No video

ፈላጣት ኢና ንዝብሉ ዝተዋህበ መልሲ tewahdo zebeaman ጉዳይ ሃይማኖት እዩ ሼር ንበሎ

  Рет қаралды 13,394

Tewahdo zebeaman

Tewahdo zebeaman

Күн бұрын

#tewahdo #ተዋህዶ #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #ethiopia #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #ማርያም #መስቀል #መዝሙር #ወረብ #ከይፈለጡ ንዝፈለጡ ዘይኮኑስ ፈላጣት ኢና ንዝብሉ ዝተዋህበ መልሲ ። ንሕና ውን ሰሚዕና ናብ ዘይ ሰምዑ ሼር ብምግባር ክርስቲያናዊ እጃምና ንዋጻእ።

Пікірлер: 169
@habtomtekle-mi3cl
@habtomtekle-mi3cl Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስሚዓልና፡ ኣብዛ ክብርትን ጽንዕትን ሃይማኖት ኣቦታትና የጽንዓና። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ej6wb9ie2t
@user-ej6wb9ie2t Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ክቡር መምርህና ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ
@misghinaamanuel-nn4hx
@misghinaamanuel-nn4hx Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና መምሃራንና ጽግኡ የብዝሓልኩም
@saimonandom7248
@saimonandom7248 Жыл бұрын
ኣሜን ቃለሂወት የስማዓልና ፡ዓይነ ልቦና ይሃቦም ፡
@xhvudv4292
@xhvudv4292 Жыл бұрын
ቃል ህይወት ያስማልን መምህራችን🙏➕⛪
@kibretghulbet9222
@kibretghulbet9222 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማለና ዘብነ ኣገልጉሎትኩም ይባርክ
@danielnatu-ex7su
@danielnatu-ex7su Жыл бұрын
ቃለ ሂወት ያስማእልና ❤❤
@enbebagebrhiwet7349
@enbebagebrhiwet7349 Жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna egziabherrr 🙏🙏🙏
@sarahsarah193
@sarahsarah193 Жыл бұрын
Amen amen amen kalehiwet kubur Abona mrgeta ze Amanuel amlak edmen tienan yehabka 🙏💒🌹
@danayabrham1249
@danayabrham1249 Жыл бұрын
Amennn kale hiwet yesmalna megabie hadis zeamanuel kale hiwet yesmalna xbuk tmhrti kbri yhabkum kexlwo zemen agelglotkum ybarkelkum
@user-ej6wb9ie2t
@user-ej6wb9ie2t Жыл бұрын
እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኩም መምህርና ንዓና ክሕሸና ዝተመሃርናዮ ኣብ ልብና የሕድሮ
@okbaykeleta6183
@okbaykeleta6183 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህርና ፡ነዞም ከይፈለጡ ዝተፈልጡ ብስሚዕት ስግኦም ተመሪሖም ዝኸዱ ኣውራጃውያንን ፖሎቲኬጛታትን ተሃድሶ መናፍቓንን ንቤተክርስትያና ይህውኹዋ ኣለው እሞ ፡ ኣዚኹም ገስጹልና ስነ ስርዓት ኣትሕዙልና።መምህርና እግዚኣብሄር ኣዕዚዙ ሃብቲ መንፈስ ቅድሱ የዓድልካ።
@smretkesete8911
@smretkesete8911 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና መምህር
@lucasyokab6104
@lucasyokab6104 Жыл бұрын
Amen Amen Amen qlehiwet yesmalna memhir amaniel,egzabhier ab emnetna yexena,
@awetmihretab2827
@awetmihretab2827 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዓልና መም ሓውና አምላኽ እስራኤል ጽጉኡ የበዘሓልካ!!!
