ጥበብ ኣብ ደርፊ | | ቀዳማይ ክፋል

  Рет қаралды 118,082

MAHDER PRODUCTION

MAHDER PRODUCTION

Күн бұрын

Пікірлер: 1 200
@tesfagiorgisdaniel5136
@tesfagiorgisdaniel5136 2 жыл бұрын
ኣብ ክንዲ መሬት ኣርዑት ዝኸበዶ ክንዲ ሃገር መግዛኣቲ ዘዋረዶ ክንዲ ህዝቢ ጨኮና ዘሰንበዶ ጎበዝ'የ ተለዓል አንዶ .....
@efremkidane6597
@efremkidane6597 2 жыл бұрын
መዘናይ መዘዘናይ ዶ ክብለካ መምህረይ በልሕ መስተዓሊ ፈውሲ ልበይ ወዲ የማነ ዶ ክብለካ ፍትሒ ዝድለይቱ ወዲ ኪሮስ ዶ ክብለካ ሓቒ ዝፈቱ ወዲ ኣብራሃም ዶ ክብለካ ፍቕሪ ዝፈቱ ወዲ መምህር እንበር እብለካ ዝስዕር ሞጊቱ ንደረፍቲ ዝቐጽዕ ሓቒ ኣካኪቡ ንናጽነት ዝደልያ ንቕሓት ተዓጢቑ መስተውዓሊ መንእሰይ መምህር ናይ መሳቱ ንህዝቡ ዘንቕሕ በልሕ መስተውዓሊ መንነትን ዘግነትን ፈላልዩ ንህዝቢ ዘለሊ ሓርነትን ናጽነትን ፍልልዩ ዘብርህ ንህዝቢ ልእላውነትን ናጽነትን ፍልልዩ ዘብርህ ንህዝቢ መርገጺኡ ንጹር ናጽነት ዝደሊ ፍሉይ ቕዲ ናይ ጥበብና መዕበዪ ዳኒ ጂግና በልሕ መስተውዓሊ። ኤፍረም ኪዳነ 11/06/ 2022 ብሓቒ የ ዘድንቐካ ዳኒ መዘናይ ቕጽል ጥራይ። ዓወትና ናይ ግድን ኢዩ።
@ruthh1755
@ruthh1755 2 жыл бұрын
Natu hibikayo niska kea nifue getami eleka leku ane👌👏
@semuamha6653
@semuamha6653 2 жыл бұрын
Good job Efar, I admire him too Pls read/post it on TikTok and send to Seltene
@efremkidane6597
@efremkidane6597 2 жыл бұрын
@@semuamha6653 kkkkkk
@robi7719
@robi7719 2 жыл бұрын
Thank you bro
@teklittesfu6470
@teklittesfu6470 2 жыл бұрын
ስናፍ ኣይኮንካን ንስኻ ውን ጅግና ኢካ ከም ሓውኻ ዳኒ በርትዑ ንፍዑ ዞም ደቀይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@solomonhabte50
@solomonhabte50 2 жыл бұрын
ብሓቂ ናይ ሎሚ ደርፊ ደስ ኣይብለካን ሎሚ ሰሚዕካ ጽባሕ ናብ ባርያን ኣብርሃምን ወዲ ትካቦን ኢካ ትምለስ።
@yonasfishaye8241
@yonasfishaye8241 2 жыл бұрын
You are right
@sgrbietna374
@sgrbietna374 2 жыл бұрын
ትኽክል
@የማነለዋህ
@የማነለዋህ 2 жыл бұрын
ትኽክል እቲ ጸገም ንጥበብ መስዋእቲ ዘይከፍሉ ምኻኖም እዩ መሸቀጢ ይጥቀሙሉ ምኻኖም
@binyammehreteab8598
@binyammehreteab8598 2 жыл бұрын
Naybhaki
@moratekle5484
@moratekle5484 2 жыл бұрын
@@yonasfishaye8241 💘😥😱
@tsegatesfu9002
@tsegatesfu9002 2 жыл бұрын
ዳኒ ሓወይ ናይብሓቂ ተነቢቡ ዘይውዳእ መጽሓፍ ኢኻ👏👏👏 አግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ወዲመንደፍራኤረይ
@ወዲመንደፍራኤረይ 2 жыл бұрын
ወልካም ዳኒ ቀደማይ ኮመንቲ ሎሚ እንካዕ ቢሰላም መጻካ በሊሕ ሰብ ❤❤🙌🏆📚✍
@walkagolgol1528
@walkagolgol1528 2 жыл бұрын
ዳኒ ወዲ መምህር ማለት:- እቶም ንፈትወካ ኣድነቅትካ ልዕሊ ትፅቢትናን ግምትናን ኮንካ ስለንረክበካ!!!!!! እቶም ዝፀልኡካ:- ልዕሊ ዓቅሞምን ረድኢቶምን ኮንካ ናይ ምድናቅ ባህሪ ዘይብሎም ክንሱ ኣብ ክንዲ ናይ ሓሳብ ስነሞገት ሰይጣናዊ ቅንኢ ስለዝዕብልሎም ጥራይ' ዩ:: ብዝኮነ ኩራዕ ዘብል ኣስተምህሮ ሂብካና!!!!! እንኳዕ ተወለድካ መምህር ወዲ መምህር!!
