Tesfazion. ስለምንታይ እዩ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ ዝበሃል ሰብ ከም ዝነበረ ዝኾነ ጭብጢ ዘየለ፧

  Рет қаралды 38,619

Agaiazian.tv

Agaiazian.tv

Күн бұрын

Пікірлер: 430
@mussieokbe3607
@mussieokbe3607 5 жыл бұрын
ብወርቂ ሐወልቲ ክንሰርሐልካ ኢና ጅግና
@brhanegerman2080
@brhanegerman2080 5 жыл бұрын
አዮኻ ናይና ፡ተስፌ ጅግና
@ማዕበልመንአሰይ
@ማዕበልመንአሰይ 5 жыл бұрын
ጅግና ንናይ ሓሶት ታሪኽ ክትድምስስ ዝተፈጠርካ ዓብይ መምህር ክብሪ ክትመልስ ትጋየ ዘለኻ ክብሪ ይሃብካ
@wedisolomn
@wedisolomn 5 жыл бұрын
He's one of the Greatest Eritrean ''Hero'' that's way our.....Country still Exist As Nation until Now R.I.P Wedi Awate we will....Not forget your History for Ever!
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 5 жыл бұрын
እዋይ መምህረይ ኣዘካኪርካኒ ስድራና ኣብ ግዜ ኣውዳእመታት ኣብሓጎይ ዝውልዖም ደርፍታት ሰብ ቀደም ኣቦታትና ዘይምኖ ቃላት ምስ ጥዑም ድምጾም ትግርኛና ናይልብና ፈጣሪ ዝዓደለና ዘይከምጎረባብትና ንሕና ንሕና ንሕና ምስ ክብርታትና ተመራሕቲ ብእንዳባና ሰብ ታቦት መስቀል'ዩ ኣርማና ዋላ እንተተኮራረና ኣኮሎግዛይ.ሓማሴን.ሰራየ.መላእ ትግራይ ታቦትና'ዩ ዝዓርቀና ።
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 5 жыл бұрын
@@tekleyemanegash8739 ክብረት ይሃበልና ።
@hailezgiteki8911
@hailezgiteki8911 5 жыл бұрын
እንቃዕ ድሓን መጻኻ ልሳን ብዙሓት ዓወትካ ከይነወሐ ጽባሕ እዩ ኣጆኻ 🌹🌹🌹
@-877
@-877 5 жыл бұрын
ተስፋጽዮን ሰላሊዓ ሎሚ ኣብ ስዓታ ረኺበካ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ እስራኤል " ተስፌ ዝፈቱ Like
@ክኸውንዩከመይዘይከውን
@ክኸውንዩከመይዘይከውን 5 жыл бұрын
መርሓባ ባዓል ዓቢ ራኢ ሰላምን ዓወትን ንዓኻ
@muller-desbele
@muller-desbele 5 жыл бұрын
ፍልጠቱ #ከይበቀቐ# ዝምህር #ውፉይ# ኣግኣዝያዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@niyatosbaninas
@niyatosbaninas 5 жыл бұрын
ካብ ኡ የድሕንካ። ብዘይካ መሰረት ዘይብሉ ዘረባ እንታይ ሓቢሩኩም። ትምህርቱ ወገንነትን ዓሌታውነትን ንህዝቢ ኤርትራ ፋሕ ከብል ዝተላኸ'ዩ ዝመስል። ስለዚ በጃኻትኩም ካብ ከምዚ ስሚዕታት ነጻ ኹኑ።
@mowfgmohamed1730
@mowfgmohamed1730 4 жыл бұрын
@@niyatosbaninas fsawi .. kndu zytakil sni tnaeso dniqoro
@goitomghebremeskel1558
@goitomghebremeskel1558 5 жыл бұрын
Thank you tesfazion
@hoperaeina8274
@hoperaeina8274 5 жыл бұрын
ብንግህኡ ከኣ ተራኪብና መምህረይ......,ብልበይ ክሓስበካስ ደበክ ኢልካ። ብሩክ ንግሆ እዩ።
@lemlemghiwot5085
@lemlemghiwot5085 5 жыл бұрын
MHURAN ABEY TEFOM IYOM NEZI MEMHIR TIBIL 👎
@hoperaeina8274
@hoperaeina8274 5 жыл бұрын
መምህር እንተ በሉካከ
@mehretnorodin3860
@mehretnorodin3860 5 жыл бұрын
ናይ ዝሩጋት መምሂር
@amanuelne6047
@amanuelne6047 5 жыл бұрын
ተስፌ ኢንካዕ ብድሓን መጻኻ ጅግና ናይ ህዝቢ ትግርኛ
@kidanehadush4491
@kidanehadush4491 4 жыл бұрын
ክብሪ ነዓኻ ዓይን ትግራይ ዘንቓሕኻ መን ከማኻ ። መንእሰይ መቐለ ውሽጡ ተስፋፅዮንዩ። ኩሉ ሰጊርካዮ ብዓወት መሰስ።
@ሃገረሓማሴን
@ሃገረሓማሴን 5 жыл бұрын
ጅግና ተባዕ
@spaceketema
@spaceketema 5 жыл бұрын
ኣነ ድማ ደረተይ ገቲረ ወዲ ሽከቲ በቦይ በደይ ከኣ ዓዲ ገዳ። ህግደፋውያን ካበይ ዝመጹ ዘይፍልጡ ናህና ምንቅስቃስ ካብ ብትግራይ ክብሉ ሓንቲ ኣይሓንኩን ዶ፧ Our movement is grass roots movement that is being run by Tigrinya Eritreans!!!
