No video

ኣብ ቤተ ኣብርሃም መላእኽቲ እዮም ኣትዮም ንዝብሉ መናፍቃን ዝቐረበ መልሲን ትምህርትን ሊቀ ሊቃውንት ያሬድ ካሳ Tewahdo zebeaman ሓምለ ሥላሴ

  Рет қаралды 3,458

Tewahdo zebeaman

Tewahdo zebeaman

Күн бұрын

ኣብ ቤት ኣብርሃም መላእክቲ ኣትዮም ንዝብሉ መናፍቃን ዝተዋህበ መልሲብሊቀ ሊቃውንቲ ያሬድ ካሳ ዝተዳለወ 00251945522370 ብምድዋል ንኽእል ኢና። tewahdo zebeaman #tewahdo #ተዋህዶ #ethiopia #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #mezmur #maryam #monastry #motivational #ማርያም #መስቀል #መዝሙርተዋህዶ #መዝሙር #መዝሙረ_ማኅሌት #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #mezmur #maryam

Пікірлер: 40
@ereyalemey190
@ereyalemey190 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና 🙏❤❤❤
@michaelteklay2105
@michaelteklay2105 Ай бұрын
ቃለ ሕይወት የስመዓልና ኩቡር ኣቦና ሊቀ ሊቃውንቲ ያሬድ ካሳ ምስ ወድኹም መጋቤ ምሥጢር ዘኣማኑኤል መንግስተኣብ
@tesfayohannesgebretsadik1861
@tesfayohannesgebretsadik1861 Ай бұрын
ቃለ ሂይወት የስመዐልና ኣቦና። ድንቂ ዝኮነ ትምህርቲ
@user-ce7uk8li5w
@user-ce7uk8li5w Ай бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና❤
@robelmulugeta2112
@robelmulugeta2112 Ай бұрын
❤❤❤ቃል ሂወይት ተስማዓልና ኣቦና
@user-op3fn9nl5k
@user-op3fn9nl5k Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህወይት የስማዓልና አቦና አብርሲ ጸጋ ጸጋ ይብዝሕልኩም እግዚአብሄር እምላክ፣፣ ብዛዓባ ምላአክቲ ተንክፈኩማ ነርኩም አቦና መላክቲ ከምዘይ በልዑ ይአምን እየ፣ ግን ዘይተረደእትኒ አላ ዘፍጥረት ፩፱፣፩ ብዛዓባ ሐጥያት ሶዶምን ግመራን ምላእኽቲ በሉዑ ዝብል አሎ,ሞ እዚአ ክትረድኡኒ ብስም እግዚአብሄር ብትሕትና ይሕትእት፣፣ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@elyaselyas4885
@elyaselyas4885 Ай бұрын
ኣሰይይይ ደስ ዝብል ትምህርቲ ❤❤❤ቃለ ህይወት የስምዓልና። መጋቤ ምስጢር ዘኣማኑኤል በዞም ኣቦ ደጋጊምኹም ትምህርቲ እንተ ኣማሓላሊፍክሙልና ጽቡቅ እዩ ኣምላክ ብርትዐ የሃብኹም።
@semhaldrar9389
@semhaldrar9389 Ай бұрын
Amen amen amen kal hiwet ysmelna🙏🙏🙏💒❤
@hiwetgrimy7857
@hiwetgrimy7857 Ай бұрын
Amennn kale hiwet yesmealna abona EGZABIHER AMLAK zemene agelglotkum ybark🙏 ❤❤❤❤❤❤❤
@fifi-ts7kq
@fifi-ts7kq Ай бұрын
Amen amen amen Kal hiewet yasemaln abatachn berktot ydresn !!!!!
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 Ай бұрын
Kalehiwet. Yesmalna Amen.amen Amen
@filimonghebrekrstos2248
@filimonghebrekrstos2248 Ай бұрын
Kale hiwet yesmealna abouna
@tesfaldettekleab2862
@tesfaldettekleab2862 Ай бұрын
ቃለ ህይወት የስማዓልማ ኣቦና ሊቀ ሊቃውንት ያሬድ ካሳ ናይ ብሓቂ ብዘገርም ኣገባብ ኢኹም ምሂርኩምና እሞ እግዚኣብሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድለልና ከምዚ ዓይነት ትምህርቲ ክምህሩና ብዝተፈላለየ ኣጋጣሚ ከተምጹልና ንመጋቢ ምስጢር ዘኣማኑኤል ከነዘካክረኩም ንፈቱ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ኣብ እምነትና ከጽንዓና ነቶም ካብዛ ቅድስቲ እምነት ኮብሊሎም ዘለው ከኣ ናብ ልቦም መሊሱ ናብዛ ቅድስት ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ እምነት ከምጽኦም ቅዱስ ፍቃዱ ይኹነልና።
@merrygoytom9357
@merrygoytom9357 Ай бұрын
Amen Amen 🙏 🙌 Amen abona qale hiwet yesmalna
@shimbayberihu1241
@shimbayberihu1241 Ай бұрын
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ⛪⛪⛪ ሓቀኛን ኣጽናፋዊትን እያ "ሥላሴ ትትነከር ወትትረመም" ቃለ ህይወት የስመዓልና።
@HasietEye
@HasietEye Ай бұрын
ቃለ ሕይወት የስምዓልና የኔታ፡ኣብ ዘመና ካብ ዝራእናዮም ግን ዝተሰወሩና ሊቅ ኣቦ ፡ይቀንየልና tewahdo zebeaman.
@user-ig9zd7pe2u
@user-ig9zd7pe2u Ай бұрын
Qal Hiwet yesmalna Abona nay bhaki xbuk merdaeta Egziabher Edme yhabo
@user-gb6gw3ot7d
@user-gb6gw3ot7d Ай бұрын
