ጥልመት "ዶ/ር ደብረፅዮን/ ናብ ህዝቢ ዘነፃፀረ ዒላማ/ ኣብይ ኣሕመድ ንመን ክወቅዕ?

  Рет қаралды 7,579

Rara Media - ራራ ሚድያ

Rara Media - ራራ ሚድያ

Күн бұрын

#RaraMedia #Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
#Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda / Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / Metekel / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
Subscribe ይግበሩ!
-----------------------------
©Copyright: RaRa Media and Communication
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 82
@TimmyTurner5-l5z
@TimmyTurner5-l5z 3 күн бұрын
As Tigraway am ashamed of these very few ignorant tplf leaders. They done.
@almaz3950
@almaz3950 3 күн бұрын
ብልፅግና ራራ ሚዴያ።
@ውሽጡሑሩር-ዸ1ሰ
@ውሽጡሑሩር-ዸ1ሰ 3 күн бұрын
የደብረፅንተት ዝተዛረቦ ቁምነገር የብሉን ሓሳዊ ፣ጉረኛ፣ ጎጠኛ ፣ ዓልየታዊ እዩ 🎉🎉🎉🎉🎉 ለይባ አይኮነን እዩ
@gueshgeber-mariam1211
@gueshgeber-mariam1211 3 күн бұрын
We Tigreans we shouldn't side with none of this two groups, both are power mongers.
@habtomgebre1523
@habtomgebre1523 3 күн бұрын
brillant getachew reda change tgray
@halhaltateferi6471
@halhaltateferi6471 3 күн бұрын
ራራ ምድያ ብናይ ኣብይ ኣሕመድ እናቸመወለ ዝፀንሐን ዘሎን ውልቀ ከይኮነ ብውልቀ ዝፅዋዕ እንተመውልቱ ግን ክሳብ እዚሓዲሽ ምድያ እኒ ጥላሁን ተፈረ ዓወት ዘርኣብሩክ ፣ኣቤልጉዕሽን እኒ ፃድቃን ጌታቸውረዳን ዝሓቆፈ ምድያ እዩ ብዝኮነ ምድያታት ናይኩሉ ሓቆፍቲ ሰብሰብትን ኣቃላዕትን ኩሉ ናብሓደ ኣይቸዘንቡሉ ዝነብር ዓድን ህዝብን ታሪክን እዩ ፖለቲከኞታት ከከም ልቦም ምስ ህዝቢ ይነብሩ እዚ ንኡሸተይ ቁፁሩ ህዝቢ ንክጠፍእ ሓዊ ኣይተሳውሩታ
@fisshadesta
@fisshadesta 3 күн бұрын
ዝገርም እዩ መሪሕነት ህወሓት ኣብ ክልተ ተኸፊሎም ንስልጣን ይራግሑ ኣለው። በተለይ ናይ ደብረፄን ጉጅለ ግምት መሓውሩ ከይዝርግሕ ዕንቅፋት ምፍጣርን ፀጥታ ከይረጋገፅ ብምግባር ትግራይ ናብ ትርምስ ኣእቴምዎ ኣለው።
@sdssr2850
@sdssr2850 3 күн бұрын
ደብረጽዮን ደብረጽንተት
@isaiaskiflay2520
@isaiaskiflay2520 3 күн бұрын
@@sdssr2850 ሓሻዊ ናይ ብልጽግና ወኪል
@seblemeskel9702
@seblemeskel9702 3 күн бұрын
ያሳዝናል !!!የመሀል አገር መጠላለፍ እንደ ስልጡን በትግራይ ይጀመር
@ጉግማጉግ-ጨ9ረ
@ጉግማጉግ-ጨ9ረ 3 күн бұрын
ህዝቢ ትግራይ ዶ እዚ ይግበኦ
@Tirhas-rs2od
@Tirhas-rs2od 3 күн бұрын
Every thing that could go wrong has gone wrong it started the very day TPLF set foot at Dedebit
@AsimbaGelalta
@AsimbaGelalta 2 күн бұрын
ምድረ ዔዋሉ
@ArayaTareke-m9n
@ArayaTareke-m9n 3 күн бұрын
ሓሰውቲ ቻናል አተቅምጥዎ ርእሲ መግለፂ ውግንናኹም እዩ ሓቂ ሒዝኩም ተጋሩ እንሓብረሉን ናብ ሓደ እንመፀአሉ ስራሕ ስርሑ ዘየለ ስያመን ውግንናኹም ሕደጉ
@MulugetaGebre-uc5mf
@MulugetaGebre-uc5mf 3 күн бұрын
Rara out of context አይትዛረቡ እቲ ዓውዲ ዝዛረቦ ምርዳእ የድልየኩም!