@mebrahtuweldueyob5030
@mebrahtuweldueyob5030 5 жыл бұрын
Merhaba meteabiti
@monkykisha4398
@monkykisha4398 5 жыл бұрын
Serkti
@hanivalgebru8536
@hanivalgebru8536 5 жыл бұрын
@@monkykisha4398 sekit nefat wediza dirbush.
@yobiz3370
@yobiz3370 5 жыл бұрын
ክብሪ ንዝግቦም ክብሪ እንህብ ⭐⭐⭐⭐⭐🏆🥇
@እመኑብኡ
@እመኑብኡ 5 жыл бұрын
ንተጽፋጸየን ዝድገም እስከ ላይክ
@ደንበአናብስ
@ደንበአናብስ 5 жыл бұрын
አግአዚያን ፖሎቲካ ኤርትራ ን ትግራይን ብምቁጽጻር መራሕቲ መንእሰያት የፍሪ አሎ ክምስገን ይግብኣ
@memhermuluebrhanmengis2595
@memhermuluebrhanmengis2595 5 жыл бұрын
ኣይነበረን ጥራሕ ዛይኮነስ እንተነበረ ውን ሽፍታ እዩ ነይሩ
@yonasasmelash3510
@yonasasmelash3510 5 жыл бұрын
ሽፍታ ናይ ዓጋመ ስራሕ እዩ ታሪኽኩም ይምስክር ።
@trtetintr5120
@trtetintr5120 5 жыл бұрын
Shifta komal agame
@suleimanyassin5545
@suleimanyassin5545 5 жыл бұрын
Ahhha member muluxelmat tarik tamazgibu eyou lali bal tahti had bal fatac taric yabilkan anta taric kihdat hasot mawailka dikinnet dinkurinna. Dagmai nimawil abta dikinnatka kitimeles haya mizirab terifu tenkes bala Mo naimen kisad kamterakiba makaxilta abokin yohanes habirnna nixaba taric albo member xalmat
@memhermuluebrhanmengis2595
@memhermuluebrhanmengis2595 5 жыл бұрын
Dihan aslamay abta meret abotatey entetekwmitu beka yelenan malet eu sefatu adikum dileu gahafat
@danielgebreab692
@danielgebreab692 5 жыл бұрын
መርሓባ መምህር ሓቂ እንቋዕ ብዳሓን መጻእካ መሬት ኣጋዝያን ግኣዝያን ኣቢልካያ ብኹላ ማኣዝን ጫውጫው ኮይና መሬት እዚ ኻ ውጽኢት ናትካ ኢይ
@kiflittesfay6517
@kiflittesfay6517 5 жыл бұрын
Eway adey tmut mara eko ika tehguseni💪✊👍
@jacobabreham6342
@jacobabreham6342 5 жыл бұрын
Meriet kawkaw ila. We haven't seen like this in recent memories. Agaazian is Tsunami to the Eritrean political space.
@netsereab6599
@netsereab6599 5 жыл бұрын
@abdu ibrahim :- Then, #Listen to your teachers.
@ሕድሪኣለኒ
@ሕድሪኣለኒ 5 жыл бұрын
ኣስላማይ ጀማሪ ሰውራ ፡ ኣስላማይ ሓበን ኤርትራ ፡ ኣስላማይ ኣካልና ሂወትና ፡ ኣስላማይ ናይ ደም ሰራውርና ፡ ኣስላማይ ጅግና ተወፋያይ ፡ ኣስላማይ ላዋህ መስተውዓሊ ፡ ብዘይ ኣስላማይ ኤርትራ ኣዬርትራን ፡ ኤርትራ ንኣስላማይን ክርስትያንን ኤርትራውያን ። ። ። ። ። ። ። ።
@ኣብርሃምኣፍወርቃመምህረይ
@ኣብርሃምኣፍወርቃመምህረይ 5 жыл бұрын
ሰላልዓ እንቃዕ ብድሓን መጻእካ መምህር ተስፋጽዮን
@mohammedabdelkader5576
@mohammedabdelkader5576 5 жыл бұрын
Ewaaaka xnxway tarikum agazian ember awate trafya beakum guhafat tarik awate ab italy keyterefe alo.awate etbl zela awet gbera ktwehatelka wedi agazien mekel albo.awate elamu hanti rebu hade lbu hanti.we are proud of him.awate=eritrean.
@ariamemun9576
@ariamemun9576 5 жыл бұрын
እንቃዕ ብደሓን መጻኻ ኣያናን መም ሳጭን እስኻስ ንበረልና❤️❤️🌷🌷🌷🌹🌹
@halaltsilal2652
@halaltsilal2652 5 жыл бұрын
ባሓቂ ጹቡቅ ሓሳባት ኑጎሩና ብጭብጥ ብሰነዳት ኢተሉኩም ጀበርት ሕጂ!!!?
@tsegaweldezion3551
@tsegaweldezion3551 5 жыл бұрын
Xululate haswti
@samiaaamir1858
@samiaaamir1858 5 жыл бұрын
Haswte
@samiaaamir1858
@samiaaamir1858 5 жыл бұрын
Kaka haswti
@AMuuse-ih2oo
@AMuuse-ih2oo 5 жыл бұрын
🤚🇸🇴💙🇪🇹✔🇩🇯💙🇪🇷✔👍
@AMuuse-ih2oo
@AMuuse-ih2oo 5 жыл бұрын
@David Solomon U damn stupid. first, Tesfa needs every chick regardless people agree with him or not. secondly. plus his, there's also entertainment part. thirdly, if you followed him, Testa that's I respect his opinions fucos on 🇪🇹Ethiopia🇪🇹🇩🇯Djibouti🇩🇯& sometimes on 🇸🇴Somalia🇸🇴, first 🇪🇹Ethiopia, Somalis are majority & 🇸🇴Somali Republic. I fully respect Tigrey Free nation or Agazian, whatever ur dreams are. so relax & enjoy the show...
