን ንዉሑዳት ከዳናግር ጸኒሑ ሕጂ ግርም በሪሁሎም ካልእ ኤልሳ ሕስርቲ ማዕበል ዲበላ እዞም ኮልተ ሓሹላት ፈላሲት ዑና ጉዶ እዮም ካልእ ኣብራሃ ካሳ ኣምሓራይ ወደ 40 እዩ ኣይትሓስዉ ግን እዚ ጸገም ኣይኮነን ካብ በልኩም ከደምቶም ካኣ እንዳ ሓደ ልቢ ካልኦት ባራዩ
@hailuweld
@hailuweld 8 күн бұрын
እቲ ትብሎ ዘሎካ ናይ ህግደፍ ስራሕ እዩ ኣይትገምጥሎ ሕልና ኣልቦ እንታይ ገደሰካ ብሓሶት ሰብ ተጸልም ደንቆሮ እስኪ ብሕልና ተዛረብ ወስላት ደንቆሮ መትከል ዘይብሎም ክሕስው ዘይሓፍሩ ጉድ ርኤ
@Higuain1995
@Higuain1995 8 күн бұрын
ዝተባላሸወ መንእሰይ ፍትሒ ከምጽእ ኣይክልን. ኣብዚ ምዑብል ጊዜ ብኣውራጃ እሞከኣ አብ ደሞክራሲ ዓዲ እንዳተቀመትካ. እሞከኣ ሰለስተን ኣውርጃታት ህዝበን ዜይ ተምሃረ አብ ድኽነት ዝነብር. መንእሰይ ንፍትሒ ንሰላም ስበኽ
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 7 күн бұрын
ብቁዱስ መንፈስ ስለ ዘይንወስዶ ኮናምበር ኣውራጅነት ኣብኩ ዓለም ዘሎዩጀርመን ስዊስ ፍረንሳይ ብኣውራጃ ብኹኡሾ ኣኣውራጅኦም ምምዕባል ኣብምርጫ ሓመድዮም ዝጋበሩ ናህና ግን ባውራጃ ምቅትታል ሃገር አንዳጸነተት ንንሕዽሕድካ ክትማናጨት ዘአንዉ ካብኡ ናብኡ አዞም መታሕት ብዛ ሃይማኖት ተኸባቢሮም ይነብሩ ሰብ ከበሳ ነንሕድሕደን ክዉኣራቆሳ ኣአፋዎም ጠሚሮም ይአዘቡ ኣለዉ መን ረቢሑ ኩልና ኣይረባሕናን ሃቢርና ኢና ንጸንት ።ንውሓድ ንብዛሕ ካብዚ መከራ ክንናገፍ መዓንጣኻ ሸጥ ኣቢልካ ምቅላስያ መፍቲሒኣ ኢድካ ኣጣሚርካ ምርኣይ ነውሪ።😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@abrehetbeyenewoldu2869
@abrehetbeyenewoldu2869 8 күн бұрын
Tefetawi ahaweka ab fersay alka diyu teteqeqelu ezom barayu yzarebu alwu emo tetqeqelu kemeu kebelu semeyom ab tik
@BETESEB1972
@BETESEB1972 6 күн бұрын
ርእሶም ሱቅ ዘይትብል ብክቡርካ እዋይ ተፈቲካ ኣይትጸላእ ኣይትፍራሕ ትብዕ በል ስነጥበባዊን ፈራሕን ጸላእኩ ቻው ምስ ደርፍካ ክርእየካ ኣይደሊ ክሰምዓካ ኣይደሊ ተበላጺ
@senaytsehaye1371
@senaytsehaye1371 6 күн бұрын
Foe kem Seltene hasawin halayin sebsi alo do.
@tesfuhat.407
@tesfuhat.407 7 күн бұрын
ነዚ ሰብ ሞት ኢያ ካብ ማሃይምነት ትፈላሊዮ ቅልጥፍ ኢላ እንተትመጾ ምተገላገለ ።
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 6 күн бұрын
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 7 күн бұрын
እዚ ስነጥበባዊ በታሓሳስብኡ እንተወሓደ 20 ዓመታት ድሒሩ ኣሎ :: ፐሎቲከኛ አይኮንኩን እናበለ ብዛዕባ ፖሎቲካ ግን ጋሕጊሑ አውጺእዋ:: ተስፋ ዝቆረጸ ብዘይ ተጋድሎ ነጻነት ከም ገጽ በረከት ክወሃቦ ዝደሊ የዋህ ዩ:: ናይ ሞትን ሂወትን ፍልልይ ሲ ከመይ ጌርካ ኢኻ ብዕረቆ ዕረቆ ክፍታሕ ?
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 8 күн бұрын
ዉጩ ድሕሪ ናጽነት ብማአሰርትን ብምርሻንን መንአሰያ ዘጽነተ ክሪሚናልዩ
@peaceforall-ug8vo
@peaceforall-ug8vo 8 күн бұрын
ኣታ ኢዚ ማዕበል ትሕዝቶ ገዲፉ ብዛአባ ቆንቃ ጥዑም ዝባሃል ኣሎ ኢቲ ናቱ መልሓስ ናይ ማዕበል መልሓስ ንዓካ ጥራይ ጥዑም ላህጃ።
@lllliyan
@lllliyan 7 күн бұрын
Selten ezi kilom hgdef dki Akologzay antekoyno sle ztegadelu eyom Kalykea deki awrajana koynom gn andgfomn slezi altawuyan aykonan.
@tygett1441
@tygett1441 8 күн бұрын
ዋይ ጸለመ ኣታዚኦምስ እበርዶ አርትራውያን ኢዮም ትፈልጥዎ ዘይትሰርሑ ብኣል እዱ ዲባላ ዲላስኻ ሸጥካዮ ዋጋ የውጽእ
@samiyow
@samiyow 8 күн бұрын
FLFL media subscribe ngberelom deki meley, seltene kea n zdwlulka sebat respect habom ,12:16 kab tezibtey eyu
@ZeresenayHagos
@ZeresenayHagos 7 күн бұрын
🩵💪🩵💪🩵💪
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 6 күн бұрын
ጓል ኪሮስ ዘይትሕለል ዘይትቅየር ዋዕሮ🩵👍🌹🎉🩵 ዘይ ከም ባዓል ኤልሳ ጭሩም ነፋሒቶ
@tekleteare3363
@tekleteare3363 8 күн бұрын
🩵🩵🩵🩵🩵💪💪💪💪💪
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey 6 күн бұрын
🩵🩵🩵🩵🩵
ምቅላዕ ዳርጋ ምውራጥ
2:16:45
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 11 М.
Каха ограбил банк
01:00
К-Media
Рет қаралды 9 МЛН
1❤️#thankyou #shorts
00:21
あみか部
Рет қаралды 88 МЛН
⬅️🤔➡️
00:31
Celine Dept
Рет қаралды 44 МЛН
ኣገዳሲ ሓበረታ   ኣብ ስወደን & ስዊዝ ዘጋጠመ
1:54:02
መደብ ሕቶን ርእይቶን ምስ ህዝቢ
1:47:11
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 14 М.
ህጹጽ ጻዊዒት ሰላም ኣብ እስራኤል
1:23:53
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 19 М.
Gere emun part 182 | ገሬ እሙን ክፋል 182
50:54
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 301 М.
МАМА и TikTok (Смешное видео, приколы, юмор, поржать)
0:59
Натурал Альбертович
Рет қаралды 3,8 МЛН
МАМА и TikTok (Смешное видео, приколы, юмор, поржать)
0:59
Натурал Альбертович
Рет қаралды 3,8 МЛН