"ቁልጡፍ ምትዕርራይ የድልየና 'ሎ!" ኣብ እዋናዊ ኩነታት ትግራይ ቃለ መሕትት ምስ ዳኒኤል ነጋሽ

  Рет қаралды 23,848

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

Well Come To Berakhe Show KZbin Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZbin Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Yoseph_Gebrehiwot
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
#Eritrean_Poletics
#Yoseif_Gebrehiwot_Jossi
#Yosei_,Studio
#Twmesgen_Tewelde
#ተመኣገን_ተወልደ
#ቃለ_መሕትት_ተመስገን_ተወልደ
#Interview_With_Temeage_Tewelde
#Interview_With_Eritrean,Artist_Temesgen_Tewelde
#Abrha_Teklu_
#Interview_With,Abrha_Teklu
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ኣብርሃ_ተኽሉ
#መምህር_ኣብርሃ _ተኽሉ
#Shewit_Bitew
#ሸዊት_ቢተው
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ተጋዳላይ_ሸዊት_ቢተው
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ኣሉላ ሰሎሞን
#Alula_Solomon
#Interview_With_Alula_Solomon
#ዶክተር_ሙዑዝ_ግደይ
#Dr_MuUz_Gidey
#ዳንኤል_ነጋሽ
#Daniel_Negash

Пікірлер: 104
@AG-py4xd
@AG-py4xd Ай бұрын
Love and respect Dani Tigraway ❤❤❤❤❤
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe Ай бұрын
ብቁዕ ሓሳብ 👍👍👍
@AG-py4xd
@AG-py4xd Ай бұрын
Welcome Medi & Dani❤❤❤
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 29 күн бұрын
መድሂን ዳንኤል ብጣዕሚ ንፉዕ ይመስል ኣሎ:: ከይዱ ከይዱ ግና ትግራይ ንኹሉ ማሕበረሰብ ዝጥርንፍ ሓደ ሲቪላዊ መንግስትን ጠንካራ ፓርትታትን ከምኡ እውን ብትኽክል ግብራዊ ዝኸውን እንተኾይኑ ናይ ማንም ፓርቲ ውግንና ዘይብሉ ህዝባዊ ሠርዊትን የድልያ ኣሎ:: ብፍላይ እቲ ሠራዊት ዕላምኡ ኣነፂሩ ምስ ምሁራንን ዲያስፖራ ትግራይን እንተተቐራሪቡ ምስራሕ እንተጀሚሩ ከቢድ ስግኣት ህዝቢ ትግራይ ካብ ዝባኑ ክቕንጠጥ እዩ; ድሕሪ መኸተ ተዘሪጉ ዘሎ ሓድነት ህዝብና ድማ ተመሊሱ ክጥጥዕንን ምስቲ ሠራዊትን ኩሎም ፓርትታትን ክተሓባበር ግድን ክኸውን እዩ::
@WoldeM-jf9yc
@WoldeM-jf9yc Ай бұрын
Wise and smart interview
@haileseged1124
@haileseged1124 Ай бұрын
ዳኒ ልባም ሰብ ምኽኒያታዊ ኢካ ብሐቂ
@naodasmerom4900
@naodasmerom4900 Ай бұрын
TPLF is loser The time which is lost is lost forever
@user-cu4sh1ov5u
@user-cu4sh1ov5u Ай бұрын
መን እሞ ሰማዒ ዳኒ።
@user-iz5ws3tz3t
@user-iz5ws3tz3t Ай бұрын
መራሕቲ ህዋሕት ማለት እቶም ለያቡ ፣ ዓልየት ፣ ኸባቢን ጥቅምን ዝሓስቡ ናይኒ አለምን ፣ መንጀሪኖን ፣ ደብረፅዬን ፣ ጌታቸው አስፋን እዚኦም እናሃለዩ ፍትሕን ፣ ርትዕን ናፅነትን የለን
@surafielnegash6380
@surafielnegash6380 Ай бұрын
ዋውእድምን ጥዕናን ይሃቭካ ዳኔኤል ነጋሽ
@alemtsehayberhe2515
@alemtsehayberhe2515 29 күн бұрын
ዳኒ እንኻእ ብዳሀን መፃኻ ብጣእሚ ዝገርም ነገር ግን አቢ አህመድስ ካብአቶም በሊፁ ምርካቡስ ብጣእሚ መህፈሪ እዩ ልስልጣን ኢሎምስ ከምዚ ክውርዱ ሀደ ፁብቅ ዝከበሮ ደብረፂዮን አይደልይ ማለቱ ጥራህ እዩ። ናይ ትግራይ ህዚቢ ላፕ ዘኹላ መከራን ሀሰራን በሰንኪ ደብረፅዮን በፂህናስ ደጊሙ ስልጣን ምድላዩ ናይ ጢእና አይመስለኒ።
@697ffiffgg
@697ffiffgg 29 күн бұрын
❤❤❤ danu very great men
@f.hailefessuh5691
@f.hailefessuh5691 Ай бұрын
ሰላም ብራኽ ሾው: ኣስተያየት የግል❣ኢውነት የጋራ‼️ ኩሉ ግዜ ግን ንምንታይ ብዛዕባ ሐንት ውድብ ጥራሕ?ዛ'ሕዝብ አይ'ተረስዑ ባ!💚💛❤!!!
@genigebre2752
@genigebre2752 29 күн бұрын
ንፍዕቲ መድህን ሓፍተይ ቀፅሉሉ🥰
@mekelleshikor2368
@mekelleshikor2368 Ай бұрын
ን50 ዓመት ብዘይካ ሞትን ችግርን መከራን እንታይ ረኺብና We need change::
@user-ed4xp3gs3q
@user-ed4xp3gs3q 29 күн бұрын
Change!!!