@tirhasamenamenamengebreger6058
@tirhasamenamenamengebreger6058 Жыл бұрын
Abotatna kalehiwet yesmaalna 🙏🙏🙏⛪
@IbelongtoJesus123
@IbelongtoJesus123 Жыл бұрын
Qall hiwet yesmalna kbur memhrna 🥰🙏🏾💓
@user-xo8bj5bt6g
@user-xo8bj5bt6g Жыл бұрын
መምህር ሓደራኩም እቲ ተሕልፍዎ ተልእኮ ነንሕድሕድኩም ብዘይ ምንእኣስን ብምክብባርን ክትተኣራረሙ ኣለኩም ነዓና ከኣ ኣብነት ስለዝኮንኩም ስለመእመን እናሓሰብኩም እቲ ክንግንዘቦ ዘለና ቅኑዕ መንገዲ መሃሩና።ቃለሂወት የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ከማኩም ንፉዕ መምህር ከኣ የብዝሓልና❤❤❤
@HabtomGebre-cy1ki
@HabtomGebre-cy1ki Жыл бұрын
grum qal
@ferawinnie4996
@ferawinnie4996 Ай бұрын
ኣሜን ቄሂወቱ የስመዓና
@Yohanes.Tesfamariam-uf1gr
@Yohanes.Tesfamariam-uf1gr Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዕልና መርጌታ
@mebrahtusyum1507
@mebrahtusyum1507 Жыл бұрын
Amen Amen Amen qalhiwet yesmalna kemzi gerkum bflay nazi hji zelo nay haymano tewahdo andabelu yegagyu ale bflay nay awne AnTenes anda belu mflay kab tmx seb bgerhu ygage alo kemzi gerkum mharuna
@efriammelak
@efriammelak Жыл бұрын
Amen(3) kale hiwet yesmealna kbur memhrna egzabiher amlak xega ab resi xega yhabelna 🙏🙏🙏
@amlakeyosef
@amlakeyosef Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና መምህር ናይ ብሓቂ ኣገዳሲ ሓሳብ እዩ
@heniagua4249
@heniagua4249 Жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna memhrina egzabhier amlak xega ab leli xega yhabkum nay agolgulot zebenkum ybarek
@awetsamuel814
@awetsamuel814 Жыл бұрын
ቃለ ህወት የስምዓልና መርጌታ ዘኣማኒኤል፡ ከም ፍቃድ ኣምላክ እታ ናይ ሸቀጥ ስእሊ ናይ ድያቆን ኣሽመላሽ ምስኦም ከም ዘይ ኮነ መብርሂ ኣብላ ማለት ሲ ንመን መልሲ ከም ትህብ ከም ዘለኩም ንኩሉ ሰብ ብርሁ ክከወን ምስ ይቅሬቱኡ፨🙏🙏🙏⛪️⛪️3
@debresina5517
@debresina5517 Жыл бұрын
ደቂ ዓዶም ንቅዱሳን ደቂ ተዋህዶ ሃይማኖት ድምጺ ተስተኻኪላ መጺኣትና ኣላ ኩልና ሰሚዕና ድማ ናብዘይ ሰምዑ ሼር ብምግባር ክርስቲያናዊ እጃምና ነበርክት ጉዳይ ሃይማኖትና እዩ ሸለል ኣይንበሎ፡፡
@debresina5517
@debresina5517 Жыл бұрын
ሰላም እግዚአብሔር ምስ ኩልና ይኹን ስድራ እግዚአብሔር እቲ ኣብ ፕሮፋይል ዘሎ ስእሊ ካብ ስልጣን ዝተወሰደ ስእሊ እዩ ስለዚ ሕቶ እትሓቱ ዘለኹም ሰባት ንብዓል ስልጣን ሕተቶዎም ዝምድንኦም ን ሕብረቶምን ፡፡ ካልእ ሕጂ ንመናፍቃን መልሲ ዝወሃበሉ ግዜን ሰዓትን እዩ ኣብ 4 ይ ክፍለዘመን ሊቃውንተ ቤተ ክርስቲያን ንመናፍቃን መልሲ ኣብ ምሃብ እዮም ተጸሚዶም ነይሮም ዘመነ ቅዱሳን ዘመነ ሰማእታት ዘመነ ነቢያት ስለ ዘሎ ሕጂ ዘመነ መናፍቃን ዝበዝሕሉ ዘመን ስለ ዝኾነ መልሲ ክወሃቦም ግድን እዩ የሕዋት ደቂ ተዋህዶ ሃይማኖት እንድሕር ኬና ንመናፍቃንን ተሃድሶን ነቃልዓዮም ህዝብና ይጠፍእ እዩ ዘሎ፡፡ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስቢ ክህበና እዩ ቤቱ እንዳፈረሰ ኣዲኡ እንዳተጸረፈት ስቅ ዝብል መንእሰይ የለን ዓቅሚ እንተዘይ ሲኢኑ ስለዚ ስቅ ኣይንበል ሓደራ ቤተክርስቲያን ንኩሉ ማዕረ እያ ትብጽሖ።
@user-pk8lu9tf2q
@user-pk8lu9tf2q Жыл бұрын
Amennn kale hiwet yesmalna xbuk agelglot maemruu kbri yhabkum
@Respectful-bq7ow
@Respectful-bq7ow Жыл бұрын
