'' ኣብ ገድላትን ድርሳናትን ዘለዉ ክእረሙ ዘለዎም ጽሑፋት ሕጂ'ዩ ይብሉ ኣቦታት ቤተክርስትያን '' (ብጹእ ኣቡነ ኣብርሃምን ፣ መጋቤ ሓዲስ በርሀ )

  Рет қаралды 7,538

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

Күн бұрын

Пікірлер: 68
@weredetesfagaber9944
@weredetesfagaber9944 11 сағат бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ራኢ ዘለካ መጋቢ ሓዱሽ ተስፋመስቀል ምሳካ ሓቢርና ዘይንሰርሐሉ ምክንያት የለን ብወገነይ ድልዉ እየ
@anatigrawiteya2821
@anatigrawiteya2821 14 сағат бұрын
ናይ ኣቦታትና ኣምላኽ ኣምላኽ ቅዱስ ያሬድ ኣምላኽ ኣርባሃ ወ ኣጽበሃ ንዘላኣላለም ኣለም ይኽበር ይመስገን ንቦታትና ጥበቢን ምስጢርን ምስትውዓል ልቦናን ዝዓደለ ንዓናውን ይዓድለና ካብ እኖና ወላድት ኣምላኽ ካብ ኩሎም ቅዱሳን በረክት ረድኤትን ካብ 99ነገደ መላእኽቲ ተራዳእነትን ምልጃን ክሓድረና ናይ ጎይታና ቅዱስ ፍቓድ ይኹነልና ኣሜን(3)❤
@semhaldrar9389
@semhaldrar9389 13 сағат бұрын
Amen amen amen 🙏🙏🙏❤
@henokzemuykil7540
@henokzemuykil7540 15 сағат бұрын
በርትዑ ኣቦታትና✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔ ኣመና ጹብቅ ጽቡቅ ኣላኽ ይሓጉዝኩም በርትዕይ ኣቦራትና
@alemdesta454
@alemdesta454 12 сағат бұрын
አሰይይይይይይ አቦታትና ወሲኩ ምሽጥሩን ጥበቡን ይዓድልኩም አምላክ አቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርኃን ንሕና ውን አብ አሰርኩም የጽነዐና ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና🤲🥰
@RussomHabtmicheal-no7ue
@RussomHabtmicheal-no7ue 15 сағат бұрын
ብሓቂ አምላኽ ይሓግዝኩም እመብርሃን ትሓግዝኩም ጽብቅ ሓሳብ❤❤❤
@FedFeed-kh8by
@FedFeed-kh8by 15 сағат бұрын
❤❤❤❤አሜን እግዚአብሔር ይደግፍኩም አሰር ቀዳሞት አቦታትናን አዴታትና ክንስዕብ❤❤❤
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 10 сағат бұрын
ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንዓናለ እግዚአብሔር ዓይነ ልቦናና የብርሃልና 🙏🙏🙏
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 3 сағат бұрын
ብሓቁ ደስ ዝብል ሓሳብ እዩ ኣቦታትና ንዚ ሰናይ ሓሳብ ኣልዕልክምዎ ዘለኩም ብቅልጥፍ ክትማሓሽዎ ኣምላክ ይሓግዝኩም ❤🙏
@semhaldrar9389
@semhaldrar9389 13 сағат бұрын
O Egiziabiher Amlak semayawi aboy b'b'rhan ka amalaliseni b' kidus kala ka mirheni kab sihtet adhineni 🙏🙏🙏
@rotes3106
@rotes3106 8 сағат бұрын