@ST-ru1fz
@ST-ru1fz Ай бұрын
Tigray Elites are busy talking on Medhin show --- they think the world is at rest and only Tigray is moving --- no no- Tigray is at negative sleep while the train in the world is pacing at speed of light. Tigray people should stop talking and accept reality and the truth. Go help your own poor people, busy yourself working.... go farming and focus on water reservation --- WAR, politics never worked for Tigray and will never work. Give it up people, Accept reality --- work for peace with your neighbors and stop all the nonsensical bragging
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 17 күн бұрын
ኮም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ሓሳባት ዝውንኑ ተባዓት ዜጋታት እናቅረብኪ ሕሉፍ ን ዘሎን መጻኢን ዕድላት ክመዝን ናብ ኩሉ ብምቅራብ ሓበራዊ ፍታሕን ኣራዳዳኣን ክህሉ ኩሉ ትግራዋይ ዓይኑ ክኸፍት ንእትገብርዮ ፃዕሪ ኣድናቆተይ ልዑል እዩ።🫶🌿🌹👍
@frewhailu5229
@frewhailu5229 Ай бұрын
Slm slm Berake show
@ABEL1095
@ABEL1095 Ай бұрын
ብራከ ሾው ን ትግራዋይነት ኣትሒቱ ን ዓልየት ምጽናት ኤርትራዊያን ኣብ ትግራይ ብ ገንዘብ ተዓሲቡ ክሸፋፈን ዝሰርሕ ብ ኤርትራዊያን ዝምወል ሚድያ
@user-ed4xp3gs3q
@user-ed4xp3gs3q 29 күн бұрын
That's the truth
@GebrehiwotNigussie-yi8zx
@GebrehiwotNigussie-yi8zx 27 күн бұрын
እዋናዊ ሓሳብን ሪኢቶን እዩ። ሰማዕን ተቀባልን እንተረኺቡ
@user-zc3of8fl4j
@user-zc3of8fl4j 28 күн бұрын
እንቋዕ ዳሓን መጻኻ፡ ዳኒኤል ንጋሽ፡ ናይ ባሓቂ ለባምን ብስነ ፍልጠት ዝተሰነየ ሓሳብካ፡ ኣነ ከም ኤርትራዊት ድላይት ፍትሒ ኣድንቆተይ እገልጸልካ። ቀጽሎ፡ ቀዳምነት ውድብ ዘይኮነስ ህዝቢ ኢዩ። ህውሓትን፡ ህዝባዊ ግንባርን፡ ውድቦም እንተ ዘይኮነ ህዝቢ እንተጠፍአ ኣይግድሰሙን ኢዩ። ኣነ ከም ዝመስለኒ፡ ደብረጼን ንውድቡን ስልጣኑን ክብል ምስ ቀታሊኹም ኢሳያስ ክፋቀር ድሕር ኣይክብልን ኢዩ። This is the right time for Regime Change. for Eritreans & Tgrayns. Let's Go!
@Zenebe-f7o
@Zenebe-f7o 16 күн бұрын
ህ ወ ሓ ትን ኣባላት ህወ ሓ ትነ ብኣግባቡን ብዲሞክራሲያውን ብረብሓ ህዝቢ ትግራይ ተዓቂኑ ምይይጥን ውሳነን ይጠልብ።
@misgem9265
@misgem9265 28 күн бұрын
He is a real politician .
@AG-py4xd
@AG-py4xd Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@mtyohannes
@mtyohannes Ай бұрын
Great Analysis🙏Thank you
@frewhailu5229
@frewhailu5229 Ай бұрын
I missed My Humera adey
@user-ed4xp3gs3q
@user-ed4xp3gs3q 29 күн бұрын
ሑመራ ናይ ትግራይ ምዃኑ ርግፀኛ የኾንኹይ።
@frewhailu5229
@frewhailu5229 29 күн бұрын
Emo naymenya?
@grseshireee-ek6hc
@grseshireee-ek6hc 29 күн бұрын
@@user-ed4xp3gs3q ni darfur
@user-gf8nm5ln9n
@user-gf8nm5ln9n 29 күн бұрын
ሰራዊት ትግራይ ውግንናኡ ንህዝብን ንዓድን ጥራሕ ኢዚ ክብል ከልኹ ገበነኛታት ኣብ ምቁጹጻር ሕጊ ኣብ ምኽባር ምትካር ኢምበር ናይ ፖሎትካ ጉዳይ ንዑኣኡ ዝጥምት ነገር ኣይኮነን
@fidleytube
@fidleytube 29 күн бұрын
ግዜዎ ምምሕዳር ማለት ትግራይ ንክመርሕ ዝተዋሃቦ ሓላፍነት ደይኮነይ ንምንታይ እዮም እሞ ናደብረፆይን ቡድን ዝርብሹ ዘለዎ ግን ኺዚ እኮ ናህዝቢ ስንፍና እዩ እየ ዝብል አብይ ክቀትለና ሓጥያት ህዋሓት ክቀትሉና ፃድቅ እዩ ማለት ድዩ😢
@desta-fj5qk
@desta-fj5qk Ай бұрын
በትግራይ ክልላዊ ግዛት በስፊዉ ብትስሪበት ጥሩ ነዉ
@ghiwotgslassie3797
@ghiwotgslassie3797 28 күн бұрын
''ጠንባሽ ዕላማ'' ፈትየያ እየ ዳኒ!!!