ቃለ ሕይወት የስመዓልና፡መምህር እዛ ናይ ድያቆን ኣስመላሽ ስእሊ ምስዞም መልሲ ክወሃበሎም ተደልዩ ዘሎ ምልጣፍ ንምንታይ ኣድለየ፡ ምድንጋር ከይመጽእ እንተተብርሁልና ጽቡቕ'ዩ፡፡
@43058
@43058 Жыл бұрын
ኣልቦ ከማከ ዘኣማኑኤል ጠቢብ ለከ እስመኣርኣየከ ማስያስ ዘልብ ቃለህይወት የስመዓልና ዘኣማኑኤል ሊቅ ሊቅነትካ ክፍለጥ ኣለዎ ኣፍልጦም ከኣ ንእልፊ ዕቡያትን ዘይተመሃሩን፡ ከምኡ ውን ነቶም ቃልቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ከይፈለጡ ብዓለም ምሉእ ተፈሊጦም ዘለው ፡፡
@filmonsemere7320
@filmonsemere7320 Жыл бұрын
Qal hiwet yesmana 🙏🙏🙏
@samuelteklay1325
@samuelteklay1325 Жыл бұрын
❤❤❤ ቃለ ሂወት የስምዓልና
@user-zr8eg1wf3d
@user-zr8eg1wf3d 8 ай бұрын
Memhrey zemenkum ybarek tewagu dea
@samritesfakalehiwetyesmeal6181
@samritesfakalehiwetyesmeal6181 Жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna memhrna. egzabhier beta kneti mengedi ymrhana
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 Жыл бұрын
Amen.amen Amen. Kalehiwet. Yesmalna
@gmasabraham2491
@gmasabraham2491 Жыл бұрын
Kale hiwet yesmaalna edmen tiinan yhabkum memhr
@Bienonaron-ou3ji
@Bienonaron-ou3ji Жыл бұрын
ዋዉዉዉዉ መምህረይ ዘኣማኑኤል ስቅ ትብሉ መሲሉኒ ኔሩ መልሲ ኣብ ዝዉሃቦ ጉቡእ ዝኮነ መልእክቲ ብምትሕልላፍኩም ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኩላትና ደቂ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሸር ሸር ዳ ገበርና ንምእመናን ካብ ሱሑት ኣካይዳ ክቁጠብ ነማሓላልፎ ኢና❤❤🙏🙏🙏💒💒
@hggu287
@hggu287 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት ያስማእልና ንብዓል ስልጣን መቃርስ ካኣ ልቦና ይሓቦም
@danielnatu-ex7su
@danielnatu-ex7su Жыл бұрын
አሜን
@user-np6gd3su8b
@user-np6gd3su8b Жыл бұрын
ሓወይ/ሓፍተይ ኣብ ዘይሓጥያትካ ኣይትእቶ። እቲ ኣቦይ ወይ ሓወይ ምባል እንታይ ይጎድለካ? እቲ ናይ ዓደ ጸጋ ክኸብደካ ይግባእ እሞ ዝንጥል ኣቢልካ ምጽዋእ ኣይትጠቐም ንዓኻ ክሕሸካ።
@raheltesema7333
@raheltesema7333 Жыл бұрын
kale hiwet yesemealna memhrna tsegu yebzehalka nay agolgulot zemenka amlak ybarek
@zenay7056
@zenay7056 Жыл бұрын
ብሓቂ ንዓና። መንፈሳዊ ሓገዝ ዘድልየና። እንተ ኾይኑ። ንዑኡ። ከኣ ስጋዊ ሓገዝ። የድልዮ። እዩ መኽንያቱ ኣብ ኢትዮጵያ። እዩ። ዝቅመጥ። ብዓል ሓዳር ዩ ዘሎ። እንተ ሓቢርና ጊን ቀቁሩብ ዝበጽሓና። ማለት። ዩ ነዚ። ክንገብር እግዚኣብሔር ይሓግዘና
@EyerusalemAraya-qr1mg
@EyerusalemAraya-qr1mg Жыл бұрын
Zenay slkun lakln
@kebedomsium3706
@kebedomsium3706 Жыл бұрын
ኣምላከ ቅዱሳን ዕድሜኩም ይባርክ ነቶም ተኳሉ ምቅላዕኩም ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ጉዕዞኩምን ዕዮኩምን ይባርኸልኩም::❤❤❤❤❤❤❤
@michaelberhe8602
@michaelberhe8602 Жыл бұрын
Qale Hiwet ysmealna haymanotna kemu gerkum tekelaklula
@samuelgoiteom1438
@samuelgoiteom1438 Жыл бұрын
መርሓባ መምህርናን ሓውናን መርጌታ ዘኣማኒኤል እግዚኣብር ጸግኡ የብዝሓልኩም ብምቅጻል ዲያቆን ኣሽመላሽ ተሓዊሱ ዱ ምስቶም ተሃድሶ ኣብርሁልና
@samuelgoiteom1438
@samuelgoiteom1438 Жыл бұрын
@@efrempersonal2030 ኖ ኣይትጋገ እቶም በዓል ስልጣን ካሳውነ ጽሩያት ተሃዱሶ እዮም ብመቃርዮስ እዮም ዝምርሑ ድያቆን ኣሽመላሽ ግን ምስኦም ኣይኮነን ነይሩ እንድዒ ሕጂ ክንሓቶ ኢና።
@user-by9fx9se4e