@Mamitey-k4b
@Mamitey-k4b 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣገላልጻ ኣነ ግን ነዚ ወዲ ፈትየዮ ኣበይ ሃገር ዩ ዝቅመጥ በጃኹም ተሓባበሩኒ
@ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት
@ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት 2 жыл бұрын
@@Mamitey-k4b ኣብ ዓዲ እንግሊዝ መስለኒ
@samisamiarsenal8478
@samisamiarsenal8478 2 жыл бұрын
England Nottingham alo is legend
@hagerdawit8707
@hagerdawit8707 2 жыл бұрын
Esika Eritrean aykonkan mish ???? Ezi stupid
@መቸም
@መቸም 2 жыл бұрын
@@hagerdawit8707 ሽለት
@meharifsaha7180
@meharifsaha7180 2 жыл бұрын
ዳኒ ብሉጽ ህያሲ!ንደርፊ ንምስትምቃር ትገብሮ ዘለካ ሰውራዊ ምንቅቓሕ መንእሰያት ልባዊ ምስጋናይ ይብጻሕካ።ቅድሚ ሰለስተ ኣርባዕተ ዓመት ናይ ሕድመ፥ ዜማ፥ ትልሂት፥ ምስትምቃር ኣይነበረንን እቲ ሓይላዊ ድምጺ ሆይ ሆይ የብለኒ ነቢሩ።እንተ ሕጂ ግን ዚሄር ይመስገን ሕድመ ናይብዓሉ ስሩዕ ቃላት ከስተማቅር ጀሚረ፣ዚማ ቲ'ትዝበለጸ ውሽጣዊ ቁዝማ ፈረስ ልብካ ዘናቃንቅ፥ማግኔት ኣእምሮካ ዘደስት ማዕበላዊ ህርመት ኮይኑ ረኪበዮ። ሙዚቃ ኣዝየ መሪጸ ክሰምዓሉ ኣብ ዝካኣልኩ ውን ምንጪ ሓጎሰይ እናዛየደ ናወሰከ ከይዱ።
@fz8520
@fz8520 Жыл бұрын
Thank you for detailing ideas of songs of our legendary man. I heard his songs over 25 years, never tired of listening them: evertime a deeply sensitizing songs. Expression of love, pain, happiness, nationhood, oppression,hope....all in his tracks. Yemane Barya Hizbu.
@eyobabraham2434
@eyobabraham2434 2 жыл бұрын
ጥበብ ኢያሱ 10፡18 ኩርዓት ንሰባት ኣይተፈጥረን ። ንሳጥናኤል ኢዩ ተፈጢሩ ሰብ ይተሓጎስ ጊን ኣይኩራዕ እቲ ዝሕበን ከኣ ብ ኣምላኩ ይተሓበን።
@kemalemy3158
@kemalemy3158 2 жыл бұрын
ደቂ መንደላይ (ተመን)ሳጥናኤል እንድዮም ህግደፍ ሓቆም እዮም ክኮርዑ 😷
@hjhghh7558
@hjhghh7558 2 жыл бұрын
Bhaki zmkah b egziabiher sm ymekah🙏🙏
@tesfafuture648
@tesfafuture648 2 жыл бұрын
Im in total love with wedi memhrs objective and argumenatative analysis Thank your bro for your time and effort
@abrahaleygoetiom4231
@abrahaleygoetiom4231 2 жыл бұрын
ዳኒ ጂግና ሰብ ፈሪሕካ ካብ ክትብሎ ዝደለካ ሓቂ ደዉ ዘይትብል ተባዕ ጂግና ኤርትራዊ ኢኻ ኣድኒቐካ ኣጆኻ ቀጽሎ ነዚ ዘይ ነቅሐ ሕብረተሰብ ኣንቅሓዮ
@elu_ed1bumba547
@elu_ed1bumba547 2 жыл бұрын
Tgraway eu
@Semhar-ve7py
@Semhar-ve7py 2 жыл бұрын
@@elu_ed1bumba547 men adali mennet gerka zsearekum Kale mennet ekum ktereywo tdelyu. Aykalkumon wedi memhr jigna
@ጓልሰረትብርጌደይ
@ጓልሰረትብርጌደይ 2 жыл бұрын
ብሓቂ 👌👌
@arongebremical6835
@arongebremical6835 2 жыл бұрын
❤💯✅
@tesfismertaeb6295
@tesfismertaeb6295 2 жыл бұрын
@@elu_ed1bumba547 ንስካ ከምን ኢራትራዊ አየ ትብል ትክውን ውድዛ ዓደብኡ ዘይፍልጥ
@msgnnaweldeyesus234
@msgnnaweldeyesus234 2 жыл бұрын
Nowadays most of us have difficulties in thinking clearly. That's why we are consuming whatever artistic product that the market is providing.Talentless singers and poets are flooding the market and we are the roots of the problem.