@kokebtekle-kc3zk
@kokebtekle-kc3zk 3 күн бұрын
አብዪ፣ዕደለኛ፣ነው፣አሁን፣ደሞ፣በሜላ፣ሻዕብያ፣ተጠግቶ፣እየነካካ፣እነደብረፅዮን፣ራስበራሱ፣ተጠፋፍቶ፣በሜላ፣ፌደራል፣መረጋጋት፣መግባት፣አለበት፣ደብረፅየን፣ወደእስር፣ቤት፣መግባቱ፣አይቀሬ፣ነው፣
@MuezAraya-t9s
@MuezAraya-t9s 3 күн бұрын
That is stupidity at its best. I haven't seen such an immoral and shameful party leader in the history of politics.
@serawitmekonnen6381
@serawitmekonnen6381 2 күн бұрын
ያለቅድመ ሁኔታ ስልጣንህን አስረክብ ጌቼ መጥፎ አወደደቅ እንዳትወድቅ
@taddessebeyene458
@taddessebeyene458 3 күн бұрын
This media is supporting team getachew and AbyiAhmedAli!
@birhannegn
@birhannegn 3 күн бұрын
በእኒ ደ/ጽዮን አቢሉ ንኒጌታቸው ይወቅዕሞ ብድሕሪኡ ንባዐሎም የቃብፆም። እዚአ እያ ናይዚ "ልዝብ" ሽርሂ ትመስለኒ።
@NardosYitbarek
@NardosYitbarek 2 күн бұрын
Ane ka doctor aybelon gin debretsiyon gena keblo kabuo ka kem merab tigray min eyu techechifu dhan gena yekenlena rara media good news appreciation
@hitesfay8474
@hitesfay8474 2 күн бұрын
The Amnesty International and Human Rights Approved About The Genocide and They Sacrifice For Those Genocide Victims Still Now But That Horrific and Stupid Their Own Leadership Betrayed About The Reality For His Greedy Authority. Justice For Those Genocide Victims.
@naninani-wx5eo
@naninani-wx5eo 3 күн бұрын
አበ ሉቦ ዘሎን አቱ ዘሞት ሰበ ሰለዘየቀፆረን አቀደሙ ማሰረጃ ነምጠፈአ አበ መሬተ ተገረይ ጠረ ተበል ሓፂን ከም ዘወደቀነ ከም ዘይልን ኾን አሉ ዘፈፆሞ ነኸይ ሕተተተ ከምታ ዘበላ ናዓና ነመወጃል አዮ አሉ ዓፂ ነደሕረተ አይመልሰነ
@isaiaskiflay2520
@isaiaskiflay2520 3 күн бұрын
ራራ ሎቃሙጽ ሚድያ 😂😂😂😂😂😂
@yonasyohannes8858
@yonasyohannes8858 3 күн бұрын
sorry, i left.
@JohnOmega-e3l
@JohnOmega-e3l Күн бұрын
ፀማም ምንቀኛ ህዝብና ሰላም ከይረክብ ትሰርሕ ኣለኻ።
@kokebtekle-kc3zk
@kokebtekle-kc3zk 3 күн бұрын
ንወንበሩ፣ዘመቹ፣ጥራሕ፣ይኩን፣እምበር፣ብቀፃሊውን፣ሐደ፣ሚልዮን፣እንተተደገመ፣ግድከምዘይብሉ፣የማላክት፣
@tsegaiasrat4707
@tsegaiasrat4707 3 күн бұрын
Good
@hiruytitigray5379
@hiruytitigray5379 2 күн бұрын
Getachew Zereba tirah please 🙏 our people of Tigray needs quick Acton return the IDPS to their home land Now 🙏 we are tied listening to your nonsense words.
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz 3 күн бұрын
ወገንናኩም ንሕዝቢ ዘይኮነ ንመራሕቲ አዩ 👎👎👎👎
@DestaMekonnen-x3b
@DestaMekonnen-x3b 3 күн бұрын
Hasawi banda
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz 3 күн бұрын
Unsebskrayb ግበርዎም አዞም ሚድያ aytdegagmlna
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 3 күн бұрын
Genosider midya
@TayeTessema-cs5lr
@TayeTessema-cs5lr 3 күн бұрын
ዙ ሰብ እዙይ ብቅዓት ስለዘይብሉ ባዕሉ ካብቲ ዘለዎ ሓላፍነት ብፍቓድ ክለቅቅ ተዘይደልዩ ብህዝቢ ትግራይ ክውገድ ናይ ግድን እዩ። ጆኖሳይድ ኣይተገበረን ዝብል ኢሳያስን አብየ አህመድ ሰሊን ጥራሕ ነይሮም ሓዚ ድማ እዙ ዓንሰባ ደብረጭዮን ተወሲኹሎም ። ሠራዊት ትግራይ ስጉሙቲ ውሰዱ tplf ንተጋሩ ኣይትሕለቕን እሞ ወለድና ተመን ኣብ እግርኻ በትሪ ኣብ ኢድካ ከምዝብልዎ መልሲ ተጋሩ ኹኑ ።
@solomonassefa3521
@solomonassefa3521 3 күн бұрын
እዋእ እንታ እዩ ዙይ ናይ ደይ ቀሚሽ ኣሐኪሉኒ ዝኾነ ዘረባ?