@user-by9fx9se4e Жыл бұрын
@@samuelgoiteom1438 anta fuqur hawey men eyu kemzi elka bdfret haymanot kitedlomn kitferdomn feqidulka bmejemerta nebsna men eya nflet Sorry nseb mfrad nab egzabiher ngdefo
@johnthebrain7990
@johnthebrain7990 Жыл бұрын
@@samuelgoiteom1438 ኤህ ተቐንጠስ ሓሳዊ እንታይ ኢኻ ከተምጽእ ካብቲ ምንፍቕነኦም እስከ፧ ካብዚ ዓርቢ ኣትዮም ሰኑይ ይወጹ ካብ መንግስተ ኣምላኽ ኢሉ ጽውጽዋይ ዝምህርስ ያኢ ቁምነገር ተረኺቡ።
@MosobMosob-be1gy
@MosobMosob-be1gy Жыл бұрын
Owa enta beleka k ketxelo malay deyu gega ana zgermani abseb ayneman ab egziabher nwekal zekona yekun seb enta tagageyu kabti gega bekemey newxo ena knategbero amlak yhagezena
@ZemenfesMengsteab
@ZemenfesMengsteab Ай бұрын
Egziabher amlak ymesgen nbetu bzey agelgelti zeyhadega neakum kea tseguau yebzhalkum
@maeshotweldebrehan8444
@maeshotweldebrehan8444 Жыл бұрын
Egziabher tsega yebzahalkum memhrnan hawnan megabe mistir amanuel mengsteab
@samsomtekle5300
@samsomtekle5300 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና
@hawsenu6087
@hawsenu6087 Жыл бұрын
ኣመን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓና ፡ኩሉ እቲ ሰናይ ዘበል እግዝኣብሄር ኣባኩም ሕድሩ ንዓና ይምህርና ስለዘል ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን። ይቅረታ ግበሩለይ እዘን ቃላት ካብ መምህር ዘይትጽበየን እየን ካብ 16፡30 ክሳብ 17 ፡02
@MikeleAndat-zx2se
@MikeleAndat-zx2se 21 күн бұрын
❤btami Xbuk tmhrti hdmen thna yhabkum❤
@kidanekidane-du7rd
@kidanekidane-du7rd 16 күн бұрын
Nay behaki kale hiwet yesmealna abona
@user-dx5en2dj2k
@user-dx5en2dj2k 2 ай бұрын
ንሕና ዓድና አብ ሰማያት እዩ።
@afyeyemaryamlij3690
@afyeyemaryamlij3690 Жыл бұрын
ቃለ ሂይወት የስማዓልና መምህር
@nebyattesfazgi3423
@nebyattesfazgi3423 4 ай бұрын
O Egziabiher amilakey erikin selamin awiridelina beti hakena menigedika kinikeyid bimenigedika mirihana
@berekhetgaim7956
@berekhetgaim7956 Жыл бұрын
qale hiwet yesmealna lbona yhabena ezia haqi ya.
@wdasekebedom427
@wdasekebedom427 Жыл бұрын
Kale hiwet yemalna Memhr Zeamaniel
@bereketabraham71
@bereketabraham71 Жыл бұрын
መምህር ዘኣማኑኤል ቃል ሕወትት የስማዕና ናይ ዘመነ ኣግልግሎትካ የባርክ ኣብ ዕለታዊ ሂወትካ ጥዕናን ኣሳልጦን ክኾነልካ እግዛኣብሄር ቅዱስ ፍቃዱ ይኹን አወ መምህር ዘኣማኑኤል ሓንቲ ሕቶ ኣላትን ኣብ ዝሓለፈ ትምህርትካ ኣነ ቅድሚ 20 ሓደ ሰሙን ብመናፍቃን ተኣሰረ ነይረ ኣቦነ ኣንጦኖስ 3ይ ፓትራሪክ ሀገረ ኤርትራ ምስ እቶም መንፋቃን ኣብቲ ግዜ ዝነብሩ ሕብረት ነይርዎም ዶ? ኣቦነ ኣንጦኖስ መናፍቅ ድዮም? አዚ ንስኻ ነቶም መናፍቃን ጽቡቅ ሰልዚ ትፍልጦም ኣስፍሕካ ገለጸልና? ንፍጣር ኩሉ ዓለም እግዛኣብሄር ኣምላኽ ሰላምን ፍቅርን ይሃብና
@maeshotweldebrehan8444
@maeshotweldebrehan8444 Жыл бұрын
Qale hiwet yesmealna abonan memhrnan megabe mistir amanuel hawn egziabher edmen tinan yihabkum
@rezenegebreslasie5404