@Shiferaw-m1
@Shiferaw-m1 29 күн бұрын
ናይ ዚ ሚድያ እዚ ብድሕሪት ኮይኖም ዝመርሕዎ አካላት ዓላማ ጥርናፈ ሕዝቢ በቲንካ ጀጋኑና አማራሲሕኻ ንጸላኢ ጥጡሕ ባይታ ምፍጣር እዩ።
@genigebre2752
@genigebre2752 29 күн бұрын
ሰለምንታይ እዩ ግዝኣት ትግራይ ተይተመለሰ ሰራዊት ዝብተንሎ
@Shiferaw-m1
@Shiferaw-m1 29 күн бұрын
እቶም አጋይሽኪ ውድብ ክትፈርሰ አለዋ ዝብሉ ከምእውን ነቲ መኸተ ብጀግንነት ዝመርሑ ከይተረፈ ዘማራስሑ ፣ታሪኽን ቃልሰን ሕዝቢ ትግራይ ዝኹንኑ፣ ን ጸላኢ ከምዚ ግበር እናበሉ ዝመኸሩን ምሰ ጸላኢ ተጸጊዖም ንሕዝብና ዘፈራርሑ እዮም። ናትኪ ድልየት እውን ንሱ እዩ።
@Eskra2000
@Eskra2000 Ай бұрын
tdf ሕጂ ወሳኒ ተራ ክጻወት ኣለዎ ከመይሲ ተልእኾኡ ንህዝቢ ኣያ, ጽላል ሙዃን እዩ, ነቶም ጸግዒ ህዝቢ ትግራይ ዝኾኑ ሓለፍቲ ድማ ካብ ዝኾነ ሽርሕን ተጻባኣይ ናይ ውሽጥን ክከላኸለሎም ኣለዎ።
@tdf-ng2bj
@tdf-ng2bj 29 күн бұрын
ሰብ ዝቕልድ ተስፋ ክቖርፅ ከሎ እዩ። መኺሩ ምስማዕ እንተኣብይዎ ሕርቃኑ ንምሽፋን እዩ።
@YibrahGebreMedhin-ll8sy
@YibrahGebreMedhin-ll8sy Ай бұрын
መድህን ብግምት መፍትሒኡ ምረጫ ክካይድ ይግባእ እምበር ኢናተባላላዕና ክነብር ኣይግባእን
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 29 күн бұрын
ኣታ ክቡር ሓወይ እዚ ህዝቢ እዚ እኮ መጥፊኡን መድሓኒቱን ኣይፈልጥን እዩ ዘሎ ሕወሓት እዚ ጒሒላ ድማ ብደምን ብብረትን እምበር ብሰላምን ብፍትሕን ኣይወርድን እዩ።
@kahsuberhanugebreslasie7299
@kahsuberhanugebreslasie7299 26 күн бұрын
ንኣካፋ ኣካፋ ዘይንብል እዚ ዘይጠቅም እዩ 1:18:30
@Ortho_1_Christ
@Ortho_1_Christ Ай бұрын
Tegaru when it comes to ideas you are good, but practically zero. Don't use genocide as a scapegoat for your failures. Put that aside, look at what is going on right now among Tegaru elites who are trying to act like war lords and take control of each mining place within Tigray and embezzling Tigrayan national resources. Who did that Abiy or Isayas? Wake up to reality and face the enemy from within then you can accuse either Abiy or Isayas for genocide.
@First-Eri
@First-Eri 29 күн бұрын
ኣቢ ዝጻወቶ ዘሎ Game ውሕሉል ጸወታ እዩ። ነቲ ኣብ ህዝቢ ታዓቢኡ ዝቃለስ ዝነበረ ስርዓት ካብ ህዝቢ ፈላሊካ ተዳክሞ ዝኮነ ግጭት ተኣጋጢሙ ህዝቢ ስለዘይሳተፎ ቀልጢፍካ ተዳክሞ እያ ውጡኑ። ነቲ ህዝቢ ዳጋማይ ከይተጥፍእዎ ልቢ ግበሩ። ልዕሊ ኩሉ ምስ ኤርትራ ሰላም ግበሩ። ወዳሓንኩም
@solomonguish7775
@solomonguish7775 Ай бұрын
ንህና ተጋሩ ካብ ፖለቲካ ነጻ ዝወጸኧ አብይ ኮሚኒቲ የድለየና እዩ አዉሽጢ አዲን አወጸኢ ብፈለጣት ተጋሩ ዝምራህ ብመንነቱ ዘይደራደር የድሌና እዩ
@ata4737
@ata4737 29 күн бұрын
ኣየ መድህን ቀጺሉ ደኣ ፀሃየ መረሳ ኣምፂእኺ ሳይንሳዊ ትንተና ተስምዕና ትኾኒ ደኣ'ምበር ናይ ዳንኤልስ ሕኸያ ድዩ ትንተና ኣይተረደኣንን።
@hundesahundesa2479
@hundesahundesa2479 29 күн бұрын
