እቲ ንጽጉማት ዝሕግዝ ዝነበረ ገዳም ደብረ ቢዘን ሓገዝ ይሓትት ኣሎ። ዓቢ ፕሮጀክት ኣብ ፈጸመታ ንምብጻሕ ኩልና ንሕተት!

  Рет қаралды 32,021

HIRUT TV

HIRUT TV

Күн бұрын

Пікірлер: 279
@datlove
@datlove 2 ай бұрын
please subscribe!!! gofund.me/28fd86c8 ቁ.ቴለፎን ኣባ ሃይለማርያም ሓድሽ +2917411530 ኣባ ተስፋልደት ገብረሚካኤል +2917259557 ኣባ ዘወልደማርያም ኪዳነማርያም +2917633026 ኣባ ገብረትንሳኤ +2917542999 kzbin.info/www/bejne/Y56Zg6l8npaAaac
@mariamdngl-d8i
@mariamdngl-d8i 2 ай бұрын
ድያቆን /ዳት/ ኣድኒቐ ኣይጸግበካን, ኣብ ገዳማትና ዘለካ ተገዳስነት ግርም ዩ ዝብለኒ, እዚ ዕድል እዚ ድማ ማንም ሰብ ዝረኽቦ ኣይኮነን,መድሃኔ ኣለም ዝሓርርዮ እንተዘይ ኮይኑ, ልዕሊ ማንም ናይ ኣቡነ ፍሊጶስ ወቅዱስ ዮሃንስ በረከቶምን ጸጋ ረዲኤቶምን ኣይፈለኻ, ንሕና ድማ ኣብዚ በረከት ክንሳተፍ ኣምላኽ ቅዱሳን ይሓግዘና, ወላዲት ኣምላኽ ገዳማውያን ኣቦታትና ትሓልወልና። ጸለቶም ምስ ኩልና ይኹን።
@nebyataraya5642
@nebyataraya5642 2 ай бұрын
Dcon wedey Igziabher Amlak tsegue yebzehalka Edmen Tenan yehabka Nay Abotatna Fkromen selamomen Bereketomen aifeleyena Amen Dacon wedey bekemey tefonka kerekbo yekel Bekebri yehatet Selam Igziabher mesaka yekun Amen Amen Amen
@robelzerabruk267
@robelzerabruk267 2 ай бұрын
ንብዓት ሲ ናዓና ደኣ 😢😢 ኣባይኩም ይንባዕ ቅዱሳን ኣቦታትና ሓቦ ንበል ደቂ ዛ ቅድስቲ ቤት መዝገብና ኣብሰማይ ክጸሓፈልና ዩ🙏✝️
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 2 ай бұрын
❤❤❤
@merhawitesfamariam6555
@merhawitesfamariam6555 2 ай бұрын
@@robelzerabruk267 nay Behaki
@RomaGoitom
@RomaGoitom 2 ай бұрын
❤❤❤
@ብመገድኻምርሓኒእግዚ-አ2ኈ
@ብመገድኻምርሓኒእግዚ-አ2ኈ 2 ай бұрын
❤😢❤😢❤😢
@wediereyy
@wediereyy 2 ай бұрын
ንብዓት ሲ ነዓና ደኣ ንስኩም፡ሲ ኣይ ትቡዑና ደኣ ❤❤❤ ኢደይ ኢድካ ንበል ኩላትና
@salitiy
@salitiy 2 ай бұрын
በጃኩም ንደግፎም ኣሕዋተይ ዋላ ሞስሊም ኣሕዋት ንኹላትና ኣቦታትና እዮም. ኤርትራዊ መንፈስ ንጩኖ. 🇪🇷❤❤
@danielhabtom4569
@danielhabtom4569 2 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ነዚ ሰፈር ቅዱስን ዝኮነ ቅድስቲ ቤተ ክርስትያና ብሓባር ክንሃንጻ መድሓኔኣለም ኣምላክ ክድግፈና ፍቃዱ ይኩን ግቡእና ምካኑ ኣሚና ተሳተፍቲ ናይዚ ዓቢ በረከት ክንኮውን ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ብኣማላድነታ ትደግፈና ቅዱሳን መላእክቲ ጻድቃን ሰማእታት ብረድኤት ይድግፍና ኣቡና ፍሊጾስ ጻድቅ ይሓግዘና ኣሜን
@er7792
@er7792 2 ай бұрын
ኣቦታትና ኣብ ጎንኩም ኣለና ኣምላከ አቡነ ፍሊጶስ ምሳኩም እዮ። 😢😢❤❤
@mehrethabteselassie5307
@mehrethabteselassie5307 2 ай бұрын