ብጣዕሚ ኣገዳሲ ኣርእስቲ 'ዮም ዞም ኣቦታት ኣልዒሎም። ምስኣ ኣተሓሒዞም ናይ ደፍተራ ጉዳይ ንቤተክርስትያናን ንመእመናን አሲሩ ዘፍዝዝ ተዝሰርሑሉ ነዚ ወለዶና ዓቢ ውዕለታ ክውዕሉሉ ዮም።
@nk-yp5yw
@nk-yp5yw 10 сағат бұрын
እግዚአብሔር ጸጉን ጥበቡን ይግለጸልኩም ክቡራት አቦታትና አሜን🙏🙏🙏
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 8 сағат бұрын
ብጣ ዕሚ ፅቡቅ እዩ እግዝአቢሄር ጥበቡ የብዝሓልኩም ሰብ ከይብለና እናበልካ ፈጣሪ ምሕዛን አየድልን 🙏🙏🙏🙏🙏
@SamartS-t8q
@SamartS-t8q 14 сағат бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓና
@ወትሩሻዕብያ
@ወትሩሻዕብያ 10 сағат бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና አሜን
@sarames1717
@sarames1717 7 сағат бұрын
ሰሚዕካ ዘይፅገብ ማዕዳን ትምህርትን ትሕትናን፣ብሓቂ ኣቦታትና ተዋህዶ ኣምነትና ንዘለኣለም የፅንዓልና፣❤❤❤❤
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 16 сағат бұрын
እዞም መምህር ንፉዕ እዮም
@zainasomali7651
@zainasomali7651 13 сағат бұрын
ጸጋኡ ያብዘሐልኻትም ኩቡራት አቦታት ❤❤❤
@soligualagame
@soligualagame 5 сағат бұрын
ብሓቂ ደስስስ ክብለካ እግዚአብሔር ኣምላክ ሚስጥሩን ጥበቡን ይግለፀልም ክቡራን ኣቦታትና🙏🙏🙏❤❤❤❤
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 13 сағат бұрын
Tekekel. Eyu. Kuburan. Abotatena. Tegery. Selhm. ✝️🙏🙏🙏🌿❤️😘🌿
@bmmedia2975
@bmmedia2975 2 сағат бұрын
❤ ከመምዚኦም ዓይነይ መምሃራን ቅድሚት እንተነምጽኦም ክንደይ ምጠዓመ።
@MustWith-w1u
@MustWith-w1u 8 сағат бұрын
እግዚአብሔር ጸጉን ጥበቡን ይግለጸልኩም ክቡራት ኣቦታትና አሜን🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤
@Peter-h2v6b
@Peter-h2v6b 10 сағат бұрын
Great job lovely brother god bless you ❤❤❤❤❤
@user-kk6ee6li2g
@user-kk6ee6li2g 10 сағат бұрын
ብጣዕሚ ኣድላዪ ነጥቢ እዩ ቀፅልሉ
@user-jz4yg9gg1t
@user-jz4yg9gg1t 2 сағат бұрын
እግዛብሄር ኣምላክ ይሓግዝክም ክብራት ኣቦታትና
@wxKGebrehiwet
@wxKGebrehiwet 6 сағат бұрын
ሰባኪ ወንጌል ካሳሁን ሓወይ ኢ/ያ ኣይበል።ካብ ዓዲ ኣምሓራ በል።
@ኪዳንኪዩኣደይ
@ኪዳንኪዩኣደይ 6 сағат бұрын
Egziabher yhagzom nay bhaki xbuk tebegso eu ab fxamie yebxhayom❤
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 4 сағат бұрын
ትክክል ዝኮነ ዘረባ ምስመጽሓፍ ቅዱስ ዝጻረር ዝኮነ ጽሑፋት ካብ ቤተክርስትያን ክርሕቁ ከይተሓለልኩም ዝተባላሸወ መገዲ የዐርዩ
@MhretabTekle-s9c
@MhretabTekle-s9c 14 сағат бұрын