በጃኹም ድንግርግር ኢሉኒ ስለ ዘሎ አረድኡኒ። አነ ናይ ደብሪጽ interview ክሰምዖ ጸኒሐ። 1. ደብሪጽ ክብል ከም ዝሰማዕኽዋ እንተ ኾይኑ "ንምርጫ ቦርድ ዝቐረበ ሕቶ ከምቲ ጌታቸው ዝበሎ አይኮነን። ሕወሐት በቲ ሐድሽ ሕጊ ከም ሐድሽ ፖርቲ ንኽትምዝገብ አይሐተትናን። እዚ ጌጋ ሐበሬታ እዩ። ነቲ ሕቶ ዘቕረብና እቶም አርባዕተ ስራሕ ፈጻሚ ኢና። ን ጌቾ እውን ሓምሻይና ስራሕ ፈጻሚ ስለ ዝኸነ እቲ ናይ ሕቶ ፎርም ፈሪሙ ንክልእኾ ሊኢኽናሉ ኢና። ጌቾ ግን ዝለአኾ አይመስለንን። ማእኸላይ ኮሚቴ ዘይሐተተሉ ምኽንያት ምርጫ ቦርድ እቲ ሕቶ ብስራሕ አፈጻሚ ክሕተት ኢና ንደሊ ስለ ዝበሉና እዩ። ከም ሐድሽ መዝግቡና ኢልካ ንምርጫ ቦርድ ምሕታት ማለት ናይ ሕወሐትን ህዝቢ ትግራይን ናይ 50 ታሪኽ ምድምሳስ ማለት እዩ። ከምኡ እውን ብ TDF ብ ህዝቢ ትግራይ አንጻር ጆኖሳይድ ዝተገብረ መሪር ቃልሲ ታሪኽ ምድምሳስ እዩ። ብዙሕ መዘዝ ዘለዋ ከም ሙኻኑ ስለ ንፈልጥ ሕወሐት ናብቲ ናይ ቀደም ዝተሰረዘ ንቡር አፍልጦአ ኽዋሀባ ኢና ሐቲትና። እንተኾነ ግን ምርጫ ቦርድ ነቲ ሑቶና ዕሽሽ ብምባል በቲ ዝተመሐየሸ ሕጊ ከም ሐድሽ ፓርቲ መዝጊብናኩም አለና ዝብል መልሲ እዩ ሂቡና። ንሕና ድማ “ዝሐተትናዮ ካልእ”እስኹም "መዝጊብናኩም ትብሉና ዘለኹም ብኻልእ" እዚ ስለ ዝኾነ ምዝገባኹም አይንቕበሎን ኢና መልሲ ሂብናዮም ኢና እዩ ዝብል። ደብሪጽ ብዝበለ ጥራሕ ዘይኮነስ "እቲ ምርጫ ቦርድ እውን ባዕሉ ሕወሐት ናብቲ ዝተሰረዘ ንቡር አፍልጦ ኽዋሀባ ከም ዝሐተተት እዩ ብንጹር ገሊጽዋ ዘሎ። 2. ብወገን ጌቾ ድማ እቲ ምኽንያት ጥራሕ እዩ ዝፈላለ ማለት "ብዘይ ማእኸላይ ኮሚቴ አፍልጦ እዩ ተሐቲቱ" " አነ አይተሐተትኩን ዝፈረምክዋ ዝላአኽክዋ ወረቐት እውን የለን" "ብዘይፈልጦም ሰባት ሕወሐት በቲ ሐድሽ ሕጊ ንኽትምዝገብ እዩ ተሐቲቱ ዘሎ" ድሕሪ ምባሉ ብ ምርጫ ቦርድ ዝዋሀብ ውሳነ ከም ዘይቅበሎ እዩ ገሊጹ ዘሎ። ብሕጽር ዝበለ ቋንቋ ደብሪጽ ይኹን ጌቾ ነቲ ብምርጫ ቦርድ ዝተዋህበ ውሳነ ከምዘይ ቅበልዋ አፍሊጦም አለው። መድህን - አብ ሕቶአ ነቲ ብባዓል ደብሪጽ ዝቐረበ ሕቶ "ሕወሐት በቲ ሐድሽ ሕጊ ከም ሐድሽ ፓርቲ ንኽትምዝገብ ከም ዝሐተቱ ገይራ እያ ተቕርቦ ዘላ " ዳኒ - አብ መልሱ አብ ስልጣን ንኽጸንሑ ኽብሉ ነቲ ብባዓል ደብሪጽ ዝቐረበ ሕቶ “ሕወሐት በቲ ሐድሽ ሕጊ ከም ሐድሽ ፓርቲ ንኽትምዝገብ ከም ዝሐተቱ ገይሩ እዩ ዘቕርቦ ዘሎ” ድንግርግር ዝበለ ዘረባታት ኾይኑ ተሰሚዑኒ እሞ እስከ ብንጹር ተረዲኡኩም ዘሎ ወይ ድማ ጹጹይ ሐበሬታ ዘለኩም አሕዋት አረዱኡና።
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 Ай бұрын
❤❤❤መንግስትኻ ከተፍርስ ኢልካዶ ናብ ፕሪቶርያ ትኸይድ ኢኻ?? ጌታቸው አብ ፕሪቶርያ ክፍርም እንከሎ ተረጋጊኡ እይኮነን ፈሪሙ!! I think ጌታቸው ብናይ ዛዲግ አብርሃ ዝቀንኤ ኮይኑ ይስመዓኒ!!❤❤❤
@user-ed4xp3gs3q
@user-ed4xp3gs3q 29 күн бұрын
Resah....kemeu tezeykewun neyru dea etom tkorealom eni Debretsion hezi b hiwet aymineberun....Abiy ewun afirisinaya ena endema beluluy tsibuq neyru.
@mulualemnirae8324
@mulualemnirae8324 Ай бұрын
Humera daboy Negash Des zeble betsebe neyru zegrmni Abe geza betsebe muleu somnawi gemgame men entay serhu zegodlo entay nehagzo tebahilu yezte neyru kotas ete geza SYMBOL OF LOVELY FAMILY Neyru fetare ete geza eti kemlsekkum yemne.