@soltanandebirhan8107
@soltanandebirhan8107 4 жыл бұрын
Tesfaxeyon jigna ane zegarmane natka neger bitame eya zadinekeka beka be afleto eka tizareb so god bless you bro
@ትግርኛናሽናሊስት
@ትግርኛናሽናሊስት 5 жыл бұрын
ጅግና ጀጋኑ ጭድድ ኣርሓ ዓደቦና ንበረልና
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 5 жыл бұрын
ናይብሓቂ 100%/ ክልተ ትግርኛ የለን ።
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 5 жыл бұрын
@@yonisabrha8887ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዓፋር ን ኣብ ኤርትራ ዘሎ ዓፋር የክብር ኩናማ ውን ከምኡ ኣነ ድማ ነቶም ከማይ ተዛረብቲ ትግርኛ የክብር
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 5 жыл бұрын
@@yonisabrha8887 ኣብ ጽሑፍካ ጽባቀ ጽሕፈትን ብስለትን ተዝሕወሶ ጽቡቅ ነይሩ ዝሓወይ ።
@ichliebemeinemutter8924
@ichliebemeinemutter8924 5 жыл бұрын
@@yonisabrha8887 aslam nenhdiom ykatelu alewu emo arekom
@ሓቂእየዝደሊዓንቂ
@ሓቂእየዝደሊዓንቂ 5 жыл бұрын
ተስፍጽዮን ጅግና ይሆ እድሪስ ዓወተ ዝብሃል ሽፍታ ሱዳናዊ ወትሃደር ጥልያን ዝነበረ እየ ኣብ ጋሽ ተፈራሂ ስለ ዝነበረ በቲ ሽፍትነቱ ተጠቂማ ጀብሃ ፖሮፓጋንዳ ትነዝሕ ነይራ ንሱ ክኣ እድሪስ ዓዋተ ማሳና ኣሎ ብረት ሳዉራ ጀሚርና ክክክ ሰብ ክትስሕብ ዝደረሰቶ ጽንጽዋይ እዩ እቶም ኣስላም ነዚ ጽንጸዋይ ሓቂ ተወስድዎ ጀብሃ ናትና ኢሎም ስለ ዝኣምኒ ጽንጽዋያ ክቅሕሙ ክኣ ንቡር እዩ ናይዞም ኣምስሉ ክርስትያን ጽላእ።
@ልንጆልበይ
@ልንጆልበይ 5 жыл бұрын
ቅቅቅቅቅ
@asmeraeritrea1241
@asmeraeritrea1241 5 жыл бұрын
Weldab weldmariam shfeta eyu
@tedrosmahari9962
@tedrosmahari9962 5 жыл бұрын
@@asmeraeritrea1241 👹👹👺👺👹👹
@black-ki1ng7
@black-ki1ng7 4 жыл бұрын
ሓቂ እየ ዝደሊ ዓንቂ። ኣታ ዓጋመ ሓምድ ጅግና እዩ ኣብ ምሉእ ጋሽ ከኣ ሓወልት ክስራሓሉ እዩ”
@thanksnd8438
@thanksnd8438 5 жыл бұрын
ተስፋጼን ጎራሕ እዩ ክሰርሕ ዓቅሚ ሰለዘይ ቡሉ መዲሩ ብ2ተ ወገን ክበልዕ ኢሉ ገለ ፈዴል ዘይቀጸሩ ተጋሩን ፉንፉናት ኤረትራውያን ኣኪቡ ወርሓዊ ገንዘቡ ይእክብ ኣሎ ካይበለዕካዮ ገሕበል ራሳሕ
@asfawmalik4392
@asfawmalik4392 5 жыл бұрын
Sidat bsenke matkieten washelakat usbat , I been there were people work for some who live day to day for thaerifa from any group .thank you what ever you are .
