TMH - "ህወሓት ናይ ፕሮግራም ለውጢ ክገብር እዩ" ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ዘተ ምስ ነበርቲ ከተማ መቐለ

  Рет қаралды 46,136

Tigrai Media House

Tigrai Media House

Күн бұрын

Пікірлер: 522
@HaftomDesta-r5r
@HaftomDesta-r5r Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ ደብሪፅ ጂግና🎉🎉🎉🎉
@ብጂግኑኡሰነፍ
@ብጂግኑኡሰነፍ Ай бұрын
ተስፋ ንገበር ሓደሽ ኣሳላሊፋን ሓዱሽ ዓወትን ንህዝቢ ተብሱሩዎ ይግበርኩም
@WediShishay-mo9ml
@WediShishay-mo9ml Ай бұрын
አጀኻ ደብሪፅ ጅግና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@michaelkidane6578
@michaelkidane6578 Ай бұрын
Welcome dr.debertsion thank you for your service 🙏
@aemabest1264
@aemabest1264 Ай бұрын
ኣንስካ ዲኻ ኣኼባ ትክልክል ነበርካ ንመንሰያት ትግራይ ሕጂ ኣብ መጻወድያ ምስ ኣተኻ ተረድካ ❤👍
@michaelkidane6578
@michaelkidane6578 Ай бұрын
Our beloved leader Tplf dr.debertsion we love you ❤. No more banda in Tigray done
@ewnetuytayal3079
@ewnetuytayal3079 Ай бұрын
ጅግና ጅግና ጨወታ ሐዚውን
@ZerayAtsbaha
@ZerayAtsbaha Ай бұрын
ቆንጆ ሓሳብ
@welduhialu
@welduhialu Ай бұрын
ጂግና ተጋጀለይ በሓዊ ዝተፈነ ደበረጸ
@TeklehaimanotGebretsadik-qd7xh
@TeklehaimanotGebretsadik-qd7xh Ай бұрын
እቲ መግለፂኻ ትኽክልዩ ክገዝኡና ዘይኮነስ ከግዙኡና ተዋዓዒሎምዮም።
@asefaw4345
@asefaw4345 Ай бұрын
ተደጋጋሚ ተግባር ዘይብሉ መሰልቸው ዘረባ ግዜኩም ብክሳራ ሓሽሽኩም ሕጂ ድማ ናይዚ መንእሰይ ጊዜ ትበልዑ ኣለኹም
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be Ай бұрын
ሓሳብ እንህብ ሰባት ትግራይ ከመይ ትድሓን አብዝብል ሓሳብና ነቕርብ።
@Fiudfiijbhye
@Fiudfiijbhye Ай бұрын
ዉግዕ ክንጅምር ጓስጓስ ይገበረልና።ጅግና ደብርጽ❤
@TekleWeyni-k7p
@TekleWeyni-k7p Ай бұрын
ያዕስ ደብሪፅ ግን ቀጥታ ተግባር የሃልዎ እትውስንው ውሳነ
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 Ай бұрын
ህወሓትን ህዝቢ ትግራይን ኣብ ቀጻሊ ተጻብኦን ቃልሲን ዓወትን! ❤️🧡💛💚💙💜🖤💖🌵🎄🌲🌳🌴🌱🌿☘️🍀🎍🎋🍃🍂🍁🍄🌾💐🌷🌹🥀🌺🌸🌼🌻🌞🌝🌛🌜🌕🌙🍏🍎🍐🍊🍋🍌🍉🍇🍓🍈🍒🍑🍍🥭🥥🥝🍅🍆🥑🥦🥒🥬🌶🌽🥕 God Blass Tigray!
@AhlamOmer-q5e
@AhlamOmer-q5e Ай бұрын
ህወሓት አምበሳ 👍❤️❤️❤️
@besobela7237
@besobela7237 Ай бұрын
ብውልቀይ ዋላ እኳ ዶ/ር ደብረፅዮን ብዘለዎ ናይ አመራርሓ ኽእለት ምንኣስ አይንፍተዎ እምበር አብ ሓቂ ረጊፁ ብውሕስነት ምኽባር መንነትና ዝቃለስ ዘሎ ግን ንሱን ውድብ ህወሓትን እዮም። እቶም ዝህቦም ዘለው ነጥብታት ዝተርአዩ ግዕዝይና ምብርካኽን ምፍራስ ትካላትን ናተግሃደ እዩ ። ድርቅና አመራርሓ ደብረፅዮን ስእነት ብልሓት አመራርሓ ዓበይቲ መራሕትና ዝርአ ድኽመት ተኾነ እውን ጌጋታት ተለጠፍቲ ግን ብግልፂ ይረኣይ አሎ ። እቱይ ኾነ እቱይ ግን ብኽልትኡ ገፅ ዘለኹም ተገሩ ሰብ ስልጣን ተወሓሓጡ በይዛኹም ምእንቲ ታሪኽን ሓድነትን ህዝቢ ትግራይ ተረዳድኡ ።
@ZenebeshBeyene
@ZenebeshBeyene Ай бұрын
TMhይሰርሕድፍሪኮንሲላኣኩልናናብቲክቶክ
@Omer-uv4hv
@Omer-uv4hv Ай бұрын
ደፂ አምበሳ❤❤❤
@Mulu_alene
@Mulu_alene Ай бұрын
Bravo Debrits we are behind you!!