@amanuelberhane2068
@amanuelberhane2068 Ай бұрын
አነ ዘይርድኣኒ አብ ሓደ ሓቋፊ ሰነድን ፓርትን ውሽጢ እንከለካ አማራፂ መንገዲ ብምርኣይን ብምቅራብን ተማጊትካ ምእማን ዘይከአለ አተሓሳስባ ዝሓዘ ጉጅለ አብናይ ፓርቲ ብዙሕነት ተስፋ አለዎ ኢልካ ምሕሳብ የዋህነት እዩ።
@Shiferaw-m1
@Shiferaw-m1 29 күн бұрын
ስምእዎ ቲዲኤፍ ክፈርስ ድልዮቱ ክሳዕ ክንደይ ምኻኑ። ትግራይ ሃገር ክትከውን አይትኽእልን ዝመስል ርእይቶ የስመዐና አሎ።
@Natman-rp1lj
@Natman-rp1lj 23 күн бұрын
እሞ የለን ትግራይ ብምሁራን ተጋሩ እንበር ብዞም ለባቡ ደቅ ስብሓት አይትምራሕን😂
@grseshireee-ek6hc
@grseshireee-ek6hc 29 күн бұрын
Happy birth day debrestion party for 1st year anniversary enda sdwa sheftu jonociders of tigray
@mogosberhane9026
@mogosberhane9026 29 күн бұрын
ዘመልካዓልካ ዝነበረ ክዳን ዝልኣለም ኣይትግብሮን ኢኻ:: ምስ ኣረገ ደርቢኻ ሓድሽ ካብኡ ንላዕሊ ዘመልካዓልካን ዘሙቖካን ዝምቻኣካን ኢኻ ትገብር:: እዚ ሎጂክ እዩ ዘልኣለም ዝባሃል የለን:: ካብ ነዊሕ ዝበስበበን ውህሉል ድኽመት ዘለዎ ቅደም ዝሞተ ውድብ እዩ:: ተጋሩ ሓንቲ ዘላቶ ዕድል መንግስቲ ትግራይ ብመስዋእቲ ወያኑ ዝመጸ : መንግስቲ እዩ:: እዚ እንተ ተሃስዩ ዕድል ህዝቢ ትግራይ ዳግማይ ኣብ ከቢድ ክሳራ ክኣቱ እዩ:: ንትግራይ ክሳብ ሕጂ ዓውዲ ኩናት ጌሩ ሃስዩዋ:: ኣደራዕ ኣብ ሽዋን ኢተዮጵያ ዝገበር ኣብ ትግራይን ቅብ ህዝቢ ትግራይን ተፈድዩ ትኸፊሉ;; ኣብምንትምንታይ:????? ዓሳክር ጀነራላት ቅልፅም እንበር ሓንጎል የብሎምን:: ኣብሽዋ ጮማን ሃብቲ እናደለቡ ድኻ ሓፋሽ ህዝቢ ግን ደቁን መንእሰያቱን ህወቱ ይሕለብ ስለምንታይ????? ህዋሓት ኣብ ትግራይ! ህግደፍ ኣብ ኤሪትራ ክሳብ ዘሎ ዘበት!!!!! ል ምዓት ዘበት ሰላም!!!!! ተጋሩ ሕጂ እዩ ዕድልኩም ዝያዳ ሓለፋ ኤሪትራውያ ኣለኩም! ኣብ ኤሪትራ ጌና እዩ ሱሩ ድልዱልዩ ዘሎ: ሕደ ካብኡ ህላወ ህዋሓትዩ! ትግራይ እንተተዓርያ ኤሪትራ! ኤሪትራ እንተተዓርያ ትግራይ!! ዝያዳ መአረምታን ምብራህን ከልግስ ኣለዎ !!!!! መንግስቲ ትግራይ ብውዱዕ ኩነታት ዝተፈጥረ እንበር ብድልየት ህዋሓት ወይ ብድለየት ካልእ ዝመጸ ኣይኮነን:: ሕድሽ ሓደገኛ ኩነታት መጺኡ! ህዋሓት ተሳዒሩ: TDF ሓመድ ሊሒሱ ዝተላዕለ ህዝባዊ ማዕበል ተፈጢሩ: ተዓዊቱ መንግስቱ ኣደልዲሉ ክሳብ ንይ ፒሪቶርያ ተደራዳሪ ኮይኑ:: ሕጂ ንዝወደቐ ህዋሓት ምምጻእ ነዚ ምዕናው እዩ:: ህዋሓት ካብ ስልጣን ናይ መንግስቲ ይውጻእ! ህላውኡ ናቱ ጉዳይ እዩ::
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 29 күн бұрын
ብሱሩ ሕወሓት ዝበሃል ናይ ውርደትናን ናይ ሞትናን መራሒ ካብ ታሪኽ ትግራይ ተቦቊሱ ክጠፍእ እኔዎ።
@grseshireee-ek6hc
@grseshireee-ek6hc 29 күн бұрын
Dek iraya maichew ziblu abzi comment agachew like
@tesfayljalem3802
@tesfayljalem3802 Ай бұрын
haki ezi eyu dani yeknyelna zhawey
@aregaiw
@aregaiw Ай бұрын
ርኢቶ ለኒ፣ እዛ እዋን ወሳኒት ያ ሞ ብህፁፅ፣. 1.ካብ ዝተፈላለዩ ወከልቲ ክፋል ሕ/ሰብ ትግራይ ግብረ ሓይሊ ምጥያሽ 2. ኩሎም አባላት ማ/ቴ ህወሓት ምእጋድ 3. ግምት ንግዚኡ 4.ህወሓት ብህፁፅ ጉባኤ አካይዱ ሓደሽቲ አመራርሓ ክመርፅ ምግባር 5.ግምት ከም ሓዱሽ ምጥያሽ- ኩሎም ፖለቲካ ውድባትን ካልአት ክፋል ሕ/ሰብን ዝሳተፍሉ መንግስቲ። ኩለ
@Shiferaw-m1
@Shiferaw-m1 29 күн бұрын
ን ምኻኑ እቶም አጋይሽኪ እቲ ሽግር ሓደ ግዜ አብቲ አመራርሓ እዩ ይብሉ ካሊእ ግዜ ካዓ አብቲ ውድብ እዩ ይብሉ እለው። ውድብ መስመር፣ ዓላማ ፣ ሕዝቢ ዝዓሰሎ ምንቅስቃስ ወዘተ ማለት ዶ አይኮን ? ውድብ አመራርሑ ከስተኻኽል አለዎ ድዩ ክባሃል ዘለዎ ወይስ ከምቶም ጸላእቲ ሕዝቢ ከምሕዝቢ ንከተሸንፍ ጥርናፍኡ ወይካዓ ውድቡ ምፍራስ እዩ?