@MeklitMekonnen-t1b
@MeklitMekonnen-t1b 3 күн бұрын
Rudish and ordinary critics, 😅
@mussieabraha2014
@mussieabraha2014 3 күн бұрын
ኣስተውዕል ትግራዋይ። እጋጢሙኩም ዘሎ ሽግር ክነው ደብረጽዮንን ጌታቸውን እዩ። ተደናጊርኩም ኣለኹም። ብስም ደሞክራስን መሰልን ዓፍራ ከይትረግጹ። እቶም "ሓድሽ ሓሳብን ኣተሓሳስባን" እናበሉ ዘደናግርኹም ዘለዉ፥ ናትኩም ኣይኮኑን። ናይ ጸላእትኹም ኣጀንዳ ዝትሓንገጡ ልኡኻት እዮም። ብፍላይ ሓዲሽ ወለዶ ምስትውዓል ይጎድሎ ኣሎ።
@kirosgebremeskel
@kirosgebremeskel 3 күн бұрын
ኣታ መትላሕ ውዲ ልክየለሽ። ንስራሕ ዳያስፖራ ማይ ዝሑል ወሲኹሉ።
@isaiaskiflay2520
@isaiaskiflay2520 3 күн бұрын
@@kirosgebremeskel ዲያስፖራማ አብ ጎኒTPLF
@Haylemaryam-br4yp
@Haylemaryam-br4yp 3 күн бұрын
፦ ሓሰውቲ ጠላማት ከማኹም ዝበለ እዩ። ንህዝቢ ትግራይ ጠሊምኹም አብ ገዘብ ለቀማ ትውዕሉ ዘለኹም ንስኹም ኢኹም። ፦ ዝተጨፍጨፈ ህዝቢ ትግራይ አይፍለጥን። ዘፅንዖ ወን የለን።ከይፅናዕ እውን ተገይሩ እዩ። ፦ ክልተ ሚልዮን ድዩ? ሚኢቲ ሽሕድዩ ሃሊቁ አይፍለጥን። መን ዘፅንዖ እዩ ሓደ ሚልዮን እናተበሃለዘሎ? ማንም ሓላፍነት ዝወስድ የለን። ፦ ልዕሊ እቲዝብሃል ዘሎ ክኸውን ይኸእል። ወይትሕቲኡ። ገና ዝፍለጥ እዩ። ፦ ካሊእ ልዕሊ ደብረፅዮን ዝዛረብ የለን ኹሉግዜ ጅኖሳይድ ምሰበለ እዩ።ማስረጃታት እውን አለው። ለኽባጥ ወዲ ለኽባጥ ብዩቱፕ ገዘብ ክትኣሪ ዘይተበሃለ ተባሂሉ እናበለት ክተውሪ ትውዕላ አላ።ሓሰውቲ።
@menemoyfelto1510
@menemoyfelto1510 2 күн бұрын
PP media shimkum keyrwo bandatat
@zameerhagos7972
@zameerhagos7972 3 күн бұрын
አንደ ራራ ዑሱብ ሚድያ
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 3 күн бұрын
Genosider nege tetankelashw
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 3 күн бұрын
Weshtam
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 3 күн бұрын
ራራ ፀግዒ ፖሎቲካ ትሕዙ አለኩም ካብ ግምት እተረጠብኪም ትመስሉ እሞ ካብቲ እትፅሕፍዎ አርእስቲ ፍሉጥ እዩ ? ኮይኑ ግን ምስ ህዝብካን ሓቅን ህዝባዊነትን እዩ ወርቂ ከም ቅዩማትን ቮድካዊያንን ከይትግለፉ ?? ህዝቢ ትግራይና ካባኩም ንላዕሊ ዝነቅሐ እዩ ሳላ ህዝባዋት ዉድቡ እሞ አያም በሉታ ???