Ezi Ezereba Ezis kab SEB do elkumo eikum. Eid Egzabiher alewo. Egzabiher Orthodox KB wudqet yhalwelna
@Samira-it6jh
@Samira-it6jh 7 сағат бұрын
እግዚአብሔር ዕድመንጥዕናን ይሃቡኩም❤❤❤❤
@ወትሩሻዕብያ
@ወትሩሻዕብያ 10 сағат бұрын
አይይይይ ደስ ዝብል ስብከት ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@TemuSamru
@TemuSamru 10 сағат бұрын
ንመጀመርያ ግዜ ወንጌል ዝተረድኦ ትግርኛ ዝዛረብ ናይ ሓዲሳት መምህር ይርኢ ኣለኹ ። ዕድመ ይሃቦ ።
@ninupedro6577
@ninupedro6577 10 сағат бұрын
ዓይንኺ ኣጸብቕ ኣቢልኪ ክፈትዮ እታ ቤተክርስትያን ብዓባያ ወንጌል ምኳና ክትርእይያ ኢኪ።
@TemuSamru
@TemuSamru 10 сағат бұрын
@@ninupedro6577 ስቕ እስከ !!ቤተክርስትያን ወንጌል ኣይኮነትን ኣይበልኩን , ተባዕ ኣገልጋሊ የብላን ። ኣነ ብግለይ ዝሓቶም ስበኽቲ ኣብ ገድላት ይኹን ፡ትትቀመሎም መጽሓፍቲ ጌጋ ከምዘሎ ብውልቆም ኩሎም የኣምኑ እዮም ። ከምዛ ናይዚ ኣቦና እንተይልና ግን ተሃድሶ ክንበሃል ኢና ኢሎም ዘይኣምንሉ መጽሓፍ እዮም ከንብቡ ዘሓድሩ ፡ ስለዚ እየ ድማ ኣድኒቐዮ ።ከምዚ ከይብሉኒ ኢሉ ብትብዓት ስለ ዝተዛረበ ። ብዛዕባ ኣገልገልቲ እንበር ብዛዕባ መንደቕ ኣይተዛረብኩን ፡ ሰዋስው ተመሃር/ሪ !!!
@yohannessbhat4434
@yohannessbhat4434 11 сағат бұрын
እግዝኣብሄር ልብታትና ይክፈት
@hailegtesfa7540
@hailegtesfa7540 11 сағат бұрын
Politics should be kicked out of our church now!
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 14 сағат бұрын
❤❤❤🙏
@ShishayTesfa
@ShishayTesfa 12 сағат бұрын
❤❤❤
@HarfeyaHayle-dv7qh
@HarfeyaHayle-dv7qh 13 сағат бұрын
✝️✝️🤲🤲
@SUSLOVE359
@SUSLOVE359 15 сағат бұрын
ሕጂ ኦርቶዶክስ ተስፋ ክህልዋ እዩ። ኩሉ ርስሓት ጽንጽዋያት ይጋሓፍ, ህብና ጠፊኡ ይጠፍእ እዉን ኣሎ። ንቃለስ ንቃለስ ኣምላኽ ምሳና እዩ
@HailegoitomHaile-rr4fb
@HailegoitomHaile-rr4fb 4 сағат бұрын
ካብ ጥንቲ ኢዩ ተስፋኣ ኦርቶዶክስ ሓጺጽካ ኣለካ ኣስተውዕል
@Ostirch
@Ostirch 14 сағат бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 13 сағат бұрын
Egzhbear. yemasgan. Nekulu. ✝️☝️🙏🙏🙏🌿💊🌿
@frezghiokube3241
@frezghiokube3241 15 сағат бұрын
እዞም መምህር ኣብ ትግራይ ዘለዉ ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ዝመሃርዎ ኣሎ እንተኽኢልካ ኣብዚ ቻነልካ ብምምጻእ ኩሉ ሰብ ንክሰምዖን ንክመሃሮን እንተትገብር ጽቡቕ ነይሩ።
@panial6147
@panial6147 9 сағат бұрын
ብፓለቲካ ዝተኣሰሩ ዝተኣሰረ ደይኮነን ኣሸጊርና ምእመናን ካብ ቤተክርስትያን ዘሳድድ ዘሎ ኤገልጋሊ ርእሱ ክምርመር ይግባእ !! !!!! !!!!!!!