@arsemayesaba2531
@arsemayesaba2531 29 күн бұрын
አይ መድህን ታሪክ ህዝብ ትግራይ ንከተጥፍኢ ፀላእቲ ሕውሀት ኩልጊዜ ተቅርቢ ይገርመኒ
@filmonteferi4760
@filmonteferi4760 Ай бұрын
መድእን የሚገርመኝ ናፍቆት ሁመራ ለዚ ሰው ጠየቅሺው እኛ የወልቃይት ባላበቶች ትግሬ ካፈናቀለን ግዜ ከ 72 ጀምሮ በሰልጣን በመታገዝ ከ 1984 በሀላ ጀምሮ በኢትዮጵያ ህግ ባልታወቀ በህገ መንግስት በጉልበት ዐማራ ክልል እያለ ወደ ትግሬ ክልል ሲጠቃላል የተፈናቀልን በግድ ትግሬ ተብለን በግዛት በመፈናቀል በመገደል በመሠወረ ተቆጥሮ የማይ አልቅ ግፍ ሲወርድብን የት ነበርሻ አንድ ትግሬ ዐማራ እየገፋነው ነው ያለ ትግሬ የለም ።አሁን ከትግሬ ወጥቶ የሠፈረ የዘረፈ ትግሬ ናፍቆት ብለሽ ሰትጠይቂ ገረመኝ ።ሰሚ ከናንተጋ መቸም አናንቀላፋም
@biniamgmichael-rh4bf
@biniamgmichael-rh4bf Ай бұрын
አድጊ ወዲ አድጊ ትግራዋይ'በር ትግሬ ዝበሃል አይንፈልጦይ!!አብ መሬት ዘይተገበረ ብዕራይ ወሊዱ ዘረባ ደናቁር ደው አብሎሞ ኪድ ናብ በትካ😂😂
@haqitisier8947
@haqitisier8947 29 күн бұрын
እዞም ከባብን ዓልትን ዝብል ግዕዘይ ኮሜንቲ ትጽሕፉስ ንምዃኑ ኸ ተጋሩ ድኹም? ንህዝቢ ትግራይ ዝኸፋፍል ብህሎኹም ግዕዘይ ዩ ተኣረሙ። እቶም ትጸርፍዎም ዘለኹም ውልቀ ሰባት ዮም ምስኦም ድላይኩም ተባሀሀሉ ከባብን ዓሌትን ዝብል ግን ዓገብ ።
@tekkewaldo3447
@tekkewaldo3447 29 күн бұрын
❤❤❤❤💊💊💊💘💘🌹🌹🌹
@yontig
@yontig 29 күн бұрын
Guys debretsion is the fucking problem.
@user-pw9td3ew8g
@user-pw9td3ew8g Ай бұрын
ና ፕሪቶርያ ንመፍፃም ደብረፅዬን/አብይ/ጌታቸው /ተጠየቅቲ። እዬም :አብይ ንትግይ 100ፐርሰንት አይሕግዝን ምቅላ ስ ንሕዋህት ሕዝቢ ትግራይ TdF እስካእ ዝብተን አይትፀበዬ አብይ 24ሰአት ስሩሑ ናይ ሴራ ፓለቲካ እዬ ተጋሩ አብ እንይንይ ዘለው ካብ ትግራይ ይወገዱ።
@mulugeta481
@mulugeta481 29 күн бұрын
Red Sea kikiki
@genetbrhane7433
@genetbrhane7433 29 күн бұрын
Ane dani btaemi eye zftwo gin mis banda ntigray zchefechefa sebat slezrakwo hazine netom tesewan bustetue zresae koynue tesemueni
@gerzhertessema2856
@gerzhertessema2856 Ай бұрын
ብራኸ ሸው የቐንየልና ናትግራይ ሕዝቢ ኧብዝእዋን እዙይ ታይ የድሊ ። 1, ልተፈናቐለ ሕዝቢ ላብ መረበቱ ምምላስ ። 2, ናትግራይ መሬት ብፀላኢ ልተትሀዘ ምምላስ። 3 , ናመንግሥቲ ሠራህተኛ ፣ ጡረታ ፣ ናጦር ጉዳኧት ፣ ወጣት ችግር ምፍታህ ቕድሚ ኹሉ ምፍታህ የድሊ ። አይተ ዳንኤል ነጋሽ ልተናገሮ ኹሉ ኧብ መሬት ለይወድቕ እዩ ። አቱም ጀጋኑ ናጦር መራህቲ እቶም ልሥልጣኖም ክብሉ ናትግራይ ሥረ ልሸጡለዉ ልምንታይ ሱቕ ኢልኹም ትሪእዎም እናበልና ይግባኝ ልትግራይ ምሁራት አብ ችግር ልሎ ሕዝባዊ ናእቢ ። ካብ አሜሪካ
@redaegebremedhin
@redaegebremedhin Ай бұрын
እዚ ኩሉ ግዜ ኣእዳውክን ኣፍክን ናብ ሕውሓት ከተዋጣውጢ ዝነበርኪ፡እታይ ተረኺቡ ኢዩ ሕጂ ኣብ ናይ ፍርሒ ሕቶ ኣቲኺ?