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 3 күн бұрын
ተጎጂሊኪ ጢፊኢ ወረኛ ተከፈሊቲ አቢዪ
@kirosgebremeskel
@kirosgebremeskel 3 күн бұрын
ደብረፅዮን ምስ ውብዱ እንጠረጦስ ይእቶዉ። ከዳዓት።
@isaiaskiflay2520
@isaiaskiflay2520 3 күн бұрын
@@kirosgebremeskel ተደምረሃል
@awetashgebre217
@awetashgebre217 3 күн бұрын
.
@kirosgebremeskel
@kirosgebremeskel 2 күн бұрын
ወልደ ነጎድጓድ እየ! 100% ውድቀት መሪሕነት ድብረ ፅዮን ኣስተዊዒልኩምዎ ዶ ትፈልጡ? ...ካብ ዝሓለፈ ዝቈፀለ... 6. ብኹሉ ኣንፈታት ኲናት እናቈረበ፤ ንዝኾነ ሰብ ግልፂ እናኾነ እናሃለወ እስካብ ሰለስተ ሚኢቲ ትግራዋይ ስራዊት ክንዲ ምስልጣንን ምዕጣቅን ኣብ ሚድያ ተጠሊዕኻ ምስ መራሕቲ ሰሜን እዚ ተሰማዕሚዕና ኢና ናይ ኢ/ያ ስራዊት ከድሕነና እዩ ኢልካ ምዝራብ። ዓሻያ ትግረዋይስ ኢ/ያ ዓዱት መስሎ እዩ ነገሩ ልክዕ ከም ደብረፅዮን። ሰለስተ ሚኢቲ ትግረዋይ ሰራዊት እንተዝዳሎ ኣይናይ ሓይሊ ክምክተና ምኸኣለ ነይሩ? እንበዓል ኣስገለ ግና ትሸዓተ ሽሕ ምልሻ ሒዞም ብምፅናሕ ኣደዳ ውርደት ሕዱራት ፀላእትና ገይሮምና። እዙይ ድማ ናይ ምሊተርን ፖሎቲካን ውርደት መርሒነት ደብረፅዮን ኮይኑ ተፀብፀበ። 7. ኲይናት ተወሊዑ እንተብቅዕ እቲ ዝገርምን ዝደንቅን ህዝቢ ትግራይ ንዓለም ቀቢሩ ብዓወት መሰስ በለ። ነቶ መራሕተይ ዝብሎም ዝተረገሙ ዕሰለ ተሰኪሙ ናብ መቈለ ኣብፅሖም። ኣብ መቁለ ምስ በፅሑ ኣብ ሸዋ ዝለመድዎ ጥረ ስጋ ምብላዕ ኣልኮሆል ምስወሰኽሉ፤ ሰኺሮም ዝሩብን ዘይዝሩብን ዓዘፍዘፍ ምባል ጀመሩ፤ ፀላኢ ብዝበለፀ ንኽዳሎ ከብዶም ዝረገፀም ዘየለ ድሮን ኢያ ጉድ ገይራትና እናበሉ ምኽንያት ውርደቶም ዓለም ይፍለጠልና እናበሉ ልሙስነት ፖለቲካዊ ውርደቶም ናብ ዓውዲ ዓለም ኣውፂኦም ኣስጥሕዎ። 8. ድሕሪ መቈለ ምእታዎም እቶም ናይ ፖለቲካ ሰባት ኣብ ሸዋ ዝነበራ ወሻሽሞም ንኽረኽቡ፤ እቶም ራሕቲ ሰራዊት እውን ኣብ ከባቢ ቦሌ መድሃኔ ኣለም ዘለዋ ፎቋቶም ንምቁፅፃር ሓሲቦም፤ ምስኪን ወዲ ድኻ ሓረስታይ ናብ ሓዊ እናደርገሙ ንሸዋ ገፆም ገስግሱ፤ ኣሜሪካ ናበይ ትኸዱ ኣለኹም በለቶም። ንኢ/ያ ክነፍርስ ዝብል ኣብ ታሪኽ ዓለም ተራእዩ ዘይፈልጥ ሪኮርዶ ዝሰበረ ፖለቲካዊ ውርደት ኣመዝገበ መርሒነት ደብረፅዮን። 10. ድሕሪ ውዕል ፕሪቶሪያ ድማ፤ ከምቲ ብኸበሮያ ኣብያስ ብሕምብጣጣ ዝበሃል፤ እቲ ቅድሚ ኲይናት ብዊንዋን ብኽብሪ ዝልምኖም ንዝነበረ ኣብዪ ኣሕመድ፤ ደብረፅዮን መዓዛ ካልስኻ እንተዘይ ኣሽተትኩ፡ ጫማኻ ብንብዓተይ ተደፊአ እንተዘይቦረሽኩዎ ሞይተ እርከብ ናብ ዝብል ውርድት ጠሓሉ። ኣብዪ ኣሕመድ ብግዲኡ ኪድ ገፅካ ከይሪኦ ኢሉ ናብ መቈለ ኣባረሮ። መርሒነት ደብረፅዮን ክፅገን ዘይኽእል ውድቀት ስብራት መሪሒነት እናፈፀመ ኣብኣ ዕንክልል እናበለ ይርከብ ኣሎ።