ኣጆኩም ኣቦታተይ መዓረይ ኣባይኩም ይንባዕ ኣብ ጾሎትኩም ዘኩሩና ኢግዛብሄር ንሃገርናን ህዝብናን ይባርኸልና🙏🙏🙏❤❤🙏🙏🇪🇷
@Slasie
@Slasie 2 ай бұрын
ክቡራት ኣቦታተይ ንስኹም ዶ ምነብዓኹ ኣባይኩም ይንባዕ ንሕና ደቅኹም ኣይነፋዕናን ሕጂ ግን ሓቦ ክንብል ምሕረት ኣምላኽን ጸሎትኩምን ኣይፈለየና ክቡራት ኣቦታተይ
@user-wediimama5
@user-wediimama5 2 ай бұрын
አምላክ ይሓግዝኩም ጸሎትኩም ይሕደረና ቅዱሳን ኣቦታትና ሂሩት ቲቪ ስለ እቲ ኩሉ ትገብርዎ ዘለኩም አምላክ ሰማይ ይርዳእኹም
@NahomTeages-s2h
@NahomTeages-s2h 2 ай бұрын
ኣባይኽም ዪንባዓ ኣባይ ንሕና ንንባዓ እባ ብሰንኪ ሓጣትና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 2 ай бұрын
ኣባይኩም ይንባዕ ኣቦታትና ኣጆኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ተሳተፍቲ ናይዚ በረከት ይበለና በረከትኩም ክኣ ይሕደረና ቡጽኣን ኣቦታትና🙏🙏🙏
@Mikialehabtegergsh-t8v
@Mikialehabtegergsh-t8v 2 ай бұрын
ኣቦታተይ ብክያት ድኣ ንዓና ኢዩ ዝግባእ ነሩ ንዓኩም ሲ ኣይግብኣኩምን ኢዩ እግዚኣብሄር ዓስብኩም ይክፈልኩም በረት ጸሎት ናይ ኣቦና ፍሊፖስ ይሓልወና
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 2 ай бұрын
ቅዱሳን ኣቦታት ነዛ ዓለም ብጸሎትኩም ተሰኪምኩማ ትኸዱ ዘለኹም ኣባይኩም ይንባዕ ቅዱሳን ኣምላኽና ሓይሉ ይስደደልና በብዝከኣለና ክንሕግዝ❤🎉😊
@Fithauwighile
@Fithauwighile 2 ай бұрын
ጸለትኩምን በረከትኩምን ኣይፈለየና ኣቦታትና ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️
@kisanetkisanet-c1p
@kisanetkisanet-c1p 2 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡራት ኣቦታትና ኣባይኩም ይንብዕ በረከትኩም ይሕደረና ዓቅሚ ዘለና ንሓግዝ ይሕዋት ንበረከት እዩ ዝኮነና
@Tewlde-u2w
@Tewlde-u2w 2 ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ በረኸት ቅዱሳን ኣቦታትና ኣቡነ ፊሊፖስ ይክፈልለና
@BereketAbraham-u5j
@BereketAbraham-u5j 2 ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዕና በረኸትናትኩም ኣይፈለየና ኩላትና ስድራቤት እግዛኣብሄር ኤደ አድካ ንበል በረኸት ኣቦነ ፍልጶስ ኣይፈለየና
@yafetyaf-I
@yafetyaf-I 2 ай бұрын
ቅዱሳን ኣቦታትና በረከትኩም ኣይፈለየና ❤❤❤❤
@kasay67
@kasay67 2 ай бұрын
ቃለ ሕይወት የስመዓልና፡እግዚኣብሔር ዘመነ ኣገልግሎትኩም ይባርክ።
@FevenKidane-pn9jx
@FevenKidane-pn9jx 2 ай бұрын
ቅዳሳን ኣቦታትና በረክትኩም ኣይፈለየና ❤❤❤❤❤❤
@AdonayBrhane-i3h
@AdonayBrhane-i3h 2 ай бұрын
ኣባይኩም ይንባዕ ብሩኻት ኣቦታትና ጸሎትኩምን በረኸትኩምን ኣይፈለየና❤❤❤
@hailehabte9508
@hailehabte9508 2 ай бұрын
ኣባይኩም ኣቦየ ጸላኣይኹም ይንባዓ
@Aynombokretsion-so6fi
@Aynombokretsion-so6fi 2 ай бұрын
😢😢😢😢ቅዱሳን ኣቦታተይ ኣባይኩም ይንባዕ ኣነ ዘይነባዓልኩም ኣቦየይ 😢😢😢 ጸሎትኩን በረከትኩን ኣይፈለየኒ ኣቦየይ
