ስነ-ጥበብ ኤርትራ ናበይ የምርሕ ኣሎ፧

  Рет қаралды 276,951

MAHDER PRODUCTION

MAHDER PRODUCTION

Күн бұрын

Пікірлер: 3 500
@ambebetegay4708
@ambebetegay4708 4 жыл бұрын
እው ዛወዲ ኣበይ እያ ነይራ ገለ ዓይነት ትንተና
@awetbeletse7025
@awetbeletse7025 4 жыл бұрын
aygermekan sheyifeyo kea deyfelt Dani bro kemaka tebea eyu zedlyena zelo kindey gzie dea b eznina kixawetu kkkkkk
@nickselam1297
@nickselam1297 4 жыл бұрын
አሰይ ባህልና ሀይማኖትናን ዘኽብር ኣሰይ ዕድሜካን ጥዕናካን ይንዋሕ
@uealarudjd
@uealarudjd 4 жыл бұрын
bhki edme yhabo
@maminatey6260
@maminatey6260 3 жыл бұрын
bahaki
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 3 жыл бұрын
Nay behaki edme yhabo fetari
@daveking3696
@daveking3696 4 жыл бұрын
ፍረየ ፍረየ ክብል ብዘይ ፍረ ወዲእዋ ደርፊ ቀቲልካኒ ስሓቅ፡ Keep it up dani!
@amangoitom1233
@amangoitom1233 4 жыл бұрын
ልዕሊ 45 ጊዜ ፍረወይኒ ኢሉ ብዘይ ፍረ ስሓቕ ሞይተ
@missueri9198
@missueri9198 4 жыл бұрын
😂😂😂
@Benny12-w3s
@Benny12-w3s 4 жыл бұрын
dave king kkkkk
@brnotesfaldet4954
@brnotesfaldet4954 4 жыл бұрын
dave king kkkkkkk
@youngy.g1315
@youngy.g1315 3 жыл бұрын
😂😂😂😂😂
@kahsayasfha3254
@kahsayasfha3254 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ በሊሕ መንእሰይ ቀጽሎ ኣንበሳ ❤❤
@samt9850
@samt9850 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ጥራይ ይሃብካ!
@ተሸጊራከይትህሉ
@ተሸጊራከይትህሉ 4 жыл бұрын
Dani ወዲ መምህር - ዲኻ ትብሃል ሓቀይ ፥ ናይ ብሓቂ ራዛ ናይ ኣቡኡ ሓዛ መምህር-መምህር ክወልድ ከሎ ኣዝዩ ዝተባረኸ ኣቦ ኢዩ
@mskk7735
@mskk7735 4 жыл бұрын
ንሳካካዓ መወዳእታ ዘይቡሉ ገጋ አለካ እወ ሰውእት አለዉ ንሻዕብያ ዘማላጡጡ ሰብ ስረ ።
@oneworld...7280
@oneworld...7280 4 жыл бұрын
Wedi memhr dyu dani ... Ymelialu bel...btaemi bsul hasab eyu..keep up dani
@selamnerindekieri7618
@selamnerindekieri7618 4 жыл бұрын
Niceeee bro. Tebatey bravo ane liki ab yutub. Ktwerd kela bzaba eza derfi nay ms diki eruktey bzuh tezaribe blki ezi kulu meglexi dhabkayo tikkil eu ablbey dnebere kulue elkayo nufue belih Thanks kexloo
@samuelzeray8804
@samuelzeray8804 4 жыл бұрын
@@mskk7735 nay wiegin kanka ayrdaanan eyu sorry wiegin kondaf
@mhreteabtedros8634
@mhreteabtedros8634 4 жыл бұрын
100 100 xubuk aleka
@Semaycinema
@Semaycinema 4 жыл бұрын
ፅቡቕ ትዕዝብትን ነቐፊታን። ቀፅሎ። ንዝነኣድ ምንኣድ፣ንዝንቀፍ ድማ ምንቃፍ ንልመድ።
@wediyacob7632
@wediyacob7632 4 жыл бұрын
እንቋዕ ናብ ብርሃነ ልደቱ ብሰላም ኣብጻሓና፡ኣሜን። #መድኃኒት - #ዓለም -#ተወሊዱ!
@rahasettekieweledekidan3861
@rahasettekieweledekidan3861 4 жыл бұрын
Amen ❤
@ኣብኤውሮጳኣሎዪዝብሃል
@ኣብኤውሮጳኣሎዪዝብሃል 4 жыл бұрын
እዚ ምሁር ደንቆሮ ኢዩ ስም ሰብ ኣልዒልካ ምዝላፍ
@habenokubai2478
@habenokubai2478 4 жыл бұрын
እንቛዕ ንስኻስ ዓብዪ ኣይኮንካ! ብሕጂ ብዙሕ ትምህርቲ ክንከስበልካስ ፥ ደጊመ እንቛዕ ወለዶ ናይ ሕማመይ ኮንካ! ወለዶ ናይ ሕማመይ'ዩ እቲ እንኮ ተስፋ ዛሃገር!!!
@ኩሉሕማቅንሰናየይኮነ
@ኩሉሕማቅንሰናየይኮነ 4 жыл бұрын
You're right
@vampire.-ama7308
@vampire.-ama7308 4 жыл бұрын
Yes እዞም ናይ ሕማመይ ተስፋ የብሎም ኢሎም ተስፋ ዝኸልኡና ዘለዉ ጌና ክንኩልዓ ኢና ኩልና ጥራይ ንማሃር
@MaicoRecords
@MaicoRecords 4 жыл бұрын
Wow, what a great critic!!! Thank you for your effort. You did a great job analyzing the video(Freweyni) in its entirety.
@Solomob3888
@Solomob3888 4 жыл бұрын
Jack deka wala mi...,bi...,
@Eritreamyblood
@Eritreamyblood 4 жыл бұрын
ሓደ ነገር ጥራይ ክነግረካ ይደሊ እሱ ከኣ ኣብ ቁኑዕ መገዲ ኣለኻ፡ ብትኽክል ከኣ ጅግና ክብለካ ኢየ ምኽንያቱ ንጅግና ጅግና እንተ ኢልካ ኢዩ ጅግና ዝፍጠር። ቀጽሎ BRAVO
@issakafewerki4769
@issakafewerki4769 4 жыл бұрын
Pow i don’t have enough words to express u bro u’re such a brilliant boy Bless u
@umahlam
@umahlam 4 жыл бұрын
💯💯💯💯
@meharialem8661
@meharialem8661 4 жыл бұрын
Ane nbaeley gerimuni 100% nfue seb eu nhna kea suk elna netake
@jakiyafu2516
@jakiyafu2516 4 жыл бұрын
You know one thing I love about you, you have clear and understandable facts not just opinion but facts and that’s why people love you.