@rezenegebreslasie5404 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤ ቃል ሂወት የስምዓና ኣቦና
@essayasgebremichal4132
@essayasgebremichal4132 Жыл бұрын
❤❤❤ መምህር ኣማኒኤል ሓውና ወዲ መምህር ክነፈ ርግቢ ብሓቂ ንሱ ኢዩ ኣብ ሜድያ መጽካ 110 መጽሓፍ ኣንቢበ ኢልካ ከምኡ ውን ናይ ስነ መሎኮት ምሁር ኢየ ዝብል ኣበይ ኢዩ ተማሂሩ ብሕጊ ኦርቶዶክስ ከ ይምራሕ ድዩ ናይዚኦም ገዲፍካ ተዛረብ ኣባ ኣንቶንዮስ ብስጋ ንዓና ይቀርበና ግን መሽቀጢ ጌሮሞ ኩሎም ዓድውያን ኢዮም ብፍላይ ኣብ ኢስራኤል ዝቅመጡ ኣጆካ ጥራይ ጽቡቅ ኣለካ ቀጽሎ ጥራይ ❤❤❤
@eyesusamlakeymaryamadey2046
@eyesusamlakeymaryamadey2046 Жыл бұрын
@@God-db9vp zgerm eshnet eyu ezi nay nebsi ember nay sga aykonen
@essayasgebremichal4132
@essayasgebremichal4132 Жыл бұрын
@@God-db9vpክንደይ ከምዚ ከማካ ውርጹጽ ቃላት ዘይተጠቀሙ መወዳኣታ ዓዳውነትን ኣውራጃን ኮይኖም ተሪፎም
@zenay7056
@zenay7056 Жыл бұрын
ኣማን ብማን ቁኑዕ ትምህርቲ። ብሓቂ። ኣለ ሂወት የስመዓልና። መጋበ ምስጢር ዘኣማኑኤል መምሃራን ኢና መኣዝን ዜይብሎም ሰዓብቲ ከምናፋሒቶ ካብ ሰዓት። ናብ ሰዓት። ዝቀያየሩ ሰዓብቲ። ኣለዉና። ዝብሉ መምሃራን ኢናኢሎም ምስ መምሃራን ዝሰኣሉ ቆሞሳት ኢና ናይ ጳጳሳት ልብሲ ዝለብሱ ካህናት ኢና ኢሎም ድማ ኣኽሊል መስቀል ዝሕዙ እሞ ገብታ ዝዛረቡን ዝጻረፉን ኣይትገረም በዝንበዝን እንተተጸረፍካ። ቁጭጭ ኣይበልካ። ኣጆኻ። ቀጽሎ❤❤❤
@yodahe2014
@yodahe2014 Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@haileoukbe370
@haileoukbe370 Жыл бұрын
Amen Amen Amen Kale hiwet yesmealna
@alemtesfai525
@alemtesfai525 Жыл бұрын
Kale hewit yesmalna abona amen 🙏 amen 🙏 amen edemn tena yehebkum
@wendechafamo3738
@wendechafamo3738 Жыл бұрын
Great memhir qexilwo
@HabtomGebre-cy1ki
@HabtomGebre-cy1ki Жыл бұрын
ሕጂ ውን ነሓድሕድና ካብ ምጥምማት ገዲፍና ፍቅሪ ኣምላክ ንስበክ ሓደ እኮ መምህር የለን እንትርፎ ሓደ ጎይታ ኣታ ንካልኦት እትምህር ጋዛእ ርእስካ መሃር ዝብል ቃል ንዘክሮ ወደሓንኩም።
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v Жыл бұрын
ሓወይ እሞ ነቲ ቅኑዕ ምባል ቅኑዕ እንተ በልካ ወይ እንተ ገሰጽካ እንታይ ምስ ነንሕድሕና ምጥምማት ኮይኑ ማለት ነቲ ጌጋ ምቅላዕ ንክርስቶስ ምምስካር ብጽእና እምበር ካልእ ነገር ኣይኮነን።
@Yoni_Gere
@Yoni_Gere Жыл бұрын
❤ ፍቅሪ ኣምላኽ ንስበኽ ❤
@medhini7477
@medhini7477 Жыл бұрын
ኣበይ ታማሂሩ ዘይኮነስ ትምህርቱ ስሕተት ተሊዋ እዩ እምበር ዝክስሱ ስልጣን ሓውና ብጣዕሚ ኢና ንፍትውካ😍
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v Жыл бұрын
ሓወይ ሓፍተይ ናይ ምፍታው ዘይኮነ ቅንዕና ትምህርቲ ኢዩ ወሳኒ ማለት ናይ ቲፎዞ ዘይኮነ ናይ ሓቅን ቅንዕናን ኢዩ በጃኻትኩም ስለ ሓቂ እምበር ስለ ቲፎዞ ኣይንኺድ።
@MosobMosob-be1gy
@MosobMosob-be1gy Жыл бұрын
Ate seb nati kalegzeabher da ftaweyo ember nseltandia bkemey tfetweyo eski ngerena
@AdiEto
@AdiEto Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዐልና መምህርና መጋቤ ሐሲስ ዘአማኒኤል (ሱልጣን ዑሉል ተሀዲሶ እዮ ብስም ተዋህዶ ዝሽቅጥ ዘሎ እቶም ዘይፈለጥኩም ቀስ እልኩም ክትፈልጥዋ ኢኩም)
@lemlemtekle3236
@lemlemtekle3236 Жыл бұрын
Amen (3) kale hiwet yesmealna abona xegue yebzhalkum bhaki kabzi kemzi zble khdet yhalwena ayne lbonem yebrhalo bmhretu temitu ab emnetna yexneana ab xelotkum zekurna