@peitroshaiyle3004
@peitroshaiyle3004 3 жыл бұрын
ኣድይ ንይ,,, ብኣልይ ዓዋተ ኣረክብና ኩስተርትይ,,,, መንገድይ, bus, ደስትይ ሓዝብትይ ኩና ነንብርይ ኣሎና,,,,, ብርጋ,,,,, ሐምከትይ ናትና jenrtion አዩ ::
@Bella-se1so
@Bella-se1so 5 жыл бұрын
ተስፋጽዮ ኩሉ ትዛረቦ ኢንዶዩ ዝሕብነንን ዘኩራኣንን ብዚያዳ ሎሚ ካብ ኩላ ማኣልቲ ምክንያቱ ብ ሰንኪ ሓሶት ናይ ኣሰና ደጋፊ ሂግድፍ ክክውን የ ዝሓስብ ነረ ሓቂ ሒጅ ኣብኩም ረኪበያ
@johnwediansebatigrnya7999
@johnwediansebatigrnya7999 5 жыл бұрын
אוהבים אותך אבא שלנו טספה ציון btami ena nhben baka kubur ayana tesfasion i love you so much
@monkykisha4398
@monkykisha4398 5 жыл бұрын
Neskum Israel dikum wala Eritrawian . Selmentay izi megedi tewsdu
@peitroshaiyle3004
@peitroshaiyle3004 3 жыл бұрын
ተልግዞምልና አባ,,,, ሐዝብ eritrea ካብይ መዞም ብኣልይ ዓዋተ ኣንፍልተን,,,, ኣዴና ገድፍና ኣብ ሰድትይ ኣሎና,,,, መርትካን ኣደኻን ባሕርካን ነይ ጋና ኣርክብካ ከማሕደርዋ ኣርክብና አነና ኣብ ለምና በንፍትይ ናይ english አንዳቶትኩበልና ነንብርይ,,,, ጉዳም,,,,, ዘገርምይ, heeeeeehaaa ሓንትይ bulet,,, ተኩሱ ጀምቱ,,,, ኩልዎ ነብርት ናይ ኣቦታትና ወርሻና ደርብና,,,, በትካቦ ነንብርይ ረሳሕይ ሰራሕ,,,,, ከንስርሕይ ናብዝይ ሰድትይ መዝና
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 5 жыл бұрын
Ayoka nayna wedi jeganu agaezyan nqdmit nmersh awet eyu lmadna 💪💪💪
@dawitdesta8413
@dawitdesta8413 5 жыл бұрын
Xbuk hasab iyu tesfye asli
@nohnoh4127
@nohnoh4127 5 жыл бұрын
ብዘይካ ኣጋእዝያን ካልእ ተስፋ ዘሎዎ ውዳበ የሎን ።
@metkelzion3987
@metkelzion3987 5 жыл бұрын
ህዝቢ ትግሪኛ: ነዚ ናይ ቀቢላ ሓመድ ኢድርስ: ኔሩ ድዩ ኣይነበረን ከማን ዝኾነ ጭብጢ ዘየለ: ከም መፃወቲ መስሓቒ ክጥቀመሉ ተዘይኮይኑ: ናይ በሓቂ ከምዘይዝክሮ ጭቡጥ እዩ። ትግርኛ ሃገራውነት ዝዓግቶ የብሉን ታሪኽን ቅርስን ናይ ልዕሊ ሰለስተሽሕ ዘመናት ከም ዘለዎ ዝተሰቆሮ ህዝቢ ትግርኛ ክገልፆ ዘይክእል ወኒ ሃገራውነት እዩ ዝስመዖ ዘሎ ዓወት ንኣግኣዝያን ።
@hagostekle2745
@hagostekle2745 5 жыл бұрын
Egziabher ybarka bro
@gamlak1
@gamlak1 5 жыл бұрын
ንኩላ ተዛርባ ኣለኻ ። ኣምላኽ ክብረት ይሃብካ።
@kukkak8125
@kukkak8125 5 жыл бұрын
Ewe bsenki dhretu do.
@gamlak1
@gamlak1 5 жыл бұрын
@@kukkak8125 ኣይ በቲ ሓቅነቱን ፍልጠቱን ደኣ ።
@kukkak8125
@kukkak8125 5 жыл бұрын
9 year tezaribu,entay eyu mo geru.hatewtewwwwwww methazi zeyblu...
@ግእዝንግእዛውያን
@ግእዝንግእዛውያን 5 жыл бұрын
ዓዋተ ዝብሃል ኣክተር ናይ ጽውጽዋይ / ሕልሚ ደርሆን ።
@maharihagos2577
@maharihagos2577 5 жыл бұрын
ዓዋተ ዘርኣስታ ፊልም ክንሰርሕ ኢና ኣብ ቀረባ ጊዘ
@ግእዝንግእዛውያን
@ግእዝንግእዛውያን 5 жыл бұрын
@@maharihagos2577 ዓዋተ እትብል ፍንታዚ ጽውጽዋይ ኣዘል ተድሊ እያ ። ንኣብነት ፥ 1= ዓዋተ ዓዲ ይኩን ዓውዲ ዘቡሉ ኣፈ ጽውጽዋይ ከም ዝሕብሮ ቤንዓምረታይ ። 2= ዓዋተ ሰብን ከብትን ኩናማን ብከፈሉ ትግርኛ ከም ዝመንዝዐን ዝሰየፈን ። 3= ካብ ሓፍቱን ሓወቡኡን ተወሊዱ ኢሉ ዘዘንቱ ጽውጽዋይ ከም ዘለዎን ። .....ወዘተ ።
@samimoha2027
@samimoha2027 5 жыл бұрын
Tesfasion yhayshi kab awate 100%
@אפריִם-ל2י
@אפריִם-ל2י 5 жыл бұрын
ጻዕዳ ዝልቦምየ
@መደብባህልንጥበባትን
@መደብባህልንጥበባትን 5 жыл бұрын
ካብዝገርመካ ኣነ ምሳኻ ኣይሳማማዓን ኢየ ። ግን ሓቂ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ ክሳብ ሎሚ ኣስላም ካብ ጋሽ ባርካ ናብ ከበሳ ኣግማል ሕዞም ይመጹ ኔሮም ንሕና ካኣ ንሰጎም ኔርና ኣንቱም ዓካራት እንዳ በልና ነጎይዮም ኔርና ግን ሓቂ ኢዪ ሙሁር ተወከስ ባላ ተጎዝጎዝ ከምዝባሃል ምስላ ኣባኻ ረኺበያ thank you!
