''እቲ ቃል ስጋ ኮነ ! ትብል መልእኽቲ - ዕንቅፋት ዝኾነቶ ፓ/ር የማነ'' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)

  Рет қаралды 27,621

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

Күн бұрын

Пікірлер: 171
@ማርያመይመዝሙረይ
@ማርያመይመዝሙረይ 6 ай бұрын
_እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምኩም ዮብዘሐዮ ክቡር መምህርና ብሓቂ ብእትህብና ትምህርት ብጣዓሚ እና ዕግቦት ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽና ፀጉኡ የብዛሐልኩም ቃል ህይወት የሰመዐልና አሜን አሜን አሜን✝️✝️✝️_
@asmerettesfay1783
@asmerettesfay1783 6 ай бұрын
Memhr Aene protestant Amanit eye entekone gn Amehahraka btaemi yfetwo sraet zelewo Akerarba Amlak Abzihu ybarka jigna eka
@fisehahmariam6307
@fisehahmariam6307 6 ай бұрын
I am protestant and 100% agree with your teaching about Jesus. Thanks.
@Yehwa-p9j
@Yehwa-p9j 6 ай бұрын
ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ..... አዩ 'ሞ ዝሓወይ ናብ ተዋህዶ ደኣ ተመለስ 🙏🙏🙏
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 6 ай бұрын
ዘሕዝን ኢዩ ንመጽሓፍ ቅዱስ ተጋግዩ ክትብሎ፡ ዜርካ ክህረም ዝተደለየ ዕላማ ንተዋህዶ ንምጥፋእ ግን ኣምላኽ ኣብ ከውሒ እንተ ሰሪትዋ መን ነቅ ከብላ ይኽእል❤
@ሂዊጋልአሕፎሮም
@ሂዊጋልአሕፎሮም 6 ай бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኹም ኹቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ቁዱስ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣብታ ቅድስትን ቅንዕትን እምነትና የፅነዕና አሜን አሜን አሜን 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️♥️
@mussietesfatsion3757
@mussietesfatsion3757 6 ай бұрын
ተሪር ዝልቡኹም ወይልኹም ሓሰውቲ ነብያት ሕጊ በተክርስትያን ዘይፈልጥ መጻወትቲ ጸላእ ሰናይ ኢዩ።
@job3404
@job3404 6 ай бұрын
“ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።” - ግብረ ሐዋርያት 4፥12
@Godisgood-yd7xv
@Godisgood-yd7xv 5 ай бұрын
Amen 🙏 Praised be the Lord 🙌
@GeberaGzwa
@GeberaGzwa 6 ай бұрын
😂😂😂ኣብ መናፍቃን እንተ ኣትካ መጀመርታ ድርቅናን ድፍረትን ኢካ ትምሃር።
@qanapage5712
@qanapage5712 6 ай бұрын
ከመይ ጌርካ ነቢ ትብሎ ኣለኻ ግን መምህር ካሳሁን
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 6 ай бұрын
እንኳዕ ንፆም 40ዓ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ደቂ ተዋህዶ ❤ ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህሬይ ፈጣሪ ልባና ያሃቦም ካብ ክሓደት ይሰዊረና🙏
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 6 ай бұрын
ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ ጽቡቕ ኣገላልጻ መምህርና
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 5 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምኩም ይብዛሕ ብክርስቶስ ክቡር መምህርና ❤❤🎉🎉 አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና
@Sama-d5v
@Sama-d5v 6 ай бұрын
In English, the phrase "the word was made flesh" emphasizes the idea that the word became flesh, meaning that the divine entity, referred to as "the Word," took on human form. It does not imply that the word created flesh. ቃል ሂወት የስመዓልና መምህር እታ ኢንግሊሽ ግራመር ብንጹር ኣብዚ እነሀለት
@janatJela
@janatJela 6 ай бұрын
ኣየ መናፍቃን ምሕረት የዉርደልኩም ሓዉና ጸጉኡ የብዝሓልካ ተባረከሸ
@habtugomida9106
@habtugomida9106 6 ай бұрын
ናይ ቋንቃ ሕጽረት እንተዘይኮይኑ "The word was made flesh" ማለት ከምዘልዎ "እቲ ቃል ስጋ ኮነ " ኢዩ ዝብል ዘሎ። ኣምላኽ ንዓኻ ይባርኽካ !!