@AmanGebremedhn-j4d
@AmanGebremedhn-j4d 2 ай бұрын
ቅዱስ ገዳምና ስፍራ ቅዱሳን ጽሎት ኣቦታትና ኣይፍለየና
@AliekTekle-i9d
@AliekTekle-i9d 2 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤እግዚኣቢሄር ስላሙ ይልኣኸልኪ ቅድስቲ ቤተይ
@TesfaldetBrhane-m8c
@TesfaldetBrhane-m8c 2 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስማዓልና ቅዱሳን ኣቦታትና ጽሎኩም ምህለላኩም ሰሚዑ እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሕርቱን ሰላሙን ይወርደልና❤❤❤❤❤
@Asmeretey-hs8pp
@Asmeretey-hs8pp 2 ай бұрын
ኣባይኩም ይንባዕ ኣቦታተይ ኣጆኩም ኩሉ ዝካኣሎ እግዚኣቢሄር ኣሎ ምሳኹም ❤❤❤
@yoditkeflom9587
@yoditkeflom9587 2 ай бұрын
ንስኻትኩምሲ አይትንብዑናባ 😥 ጸሎትኩም ትርድአና አቦታተይ 🤲😪 በረከትኩም ይሕደረና 🤲💙🕯💠🙏🙏🙏
@frehiwet4437
@frehiwet4437 2 ай бұрын
ኣቦታትና ቅዱሳን ንስኩም እባ ጻላልና እግዚአብሔር ንዐኩም እይክልኣና በረከት ናይዚ ጽላል ሃገር ዝኮነ ገዳም ኣሳትፈና 🙏🙏🙏❤❤❤
@GdghDfgh
@GdghDfgh 2 ай бұрын
🙏🙏🙏ጽሎትኩም ኣይፈለየና🙏🙏🙏
@YosiefSemere-l2l
@YosiefSemere-l2l 2 ай бұрын
ኣጀኩ አቦታተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤አይትቡእለይ
@KbromZerae
@KbromZerae 2 ай бұрын
እግዘኣብሄር ተዘይፈቂዱ ኪህብን ኪምጽውትን ሰናይ ነገር ኪሰርሕ ዝኪእል ሰብ የለን እሞ ኣምላክ ን ኩላትና ኣቅሚ ዘለና ብ ገንዘብ እቶም ድኪም ዝበልና ከኣ ብ ጸሎት ኣብ ጎኒ ኣቦታትናን ብ ዓቢኡ ከኣ ኣብ ጎኒ በተክርስትያኒና ኪንከዊን መንፈሱ ይላኣከልና ፡ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ezgabiherymesgen214
@ezgabiherymesgen214 2 ай бұрын
Ezgabiher tekafelti bereket ybelena Amen
@MemhryonasKesiskidane-vi4ch
@MemhryonasKesiskidane-vi4ch 2 ай бұрын
ቅዱሳን ኣቦታትና ጸሎትኩም ኣይጋደፈና❤❤❤
@AwetLove-mu9kk
@AwetLove-mu9kk 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤ ኣቦታትና በረከትኩምን ጸለትኩምን ኣይፈለየና እግዚኣቢሄር ኣምላክ መፈጸምትኡ የርእየና ❤
@RigatBahlbi
@RigatBahlbi 2 ай бұрын
ኣቦታተይ ሓላለይ ኣባይኩም ይንባዕ ኣለና ኣብ ጎንኩም❤❤❤
@GherieRedai
@GherieRedai 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ቃል ሂውት የሰማዓልና ድያቆን ሓዉይ እገዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ዘበነ ኣገሊግሎት ይባርክካ ገደም ደብረ ቢዘን ካኣ ህንጻ ኤዮርስሊም ይቢለኦ መፍጺ ኣምላክ የርኣን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@briktiwelday9027
@briktiwelday9027 2 ай бұрын
ኣቦታትና ኣቦይኩም ይንባዕ በረኸትኩም ይሕደረና
@Beki-s3q
@Beki-s3q 2 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ የሓግዝኩም😊