@Sunrise-oj4do
@Sunrise-oj4do Ай бұрын
ሰላም እንዶ ሃቡና አቱም አዛብእ በላዕቲ
@michaelkidane6578
@michaelkidane6578 Ай бұрын
Viva Tplf let's stand together our beloved hero we love you
@Goitom-u1f
@Goitom-u1f Ай бұрын
Tigray loves TPLF
@yonasberhe6284
@yonasberhe6284 Ай бұрын
Thank you for explaining the issues. Transitional government is working for Abyi, thank you for standing and exposing the PP’s agent, like Getachew, Tasdkan and the other bands
@OromiyaaOromoo-b1l
@OromiyaaOromoo-b1l Ай бұрын
Dr. Dabratsiyon the excellent person /leader ❤👍💪💪💪TDF.
@seidedris3325
@seidedris3325 Ай бұрын
ፅቡቅ በርቱዑ❤🎉🎉
@MytiberDura
@MytiberDura Ай бұрын
እዚ ረይጣጥ ርእሲ ዕንጉለ፣ "ሚልዮን ሞይቱ ዝባሃል ፅንዓት የብሉ፣ ማስረጃ የብሉ፣ ንዓና ንኣመራርሓ ንምውንጃል እዩ ዝዝረብ ዘሎ" ኢሉ ብሚድያ ተጠሊዑ ኽሕደቱ ምስኣርአየና ሐዚ ድማ ምልስ ኢሉ ሃተፍተፍ ይብል ኣሎ።
@moe3000
@moe3000 Ай бұрын
Loqmatse! Kindly tidefir eka! Kimuu aybehalin..
@debasifisahayesmedhanye8394
@debasifisahayesmedhanye8394 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ ሓቀኛ መሰመረ ሀወሓት ብጣዕሚ ደሰ ኢሉና ንኩሎሞ ፀለአትና ብቀልፅሞና ከንሰዕሮሞ ኢና
@MotivatedInsights-h9h
@MotivatedInsights-h9h Ай бұрын
kltsmka tseber
@AgameTigray
@AgameTigray Ай бұрын
ህውሓት በስቢሰ ኢየ ጨንየ ኢየ 'ሞ ክቅየር ኢየ ካብ እትብል 15 ዓመት ኮይኑዋ አሎ። ናይ መሪሕነት ቅድቀት አጋጢሙኒ ኢላ አኬባ ገይራ መሪህነት ከይቀየረት ንደብረጽንተንት መሊሳ መራሒ ኮንይኑ መጺኡ። ህውሓት ነቂዛ ኢያ። ዝነቀዘ ከዓ አይድህንን። አብ ትህቲ አመራርሐ ድብሪጭ መሰረተልምዓት ትግራይ ዓኒዮም ፡ ሐድ ሚልዮን ተጋሩ ብግፍዒ ተቀቲሎም ፡ 148 ሽህ ደቂ አንስትዮ ተጋሩ ተዓሚጸን ፡ ትግራይ መንግስቲ ከይህልዋ ተገይራ ወዘተ። እዙይ ኢዩ እቲ ሐቀኛ ታርክ ደብሪጭ። ህውሓት ዝነቀዘትን ከቢድ ሸክሚ ህዝቢ ትግራይ ኮይና አላ ሳላ ደብሪጭ። ነዚ ኩሉ ጥፍአት ምክንያት ኮንይካስ ሐዚ ተመሊስካ ኣነ ተዘይ መራህኩካ ኢላ ንህዝቢ ትግራይ ጆሆ ምትሐዝ ተራ ሽፍትነት ኢዩ።
@aronyonas7563
@aronyonas7563 Ай бұрын
አብ አፍሪካ ህብረት ዝዘትግ ዘሎ ወርቅነህ ገበዬህ ዝባሀል ክነጋልፆ አለና ❤❤
@موسهمحمد-ح4ش
@موسهمحمد-ح4ش Ай бұрын
ጂግና ኣዮካ