@fitwidrar5524
@fitwidrar5524 11 сағат бұрын
እዚ ምስ ብእምነት ዘይመስሉና ወጻእተኛታት ሓቢርና ክንሰርሕ ኢና እናተባህለ ዝግበር ዘሎ ንቤተክርስቲያን ናብ ጥፍኣት ዝወስድ መንገዲ ኢዩ ሞ ሓደራኹም ኣውግዝዎ
@MliteTesfaslase
@MliteTesfaslase 12 сағат бұрын
idmen tinan yhabkum luol amlak kburat abotatey kemakum zbelu ybzju
@elaridebesai671
@elaridebesai671 15 сағат бұрын
እዚ ኹሉ ዝብሎ ዘላ ሓዊ እዩ ግን ኣብ ዉሽጢ ቤተክርስትያን ኮይኖም ዘበላሽዉ መናፍቃን ተሃድሶን ኣለዉ
@Wedimamaa
@Wedimamaa 5 сағат бұрын
ንጽባሕ ኣይንበል ቲ ክእረም ዘለዎስ ይተኣረም ደኣ ሕጂ
@Rijasebna
@Rijasebna 9 сағат бұрын
ኢትዮጵያውያን ዝደፈርዎ፡ ኤርትራውያን ይለምዱዎ ዩ እሞ ፡ጽባሕ ንግሆ ውን ብናይ ኤርትራ ላህጃ ብከምዚ ዝበለ ድፍረትን ትብዓትን ፡ንኦቶዶክሳዊ ተሓድሶ ን ምንቅቃሕን ካብ ውሽጢ ኤርትራ ክንሰምዕ ትምኒተይን ጸሎተይን እዩ።
@hailegtesfa7540
@hailegtesfa7540 11 сағат бұрын
ለዘኣነቆ በክሳዱ ኢይሬእያ ለሞት ዝብል ህውተታ ከም በዓል ልፋፈጽድቅ ዝበሃል ህውተታ።
@Rijasebna
@Rijasebna 9 сағат бұрын
እዞም ካህን ኤርትራዊ እንተ ዝኾኑ፡ መናፍቅ ፡ተሃድሶ፡ሃራጥቃ ወዘተ እንዳተባህለ ብዙሕ ስም ምጠበቆም ፡ዕድል ክገብሩ ግን ትግረዋይ ኮይኖም ጸኒሖም።
@arkenhabte6154
@arkenhabte6154 13 сағат бұрын
እዚ ገድሊ ዝብሃል ኣንጻር መጽሓፍ ቅዱስ ዝኾነ ኽጉሓፍ ኣለዎ ናይ ጥንቆላ ዝኾነ ምህሮ
@ninupedro6577
@ninupedro6577 10 сағат бұрын
ኣይትጋገ ክቡር ሓው ይጸናዕ ደኣ በል።
@Mrstytr
@Mrstytr 6 сағат бұрын
Menafqan xelaeti koinom ayfeltu hade goyta elom btkkl wengel zemahlalfu yom
@user-yh1tx5yh6x
@user-yh1tx5yh6x 4 сағат бұрын
Nsu felitna endina tentinakum tenkolti telefalefu tray.
@werkelulwerka
@werkelulwerka 12 сағат бұрын
Ortodox waw kindezini ainet feltet zgerem medhane alem yeberetana
@betytesfaya4049
@betytesfaya4049 4 сағат бұрын
እዛ ናይ ደቂቀ እስጢፋኖስ ግን ኣይ ናይ ግድንን
@HailegoitomHaile-rr4fb
@HailegoitomHaile-rr4fb 4 сағат бұрын
ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኤርትራ ን ዘላለም ትንበር
@Tewahedo16
@Tewahedo16 3 сағат бұрын
ተሃድሶ ግልባባ ቀሊዓ መጺዓ 😢😢 ህዝበይ ሃይማኖትካ ሃሉ።
@Daniel_kah
@Daniel_kah 9 сағат бұрын
እዛ ጉዳይ ጸገም ዘላታ ኢያ ትመስል። መእመናን ተጠንቂቅና ክንከታተሎ ኢዩ ዝግብኣና ዓሌተኝነት+ፖለቲካ+ሃይማኖት ህውስውስ ዝበለ ነገር ኢዩ ዘለዎ።
@peaceandlove.
