ጠኒሰ ኢለ አዕቢደዮ 😂

  Рет қаралды 23,072

JOte Rozi 👫

JOte Rozi 👫

Ай бұрын

#tigray #tigraynews #tigrignamusic
TigraiMediaHouse HagereTigrayሃገረትግራይ TigraiTv DimtsiWeyanetelevision #TSTAPP Ethio360Media SyeEntertainment EthioForumኢትዮፎረም SeifuONEBS #KyanaEntertainment #sebleentertainment VenusMusic #Merkebbonitua #kokebmediaኮኾብሚዲያ #MicrophoneMedia #Jstudio #BANAINFOTAINMENT #LihamMelody #ESATtv #EthiopiaአዳኙካሜራAdagnuCamera #SEMAYENT #‎Hopemusicethiopia #EthioInfo #‎Omn #NeshneshTv #Raiena #‎TEFETAWITALKSHOW #HabeshaBroadcast #TMH #ethiopia #Ethiopia #merkebbonitua #hopemusicethiopia #ethiopia #ethiopian #ethiopiannews #tigrainews #eritrea #eritrean #Assena #ATVasena #EthiopianslnSaudiArabia #kramat #EthiopianNationalDialogue #Ethiopiaprevails #Sergegna #Wegoch #GEBEYANU #Debretsion #Gebremichael #AbiyAhmedAli #OlusegunObasanjo #JoeBiden #UAE #USAID #Eskinder #Nega #EthiopianPolitics #EthiopianDagDaylogue #GERD #Xne #7LN #አባይ #ግድብ #የአማራልዩሃይል #TDF #ነጭሀውስ #ሶማሌፋሚን #ፋኖ #ENDF #አፋር #ሶማሌ #ኤርትራ #ወልወጋ #ቶክሾው #ኢትዮጵያውያንሙስሊሞች #Ethiopian #Orthodox #ኢሳያስ #አፈወርቂ #ሻይ #ቡና #የኢትዮጵያፖለቲካ #እናትፓርቲ #የብልፅግናፓርቲ #የነፃነትእናየእኩልነትፓርቲ #የኢትዮጵያዜጎችለማህበራዊፍትህ #SolomonShumiye #ZehabeshaOfficial #FanaTV #ArtTVWorld #ZehabeshaOfficial #EBC #ጌታቸውረዳ #ኦላ #አቤልብርሃኑ #ወይዘሮ #ባልደራስ #ብርቱካን #ሚደቅሳ #አሚናመሀመድ #የተባበሩትመንግስታት #UNSC #Ethiopia #asharamedia #mido #fetaDaileynews #tigraynews #tigrai_tv #tmhtigraymediahouse #tigray_media_house #tigray_tv #tigray_music #hagere_tigray #tigray_news #tigray_music_2022 #dw_tv_tigray #tmhtigraymediahousenewstoday #tigray_war #tigraymusic_2021 #tigraymediahousetoday #tigrayvoice #tigraytvnewstoday #tmhtigraymediahousetoday #tigray_song #tigray_tiktok #tmh_tv_tigray #tmhtigraymediahouselive #cyberpower_of_tigray #microphone_media_tigray #dw_tigray_tv #tigray_news_today #dimtsi_weyane #tigray_tv #tigray_media #tdf_tigray #tigray_comedy #tigray_music_new #tigray_online #newtigraymusic2022 #zena_tigrigna #menfesawi_film #tigrigna_orthodox #ethiopian_music_tigrigna #tigrigna_mezmur_orthodox #voa_tigrigna #kbzena_tigrigna #tigrigna_classical #music_collection #tigrigna #ethiopian_tigrigna_music #xelot_orthodox_tigrigna #fidelat_tigrigna #newtigrignamusic2022thisweek #guayla_tigrigna #tigrigna_alphabets #tigrigna_mezmur_protestant #orthodox_film_tigrigna #jesus_film_tigrigna #tselot_tigrigna #happybirthdaysongtigrigna #mexhaf_kidus_tigrigna #jesus_tigrigna_movie #music_tigrigna #bible_tigrigna #mezmur_tigrigna #orthodox_eritrea #pope_shenouda_tigrigna #bibleaudio_tigrigna #tigrigna_bible_audio #bible_tigrigna_audio #tigrigna_music #shrektigrignafullmovie #mezmurorthodoxethiopia #ethiopia #ethiopianews #gmntvethiopia #emsethiopiamediaservice #yeethiopialijochtv #ethiopiacountry #unitedethiopia #ebstvethiopia #markwiensethiopia #inspireethiopia #tolosaethiopia #myviewsonnewsethiopia #ethiopiavlog #gmmtvethiopia #ethiopiatimeandyear #ethiopiamediaservice #ethiopiamusic #ethiopialijochtv #songs #begenamezmur #orthodoxethiopia #ethiopianewstoday #classicalmusicethiopia #ethiopia7yearsbehind #gmntvethiopianew #ethiopiaorthodoxsmezmur #teddyafroethiopia #ethiopiawar #musicethiopia #tiktokethiopia #eritreamezmur #catholiceritrea #picoceritrea #eritreamusic #eritrea #eritreamovie #tvsenederitrea #aanmediaeritrea #solomediaeritrea #eritreacountry #filmeritrea2022 #eritreashikor #eritreafilm #mezmurorthodoxeritrea2021 #sibketorthodoxeritrea #eritrea #vlog #jstudio #eritrea #dehayeritrea #mezmurorthodoxeritrea2022 #zeysharawiteritrea #tadieritrea #eritreacomedy#dimtsihafash #eritreamezmur #orthodoxeritrea #berekettikue #asmaraeritrea #eritreatoday #filmeritrea2021#eritreatv #መረጃቲቪአዲስወቅታዊጉዳይ #music #drama #ebstv #gereemuncomedyfilm #merejatv #ኢትዮፎረም #ዲጅታልወያነ #asena #dw #tplf #TDF #Filmmovie #tigrai #tigray #tigrignasong #ተከታታይድራማ #ፊልም #ሙዚቃ #ክሊፕ #donkeytube Dasna EXTRA Tigray Tv Tigrai Media House Dimtsi Weyane Jstudio Donkey Tube ZENA TIGRIGNA Merkeb bonitua Microphone Media Zara Media Dedebit Media Tigrigna Music Ethio News Habesha Brodacast Kulu Media Ethio 360 Media Seifu ON EBS Tigrai Online MAHDER PRODUCTION ELLA RECORDS Digital Weyane MIDO Tigray News Eri -TV Rara Media TEFETAWI TALKSHOW Eritrea Adagnu Camera Tigrai News Liham Melody ATV asenaa@hopemusicethiopia @ethioforum @UnitedEthiopiaHUMANITY @OfficialEthioinfo @spacex237 @ethio360media2 @comedianeshetu @zaramedianetwork @AbelBirhanu @Adagnucamera @fetadailyanalysis @AddisFact @fetadailynews9708 @MinewShewaTube @MikoMikee @mikishow @Microphonemedia @KuluMedia @jstudio1 @ruftamedia @tigraynews24 @TigraiTv @TigraiMediaHouse @tigraionline @habeshabroadcast @HagereTigray @DimtsiWeyaneTV @dehaymeneseyat5852 @LazaRecords @abrelohd @LihamMelody @AdmasMusic @ellarecords @SEMAYENT @seifuonebs2712 @SyeEntertainment @gereemunentertainment @ATVasena @ATAMedia @Hericho @kokobmedianetwork

Пікірлер: 528
@SalamahSalim-jj9ms
@SalamahSalim-jj9ms Ай бұрын
ያዓኪ 50k ኣብፅሕሎም ተጋሩዋይ ናጀራ ሰባት እየም ደሞ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም በርትዑ❤❤❤❤
@EyerusTsegay-yz7wt
@EyerusTsegay-yz7wt Ай бұрын
ማሬ❤ላኣየለ ሰብ ግበረኒ ናይ እንጀራ ሰብ አየ😂
@user-jb8dg6np4q