@black-ki1ng7
@black-ki1ng7 4 жыл бұрын
መደብ ባህልን ጥበባት ኣታ ክንደይ ትሕሱ ኢካ ካብ ጋሽ ደኣ እንታይ ክገብሩ እዮም ኣስላም ንከበሳ ኽይዶም ኣብ ኤርትራ ከ ከምኡ ኣሎ ድዩ ክክክክ
@rhuszemen5426
@rhuszemen5426 5 жыл бұрын
ከይ ተወልደ ዝሞተ ሚስኪናይ ዓዋተ ደኣ ካበይ ክመጽኡልና ጭብጢ ተስፌ ሽኮር
@ደቂዳሽምዓንሰባ-ነ7ሸ
@ደቂዳሽምዓንሰባ-ነ7ሸ 5 жыл бұрын
ተስፋጽየን ዘይ ትነጽፍ ሽያክ
@feqareye9306
@feqareye9306 5 жыл бұрын
Shewate anseba menemen eye niaflto eye zhateka zeleku
@ደቂዳሽምዓንሰባ-ነ7ሸ
@ደቂዳሽምዓንሰባ-ነ7ሸ 5 жыл бұрын
fetawi haki ደቂ ዳሽም ደቂ ሻሓይ ደቂ ዘርኡ ደቂ ደርሰነይ ዓዲ ንኣምን ምለዛናይ ዓዲ ሃንስ እዚኤን ኢየን ኩቡር ሓው
@feqareye9306
@feqareye9306 5 жыл бұрын
@@ደቂዳሽምዓንሰባ-ነ7ሸ adihans mekerka adi werhseb adena kurkura ke
@ደቂዳሽምዓንሰባ-ነ7ሸ
@ደቂዳሽምዓንሰባ-ነ7ሸ 5 жыл бұрын
fetawi haki ኦይ ወዲ ሓዎቦይ ንካልእ ሰብ ሪፈር ገረካ ኣለኩ ኣነ ኣፍሉጦይ ድሩት ኢዩ ዓዲ ሃንስ ኢለ ጺሐፈያ ኣለኩ ደብሪ ዋላ ምሳናዮም
@ደቂዳሽምዓንሰባ-ነ7ሸ
@ደቂዳሽምዓንሰባ-ነ7ሸ 4 жыл бұрын
@ሃገረ ትግሪኛ እወ ኣለኒ መን ትብል ናትካ ኣድ ክሓተካ
@isaiasghirmay7496
@isaiasghirmay7496 5 жыл бұрын
2nd Welcome tes
@kinglion4970
@kinglion4970 2 жыл бұрын
I miss old tesfazion but now
@bana4me935
@bana4me935 5 жыл бұрын
Legend of all time with out doubt,❤️❤️❤️
@tesfaygere6495
@tesfaygere6495 5 жыл бұрын
ተባዕታይ ቀጽል ጥራይ ጉዳይ ጥርዚ ክበጽሕ ኣለዎ
@ምፍጣረይይጸለአኣለኹ
@ምፍጣረይይጸለአኣለኹ 5 жыл бұрын
Tesfya jegina
@yosiefgebremeskel5162
@yosiefgebremeskel5162 5 жыл бұрын
ኣግኣዝያውነት ክቡር መንነት
@eritreaadey4672
@eritreaadey4672 4 жыл бұрын
Yosief gebremeskel seki bel guhaf
@yosiefgebremeskel5162
@yosiefgebremeskel5162 4 жыл бұрын
@@eritreaadey4672 ኣታ ኣስላማይ ስቅ በል
@eritreaadey4672
@eritreaadey4672 4 жыл бұрын
Yosief gebremeskel kristyan eye ata kelbi
@eritreaadey4672
@eritreaadey4672 4 жыл бұрын
Yosief gebremeskel Wedi shermuta
@yosiefgebremeskel5162
@yosiefgebremeskel5162 4 жыл бұрын
@@eritreaadey4672 ኣታ ወድዛ ኣስላማይ
@deltaforce3308
@deltaforce3308 5 жыл бұрын
መዓልካ መምህር
@ፍቅሪጥዑም-ዠ8ረ
@ፍቅሪጥዑም-ዠ8ረ 5 жыл бұрын
እምባሕ በለን እስከ ሾቆጥቆጥ ክብላ እዘን ደንበ ዕንክሊል
@zekariasbahlibi2890
@zekariasbahlibi2890 Ай бұрын
ክክክክ ኡይይይ እዋይ ዛንታ እድሪስ ዓዋተ ብስሕቕ ቀቲላትኒ።
@tesfomghirmay8308
@tesfomghirmay8308 5 жыл бұрын
Merhaba enqoa dehan mexaeka goyta haqi ❤⚖❤💯👏
@halaltsilal2652
@halaltsilal2652 5 жыл бұрын
95% ተቀብልናዮኢና ፍታሕ ከነብጽእ ዘይፍታሕ ሽግር ኣምጹኡሉና ኣስያስ ኣፎርቅንጭፋሩኡን እሞ ኣጆካ።
@sads3644
@sads3644 5 жыл бұрын
ተስፋ በሎ ድኣ ን ዓዋተ እዚ ሽፍታ ስሓቢ ገመል ዘርጣጥ
@liuldebas4549
@liuldebas4549 5 жыл бұрын
መደብ ጽውጽዋይ ኩሉ ግዜኡ ብጽውጽዋይ ጀሚሩ ብጽዉጽዋይ ኢዩ ዝውድእ።
@ጸጋዝጊ
@ጸጋዝጊ 5 жыл бұрын
ሰለምንታይ እዩ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ ዝብሃል ሰብ ከምዝነበረ ፡ ጭብጢ ዘይቀረበሉ ምኽንያት ፡ ልቢ ወለድ እዩ ።ምኽንያቱ ኣብ ሰራዊት ጥልያን ዓስኪሩ ነይሩ ይብሉኻ ፡ኣብ ስራዊት ጥልያን ወተሃደር ከምዝነበረ ዝገልጽ ጭብጢ የለን።ዓዋተ ወዲ ኣስመራ እዩ ይብሉኻ ፡ ኣብ ኣሰመራ ኣበናይ ከባቢ ከምዝዓበየ ዝገልጽ ጭብጢ ይለን ። ሓንሳብ ካብ ናራ ሓንሳብ ኩናማ ሓንሳብ ካብ ትግርኛ ሓንሳብ ካብ ትግረ ዘይዉለዶ ብሄር ይብሉን ። እዚ ኩሉ ጆክ እዩ ።ብሕልሚ ዝተራእዮምን ሰባት እዮም ዓወተ ዝብሃል ሰብ ከምዝነበረ ፡ብሓሳብ ኣቀናብሮም ኣቅሪቦሞ ።
@pdcbigpdc7041
@pdcbigpdc7041 5 жыл бұрын
So tesfazion. መቦቆልካ ዓድዋ ድዩ.