@filmonsemere7320
@filmonsemere7320 2 ай бұрын
Ezi qudus srah knsrh fetari ydegfena 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@YafitMasho
@YafitMasho 2 ай бұрын
ጸሎቶምን በረከቶምን ናይ ኣቦታትናን ኣይፈለየና
@azaleshmogos4693
@azaleshmogos4693 2 ай бұрын
Abna xelotkum ayfeleyna nkulu hzibi Eritrea 🙏🙏🙏🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏
@MussieTesfamariam-j8b
@MussieTesfamariam-j8b 2 ай бұрын
በረኸቶም ናይ ኣቦታትና ኣይፈለየና !!!
@salitiy
@salitiy 2 ай бұрын
ምንባዕስ ንሕና ንብዓዮ ኣቦየ ብሓጥዓት ነብስና ፈንፍናዮ ዘለና. ብጸለትኩም ደኣ ዘኹሩና ኣቦታተይ. 🙏🙏🙏
@MeashoBeyene-im7nf
@MeashoBeyene-im7nf 2 ай бұрын
ጸጋ በረከትኩምን ልመናኩምን ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን
@GherieRedai
@GherieRedai 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤እገዚኣብሔር ኣምላክ ጸሎትና ኣባታትና ኣየፈለናን ህናጻ ገዳም ደብረ ቢዘን ናብ መፍጻምት የብጺሓይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@meronyemane9112
@meronyemane9112 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤ ኣቡነ ፍሊቆስ ኣቦይ ስደትና ኣሕጽረልና
@tigistikeshi4062
@tigistikeshi4062 2 ай бұрын
አጆኔ ህዝቢ ክርስቶስ❤❤❤❤❤❤❤እታ ወሃበት ትልምን አላ😢
@helentekeste-o9w
@helentekeste-o9w 2 ай бұрын
ኣባዬኩም ኣቦና ,,ኩልና ህዝቢ ክርስትያን ነዞም ጨኒቅዎም ብንብዓቶም ሓደራ ዝብሉና ዘለዉ በጃኹም በጃና ንደብሶም🙏🙏🙏ዳት ሓወይ ክኣ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ 🙏።የሕዋት ደጋጊመ ሓደራራራራ😥🙏🙏🙏
@SaLa-vk9rc
@SaLa-vk9rc 2 ай бұрын
ኣቦታይ ፀሎትኩም አይፈለይና አሜን አሜን አሜን
@akberthagos6853
@akberthagos6853 2 ай бұрын
Amen 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 amen 🙏 🙌 ❤️ 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@XioneyTube
@XioneyTube 2 ай бұрын
ኣባይኩም ይንባዕ ኣቦና 😢😢😢😢
@Selu-x4o
@Selu-x4o 2 ай бұрын
Egzabiher yhagzkum abotatey🙏🙏🙏
@ምስጋናኣብ
@ምስጋናኣብ 2 ай бұрын
ኣባይኩም ይንባዕ ክቡራት ቅዱሳን ኣቦታተይ😢😢 ብጸሎትኩም ደግፉና
@TsegaMokenen-pu5bz
@TsegaMokenen-pu5bz 2 ай бұрын
Amen Amen Amen 🎉❤🎉❤🎉
@teweldetesfamiceal
@teweldetesfamiceal 2 ай бұрын
ኦ ጎይታናን መድሓኒና ኢዮሥስ ክርስቶስ ማሓረና እዋይ ይሕዝን ዩ ብጃኩም ንሓግዝ
@yodittekeste-mc6pt
@yodittekeste-mc6pt 2 ай бұрын
Amen 🙏🏽 ❤🇪🇷
@RussomGebrezgabher-r3g