@user-jb8dg6np4q 29 күн бұрын
ኢሺ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 28 күн бұрын
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 28 күн бұрын
​@@EyerusTsegay-yz7wtደምርኒ ተገደሰኪ🎉❤
@Almi_Alm
@Almi_Alm 27 күн бұрын
​@@EyerusTsegay-yz7wt ገይረ ኣለኩ ንዓይም ግበረለይ
@AsAs-dy9jl
@AsAs-dy9jl Ай бұрын
እዚ ብራንኪ እዩ ግን ሓቂ ዋላ ተኾነ ከምኡ ክትብል ኣይነበረካይ አነ ክምኣ ኣጋጥማትኒ ጠንሰ እለ ነግሮዮ ንስብኣየይ ንምንታይ ጠንስኪ እሉኒ ተስፋ አቁርፅኒ 😢😢ዋላ እካ ኣብዘይ ሰዓቱ ይኩን ኣምየን እልካ ትቅበሎ ኣለካ ንሕና ደቂ ኣነስትዮ ካብ ወዲ ተስፋ ተቆር ፅ ና ሕማቅ ውሳነ እና ንውስን ደሓር ኣብ ጣዕ ሳ ንነብር 😢😢15:56
@user-vt6jw7jw3g
@user-vt6jw7jw3g Ай бұрын
ኣይ ኣብዚ አኒአክን ኣጉል ፃድቃትለ
@UxYv-mn6fh
@UxYv-mn6fh Ай бұрын
​@@user-vt6jw7jw3gታይ ማለትኪ እዩ ከምኡ ክብል ኣይነበሮን ኮእያ ኢላ
@user-ne8kx8mf9c
@user-ne8kx8mf9c Ай бұрын
@@user-vt6jw7jw3g ናይ ባዓልኪ ማንነት ስለ ትነግርና ዘለኪ ናመስገንና ኢና ማዓረይ🙄
@user-op3yd4qp6d
@user-op3yd4qp6d 28 күн бұрын
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 28 күн бұрын
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤
@user-nt6os3bm3m
@user-nt6os3bm3m Ай бұрын
ተእርግና ዲኪያ ምእራግካ ማኣዝ ቃርዩካዋ ተመስገን እዩ ዝባሃል 🙏♥️
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Ай бұрын
ደምርኒ ፅጋበይ🤲
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 28 күн бұрын
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 28 күн бұрын
​@@user-cm5sp1dv2dገይረልኪ እየ ደምርኒ ተገድሰኪ❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 28 күн бұрын
​@@user-cm5sp1dv2dደምርኒ 🙏❤ተገድሰኪ❤
@sghfferfff154
@sghfferfff154 Ай бұрын
ግንሰ ኣነ ግርም ዝብለንሰ ክገብሩ ዘይሓፍሩሰ ቆልዓ የፍርሖም😅😅😅
@lemilemi8033
@lemilemi8033 Ай бұрын
😂😂ይገርመኪ እዩ ጋለይ😂😂
@mashomashosara8047
@mashomashosara8047 Ай бұрын
😂😂😂😂😂
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምራኒ አሕዋተይ
@user-if4wo6dg2g
@user-if4wo6dg2g Ай бұрын
😅😅😅😅
@user-eb6pn6sl3z
@user-eb6pn6sl3z Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂
@gedu8644
@gedu8644 Ай бұрын
ናይ ጆቲ ኣናጋግራ ዘስሕቀኩም👍❤️🤣
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Ай бұрын
ደምርኒ ፅጋበይ🤲
@gedu8644
@gedu8644 Ай бұрын
@@user-cm5sp1dv2d እሺ
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm Ай бұрын
ኣነ ኣይትጠቅመኪይ ዲኪ መዳሕንት ያ ያጆት😂
@user-gt4sr7kb3m
@user-gt4sr7kb3m Ай бұрын
ኣይ ጆቲዬ ተጨኒቁ😢 ተልኮን ኣሜን ኢሉ ክቅበል ነይሩ እዩ ግን ድማ ሓቁ እዩ ሮዚም ተምሃሪት እያ በዛላይ ቆልዓ ምዉላድ እካ ፀጋ ተኮነ 1ቆልዓ ልክዓቢ ብጣዕሚ ብዙሕ ነገር እዩ ዘድልዮ ከም ዝተረድኣኒይ🙏😊
@UxYv-mn6fh
@UxYv-mn6fh Ай бұрын
እዋይ ዉሉድ ስኢኑ ማይፀሎት ዝንከራተት ሰብ ከምዘሎስ ትፈልዶ😭 የኔ ማር ዛጓል ገይራ ተሕዝን ሓቂ ተዝኮን ከ ከምኡ ድዩ ክብል ማርያምን ዉሽጥካ ክንደየናይ ከምዝስበር ኣነ የለኩሉንያ ምሳይ ድማ ደቂሳ ኮይና ኣነ ክህልወልካ 🤗🤗🤗
@user-md6yv9zo4i
@user-md6yv9zo4i 28 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ተልኾን ለ ድዩ በቃ ሃምዚ ትብላ ነይርኻ ባዕላ ድያ ጠኒሳቶ ባ ኾይና🤔
@Melat____