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 3 күн бұрын
ቀጣፊ እካ ወረኛ መልሐስ ጢራይ እካ
@BirishAmare
@BirishAmare 3 күн бұрын
ፈሳዋት ንባዕልኪከ እንታይ ትብሊ ከምዘለኪ ትፈልጥዷ
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU 2 күн бұрын
ኣይተ ገይታቸው ረዳ ኣብኣ ኢኻ ነርካ ከም ሓዱሽ መድያ ስለዝረኸብካ እትብሎ ዘለኻ ዘረባ ብሓቂ ድኽመት ፖለቲካ ኣካይዳ ብግልጺ ተርእየና ኣለኻ ሕሰቡ ተረዳድኡ ኣብ ሞንጎ ኩሉኹም ዝሓሸ ይብልክሙን።አድያ
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 3 күн бұрын
ራራ ሚዲያ ንገንዘብ እተሸጡኩም ኢኩም😮😮😮
@opsahmed7211
@opsahmed7211 3 күн бұрын
Getachew cecaram kersssamouch
@HaileKiros-p6k
@HaileKiros-p6k 2 күн бұрын
ራራ ሚዲያ ሓሰውቲ ኢኹም
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz 3 күн бұрын
👎👎👎👎
@GKRSTOSGTSADIK
@GKRSTOSGTSADIK 3 күн бұрын
ኣቲ ንስኪ ከዳሚት ዝበስበሰ ሓሊ ፅግዕተና እኪ መራሕትና ዋላ ሓንቲ ፀገም የብሎም ብሰንኪ ናሃታትኩም ነዳዲ ክርቢት እዮም ኣብዙይ በፅሖ
@kirosgebremeskel
@kirosgebremeskel 3 күн бұрын
ወልደ ነጎድጓድ እየ! 100% ውድቀት መሪሕነት ድብረ ፅዮን ኣስተዊዒልኩምዎ ዶ ትፈልጡ? 1. 2010 ዓም ደብረ ፅዮን ኣቦ ወንበር ህወሓት ኮይኑ እንትምረፅ 35 መዓልትታት ረፋዕ ኢሉ ኣብ መቈለ ተዳጒኒ እንትኸርም ብዛዕባ ንቡር ኩነታት ትግራይ፥ ኢትዮጵያ፥ ኤርትራ፥ ቀርኒ ኣፍሪካ ፈፂሙ ገምጊሙ ክርድኦ ኣከኣለን፤ እኳድኣስ ድሕሪ ናይ 17 ናይ ኢህወደግ መዛዘሚ ጉባኤ ኣርባዕታኦም ናይ ግንባር ውድባት መርገፂአን ብወግዒ እንተፍልጣ፤ ብፍላይ ሃይለማርያም ደሳለኝ ድሕረ ሐዚ ዝፍተሽ ነገር የለን፤ ሎሚ ትሕቲ ሰማይ ዘሎ ኩሉ ዳህሲስናዮ ኢና ማለቱ ንደብረፅዮን ግልፂ መልእኽቲ እያ ነይራ። ደብረፅዮን ግና ንፖለቲካ ዘይተፈጠረ ድንዙዝ ስለ ዝኾነ ፈፃሙ ክርድኦ ኣይከኣለ። እረድኣ ኲይናት ከፊትና ክነርእየኩም ኢና ኢሉ ፈከረ፤ ንፀላእቲ ድማ ብዝግባእ ንኽዕጠቁ ፈላማይ ሰላዕ ወቂዑ ኣባህረሮም። ወጋሕ እንተይ በለ እውን ፈላማይ ውድቀት ፖለቲካ ኣመዝገበ። 