@RussomGebrezgabher-r3g 2 ай бұрын
ቅዱሳን ኣቦታተይ ጸሎትኩም ኣይፈለየና
@yordanoskahsay3644
@yordanoskahsay3644 2 ай бұрын
አባታትና በረከትኩም ጸሎትኩም አይፈለየና ብሐይሊ መድሀኔ አለም ክከውን እየ።❤❤❤❤
@Nebyat-dp2fi
@Nebyat-dp2fi Ай бұрын
Ajokum abotatey xolotikum ayifeleyena edey edina nibel Egziabiher zey rianayo yifiterelina
@KbromMahari-y4m
@KbromMahari-y4m 2 ай бұрын
ጸሎቶም በረከቶምን አይፈለየና ኣሕዋት አምላክ ኩሉ ኣይሳኣኖን ኢዩ ኢሟ በረከት ንካኣፈል🙏🙏🙏❤❤❤
@ThomasTsehaye
@ThomasTsehaye 2 ай бұрын
❤❤❤ጸጉኡ የብዘሓልኩም በረከቶም ኣይፈለየና🎉🎉🎉🎉🎉
@weinizerea8791
@weinizerea8791 2 ай бұрын
Egzabger amlak kuburat abotatey xelotkum bereketkumn ayfeleyena ❤❤❤❤ abayku ybeae
@ወዲተዋህዶእየ-ጐ4ኰ
@ወዲተዋህዶእየ-ጐ4ኰ 2 ай бұрын
Abaykum abotatna alenalkum dekukum ❤❤❤❤
@letinayebiyo5240
@letinayebiyo5240 Ай бұрын
Solotkum yrdana burkat abotatina abaykum ynibaei❤❤❤❤ egzabiher tekafelti bereket ygberena
@FfGh-v6t
@FfGh-v6t 2 ай бұрын
ኣጆኹም ጸላኢኹም ይንባዕ ኣባቴ😢😢😢
@Money-o7l
@Money-o7l Ай бұрын
ኣሕሕ ኣቦታትና ክነብዑ ከለዉ ጠምዮም ናትና ሞትን ሕመቅን እዩ😢😢😢
@luwamgebrehiwot1882
@luwamgebrehiwot1882 2 ай бұрын
እውይ እግዚኣብሄር ኣምላከይ ንብዓት ኣቦታተይ ኣይተርእየኒ ብጾሎትኩም ኢና ንነብር ዘለና ኩቡራት ኣቦታተይ ኣጆኩም ደቅኩም ደቂ ክርስቶስ ኣለና ኣብ ጎንኩም ኢና ጸሎት በረከት ናይ ኣቦና ኣቡነፍሊፖስ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ጸልዩልና ኣቦታተይ እግዚኣብሄር ሰደትና ኣሕጺሩ ናብታ ቅድስቲ ሃገርና ክመልሰና ለምንሉና ደቅኩም ንጠፍእ ኣለና ብቆዶ ካብታ ቅድስቲ ሃገርርና ውጽእ ምስ በልና ክድስናና ጠፊኡ ብሓጥያት ዝጠለቃ ሃገርት ፋሕ ኢልና ደቅኩም ዝገንሕ የለ ዝግስጽ የለ ዓገብ ዝብል የል እውይ ንጠፍኦ ዘለና ደቅኩም በቃ ንዓኩም ክሰዓኩም ዩ ጸልዩና ጸልዩልና ጸልዩልና እግዚኣብሄር ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን
@TesfitMhreteab
@TesfitMhreteab 2 ай бұрын
ጸለትኩም በርክትኩምን ኣይፋለየና ክቡራት ኣቮታትና ዕደመን ጥዕና ይሃብኩም ፋጣረ ኩሉ ዓለም ❤❤❤❤
@Yakobmekonen-d8y
@Yakobmekonen-d8y 2 ай бұрын
Bereketkum ayfeleyena kdusan abotatna
@amalajekidusan6360
@amalajekidusan6360 2 ай бұрын
Abatoche bereketachu yideribn. Amilak ye rasu meniged alew hulun yemiyastekakilibet. Be idime ina tena yaqoyen hulum testekakilo ye betekiristiyanachin andinet lemayet yabiqan. Yane inkuwan betekiristiyan teraraw yibarekal. Selam le Tewahado betekiristiyanachin. Ataliqisu. Amen. Lijachihu.