@Melat____ Ай бұрын
ንሕና ሓሚምና ምስ ንወልዶ ንሶም ይጨንቆም ይገርም እዩ እኮ 😂
@WejeratAdey
@WejeratAdey Ай бұрын
ደምርኒ🎉
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ
@WejeratAdey
@WejeratAdey Ай бұрын
@@tsegatsega238 እሺኒ
@enzeshgebrekidan4317
@enzeshgebrekidan4317 Ай бұрын
ብሓቂ ዋእእእእ 😢
@lililove8991
@lililove8991 Ай бұрын
ዳይበር ከቢሩ እዩ😂😂
@user-dw4sc6wv7z
@user-dw4sc6wv7z Ай бұрын
ሕቶ እለኒ ንምታይ እዩም ጠኒስ ተሊካዮም ዝድንግፁ አወዳት😂
@user-px6vn1tn4q
@user-px6vn1tn4q Күн бұрын
ቆልዓ ፀልኡ ዘይኮነስ ኑሮ ዉድነት ሓይልዎ ክኾን ኣጆኻ እ/ር ክሕግዘኩም እዩ
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i Ай бұрын
የኔ ማር ኣሕዚንኒ ምውልድ ኣይፀላኢ ወድኖ ብንኡሱ ዝወለደይ ብጋሓቱ ዝገስገሰይ ለርክቦ የብሉይ ወለድና ውልድ ከትፀልእ ካብ ሀዚ ❤❤ሮዝየይ የኔ ቆንጆ ናትኪ ቲፎዞ እየ ❤😊ቀፂሊ
@SmretTube
@SmretTube Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 28 күн бұрын
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏😍
@saddvzx9822
@saddvzx9822 Ай бұрын
አሕዋተይ አይትፍረድ ከይፍረደካ እዩ ማለት ድክነት ሩጉም እዩ ውላዶ ፆሊኡ ይመስለኩም ግን ስአኖ እዩ ከሙኡ ዘቡሎሙሎ አሕዋተይ
@titichannel8465
@titichannel8465 29 күн бұрын
በርትዑልና ሸኾራናታት🎉🎉🎉🎉🎉😂😂😂😂ተመስገን 😂😂😂 መዓረይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 28 күн бұрын
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤😍
@gzedhabesha
@gzedhabesha Ай бұрын
Desta kemzi yekoney yebeley dyu ere jote😂😂😂😂😂😂😂
@user-rd9kw1hf5m
@user-rd9kw1hf5m Ай бұрын
ናይ ባሓቂ ተዝኾን ነይሩኸ ከምኡ ድዩ😢
@user-ns8nc3ef1f
@user-ns8nc3ef1f Ай бұрын
ዳሓን ኣጆኻ ውላድ ፀሊኡ ዘይኮነስ ናብ ምድያ ዘይወፅእ ዝዛራረብዎ ዘረባ ኣሎ ሲጀመር እውን ካብ ዜሮ ተላዒሉ ከምኡ ኣይብላን ለዛውሞ ጠንካራ ዩ ነፃነት ኣለዋ ትመሃርያ፣ ሓቢርና ንዕበ ንሰራሕ ኣይበላን ንሱዩ ሓላፍነት ተሰኪሙዎ ዘሎ በዛላይውን ንባዕላ ሓልዩ እዩ እየ ዝብል ብናተይ ኣመላካክታ🌿 ትምህርታ ጨሪሻ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ በፂሓ ዳሓር ክተሐግሶን እንድያ ግን ኣብቲ ውሽጢ ሓዳርን፣ ትምህርትን ዘሎ ሕልክላካት ፈተና ግን ከቢድ ዩ ክሳብ ፍረ ፃምኣ ትረክብ ! በዝሒ ውላድ ምውላድካ ወላድ ኣየብለካን ዩ ዋላ ሓደ ይኩን ብሰነሰርዓት ሓላፍነት ተሰኪምካ ክተዕብዬ ከለካ ዩ ተመሰገን እንካዕ ወ ለድኩ እትብል ወሊድካ ውላድካ ፀጊምዎ ጠምዩ ክትርኢ ከለካ ብጠዓሚዩ ልቢ ዝሰብር ወሊድካ ጠዓም ይብሉ ወለድና! ውላድ ምዕባይ ከቢድዩ ግዜ ኩነታትውን ብጠዓሚዩ ከቢድ እኒሄ ብሓፂሩ ውላድ ፀሊኡ ዘይኮነሰ ኩነታት ሪኡ እዩ።ፀገሞ ይህልዎም ኣብውሸጦም ንደገ ዘይወፅእ ኣብ ክልቲኦም ዝቀሪ ብዝኮነ በርትዑ ኣጆኹም😘👏
@user-hx6sg2yt6t
@user-hx6sg2yt6t Ай бұрын
የጠኸምኽይ ድኺ ትመዳሓኒት ያ ጆቲዋይ❤😂
@AfewerkiTsegaySmile
@AfewerkiTsegaySmile Ай бұрын
Jote aytdengts😂😂😂😂❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 28 күн бұрын
ደምርኒ ተገድሰካ አፍም 🙏❤
@HyatHyat-kv4jz
@HyatHyat-kv4jz Ай бұрын
መድሓኒትኪ ኣውፂእኪ ዉለዲ ብቆልዓኪ ዕደመኪ ተጠቀምሉ ሲስ ክንዲ ኣብ ስደት ዘለና🎉❤
@hadguluul8785
@hadguluul8785 Ай бұрын
Asey des kitblu shikoretiy selamkum yebzah zom yehwatey ❤❤❤❤❤❤
@user-qp7ku2yc7l
@user-qp7ku2yc7l Ай бұрын
ኣነ ማዓዝየ ዝወልዶ ስደት ነውሕኒ 27 ዓመት ገረ ከይወለድኩ እለ ይጭነቅ😢እዝ ካዓ ውላድ ፀልኡ😁ከምዝከማይዶ ኣለክን 27 ገረክን ዘይ ወለድክን እስኪ ተስፋ ክገበር ኣለና በላኒ በጀክን😢