@solomonpetros2523
@solomonpetros2523 5 жыл бұрын
Entay kemzbl zolo aytsemon zeleka mesleni dhri 7 welodo kebabi 200 amet seleste mieti kebabi malet mesreti elu datezarebes eska bzaeba adwa tzareb aleka mejemerta kebrehelka alewo baalu
@solomonpetros2523
@solomonpetros2523 5 жыл бұрын
@@tekleyemanegash8739 anewn komu maletey aykonkun neti esu zhateto ayttemzzo eye zbl zeleku
@yafuyafu1127
@yafuyafu1127 5 жыл бұрын
Welcome Tesfie Hero!!! Agazian mes tawete nezom Akarat aslam kab Eritrea kesdom qorxna nenab hagerom knsdom ena::
@Sick0fTraitors
@Sick0fTraitors 5 жыл бұрын
We are Muslims really ready for you deqi daqala
@yafuyafu1127
@yafuyafu1127 5 жыл бұрын
Haji Adal 🤣🤣🤣 Entay ktgeber delika Ata Akar? Ane zebelku ko nenab hagerom knsdom ena ksab Meas da sedtenatat konkum ktnebru
@Sick0fTraitors
@Sick0fTraitors 5 жыл бұрын
Belahi alek men eiuy akar brush eko zetefeltu resahat .. makorkum ze hatsbu mahashekom kab zi buzuh ajaw jaw. Genbi genbi ekom techenwo 😅😅😅 We are really ready for you Wedi eza Agazaian deqala
@yafuyafu1127
@yafuyafu1127 5 жыл бұрын
Haji Adal Akar aslamay we will soon send you away to your country (Somal)
@Sick0fTraitors
@Sick0fTraitors 5 жыл бұрын
We will see you wedi eza deqala Agazaian ✊🏾✊🏾✊🏾✊🏾✊🏾✌🏽✌🏽✌🏽✌🏽✌🏽✌🏽
@robelkidane7216
@robelkidane7216 5 жыл бұрын
Merhaba Tesfie abo hzbi we love you
@tnsaietsion575
@tnsaietsion575 5 жыл бұрын
ዓዋተ መታለሊ ,70 ዓመት ኣታሊሉና ከይኣክል ,,፡,ዘታሉሉ ገዲፉልና ምካዱ ዩ ,ዘሐዝን ,,፡
@hermonaregai810
@hermonaregai810 5 жыл бұрын
እዚ ናይ እድሪስ ዓዋተ ፈትሊ ኣሲሩ ዕላማ ገይሩ ብጥይት ጨሚቱ። ብዒባ ገይራ ሓብቱ ኣብ ርእሳ እንቛቁሖ ተኺላ እድሪስ ከኣ ብ ኣስታት 30ን 40ን ሜትሮ ርሕቀት ኮይኑ ነታ እንቋቁሖ ጨሚቱዋ ዝብል ሓቀኛ ታሪኻዊ ክስተት ዘይኮነስ ስሙ ንምግናን ተባሂሉ ዝተፋሕሰ ልበ ወለድ 'ዩ። ካልእ እቲ ዝኾነ ስእሊ ናይ ሓደ እስላማይ ቆብዕ ገይሩ ኣብ ፈረስ ተወጢሑ ዘርኢ ስእሊ እድሪስ ዓዋተ ዝብልዎ ምስቲ ባህልን ጥሪት ህዝቢ ባርካን ዘይመሳሰል 'ዩ። ኣብ ባርካ እቲ ቀንዲ ባህላዊ መጓዓዝያ ግመል 'ዩ። ቀጺሉ ድማ ኣርጊ። ፈረስ ግን ኣብ ከበሳን ወይ ደጉዓን ወይና ደጋን 'ምበር ኣብ ምቖት ወይ ሃሩር ከባቢ ዝራባሕ እንስሳ ኣይኮነን። ዋላ ሓሓሊፉ ገለ ውልቀ ሰባት ፈረስ ዝሃለዎም እንተነበሩ ከም ባህሊ ግን ናይ ውግእን ቋሚ መጉዓዝያን ገይሮም ይጥቀምሉ ነይሮም ክንብል ኣጸጋሚ 'ዩ። ስለዚ እቲ ፈረስ ተወጢሑ ስእሊ እድሪስ ዓዋተ ዝበሃል ካብ ፈጠራ ቅብእን ዘይተረጋገጸ ብሂል ፈሊኻ ምርኣዩ ኣይከኣልን ዝመስል። ሰብ ግን ብባህሪኡ ሕሉፍ ዛንታን ጽውይጽዋይን ኣጋኒንካን ኮሓሒልካን መሳጢ ታሪኻዊ- ልበ ወለድ ወይ ልበ ወለድ ምዝንታው ልሙድ ባህሪኡ 'ዩ።
@phlippasme379
@phlippasme379 5 жыл бұрын