@meharihagos5967
@meharihagos5967 4 жыл бұрын
ዋይ ልበይ ፍውስ ! ኣበይ ጸኒሕካ ወደይ ክሳብ ሕጂ ብቕዓት ኣለካ እሞ ኣይትሕመቕ ቀጽሎ ብዙሕ ክንጽበ ኢና thanks
@jonizena8153
@jonizena8153 4 жыл бұрын
Kulu abal agazian bkat alewo
@meronmicheal8742
@meronmicheal8742 4 жыл бұрын
አዋይይይይ ኣበይ ነይርካ ከሳብ ህጂ ብታሚ ዳስ ታቢል መናሳይ ከምካ የብዝሁ ከብርተይይይይ ናቶም ኣጅዋት ካ ገላ በሎም አካ አስካ ኣክስናኒ ከብታትኑና ዝህስቡ ዛለዉ
@habeshamusic6377
@habeshamusic6377 4 жыл бұрын
እዋይ እዛ ወዲ ዘረብኣ ክንጽር ከፍ ኣለዋ ኣጆካ ቀጽሎ
@zaidshewit5195
@zaidshewit5195 4 жыл бұрын
ኣንታ ሓጎስ ዓርከይ እዚ ወዲ ክንደይ ይበልሕ ኣነስ ጌጋ ይኽላኣለይ እምበር ካብዞም ብመንግስቲ ክማሃሩ ንደገ ዝተላኩ ቡኡ ኣቢሎም ዑቁባ ዝሓተቱ ከይኮነ ኣይትርፍን ዩ.
@dejenkemdilayey926
@dejenkemdilayey926 4 жыл бұрын
@@zaidshewit5195 kkkk kedimka Video tatu reayo kemzi aynet nkuh seb higdef alo dyu
@ashquea
@ashquea 4 жыл бұрын
".....ልዕሊ 45 ግዜ ፍረየ ትብል ቃል ብዘይ ፍረ ደጋጊምዋ....” 😂 😂 😂
@simonsemere9926
@simonsemere9926 4 жыл бұрын
ኣምበሳው እንጀራ እዝጊ ብላዕ፡ ከመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሉጽ ትንታነ።
@teklitbelay9542
@teklitbelay9542 4 жыл бұрын
ኩሉ ቪድዮ ናትካ ርኤዮ እየ!! ኣብ ኩሉ ከኣ ምሳኻ ተሳማሚዐ!! ግን ቀልጢፍካ ደኣ ምልስ በለና!!
@danielhagos8436
@danielhagos8436 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንፉዕ ጽቡቅ ኣገላልጻ ። ኣብኣ ከለካ ድማ ነዚ ንሽነሽ ዓርክኻ ኢዩ ዝመስል እሞ ምዕድ ኣብሎ ንዝወጸት ደርፊ ጽቡቅ ስራሕ እንዳበለ ኣድቭርታይዝ ዝገብረሎም ዘሎ።
@amlesomkelati4750
@amlesomkelati4750 4 жыл бұрын
Neshnesh nay agame advertise zigebir seb yu.nay eritrea derefti kea yekonaxib
@brnotesfaldet4954
@brnotesfaldet4954 4 жыл бұрын
Lkkkkkk sehaq ketilekani wedi hagusha neshnesh da KZbin viewers deliu aystemakrn sereba khbi meat u ti wedi
@adiamabay6731
@adiamabay6731 3 жыл бұрын
ክክክክክ ምዕድ ኣብሎ
@hussenosman118
@hussenosman118 2 жыл бұрын
Kklk
@msganakiflay8737
@msganakiflay8737 4 жыл бұрын
እውይ ባርዕ ድኾነ ወዲ ቀጽል ኣጆኻ ከይ ትምለስ በርትዕ ሰስን ኪድ ንቕድሚት
@AdnaPress
@AdnaPress 4 жыл бұрын
በቃ! ጎርዳዕ ኢሉ ወሪዱለይ..ጽቡቅ ትዕዝብትን ኣገላልጻን!
@priestleygwahdHaftom
@priestleygwahdHaftom 4 жыл бұрын
I am from Ethiopia I love Eritrean songs and above all their Lyrics they have flow of ideas but these few years Eritrean vocalists are becoming like Ethiopian singers ...just give them some comments and critics ...Mahder you are such good and awesome keep it up on this issue.......
@ghebrhiwetdebesay922
@ghebrhiwetdebesay922 4 жыл бұрын
ናይብሓቂ ልዕሊ ዕድሜኻ ብቕዓት ክትቅጽሎ ተስፋይ ልዑል እዩ የመስግነካ ክኣ ።
@hafizahmed5994
@hafizahmed5994 4 жыл бұрын
በሊሕ መንእሰይ ኢለካ ኣለኹ። ንፉዕ ቀጽሎ !!
@Sharon.91
@Sharon.91 4 жыл бұрын
1,000000 like ንዓኻ ነእዛነይ ማሪኽካዮ ፍሉይ'ዩ 'ዚ ናትካ ጥበብ ልቢ'ዩ ዝሰልብ ኣብ ጎንኻ ኣለኹ ቅልጥፍ ኢልካ ምልስ በለና ብሩኽ ሓወይ።
@atchanel6181
@atchanel6181 4 жыл бұрын
ሎሚ ሳብስግራይብ ጌረልካ ኣለኹ 🇪🇷very good
@ሳሙኤልኤርትራዊ
@ሳሙኤልኤርትራዊ 4 жыл бұрын
ከመይ እንጌራ ዓለም ብላዕ ወደይ። ቀጽሎ በል። ኣምላኽ ይሓግዝካ!
@temesgenfishaye9049
@temesgenfishaye9049 4 жыл бұрын
Ata donkoro
@Justtephrem
@Justtephrem 4 жыл бұрын
This is a very good review. I honestly I thought you were one of those Eritrean who talk trash about Tigrai for no reason at all. But that wasn't the case. In fact, this is one of the best and fairest critical review I've ever heard about Tigrigna music ( both Eritrean and Tigrayan) so far. Keep it up brother. P.S. You should review Tigrigna-Tigrai too.
@danielandemeskel9571
@danielandemeskel9571 4 жыл бұрын
ኣታ ዳኒ ሓደ እዩ ባህርና ከምዚ ከማይ ኢካ ናይ ቀደም ደርፊ ትፈቱ
@ermisnit5061
@ermisnit5061 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ኣድኒቐካ ሕውስዋስ ዘይብሉ ጽሩይ ነቐፌታ ቀጽሎ ሓወይ።
@kalkidan2405
@kalkidan2405 4 жыл бұрын
Anta abyi nerka kesab heji dongekayom buzuhe temhrti halefwom
@ልምዓትራያኦርቶዶክስእዬ
@ልምዓትራያኦርቶዶክስእዬ 4 жыл бұрын
ጉዶምኮ ኣዉፅኻዮም ኣታ ሓወይ ብስሓቅ ሞይተ ይአ ራያ ነኝ ላክ ሃቡን
@chakurawiselemawi5478
@chakurawiselemawi5478 4 жыл бұрын
Well said bro . I told many yong people but instead to analyse the music they told me i am old fashion person so thank you for sharing and your frankly opinion
@almazhabteslassie4415
@almazhabteslassie4415 4 жыл бұрын
The same thing happen to me.