@heahheah2523
@heahheah2523 Ай бұрын
ኣለና❤
@user-zx6tg8if6r
@user-zx6tg8if6r Ай бұрын
ኣነ ኣለኩ 27 ገና ኣወለድኩን ኣብ ስደት ኣለኩ😢😢😢 ኣምላክ ስደትና የሕፅረና 🙏🙏🙏
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v Ай бұрын
ኣነ ኣለኩ ግን እተን 30ገይረን ዘይወለዳ እናርአኩ ይፅናዕናዕ
@user-dw4zo3sr2u
@user-dw4zo3sr2u Ай бұрын
​@@user-zx6tg8if6rane temesgan gal 16amet keleku welide hji wedi 9kynuley 🙏🏿❤️
@jjgghh3724
@jjgghh3724 Ай бұрын
❤ኣጆኪ ወለለይ መድሃኒኣለም ብሰላም ንዓድኪ ይምለስኪ ካብኡ ሓዳርኪ ዉላድኪ ❤ይፍጠረልኪ
@freweynidesta
@freweynidesta Ай бұрын
ወይለይ ወይለይ ውላድ ውህብቶ ፈጣሪ ድሕሪ ሓዳር ምግባር ሕቶ ዕድመ ጆቲ እቲ ዝዉለድ ህፃን ከይቅየመካ ከይደለካኒ ተወሊደ ኢሉ 😂😂😂😂
@SmretTube
@SmretTube Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 28 күн бұрын
ደምርኒ ተገድሰኪ❤🎉
@freweynidesta
@freweynidesta 28 күн бұрын
@@merhawitmuaz1619 👍👍👍👍❤❤❤
@freweynidesta
@freweynidesta 28 күн бұрын
ደሚረኪ እየ ፅብቅተይ
@ትግራወይቲ
@ትግራወይቲ Ай бұрын
ዋይ በስምኣም ኣታ ሓወይ ኣብክንዲ ዕልል ኢልካ ትሕጎስሰ ከምዚ ክትብል ነዉሪ እዩ😢 ክንደይድያ ዘላ ውሉድ ስኢና ፈቀዶ ትንከራተት😢ለለስ ኣወዳት ትቡሃሉሲ ክትገብሩ ዘይትሓፍሩስ ውሉድ ክብሃል ሰማይ ይፈርሰኩም😢ምዓረይ ኣሕዚንክኒ ኣብክዳኪ ደመይ ጠጠዉ ኢሉኒ😢❤
@SmretTube
@SmretTube Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@ትግራወይቲ
@ትግራወይቲ Ай бұрын
@@SmretTube ገይረልኪ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 28 күн бұрын
​@@ትግራወይቲደምርኒ ተገድሰኪ🙏😍
@ትግራወይቲ
@ትግራወይቲ 27 күн бұрын
@@merhawitmuaz1619 ደሚረኪ
@gsas4971
@gsas4971 Ай бұрын
ዓብድኺ ድኺያ ታማ ጠንስኺ😮 ዋዋዋዋ😂😂 ሓቂ ተዘኮንከ😢 ብስመአብ ውልድ ኮ ህያብ ፈጣሪ እዩ ተመስገን ዘይትብል ዛሓወይ❤😢😢
@user-si2hl6gz3g
@user-si2hl6gz3g 26 күн бұрын
ማርያምን ብጣዕሚ ደስ ባሃልቲ ቀፅሉሉ ደቃ ዓበይቲ
@aataat1524
@aataat1524 Ай бұрын
ዝሓወይ ኣብሰደት ዘለና ማዓዝ ኢና ንወልድ ናበልናስ 😭ንምንታይ ህያብ ፈጣሪ ዪ😢😢😢😢
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ🤲
@AdGg-jd3kp
@AdGg-jd3kp 29 күн бұрын
የሓዝን😢
@letshabrha6005
@letshabrha6005 29 күн бұрын
😢😢😢😢 ብሓቂ😌
@aataat1524
@aataat1524 29 күн бұрын
@@letshabrha6005 ኣጀኪ ዓይነይ 🙏ብውሽጢ አስከ ንራከብ
@user-lq6gf3mv1c
@user-lq6gf3mv1c 25 күн бұрын
እሞ ሰድት ምምልአ ኣቢይኪ ዲዩ ዘይከድኪ ተወልዲ ንሰሞ ለ ምምላኣ ኣቢይዮም ይኮን እንቀይ😊
@user-ne8kx8mf9c
@user-ne8kx8mf9c Ай бұрын
ዋይ ጉድ ዘይ ሓፍረያ ሞይተነዋ ኣቀቡሩና በሉ ወለድናስ🤔🤔ለለስኻስ ገራሚ ኣኻ ምግባርን ምድያብን ዘይ ሓደግኻስ ጠንሲ ትብላስ ንምንታይ ትብላ ኣነ ተትኮን ገንበርኻ ብለኻ ነይረ እየ በእውነት ሞራላ ሰይርኻያ 🤔አብዚ ዕድመናያ ሳልሳይ ቀርኒ ድኻ ተውፅ ደሊኻ ዝሮ ውልድ ኣይ ፅላእን ውሉድ ውህብቶ እግዚአብሔር እዩ ሓስብኻሉ ደማ ኣይ ኮነን ዝውለድ ስራሕ ገይርኻዮስ ክንደይ ከዓ መአዘ ኢና ንወልዶ ናበሉ ሃረር ይብለዉ አብዚለ።
@yyghhu9146
@yyghhu9146 Ай бұрын
ፅሩያተይ🌿🌿❤❤❤
@user-di4lm9vc6w
@user-di4lm9vc6w 26 күн бұрын
ፅሩያት ኣጆኩም በርትዑ ሓቀካ ኢካ ምሰቱ ናይ ባዓልቱኩም ፀግማት ይህልውኩም እዩ ዘይሰክዕኩምዎ ናብራ ክቢድ እዩ ገናሰ ወላድ ፅብቅ እድዩ ጠኒሰ እየ እንተ ኢላትካ በቃሞ ካብ ኮነሰ ፈጣሪ ይፈልጥ ኢልካ አክትቀብሎ ነይሩካ ምክንያቱ ከመይ. ገይኪ ጠንሰኪ እካ ኢልካያ ጠንሲ ኮ ዋላ ዓሰርተ መካላከሊ ተጠቅሙ እግዚአብሔር እንድሕ ፈትዮ ኣይክለኩሎ መዳሓኒት ብዝተረፍ ፍትውውው እየ ዝብለኩም ፍቅርኩም ሓዳርኩም ወላድኩም ፈጣሪ ይባርክልኩም ደቂ ዓደይ ውቅሮ❤💟😍