@fnanlove5398
@fnanlove5398 2 жыл бұрын
መጀመርታ ሰላም ዳኒ ወዲ መምህር፡ ብምቅጻል መደባትካ ኩሉ'የ ዝከታተሎ፡ብጠዓሚ ከኣ ጽቡቅን መሃርን ኢካ ተቅርብ። ቐጽሎ........ ነዞም በዛ ዝሓለፈት ቪድዮ ኣንጻርካ ኪዛረቡ ዝቀነዩ ጽቡቅ ገይርካ ኢካ ስዒርካዮም። ተዓወት!!!!!!! እንካዕ ከማን ኣይመለስካሎም። እዛ ጀሚርካያ ዘለካ መደብ ከኣ ብጠዓሚ ኣገዳሲት'ያ ። ኣብ ዝመጽእ መደብካ ከኣ ኣብ ኣብረሃም ኣፈወርቂ ዘተኮረ እንተተቅርብ ብጣዕሚ ጽቡቅ ነይሩ ፡ ኣነ ብወገነይ ደስ ምበለኒ:) ብዝተረፈ ብጣዕሚ'የ ዘመስግነካ ዳኒ ወዲ መምህር ............*:)
@michaelhaile3116
@michaelhaile3116 2 жыл бұрын
ኖ ኖ ተድንቆ እንተዄንካ ኣይተጋግዬ. ተዛራቢ ሰብ ስቅ እንተኢሉ ተሳዒሩ ማለት እዮ:: ግን ወዲቅካ ምትሳእ ይበልጽ ካብ ደቂስካ ዘይምውዳቅ ::
@keradion2218
@keradion2218 2 жыл бұрын
@@michaelhaile3116 ምስ ከምዚ ከማኻ ውዱቓት ዘይተመላለሰ ደሊኻ? 😳
@tsegatesfu9002
@tsegatesfu9002 2 жыл бұрын
@@michaelhaile3116 ኣይትጋገ ዝሓወይ ልዕሊ አቲ ዝሃቦ ዘረባ የለን ንነፍስወከፍ ሰብ ንኸረደእ ግዴታ ይብሉን ጽፍፉን ንጸሩን ሓስባት ሂብዋም ኣሎ ዓቅሚ ኣለኒ ዝብል ክኣ ሓስቡ ኣፍሲሱ ክሙገት መሰል ኣለዎ ካብዚ ዝተርፈ ግን መባኸኒ ግዜ እዩ.
@michaelhaile3116
@michaelhaile3116 2 жыл бұрын
@@keradion2218 ተስፋ ኣይትቑረጽ :ተጻራፊ ኣይትኹን: ናይ ሕማቃት ዕጥቂ'ዩ ጸርፊ ::
@selamabkulu4179
@selamabkulu4179 2 жыл бұрын
​@@michaelhaile3116 Ata kndey thamk? temhar msana eski aytdrek.
@honorscore629
@honorscore629 2 жыл бұрын
ዳኒ ሓወይ ንስካ ውን ሪካርድ ሴርካ ኢካ ኣጆካ ኣብ ሓሸውየ ኣይትእቶ ከም ዘለካዮ ክብርካ ሓሊካ ፍልጠትካ ናብ መንእሰያት ኣቅስም ገለ ዘስሕቱ ሰለ ዘይሳኣኑ የ እምበር ኣቡ ከምዘይትወድቅ ይፈልጥ የ ኣጆና፡ በዚ ኣጋጣሚ ድማ ብጣዕሚ የ ዘመስግነካ ናይ ኣስተምሁረካ መዋዳድርቲ ዘይብልካ ብሉጽ መንእሰይ ኢካ።
@ariboy0505
@ariboy0505 2 жыл бұрын
የማነ ባርያ እቲ' መጻኢና ኣጥዕ'ዩ ዝርድ'ኦ ዝነበረ። (ነቢ) Thanks! Daniel! 👏💯♥️👑
@ማምየዓለመይ
@ማምየዓለመይ 2 жыл бұрын
ኑጉስ ኤርትራዊያን ብቃደማይ ዉሕዉሕ ኣብልኻዮም ነይርኻ ጅግና 🥰🥰😍😍
@samueltk8718
@samueltk8718 2 жыл бұрын
ዳኒ ወዲ መምህር ዕቑር ዓቕሚ'ዩ ዘለካ ተጠቀመሉ! ተባዕ ሓቀኛ ኢኻ፡ በርትዕ ኣብ ጎድንኻ ኣለና❤
@kemalemy3158
@kemalemy3158 2 жыл бұрын
ዳኒ ንስካ በሊሕ ከም ላማ ኢካ።👍🏽👍🏽ኣጆካ ንኪድ ጥራሕ ንቅድሚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@olivatutokris1212
@olivatutokris1212 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር ጅግና፡ ቀጽሎ ኢኻ፡ ነዛ መድያ ቀውቃው ኣቢልካያ!!! ንፍዕ ኢኻ!!!
@militarymilimilitarymili4757
@militarymilimilitarymili4757 2 жыл бұрын
Nay bahaki smart men
@merryzerai9399
@merryzerai9399 2 жыл бұрын
Yes he's way smart hey..