@medhanieweldu804
@medhanieweldu804 Жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna
@tesfitwelde9127
@tesfitwelde9127 Жыл бұрын
ሰላም ንዓኻ ይኩን መምህር መጋቢ ዘኣማኒኤ ብመጀመርያ ኣምላኽ ጸጊኡ ኣብዚሑ ናይ ኣገልጉሎት ግዜኻ ይባርኸልካ ብምቅጻል ሕቶታት ኣሎኒ እሞ ብ ዋሳፕ ወይ ብመስመር ክረክበካ ደልየሞ ዝኪኣል ተኮይኑ ኪትሰደለይ ደልየ ።
@user-bb1sv2uj8w
@user-bb1sv2uj8w Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና የኔታ ዘአማኑኤል ኮሙኡ ዊን ሓውና ዲያቆን ሜሮን ብጣዓሚ ኢየ ዝናፍቀኩም ኣብ ደብረ ሊባኖስ ዝነበርናዮ ብሓንሳብ
@MosobMosob-be1gy
@MosobMosob-be1gy Жыл бұрын
Malekteka amahayes sorey
@user-bb1sv2uj8w
@user-bb1sv2uj8w Жыл бұрын
@@MosobMosob-be1gyማለትካ ኣረዳኣኒ እስኪ
@alemhadgu3676
@alemhadgu3676 Жыл бұрын
❤❤❤
@selamawikrstosselamkahabena
@selamawikrstosselamkahabena Жыл бұрын
Enkae bselam mexakum mrigeta 🤍😍❤
@wegahtagebrehiwet9751
@wegahtagebrehiwet9751 Жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna siq si aytbelu dia ni qorbet begie zitekedenu tekalu aythdeguna.
@makimehari2171
@makimehari2171 Жыл бұрын
Kalihiwet yesmealna
@medhanieweldu804
@medhanieweldu804 Жыл бұрын
Selam selam nklkum bxelet zredakmna ahwat debrelibanos. Kab hawkum medhanie
@rutatesfaalem7536
@rutatesfaalem7536 Жыл бұрын
Selam Amlak msaka ykun
@user-gs3fx2mh6w
@user-gs3fx2mh6w Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ይወስካ ቀጽሎ ግን ከኣ ወድመን ኬንካሞ ኣጆካ ሓቅካ ንፈልቶ ኢና
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 Жыл бұрын
ኣቦና ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና፡ዝገርም እዩ ሓደ ካብቶም ዘይተማህረ ሰባኺ እዚ ሰልጠነ ዝብልዎ ናይ ሃገረ ሱዑዲያ ሰባኺ እዩ😢ድርሳነ ሚካኤል ናይ ኣጋንንቲ እዩ ቅደዱዎ ክብል ሰሚዐዮ ኣለኹ፡ብዙሓት ካብተን ናቱ ምእመናን ከኣ ዝቐደዲኦ ኣለዋ!ነዚ ከምዚ ዝብልሲ መን እዩ ዝሕተተሉ? ልብል እየ ደልየ።
@akberetghebre6453
@akberetghebre6453 Жыл бұрын
Wala ane keman kedideyo amlak yikre yibeleley 😢😢😢nizeytemahre memhr semie 😢
@semirabelay2889
@semirabelay2889 Жыл бұрын
ሓፍተይ ኣይትጋገይ ግብረ መልሲ ሂቡላ ኣሎ መምህር ሰልጠነ።
@zenay7056
@zenay7056 Жыл бұрын
❤ 5:37
@medhaniekesete5588
@medhaniekesete5588 Жыл бұрын
የቅረታ እዞም ሰበክቲ ወንጌል እንታይ ትኮኑ ኣለኩም ? ሓንቲ መዝሙር ኣዘኪርኩምኒ ናይ መን ዲና ንሕና ናይመን ትብል ንሕና ናይ ክርስቶስ ኢና ትብል።
@freweinitekle9179
@freweinitekle9179 4 ай бұрын
Nay bhaki zebene ane ane
@user-dx5en2dj2k
@user-dx5en2dj2k 2 ай бұрын
ክቡር መ/ም ዘአማንኤል ትምህርትኹም ንተሃድሶን ሰዓብቶምን ሕማሞም ኤዩ ንተዋህዶ ቸኸተልቲ ግና ሂወት እዩ።ምክብባር ምስ መን ምስ ጸረፍቲ ድንግል ማርያም።መምህር ንሳቶምሲ ካብ ዓለም ወጺኦም ናይ ዓለም ይዛረቡ ዓለም ከአ ትቅበሎም።ወላዲተ አምላኽ ምሳኻ እያ
@FithawiDawit
@FithawiDawit Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስማዕልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ ልቦና ይሃቦም KZbinኩም ግን ይቆራረጽ ኣሎ ሓደሽቲ video ንዝመጻና ተመሊስና ንምርኣይ ንጽገም ኣሎና ?