@titinotitino2910
@titinotitino2910 Ай бұрын
ፍቅርኩም ብዝሕ ይበል ሐዳርኩም ይባረክ ፅቡቃት ቀፅሊ ሮዚ💪🏼 😁😁🥰🥰🥰🥰 ጆቲ ንብዛሕ ንባዛሕ ተብሂሉ እዩ ኮ የሰማዕካይ ዲካ 😂😂
@Zaydzayd-b7w
@Zaydzayd-b7w 22 күн бұрын
ዋይ ጆቲየ ዋላ ናባሓቂ ዮኹን ውላድ ውላድ እዪ ሃፊታም ቆልዓ ክቲወልዱ እኹም ሮዝየ ግን መቅሰን❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@668-tj6oz
@668-tj6oz Ай бұрын
እንቃዕ ብሰላም መፃኩም ሙቁራተይ ፍትው እየ ዘብለኩም❤❤❤❤❤ለኣኩም ክሪኢ ከለኩስ ሕጉስ እየ ዝብል ፅሩያተይ
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d Ай бұрын
ወለይ ንዓባ ታይ እሞ ክገብር ተመሪዕካያ ክተእርግና ዲኪ እያ 😂😂😂😂😂
@user-bf9ix4wr3z
@user-bf9ix4wr3z Ай бұрын
እዙይ ድዩ ኢልካ ምስ ደቀስኻስ ሰሓቅ ቀቲልካኒ😂😂
@jafeerrani5730
@jafeerrani5730 Ай бұрын
ወለከይ ናልብ ኻ ናሰረሕ ኻ ሓድርኻ ስ አነ የለኽዋ ያ ማለት 😂😂😂
@Sss-zs7he
@Sss-zs7he Ай бұрын
ኣየ አወዳት ብኡነት አብክንዳኣ ደመይ ጠጠው ኢልኒ ማዓረይ 😢ብትክክል ተዝከውን እውንስ ዘይተሓጎስካላ ውላድ እኮ ውህብቶ እ/ር እዩ ናዕሉ እዩ ሒዙ ዝወለድ ዋ ተጋጠመ እውን አሜን ኢልካ ምቅባል እዩ ጆቲ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ
@ehyyyfnfnf2451
@ehyyyfnfnf2451 Ай бұрын
ብጣዕሚ ኢኻግን ተፀልእ😢እንካዕብራንክ ኾነ😮
@AdGg-jd3kp
@AdGg-jd3kp 29 күн бұрын
😢😢
@ZadZad-sp4qz
@ZadZad-sp4qz 22 күн бұрын
እኮ😮😂😂😂
@user-ji6wm1yn3k
@user-ji6wm1yn3k Ай бұрын
እግርካ ምስቃል ዘይሓድካስ ጥንሲ ከደንግፀካ😂😂
@user-hw1zn9jx6i
@user-hw1zn9jx6i Ай бұрын
እብርያ በካይ በካይ ጥራይ ክገብር ዘይ ሓፈረስ ጠንሰ እላቶ ክሓርቅ ከፅለእካ
@SmretTube
@SmretTube Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@user-hu6vd9cf3e
@user-hu6vd9cf3e Ай бұрын
ይገርማል አታ ወልዱ የተፀላእ ተመሰገነያ ብዕዱሉ አዩ ዝባፅሕ😂😂
@HayetTesfay
@HayetTesfay Ай бұрын
ፕራንክ ኣይተኸኣለትን ሮዚ ሶ ደስ ብሃልቲ ጎብዙ ይመቸኹም
@user-uz6pv1ol1q
@user-uz6pv1ol1q Ай бұрын
ጀቱ ግን ብጣዓሚ እየ ዝፈትወካ ነይረ ከዚ ግን ብጣዓሚ እየ ተናድደ ምኩናቱ ድንከት የፍጠር ይክእል እዩ ኣሜን ኢልካ ምቅባል እዩ 🙏
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ🤲
@HadasTedros
@HadasTedros Ай бұрын
እካዕ ዳሓን መፃእኩም ❤❤❤❤
@meaeazmeaeaz9455
@meaeazmeaeaz9455 Ай бұрын
ወይ ተመስገን ያ😂😂😂
@ufh4391
@ufh4391 Ай бұрын
ኣየ ጆቲ ተመስገን ያ😂 ሓቁ እዩ ጓልኩም 5 ዓመታ ምስገበረት ውለዱ❤️😘
@IkramIkram-gr9il
@IkramIkram-gr9il 4 күн бұрын
ዋይ ዝወዲ ከመይ ኢልኪ ትጠንሲ ዝኮነ ማዓልቲ ዋይይይይ😂😂😂😂
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 28 күн бұрын
ኮሜንት ግን ዋይ ንሮ አዩ እኮ እምበር ቆልዓ ፀልእ ኣይኮንንንን ይመስለን 🙏
@MuluGermay
@MuluGermay Ай бұрын
😂😂😂😂😂ቆልዑ ኢና ዘለና ተመችኒ
@user-tn9yu7pv3b
@user-tn9yu7pv3b Ай бұрын
ለይጋነያ😢😢😅😅😅😅😂😂😂😂❤❤❤❤ኣረ ይሞቺኹም🎉
@user-qg6se6cs1b
@user-qg6se6cs1b Ай бұрын
anes hadsh ey wa gins ayibahaliyi bro 😂😂😂
@merryzebrabruk1527
@merryzebrabruk1527 Ай бұрын
ክምኡ ኣይብሃሊ ናይ እግዚአብሔርፍቃድ እንትኩይብኑ ኣሜን ኢልካ እዩ ዝቅብል ውላድ ህያብ እግዚአብሔርእዩ ብጣዓሚ እየ ዝፍትውክም ክኣ ❤❤
@AsAs-qu7dh
@AsAs-qu7dh Ай бұрын
ኣነ የለኩልያ😂😂😂😂ኣየ jote
@VhFy-np7xw
@VhFy-np7xw 23 күн бұрын
ዋይይ ተመሰገን ያ
@user-ji6wm1yn3k
@user-ji6wm1yn3k Ай бұрын