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 жыл бұрын
ቁስሊ ክሕጸብ ከሎ የሕምም ኢዩ ዳኒ ከኣ ቁስሎም ስለዝሓጸበሎም መታን ክሓዉዩ ንሱ ኢዩ ዋጭ ዋጭ ዘብሎም ዘሎ።
@Henok.M
@Henok.M 2 жыл бұрын
ሰማዕቲ ደርፊ " ደርፊ ክትሰምዑ እንከለኹም መጀመርታ ነታ ደርፊ ትፈትውዋ ዲኹም ዘለኹም ትጸልእዋ ክትግንዘቡ ፈትኑ፡ ምኽንያቱ እንተ ፈቲኹምዋ ክትደግምዋ ስለ ዝኾንኩም ስለምንታይ ከምዝፈተኹማሲ (ርትዓዊ ዝኾነ ምኽንያት) ክህልወኩም ኣለዎ። ሕጂ እቲ ጽቡቕ ነገር ንሓንቲ ደርፊ ትፈትዋ ዲኻ ዘለኻ ትጸልኣ ክትውስን እንተዄንካ መጀመርታ ክትሰማዓ'ዩ ዘለካ፡ ክትሰምዓ እንከለኻ ኸኣ 'ክትርድኣ' እዩ ዘለካ። ስለዚ ነቲ ሓሳባት ብዝግባእ ተረዲእኻ ክትትንትኖ እንተ ኺኢልካ፡ ጽቡቕ ናይ ምስትምቓር ዓቕሚ ተጥሪ ኣለኻ ማለት ስለዝኾነ ነእምሮኻ ዝብኩሉ ደርፍታት ካብ ምስማዕ ኢኻ ትቑጠብ። ስለዚ እታ ዝበለጸት ናይ ምስትምቓር ኣገባብ'ሲ፡ ብዛዕባ ነፍሲ-ወከፍ ትሰምዖ ደርፊ ርእይቶ ክህርወካ ምኽኣልያ። ምኽንያቱ ርእይቶ ክህልወካ እንተ ኾይኑ'ሲ 'ክትሰምዕን ክትሓስብን' ክትግደድ ኢኻ።'' ብእእ ቦውው፦ ኣታ እዚ መንእሰይ ፍላስፋውያን ንእንታይነት ነገራት ኣዕሚቖም ዝሓስቡን ዝትንቱኑን ንኽንከውን እዩ ዝቕስቅሰናን ምኽንያታውያን መንእሰያት ንኽንከውን----መገዲ ክንሓስበሉ ንኽእል ዘርእየናን ዘሎ። ክብረት ይሃቦ!🙏🙏🙏
@ተስፍኣለምወዲመንግየ
@ተስፍኣለምወዲመንግየ 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር ብቀዳማይ ናብ በራዩ ኢሰያስ ቡንባ ደርቢካ ኣወዲእካና ነርካ ኢኻ 🤣🤣🤣
@robelsolomon8321
@robelsolomon8321 2 жыл бұрын
😅😅
@oneday5636
@oneday5636 2 жыл бұрын
😂😂😂😂
@hanig5781
@hanig5781 2 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣
@mamaafrica900
@mamaafrica900 2 жыл бұрын
ንስኻ ከ ባርያ ጁንታ መለት ድዩ ክክ
@merhawisuim3923
@merhawisuim3923 2 жыл бұрын
😂😂😂
@kebedezegirges2840
@kebedezegirges2840 3 ай бұрын
Thanks much love how you break it down all about music of yaman barya
@merryzerai9399
@merryzerai9399 2 жыл бұрын
No word's,you are just amazing 👏 God bless you all the time!!!
@yemanetsegay8619
@yemanetsegay8619 2 жыл бұрын
ይበል መግለጺ ሓወይ ናተይ ነቶም ንሶም ክነብርዎ ዝግብኦም ንሕነ ንነብሮ ዘሎና ግን ከኣ ጽቡቅን ገላጽን ደርፍታቶም ንዘልኣለም ተዘከርቲ ኩኮኑን ብናቶም ደርፊ ድማ ንሕና ባህልናን ኣማጻጽኣናን ንዘልኣለም ተዓቂቦም ክነብሩ እዮም ።ብናይ ለንዘበን ደርፊ ሞ ንሕና ባህልናን ክብርታትናን ንቁልቁል ኣፍና ማለት እዩ። ደጊመ ብጣዕሚ የመስግነካ እቲ ኣብ ልበይን ኣእሙረይን ዝመላለስ ሓሳብ ብምልዓልካ ። ነቶም ዓንቀፍትካ በጸጋም ነቶም ከም ዝከማይ ደገፍትካ ድማ ብየማን ተቀቢልካ ቀጽሎ ።ናይ ሓባር ሃገር ስለ ዘላትና ማለተይ ኢየ።
@hagosbahabolom1422
@hagosbahabolom1422 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር ብዕድነ ንእሽቶ ብርእሲ ዓቢ ። ኩሉ ተቕርቦ መደብ ብጣዕሚ መሃርን ብፍልጠት ዝተሞርከሰን እዩሞ ቀጽሎ ። ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
@missieafewerki4387
@missieafewerki4387 2 жыл бұрын
በዚ ከንቱ ዝኾነ ግዜ ከምዚ ሓሳብ ዘለዎ ሰብ ክትረክብ ብጣዕሚ ዓቢ ጸጋ ኢዩ ጎበዝ ኣንበሳ ኣጆኻ ሓቅነትካ ቀጽሎ ኢኻ እዞም ኩሎም ንዓኻ ዝህይሱኻ ዘለዉ ቀኒኦም ኢዮም ከንቱ ነገር እንተ ትዛረብ ኔርካ ብዙሓት ቀናኣት ኣይመጥረኻን በዚ ጥራይ ሓቀኛ ምዃንካ ፍለጥ
@danealgebre552
@danealgebre552 2 жыл бұрын
《《《《ድሕሪ ደርሆ ነቆ የለን ለይቲ ድሕሪ ባርያ የለን ደርፊ።100%♡♡♡♡♡♡♡♡》》》》
@juntesfaldet5317
@juntesfaldet5317 2 жыл бұрын
Thank you wedi memher Much love God bless you ❤❤❤👌👌👌👍👍👍👍 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Hanuna324
@Hanuna324 2 жыл бұрын
I agree with you 💯% thanks to our legends for our childhood best memories with those outstanding songs. Most our singers are useless now 😞
@dalac_93
@dalac_93 2 жыл бұрын
Sadly we can’t even build artists like Yemane Barya a statue in their own country now because there is no freedom
@tedishowtedishow5945
@tedishowtedishow5945 2 жыл бұрын
LEGEND Yemane G/michael barya and his Music never die!! LEGEND forever. My heart
@davedave8333
@davedave8333 2 жыл бұрын
Yemane Gebremichael….not Gebremeskel ok
@rit6091
@rit6091 2 жыл бұрын
@@davedave8333 Gebremichael eyu zelo kes elka ambibo
@davedave8333
@davedave8333 2 жыл бұрын
@@rit6091 ab bracket ke edited wey kia testekakilu zibl ayriayekan alo 🤔
@zakiwerede2317
@zakiwerede2317 2 жыл бұрын
What an amazing person u r , simply an example to our youngsters ! Wising u all the best in everything u do brother. Blessings!