@asmarenuruasmare7280
@asmarenuruasmare7280 4 жыл бұрын
We’ll Dane this is no music
@jemaladem7810
@jemaladem7810 4 жыл бұрын
ሓቢቢ ዝድነቕ ነቐፌታ ኢዩ፡ በጃኻ ቀጽሎ ማራ የቐኒየልና
@ትግርኛናሽናሊስት
@ትግርኛናሽናሊስት 4 жыл бұрын
ዳኒ ጅግና ጽቡቕ ገበርካ ብእዝንና ክጻወቱ ኣይኮኑን
@eyobsiele6417
@eyobsiele6417 4 жыл бұрын
ብዕድመ ንእሽቶ: ካዕበት ብልቦና!! ዳኒ ካብኡ ንላዕሊ ክትምዕብል ይምነየልካ። እተልዕሎም ኣርእስታት ኣገደስቲ ኢዮም። ቀጽሎ።
@hadgudomez288
@hadgudomez288 4 жыл бұрын
Nay bhaqi akuriekani qolottqo zkone tbeb tbeb ko qetilomo beqa biti bito geyromo dhri barya derfi yelen dhri barya kea xerfi yelen beqa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@tedibymami1307
@tedibymami1307 4 жыл бұрын
Nay bhaki wedi sukey Ahhh dhri yehdogo gebremdehnnnnnnnn yake R.i.P bellyyy yake yehdogo Ane da hdri yehdogo? music Eriteran off entay mekanu ayflton eye
@tedibymami1307
@tedibymami1307 4 жыл бұрын
Ane gn dani arkey mara haki eyu natka medb god
@tedibymami1307
@tedibymami1307 4 жыл бұрын
music Eriteran yehdogo &yemane& abrham& yemane & abrar naykedm da kendey emo keblka
@fithiqanattigre5944
@fithiqanattigre5944 4 жыл бұрын
ጽብቅ ጌርካዮም በሎም ጥራይ ንገንዘብ እንበር ንጥበር ኣይሰርሑን ዘለው
@eritrean_forever
@eritrean_forever 4 жыл бұрын
Dude, you are brutally candid!!! I love it! Our so called 'artists' need this kind of raw criticism!
@abrhaleygebremariam1345
@abrhaleygebremariam1345 4 жыл бұрын
ዕበየልና ድኣ መሕደሪ ሽሕ ክትኮነልና ኑኡስ ብዕድመ ብልቦና ዓቢ ።
@user-ri9fm7kf6dv
@user-ri9fm7kf6dv 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ጽቡቅ መግለጺ ዳኒ ሓወይ ኣጆካ ቀጽሎ ✔
@davedaniel2820
@davedaniel2820 2 жыл бұрын
ሓቂ መራርር ኢያ ስለዚ ዝመረሮ ይምረሮ ወዲ መምህረይይ ንቅድሚት ኣጆካ ዳኣ ብእዝንና ክጻወቱ ኣይኮንን ሓዞም ዳኣ
@simreth3954
@simreth3954 4 жыл бұрын
ስነ ጥበብ ድኣ ሞይቱ ጥራይ ኣዋልድ እንዳ ቀየርካ ፎቶ ምሻጥ ኮይና እያ ።
@awa2325
@awa2325 4 жыл бұрын
Hahaha awalid enda qeyerka foto mshat eya koyna
@melodyentertainment77
@melodyentertainment77 4 жыл бұрын
Smret Habtu Gdefo eba. Nsen kea Zey mwntas entay srehen Meakoren keria yeatwa nab sne tibeb
@ftwi9191
@ftwi9191 4 жыл бұрын
Kkkkkkkkkk beqa
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 3 жыл бұрын
Nay bhaki
@fthawibrhane7053
@fthawibrhane7053 4 жыл бұрын
ንዘል ንሕና ደኣ ካል ደኣ ኣበይ ኢልናዮ ግዳ ነብስና ከም ንፍትሽ ገርካና ዳኒኢል ሓውና። ሓስባትካ ንሰባት ከንቅሕ ዝክል ስለ ዝኮነ ክንመሃር ዕድል ረኪብና sher like beluwo sebat kmeharu sebat.
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 4 жыл бұрын
ይገርም ኢዩ መትሓዚ ዘይብሉ ደርፊ ዘፈንፍን ጥንቖላ ዘይባህልና ብሓቂ ባህልና ክሓዋውስዎ ኢዱም ይሕውሱ ስለዘለዉ ይጠቀቅልና፡ወይ ናይ ትግራይ ደርፊ ይበልዎ። Thanks
@superman4516
@superman4516 4 жыл бұрын
ክክክክ ማዓንጣ ከብዳ በል በዝቢዝካ ኣዉጺኻያ ኩላ። ኣብየት ትንተና; Good job bro
@Sorry-g6q
@Sorry-g6q 4 жыл бұрын
really he makes right
@wolduaraya1489
@wolduaraya1489 4 жыл бұрын
Bravo
@hrudrjrj284
@hrudrjrj284 4 жыл бұрын
ኣሰይ ዕድመ ይሃብካ ኹቡር ሓዉና ሓፍትኹም ኻብ ትግራይ
@ሜሪ-ጐ5ዀ
@ሜሪ-ጐ5ዀ 4 жыл бұрын
ክክክክክ ተዛራባይ
@danielykealo7422
@danielykealo7422 4 жыл бұрын
ኣገናዕ ኮርዒዳ መክበሪ ባህልና።
@merhawiteklay9441
@merhawiteklay9441 4 жыл бұрын
ኣንበሳ! መስተብሃሊ በሊሕ መንእሰይ! 👏🏾🙌🏾
@heri2068
@heri2068 4 жыл бұрын
*ከመይ ዓይነስ ስማርት ዝኾነ ወዲ'ዩ ። ቅድሚ ሕጂ ኣይፈልጠካን'የ በዛ ቪድዮ እዚኣ'የ ተላልየካ ዘለኹ። ኣብ ዝቕጽል ስራሕካ ዝያዳ ብልሕኻ ከተርእየኒ ክጽበየካ'የ ሳብስክራይብ ጌረልካ ኣለኹ*
@mebrieberhe1799
@mebrieberhe1799 4 жыл бұрын
ፍረየ ፍረየ ብዘይ ፍረ ተወዲኣ kkkkkkkk ኣጆካ ቀጽሎ ንፉዕ
@teklabmehrtab9548
@teklabmehrtab9548 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንስነ ጥበብ ዝፈልጥን ዝገልጽን ሰብ ተረኺቡ ሎሚ
@almazhabteslassie4415
@almazhabteslassie4415 4 жыл бұрын
You are the best. I am so proud of you. " we need people like you to remind & educate our artists ". Good job.