@user-ed4xp3gs3q
@user-ed4xp3gs3q 29 күн бұрын
Gual Adwa endiya, tay maletka eyu?
@redaegebremedhin
@redaegebremedhin 28 күн бұрын
@@user-ed4xp3gs3qተኾነት ከ፡ ከም ጋዜጠኛ ናብ ህዝቢ ተቕርቦም ፕሮፖጋንዳ ንሕውሓት ዘናኣእስን እዚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኣቢን ኢሳያስን ዓንገቶም ከም ብዓል ኢማራት ኣሜሪካን ዘውረድዎ ፈተነ ጽንተትትን ብርሳ ሃብቲ ትግራይን ከይሓፈረት ንሕውሓት ተሓተትቲ ክትገብሮም ትጽዕርን ትሰብኽን ኢያ።ስለዚ ዓድዋ ትኹን ጅኒዕፍሪት ኣነ ከም ሓንቲ ትግራውይቲ ኢየ ኣብኣ ዘለኒ ትዕዝብቲ ዝገለጽኩ።
@user-kf5qh2ph1n
@user-kf5qh2ph1n Ай бұрын
ህዋሐት ሒዝካ ንምጽናትን ህዝብን አደዳ ጥምየት ስደት ምስ ጎራቤትካ ኤርትራትራውያ ደም ንምሣስን ኦሮማይ ንሚኣቲ ዓመታታ ህዝቦም በጀካ ምጽናት ጠቅላይ ግዝእት ናይ ኢትዩጵያ ክትከውንሲ አታሐሳስቢ ኢዩ። ከም ሂሮሺማን ናጋሳኪ ክትከውን ህውሐት ቦም ደርበሙላ መለስ ዝመራሒኦ ሕዝዋ ከምዘትዕራ ገይሮማ እዮም።😅😅😅😅😅😅😅😅😅
@Shiferaw-m1
@Shiferaw-m1 29 күн бұрын
አቲ መድህን ዝበሉኺ ሰበይቲ ንምኻኑ ብአኺ ሑሰትን ፈጠራን መን እዩ ብሐዱሽ ንመዝገብ ዝበለ ? ማ ዓዝ ኢኺ ሓለፍቲ ተቆጺሩ ብዝተዋሃቦም ስራሕ ዝግምግም ህዝቢ ከምዘሎ ዝርድአኪ?
@tbtmidia7397
@tbtmidia7397 29 күн бұрын
መድሂን ዓይነይ ምዝራብ ስለ ዝኻአለ ጥራሕ ልፈልጥ ዝመስሎ ወልቀሰብ አቕሪብኪ ! ዝተሓተቶ ገዲፉ አጀውጀው ።
@endlessefforts6015
@endlessefforts6015 26 күн бұрын
😂😂😂 ምዝራብ እንታይ ዩ, ፍልጠት ከ በጃኻ ??? ብዳኒን ብቅዓቱን ዝቀናእካ/ኪ ትመስል/ሊ !!
@YibrahGebreMedhin-ll8sy
@YibrahGebreMedhin-ll8sy Ай бұрын
ዳኒ ሓሰብካ ይብል ዘብል ኢዩ
@bahsavi271
@bahsavi271 Ай бұрын
Mexawedya Baዕlkn atiknA Wekaru
@mulugeta481
@mulugeta481 29 күн бұрын
What a crap what algeres agreement final and binding
@cantedu
@cantedu Ай бұрын
ኣብ ህንዲ ኣሂንሚሂን ናተበብኻ ረብሓ ህዝቢ ምውሓስ ምምላስ ርስቲ ካብ ምምላስ ምዕራብ ትግራይ ለብልጽ በለጸኛ ጉጅለ ትግራይ ላብ ዕንይኒ አእትዮዋ!
@user-ls8kt1fo9n
@user-ls8kt1fo9n Ай бұрын
ሓደ ከም iseyas afewerki ትግራይ የድልያ ኣሎ merahi
@teklitberhe8738
@teklitberhe8738 29 күн бұрын
Plausible arguments!
@teklekidane4821
@teklekidane4821 Ай бұрын
Hasot edme slezeyblu slezkone eyu ethasbwo tenkol zeysemrelku zelo
@michaelid9914
@michaelid9914 Ай бұрын
መድህን፡ ንሕውሓት ካብዚ ኣትዩዎ ዘሎ ቅልውላው ከመይ ጌርካ መውጽኦ ንረኽበሉ ዘይኮነ ክትብሊ ዘሎኪ፡ ድሕሪ ደጊም ንህውሓት ዝገንዙዎን ዝቐብርዎን ጥራይ ኣልሽሉ። RIP ህውሓት😫😥😢😫😥😢
@noahluca5361
@noahluca5361 Ай бұрын
Who is this kea?😂
@keletaberhe7593
@keletaberhe7593 29 күн бұрын
ዓጋመ ትሰምዑ ዲኹም ፕሪቶርያ ትደልዪዋ አለኹም ውዕል አልጀርያኸ ት ጽበይዋዶ እንትም ግዕጸጽቲ ሩጉማት።
@anwartuem-bf4hu
@anwartuem-bf4hu Ай бұрын
ህወሓት ብጉጅለ ተጨውያ እያ
@user-ed4xp3gs3q
@user-ed4xp3gs3q 29 күн бұрын
Duhul....kab deqi Adwa slezwetset dyu?