@dejensultsn1220
@dejensultsn1220 2 жыл бұрын
ወገነይ ናይ ብሓቂ ከም ወትሩ ብሉጽ ሓሳብ ኣጆኻ በርትዕ
@simonyosief1299
@simonyosief1299 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ቀጽሎ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@jonmichael8595
@jonmichael8595 2 жыл бұрын
I just love your analysis. You have a very pure talent and I am really proud of you brother. Continue educating this generation to learn and understand the meaning of the song lyrics. Instead of just always dancing with a beat that has no meaning in the lyrics. As I said I’m very proud of you keep doing what you’re doing.
@eritreanneritrawuyan3360
@eritreanneritrawuyan3360 2 жыл бұрын
Wedi memhr ente wediseka keywuhdeka kexlo tray ye kbleka zkel derfi kenestemaqr jemirna thank you broerey
@berhanetewelde499
@berhanetewelde499 2 жыл бұрын
ቃላት የብለይን፡ ጥርሑ ዝነበረ ልበይ ገለ ስሚዒት ምስትምቃር ፈጢርካሉ። ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ናብ ቢትካ ይግነሮ።
@be-yo-nd-all2637
@be-yo-nd-all2637 2 жыл бұрын
Man, you need to keep doing this for every song of Barya, i got much understanding of the song from your analysis. We would learn a lot if you could continue doing to his songs. Thank you,
@gebremeskelberhane8062
@gebremeskelberhane8062 2 жыл бұрын
You brilliant keep it up for ur good job. God bless you!
@BH-bs5vo
@BH-bs5vo Жыл бұрын
LOVE YOU YEMANE BARIYA,,FREEDOM FOREVER, FROM TIGRAY 😊
@nahomnahom7204
@nahomnahom7204 2 жыл бұрын
የማነ ባርያ ነቢ❤️ ጸሊም ኣልማዝ ❤️ኣቦ ድኻታት ሸያጢ ዓድ ትብል ባ ኣቅርበልና ዳኒ ዓርከይ
@josanjossi5308
@josanjossi5308 2 жыл бұрын
You are from the other planet. I love n appreciate your point of view cause they are reasonable. Keep the good works 💯❤️❤️❤️❤️❤️
@solomon2666
@solomon2666 2 жыл бұрын
በዓል ባርያ ንወዲ ትካቦ ጥራይ ገዲፎምልና። ጽቡቕ ስራሕ ዳኒ ከም ኩሉ ግዜ
@tekiemehari1353
@tekiemehari1353 2 жыл бұрын
I don't have words to express my happieness for your strive for your social excellence.
@Naxnetshow
@Naxnetshow 2 жыл бұрын
ብጣሚ ንፍዕ መንእሰይ እካ ሞ ቀፅሎ መንገድካ ከይትስሕት አነ ብዙሕ ሓሳባት ናይ ምዉሃሃድ ናይ ምትንታን ልምዲ ተማህረ አለኩ
@hambarxaeda1492
@hambarxaeda1492 2 жыл бұрын
ዳኒ ኣብዚ ዘቕረብካዮ ሓሳባት ኣዝዩ ዝናኣድ'ዩ ማዕረ ክንደይ በሊሕ ምዃንካ'ዩ ዘብራሃላአይ ዘሎ ። ደርፍታት ሓርበኛ ዕቕባጋብር ገ/ትንሳኤ ውን ሃሰስ በሎ ኢኻ ዳኒ ንቑሕ መንእሰይ ።
@esiabu2261
@esiabu2261 2 жыл бұрын
ዳኒ ብ ሳላኻ ስነጥበብ አንታይ ሙኻኑ ክርድኣኒ ጀሚሩ ኩቡር ኤርትራዊ ሓወይ ዓድመን ጥዓናን ይሃብካ
@josp7502
@josp7502 Жыл бұрын
Wedi Memhr, you are such super special Eritrean ❤ 👍💪❤
@ኣቢ-ነ3ጀ
@ኣቢ-ነ3ጀ 2 жыл бұрын
ትግርኛ ና ንምዕባይ ንራባረብ ኩልና ቋንቋና ባሃልና ዓንዲ ሕቆ ንሕና እና💙💚
@haddishgebremedhin3122
@haddishgebremedhin3122 2 жыл бұрын
ኣታ በሊሕ መንእሰይ እተቅርቦ ሓሳባት ዝድርበ የብሉን።ብጣዕሚ ኢኻ ትምሰጠኒ።Go on you are so extraordinary .