Hakika memhir Tesfazion.endahigdef ni shifta jignakum eu ybluna. Nay Aboy Weldeab gosiom nay shifta yhibenu
@wagwagta9502
@wagwagta9502 5 жыл бұрын
ኣባ ዳህሪ ቐጥቐጥ እባ ኣበልካያ ምድረ ሰማይ
@selomunhagos2142
@selomunhagos2142 5 жыл бұрын
ሀገረ አግአዝያን ንዓመታት ዝተዋግኡላ አቦታት ደቀባት ክንዲምዝካር ዓዋተ ዶ ካልእ ማለት ንዕቀት ህዝብና እዩ # ክብሪ ንአቦታትና
@amanteklai6280
@amanteklai6280 5 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkk ናይ ዓዋተ ታሪኽ መስሓቅ ኢዩ።
@samimoha2027
@samimoha2027 5 жыл бұрын
Tesfssion thanks
@ዮውሃንስዓንሰበታይትግራዋ
@ዮውሃንስዓንሰበታይትግራዋ 4 жыл бұрын
እዋይ ደርፊ ገለ ዓይነት እዋይ ትንታነ ገለ ዓይነት ኩሉ ሙሉ ገለ ዓይነት
@zerationkflay1816
@zerationkflay1816 5 жыл бұрын
ኣርሓ ኣላሽ ኢላ ኩላ!!!ቀጽል ጥራይ ከም ወትሩ ኣብ ጎንኻ ኣለና
@eritreaadey4672
@eritreaadey4672 4 жыл бұрын
zeration kflay kem Tesfation guhaf eka
@maekeletekle6077
@maekeletekle6077 5 жыл бұрын
Tesfazion jigna kula tergereg abilkaya eka ajoka teawetina ena !!
@jonifiker3264
@jonifiker3264 5 жыл бұрын
Ane zgermeni nezi ideology ezom endan kebilan 99% terediwom kelo ezi hezbi tegrina 50% zeyamenelu nmntay eu
@belaykassahun8042
@belaykassahun8042 5 жыл бұрын
Viva Viva my Hero
@ሑቡንብኣድሊስዎኣኽሱም
@ሑቡንብኣድሊስዎኣኽሱም 5 жыл бұрын
ኮኾብ ናይዘበንና ኢለካለኹ ኣደ ናዓኻ ወሊዳ ትምከንንንንንንንንንንንንንንን
@merkebwedeb5533
@merkebwedeb5533 5 жыл бұрын
ካብቲ ዝገርም ነገር ፡ ኣብ ኩሉ youtube ዝተፈላለየ ሪኢቶ ኢና ነንብብ፡ ኣብ ናይ ኣጋእዝያን ግን ኩሉ ሪኢቶ ሓደ ኢዩ፡ ንሱ'ካ ኣብ ልሳን ተስፋጽዮን ዝበሎ ብሓደ ምስምማዕ። እዚ ዝነግረና ነገር እንተ ኣሎ ኾይኑ'ካ ወዲ መሬት ህዝበ ኣጋእዝያን ክርስትያን ማዕረ ክንደይ መሪርዎ ከም ዘሎ ዘረዳኣካ ነገር አዩ። ድሓር'ካ ወላ'ታ ናይ RAMBO ዓዋተ ታሪኽ ትነግር ዝነበረት ጓል ኣሎ ዘይኮነ ይዝንቶ ሓዝዋ አዛ ዘረባ ይዝንቶ ይዝንቶ ይዝንቶ ኣንዳ በለት ኢያ ትገልጽ ኔራ። ንስኻ ትብል ናይ 2000 ዓመት አያ ተዘንቱ ኔራ። ኣጆኹም ቀሪብና ኢና ድሕሪ ደጊም።
@ራኢኣዶናይ
@ራኢኣዶናይ 5 жыл бұрын
ንኺድ ንኺድ ንኺድ ኣግኣዝያን ንቕድሚት ጸጋማውያን ካኣ ንድሕሪት
@abdoidiris6470
@abdoidiris6470 5 жыл бұрын
Hamid Idris Awate, Tarki zweqete For ever
@eyobghirmatsion7713
@eyobghirmatsion7713 5 жыл бұрын
ብድሌት ኣብ ትግራይ ዘሎ ህዝቢ ዘይኮነስ፡ ብፍቓድ ህዝቢ ኤርትራ አዩ ዝፍቀድ ወላ እቲ ወደርብዓ ትብሎ ዘለካ። ቀደም ውን ዋሕዲ ህዝቢ ስለ ዝነበረ'ዩ። ኣብ ዝመጽእ ግዜ ባዕልና ፈሪና በዚሕና መሬትና ክንመልኦ ኢና። ተስፋጽዮን?
@NewYorkeIsyasonoilmioamoreጓል
@NewYorkeIsyasonoilmioamoreጓል 5 жыл бұрын
ተስፋጽዮን ከም ሎሚ ኣስሒቁኒ ኣይፈልጥን
@ደቂዳሽምዓንሰባ-ነ7ሸ
@ደቂዳሽምዓንሰባ-ነ7ሸ 5 жыл бұрын
Zeramug ክክክክክክክክክ ተስፋጽየን መሕጎል ንመከ ዘይሰሓቀ
@atekingrolaatekingrola7455
@atekingrolaatekingrola7455 5 жыл бұрын
amihrni eyu lbahal
@hossana842
@hossana842 5 жыл бұрын
Hahahaha ketilna lomis.