@robelrobel7876
@robelrobel7876 Жыл бұрын
Qale hiwet yasemalna..... Nay dikon asmelash seli gnnnn mebrhi mdelenala nierna....
@zdelu103
@zdelu103 Жыл бұрын
qalheawete yesmlna Edemne tinani yhabkum Amlk
@user-tw9gj9hd2w
@user-tw9gj9hd2w Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይቅረ ይበለልኻ ህውቱት መርጌታ እየ በሃሊ።
@berhanekiflu3065
@berhanekiflu3065 Жыл бұрын
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን ንገለ መስሐትያን ስለ ዘጋለጽካ ቃለ ሂይወት የስማኣልና እንተ ኮነ ኣብዚ ስእሊ ሐወዊስካ ኣምጺካዮም ኣይበርሄን ፥ ብዓቢኡ ግን ኣብ ቅኑዕ መገዲ ኣለኹ ዝብል ዝኮነ ፥ግዜ ወርቂ እዩሞ ፥ካብ ምስ ነቲ ዘይተርፍ መስሐትያን ከም ዝመጹ ዝተነግረ ትንቢት፥ ካብ ምድግጋም፥ ነቲ ናብ ሂይወት ዘብጽሕ ጥራይ ምስትምሃር ይበልጽ፥ ምክንያቱ ብሰንኪ እቶም ፥ፐለቲካን ሃይማኖትን ዝሐዋውሱ እቶም ብቅንዕና ክማሃሩ ዝደልዩ ዕንቅፈት ይኮኖም ኣሎ ፥ዝነብሔ ይንባሕ ነቲ ሐቁ ጥራይ ምንጋር ይበልጽ፥ሉኡል እግዚኣብሔር ለዘለኣለም ይክበር ይመስገን ኣሜን
@debresina5517
@debresina5517 Жыл бұрын
ሰላም ብርሃነ ሓውና እቲ ኣብ ፕሮፋይል ዘሎ ስእሊ ካብ ስልጣን ዝተወሰደ ስእሊ እዩ ንብዓል ስልጣን ሕተቶም ዝምድንኦም ን ሕብረቶምን ፡፡ ካልእ ሕጂ ንመናፍቃን መልሲ ዝወሃበሉ ግዜን ሰዓትን እዩ ኣብ 4 ይ ክፍለዘመን ሊቃውንተ ቤተ ክርስቲያን ንመናፍቃን መልሲ ኣብ ምሃብ እዮም ተጸሚዶም ነይሮም ዘመነ ቅዱሳን ዘመነ ሰማእታት ዘመነ ነቢያት ስለ ዘሎ ሕጂ ዘመነ መናፍቃን ዝበዝሕሉ ዘመን ስለ ዝኾነ መልሲ ክወሃቦም ግድን እዩ የሕዋት ደቂ ተዋህዶ ሃይማኖት እንድሕር ኬና ንመናፍቃንን ተሃድሶን ነቃልዓዮም ህዝብና ይጠፍእ እዩ ዘሎ፡፡ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስቢ ክህበና እዩ ቤቱ እንዳፈረሰ ኣዲኡ እንዳተጸረፈት ስቅ ዝብል መንእሰይ የለን ዓቅሚ እንተዘይ ሲኢኑ ስለዚ ስቅ ኣይንበል ሓደራ ቤተክርስቲያን ንኩሉ ማዕረ እያ ትብጽሖ።
@yonassebi5888
@yonassebi5888 Жыл бұрын
kale hiwet yesmalna abona xegue yebzhalka ❤❤❤❤
@shewitsimon8441
@shewitsimon8441 Жыл бұрын
Hmak kalat kabakum kwexe aymtegeben
@amanualmedhanie5506
@amanualmedhanie5506 Жыл бұрын
ናይ ዳቂን ኣስመልሽ ኣብ ፕሮፋይሉ ጌሩ ዘሎ ናይ ሚድያ ሸቃጢ እዩ!!!!!! ቆርቦት በጊዕ ተከዲኑ ንምድንጋል እዩ ጌርዎ ዘሎ
@zenay7056
@zenay7056 Жыл бұрын
ኣንበሳ። ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ቡዙሓት ኣምሰሉ ዮም። ዘለዉ
@MosobMosob-be1gy
@MosobMosob-be1gy Жыл бұрын
Ata amanel entey melekti eka xhefka n deyakon asmelash deka hamemkalu anako btemi eyu zgermani nati sebkat ktsemi aykonkan tkeyed nerka nasmelash ketrei eka tkeyed nerka astewel nati hgi egziabher zferes zeloda ken hamelu kenezarebelu kenmayayetelu kenlazebelu alena wasebhat legziabher
@amanualmedhanie5506
@amanualmedhanie5506 Жыл бұрын
@@MosobMosob-be1gyሰላም እግዝኣቢሄር ምሳካ ይኩን ስእሊ እኮ ዓቢ መልእክቲ እዩ ዘማሓላልፍ ስለዝፈለጠ እዩ ድማ ጌርዎ እቲ ሓቂ ግን ዳቆን ኣስመልሽ ነቶም ካብ ቁዱስ ሲኖዶስ ዝወጹ ካብ ክሳዳ ዝተቆርጸት ኣካል ኢኩም ኢሉ ደምዲሙ እዩ ። ተንቀሳቃሲ ሬሳ እንዳተባሃልካስ እንታይ ኣብ ፕሮፋይልካ ዘግብር ኣለካ! ንገርህታት ንምድንጋር እዩ
@user-nc9xd6cj8l