@hbaryagabr7320
@hbaryagabr7320 6 ай бұрын
እቲ ሓሳብ ናይ የማነ ምበር ናይ ፕሮቴስታንት እምነት አይኮነን የሱስ ብሰጋ ከመዝመፀ ዘይኣምን ካብ ኣምላኽ አይኮነን
@samiabdu3877
@samiabdu3877 6 ай бұрын
ሓደ ሞሎኮታዊ ኣካል ክልተ ባህሪ ሰባዊ ባህር ን ኣምላኻዊ ባህሪ ፡ ኣምላኻዊ ባህሪ ይፈጥር ኣብ ኩሉ ይርከብ ኩሉ ይፈልጥ ፡ ሰባዊ ባህሪ ይደክም ይመውት ብቦታ ይድረት ።
@habenzeray6157
@habenzeray6157 6 ай бұрын
እዚ ፖስተር የማነ ዝብሎ ዘሎ ናይ ፕርቶስትንት እምነት ኣይኮነን:: ወይ ናይ ውልቁ ትርጉም እዩ ወይ ድማ ናይ ጅሆቫ ከይከውን:: "ቃል ስጋ ኮነ" ማለት ክርስቶስ ንዓና ከድሕን ስጋ ለቢሱ ኣብ ክንዳና ከም እተሰቕለ: ዝሞተ: ብሳልሰይቲ መዓልቲ ከም ዝተንሰአ ንኣምን::
@Sama-d5v
@Sama-d5v 6 ай бұрын
መምህር ኣብዛ የሱስ ክርስቶስ ኣይኮነን ካብ ሰማይ ወሪዱ ዝበልኩማ የሱስ ክርስቶስ ትማሊን ሎሚን ንዘለኣለም ንሱ እዩ ዝብል ጽሑፍ ኣሎ ስለዚ ምስዚ ኣይጋጮንዶ ኣብርሃልና እባ
@remaynatey6064
@remaynatey6064 5 ай бұрын
ኢዚ ተራ ሰብ ኢዩ።ስለዚ paster የማነ ኢልካ ምጽዋዕ ኣይግባኢን, so if you called him pastor in my opinion you believe in them
@Wedisenafe
@Wedisenafe 6 ай бұрын
In the way you explained, Yemane is right , እቲ ዝወረደ ቃል ምስቲ ካብ ኣደና ድንግል ማርያም (ስጋ) እቲ ቃል ኣትዩ። እዚኣ ምንጻር ትደሊ እያ። "እቲ ቃል ሰጋ ኮነ" ክብል ከሎ፡ እቲ ቃል ባዕሉ ስጋ ዝኮነ ይመስል።
@otcanful
@otcanful 6 ай бұрын
1ይ ዮሃንስ 1፣6 ኣቱም ፍቁራተይ፡ ብዙሓት ነብያት ሓሶት ናብ ዓለም ወጺኦም አለዉ እሞ፡ እቶም መናፍስቲ ኻብ ኣምላኽ እንተ ዀይኖም መርምሩ እምበር፡ ንመንፈስ ዘበለ ዅሉ ኣይትእመንዎ። ንመንፈስ ኣምላኽ በዚ ኢኹም እትፈልጥዎ፡ የሱስ ክርስቶስ ብስጋ ኸም ዝመጸ ዚእመን ዘበለ ዅሉ መንፈስ ካብ ኣምላኽ እዩ፡ የሱስ ክርስቶስ ብስጋ ኸም ዝመጸ ዘይእመን ዘበለ ዅሉ መንፈስ ድማ ካብ ኣምላኽ ኣይኰነን። እዚ ኸኣ እቲ ኸም ዚመጽእ ሰሚዕኩምዎ ዘሎኹም ናይ ጸረ ክርስቶስ መንፈስ እዩ፡ ሕጂውን ድሮ ኣብ ዓለም አሎ። ኣቱም ደቀየ፡ ንስኻትኩም ካብ ኣምላኽ ኢኹም፡ ካብቲ ኣብ ዓለም ዘሎስ እቲ ኣባኻትኩም ዘሎ ዚዐቢ ስለ ዝዀነ፡ ንስኻትኩም ስዒርኩምዎም አሎኹም። ንሳቶምሲ ኻብ ዓለም እዮም፡ ስለዚ ኻብ ዓለም ይዛረቡ አለዉ፡ ዓለምውን ትሰምዖም ኣላ። ንሕና ኻብ ኣምላኽ ኢና፡ ንኣምላኽ ዚፈልጥ ይሰምዓና፡ እቲ ኻብ ኣምላኽ ዘይኰነ ኣይሰምዓናን እዩ። ንመንፈስ ሓቅን ንመንፈስ ስሕተትን ከኣ በዚ ኢና እንፈልጦ።
@albadralbadr933
@albadralbadr933 6 ай бұрын
መምህር ካሳሁን ሓወይ ፌስብክ ኣካውንቲ መን ይብል ደልየካ ነይረ ወይ ትፈልጥወ ንገሩኒ አሕዋተይ🙏🙏
@waskan7162
@waskan7162 6 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር አምላክ ፀገኡን በረከቱን የብዘሓሎም ብዕድመን ብጥዕናን የሓልወልና Like እንዳገበርና ክቡራተይ❤❤❤❤❤
