እቲ ናዕብን ዓመፅን ጌታቸው ረዳ እዩ ዝመርሖ ዘሎ

  Рет қаралды 12,542

Tigrai Online

Tigrai Online

Күн бұрын

Пікірлер: 52
@fregoitom6568
@fregoitom6568 Күн бұрын
Wedi Reda kahdam banda Kibri ni jeganu deki Tigrai Kibri hizbii Tigrai ye bulun kahdam banda 😭😭💔💔💔💔💔💔💔
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s Күн бұрын
ጌታችው ባንዳ መዓዝ እዩ ዘብቅዕ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@solomonhagos8146
@solomonhagos8146 Күн бұрын
አየ ሐወይ ስቅ ኢልካንዶ ምሉቅ ኢልካ አልግስ ስለ እግዛብሔር
@semirberhe7592
@semirberhe7592 Күн бұрын
TIGRAY TSIER ❤️💛
@mebaleberhane5280
@mebaleberhane5280 Күн бұрын
VIVA VIVA TOL💪💪💪 We're so proud of you!!! Keep up the hard work💪💪💪 Tigray will prevail 💪💪💪
@aronyonas7563
@aronyonas7563 Күн бұрын
The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighter in the world our GENERALS CORENIALS long live state TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤❤❤ ብቅልፅምና ብስሬና
@Media.alaji4364
@Media.alaji4364 Күн бұрын
ስላም፡ስላም
@Zenebe-f7o
@Zenebe-f7o Күн бұрын
ኣብ ዓለም ንመጀመርታ እዋን ብሳኽራም ጊዜያዊ ምምሕዳር እትመሓደር ዘላ ትግራይ ጥራሕ እያ። እዙይ ነህዝቢ ዓለም ዘሕዘነ ጀኖሳይድ ተረሲዑ ናብ ስልጣን ሃደምደም የባሃል ኣሎ ብሓቂ ልቢንፁሃን ተጋሩ ዝሰብር አዩ ሕዚ ግና ሰራዊት ትግራይ ዝወሰኖ ንህልውናን ድሕነትን ህዝቢ ትግራይ ዝወሰኖ ወሳነታት ንቕበልን ነተግብርን ሕዚውን ትግራይ ትዕር ባንዳ ድማ ይሓርር።
@kahsaydaniel1569
@kahsaydaniel1569 Күн бұрын
ስላም ኒዓኻይኹን ሓንቲይ ከተሓሳስበካ ንሕና ከም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራዊያ ህዝቢ ትግራይ ጭፍጫፍ ክወርዶ ከሎ ንሕና ደለይቲፍትሒ ጥራይ ኢና ኣብ ጎድኒ ህዝቢ ትግራይ ደው ኢልና ብገዘብ ኣብ ዚኾነ ሃገራት ዚካየድ ሰለማዊ ሰልፍ እንዳኻድና ሰሪሕና ኒና ሕጂ ህውሓት እንድሕሪ ምስ ኢስያስ ጸጊዒ ሕዞም ጊን ህዝቢትግራይ ክህሰ ኢዩ
@rigbeberhe846
@rigbeberhe846 Күн бұрын