@ziyadamillion8628
@ziyadamillion8628 4 жыл бұрын
" ብቕዓት ዝጎደሎ ጥበባዊ ህያሰ" !!! እዞም ናይ ናይ ሎሚ ኣርቲስት ብሰንኪ እቲ ባህላዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣብ ርእሲኦም ዝተኸተሎ ኣካይዳ ከምቲ ዝድለ ዘይኮኑ ኢልና ክንሓምዮም የኽእለና ድዩ? ምኽንያቱ ኣካይዳ እቲ ባህላዊ ጉዳያት ህግደፍ ንስነ-ጥበባውያንን ስነ-ጥበብን ኤርትራ ማዕረ ክንደይ ብረቂቕ መንገዲ ክደቑሶም ጸኒሑ ካብ ኩልና ስውር ኣይኮነን። ኣብ ዝሓለፉ ናይ መግዛእቲ እዋናት ግን ክሳብ ክንድዚ ዓይነት ንስነ -ጥበብ ንምድቋስ ጥራይ ዝዓለመ ኣይነበረን ብኸመይ ኢና ደኣ ነዞም ናይ ሕጂ ብኩልንትንኡ ብዱል ወለዶ ከምዚ ጌርና መሊስና ነዳኽሞን ነቋስሎን ዘለና። ካልኣይ "ንነህሚያ" ይኹን ንሰምሃር ወላ'ውን ናሆም ምስ ባርያ ኣብርሃም ኣፎወርቅን እና ኣወዳደርካ ናይ ምቕራብ ቃና'ኸ ንምንታይ ኣድለየ፧ ኩሎም ነናቶም ደረጃን ብቕዓትን ኣለዎም ብዘይካ እዚ'ውን ግዚኦም በበይኑ እዩ። ኣብ ርእሲዚ ውን ኣብርሃም ይኹን ባርያ ባዕሎም ብገዛእ ርእሶም ግጥሚ ዜማ ኣዳልዮም ባዕሎም ዘቕርቡ እዮም ናይዞም ድምጻውያን ግን ግጥሚ ዜማ ተሰሪሑ ዝመጾም እዮም ዝደርፉ። ስለዚ ናይ ግድን ከም ባዓል ኣብርሃም ፡ ባርያ ፡ ተኽለ ተስፋዝጊ ዘይኮኑ ኢልካ ምምዳርሲ ናይ ነገር ጥዕና‘ዶ፧ ብዘይካ'ዚ ቀደም ዝነበሩ ብድሆታት ምስ ሕጂ ዘለውና ብድሆታት ብኸመይ ከመይ እዮም ዝዛመዱ፣ ንኹሎም ብሓንቲ መልክዒ ምምዛን'ከ ከምይ'ቢሉ ይካወን፣ ዘለው ጽልዋታት ዘመናውነት ተክኖሌጂ ስደት ካልኦት ሮቋሒታትን ከመይ ኢሉ ሓደ ይኸውን፧ ትማል ብዘይምህላው ዘመናዊ ቴክኖሎጂ፣ ብቡዙሕ ጻዕሪ ኣብ ስትድዮ ዝምላእ ዝነበረ ሕጂ ሎሚ ኣብ ዝተፈላለየ ዓለም ኮይንካ'ውን ብመንገዲ ዝተራቐቐ ቴክኖሎጂ ዝምላእ ዘሎ። ቀደም ብናይ ቴፕ ካሴት ጥራይ ምስማዕ ዝክኣል ዝነበረ፣ ሕጂ ብብዙሕ ናይ ኤንትርነት ይኹን ሳትላይታት ብፍላሽን ካልአን ዝስማዕ ዘሎ፣ እሞ ከኣ ብሓይሊ ጽልዋታት ናይ ሜድያ ብናይ ደገ ሙዚቃታት እናተዓብለለ ንዝዓበየ፣ ስነ ጥበባዊ በቲ ተጸልይሉ ዝዓበየ ቅዲ ሙዚቃ ይኹን ኣከዳድና እንተ ሰርሐ እንታይ ኣበሳ ኣለዎ፧ ንኣብነት ሚለን ሃይሉ ፣ ሚለን ኣብ ኣከዳድንኣ ጽቡቕ ኣላ ክብል ደልየ ኣይኮንኩን፣ እተቕርቦ ሙዚቃዊ ስራሕ ግን ምስቲ ኣብ ማዓልታዊ ሂወትና ካብ ምዕራባዊ ዓለም እንርእዮ ንሰምዖን ቃናታት ይኹን ኣለባብሳን ንዑኡ ብዝመስል እንተ ሰርሐት ንምንታይ እዩ ክሳብ ክንድዚ ዘለፋ፣ ብዓቢኡ ውን ባህሊ ኣብ ሓደ ቆይሙ ደው ዝብል ከምዘይኮነ ዳይናሚካዊ ለውጢ ከምዝገብርን ዝሰሓት ኣይኮነን፣ ነዚ ናይ ደገ ጽልዋ ብናይ ባህልና ጥበባዊ ጽባቔታት ዘለዎ ፍርያት ብምፍራይ ደኣ እምበር፣ ብከምዚ ንናጽነት ኣተሓሳስባን ኣካይዳን ስነ ጥበባውያንና ብዘከሻምሽን ዘነኣእስን ኣገባብ ነቔፌታ ክትዕቅቦ ምፍታን እንታይ እዩ ጣቁኡ፧ ዘሕምቖ ኣለኒ በትረይ ሃቡኒ ዓይነት ንምንታይ ኣድለየ ፧ ህየሳ ወይ ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ናይ ምስትምቓርን ምትንታንን ብቕዓት ኣለኒ ዝብል እንተ ኮይኑ ኣብቲ ብኩልንትንኡ ኣዝዩ ናብ ውርጹጽነት ዝቐረበ ጥበባዊ ስርሓት ንምንታይ ህየሳዊ ትሕዝቶ ዘየቕርብ፧ ኣብዘን ዝሓለፈ ዝቐረባ ህየሳታት ግን እንተርፎ ጸርፍን ዘለፋን ካልእ ዝኸሰብናዮ እንታይ ኣሎ፧ እቲ ብዛዕባ ትርጉም ስነ- ጥበብን ካልእን ሓፈሻዊ ኣፍልጦ ድማ ኣብ ጎግል ብተራ ፍተሻ ክንረኽቦ እንኽእል ተራ ምስትምሃር እዩ። ናይ ብሓቂ ሃያሲ ነቲ ሰብ ዘይረኣዮ ጽቡቕን ሕማቕን ፊሒሩ ዘውጽእ ትርጉም ጥበብ ብሓቀኛ ምስትምቓር ዘርኢ እዩ። እምበር "ነህምያ" ማዕረ ባርያ ከምዘይኮነት "ናሆም" ምስ ኣብርሃም ከምዘይ ወዳደር ዝብሉ ንእንፈልጦ ሓቅታት ብኩምራ ጸርፍታትን ምንእኣሳትን ናይ ዘቕረብካ ህየሳ ተሰሪሑለይ ምባል'ሲ ኪንዮ ነብሰ ምትላል ካልእ መግለጺ ዝርከቦ ኣይኮነን። ብጀነራላይዝ ዓይነት ጌርካ ንኩሉ ስነ ጥበብ ሃገርና ንምድኻም ዝግበር ውን ጥዕና ዘለዎ ኣይኮነን ነዚ እንዳ'ረኣየ 'እንተ'ተታሊሉ ድዩ እንተ ካብዘይ ምስትውዓል ምስ ዝዓመረ ዘጣቕዕ ኪኖ ልቦናን ምስትውዓልን ይሃብካ ዝብሃል የለን። ሓደ ኣብዚ ክንርድኦ ዘለና ጥበብ ብክልተ መንገዲ እዩ ዝስራሕ art for art sake & art for education ኣብ ዝብሉ ዓበይቲ ኣምራት ኣለዎ። በዚ ዘቕረብካዮ ጥበብ ንትምህርቲ ብዝብል ኣምር ጥራይ ጠሚቱ ዝነቅፍ ወይ criticiz ዝገብር ዓይነት ኣቀራርባ ግን ምግሃስ ነቲ ካልእ ኣምር፣ ንጽባቐ ጥበብ ጥራይ ዝገልጽ ጥበባዊ ስራሕን ንናጽነት ናይ ጥበብ ዝጨዊ ዓይነት እዩ፧ ንጥበብ በዓይኒ ንጽባቐ ዘይምጥማትካ ወይ ጎሲኻዮ ምሕላፍካ፣ ንሚዛናውነት ነቐፌታዊ ትሕዝቶኻ ኣማህሚንዎ እዩ። መብዛሕትኡ ዝኣልቐርብ በዞም ስነ- ጥበባውያን ውን ኣብ ከምኡ ዝዓለመ ምስ ምዃኑ፣ ንምንታይ ብዘይየለ መለክዒ ተራእዩ ዘገርም እዩ። ብዓቃባዊ ወይ conservative ዓይነት ነቐፌታዊ ትሕዝቶ ብዝሽትት እና ኣቕረብካ'ኸ ብኸምዚ ዓይነት ጸርፍን ብድዐን ምንእኣስን ዝሕመረቱ ክቐርብ ንምንታይ ተደልዩ፧ ወይሲ ሕብረተ-ሰብና ተጻራፊ ብድዐኛ እዩ ክብሃል ስለ ዝተደልየ እዩ ብከምዚ ዝቐረበ፧ ባህሊ ቋንቋ ስነ ምግብር ዘይተዓቀቡ ኢልካ እና'እወኻስ ባህለን ስነ ምግበርን ሕበረተ-ሰብና ከተብርስ'ከ ዓገብ ዘየብል' ኣይኮነን፧ ካልእ ውን ነቲ ጥበባዊ ስራሕ ድዩ ክንቀፍ ዘለዎ ወላስ ነቶም ሰራሕቱ ውልቀ ሰባት ፧ ክሳብ ኣውልቃዊ ጉዳይ ኣቲኻ ከብዲ'ዶ ገለ'ዶ ምባል ንምንታይ ኣድለየ፧ ካሳብ ውልቃውነቶም ዝትንክፍ ሞራሊቲ ናይቶም ብዓቕሞም ፋሕተርተር ዝብሉ ስነ -ጥበባውያንና ንክብርታት ኣርት ክሕሉ እየ እና'በልካ ንባዕልኻ ክብሪ ናይቲ ስራሕ ዘይትሕሉ እንተድኣ ኮይንካ'ሲ እንታይ'ዩ ክብሃል፣ ወይሲ ኮነ ኢልካ ንኤርትራውያን ስነ ጥበባውያን ምዕናዎምን ዳግም ከምዘይ ይበራበሩ ጌርካ ንምድቋሶምን ብሽርሒ ዝግበር ዘሎ እዩ፧ ካልእ ተወሳኺ ፍሉይ ጠመተን ቆላሕተን ዘድልዮ ከኣ ፡ ብሃገር ደረጃ ኣብ ስነ-ጥበብ ዘለካ ኣረኣእያ ንምግላጽ ኮነ ንምንቃፍ ኣንቂድካ ክንስኻ ፡ ቅርዑይ ኣጠቓቕማ ቃላት ከም ዝተሳእነ " ስነ-ጥበብ ትግርኛ ናበይ ገጹ የምርሕ ኣሎ ? ወይ " ደርፍታት ትግርኛ. ... ብዝብል ዘይውርዙያት ቃላት ምጥቃም ንምንታይ ኣድልየ ? ክብሃል ዝግብኦ ግን ከኣ ዘይተባህለ " ስነ-ጥበብ ሃገርና ናበይ ገጹ እዩ ? ወይ'ውን ደርፍታት ሃገርና ዝብል ስያመ እዩ ክውሃብ ዝግብኦ ። ኣብዚ ዘርእየና ውን ካልእ ጥጁእ ዕላማ ንብርሰት ጥበብ ሃገርና ዝስራሕ ዘሎ ውዲት ምዃኑ እዩ !! ደሓን እዝስ ናይ ትግርኛ ደርፊ ጥራይ ስለ ንሰምዕ ንዑኡ ክንህይስ መሪጽና ክብሃል ተደልዩ ንበሎ፣ ኣብዚ ናይ ደርፍታት ትግርኛ ዝብል ኣርእስቲ ግን ንምንታይ ኣማኒኤል ዝብሃል ትግራዋይ ስነጥበባዊ ክኣቱ ተመሪጹ፧ እዚ ኤርትራዊ ህየሳ ዶ'ይኮነን፧ ኣብ ዝሓለፈ'ውን ከምኡ ምስ ናይ ተጋሩ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት ብምትሕሓዝ ወይ ኣብቲ ናይ ትግርኛ ጥራይ ዘተኮረ ብከምዚኦም ዓይነት ትሕዝቶ ብዘለዎም ነቲ ናይ ኣግኣዝያን ዝብል ስነ ሓሳብ ቀስ ብቐስ ንምስራጽ ዝዓለሙ ሙኻኖም ግሁድ እዩ ። ኣብ መደምደምታ ክብሎ ዝደሊ ርእይቶን ነቐፌታን ዝጸልእ ማንም ስነ-ጥበባዊ የለን ፡ ክንዮ ጥበብ ሰጊርካ ንውልቃዊ ህይወቶምን ምስሊ ኣካላቶምን ክትትንክፍ ግን "ዓገብ" !!!