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 Ай бұрын
D/r Debrestuen G/Michael is absolutely honestly and tolerancely right person so I agreed with you, just you have been thinking of the people who' are educated and succeed that represented leaders that as Bitona and TPLF, etc so We love you, forever our brother good man so God bless you 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
@GmedhinGhiday
@GmedhinGhiday Ай бұрын
እቲ ውግእ ምተረፈ ነይሩ ዝብል እምነት እዃ እንተዘይሃለወኒ እቲ ዝበፀሐና ጥፍኣትትን ዕንወትን ብርሰትን ኣብ ልዕሊ ኣሓትና ዝበፅሐ ፆታዊ ጥቕዓት ትሑት ምኾነ ነይሩ ስለዙይ ናይ ግዝያዊ ምምሕዳር ኣይሰረሐን ዝብል ፀለመ( ንከይሰርሕ ዕንቅፋት ፈጠርቲ ባዕሉን ጉጅሉኡን ከምዝኾኑ እዃ ርዱእ እንተኾነ) ካብ ምስማዕ ኣነውን መራሒ ኮይነ እዚኦም እዚኦም ጥፍኣታት ፈፂመ እየ እንተዝብል ፅቡቕ ነይሩ። ዘይጠዓስ ምዃኑ መሕዘኒ እዩ። ናብ ቁሸት ዝወርድ ዘሎውን ባዕሉ እዩ እዚ ድማ ንትግራይና ሓደጋ ኣለዎ።
@GebretatyosHadush-yb9su
@GebretatyosHadush-yb9su Ай бұрын
ብሓቂ
@tsab826
@tsab826 Ай бұрын
ቁርፅካ ፍለጥ ደ/ፂዮን ጉጅልኡን ትመራሕዎ ህዝቢ ትመራሕዋ ትግራይ አይክትሕልውን። ነጠቢ
@YG-xk7gm
@YG-xk7gm Ай бұрын
ተጋሩ ውድባቶም ባይቶና ውናት{ውድብ ናጽነት ትግራይ) ሳወት ዓረና ሕወሓት ግን ኣምሓሩ ኦርቶዶክስ ኣትፈርስም እዳበሉ ከም ዝሸቀጡልና ሕዚ ከኣ እዚ ውድብ ሃይማኖት ድዩ ክኸውን ዝድለ ዘሎ ስልጣን ምኻዳ ኣይተርፍን ተጋሩ ብዘይ ጎድእ እንተትግብርዎ ዝሓለፈ ሓሊፊ ጀጋኑ ኬንኩም ኣብቅድሚ ተጋሩ ምቐዐልኩም
@michaelkidane6578
@michaelkidane6578 Ай бұрын
Long life our legend ❤️
@mebrahtomtesfay683
@mebrahtomtesfay683 Ай бұрын
ንቕድሚት
@agamezeru4005
@agamezeru4005 Ай бұрын
Dr debretsion, a man of principle, honest and proud tigraway, we are with you ❤❤❤❤❤
@KflomGs
@KflomGs Ай бұрын
ዶ/ር ደብረፅዮን ንተሓታትነት ጆኖሳይድን ላእላውነት ዓድን ብሓፈሻ ቤህራዊ ረብሓ ዓድን ካሕሳ ጉዱኣት ኩናትን ዕንወት መሰረተ ልምዓትን ወ ዘ ተ ህዝቢ ኣዕሲልካ ከምትቃለሶን ከምተረጋግፆን ሙሉእ እምነት ኣለና ። ህዝቢ እቲ ሓቂ ንክበርሀሉ ግን ኣበርቲዕኹም ተቃለሱ ። ትግራይ ትፍተን !! ፈንፂሓ ዘይተሓሰበ ዓወት ድማ ትዓትር !! ኣየጠራጥርን ።
@berheamare-tz5rw
@berheamare-tz5rw Ай бұрын
ውድብ ናይ መንእሰይ ተኮኑ ታማ መናእሰይ ሰብሲብኩም ለይትፈልጡ ?BTW are you normal?
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 Ай бұрын
ናይ ባዕልኻ ጥዕና መትምር ጎሓፍ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
Debrix ❤king
@TsegayKfle
@TsegayKfle Ай бұрын
You are a hero one
@berhanegebreslassie4049
@berhanegebreslassie4049 Ай бұрын
ኣንቱም ሰባት ትፃረፉ ዘለኩም ክንድ ናቱ ንትግራ ተቓለሱላ እም ሹዑ ሕሳብ ንግበር
@jhi3325
@jhi3325 Ай бұрын
ይኽለካ ውረድ አሻሕ ወጣት ትግራይ ወድእኻስ ለኸባጥ አረግት ሰረቅቲ ሐፅነ መፅን አብ ጋጋኻ ነፍቁካስ ትግራይ ክመርሕ እየ ዘይሐፍር😊
@aronyonas7563
@aronyonas7563 Ай бұрын
❤Our honest beloved Leader❤ Dr.Debris Keeping going we are beside you Long Live TPLF ❤
@mulugebreslassie9357
@mulugebreslassie9357 Ай бұрын
ጎይታ ፀባይ ጎይታ ዓቅሊ ንበረልና ንዘላለም
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ Ай бұрын
ደብረ ፅንተት
@asgedomtesfay2290
@asgedomtesfay2290 Ай бұрын
በጃኹም እዙ ሰብ ኡዙይ ክጠፍእ እዩ ዘለዎ !! ምኽንያቱ ንቡዙሕ ዓመታት ንቡዙሓት ሰባት ዘታለለ ሰብ እዩ !! ሕጂ ግን ብዕሊ ኣብ ዝሓለፈ ጉባኤ ተጋሊፁ እዩ !! ንሕና ዝነበረና ስልጣን ኣብቂዑ እዩ ጉባኤ ገይርና ንመናእሰይ ክነረክብ ኣለና ኢሉ ጉባኤ ኣካይዱ ንጌታቸው ኣባሪሩ ንባዕሉ ሸይሙ ዝመፀ ነውረኛ እዩ !! እሞ እዙ ሰብ እዙይ ከይተወገደ ኣብ ትግራይ ሰላምን ልምዓትን ኣይመፅእን !! ይኣክል በቃ ይኣክል ። ሠላምን ልምዓትን ንትግራይ ዓደይ።
@mashimashi1214
@mashimashi1214 Ай бұрын
Tezaribe eye dka elka 😮
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey Ай бұрын
በጃኹም እንዶ ነዚ ሰብ ሰብ እዚ ኣፉ ሸቂጥኩም ኣብ ዝኾነ ዓይኑ ዘይንሪአሉ ቦታ ኣቕምጡልና
@SkyEritrea
@SkyEritrea Ай бұрын
ኣታ ሑልኩስ ሓሳዊ ፈኸራን ጃህራን ሕደግ ሕጂ ተጀሚርካ ዝድንግጸልካ ዘሎ ከይመስለካ ለኽባጥ.ጌታቸዉ ገርሂ ልቡ ኢዩ እስኻ ግን ከምዞም ቁርሱሳት ህግደፍ ደም ደቆም ዘይጸግቡ ደም ደቅኻ ሰቲኻ ኣይጸገብካን
@wezwelday2580
@wezwelday2580 Ай бұрын
ደብረ ፅንተት! ደብረ ክሕደት!
@kenyanlove5615
@kenyanlove5615 Ай бұрын
ደብረጽዮን በይዛካ ተከወል ይአክል
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 Ай бұрын
Sabia Sabia sabia sabia Kitibeluluyezebukumumo Reresikumo sabia Mekesene tehzabi Koyenuzelolo🇪🇷✊🌹💯✅🌺🌲❤️🌟🙏🌴Sabia Mekesene Kulubahlukumo
@KidusTsige-c7d
@KidusTsige-c7d Ай бұрын
ታይ ጉዱ ሰዓል በዚሑ ???