2. ሃይለ ማርያም ደሳለይ ስልጣን ምስ ለቈቈ ድማ ጌታቸው ኣሰፋ ዝመርሖ ጉጅለ ህዝቢ ትግራይ ንምድሓን ስልጣን ሰራዊትና ይቆፃፀሮ ዝብል ዝተቈደስ ሓሳብ ቀረበ፤ ብደብረ ፅዮን፥ ስብሓት ነጋ፥ ሳሞራ ዮኑስን ዝምራሕ ዕስለ ግና ዝሃነፅናያ ኢ/ያ ትበሃል ሃገር ካብ ትፈርስ ህዝቢ ትግራይ ይፈረስ ዝብል መርገፂ ብምሓዝ ናብ መረፃ ቀዳማይ ምኒስትር ተሰጋገረ። ደብረፅዮን ካልኣይ ውድቀት ፖለቲካ ኣስመገበ። 3. ናብ መረፃ ቀዳማይ ምኒስትር ተስጋገረ፤ በኣዴንን ኦሆዴድን 90 ኣባላቶም ንዓብዪ መረፁ። 26 ኣባላት ደህዴን ንዓብዪ እንትመርፁ፤ ዝተረፉ ከዓ ንሽፈራው ሽጉጤ መረፁ። ኩነታትን ፖለቲካን ዘይርድኦም ኣባላት ህወሓት ካብ 45 እቶም 43 ተረኪቦም ብዘሊኦም ንሽፈራው ሽጉጤ መረፁ። ነገር ዕስለ ኮይኑ እምበር ወላሞን ጉዴላን ኣፈላላይ የብሎምን ነይሩ። ንወላሞ ኣይግዛእን ዝበለ ህዝቢ ኢ/ያ ንጉዴላ እሺ ዝብለሉ ምኽንያት የለን። እቲ ሳልሳይን ሓደገኛን ናይ ፖለቲካ ውድቀት መሪሕነት ደብረፅዮን ኣብእዙይ እዩ ዘሎ፤ ካብዙይ እዩ ዝጅምር ወፍሪ ዓብዪ ኣንፃር መሪሕነት ደብረፅዮንን ኣንፃር ህዝቢ ትግራይን። 4. ናብ መቈለ ዝሃደመ ዕስለ ህወሓት ኣፅቂጡ ክንዲ ምቅማጥ ወይከዓ እኹል ዝኾነ ተዋጋኣይ ክንዲ ምድላው ህዝቢ ብግዲ ሰልፊ ውፃእ እናበለ ሕግ መንግስቲ ይከበር ወይከዓ ክኽበር እዩ ዝብል ናይ ድናቁር ጭርሖ ናጨረሑ ፀላእቲ ብዝግባ ንኽዳለዉ ብምጥጣሕ ራብዓይ ዕንወት ፖለቲካ ፈፀመ መሪሕነት ደብረፅዮን። 5. ሐዝ እውን ድሕሪ ናብ መቈለ ምህዳም ኩነታት ብምርዳእ ልዝብ ወይከዓ ስኽ ክንዲ ምባል፤ ናብ ሚድያታት ብምውፃእ ዓብዪ እቲ ናይ ጥፍኣትና ዝኾነ ዓብዪ ግድብ ሸይጥዎ እዩ እናበሉ ፕሮፖጋንዳ ብምፍናው ፀላኢ ንኽበዝሐናን ብዓይኒ ግብፃውያን እውን ብጥርጣረ ክንረአ ተገበረ። ሐዚ እውን መሪሕነት ደብረፅዮን ሓምሻይ ውድቀት ፖለቲካ ኣመዝገበ። .................ክቅፅል እዩ።
@isaiaskiflay2520
@isaiaskiflay2520 3 күн бұрын
@@kirosgebremeskel ጥዕና ይሃበለይ ብልጽግና
@DaniZer-n9z
@DaniZer-n9z 3 күн бұрын
ደብረፅዮን ብወንጀል ተሓታቲ እዩ
@HintsaG-zj4tl
@HintsaG-zj4tl 3 күн бұрын
ሲጀመር ብዛዕባ ቁፅሪ መን ሓቲትዎ እዩ ሕዚ ናይ ቁፅሪ መአረምታ ዝገብር ? ብዛዕባ ግምት እንትዛረብ እንድዩ ንዓይ "ስልጣነይ ክምንጥሉ" እዮም እዚ ሓደ ሚልዮን ቁፅሪ ይጥቀስ ኣሎ እዩ ዝበለ ።
@meselechfeyessa1226
@meselechfeyessa1226 2 күн бұрын
😂😂😂😂 እሱ ቁጦር ዋጠው💚💛❤️💪💪💪💪
@tsegaiasrat4707
@tsegaiasrat4707 3 күн бұрын
ህዝቢ አርትራ እዩ ብተጋሩ ጆኖሳይድ ተፍጺምዎ
@nigstikidane
@nigstikidane 3 күн бұрын
ሃለዉለዉ ገታቸዉ ወረዳ ያኣክል ።
@isaiaskiflay2520