@weynits571
@weynits571 6 ай бұрын
Malachi 3 ትግ - ሚልክያስ 16: ሽዑ እቶም ንእግዚኣብሄር ዚፈርሁ ንሓድሕዶም ተዛራረቡ፣ እግዚኣብሄር ከኣ ጽን በለ ሰምዔውን። ነቶም ንእግዚኣብሄር ዚፍርሁን ንስሙ ኸኣ ዚሐስቡን ዚኸውን መጽሓፍ መዘከርታ ኣብ ቅድሚኡ ተጻሕፈ።
@habtemichael485
@habtemichael485 6 ай бұрын
ነቢይ የማነ ፩፣ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ንሱ ብመንፈስ ቅዱስ ዘይኮነስ ብመንፈስ ነቢይ ቲቢ ጆስዋ ከም ዝተቐብኣ ገሊጹ ነይሩ። ፪፣ ሕጂ ድማ ነቲ ንጹርን ግሉጽን ቃል ኣምላኽ ክእረም ኣሎዎ ይብል ኣሎ። ስለዚ ብጣዕሚ ምልክት ሕቶ ክግበረሉ ዝግብ ኦ ሰብ ኢዩ። He is a very controversial figure which everyone must follow his teachings prudently.
@merhawikhasay43
@merhawikhasay43 6 ай бұрын
ካሥሁን ሓዉ፡ ኣይትሓዋውስ መንነት የሱስ ምስ ስጋ ድ፡ማርያም መለኮትን ተሓዋዊሱ ኣይትበል ኣበይ ኣሎ ተሓዋዊሱ ምስ ስጋ ድmaryam ዝብል ? ይኸውን ኢልካ ትዛረብ ሲ ክገልጾ እንተዝደሊ መጽ፡ቅዱስ ዘይገልጾ ? ! ኮነ እንድሕሪ ኢሉ ብኸመይ፡ መስርሕ ንጹር ኣይኮነን ምስጢር ኢዩ ነህለ። ሞ ነፋሒቶ ሕብራ ክትቀያይር ከካ እንታይ መስረሓት ተካይድ ኣይትርእያን ፡ኢኻ ቅይር ምስ በለት ግን ኮይና ትሪኣ ሞ ናይ የሱስ ጎይታ መንነት፡ ስጋ ኮነ ዝብል መን ተንትኖ፡ ኣወሃህዶ ኢሉካ? ኣይትጋገ
@biniam9636
@biniam9636 6 ай бұрын
ካልኣይ ናይ ስጋ ፍጥረት የሎን ኣሎ እንተ ኢልካ ኣባና ዉን ክሓድር ኣይክእልን ኣሎ ማለት እዩ ። ኣይካፈለናን ኣሎ ኣብቲ ኣዳማዊ ደም ነፍሲ ስጋ ሒዙ መስዋእቲ ሓጥያት ኮይኑ ድኻምና ጼሩ ስለዚ ኤዩ ክድግጸልና ዝኽእል። ስለዚ እዩ ከምዚ ከማና ዝ ተፈተነ
@TrueVisionT
@TrueVisionT 6 ай бұрын
ነታ ሐቂ እና ፈለጥኩማ ምእዛዝ አቢኩም እቲ ቃል ሰጋ ከነ ጸጋን ሐቅን መሊእወ አባና ሐደረ ፡ ነቶም ብየሱስ ምድሐን ዝአመኑ እይ ንሰኻ ኦርቶደክሰ እንተ ኸንካ እመን እቲ ትብሎ ዘለኻ ሐቂ እዩ ቃል እግዛቢሄር አይቅየርን እዩ ። እቲ የሞነ ዝብሎ ዘሎ ሰሕት ትምህርቲ እዩ ።
@petrosberaki5699
@petrosberaki5699 6 ай бұрын
ሰላም መምህር ጽቡቕ መግለጺ ግን እታ ነብይ ትብልሲ ናቶም እንተጸላእናሲ ከተረዳትካ መስለኒ እስኻ ድማ ትደግማ ኣለኻ እሞ እቲ ህዝብና ድማ ከምኣ ምብል ከለምዳ ምስ ሰናይ ኣኽብሮት እየ ኣይትሓዘለይ።
@EfremAndemeskelcom
@EfremAndemeskelcom 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ጽግኡ የብዝሓልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gsas4971
@gsas4971 6 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዓልና ክብር ሓውና 🙏🙏🙏❤❤❤💝💝💝💝
@Channel-vw8fb
@Channel-vw8fb 6 ай бұрын