We love you TOL ❤❤❤
@BerihunGebremdhn
@BerihunGebremdhn Күн бұрын
ግዜኻ ብአግባቡ ክትጥቀም እቲዝበሃል ዘሎ እንተዘይትደግመልና ይሓይሽ
@actttig9753
@actttig9753 Күн бұрын
ጌታቸው ሐሳዊ መምሰሊ መታለሊ ብዕራይ ፎሽፏሽ
@rigbeberhe846
@rigbeberhe846 Күн бұрын
We proud of you TOL keep up your good work ❤
@Dahab-s5d
@Dahab-s5d Күн бұрын
ጌታቸው ብልፅግና ዝአዞዞ እዩ ዝሰርሕ ዘሎ
@TemesgnKebede-lr6gq
@TemesgnKebede-lr6gq Күн бұрын
ተናበብ ተመዓራረይ! ...ትግራዋይ/ወይቲ ማለት ዝተወለደ ኣይኮነን ብድልየት ከምዕድል ኮይኑ ሃንደበት ናይ ፈጣሪ ሕርየት። ሺመት ኣይኾነን ስዕረት: ሃብቲ ኣይኾነን ድኽነት ቅይሒ ኣይኾነን ፅልመት: ርጉዲ ኣይኾነን ሽንቅት መቐነት ሕፅረት ኣይኾነን ነዊሕ ቁመት: ወገን ኣይኾነን ዓልየት ገባር ኣይኾነን ባላባት: ስበይቲ ኣይኾነትን ስብኣይ ቆልዓ ኣይኾነን ዕባይ ደፋእ ድንኩል ሓረስታይ: ይሕመቅ ይፀብቅ ናይሓሳብ ፍልቅልቅ ዓንዲ ፖለቲካ ፍልሊይ:: መሓይም ይኹን ሊቀ ሊቃውንት ብድልየት ኣይኾነን ብፍትውት ....ትግራዋይ/ወይቲ ማለት:: ንስኻ ንስኺ ንሱ ንሳ ንባዕለይ ሓዊሱ: ምድራዊ ይኹን ብተፈጥሮ ምፍልላይ ዘስአቦ ኣስተንክሮ ብዘይግድሽ ሓብርና ንምርሽ: ኽንደሻዕ ትጋገይ ደምካ ከም ውሕጅ እንተፍስሱ ሥጋኻ ብሳንጃ እንትሓርሱ ኣይተስተውዕልንዶ እንትመላለሱ በኣኻ በኣኺ ከምዘይድቅሱ ደመኛ ኽስሕቅ ኽላሃይ ተናበብ ተመዓራረይ: መሥመርካ ፍለይ። በኣኻ/ብኣና ንዘይሑጎሱ ኣፍንጭኦም ይንከሱ።
@abadihalfom6089
@abadihalfom6089 Күн бұрын
ሓይሊ ፀጥታና ዘብሎም ዘሎ ንቶም ምስኡ ዘለቀ ዓጀብቲ እዩ።
@Johannes-k6wh
@Johannes-k6wh 17 сағат бұрын
👍👍👍👍💯💯💯💯💯
@SeyoumGenre
@SeyoumGenre Күн бұрын
አብመጨረሻ አይተሰምዓን ዝበሎ እቲ ሰካራም
@Media.alaji4364
@Media.alaji4364 Күн бұрын
👌👌👌👌
@SeyoumGenre
@SeyoumGenre Күн бұрын
Yes
@HTHT-p5f
@HTHT-p5f Күн бұрын
ጦርነት መን እዮ አዊጁ ? መፈንቀለ መንግሰቲ መን በለ ?ዝተብሀለ ሕወህት ዝወከለቶ ክትሾም ክትውርድ ናይ ሕዋህት ዮ TDF ንአይ አይበለን አይሰመእናን
@GhgGhgg-z8o
@GhgGhgg-z8o Күн бұрын
ድምፂ የለን
@EmmbberTegga
@EmmbberTegga 10 сағат бұрын
ንስዋዕቲ ታይ ገይርኹም ኣሕዋትና ዕናተሰው ትዘርፉ ዒና ሪዕናኩም ንሰከፍ ሐዚ ዘይፈለጠኩም ትግራዋይ የለን ዝድግፈኩም ሓቢሩ ዝዘርፍኩሞ ዝተካፈለ ዓሌትኹም ብቻ ዕዩ!