@tesfu87
@tesfu87 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ናይ የማነ ባርያን ኣብርሃም ኣፎወርቂን እንዳመቀረ ዝሓድር ደርፊ 'ዩ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብናእዮም ❤❤❤
@Amine-b1i
@Amine-b1i 2 жыл бұрын
Thank you as always
@iamproudofmyself7567
@iamproudofmyself7567 2 жыл бұрын
Very proud of you every time. you came soon thanks keep going
@hisa3439
@hisa3439 2 жыл бұрын
Well done Dani hawna 😘 Thank you Bizaeba nay wedi tikabu tihiztotat gele video ente tedalu des mibeleni 🙏🏾
@senedzayid1699
@senedzayid1699 2 жыл бұрын
♥️Yemane barya & Abraham afewerki♥️ 2 King 🤴 👑 🤴 in the world 🌎
@XYONAWI
@XYONAWI 2 жыл бұрын
good job dani temerty feltet wesani yu thanks dear ab qexali kenxebeyeka ena🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑 artist
@esiabu8665
@esiabu8665 2 жыл бұрын
Dani kubur wedi hagerey,doing a great job to have a clue about art and artist. to all eritrean people you are like a sun unrepeatable we proud of you brother.
@berrak3105
@berrak3105 2 жыл бұрын
Thanks Dani Nieshtey gn kea beal abi lbonan fltetn... Keep it!!!
@chanutsegehanes934
@chanutsegehanes934 2 жыл бұрын
YOU ARE SO SMART DANI KING THE TOPIC YOU DEFINED IS SO IMPORTANT 😍😍
@ላሚቦራ
@ላሚቦራ 2 жыл бұрын
You’re smart boy wedi memehr anbesa keep it up bro 👊
@Tomas.okbe3
@Tomas.okbe3 2 жыл бұрын
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 🙏😍🥰🥰
@tabihabtemicael1940
@tabihabtemicael1940 2 жыл бұрын
Excellent topic as always! God bless!!
@josanjossi5308
@josanjossi5308 2 жыл бұрын
1000 ካብ 100 ሂበካ ኣለኹ መቕሰነይ። ወዲ ተዓረ ትብል ናይ ወዲ ትካቦ ድማ ማራ ዘድንቓ ኢያ'ሞ ወስ በለና። ❤❤❤❤❤
@Firstlikes
@Firstlikes 2 жыл бұрын
Dani is one of our best Eritrean thinker in the 21st century.
@lwambeyene5050
@lwambeyene5050 2 жыл бұрын
wedi memhr 💯% nkue menesey ketslo thanks sleti tegedasnetka
@ካብቲክቶክ
@ካብቲክቶክ 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር እንቃ ብደሓን መጸካ ❤️❤️❤️❤️❤️
@michealtekle435
@michealtekle435 2 жыл бұрын
Wedi teacher everything thank you very much heart Deep thinking try again try again over again over again all people eritrean God bless you success world looking never give up!!!
@ruthh1755
@ruthh1755 2 жыл бұрын
Smart guys always talk about ideas this belongs to you wedi memhir👈💯 keep up the good work 👌👏😍🙏❤
@andinuguseandi7600
@andinuguseandi7600 2 жыл бұрын
Well done very good speech very important words 👏 👍 👌 thank you.
@gebremedhnhawki4599
@gebremedhnhawki4599 2 жыл бұрын
ኣቤት መንእሰይ no words ንዓኻ ዝገልጽ!
@bobsmart8302
@bobsmart8302 2 жыл бұрын
excellent Dani...always you teach us something deep and valuable. Love you bro.
@jacobandutubes5107
@jacobandutubes5107 2 жыл бұрын
Dani the strongest motivational of for all young generation eritrean.
@nenute2251
@nenute2251 2 жыл бұрын
Blux menesey, bzuh ina ina knxbe kabaka nezi meneseyna gosgasi hasab ketemxe kexlo Thank u.
@samisimple4023
@samisimple4023 2 жыл бұрын
Dani next topic “hlna” by Abraham Afewerki please.