ናይ 38 ደቂቅ ትምህርትስ ሸር ካብ ትብሃል ኣብ 2 ደቂቅ ቃል ሕይወት የስምዓልና ትብል እቲ ካሳሁን ዝምህሮ ዘሎ ጌጋ ኣሎ ማለተይ ኣኮነን ግን ቅድም ክንሰምዖ ይግብኣና
@gsas4971
@gsas4971 6 ай бұрын
@@Channel-vw8fb እንታይ ዓይነት ጌጋ እዩ????
@barukh3373
@barukh3373 5 ай бұрын
ኩሉኹም በራዩ፡እቲ ናይ ባርነት ኣምላኽ ገዲፍኩም ኩነታት ሃገርኩም ግበሩ!
@berekhetkfle9556
@berekhetkfle9556 5 ай бұрын
ፕርቶስታንት ጼጠን ፍልልይ ኣሎዎም ጼንጠ ኢልካ ኣነጽሮ
@weynits571
@weynits571 6 ай бұрын
አምላኽ ጸግኡ የብዝሐልካ 🙏🙏🙏ብቃል አ ም ላኽ ም ዝርራብ ዕድለኛታት ኢና ❤😘💖 ዓለም ናብ ጥፍአት አብ ትኸደሉ ዘላ ጊዜ ምስ ህዝብና ቃሉ ክ ንሕ ሉን ክንእዘዞን ይደግፈና 🙏🙏🙏አብ ምዝርራብ ክብሪ ኣምላኽ ዝግለጸሉዩሞ ኣምላኽ ጸግ ኡ የብዝሐልካ 🙏💖ፍኖተ አቦው አቦናን ሐውናን
@johnhazard7416
@johnhazard7416 6 ай бұрын
newih giziye ay rakum tefikum
@abrahanegash5922
@abrahanegash5922 5 ай бұрын
ቓልን ሰጋን ተዋሃሀደ ይብል አብ ቕድሳን ማጻሕፍቲ
@elsakiros6509
@elsakiros6509 6 ай бұрын
1 Corinthians = 15 = 40 - 47..🙏 2 Corinthians = 5 = 19 God bless you 🙏 more grace in the name of Jesus christ 🙏
@MussieSegid
@MussieSegid 6 ай бұрын
Please you have to know English properly to translate
@GhenetElfu
@GhenetElfu 6 ай бұрын
ቃል ስጋ ኮነ እዩ ዝብል ምእራም ኣየድልዮን እዩ ጌጋ የብሉን
@JavasOrent
@JavasOrent 6 ай бұрын
መለኮት ዝተዋሃዶ ስጋ እንታይ ማለት እዩ❤
@Tete909-h4m
@Tete909-h4m 5 ай бұрын
kale hiwet yesmalna kbur memhrna🎉❤🎉🎉🎉
@eyasuasfaha7665
@eyasuasfaha7665 6 ай бұрын
The word was made flesh. እቲ ቃል ስጋ ኮይኑ። እዚ ማለት ነቲ ቃል ስጋ ዝገበረ ሓደ ኣካል ኣሎ ማለት ኢዩ። passive voice ልኡም ግሲ። ስለዚ እቲ ቃል ስጋ ኮነ ኢዩ ዘስምዕ። እቲ ቃል ስጋ ገበረ ዝብል ትርጉም ብፍጹም ኣይህብን። ብዛዕባ ልኡምን ንጡፍን ግሲ ተማሃር በሎ ቅድሚ መለኮታዊ ትምህርቲ ምምሃሩ።
@Sanirey777
@Sanirey777 6 ай бұрын
👌👌👌👌👌
@merimeri3210
@merimeri3210 6 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህረይ ንዝጠፍኡ የሕዋትና ዓይነ ልቦንኦም ይኽፈተሎም ❤❤❤❤❤❤❤
@MussieSegid
@MussieSegid 6 ай бұрын
Kulum hatieom kibriamlak sienom zbl hasb kab mariam sga kwesd aykielm eyou
@natsnetkahsay7854
@natsnetkahsay7854 6 ай бұрын