@BerhaneKidane-lx7fh
@BerhaneKidane-lx7fh Ай бұрын
Wred wedi ebdit
@TitiMaki-m3x
@TitiMaki-m3x Ай бұрын
እረ እሰሩልና እዚ ድንዙዝ ደንቆሮ
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb Ай бұрын
ወጣት ኣበይ ኣሎ
@LetayGidey-zg6nu
@LetayGidey-zg6nu 18 күн бұрын
ኣኼባ ዕንክሊል
@GrmayG
@GrmayG Ай бұрын
50 ዓመት ለውጢ ገይርና ትብሉ ግን ሓዳርኩም እኩም ትገብሩ
@BinyamBinyam-bl7tz
@BinyamBinyam-bl7tz Ай бұрын
ደብሪፅ ጀግና
@filimonbrhane131
@filimonbrhane131 Ай бұрын
ህዝቢ ብሕወሓት ተስፋ ዘይምቁራፁ ይገርም እዩ
@WediShFta
@WediShFta Ай бұрын
Debrxi 🐆 👈🏽
@besobela7237
@besobela7237 Ай бұрын
ኮነ ተባሂሉ አንፃር ደብረፅዮን ርእይቶ ንምሃብ ተጎጂልኹም ዘለኹም ርእይቶ ወሃብቲ ተነቒሕልኹም አሎ
@skylimit1423
@skylimit1423 Ай бұрын
1-TDF ይበልጥ ይደራጅ ይሰልጥን ይታጠቅ 2-የመረጃና የስለላ አቅም ይገንባ ። የመረጃና የስለላ ሰዎች ይሰልጥኑ ይሰማሩ ። 3-ወዳጅ የመፍጠር የውስጥ ግንኙነቶች ይጠናከሩ ሰላም የሚመጣው አቅም ሲኖርህ ስትከበር ነው። አቅምህ ከደከመ ማንም አይሰማህም ። Deterence power ከሌለህ ማንም አይሰማህም ! ጠላት ጦርነት ከመጀመሩ በፊት ሁለቴ እንዲያስብ የሚያደርገው ያንተ deterence power ነው
@ወዲትግርኛ
@ወዲትግርኛ Ай бұрын
እዞም ትጻረፉ ካብ ምጽራፍ ሓቂ ምስ መን ኣላ ምምማይ ምምዛን ኣይምሓሽን
@yonasberhe6284
@yonasberhe6284 Ай бұрын
Thank you because they are paid band
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 Ай бұрын
Bezey xerfi kalie weyke
@asefaw4345
@asefaw4345 Ай бұрын
ሕውሓት ይኹን ግ/ም/ት ካብ ህዝቢ ትግራይ ተኣለይሉ ንስልጣንኩም እምበር ንህዝቢ ትሓልዩ ኣይኮንኩምን
@AsmelashGobezay
@AsmelashGobezay Ай бұрын
ዶ/ር ደብረፅዮን ንቅድሚት! ግን መንእሰይ ወለዶ ብገንዘብ ይግዛእ ኣሎ ም/ቱ ዕለታዊ ረብሓ እምበር መፍትሒ ፀገም ቀፃሊ ሂወቱ ኣይሓስብን ዘሎ እዚ ብገንዘብ ዝድለል ወጣት ወለዶ ነቲ ቅንዕና ዘለዎ መንእሰይ ኣደናጊሮም ቀልቡ ይስሕቡዎ ኣለዉ ስለዚ ወለዲ ደደቆም ይምከሩ
@abrhamtesfay1586
@abrhamtesfay1586 Ай бұрын
ግን ኣነ ዝገርመኒ፡ ገና ክመርሕ ኢየ ይብል ኣሎ፡ መሕፈሪ ድዩ ዘይብሉ ኾይኑ! መጀመርታ ንስካ ተኣለ ደሓር ብቀሊሉ ለዉጢ ክመጽእ ይኽእል ኢዩ!
@kidanehaddish
@kidanehaddish Ай бұрын
ደብረፅዮን። ህዝቢ ሽረ እንታይ ጌሩኩም ብሰላም ኣኼባ ከልኪልኩም?