@isaiaskiflay2520 3 күн бұрын
ደብረጽዮን ማለት ተቀላሳይ ❤❤❤❤
@AlemDesta-d8p
@AlemDesta-d8p 3 күн бұрын
አነስ ንመለስ ብብዙሕ ነገር አይፈትዎን ነይረ ሕጂ ግን ብጣዕሚ ፈትየዮ ምክንያቱስ ከምዚይ ዝበለት ሕወሐት ምርአየይ እሞ ዝኩሉ ሞት ሪኦም እናሀለወ
@isaiaskiflay2520
@isaiaskiflay2520 3 күн бұрын
@@AlemDesta-d8p ዘንጊዑ ዝርዳኣካ ሃማም
@tesfayguolay6562
@tesfayguolay6562 3 күн бұрын
ናይዚ ኩሉ ሽግር ትግራዋይ ገታቾው እዩ። ብወያነ ተወኪሉ ግዚያዊ መንግስቲ እናመረሔ እናሃለወ ከዲዑ ምስ pp ስለ ዝወገነ እዩ። ነዚ ዉን እዩ ብባንክን ብታንክን ፈደራል ተዓጂቡ እዛ እባይ መን ይወርሳ ዝብል ዘሎ።
@NaodSyum
@NaodSyum 3 күн бұрын
ሓሳዊ መላኽዒ ከማኻ ዝበለ ደንቆሮ እዩ ብመስዋእቲ ብፆትና ዝጨወት ዘሎ ግን ማዓልትኹም ቀሪባ እያ መደናገርቲ ህዝቢ ካብ ሰራዊት ትግራይ
@lovleytigraye
@lovleytigraye 3 күн бұрын
ጌታቸው ረዳ ፃድቃን ንህዝቢ ትግራይ ክከፍፍሉን መሬቱ ቆራሪሶም ንፀላኢ ከርክብን ዝመፁ ናይ አብይ ተለአክቲ ባንዳ እዮም ናይ ግዜ ጉዳይ እንበር አብ ቅድሚ ህዝቢ ናብ ፍርዲ ክቀርብ እዮም
@mebrahtomteklay1152
@mebrahtomteklay1152 3 күн бұрын
መሬት ትግራይ ጌታቸው ከም ዝሸጦ ጭብጢ ኣለካ
@isaiaskiflay2520
@isaiaskiflay2520 3 күн бұрын
ጌታቸው ሌባ መሊኡ ምስ አረጋ ከበደ ዝገበረሉ ውዕል​@@mebrahtomteklay1152
@NaodSyum
@NaodSyum 3 күн бұрын
ጌታቸውን ፃድቃንን ፈሊኻ ዝጽልእሉ ምኽንያት እንታይ እዩ ንሶምዶ ኣይኮኑን ኣብቲ ፈታኒ እዋን ምስ ህዝቦም ጠጠው ኢሎም ዝተቓለሱ ንመን ክተደናግሩ ኢኹም ሹሞም ተፀልምዎም ንሕና T.D.F ምስክር ኢና ካብኡ ተጠንቀቑ ዝዀነን ዘይኮንን ዓጀውጀው ኣይትበሉ
@mebrahtomteklay1152
@mebrahtomteklay1152 3 күн бұрын
@@NaodSyum ሰብኣይ።ኣፀቢቅካ ንገሮም።ዓለም ጫው ጫው ዘበሉ ብፓለቲካን ብወታደራውን መራሕቲ ኣብ ዘይበደሎም ፈሊካ ክውቅዑ ዝተደለየ ንምንታይ።ትዝገርመካ ፃድቃን ናብ ትግራይ ምስ ኣተወ ድቃስ ዝሰኣኑ ሻዕብያ ዝፈጠርዎ ፀለመ ከይኣክሎ ዘይረብሑ ተጋሩ ሓገዝቲ ሻዕብያ ምኳኖም እዬ።ፃድቃን ሎሚ ኣሎ ፅባሕ እውን ክህሉ እዬ።
@isaiaskiflay2520
@isaiaskiflay2520 3 күн бұрын
@@NaodSyum ንስኻማ ጥቃ TDF አይትሓልፍን ሎቅማጽ
@kirosgebremeskel
@kirosgebremeskel 3 күн бұрын