@peaceandlove. 7 сағат бұрын
ጽቡቕ አለኻ። እቲ ጽገም ናብ ሓደ ወገን ከጸግዕዎ ይደልዩ አለዉ። ስለምንታይ ከ እሻሓት ዓመት ዝገበረት ቤተክርስትያን ሕጂ መጻሕፍታ ክምርመር ተደልዩ?
@hailegtesfa7540
@hailegtesfa7540 14 сағат бұрын
ከምዚ እንተኢልኩም ኣነ ንነብሰይ ኣማኒ ናይ ትግራይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እየ። ሓቂ ትጽናዕ።
@merhawikhasay43
@merhawikhasay43 13 сағат бұрын
ምሳሌ 30 - 6 ከይዘልፈካ፡ ሓሳዊ ዄንካ ኸኣ ከይትርከብሲ፡ ናብ ቃሉ ሓንቲ እኳ ኣይትወስኽ። ካሳሁን ነጋዳይ ናይ ዩቱፕ እዚ ዳ ፈለጥካስ ኣበይ ነይርካ ? ናመንቲ ወንጌል ብዘይ ከውን ክትወቅስ ሞራላዊ ድዩ ገዛኻ ከየጽረኻ? ዝዕረ ከለኩም ክርስቲስ ዘይመሃሮ ሃዋርያት ዘይጸሓፍዎ ተሰኪምኩም ብምኻድኩም ዳ ፈለጥኩም ሞ ሰብ ፈሪሕኩም ንሓቂ ክትጸቕጥዋስ ጽቡቕ ግብሪ ድዩ? ቃል ኣምላኽ ግን ንጹር ኢዩ ኣይትወስኽ ኣይተጉድል ማዓት ከይውሰኸካ ኢዩ ዝብል
@HeahHeah-r6c
@HeahHeah-r6c 14 сағат бұрын
❤❤❤
@ShewitKidane-y9l
@ShewitKidane-y9l 10 сағат бұрын
❤❤❤❤❤
ኤርትራን ምድላዋት ኩናትን
59:56
ADMAS FORUM
Рет қаралды 6 М.
Apple peeling hack @scottsreality
00:37
_vector_
Рет қаралды 126 МЛН
/በስንቱ/ Besintu EP 53 "ፊውቸሩ"
26:10
ebstv worldwide
Рет қаралды 94 М.
መልሲ;- ንሕቶ ብዛዕባ "ኣከለ-ጉዛይ" ዝቐረበ;  1ይ ክፋል  ዕለት/6/ሰ/ነ2021/
58:03
🛑 || አጥብቀህ ልብህን ጠብቅ | እጅግ ድንቅ ትምህርት በርእሰ ሊቃውንት አባ ገብረኪዳን ግርማ  Aba Gebrekidan New Sibket  2024 #viral
1:51:18
ፈውስ መንፈሳዊ ጣና ቅ/ቂርቆስ ፬ መጻሕፍተ ጉባኤ ሚዲያ Fews Menfesawi
Рет қаралды 623 М.
🔴 ቀድሞ የገባ ሰው ይፈወሳል || አዲስ እጅግ ድንቅ ትምህርት በርእሰ ሊቃውንት አባ ገብረኪዳን ግርማ || Aba Gebrekidan New Sibket  2023
2:48:30
ፈውስ መንፈሳዊ ጣና ቅ/ቂርቆስ ፬ መጻሕፍተ ጉባኤ ሚዲያ Fews Menfesawi
Рет қаралды 1,1 МЛН
Apple peeling hack @scottsreality
00:37
_vector_
Рет қаралды 126 МЛН