@yerusalemtsehaye7149
@yerusalemtsehaye7149 2 ай бұрын
Nezi kingebir egzabher kudus fikadu yikun❤❤❤🙏🙏🙏💒💒💒
@fnanamanuel7847
@fnanamanuel7847 2 ай бұрын
ጸላኢኹም ይንባዕ ክቡራት ኣቦታተይ ኩሊና ህዝቢ ክርስትያን ድማ ዓዓቅምና ንሓግዝ ወላ ቅርሺ ትኹን በረኸት እዩ ዝኾነና ባጃኹም😢
@NegassiNebai-wm5me
@NegassiNebai-wm5me 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤እግዚኣብሔር ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልኩም ክቡራት ኣቦታተይ ❤❤❤❤ናይ ብሓቂ ክብር ዲያቆን ሓወይ ጸሎታ ኣማላድነታ እመ ብርሃን ዘወትር ኣብ ዝርያኽ ይኹን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tegstihabtemariam7491
@tegstihabtemariam7491 2 ай бұрын
Xolotkum ayfeleyena🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤❤❤
@qdusgiyorgistube2476
@qdusgiyorgistube2476 2 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሓግዝ ኣቦታተይ ጸላኢኹም ይንባዕ ሳላ ጸሎትኩም ኣብ ስደትና ብሰላም ንነብር ዘለና ❤
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 2 ай бұрын
ናይ ኣቦታትና ፀለሎትኩምን በረኸትኩም አይፈለየና ኣባይኩም ይንባዕ ኣለና ኣብ ጎኑኹም
@MerhawitTedros-o5t
@MerhawitTedros-o5t 2 ай бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna nay sdet zebena yhtsirelna ❤❤❤
@Bless924
@Bless924 2 ай бұрын
😢🙏 ንሓግዝ ይሕዋት 💒💒💒💙💙💙
@samrawittesfay67
@samrawittesfay67 2 ай бұрын
Abotatna nhna ko nnebra alena eza alem nberuley edmen tenan yehabkum fetari ab xelotkum zekruna sala mezmur Keshi Teame ab Canada zrkebu eye rekibeya emo Nebona kea edmen tenan yehabom ❤❤❤❤
@DanayAbraham-z3r
@DanayAbraham-z3r 2 ай бұрын
Amenn ❤ Amenn ❤ Amennn ❤ እዋይ እዚ ዓብይ ታሪክ ዘለዎ ቅርስን ክብርን ሕብረተሰብ ኤርትራ ዝሓለወ ገዳም ኣቡነ ፊሊጶስ ወኣቡነ ዮሃንስ ከምዚ ክኸውን ብጣዕሚ ዘሕዝንን ዘንብዕን እዩ ጸላኢኩም ይንባዕ ኣቦታትና ጸሎትኩም ኣይፈለየና ኩልና ዓቅሚ ዓቅምና ሓጊዝና ንብዓት ኣቦታትና ነንቅጾ በረከቶም ኣይፈለየና ኩልና ንተንስእ ንሓግዝ በረከቶም ንካፈል
@FevenTmariyam
@FevenTmariyam 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@merhawigirmay1885
@merhawigirmay1885 2 ай бұрын
ሰናይ የህስበና መድሃኒኣለም ኣባይኩም ይንባእ ኩዱሳን ኣቦታተይ ጸለትኩም ከኣ ኣይፈለየና
@DejenHaile-p1d
@DejenHaile-p1d 2 ай бұрын
ጸሎትኩም ኣይፈለየና ኣቦታትና😢😢😢
@ማዕተበይአይበትኽ
@ማዕተበይአይበትኽ 2 ай бұрын
በረከትኩም ይሕደረና አቦታትና ብሩኻት
@MikiZera-g9n
@MikiZera-g9n 2 ай бұрын
ጸሎትኩም ኣይፈለየና ኣሜን
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 2 ай бұрын
ጸላኢኹም ይንባዕ😢😢😢😢
@FANATwelde