@henokbrhanen3460
@henokbrhanen3460 2 жыл бұрын
ሊዕሊ 100 ግዜ ሰምዕዮ ናይ ባርያ ደርፍታት እሞ ግን ከምዚ ጌሩ ኣይተርዳን thanks dani bro
@mekonenteweldebrhan6774
@mekonenteweldebrhan6774 2 жыл бұрын
ብሉጽ ሓሳብ ምስ ብሉጽ ኣቀራርባ keep going boy..💪
@weysebdeqeytblradio5526
@weysebdeqeytblradio5526 2 жыл бұрын
One of the fore wheels 🛞 of my Generation to get to the top! I appreciate your efforts, motive and energy to enlighten ur ppl! Long live Young Legend!🙏
@LeoMessi-qd3qn
@LeoMessi-qd3qn 2 жыл бұрын
Well comeback dani bro 🥰 great job 👌 nay Thomas alazar ka akrbelna eka thanks 🤟
@paulscholes2516
@paulscholes2516 2 жыл бұрын
እወ ናይ ቶሚ እውን እንተ ዘምጻልና ጹቡቅ ኔሩ
@yehaofficialmedia3139
@yehaofficialmedia3139 2 жыл бұрын
ዳኒ ወዲ መምህር ብጣዕሚ ብሉፅ መንእሰይን በዓል ብሩህ ኣእምሮ ዓሽካ❤❤❤🙏
@godislove7507
@godislove7507 2 жыл бұрын
ኣቤት ቃላት ጎቦ ዚኾነ ትግርኛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ኤሪ ጅግና
@abrhamykalo6346
@abrhamykalo6346 2 жыл бұрын
ዳኒ መምህር ሕብረት-ሰብ ንዓና ንመንእሰያት ካብ ትህቦ ዘለኻ ምንቅቓሕ ነመስግነካ።
@Tomas.okbe3
@Tomas.okbe3 2 жыл бұрын
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey de
@filimonnegasiteklebrhan5189
@filimonnegasiteklebrhan5189 2 жыл бұрын
ቡሉጽ መንእሰይይ ከምዚ ጌርካ ነዛ መንእሰይ ኣነቃቅሓና እንበር ደስኪላ እያ ኩላላ ❤️👑💎📚🙏
@gerieokbay1901
@gerieokbay1901 Жыл бұрын
ናይብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መግለጺ ሴኢነልካ
@millionchannel978
@millionchannel978 2 жыл бұрын
Great job as always.
@jlove5465
@jlove5465 2 жыл бұрын
Dani,You make me proud as usual, keep doing it .
@Ayla-Gundet
@Ayla-Gundet 2 жыл бұрын
Thank you Dani !! ስለምንታይ ኢዩ ግን ብዙሕ ሰብ ነዛ ሉላ ትብል ሕላይ (ደርፊ) የማነ ባርያ ዘየቅልበላ፣ ናዓይ"ሲ ኣዝዩ ዓሚቅ ትሕዝቶ ከም ዘለዋ ኮይኑ"ዩ ዝርድኣኒ፣ ርእይ ምስ ኣበልክዋ ነዛ ዝዘርጋሕካያ ቪድዩ፣ ተስፋ ጌረ ኔረ፣ ግን ኣየምጻኻያን! እዛ ደርፊ ዋላ ኪኖ"ቲ መቀረታ ዛንታ ኣዋጻጽኣ እዛ ደርፊ "ንተድኣ ሰሚዕና፣ ክሳብ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኢትዮጵያ ተኣሲሩ!! ምሳይ ዝነበረት ብፍቅሪ ሓቢራ ዓለም ወሲድለይ ረኺበ መከራ ብ ሓይሉ ዘሪፍዋ ጭፍርኡ ሰዲዱ ምሳይ ዝነበረት ወሲድዋ ዓዱ እንታ"ዋይ ደፋር"ዩ ሉላ ዘሕድገኒ ክንደይ ከ ይጭክን ዓይነይ ዘንቊረኒ ኢሉ ክደርፍ እንኮሎ፣ ኪኖ"ቶም ምስኡ ተሓይሮም ዝነበሩ፣ ኣብ"ቲ ቤተ-ማሓዩር፣ እቶም ሓለዉቶም (ዋርድያ) ዝነበሩ ውን ደድሕሪኡ ይደግምዋ ኔሮም ዝብል ዛንታ ኣሎ! እንድሕር ናብ"ቲ ላዕለዋይ ኣካል ተተማሓላሊፉ ከኣ ተቀባልነትን፣ ድምጹን ብግቡእ ስለ ዝስማዕ ዝነበረ፣ መቅጻዕቲ ይወርዲ ነቢሩ ይበሃል! ብዝተኻእለካ ኣቅርበልና ፖሎቲካዊ ትሕዝቶ ውን ኢዩ ዘለዋ! ከይጽይቃ እንበር ፍትግትግ መበልክዋ ኔረ hahaha joke bro I ዳሃያ ስኢነ ዘላቶ ጠፊእኒ ደልየ ስኢነያ ሰሎሎ ኣቲኒ፣ ኣደ ስድራ ኔራ በዓል"ቲ ቃልኪዳን ተፋላሊና ግን ዘኽታማት ኮይኖም ደቀይ በጃኹም ድለይዋ ደቃ ከተዕቢ ሓላዊ ዘይብሎም ከይነኽሶም ከልቢ።
@onegod6726
@onegod6726 2 жыл бұрын
Kem beal kemaka comment xehafti kibezhu alewo xerfi zeibilu b tami des ibleka kitenbubo keman bro thanks
@kflomgereziher2072
@kflomgereziher2072 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር በሊሕን ተባዕን ኢካ ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🥰🙏
@weldebrukhadgu2248
@weldebrukhadgu2248 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር ዶ ዋላስ መምህር ዳኒ ነዚ መንእሰይ ከምዚ ጌርካ በጃኻ ማሃሮ/ና ግን ኢንዳ ደንጎኻ ቅልጢፍ ቅልጢፍ ኢልካ ምጻና ምሩጽ መንእሰይ ዳኒ ዳኒ ባዓል ጽቡቕ ራኢ ፈታዊ ህዝቢ።❤️❤️👍👍
@tadiwesteklemariam6864
@tadiwesteklemariam6864 2 жыл бұрын
Wedi memhr ale mtswa gedfeyo aleku memhr Daniel eleka aleku. Thank u so much
@meronhaileab8161
@meronhaileab8161 2 жыл бұрын
Insightful as always, keep it up!