@user-nc9xd6cj8l 3 ай бұрын
EEEllllllllllllllllllll............... Ajokum kidus abona . Abi zemena Hade kabitom kidsan abotatina kidusan tewahido abi zemena zelewu . Ewe kidus abona ekum . Silezi zeytemehare ayedihin . Zeytewekire ayetihin tebahilu haki behaki tseada misila eyom mesilomilnaaaaaaaaaaaaa
@robielgebrehiwet8712
@robielgebrehiwet8712 Жыл бұрын
ስልጣን ዝርድኦ እንተኮይኑ በዚ ይማሃር ኣይርድኦን ደኣ ኢዩ እምበር ሊቁ ዘኣማኑኤል ኣምላክ ምሳኩም ይኩን
@g776yy3
@g776yy3 Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲
@arongoytom
@arongoytom Жыл бұрын
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ፥ በጃኩም ሕፈሩ ኣባ ቀሺ ንስኩም ዘይገበርኩሞ እንዳ ገበሩ እንታዩ ዘረባኩም ፍረ መንፈስ ዘይብሉ እንታዩ ምጽራፍ ፥ክብርኩም ንክትሕልዉ እምነትና ኣይትጥወዩ ልኽዕ ከም ፈሪሳውያን,,,,,,,,,,,
@yassim9143
@yassim9143 Жыл бұрын
Haki 10000% memhrnan abona megabi hadis mergieta kbri niaka zelealemawit xnietn emnet abotatna orthodox tewahdo
@bsrattesfaldete5478
@bsrattesfaldete5478 Жыл бұрын
Bnxur ngheruna diyakon asmelash entay u ekum tbluna zelekum ytehawawesena alo ayenot cianel eyen knuat knketatelen zelena
@senaytesfaldet9404
@senaytesfaldet9404 Жыл бұрын
Noo ne diyakon asmelash aykonn n seltan eyu
@senaytesfaldet9404
@senaytesfaldet9404 Жыл бұрын
Seltan eyu komu geru amxiwo aytsheger ne diyakon ashmelash aykonn
@bsrattesfaldete5478
@bsrattesfaldete5478 Жыл бұрын
Ah ok lbka tksen
@user-bc4tp5om9p
@user-bc4tp5om9p 4 ай бұрын
Amnael neskasi tegrimni eka timhriteka tean zellawo aykonn qedmi neska temhari
@g776yy3
@g776yy3 Жыл бұрын
🙏🙏🙏💕💕💕🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@mulueabraham3378
@mulueabraham3378 24 күн бұрын
እየ ብዓል ነስካ ኣኩልኮን ናይ ሰብ ኣበርክትረኩብ ሃሰስ ክትቡል ሰምካ ላዕሊ ተግባርካ ግን ኣይግድን
@g776yy3
@g776yy3 Жыл бұрын
🙏🙏🙏💠💠💠🤲🤲🤲
wow so cute 🥰
00:20
dednahype
Рет қаралды 30 МЛН
Violet Beauregarde Doll🫐
00:58
PIRANKA
Рет қаралды 32 МЛН
🩷🩵VS👿
00:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 27 МЛН
娜美这是在浪费食物 #路飞#海贼王
00:20
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 3,9 МЛН
ብእትሰምዕዎ ተጠንቀቑ Eritrean Orthodox Tewahdo sbket Yohannes Solomon
27:40
Medlote Amin መድሎተ ኣሚን
Рет қаралды 11 М.
ንኽምልስዎ ሕተትዎም tewahdo zebeaman
24:04
Tewahdo zebeaman
Рет қаралды 9 М.
ሊቃውንትና እንታይ ይብሉ tewahdo zebeaman
37:22
Tewahdo zebeaman
Рет қаралды 2 М.
ምስ ሕሩያነይ ኪዳን ኣተኹ (tewahdo zebeaman)
26:14
Tewahdo zebeaman
Рет қаралды 15 М.
wow so cute 🥰
00:20
dednahype
Рет қаралды 30 МЛН