Kalehiwet yesmealna abona 🙏🙏🙏.
@rahelzerazion7617
@rahelzerazion7617 Ай бұрын
ተመስገን ኣምላኽ እንካዕ ንስኹም ኮንኩም ኣቦታትና 🙏🌹🙏🌹🙏🌹🙏🌹🙏💝
@user-tm9sv8xr9r
@user-tm9sv8xr9r Ай бұрын
ቃለ ሂወት
@floragebrea5mlak437
@floragebrea5mlak437 Ай бұрын
ቃል ሂወት ይስማዕን ክብርት አቦታትናን መምህራናን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@KahsayLayne
@KahsayLayne Ай бұрын
Kale hiywet yesmealna abona ❤❤❤
@user-yw5is4if9k
@user-yw5is4if9k Ай бұрын
ቃለ ሕይወት ያስምዓልና ክቡር ኣቦና. ደስ ዝበል ትምህርቲ
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 Ай бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር ኣቦና።እግዚኣብሔር ይኽበር ይመስገን።
@Samuel-3838
@Samuel-3838 Ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና፡ እንኳን ኣብጻሓና ናብዚ ክቡር ባዓል
@merhawihabte3381
@merhawihabte3381 Ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ሊቀ ሊቃውንት ኣብየ ያሬድ ካሳ
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 Ай бұрын
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ሓቀኛን፡ኣንጸፋዊትን፡ቅንዕትን ኢያ። ቃል ሂወት የስመዓልና የናታን ፡መምሃራን ኣቦታተይ መራሕቲ ሃይማኖት ዝኮንኩም ኣቦ። እግዛኣብሔር ኣምላክ ከም ኣቦና ኣብርሃም በረከትን፡ጸጋን ይዕሰለና። ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘላእለም ክትነብር ኢያ ክሳብ ምጾታት ዓለም። ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን!!!
@user-pk8lu9tf2q
@user-pk8lu9tf2q Ай бұрын
ኣሜንን ሊቀ ሊቃውንት ማእምር ያሬድ ካሳ ክብሪ ይሃብኩም ቃለ ህይወት የስምዓልና ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም ሰናይ ቃል
@yohannessolomonandemariam
@yohannessolomonandemariam Ай бұрын
@user-rg9nm5vv8o
@user-rg9nm5vv8o Ай бұрын
woww des zbl sbket. edmen tenan yehabelna nmemharana.
@user-pk8lu9tf2q
@user-pk8lu9tf2q Ай бұрын
ዕፁብ ድንቅ ነገር ግሩም ምስጢር ኣገላልጻ ክብሪ ይሃብኩም❤❤❤
@anvarpulatov2072
@anvarpulatov2072 Ай бұрын
❤❤❤❤
@user-uw5ze2pi1i
@user-uw5ze2pi1i Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 Ай бұрын
Orthodox Tewahdo nzelalem tnber
@danielgilazgi4956
@danielgilazgi4956 Ай бұрын
🙏💒🙏💕💕💕💕💕💕
@Samuel-3838
@Samuel-3838 Ай бұрын
2 Kings 13 ትግ - 2ይ ነገስት 10: ንዮኣስ ንጉስ ይሁዳ ኣብ መበል ሰላሳን ሾብዓተን ዓመቱ ዮኣስ ወዲ ዮአሓዝ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ኣብ ሰማርያ ነገሰ፡ ዓሰርተው ሹድሽተ ዓመት ከኣ ገዝኤ።2 Kings 14 ትግ - 2ይ ነገስት 1: ንዮኣስ ንጉስ እስራኤል፡ ወዲ ዮኣሓዝ፡ ኣብ ካልኣይ ዓመቱ ኣማስያ ወዲ ዮኣስ ኣብ ይሁዳ ነገሰ። 2: ኪነግስ ከሎ፡ ወዲ ዕስራን ሓሙሽተን ዓመት ነበረ፡ ኣብ የሩሳሌም ድማ ዕስራን ትሽዓተን ዓመት ገዝኤ። ስም ኣዲኡ ኸኣ ዮዓዳን ነበረ፡ ንሳ ኻብ የሩሳሌም እያ።(እዚአን ክልቲአን ምረድአን ከቢድኒ እሞ ኣረድኡኒ)።
@user-xg6gq8vm4h
@user-xg6gq8vm4h Ай бұрын
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 Ай бұрын
NAbona kale hiwet yesmealna Egziabher Amlak zebenkum ybark
@user-nk3li4bv2i
@user-nk3li4bv2i 18 күн бұрын
❤❤❤❤
This Dumbbell Is Impossible To Lift!
01:00
Stokes Twins
Рет қаралды 35 МЛН
Before VS during the CONCERT 🔥 "Aliby" | Andra Gogan
00:13
Andra Gogan
Рет қаралды 10 МЛН
Кадр сыртындағы қызықтар | Келінжан
00:16
ካብ ገጽ እግዚኣብሔር ምህዳም 2 ክፋል ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
57:37
Tigrigna Audio Bible, The Book of Ezekiel | ትንቢት ህዝቅኤል
3:57:13
Tigrigna Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 1,2 МЛН
This Dumbbell Is Impossible To Lift!
01:00
Stokes Twins
Рет қаралды 35 МЛН