@ኣድናቂኪሮስኣስፋሃኢየብእ
@ኣድናቂኪሮስኣስፋሃኢየብእ 2 жыл бұрын
ዋው ዳኒ ይበል ኣቃራርባ ወገነይ ኣይ ትጥፋኣና ቅልጥፍ ኢልካ ተመለሰና ማራ ኢና ንናፍቀካ
@luulfremichael5239
@luulfremichael5239 2 жыл бұрын
This dud is our future intellectual
@lifeishard7018
@lifeishard7018 2 жыл бұрын
Dani wedi memhr meglexi albo eka behaqi ✌️🙌🥰
@samitekia2902
@samitekia2902 2 жыл бұрын
ናይ ብዙሓት ምድሓን ንሓያላት ሰባት ኣብ ሂውቶም እቲ ዝበልጸ ዓዎት እዩ ። ዎዲ መምህር ናይ ጽቡቓት ሓሳብት እቲ ዉንን ስውብ ኢኻ እሞ ህዝብኻ ኣብ ምንቃሕ ከም ዕለታዊ ምግባካ ዉሰዶ።
@amanberhane9767
@amanberhane9767 2 жыл бұрын
wow wow, brother you are so good and thank God we have such talented man like your self. May God always watch over you brother...
@ghirmayhabte6089
@ghirmayhabte6089 2 жыл бұрын
Brilliant Young Boy. Keep going
@efremtekle2290
@efremtekle2290 2 жыл бұрын
I proud you will keep going you are the best person ❤ 💛 💙 ♥ 💓
@ጥጋውመረሳ
@ጥጋውመረሳ 2 жыл бұрын
ዳኒ ካብ ቶም ዝፈትዎምን ዝድንቆምን ቁፅሪ ሓደ ኢካ ኩሉ ቭድዮካ ሪእየ ስለ ዘይፀግቦ ዳውንሎድ ገብረ ኢየ ዝሰመዖ ኩሉ ግዜ የፍትወካ ካብ ትግራይ❤👍
@tmuzgigebrekidan8579
@tmuzgigebrekidan8579 2 жыл бұрын
ኣየ ወ ከመይ ድኻ ዳኒ መቅሰን ብጣሚ ብዕምቆት ብሰፊሑ ገሊጽካዮ ከላ ዋእ ጅግና ኢኻ ብሓቂ ኣጆኻ ጥራይ ኣጎንኻ ኣለና!!::
@bereketgihdey2759
@bereketgihdey2759 2 жыл бұрын
ንዳኒ ምስ ሓቂ ኢየ ዘነጻጽሮ፡ ምክንያቱ ዳንን ን ሓቅን፡ ከይፈተካ ኢካ ትፈትዎም! ሓቂ ሓቂ ስለዝኮነት ዳኒ ሓቂ ስለ,ዝዛረብ። ነቶም ናይ ሕማመይ እንዳ በሉ ዘቖናጽቡና ሸያባት ንዳንን መሰልቱን ዝሪኣ ኣዒንትን ኣእዛንን ይሃቦም ኢዩ ጸሎተይ።
@meksebhalefakulu9297
@meksebhalefakulu9297 2 жыл бұрын
መጀመርታ ኣነ ኸ እንታይ ሰሪሐ ኢልካ ንነብስኻ ሕተ ታ።ን ዳኒ ግን ዓቢ ይኹን ናይ ሕማማይ ሓቂ ዝፈቱ ኩሉ ይፈትዎ እዩ።
@bereketgihdey2759
@bereketgihdey2759 2 жыл бұрын
@@meksebhalefakulu9297 ብሓደ ኣለና ወገነይ
@meksebhalefakulu9297
@meksebhalefakulu9297 2 жыл бұрын
@@bereketgihdey2759 መርሓባ ወገነይ።
@dlettdebrom5523
@dlettdebrom5523 2 жыл бұрын
Tsbuk tebegso wedi memher keep it, I så proud of you brather.
ጥበብ ኣብ ደርፊ | | ካልኣይ ክፋል (edited version)
20:00
I tricked MrBeast into giving me his channel
00:58
Jesser
Рет қаралды 21 МЛН
小蚂蚁会选到什么呢!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:47
火影忍者一家
Рет қаралды 124 МЛН
How I Turned a Lolipop Into A New One 🤯🍭
00:19
Wian
Рет қаралды 12 МЛН
ስነ-ጥበብ ኤርትራ ናበይ የምርሕ ኣሎ፧
23:33
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 276 М.
ዘ-ኤርትራ ብ ኣወል ስዒድ / THE- ERITREA BY AWEL SAID
1:25:50
ብልሽውና ኣብ ኤርትራ...
23:43
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 86 М.
I tricked MrBeast into giving me his channel
00:58
Jesser
Рет қаралды 21 МЛН