@سميرهسميره-غ8ح
@سميرهسميره-غ8ح Күн бұрын
ጌታቸውን ፃድቃንን ፀሊኦዮም ምርጋሞም ንህዝቢ ጠሊሞም ኣብ መቀለ ዞም ሰራዊትና ዘይሕዝዎ ኣብ መቀለ
@shiwethagos8714
@shiwethagos8714 Күн бұрын
ዕዋይ:ውርደት:ረሒባቱ:ዘላ:ትግራይ:ጌታቸውስ:ሰልፈ:ይመርሕ:ውርደት:ውርደት:ወየ:መሬሒ:ዕየ:ዕንዴበለ:ኮርዕ:ከ:ዘይትብል:ዖዋይ:ፎሽኳል::
@muluBerhe-g3j
@muluBerhe-g3j Күн бұрын
ከምዝይ ዝበለ ዓፋሪ ትግራይ ኣጋጢሙዋ ኣይፈልጥን ዓረፍተ
@axumitkingdom8622
@axumitkingdom8622 10 сағат бұрын
እቲ ሓደ ተአማኒ እቲ ካልእ ከሓዲ የለን ኩሎም ደቂ ትግራይ ፣ኩሎመ ንትግራይ ዝተቓለሱ እዮም ውታፍ ፀግዒ ውግንና ጉጅለ ደብርጽዮን ኢኻ፡፡ ጌታቸው ልዕሊ ደብረፅን መዓንጥኡ ሸጥ አቢሉ አብ ናይ ዓለም መድረኽ ሰለ ትግራይን ህዝባን ዝተቓለሰ ጅግናን ናይ ተንኮልን ሴራን ልቦና ዘይብሉ ብናይ ባዕሉን መሳርሕቱን ውሳነ ሓሳብ ዓዱ ክመርሕ ዝሞኮረ ዕስለ አመራርሓታትን ካድረታትን እታ ዝአረገት ህወሓት መሓውር ጊዚያዊ ምምሕዳር ከይጥንክርን እግሪ ከይተክልን ኮነ ተባሂሉ ሰሪሖም፡፡ ካብዚ ዝሓለፈ ሃተፍተፍ ዝተለመደ ምጭብርባርን ካባና ንላዕሊ ንሓሳር ዝብል ባህሊ ማሊሊት እዩ፡፡ እምቢ ንኹናት ፣ ግዝያዊ መንግሰቲ ትግራይ ንድግፍ ….! ዕረፉ ህዝብና ናብ ዝበአሰ ጥፍአትን ሕድሕዳዊ ጎንፅን አይተእትውዎ…!
@lulamohammed4839
@lulamohammed4839 Күн бұрын
ጌች አንጃል
@usersmart.
@usersmart. Күн бұрын
ዘረባ በዚሑ። ዘረባ በዘይ ስጉምቲ ዕንወት እዩ ዘስዕብ። ጌታቸው ኣይምለስን እዩ። ግዜ ምስ ዝውስኽ ሽግር እዩ ክውስኽ። ባጀት ሜድያ ተወሳኺ ገንዘብ ሒዙ ልኡኽ ብልጽግና የማልእ ኣሎ። እምነቱ ዓጀብቱ ንሳቶም ምዄኖም ንጹር እዩ። በዛ ዝኸዳ ዘሎ መንገዲ ሱቕ ምባል ግን ተጣዒስካ ዘይምለስ ክሳራ እዩ ከስዕብ። ምስ ደልደለ ምስ ብልጽግና ኮይኑ ሰብ ኣይምሕርን እዩ።
@Alphacentric1
@Alphacentric1 Күн бұрын
Getachew is acting in Tigray like Abiy did in Ethiopia. He is imitating Abiy in all areas to dismantle TPLF and divide the people of Tigray. Getachew is getting a huge financial and political and military support from Abiy to execute PeePee's objective. In other words, Getachew is doing what other previous leaders including Mengistu and Haileselassie have not done - to Tigray and Tegarus.