Kal hiwet ysmalba memhr 1 tmetiwos3፡16 melsi nazi paster yemane eya amlak aentom ykfetelom
@MikiLegese-j9x
@MikiLegese-j9x 6 ай бұрын
N mexhaf kidus gega kab belo bmntay dia emo kinmrah 😢? Wey hasewti nebyat zgebru
@salusalu-f9g
@salusalu-f9g 6 ай бұрын
ጠንቃሊ ክክክክ
@mulleraron3204
@mulleraron3204 6 ай бұрын
Natka gedede eyesus Kab semay aywereden ?
@akberettesfatsion4527
@akberettesfatsion4527 6 ай бұрын
Kal hiwet yesmalna
@meronyohannes7752
@meronyohannes7752 6 ай бұрын
🎉❤🎉❤ thanks for your time
@AsmirUkbay
@AsmirUkbay 5 ай бұрын
Qale hiwet yesmalna bruk hawnan memhrnan ❤❤❤❤❤
@emitiemiti1419
@emitiemiti1419 6 ай бұрын
Kedemu wen tuey aynberen ko
@TemuBereket
@TemuBereket 6 ай бұрын
ካሳሁን ይተሓወሰካ ኣሎ፡ ተዋህዶ፡ ፍጹም ሰብ ፍጹም ኣምላኽ ኣይትብልን ኢያ፡ ኦርቶዶክስ ኢያ ፍጹም ሰብ ፍጹም ኣምላኽ ትብል ልክዕ ከም ካቶሊክን ከም ፕሮቲስታንን።
@hintsamussie5885
@hintsamussie5885 6 ай бұрын
ሰላም ሓወይ ካበይ ኣምጺካዮ እዚ ተዋህዶ ፉጹም ሰብ ፍጹም ኣምላክ ኢላ ኣይትምህርን ኢያ ዝብል ሓሳብ ? እንታይ ኢልና ደኣ ንምህር?
@TemuBereket
@TemuBereket 6 ай бұрын
@@hintsamussie5885 መጀመርታ ተዋህዶ እና ኦርቶዶክስ ፍልልዩ ትፈልጦ ዶ----?
@bestfans
@bestfans 6 ай бұрын
​@@TemuBereketሓሳብካ ተረኪኤካ እንድየ Eastern Orthodox and Oriental Orthodox ክትፈላሊ ደሊካ፡ ክልቲኡ ግን ኦርቶዶክስዩ ክትፈልጥ። ክልቲኡ ኦርቶዶክስ ከኣ ፍጹም ኣምላኽ ፍጹም ሰብ ዝብል መርገጽን ሓቀኛ ትምህርትንዩ ዘለወን፧ ተዋህዶ ከኣ ትምህርቲ ክኾነካ ፍጹም ሰብ ፍጹም ኣምላኽ ኢላ እያ ተኣምንን። ከምኡ ኣይኮነን ትብል እንተ ኾንካ ነዚ መልሰለይ፥ 1. ፍጹም ኣምላኽ እንተ ዘይኮይኑ ከመይ ጌሩ ምስ ኣቦ ማዕረ ኮይኑ፧ ከመይ ጌሩ ቀዳማይን ዳሕራይን ኣነየ፡ ኣልፋን ኦሜጋን ኣነ እየ ኢሉ፧ ከመይ ጌሩ ሓጢኣት ክምሕር ይኽእል፧ 2. ፍጹም ሰብ ኣይኮነን ትብል እንተ ኾንካ፡ ኣይደሓንካን ማለትዩ ድዩ፧ ጎይታ ዝተሳቀዮ ስቃይ ድራማዩ ማለትዩ ድዩ፧
@MussieSegid
@MussieSegid 6 ай бұрын
Eti kal sga con enber tewehade aybl eyu
@Merhaeit_Tkabo
@Merhaeit_Tkabo 6 ай бұрын
Aman
@GeberaGzwa
@GeberaGzwa 6 ай бұрын
😂😂😂shame on you
@simrethadgu5093
@simrethadgu5093 6 ай бұрын
Thank you
@samiaha6007
@samiaha6007 6 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
@MaikelKesete