ሑቁኡ በሉ ሂቡዋ 😂😂😂😂😂
@Askalgremay
@Askalgremay Ай бұрын
ስኻ ድኻ ትጠንሶ ትሓርሶ ንሳ ዘይከበዳስ ንስኻ ከብድካ ገራሚ😂😂😂😂🥰🥰🥰🥰
@user-wl9nw1lu2t
@user-wl9nw1lu2t 29 күн бұрын
ኣየ ጆቴ ተእርግና ዲኺያ 😂😂😂
@TsarkanGalTigray-cq3yg
@TsarkanGalTigray-cq3yg Ай бұрын
ኣወዳት ግን እንታይ እዩ ፀገምኩም ውላድ ኮ ውህብቶ ፈጣሪ እዩ ኣሕዋተይ 🙏 ብዝከነ እንካዕ ድሓን መፃእኩም ሙቁራተይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-ni2ck4gn3f
@user-ni2ck4gn3f Ай бұрын
መዓረይ ተጨኒቁ😢 ቆልዓ ናባዕሉ ሒዙዩ ዝዉለድ ዜይምጭናቅ ተመስገን ምባልዩ
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Ай бұрын
ደምርኒ ፅጋበይ🤲
@waskan9628
@waskan9628 Ай бұрын
ንዓ ዘይከበዳስ ንዓካ ገራሚ
@user-hw4se4di5r
@user-hw4se4di5r Ай бұрын
ፕራንክ ከምዘይኮነከ ከምኡ ደካ ተበላ ነርካ ደስታ የኮነይያ ጌጋ😢 ቆላዓ ናባዕሉ ሸሻይ እዩ ሕዙ ዝመፅእ ክትገበሩ ዘይሓፈርኩምሰ ጠንሰ ተተባህልኩም ተናደዱ ደቅ ተባዕትዮ ዋ
@SalamSha-wl4tm
@SalamSha-wl4tm Ай бұрын
ተእርግና ዲኪ ደሊኪ ያ😂😂😂😂ናይ ማርያም ጉዳይ እዩ ያ😂ታይ ኢኩም ጥንሲ ዘይትፈትውዋ ኣወዳት🌹🌹🌹🌹ዝሮማ ይሞቹይኩም💞💞💞
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 28 күн бұрын
ደምርኒ ተገድሰኪ😍🙏
@yemanegirmay9797
@yemanegirmay9797 Ай бұрын
Amazing prank Roziye.
@user-mk9kt3rt2l
@user-mk9kt3rt2l 29 күн бұрын
ጌጋ እዩ አይባሃልን ፀጋ እግዚአብሔር እዩ ❤🙏
@user-ok2kq7xr7i
@user-ok2kq7xr7i 7 күн бұрын
ጥንሲ ናወዳት ተሰምብዶም መዓት እያ😊
@user-kt9hs7kr8i
@user-kt9hs7kr8i Ай бұрын
ፅሩያተይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@AdGg-jd3kp
@AdGg-jd3kp 29 күн бұрын
የሓዝን ብሓቂ😢😢
@0ppH5
@0ppH5 Ай бұрын
ዋይ ጥራሕንሰበይትኻ ምሕፋቕ ደኻ ትደሊ ውላድውን ግድንዩ እንድሕር ኾነ አሜን እዩ ዝበሃል 🙏
@HchfhHdjf
@HchfhHdjf Ай бұрын
kademeyti baeley😅
@SemiraMehamed-u7g
@SemiraMehamed-u7g Ай бұрын
yelekuluy yebelkay dika defar😂😂
@user-cz8nx1ux7o
@user-cz8nx1ux7o Ай бұрын
እዋይ ሓወይ😢😢😢😂❤❤❤❤❤❤
@user-sk2sx8iu5r
@user-sk2sx8iu5r Ай бұрын
ዋይ እንታይ ኾይኑ እዩ ደንግፁ ዋይ❤❤❤
@netsanethadush9850
@netsanethadush9850 19 күн бұрын
ለይጋነ ያ😂😂
@Natanem-hj2mf
@Natanem-hj2mf Ай бұрын
Way temesgen ya😂
@user-lx9jq6ir2o
@user-lx9jq6ir2o 29 күн бұрын
ተመስገን ያ😂😂😂❤❤❤❤
@Meseret-zc3dt
@Meseret-zc3dt Ай бұрын
yen mar😂😂😂❤
@Slamh-qv4gm
@Slamh-qv4gm Ай бұрын
ወይ ኣታ ኣብ ክንዲ ዕልል ተመሰገን ከምዚ ትብል ደሰታ ኣይኮነን ኣይባሃልን’ዩ ነውሪ እዩ😢❤
@user-vt6jw7jw3g
@user-vt6jw7jw3g Ай бұрын
ኣይ ኣጉል ፃድቅ
@arddgtyhu
@arddgtyhu Ай бұрын
ጥንስ ሓስብካ ዝመፅ የኾነይ ጆት ኣይትጋገ😢 ዘስሐቀኒ ነገር ደማ የትጠቀምኽይ ድኺ መዳሓኒት ያ😂
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ
@user-do9fx9pl9b
@user-do9fx9pl9b Ай бұрын
ይገርም እዩ ኮ በቲ መዳሓንት ታይ ከምዝፍጠርከ ይፈልጥዎ ድዮም ገረምቲ ናማን ካምኮነከ ከ ካምኡ ዶ ይባሃል እዩ ውህብቶ አምላክ አይኮነን ድዩ😮
@tsegahaylu2580
@tsegahaylu2580 Ай бұрын
😂😂😂
@HgFv-iv9xe
@HgFv-iv9xe Ай бұрын
ኣይትሰብድ ሓወይ ንሚጣ ሓዋ እዩ ዝኾና❤❤
@user-sm8bl7lb9f
@user-sm8bl7lb9f Ай бұрын
ደስ ክትብል❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@galtigrayhalal5170
@galtigrayhalal5170 Ай бұрын