@medmed1714
@medmed1714 4 жыл бұрын
Ziyada Million Ni hayasi hayasi yedliyo iyu. Thanks for pointing out the body shaming which was unnecessary and irrelevant to the topic he is trying to explain. I totally agree with you that his critic is from the conservative point of view.
@luelasrat5712
@luelasrat5712 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ዳኒ ወዲ መምህር በዛ ናይ ናሆም ኣነ ውን ተካቲዐላ ነይረ ኢየ ገሊጽካያ ናይ ብሓቂ
@mengsweldemikael8740
@mengsweldemikael8740 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብትክክል ዳኒ ሓወይ ናይ ሎሚ ነባሪ ስራሕ ኣይኮንን ዝሰርሑ ዘለዉ እንታይ ደኣ ሸቀጥ ኢዩ
@emminzokiyaroaf7949
@emminzokiyaroaf7949 4 жыл бұрын
ኢታ ናይ ልበይ ረክብካያ ወዲ ሹቀይ!! ኣነ ኣብ ጎድንካ ኣለኩ
@futurtsehaye6961
@futurtsehaye6961 4 жыл бұрын
በሎም ጥራይ ክሳብ መዓስ ድኣ ብእዝንና ክጻወቱ።
@Raki1204
@Raki1204 4 жыл бұрын
Ķkkkkkkkkkk Moyte
@habenhaben5268
@habenhaben5268 4 жыл бұрын
Kkkkkkk gidefo ba.
@brhanetesfay3756
@brhanetesfay3756 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጸወታ ዩ
@semharbarekatab2293
@semharbarekatab2293 4 жыл бұрын
Futur hakka b Aynenan Eznnan Texawitom
@wolduaraya1489
@wolduaraya1489 4 жыл бұрын
Kkkkkkkkk
@yonaszerabruk6644
@yonaszerabruk6644 4 жыл бұрын
ጽብቕ ዩ ሓወይ ቀጽሎ ስነ ጥበብ ሃገርና ክምዕብል እንተ ኮይኑ ርኢቶ ምሃብ ጽቡቕ ዩ ።
@tekleberhane8701
@tekleberhane8701 4 жыл бұрын
Brother you never lose this You have an ability and skill do that well
@abiswag8729
@abiswag8729 4 жыл бұрын
Bro u r the smartest Eritrean guy I’ve ever seen in my life, I believe u can change people to right way ,u deserve respect 🙏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽
@nebilsami2855
@nebilsami2855 4 жыл бұрын
Agree
@niyatkidane4139
@niyatkidane4139 4 жыл бұрын
እዛ ወዲ ብትኽ ብትኽ ኣቢላታ ኩላ ኣንበሳ ዘይ ከም በዓል ነሽነሽ::ብራቮ ብሩረይ
@joegr5323
@joegr5323 4 жыл бұрын
ነሽነሽ ቢዝነሱ ክብል ንሓቂ ከም ቁሪ ይፈርሓ ኢዩ። ንኩሉ ጽቡቕ እንዳበለ ከሕጉስ ንስነጥበብ ለኪምዎ
@degenbrehane8201
@degenbrehane8201 4 жыл бұрын
Nyat kidane haqi qbltiya eziasi
@selameritv7645
@selameritv7645 4 жыл бұрын
Wedi seb nenatu tewhbo eu delewo: neshi neshi kaa anbesaw eu kulu dgbro haki eu lebam mestewaln eu
@teamekidane9293
@teamekidane9293 4 жыл бұрын
Neshu aysemea
@teamekidane9293
@teamekidane9293 4 жыл бұрын
Neshu aysemea
@issayasnewatu9452
@issayasnewatu9452 4 жыл бұрын
ዳኒ ብፍልጠት፡ ብጥበብብ ዕበየልና፡ከማኻ ይብዙሑን ይሰስኑንን፡ካብ ዓበይቲ ናይስነጥበብብ ሃየስቲ ዘይረኸብናዮ፡ብአኻ መንእሰይ ወለዶ ጀሚሩ አሎ እሞ ቀጽሎ።ተባረኽ
@abizzhabzzreactionyt7817
@abizzhabzzreactionyt7817 4 жыл бұрын
*ፓው ኣድኒቀካ ዝዓርከይ 100%ዝኮነ reaction*
@amilaknatey7844
@amilaknatey7844 4 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት እዚ ወዲ ብዘይ ቓል ዓለም ፍቱን መድሃኒት ኢዩ። ብዝኮነ ዳኒ ሓወይ ኣብ ክሊባት፥ግጥምታት፥ዜማታት ህዝብና ከላልዮም ዘይኽእል ብዙሓት ጌጋታት ኣለዉ ። ካብ ነብሰይ ጀሚርኻ ኣየናይ ኢዩ ዘመናዊ ኣየናይ ኢዩ ባህላዊ ጠፊና so ንመጻኢ መልእክቲ ናይ ሓንቲ ደርፊ ብኑጹር ክርድኦ ነዚሕብረተሰብ ህያሰ ክሊፕ እንተጀሚርካ ብሉጽ ስራሕ ኮይኑ ይስምዓኒ ።
@Ertra_hagerey
@Ertra_hagerey 4 жыл бұрын
Ewi bejaka ketsilo zesemeAna ena seina you just explained everything that was in my mind. Nay behaki betami eka nefeu please ketsilo. 🙏
@johnsemere5717
@johnsemere5717 4 жыл бұрын
ተባዕታይ ዳኒ። ናይ ብሓቂ ብሱልን ገላጽን ጌርካ ነቂፍካዮም። ቁሩብ ከማን ካብዚ ንዋረዶ ዘለና ንድሕን ንኸውን።
@mebrahtualem1070
@mebrahtualem1070 4 жыл бұрын
Adnkeka dana bohom ba geru ytfalna belo
@ተሸጊራከይትህሉ
@ተሸጊራከይትህሉ 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣደ ወሊዳ ትምከን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ: :
@nattyog3015
@nattyog3015 4 жыл бұрын
ኣደ ናሆም እምበር ወሊዳ ትምከን ካልኣይ ከይትደግም ከም ኖሆም ። ኣደ ዳኒ'ስ ትድገም ደኣ ከምኡ ተደገመት ገለ
@senaitafewerk1638
@senaitafewerk1638 4 жыл бұрын
You are very very smart from now on I’m gonna follow you ❤️🇪🇷
@ኣይገርሞኣይጨንቆ
@ኣይገርሞኣይጨንቆ 4 жыл бұрын
ኣታ ጅግና ከመይ ባዓል ከማካ መስተዋዓልቲ እንድዮም ተሳኢኖም ዘለዉ
@tekahayelom9591
@tekahayelom9591 4 жыл бұрын
ኣታ ወድ ክንደይ ክትፈልጥ ብሩኽ!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
@MS-to6mv
@MS-to6mv 4 жыл бұрын
Teka Hayelom aflito kab bado aybgesin yehiwat nenbib king nbib biflay mexhaf kudus mis nenibib entay kemtizareb bikemey kemtizareb kithatit kitmlis akaydaka ab alemawi menfesawi nhiwetka ztekim ni hade neger kelitfka mermirka kitfelto kota ab kulu hiwetka hiwet zhob eu ninkah yehiwat atyo atyo endabelna kinderif trgumu zeynfelto net hiwet zhib mezmur ka gex nikelo nay zi keystwalna nikedo wixit ka eti kendi xelana men eu xbah ngho kindi nhasbelu mi hawna bi awraja kebabi kinkatel nwil hager nana tixbe ala yehiwat neni nebsina halafinet nixebe kabzi video tray kinmhar aynxebe kabey amxiwo elna nhiseb kinfelit nixar yehiwat
@zaki8003
@zaki8003 4 жыл бұрын
Bravo, አቲ ጸገም ዘይናትና ንፈቱ ምካና ኢዩ ስነ ትበብ ሃገርና በቲ ናትና ንከጺሎ፡
@munir5489
@munir5489 4 жыл бұрын
ኣታ ወዲ ደው ከይተብል ጥራይ እየ ክብለካ ዝደሊ !