ወልደ ነጎድጓድ እየ! 100% ውድቀት መሪሕነት ድብረ ፅዮን ኣስተዊዒልኩምዎ ዶ ትፈልጡ? ...ካብ ዝሓለፈ ዝቈፀለ... 6. ብኹሉ ኣንፈታት ኲናት እናቈረበ፤ ንዝኾነ ሰብ ግልፂ እናኾነ እናሃለወ እስካብ ሰለስተ ሚኢቲ ትግራዋይ ስራዊት ክንዲ ምስልጣንን ምዕጣቅን ኣብ ሚድያ ተጠሊዕኻ ምስ መራሕቲ ሰሜን እዚ ተሰማዕሚዕና ኢና ናይ ኢ/ያ ስራዊት ከድሕነና እዩ ኢልካ ምዝራብ። ዓሻያ ትግረዋይስ ኢ/ያ ዓዱት መስሎ እዩ ነገሩ ልክዕ ከም ደብረፅዮን። ሰለስተ ሚኢቲ ትግረዋይ ሰራዊት እንተዝዳሎ ኣይናይ ሓይሊ ክምክተና ምኸኣለ ነይሩ? እንበዓል ኣስገለ ግና ትሸዓተ ሽሕ ምልሻ ሒዞም ብምፅናሕ ኣደዳ ውርደት ሕዱራት ፀላእትና ገይሮምና። እዙይ ድማ ናይ ምሊተርን ፖሎቲካን ውርደት መርሒነት ደብረፅዮን ኮይኑ ተፀብፀበ። 7. ኲይናት ተወሊዑ እንተብቅዕ እቲ ዝገርምን ዝደንቅን ህዝቢ ትግራይ ንዓለም ቀቢሩ ብዓወት መሰስ በለ። ነቶ መራሕተይ ዝብሎም ዝተረገሙ ዕሰለ ተሰኪሙ ናብ መቈለ ኣብፅሖም። ኣብ መቁለ ምስ በፅሑ ኣብ ሸዋ ዝለመድዎ ጥረ ስጋ ምብላዕ ኣልኮሆል ምስወሰኽሉ፤ ሰኺሮም ዝሩብን ዘይዝሩብን ዓዘፍዘፍ ምባል ጀመሩ፤ ፀላኢ ብዝበለፀ ንኽዳሎ ከብዶም ዝረገፀም ዘየለ ድሮን ኢያ ጉድ ገይራትና እናበሉ ምኽንያት ውርደቶም ዓለም ይፍለጠልና እናበሉ ልሙስነት ፖለቲካዊ ውርደቶም ናብ ዓውዲ ዓለም ኣውፂኦም ኣስጥሕዎ። 8. ድሕሪ መቈለ ምእታዎም እቶም ናይ ፖለቲካ ሰባት ኣብ ሸዋ ዝነበራ ወሻሽሞም ንኽረኽቡ፤ እቶም ራሕቲ ሰራዊት እውን ኣብ ከባቢ ቦሌ መድሃኔ ኣለም ዘለዋ ፎቋቶም ንምቁፅፃር ሓሲቦም፤ ምስኪን ወዲ ድኻ ሓረስታይ ናብ ሓዊ እናደርገሙ ንሸዋ ገፆም ገስግሱ፤ ኣሜሪካ ናበይ ትኸዱ ኣለኹም በለቶም። ንኢ/ያ ክነፍርስ ዝብል ኣብ ታሪኽ ዓለም ተራእዩ ዘይፈልጥ ሪኮርዶ ዝሰበረ ፖለቲካዊ ውርደት ኣመዝገበ መርሒነት ደብረፅዮን። 10. ድሕሪ ውዕል ፕሪቶሪያ ድማ፤ ከምቲ ብኸበሮያ ኣብያስ ብሕምብጣጣ ዝበሃል፤ እቲ ቅድሚ ኲይናት ብዊንዋን ብኽብሪ ዝልምኖም ንዝነበረ ኣብዪ ኣሕመድ፤ ደብረፅዮን መዓዛ ካልስኻ እንተዘይ ኣሽተትኩ፡ ጫማኻ ብንብዓተይ ተደፊአ እንተዘይቦረሽኩዎ ሞይተ እርከብ ናብ ዝብል ውርድት ጠሓሉ። ኣብዪ ኣሕመድ ብግዲኡ ኪድ ገፅካ ከይሪኦ ኢሉ ናብ መቈለ ኣባረሮ። መርሒነት ደብረፅዮን ክፅገን ዘይኽእል ውድቀት ስብራት መሪሒነት እናፈፀመ ኣብኣ ዕንክልል እናበለ ይርከብ ኣሎ።
Teaching a Toddler Household Habits: Diaper Disposal & Potty Training #shorts
00:16
የእነ ጌታቸው ረዳ ይቅርታ@ethiopiareporter
12:31
Ethiopian Reporter / ሪፖርተር ኢትዮጵያ
Рет қаралды 8 М.
22 ሽሕ ኣብ ማይ ኣትየን josias denden
15:29
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 17 М.