@MaikelKesete 6 ай бұрын
ነብያት ኢና ሃዋርያት ኢና እናበሉ ህዝብናን መጽሓፍ ቅዱስናን የባላሽዉ ኣለዉ፡ ቃል ስጋ ተዘይ ኮይኑ ደኣሞ ኣምላኽ ኣየድሓነናን መለት እዩ!😢 ናብ ኣርዮስን፡ መሓመድን ኣብ መወዳእታ ከኣ ናብ ናይ ግሪኻውያን ትንሳኤ ምውታን የለን ዝብል ፍልስፍና ከይዱ ዘይክርስትያናዊ ኣስተምህሮ ኣምላኽ ምስትውዓል ይሃቦ። ብዝኾነ ብጥንቃቀ ስለ ሰረድኣኻና ጎይታ ይባርኽካ ካሳሁን ሓወይ❤።
@ygfgh510
@ygfgh510 6 ай бұрын
Amen
@hiwettiakabo2751
@hiwettiakabo2751 6 ай бұрын
Kal hiwet yesma ana abzihu abzihu ybarka Igzabiher Amlak ane bwegenei agibe asebike
@yesus_goytayu1233
@yesus_goytayu1233 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን! ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር መምህርና 🙏✝️❤️
@mananeghuse1098
@mananeghuse1098 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ይምሓረና ዘንቀጥቅጥ ዘመን ኢና በጺሕና ዝብሉና ሲኢኖም እዝግዮ ልቦናና ኣይተዕውረርና
@Kdkdhehjdje
@Kdkdhehjdje 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@weynits571
@weynits571 6 ай бұрын
ሰላም አምላኽ ንዓኹም ብሩ ኻትን ንፈትወኩም ኤርትራ ው ያን የሕዋትና ከምኡ ኣቦናን ሓውናን ፍኖተ አቦው አቦናን ሐውናን 🙏🙏🙏😘❤❤❤
@MaikelKesete
@MaikelKesete 6 ай бұрын
ፓስተር የማነ ኣብዚ ጾሞርብዓ ተወሳኺ ስባኤ እቶ በልዎ በጃኹም፡አጽሓፍ ቅዱስ ፈጺሙ ኣይተረድኦን😢
@tigowedisamray8925
@tigowedisamray8925 6 ай бұрын
❤️☦️🙏🏻
@gotewmShaabel
@gotewmShaabel 5 ай бұрын
🙏🙏🙏❤❤
@እየሱስመገድንሓቅንህይወት
@እየሱስመገድንሓቅንህይወት 6 ай бұрын
እንኾዕ ብሰላም መፃካ❤ ቃል ሂወት የስመዐና ክቡር መምህረይ❤❤❤❤
@DanidaniNatey
@DanidaniNatey 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@kubromallene4786
@kubromallene4786 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@beyenetewolde1332
@beyenetewolde1332 6 ай бұрын
Pastor Yemane must know the difference of these two sentences. The word was made flesh" talks about when Jesus became a human, according to Christian belief. On the other hand, "The word made flesh" highlights the idea that the Word becoming human is something that keeps happening or is always true, not just a one-time event with Jesus.