@atchanel6181
@atchanel6181 4 жыл бұрын
Ata aby eka tniber ka ምስቲ ርእስኻ ድፍረትካ የሕጉስኒ ኣጆኻ ኣብታ ናትካ ሓሳብ ኣለኹ
@ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ
@ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ 4 жыл бұрын
Dahlak Tv ab England 🏴󠁧󠁢󠁥󠁮󠁧󠁿 alo kibretey
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 3 жыл бұрын
ወኸራ ቀደም ፍቕሪ ዝቐትል ሰብ ሞት እኮ ክውሕዶ ኢላ ኔራ ድያ 😅😅😅😅 ሞይተ ክክክክክ
@abrahamzerezghi5383
@abrahamzerezghi5383 4 жыл бұрын
መርመር ዝብል ቡቑዕ ንቂፌታ/ህየሳ ኢዩ። ከም ቃልካ ክትቅጽሎ ኣዝየ ብዕቱብ ይምሕጸነካ። እዚ ኣርቲስት የ ባሃሊ ወለዶ፡ ውዳሴ ዝለመደ፡ ንቀፌታ ዘይጻወር፡ ከምዚ ጌርካ ዝሓሸ ክሰርሑ ደክሮም፡ ወይ ከኣ ይግደፍዎ።
@danielmekonen6031
@danielmekonen6031 4 жыл бұрын
Abraham Zerezghi Nay behaki hakika
@samitubeer9581
@samitubeer9581 4 жыл бұрын
ኣብርሃም ዘአርእዝጊ ንስካ ውን ዘለካ ብቓት ተአጠቐመሉ ብዛዕባ ግጥሚ ዓቢ ኣፍልጦ ዘለካ ሰብ ምካንካ ጽቡቕ ጌሬ ይፈልጥ እየ
@semeretekle6304
@semeretekle6304 4 жыл бұрын
Dani ናይ ብሓቂ ብቁዕን ዓሚቁን ትንተና ዩ ቀጽሎ ሃገርና ተስፋ ኣሎዋ
@bemifnn9770
@bemifnn9770 4 жыл бұрын
Waww ብጣዕሚ ሓያል ምንአሰይ ዩ ነተባባዓዮ ብጃኩም ክምዚ ገይሩ ዝምሰጥ ወላዲ ከማን የለን አትረፍ መነሰይ ኣጆካ ዳኒ ለባም አዝጋቢሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ
@haileadhanomadhanom8006
@haileadhanomadhanom8006 4 жыл бұрын
ንስኻ ናይብሓቂ ተስፋ ዘለካ መንእሰይ እኻ ቀጽሎ አጆኻ
@keket2291
@keket2291 4 жыл бұрын
ናይ ብሃኪ፡ ጽቡክ ሃሳብ አዩ። ኣብ ኮመዲ ሃገርና ውን ገለ በለና።
@mihrettewelde4410
@mihrettewelde4410 4 жыл бұрын
I really admire ur great analysis. I agree with you 100%.
@dejenhagos1223
@dejenhagos1223 4 жыл бұрын
ሓወይ ናተይ መግለጺ ሲኢነልካ ብጣዕሚ መስተውዐልን ኣላዪ ቤተ ሰቡ ኢለካ ኣለኩ 😯😯😯👑👌❤
@selamyezdeli
@selamyezdeli 4 жыл бұрын
ቦሎም ደኣ አዋይ አዝንና ክንብል ከፌና ኢዩ ን መን ክንህቦም ኢና አልና
@binimicheale6898
@binimicheale6898 4 жыл бұрын
Neakas million geze like 💪💪💚💛❤🇪🇷🇪🇷👏
@maharihagoswedidollar3448
@maharihagoswedidollar3448 4 жыл бұрын
ኣደ ወሊዳ ትምከን ወዲ መምህር ጹቡቕ ኣስተቢህልካ ኣለኻ ኣጆኻ ክባኽ ቡዙሕ ኢና ንጽበ
@mihretabhagos6554
@mihretabhagos6554 4 жыл бұрын
Lomi tewaridom derefti Tigrigna 🤦‍♂️🤣
@rona7755
@rona7755 3 жыл бұрын
ኣነ ትግራዋይ ኣድናቒኻ እየ። ወላ ነተን ብተጋሩ ዝተሰርሓ ብፍላይ ንግጥምታተን እትህቦ ዝግበአን ርግሒት ሓሳብ ሰሚዐ "ሕራይ ገበርካዮም " እየዝብል።
@rabababamrabababam5500
@rabababamrabababam5500 3 жыл бұрын
ለባም ስለ ዝኮንካ ገለ ሰባት ግን ምስ ምቁንጻብ እዮም ዝሓስብዎ ።
@fggg6791
@fggg6791 4 жыл бұрын
ዋይ ክትነፍዕ ቀጽሎ ኣጆኻ ኖሆም ፈኪስ ናቱ ደራፊ ዘይኮነ ብኻዪ ኢዩ
@ereyadey8051
@ereyadey8051 4 жыл бұрын
መጀመርታ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ዳኒ ደርፊ ዓድና በቃ ዓው ኢልካ ሃለውለው ኮይኑ ዘሎ
@abel1868
@abel1868 4 жыл бұрын
My bro, i really appreciate your opinion about it. But I wanna ask you, do not you get copy right when you use others music video?