@almaz3950
@almaz3950 Ай бұрын
እንታይ እተወካ ብዛዕባ ሽረ። ንሽረ እንድሕር ሐሲብካ እስቲ ኪድ እቱ አኬንዳ ዘሎ ሕዝቢ ሐግዝ።
@kidanehaddish
@kidanehaddish Ай бұрын
@@almaz3950 ኣብኬንዳ ዘሎ ህዝቢ ኣንደበቱ ዓፂኹሞ
@almaz3950
@almaz3950 Ай бұрын
@@kidanehaddish መን እዩ ዓፂዎ? እንድሕር ትግራዋይ ኮይንካ ንቐደም ንህዝብኻ ሕሰብ። ጌታቸው ሰካራም ዘምፃልካ ነገር የለን።
@kidanehaddish
@kidanehaddish Ай бұрын
@@almaz3950 ጌታቸው ንበይኑ ብምሽጥር ዝመርሖ ነገር የለን ከም እታ ቅድሚ 1993 ዝነበረት ሓቀኛ ህወሓት (collective lesdership) ዝምራሕዩ ኣነውን ዝድግፈሉ ምኽንያት እዚ እዩ እንተ ናይን ስብሓት ነጋን ኢሳያስን ኣምሓራይዝድ ኢትዮጵያኒዝም ግን ቀንዲ ሓደጋ ትግራዋይነትዩ ምሽጥራውን ናይ ስድራ ሸዋውያንዪ።
@Haben___wejerat
@Haben___wejerat Ай бұрын
ብቕልፅምና ፣ትግራይ ረመፅ ትኾኖምያ፣ለውጢ እናበልካ ዕድመ ልክዕ ናታለልኩም ክትነውሩ ኣፋሉን ህዝቢ ነቕሑ እዩ። እናበለ ህዝቢ፣መናእሰይ ኣውድእኻ እንታይ እኻ ትውስኽ ፣መጨረሻ ድማ ሓደ ሚልዮን ንምውድኡ ማስረጃ የለን እልካ ክሕድኻ ።በጃኻባ ልገሰልና።
@Vip-j8f
@Vip-j8f Ай бұрын
ጅግና ኣያና ንሊያቡን ንባንዳታትን ብቅልጡፍ ስጉምቲ ወሲድኩም ህዝቢ ትግራይ ካብዘለዎ መከራ ኣውፅእዎ መጀመርያ ግን ቶም ንትግራይ ምስብልፅግና ወጊኖም ሃደሽደሽ ከብልዋ ዝፅዕሩ ዘለዉ ብቅልጡፍ ስጉምቲ ወሺድኩም ቀሻምድዎም እሰርዎም ። ኣብትግራይ ፅኑዕ ሕጊ ክምስረት ኣለዎ ዝቀተለን ደቀንስትዮ ዝደፈረን ክቅተል ዝሰረቀ ኣእዳዉ ክቁረፅ ኣለዎ
@alamatatoday8002
@alamatatoday8002 Ай бұрын
and guess what u r the number one deceptive person😅😅
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ Ай бұрын
ደብረ ፅንተት ካብ ምድረ ገፅ ትጠፍእ አለካ ዲቃላ ሻዕብያ
@mosmos4020
@mosmos4020 Ай бұрын
ብቅዓት የቢልካን ይኣኽለካ ።
@KflomGs
@KflomGs Ай бұрын
ዶ/ር ደብረፅየን ሐዚ ዘለኻሉ ኩነታት ግለፆ ተዝበሃል ዘበነ ስቅለተ-ክርስቶስ ምበልኩዎ ። ❤ ክርስቶስ ብተኣምሩን ኣድሓናይነቱን ዘይወረደሎም ህዝብታት ንክርስቶስ ስቀሎ ን ባርናባስ ፍትሓዮ ኢሉ ኣእዳው ኣልዓለ ። እቲ ዘየስተውዕልን ግብዝን ህዝቢ ሰኣን ምስትውዓሉ መድሓኒቱ ከሰረ
@Fikretadesse123
@Fikretadesse123 Ай бұрын
Thank you for the bad service...is enough over.
@edenyisak8707
@edenyisak8707 Ай бұрын
You talk like an opposition party leader which is in essence correct.
@mathewosgiday
@mathewosgiday Ай бұрын
Hero
@SamiDan-op8pt
@SamiDan-op8pt Ай бұрын
ደብረ ፅንተት ግደፍ እዶ ሰላም ሃበና ጠዊዝካ ለኣተካ ንዓና ዉን የተጠዉዘናይ ዶ ግደፍ ዕንክሊል 😂😂😂
@truthfor27
@truthfor27 Ай бұрын
ደብሪ ወናኒ ቡሉፃት ክብሪ ህዝቢ ትግራይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ Ай бұрын
ደብረ ፅንተት
@truthfor27
@truthfor27 Ай бұрын
@user-jj4lh3lo6q why act like a parrot 🦜 parrot 🦜
@truthfor27
@truthfor27 Ай бұрын
@@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ be yourself if you have arguments come with that than narrating boring terms
@skylimit1423
@skylimit1423 Ай бұрын
1-TDF ይበልጥ ይደራጅ ይሰልጥን ይታጠቅ 2-የመረጃና የስለላ አቅም ይገንባ ። የመረጃና የስለላ ሰዎች ይሰልጥኑ ይሰማሩ ። 3-ወዳጅ የመፍጠር የውስጥ ግንኙነቶች ይጠናከሩ ሰላም የሚመጣው አቅም ሲኖሬርህ ስትከበር ነው። አቅምህ ከደከመ ማንም አይሰማህም ።
@fessahayetukue697
@fessahayetukue697 Ай бұрын
Algers!!! Then friendship and relations from heart ✌️
@MehariGeb
@MehariGeb Ай бұрын
ደብረፅዮን የህዝብ ልጅ ጌታቸው የvodka ወንድም ህወሓት እኛ እያለን አትፈርስም!