@halaltsilal2652
@halaltsilal2652 5 жыл бұрын
እዞም ኣብ ግብጽን ኣብ ሱዑዲ ዓረብ መጠምጠምያ ናይ ርእስ ዝተማህሩ ሕጂ ኣምጹኡሉና ኢንተሉኩም ሓቀኛ ታርክ ክንሰምዓኩም ኢንተደሉኩም!!!?
@filiweld8720
@filiweld8720 5 жыл бұрын
Wecome dear aboy tesfaxion.
@gonigoni4490
@gonigoni4490 5 жыл бұрын
tesfazion anta negus ,1000 amet neberlena.awet zebehal shefta eyu.1961 shefitu,1963 hemam wesat moyto,
@mengsteabredae5794
@mengsteabredae5794 5 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️
@moosm4
@moosm4 5 жыл бұрын
This answer is not to Tesfazion personally but to many of you who have left the commandos spirit inherited by your ancestors. The soldiers most of them belonged to the same ethnic group. Many of the new generation may not know much about commando's barbaric forward momentum in many villages where children and women slaughtered. The hatred that implants in many of you will destroy you.
@erabtigron9002
@erabtigron9002 5 жыл бұрын
🌞🌙⭐️🌈 koinkana aleka kulu haki btatae abilkayo kem xahay ketri
@lilmaefrem1482
@lilmaefrem1482 5 жыл бұрын
Nay gebre sodom sher aytibel
@halaltsilal2652
@halaltsilal2652 5 жыл бұрын
ኣጆካ ጥራይ በርትዕ ኣበሳ ኢካ።
@pdcbigpdc7041
@pdcbigpdc7041 5 жыл бұрын
ንኤርትራውያን ብፍላይ ከኣ ንትግርኛ ንስደትን መከራን ዝዳሮኮም ወሰን ዘይብሉ ጭካነ ናይ ሻዕብያ እዩ. ምስ ዝኮነ መግዛእቲ ተወዳዳሪ ኣልቦ ዝኮነ ወሰን ዘይብሉ ጭካነ.
@אפריִם-ל2י
@אפריִם-ל2י 5 жыл бұрын
First
@axumitekingdom2043
@axumitekingdom2043 5 жыл бұрын
Viva agazian
@nahomtareke7694
@nahomtareke7694 5 жыл бұрын
Tesfaxion abo tigrigna
@halaltsilal2652
@halaltsilal2652 5 жыл бұрын
መሉስ መን ኢኩም ወጽእኩም መሉሱ መን ኢኩም ትባሃሉ ኣሎኩም!?
@dawitteame865
@dawitteame865 5 жыл бұрын
ሰላሊዓ ሜሬት ወጊሑ ዩ ሰብ ናብ ሰቡ ጃሃድ ናብ ጃሃዱ አትዩ ዩ ስለዚ እቲ ዋጭዋጭ ናይ ሓሶት ስሚዒት ኤርትራውነት ዋጋ የብሉን
@followthetruth9423
@followthetruth9423 5 жыл бұрын
ልኽዕ ሰብ ናብ ሰቡ ዝብኢ ናብ ገረቡ ኮይና ዘመን ተመስገን ንናይ እስራኤል ቅዱስ ኣምላኽ።
@bahtakessete7889
@bahtakessete7889 5 жыл бұрын
Xaeda zlbom kem legechwa!!!😍😍😍
@aberateklehaimanot9804
@aberateklehaimanot9804 5 жыл бұрын
ተወልጀ ጥራይ የን ነዚ ሽፍታ ኣህመ እድሪስ ዓዋተ ሎሚ ከም ጀማሪ ሰውራ ዝጥምትኦ እምበር፤እቲ ወደ ባትሲ ሳላ ኣግኣዝያን፤ሳላ ድሃይ ተጋሩ ተስፎም ምሓሪ ኩሉ በሪሂሉ ዩ።እቲ ቀንዲ ሓደጋ ናይዞም ተወልጀ ክኣ ምስ እቲ ቀቢላን እንዳን ዓረባውያንን ኣሻሪኻ ነቲ ወደባት ምድኻምን ምጥፋእን እዩ፡
@jklmnk9596
@jklmnk9596 5 жыл бұрын
Mexe mexe wekaria Adena .... Wekaria abgudguda tesfish Absandukeu....
@missasmara2054
@missasmara2054 5 жыл бұрын
Can you give a clear cut solid evidence that Awate wasn’t the one who didn’t commence the struggle for independence.
@hoperaeina8274
@hoperaeina8274 5 жыл бұрын
መሰረት ፍልጠት!
ገዛእቲ ደርብን ዕላምኦምን
57:42
Agaiazian.tv
Рет қаралды 354
ROSÉ & Bruno Mars - APT. (Official Music Video)
02:54
ROSÉ
Рет қаралды 261 МЛН
小丑揭穿坏人的阴谋 #小丑 #天使 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 36 МЛН
ገዛእቲ ደርቢ እንታይ ማለት ኢዩ ? Part 2
1:11:03
ካብ ወልፊ ከመይ ንገላገል፧(1ይ ክፋል)
16:35
ህሉው ፖሎቲካዊ ኩነታት ሃገርና
1:34:00
Agaiazian.tv
Рет қаралды 682
Rabbi Daniel Lapin: Thou Shall Prosper - Ten Commandments for Making Money
58:51