@አብርሃገብረስላሴ
@አብርሃገብረስላሴ 4 жыл бұрын
ዋውው ገለ ዓይነት ሰብ ካብ ምሁር አይዩ ሙሁር ቀፅለሉ
@ኣግኣዛዊወዲከረን-ጐ2ቀ
@ኣግኣዛዊወዲከረን-ጐ2ቀ 4 жыл бұрын
ኣብ ጋዜጣ ዝወጽእ ዝነበረ ነቅፌታ ጠጠው ምስ በለ እዞም ደረፍቲ ከም ድላዮም ጸኒሖም።በሎም ደኣ
@yohannesgebrenugus3165
@yohannesgebrenugus3165 4 жыл бұрын
Dani haway yahoooo my bro nay lebey qediheka endeka jah jah abilkayo, defar, smart, knowledgeable kulu beqa, alku alku mesaka keep it going the outstanding world and fact.
@girmayrussomrussom9837
@girmayrussomrussom9837 4 жыл бұрын
ልዕሊ ኩሉ ምስ ጭብጡ ምካኑ ኣድኒ ቀካ በሎም ኣጽርዮም እንተ ተሰቆሮም ብዓል ዓውል ገፋፊጣ ።
@filimonmahari5736
@filimonmahari5736 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ እንጀራ ዓለም ብላዕ ኣነ ኣብዚ ግዜ ሎሚ ቶታል እዩ ደርፊ ናይዚ ግዜ ሎሚ ኣጽሊእኒ ዘሎ። ኩሉ ሰብ ደራፋይ ኮይኑ ሰማዓይ ተሳኢኑ።
@guetesfa2370
@guetesfa2370 3 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ በሊሕ ጅግና አለካ ኣለኩ እዚ ደርፊ ዘኮነ ጥቆላ አዩ፡ ግን ከይ ደነቅኩካ ኣይሓልፍን አየ ቀጽሎ ብጣዓሚ ንፉዕ መንእሰይ።
@isaiasghirmay7496
@isaiasghirmay7496 4 жыл бұрын
ብሓቂ ተባዓ መንአሰይ kexlo ክንመሃረሉ አና
@eritreaneritrean1570
@eritreaneritrean1570 4 жыл бұрын
ዳኒ ሓወይ ከም ወትሩ ከየድነቅኩካ ክሓልፍ ኣይደልን፡ ብሕፍረት ኣብ ትሕቲ ዓራት ከም ጽኣትዉ ኢካ ጌርካዮም፡ ሓቲ ዘረባ ብገይጋ ዝተዛረብካያ ኣላ ግን፡ ናይ ትግርኛ music ከምእውን ናይ ትግራይ music ኢልካ ፈላሊካ ዝረኣካሉ ምክንያት ኣይተረደኣንን ። ብርግጽ ኣንዚ ሕጂ እዋን ኣብ ትግራይ ዝፈሪ ዘሎ ደርፊ ብኩሉ መዳይ ካብቲ ኣብ ኤረትራ ዝስራሕ ዘሎ ደርፊ ፈኩስ እዩ። ከም ናተይ ትዕዝብቲ እዚ ክከውን ዝከኣለ እዚ ዩቱብ ዘምጸኦ ኮይኑ ይስመዓኒ፡ ምክንያቱ ቅድሚኡ ደርፍታት ናይ በዓል ሰሎሙን ሃይለ ኣብርሃም ገብረመድህን ከመይ ከም ዝነበሩ ንፈልጥ ኢና፡ ከም ካልኣይ ድማ ስለምንታይ እዚ ከምዚ ዝበለ ፈኩስን ገለ መልእክቲ ዘይብሉ ስራሕ ኣብ ናይ ኤረትራ ጥበብ ክተኣታቶ ኪኢሉ ንዝብል ድማ እዚውን ምስ ፋይናንስ ዝተሓሓዝ እዩ፡ ከም ናተይ ትዕዝብቲ ኣብ ኤረትራ ዩኩን፡ ንስነ ጥበብ ትግርኛ ዝኮነ መንግስቲ ዩኩን ሰብ ሃብቲ ዝምውሎ የለን፡ ክሳብ ዘየለ ድማ ናብ ከምኡ ዝኣመሰለ ስራሕ ክኣትዉ ይግደዱ ዝብል ርዲኢት ኣለኒ።
@ምፍቃርምስቓይዩ
@ምፍቃርምስቓይዩ 4 жыл бұрын
ንስኻ ከኣ vroeg wakker kem sebka 100%kkk
@haileyohannes404
@haileyohannes404 3 жыл бұрын
May the Lord multiply young bright Eritreans such as you. Keep doing the good job. I am proud of you!
@nardosweldeslassie1415
@nardosweldeslassie1415 4 жыл бұрын
ንፍዕ, ርጡብ ህየሳ!!! ቀጽሎ ዝሓወይ. ናይ ልብይ ረኺብካዮ!!!
@dawitghrmay3376
@dawitghrmay3376 4 жыл бұрын
Ok
@helenokube2911
@helenokube2911 4 жыл бұрын
Knowledgeable person with full of confidence and amazing analysis.
@yohanaasfaha765
@yohanaasfaha765 4 жыл бұрын
Well done! Good progress or improvement can only come from constructive feedback, so you should do more videos like this on other Eritrean songs and singers so we can grow together. Hopefully the singers will be receptive to feedback.
@ክብሪንኣምላክይኩን
@ክብሪንኣምላክይኩን 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ንፉዕ ቀጽሎ ጥበብብ ዳኣ ሞታይ ዳ ሰብ ሎሚ ሑሩማ ጥራይ ትጸብቅቲ ትኮኑ ።
ባህሊ ትግርኛ እንታይ እዩ፧
18:41
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 131 М.
黑的奸计得逞 #古风
00:24
Black and white double fury
Рет қаралды 28 МЛН
ЗНАЛИ? ТОЛЬКО ОАЭ 🤫
00:13
Сам себе сушист
Рет қаралды 3,2 МЛН
Wait for it 😂
00:32
ILYA BORZOV
Рет қаралды 6 МЛН
ጸርፊ ባህልና ’ዶ  ኣይኮነን፧
19:40
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 90 М.
ብዛዕባ ምዕናውን ምዕራይን!
32:00
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 128 М.
Eritrean full interview Kahsay Habteslassie(Zawya)by Lidya bereket  ሰፊሕ ቃለ መሕትት ምስ ድምጻዊ  ካሕሳይ  (ዛውያ)
44:48
Eri-mama Entertainment ኤሪ -ማማ ኢንተርተይመንት
Рет қаралды 46 М.
ስነ-ጥበበኛታት ትግርኛ ናበይ ይመርሑና'ለዉ፧
22:38
ናይ ቋንቋ ፖለቲካ ኣብ ኤርትራ!
35:02
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 132 М.