እቲ ዝከበደ ዉግእ ፀለመቲ እዩ ተጋዳላይ ጉዕሽ ገብረ

  Рет қаралды 9,917

Hrmet Media  ህርመት ሚድያ

Hrmet Media ህርመት ሚድያ

25 күн бұрын

እቲ ዝከበደ ዉግእ ፀለመቲ እዩ ተጋዳላይ ጉዕሽ ገብረ ::
#tselemti #brakhe_show #tdf #tigray #hrmet_media #dw #fano #guesh_gebre #tekeze #getachew_reda

Пікірлер: 21
@user-vc6ip7re1x
@user-vc6ip7re1x 18 күн бұрын
ጅግና ወድ ህዝቢ ትግራይ ትዕግስተኛ መስተውዓሊ ቆሽጠ ፀላእቲ ሁሙኽ ዘበለ አበሳ አቦቃልሲ ምኻኑ ዓለም ዝመስከረሉእዩ ማንምዑሱቡን ህግደፍነ ሰካራማት ንዚጅግና ከተናኣእሱ አይንፍቅድ አይ ተልኩም ድማ አብኣትረኽብዋ ምድረ ሰረቅቲ ፍጃልን ማንካን።
@KiflomWgebriel
@KiflomWgebriel 11 күн бұрын
ወረ አየ ጥመልካን ወያነ ኽትሽቅጠልካ ደልያ እያ እቲ ፅቡቅ ክብርካን ሐሌትካን ሒዝካ ይሐሸካ ንስካ መራሕየይ አርሚ ኔርካ ሶማሌ ክብርኻ ፅቡቅ እዪ ።
@abbyberheberhe7489
@abbyberheberhe7489 15 күн бұрын
Hiros❤❤❤❤❤
@Dawit-kk7qq
@Dawit-kk7qq 23 күн бұрын
Abesa jigna wedi hzbi ❤❤❤❤❤
@AkfauAkfau
@AkfauAkfau 23 күн бұрын
❤❤❤
@AyanaRoro-yd6vo
@AyanaRoro-yd6vo 23 күн бұрын
እባካችሁ ለወንድሜ ግዑሽ ሰላም በሉልኝ አደራ። ወሮበላ ነው በሉልኝ።
@sennaykahsay5067
@sennaykahsay5067 14 күн бұрын
Tay eyu zeysmae
@arsemawtabraha5926
@arsemawtabraha5926 22 күн бұрын
❤❤❤❤🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁💘💘💘💘💞💞💞🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@HntsaTsegay
@HntsaTsegay 23 күн бұрын
ግካልኣይ ክፋል ኣለዎ ድዩ
@hrmetmedia
@hrmetmedia 22 күн бұрын
Coming soon
@WediMemher
@WediMemher 17 күн бұрын
ተዓዊትና??? ከመይ ዲዩ ዓወት?? መንእሰይና ብከንቱ ኣወዲእና ዕጥቂና ኣውሪድና ኢድና ሂብናስ ተዓዊትና ትብሉ? ሕፈሩ።
@GeatishGeatish
@GeatishGeatish 20 күн бұрын
እቲ ጦርነት ገና እዩ ከመይ ከም ዝገበሪኩም አይትዛረቡ ፀለትና ካባና ጅግንነት copy እናገበሩ እዮም ዝብዱሉና so ይበል ጅግንነት ይበል ጀጋኑ ሰብ ሰረ ሰብ ቅያ አፍሪካ ዘክበሪኩም ብሰረኩም ኩሉ ፈሺሉ ፀላኢ 360% ከቢቡ ንትግራይ ንምጥፋእ አብ መላእ ሃገር ዝነበረ ሰራዊት አክቡ ምሰ ሻዕቢያ ተመሳጥሩ አምሓራይ ንሰኩም በተለይ አብ ሰሜን ዕዝ ዝወሰድክሞ ውሳነ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም 7ንዘይሮ ቀድምክሞ ንፀላኢ ሰሜን ዕዝ ተዘይ ተሕድግዎ እቲ መሳሪያ ካብ ደርግ ዘምፃክሞ መሳሪያ እሰካዕ ሕጂ ጦርነት ንሃለወ ትግራይ ኩሉ ፈሺሉ ብአካትኩም so ክብርን ሞጉሰን ንtdf ሕጂ ጀነራል ክኮን ዘለዎ መይእሰይ ትግራይ መሬት የብሉን ምዕራብ ትግራይ ግለ ሰባት እዮም ዝሓሪሰዎ ነይሮም እቲ መንእሰይ መሬት ማዓረ ክዕደል ኣለዎ ኩሉ ትግረዋይ ንኩላ መሬት ትግራይ እሉ እዩ መሰዋእትነት ከፍሉ መሬት ይታዓደል ዋላ ይሸጦ ሰእነት እዩ መንእሰይ ትግራይ ዘሰድዶ ዘሎ ፈቀድኡ ሲሪቂ ዝውዕል ዘሎ Please Please መሬት ይታዓደል መንእሰይ ትግራይ
@zengisbagds4223
@zengisbagds4223 14 күн бұрын