@negagetachew974
@negagetachew974 Ай бұрын
ደብረጽዮን ቀጣፊ ሐሳዊ ኤርትራዊ ካብ ሻዕቢያ ተላኢኩ ተጋሩ ዘጥፍእ ዘሎ። ዝጠቅም ፍልጠት ዘይብሉ።
@Me-cy2un
@Me-cy2un Ай бұрын
Haki zerebaa​@@negagetachew974
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ Ай бұрын
ደብረ ፅንተት ዲቃላ ሻዕብያ
@negagetachew974
@negagetachew974 Ай бұрын
@@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ ፅንተት ብሻዕቢያ ዝተላከ ተጋሩ ከጽንት ኤርትራዊ ባንዳ ብሰላሕታ ዝሰርሕ ሰብ ስለ ዝኾነ ካብ ስልጣን ክውገድ አለዎ። ሰብ ተሳኢኑ ድዩ ? enough is enough Stop 🛑
@toyotaw2500
@toyotaw2500 Ай бұрын
@@Me-cy2unጽንተት ጎጄለ ኩናት ወሊኣ እንታይ አምጺኣ ጽንተት እያ አምጺአ ሕጂ ድማ ሳላ አማርካ ዝተረኽበ ሰላም አንክራ ኩናት ክውልእ ኤዩ ዘአገርግር ዘሎ ካብዚ ክሉ ለኽበጣ ጥርታ ዘይወስድ.
@gebrihwetgere3755
@gebrihwetgere3755 Ай бұрын
ደብርፂአቦሐቂ
@kalulale1707
@kalulale1707 Ай бұрын
ህወሓት ዝኩሉ ሰንፈለል ምጭብርባርን ምድንጋርን ሞይተ ይርከብ ዝብሎ ፕሮግራሙ ድህሪ ሃደ ሚሊዮን መንእሰይ ኣወዲኡ ክቅይር ዝሓሰበ ኣሚንሉ ከይኮነስ ብፀላእቲ ተንበርኪኩ ሓፍቲ ትግራይ ንወፃ ሃይሊታት ኣሕሊፉ ብምሓብ ብጦርነት ዝደኽደኸ ትግራይን ህዝባን መሊሱ ብምክሓድ ኢዮ፡፡ ድላዮ ይግበር ድህር ሕዚ ንሶም ዝመርሕዋ ትግራይ ኣይትሕሉን ኢያ ኣብቒዑ፡፡ የኾኖ ኣብ ኢድ ውልቐሰባት መራሕቲ ዘሎ ኣብ ወፃኣ ኣዲ ዘሎ የፍልጡና የረክቡና ብሰላም ተከቢሮም ክነብሩ ተኮይኖም፡፡ ንሕና ተዘይ መሪሕናያ ተይሎም ግን ዝኽተሎም ይፍለጡ ድሕር ሕዚ ንፃወሮ በደል ህወሓት ኣይክሕሉን፡፡
@TEEK4039
@TEEK4039 Ай бұрын
ቅድሚ ኩሉ ደብረጽዮን ብውልቂ ከም መራሒ ህወሓት፣ ህወሓት ድማ ከም ፓርቲ ነቲ ኣብ ትግራይ ንዝበጽሐ ግፍዒ ተሓተቲ ኢኹም። ካልኣይ እቲ ውዕል ፕሪቶሪያ ኣይንፈልጦን ትብል’ዶ ኣይነበርካን?
@asrarandulber-cn1od
@asrarandulber-cn1od Ай бұрын
እኛ ኢትዮጵያቢሄርቢሄረሰቦችም የምንለው ይህውነው
@TEEK4039
@TEEK4039 Ай бұрын
@@asrarandulber-cn1od ምኑን?