@MessiM-q1j
@MessiM-q1j 6 ай бұрын
Mbbu
@MikiLegese-j9x
@MikiLegese-j9x 6 ай бұрын
Egziabiher ybarka ❤ btami xbuk agelalixa xegiu yebzhalka wawwww Kbri n amlak xeba zkone tmhrti
@Asgodommenges-jh3co
@Asgodommenges-jh3co 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ሓዉና መምህር ካሳሁን ይቕንየልና ቃለ ሂወት የስመዓልና።
@gabigunners8073
@gabigunners8073 6 ай бұрын
ቃለሂወት የስምዓና ክቡር ሓውናን መምህርናን ካሳሁንደ
@jamioj7497
@jamioj7497 6 ай бұрын
ብሓቅ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና❤❤❤❤
@tigraytdf6518
@tigraytdf6518 6 ай бұрын
ባሓቂ ቃልሂዉቱ ይስምዕልና ክብር መምህርና 🙏🥰🥰
@kiflayteklebrhan2714
@kiflayteklebrhan2714 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህር።
@senaitmebrahtom961
@senaitmebrahtom961 6 ай бұрын
Aman Aman Aman kale hiwet yesmealna ❤❤❤❤❤🙏🏾🙏🏾🙏🏾⛪
@amaneiltalla9379
@amaneiltalla9379 6 ай бұрын
ቃለ ህወት የስመዓልና ኩቡር ካሳሁን ሐውና❤❤❤🌹🌹🌹
@yordanostekelehaimanot2595
@yordanostekelehaimanot2595 6 ай бұрын
Kalehiwt yesmalna nay bahaki xubuk xegu ybzehalka memhr hawey ❤❤❤
@okubugebrekidan491
@okubugebrekidan491 6 ай бұрын
ኣማይን ኣሜይን ኣሜይን ቃላ ሂወት የስምዕልና ኩብር መምህር ካሳሁን ሓውና
@andeghergiseyasu9036
@andeghergiseyasu9036 6 ай бұрын
Well done brother, you explained it 100% true
@abrahamweldegerges6466
@abrahamweldegerges6466 6 ай бұрын
Ezi Yemane hasawi eyu Debrexion kiketliwo yereyeni alo hasuyu terifu hasawi eyu pente nay Awalu measker kamp eyu 😢
@fusfv877
@fusfv877 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰምዓልና ኩቡር ሓወይ ካሳሁን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🤲🤲🤲👏👏👏🌹🌹🌹💒💒💒🌹🌹
@tekliasmellash3289
@tekliasmellash3289 6 ай бұрын
Amen kal Hiwet yesmialna kibur memhr hawna 🙏🙏🙏
@merhawwit
@merhawwit 6 ай бұрын
Ayne lbonana ykfetelna Egzaebiher qale hiwet yesmalna Edmen Tienan xguau Bereketun Yebzahalka ❤❤❤
@nighistieyob2685
@nighistieyob2685 6 ай бұрын
Kal hiwet yesmailna nay agelglot zemenka ybarek
@yoditzerezghi1980
@yoditzerezghi1980 6 ай бұрын
Abet flsfna egziabher ymharrom.
@almazmongusu6231
@almazmongusu6231 6 ай бұрын
Kale hiwet yesmalna egzibiher 🙏
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 6 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ዝሰማዕናዮ አብ ልብና የሕድረልና አሜን 🙏🙏🙏
@samuelghirmay2207
@samuelghirmay2207 6 ай бұрын
Qale hywet yesmalna memhrna xega amlak ms kulatna ynber amen 🙏 Amen 🙏 Amen
@Biemnet-e8t
@Biemnet-e8t 6 ай бұрын
ብሓቂ ጽብቅ መግለጺ ቃለ ሂወት የስመዓልና
@dfhf8186
@dfhf8186 6 ай бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና መምህርይ✝️💒🕊🤲❤
@selamhaile8324
@selamhaile8324 6 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ዓይነ ልቦም ይኽፈተሎም
@Yehwa-p9j
@Yehwa-p9j 6 ай бұрын
ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና መምህር 🙏🙏🙏
@BiniamTesfay-tg5ms
@BiniamTesfay-tg5ms 6 ай бұрын
Egziabiher menfes kudusu ysdedelna
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ 6 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር ሓወና ካሳህን❤❤❤
小天使和小丑太会演了!#小丑#天使#家庭#搞笑
00:25
家庭搞笑日记
Рет қаралды 33 МЛН
iPhone or Chocolate??
00:16
Hungry FAM
Рет қаралды 44 МЛН
Man Mocks Wife's Exercise Routine, Faces Embarrassment at Work #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 6 МЛН
ቀበርቲ  መ ስቀል
30:17
ቤተ ኢየሱስ
Рет қаралды 2,1 М.
Aguadu - Qnat - ቅናት - Best Eritrean Film 2024  - Part 35 - 35 ክፋል
33:15