ኣንቱም ሓሰውቲ ህዝቢ እዩ ለዋጋእ ኣሎ ናበልኩ ም ህዝብና ተጨፍጭፍዎ ነበርኩም ኣንቱም ለያቡ ንባዕልኩም ናተሰወርኩም ህዝብና ብፀላኢ ተወድእዎ ነይርኩም ርኩሳት ። ኣሕዋትና ክንደይ መላምል ኣጥፊእኩምልና
@SahluSahlsha
@SahluSahlsha 20 күн бұрын
ከንቱዎች ነጋ ጠባ ጦርነት
@Wellaitay
@Wellaitay 21 күн бұрын
ኣቱም ቆንዳፋት ዓጋመ አቲ ዎግአ ተወዲኡ አዩ። 50 % ዓጋመ ቦታ ኻኣ ኣብ ትህቲ ሻዕዊያን እምሓራን አዩ ዞሎ ስለዚ አንታይ ጂግንነት አኩም ጊርኩም፣ አንትርፎ ነዚ ቆንዳፍ ዓጋመ ሂዝቢ ቲግራይ ኣብ ነቅ ዘይብል ድኽነትን ቲሜትን የቲኩሞ አምበር።😂😂😂
@robelaraya7139
@robelaraya7139 18 күн бұрын
Merde do tenegirukum brotherey😂....meaz ekum ete resatatkum wesidkum ab adekum tekebrewen😂
@walkthewalktalkthetalk6371
@walkthewalktalkthetalk6371 16 күн бұрын
ወዲ ሹምባሻ ባርያ ጥልያን ወለድኻ ብጥሊያን ተሓዚሉም ሊብያን ሱማሊያን አስካሪስ ሰራዊት ኾይኖም ብባርነት ዘሚቶም፤ ሎሚ ድማ ሀሽከር ኤሜራትን አምሓራን ኮይንኹም ናይ ፈራሕ ጭካነ ስለዝፈፀምኹም ትግራይ ዝሰአርኹም መሲልኩም፤ ናይ ትግራዋይ ማንነትን ጀግንነትን ንምርዳህ ታሪክ እቶም ሓሻክር አቦታትና ራዕሲ አሉላን ዬውሐንስ ዝኘበሩ መርምሩ፤ እቲ አብ ንፁሐት አዴታትን እሸላትን ዘውረድኸሞ ግፍዕን፤ ዘፍሰስኽሞ ደም አብ ልብና አሎ ፤ አይንርስኦን፤ ጥቕኣትን መግዛዕትን ዝፃር ስነ ልቦና ወለድና ስለዘየውረሱና።
@Wellaitay
@Wellaitay 16 күн бұрын
@@walkthewalktalkthetalk6371 ኣታ ቆንዳፍ ዓጋመ አቲ ሒቶ ሒጂ ውን ኣይመለስካለይን። ኣብዚ ውግአ ልዕሊ ሓደ ዓጋመ ጠፊኦም፡ አዚ ውግአ ብኸመይ ተጀሚሩ ንኹሉና ሱዉር ኣይኮነን አሞ። አንታይ አኹም ታዓዊትኩም፡ አዩ አቲ ሕቶይ። አዚ ቖንዳፍ ሒዝቢ ትግራይ ካብቲ ዝነበሮ ዚገደደ ድኽነትን ሞትን ጊርኩሞ፡ አሞ አንታይ አኹም ታዓዊትኩም።
@bornrebel7657
@bornrebel7657 19 күн бұрын
1.5 million አስጨርሳቹ የምን ጀግንነት? መረሸን የሚገባቹ የጦር መሪዎች።ሁሌም ውሸት።አይሰለቻችሁም?
@hailearegawi4288
@hailearegawi4288 19 күн бұрын
Ahaya Amharay. In this war about 5 milling debolamoch had been killed, this is only from Amhara so called militias and the others such as Ascaris Eritrea and the sub--human from south are countless, they are not considered even as animals.
@mikgizachee7098
@mikgizachee7098 17 күн бұрын
@@hailearegawi4288 perfectly said
MISS CIRCLE STUDENTS BULLY ME!
00:12
Andreas Eskander
Рет қаралды 12 МЛН
아이스크림으로 체감되는 요즘 물가
00:16
진영민yeongmin
Рет қаралды 61 МЛН
ጉዕዞ TDF ካብ ሃይቅ ክሳብ ጣርማ በር
45:35
Hrmet Media ህርመት ሚድያ
Рет қаралды 11 М.
" ፈላመይቲ ጥይት ወፍሪ ኣሉላ ዝተኮሰ ርዙን መራሒ!"
45:53
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 31 М.
"ቃል ብተግባር" ብተጋዳላይ ሙሉ ዝገርም ስርሒታት ሰራዊት ትግራይ
18:52
MISS CIRCLE STUDENTS BULLY ME!
00:12
Andreas Eskander
Рет қаралды 12 МЛН