10k ንምልእያ ተጋሩዋይ❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ
@galtigrayhalal5170
@galtigrayhalal5170 Ай бұрын
@@tsegatsega238 ሳብስኪራይብ እለኪ ኣለኩ ማዓረይ
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 28 күн бұрын
ንብዓልና ተይዓበናይስ ያ ማርያምን ዝተሓዋሰለ ስምዒት ተሰሚዑኒ ተናዲደለ ለለ ኣሕዚኑኒ😢😂ወይ በስመአብ ብቻ ጋሻ እየ ደስ ኢኹም ትብሉ እና ብንእሱካ ምላድ ትዕድልቲ እዩ እዙይ ዘይረከብና ብሰንኺ ስደት ኣለና ውላድ ላሃረፍና ....ብቻ ተዝኾን ነይሩ እውን ተመስገን ኢካ ትብል ነይርካ ውህበት ኣምላክ ስለ ዝኾነ ብቲ ሓደ ወገኑ እውን እዙ ኑሮ ዓድና ሓቅኻ ኢካ ብቻ ፍቅርታት ኢኹም❤
@user-vf4zd5lu7p
@user-vf4zd5lu7p Ай бұрын
ካመይ ድያ ዛሓዳር ናሓሰብካ ድዩ ልጥነስ😮😮😅😅😅
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Ай бұрын
ደምርኒ ፅጋበይ🤲
@merilave
@merilave Ай бұрын
ለይጋነ ያ😂😂😂
@hzdhdhjddj7246
@hzdhdhjddj7246 Ай бұрын
ኩሎም ኣወዳት ግን ማዕረ አዬም😂😂
@user-sd8bw7jx7u
@user-sd8bw7jx7u 24 күн бұрын
ለይጋነ😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤
@hdhud9018
@hdhud9018 Ай бұрын
ማአረይ አሕዝንኒ ❤❤🤣🤣🤣
@user-ln7eb9kq6o
@user-ln7eb9kq6o Ай бұрын
ዉልድ ህያብ እዩ ዝሓወይ ከምኡ ትብላ የብልካን ዝሓወይ ብዝኮነ ደስስ ትብሉ ፍቅርኩም የብዘሐዮ❤❤❤❤❤
@user-vt6jw7jw3g
@user-vt6jw7jw3g Ай бұрын
ኑሮ አዩ መዓረይ መንአሰይ ኣንፀርፂሩ አኒኦ
@user-kx8of7cd7n
@user-kx8of7cd7n 9 күн бұрын
❤❤❤❤ከምዚ ኣይብሃልን ኢዚሓወይ😢
@AdGg-jd3kp
@AdGg-jd3kp 29 күн бұрын
ገርሚ😊
@Senaytdesta2727
@Senaytdesta2727 Ай бұрын
😂😂😂😂jotiway tay konika eka
@user-xq1nw6qk7x
@user-xq1nw6qk7x Күн бұрын
Nkulukum halyu eyu kdekmo kelo hseblu mkrtey❤
@user-yb9fv7xy6l
@user-yb9fv7xy6l Ай бұрын
በኻዪ ለባ በኻዪ እዋይ ግርም ዝብለኒ ነገር ምግባር ዘይገድፉስ ምስ ጠነስካ ገፍገፍ ዋይ 😊❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 28 күн бұрын
ደምርኒ ተገድሰኪ❤❤
@user-wz9me5qs2j
@user-wz9me5qs2j Ай бұрын
ኣነስ ለይሓልፈለይ ክንደይ ተጋሩሲ ፈለማ ክሪኦም ከለኹ ኤሪ ይመስሉኒ ኮሜንት እንጀራ እዝጊ ብልዑ 😊
@Senaytdesta2727
@Senaytdesta2727 Ай бұрын
Teurgni yebeley😂😂😂
@efbv5178
@efbv5178 Ай бұрын
ታኣዮ ብዙ ዕድመና ደጋጊሙዎ ኣቦ ጎይታናይ ኣኪሉስ
@netsanetalem2975
@netsanetalem2975 Ай бұрын
😂😂😂
@AbiGaltigray-ce3yt
@AbiGaltigray-ce3yt Ай бұрын
ምቁራተይ😘💛❤👏
@rahalgaltsmrahalgaltsm8490
@rahalgaltsmrahalgaltsm8490 Ай бұрын
ኣይ ጆቲ ንምንታይ ኢካ ገን ደንጊፅካ ብቆልዓካ ዝወለድካዮ ዉንድን ብንግሆካ ዝሰርሒካዮ ሰራሕን እናሐደረ የሕጉሰካ ዝበሃል ምሰላ ኣሎ እና ክትዳናገፅ ኣይነበረካን ዉለዱ ብዝዙ ተባዝሑ ደሞ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም❤❤❤
@AdGg-jd3kp
@AdGg-jd3kp 29 күн бұрын
ብሓቂ😢
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d Ай бұрын
ልቃሕካ ምለስ ጆቲ
@yyghhu9146
@yyghhu9146 Ай бұрын
ብሓቂ ውላድ ኣይፅልኢ ግን ሕዝካ እዩ ብሓቂ ብእውነት❤❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምረኒ ማዓረይ
Mama vs Son vs Daddy 😭🤣
00:13
DADDYSON SHOW
Рет қаралды 45 МЛН
Finger Heart - Fancy Refill (Inside Out Animation)
00:30
FASH
Рет қаралды 27 МЛН
ጉድ ጌራትኒ 😷😷😁😁😁😁
11:25
JOte Rozi 👫
Рет қаралды 12 М.