@FANATwelde 2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤❤❤
@ደብረ-ገነት
@ደብረ-ገነት 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ኣቦታተይ ኣብ ትገብርዎ ጸሎትኩም ዘኩሩኒ ናዓይ ንድኩሙን ሓጠተኛታት ኣቦታትይ ኣምላክ ይሃግዝ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@segenasfaha7694
@segenasfaha7694 2 ай бұрын
Berketom yhderena abotatna Amlakey zhgzu sebat atesalom ✝️⛪️
@Lulatewede
@Lulatewede 2 ай бұрын
Bereketkum yihderena abotatna 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@TeameTesfabrhan-s3u
@TeameTesfabrhan-s3u 2 ай бұрын
ጸለትኩምን በረከትኩምን ምስ ኩልና ይኽን
@selamandom3203
@selamandom3203 2 ай бұрын
ኣባይኩም ይንባዕ ኣቦታትና ኣጀኩም እቲ ተገልግልዋ ኣምላኽ ኣሎ ኣጀኩም::
@ShewitMengisteab-m1c
@ShewitMengisteab-m1c 2 ай бұрын
ጸለትኩምን በረከትኩምን ኣይፈለየና ኣቦታትና
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ 2 ай бұрын
ጾሎትኩም ኣይፈለየና ክቡራት ኣቦታተይ።ጸላኢኹም ይንባዕ።
@sirdan0239
@sirdan0239 2 ай бұрын
Amen
@yaredtesfamariam1971
@yaredtesfamariam1971 2 ай бұрын
Selam hawey ane ab debre bizen temahire zhalefku eye ab jermen aleku zaqmey ewn khgz eye .mnalbat nay jermen khguzu zkelu Ente alewu kleak ykel eye
@Giday-dz8wt
@Giday-dz8wt 2 ай бұрын
Xbuq xegau yebzhalka netem ay jermen zelew baelka bwesa du b telefon rekebm
@TemesgenFetari
@TemesgenFetari 2 ай бұрын
ኣቦታተይ አምላክ በረከትኩን ይሕድረልና
@SalemNGuse-k4y
@SalemNGuse-k4y 2 ай бұрын
በረከትኩም ይሕጀረና አቦታትና
@rgatykaelo
@rgatykaelo 20 күн бұрын
Abaykum ynbae Abotatey Ab xolotkum zekurna Kabzi kufue zemen kswurena
«Жат бауыр» телехикаясы І 30 - бөлім | Соңғы бөлім
52:59
Qazaqstan TV / Қазақстан Ұлттық Арнасы
Рет қаралды 340 М.
Andro, ELMAN, TONI, MONA - Зари (Official Audio)
2:53
RAAVA MUSIC
Рет қаралды 8 МЛН
요즘유행 찍는법
0:34
오마이비키 OMV
Рет қаралды 12 МЛН
OCCUPIED #shortssprintbrasil
0:37
Natan por Aí
Рет қаралды 131 МЛН
መደብ ምግላጽ ሓቂ  ተገዲስኩም ስምዕዋ!
36:49
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 10 М.
1ይ ክፋል "Documentary film" ገዳም ኣቡነ ሊባኖስ Eritrea Orthodox Tewahdo
35:43
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 61 М.
«Жат бауыр» телехикаясы І 30 - бөлім | Соңғы бөлім
52:59
Qazaqstan TV / Қазақстан Ұлттық Арнасы
Рет қаралды 340 М.