@anwartuem-bf4hu
@anwartuem-bf4hu 29 күн бұрын
@@user-ed4xp3gs3q ፎጭፋጭ
@HIfti-H
@HIfti-H Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ደቅ ዓደይ ሓላላት🎉🎉🎉
@Zg16052
@Zg16052 Ай бұрын
anbesa
@user-eu9gk5tt2e
@user-eu9gk5tt2e Ай бұрын
በብመዲሂንን ብአኳቱኩምን ትምዘን ህወሓት የለን ምድረ ተኩሉ።
@user-ed4xp3gs3q
@user-ed4xp3gs3q 29 күн бұрын
Dirbay....TPLF dea b kulu zitetselat wudib koyna ala
@mawchagebreyohannes5987
@mawchagebreyohannes5987 Ай бұрын
ዳኒአል ስዲ!!
@GeneralJackie101
@GeneralJackie101 Ай бұрын
When did you use to wear shoes .
@GeneralJackie101
@GeneralJackie101 Ай бұрын
50 number shoe needed for begging
@GeneralJackie101
@GeneralJackie101 Ай бұрын
Medhin agame
@user-zc3of8fl4j
@user-zc3of8fl4j 28 күн бұрын
እንቋዕ ዳሓን መጻኻ፡ ዳኒኤል ንጋሽ፡ ናይ ባሓቂ ለባምን ብስነ ፍልጠት ዝተሰነየ ሓሳብካ፡ ኣነ ከም ኤርትራዊት ድላይት ፍትሒ ኣድንቆተይ እገልጸልካ። ቀጽሎ፡ ቀዳምነት ውድብ ዘይኮነስ ህዝቢ ኢዩ። ህውሓትን፡ ህዝባዊ ግንባርን፡ ውድቦም እንተ ዘይኮነ ህዝቢ እንተጠፍአ ኣይግድሰሙን ኢዩ። ኣነ ከም ዝመስለኒ፡ ደብረጼን ንውድቡን ስልጣኑን ክብል ምስ ቀታሊኹም ኢሳያስ ክፋቀር ድሕር ኣይክብልን ኢዩ። This is the right time for Regime Change. for Eritreans & Tgrayns. Let's Go!
@mogosberhane9026
@mogosberhane9026 29 күн бұрын
ዘመልካዓልካ ዝነበረ ክዳን ዝልኣለም ኣይትግብሮን ኢኻ:: ምስ ኣረገ ደርቢኻ ሓድሽ ካብኡ ንላዕሊ ዘመልካዓልካን ዘሙቖካን ዝምቻኣካን ኢኻ ትገብር:: እዚ ሎጂክ እዩ ዘልኣለም ዝባሃል የለን:: ካብ ነዊሕ ዝበስበበን ውህሉል ድኽመት ዘለዎ ቅደም ዝሞተ ውድብ እዩ:: ተጋሩ ሓንቲ ዘላቶ ዕድል መንግስቲ ትግራይ ብመስዋእቲ ወያኑ ዝመጸ : መንግስቲ እዩ:: እዚ እንተ ተሃስዩ ዕድል ህዝቢ ትግራይ ዳግማይ ኣብ ከቢድ ክሳራ ክኣቱ እዩ:: ንትግራይ ክሳብ ሕጂ ዓውዲ ኩናት ጌሩ ሃስዩዋ:: ኣደራዕ ኣብ ሽዋን ኢተዮጵያ ዝገበር ኣብ ትግራይን ቅብ ህዝቢ ትግራይን ተፈድዩ ትኸፊሉ;; ኣብምንትምንታይ:????? ዓሳክር ጀነራላት ቅልፅም እንበር ሓንጎል የብሎምን:: ኣብሽዋ ጮማን ሃብቲ እናደለቡ ድኻ ሓፋሽ ህዝቢ ግን ደቁን መንእሰያቱን ህወቱ ይሕለብ ስለምንታይ????? ህዋሓት ኣብ ትግራይ! ህግደፍ ኣብ ኤሪትራ ክሳብ ዘሎ ዘበት!!!!! ል ምዓት ዘበት ሰላም!!!!! ተጋሩ ሕጂ እዩ ዕድልኩም ዝያዳ ሓለፋ ኤሪትራውያ ኣለኩም! ኣብ ኤሪትራ ጌና እዩ ሱሩ ድልዱልዩ ዘሎ: ሕደ ካብኡ ህላወ ህዋሓትዩ! ትግራይ እንተተዓርያ ኤሪትራ! ኤሪትራ እንተተዓርያ ትግራይ!!
Zombie Boy Saved My Life 💚
00:29
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 36 МЛН
Whoa
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 56 МЛН
Throwing Swords From My Blue Cybertruck
00:32
Mini Katana
Рет қаралды 11 МЛН
ጉዳይ ዕርቂ  መናእሰይ እስራኤል
ዘተ ብጋህዲ
Рет қаралды 60
እዋናዊ፡ ኣብቲ ዝዓበየ ዋዕላ ዝተሳተፉ ሙሁራን ትግራይ እንታይ በሉ 15/08/2024
53:28
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 19 М.
Zombie Boy Saved My Life 💚
00:29
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 36 МЛН