@awetahegngebreyesus899
@awetahegngebreyesus899 Күн бұрын
ዓቐን ዘይብሉ ገንዘብ ተመዲቡሉ ትግራይ ኣዳኺሙ ንብልፅግና ከረክቦም መደብ ተዋሂቡዎ ብሓይለ መልጢ ይሰርሕ ኢዩ ዘሎ:: ህወሓት መሲሉ ህወሓትን ህዝቢ ትግራይን ክቆፃፀር ብብልግና ተኣዚዙ ኢዩ:: ነዙይ ግን ብዘይ ንሕሲያ ኢዩ ክውገድ ዘለዎ::
@hailemariamyifter3635
@hailemariamyifter3635 Күн бұрын
ሓሳዊ እካ
@negassih6042
@negassih6042 Күн бұрын
ህዝቢ ትግራይ ብሓባር ኮንካ ነዚ ናይ ክድዓት ጉጅለ ፃድቃንን ገታቸዉን ትፎ በሎ::
@AsfawTESFAY
@AsfawTESFAY Күн бұрын
እዚ ጉልዒ ዝዛረቦ ዘይፈልጥ ሑሩጭ ፖለቲካ ብሕልክ፣ ብስሚዒትን ብፅልኢ ብሰፊሑ የሳውሮ ኣሎ፡፡ ብዝኮነ ነዙይ ብኮ ሰብ ፀግዑ ክሕዝ ቅልጡ ሰጉምቲ ተዘይተወሱዱ ውፅኢት እቲ ዝሕሰብ ዘሎ ናእቢ ብመንእሰይ ልክእ ከምቲ ማኦ ኣብቲ መንእሰይ ወዲቡ ዘበገሶ ናእቢ እንታይ ጉድኣት ከምዘብፀሐ ታሪክ መዛገብ ተኸቲሙ ኣሎ እሞ ሕዝቢ ትግራይ ሕዚ ብድዛይ ብሰላሕታ ፅንተት ከይኣኽሎስ በዚ ፖለቲካ ድንቁርና ተመልኣ ኣምሓም ስብ መዘዝ መእሰሪኡ ኸቢድ እዩ፡፡ እዙይ ሓደጋ ኣበቀልቀል ጫፍ እዩ ዘሎ እሞ ኣመራርሓ ሰራዊት ብጥልቀት ፋቲሾምን ተረዲኦም ሕዝቢ ትግራይ ክድሕን ቅልጡፍ ዘየዳግም ሱጉሙቲ ካብ ምውሳድ ካሊእ ኣማራፂ የለን፡፡ እዚ ጎታት ኣካይዳ ፈላማ ኣብ ሰራዊት ናይ ምብታትን ስራሕ ከቀላጥፎ ይኽል እዩ እዙይ ማለት ሓፁር ዘብሉ ደንበ ኣደዳ ዝብኢ ከምዝኾና ፈሊጥኩም ሕዝቢ ትግራይ ንክድሕን ብናሕሪ ምትዕራይን ስጉምቲ ክዎስዱ ኣለዎም ፡፡ እዚ ብዲምክራሲ ኣገባብ ገለ መለ ዝባሓል ኣብ እዋን ሙሉ እሰላም ክፍፀም ዝክእል መስርሕ ተተኸቲልኩም እቶም ተኹላታት ተቀዲምኹም ቀዳማይ ትብልዑ ኣመራርሓ ሰራዊት እዩ ቀፂሉ ብኣልማሚት ሕዝቢ ክረግፍ እዩ፡፡ ምክያንቱ እዞም ካሓድቲ ናብ ምልኸ ተሰጋገሩ ምንም ዓይነት ሰብእና ሞራል ዝባሃል ዘይለግቦም ፖለቲካ ብስሚዒት ብፅልኢ ብሕልክ ጥራይ እዩም ዝፍፅምዎ ዘለዉ፡፡ ንዙይ ብመስርሕ ሕጊ ተኸቲልካ ንፍፃም ተሞኩርኩም እቲ ናእቢ ንምእላይ ኣይካልን ንባዐርስና ተኮሳቲርና ኣብ መውደአእታ እቶም ሓራግፅ ፀላእቲ ሰተት ኢሎም ትግራይ ሕሕግርዋ፡፡
@sabaoldamariam3114
@sabaoldamariam3114 Күн бұрын
The
@okay5271
@okay5271 Күн бұрын
It is absolutely laughable. I lost a word how to express my feeling. They are both trying to confuse their people as much as possible. Wow . Tigray people Out be smarter now . They don’t have to manipulate their people. They are not fool. Shame on them.
@weldesemayatseyoum7591
@weldesemayatseyoum7591 Күн бұрын
Getachew Reda has become a brilliant spokesperson for Abiy Ahmed Ali, I never thought I will see this ever, the man is a compulsive liar, shame on you🐴
@sabafekadu911
@sabafekadu911 Күн бұрын
Shame on you Getachew 👎🏽
@helenzewede3802
@helenzewede3802 Күн бұрын
The military has to deal with it
@tesfalemwelde6722
@tesfalemwelde6722 Күн бұрын
ትግራይ ኦን ላይን ፅቡቅ አለኻ ትኽክል አለኻ ሐቀኛ እንዲኻ ንሐቂ ቀፅለሉ በርትዕ
@akliluhaile7472
@akliluhaile7472 Күн бұрын
You recent position is dividing Tigray more than uniting. Please backoff and reevaluate your propaganda. Understand the demands of the people especially of the youth in Tigray.
@destagebrehiwot4556
@destagebrehiwot4556 Күн бұрын
❤❤❤💛💛
@HTHT-p5f
@HTHT-p5f Күн бұрын
TDF ናይ ህዝብና ጉዳይ ረሲእኩም ናይ ወንበር እዮ ጉዳይኩም እዮ ዝበለ
@sdssr2850
@sdssr2850 Күн бұрын
እንዳ ደብረጽንተት በጃኹም ካብ ርእስና ውረዱ
@TemesgnKebede-lr6gq
@TemesgnKebede-lr6gq Күн бұрын
ትግራይ ትንሣኤ ሙታን..! ትግራይ ትንሣኤ ሙታን ኣውረደቶ ንፃድቃን ገፈፈቶ ንጌታቸው ዕርቃን ቀየደቶም ነቶም ኣጋንንት ኣኽናፍ ባርያቸው መሣፍንት ዋጭዋች ኣበለቶም ነቶም ዕሱባት ኾራኹር ዝስተይ ተስኢኑ ዝብላዕ ፍርፍር ብኣብዩ... ዑዑ ኾነ ሪዒዱ እቲ ቀንዲ ርጉም ሸይጣን በርቂ ከምዝወቅዖ ሙሉዕ ዕዱም ውሺጢ ድንካን። ትግራይ ትንሣዔ ሙታን ኹነ ፍሥሃ ወሠላም ደቂስና ንሣለም ፅቡቅ እውን ንሓልም ክንነብር ኣብ ዓለም ገበቲ ዘይብላ ሃወኽቲ ዝረኸብናዮ በሊዕና ክንሠቲ ብሠላም። ተስዕና ንሳለ ፁቡቅ እውን ክንምነ ካልኣይ ከይመፁ እዞም ውሺጢውሺጢ በላዕቲ ቁንቁነ ሠሪሕና ኽንኣርፍ እብራኽና ንዓፅፍ ክንሑጎስ ክንስሕቅ ክንሓስብ ክንፅሕፍ
@awetasharegawi
@awetasharegawi Күн бұрын
ኣንታ ሰብ ግደፍባ ድምፂ ህዝቢ ኣየሕፍርን
@axumitkingdom8622
@axumitkingdom8622 10 сағат бұрын
እቲ ሓደ ተአማኒ እቲ ካልእ ከሓዲ የለን ኩሎም ደቂ ትግራይ ፣ኩሎመ ንትግራይ ዝተቓለሱ እዮም ውታፍ ፀግዒ ውግንና ጉጅለ ደብርጽዮን ኢኻ፡፡ ጌታቸው ልዕሊ ደብረፅን መዓንጥኡ ሸጥ አቢሉ አብ ናይ ዓለም መድረኽ ሰለ ትግራይን ህዝባን ዝተቓለሰ ጅግናን ናይ ተንኮልን ሴራን ልቦና ዘይብሉ ብናይ ባዕሉን መሳርሕቱን ውሳነ ሓሳብ ዓዱ ክመርሕ ዝሞኮረ ዕስለ አመራርሓታትን ካድረታትን እታ ዝአረገት ህወሓት መሓውር ጊዚያዊ ምምሕዳር ከይጥንክርን እግሪ ከይተክልን ኮነ ተባሂሉ ሰሪሖም፡፡ ካብዚ ዝሓለፈ ሃተፍተፍ ዝተለመደ ምጭብርባርን ካባና ንላዕሊ ንሓሳር ዝብል ባህሊ ማሊሊት እዩ፡፡ እምቢ ንኹናት ፣ ግዝያዊ መንግሰቲ ትግራይ ንድግፍ ….! ዕረፉ ህዝብና ናብ ዝበአሰ ጥፍአትን ሕድሕዳዊ ጎንፅን አይተእትውዎ…!
GIZE LEKULU PART 19 | ግዜ ለኩሉ ክፋል 19
34:08
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 12 М.