@welday232
@welday232 Ай бұрын
ኣይትፅዓር ኣይትምረፅን ካልኣይ ዶ ንፀንት ዕድልና ንፍትን ፖለቲካ ንቅይር ኢና
@grab3655
@grab3655 Ай бұрын
Realy as one tigraway i am fade up of with the man dr. Debretsion he need all about to satsifay his ego he is not work for tigray please leave tigray colletion of oldies go to church ur time is finished
@amanuellemlem
@amanuellemlem Ай бұрын
ሓሜት ጥራሕ...እኽኽ
@AlulaHab
@AlulaHab Ай бұрын
እንታ ቀርካ እዩ ዝኩሉ መንእሰይን ንብረት ኣወድእካስ በትናዮም ትብል ሓሶት ኣይትደጋግም ዓው እልካ ዘይዝረብ ኮኑና እዩ ደብረዕንክልል
@Tfdj-fu5qt
@Tfdj-fu5qt Ай бұрын
ሓደ ኩኑ❤
@RozaWolde
@RozaWolde Ай бұрын
Our hero ❤
@michaelkidane6578
@michaelkidane6578 Ай бұрын
Welcome our beloved hero 🙏
@mehretabeyasu1674
@mehretabeyasu1674 Ай бұрын
Dr. Debretsen keep up
@seidedris3325
@seidedris3325 Ай бұрын
The Man !!
@TATSAMEKSOLOMON
@TATSAMEKSOLOMON Ай бұрын
what are talking about? 1.The UN security has meeting about the people of Tigray humanity 2. Thanks to the international community especially for the Europian union as an institution and for same leaders like Havaso the question is why did you leave FinFine after empowering the Genociders that had been with you and were your friends all Ethiopian institution ? why did not u have exit strategies for the case of Genocide on the people 3, in the 1990s the projects in Tigray have collapsed ,why ? 4. where is the proporty of EFORT
@destadesta8714
@destadesta8714 Ай бұрын
ጆኖሣይድ ኣይተፈጸመንዶ አይበልካን አንታዘገምተኛ . ንሥኻ ትመርሖ ህዝቢ ትግራይ ሞት ይሀቦ. ጻምእ ሥልጣን ከዕብደኩም ኢሉ ጨካናት ዙዅሉ መንእሰያት' አብሊዕዅም
@TesfayNegasi-vd6vx
@TesfayNegasi-vd6vx Ай бұрын
ደብሪፅ ጅግና
@AgameTigray
@AgameTigray Ай бұрын
ህውሓት በስቢሰ ኢየ ጨንየ ኢየ 'ሞ ክቅየር ኢየ ካብ እትብል 15 ዓመት ኮይኑዋ አሎ። ናይ መሪሕነት ቅድቀት አጋጢሙኒ ኢላ አኬባ ገይራ መሪህነት ከይቀየረት ንደብረጽንተንት መሊሳ መራሒ ኮንይኑ መጺኡ። አብ ትህቲ አመራርሐ ድብረጽንተት መሰረተልምዓት ትግራይ ዓኒዮም ፡ ሐድ ሚልዮን ተጋሩ ብግፍዒ ተቀቲሎም ፡ 148 ሽህ ደቂ አንስትዮ ተጋሩ ተዓሚጸን ፡ ትግራይ መንግስቲ ከይህልዋ ተገይራ ወዘተ። እዙይ ኢዩ እቲ ሐቀኛ ታርክ ደብሪጭ። ህውሓት ዝነቀዘትን ከቢድ ሸክሚ ህዝቢ ትግራይ ኮይና አላ ሳላ ደብሪጭ። ነዚ ኩሉ ጥፍአት ምክንያት ኮንይካስ ሐዚ ተመሊስካ ኣነ ተዘይ መራህኩካ ኢላ ንህዝቢ ትግራይ ጆሆ ምትሐዝ ተራ ሽፍትነት ኢዩ።
@welday232
@welday232 Ай бұрын
ኣታሓሳዊ ደረቕ ቡስኩት ፅዒንካ ነይርኻ ትሕባእ ተገዲዶም ፈሪሞም ትብልለኽባጥ ጭቡጥ
@SolashHare-pc8qe
@SolashHare-pc8qe Ай бұрын
50 ዓመት ሙሉ የፈሰሰው የትግራይ ወጣቶች ደም አይበቃም? ቀጣዩ ጊዜ ግን የትግራይ ወጣቶችን ደም የጠጣው ዘንዶ ከምድረ ገፅ የሚጠፋት ወሳኝ ጊዜ ነው እንደ ትናቱ የሚደበቁበትም ዋሻ አይኖርም እግዚአብሔር ይፈርድባቸዋል
@atsbehasyum3319
@atsbehasyum3319 Ай бұрын
TPLF must go
@gabrielhaile2594
@gabrielhaile2594 Ай бұрын
ደር ፣ደብረ ጽዮን ቅድሚ ህዝቢ ድርጅት ንምቅዳም ከመይ እዩ፡ ህዝብና ብጥሜትን ብቁርን ብመከራን እንዳሀለወ ንምንታይ ናብሽመት ተጋይኩም። ለባታትን ሸየጥን ሰባትን ሸየጥቲ ንብረትን ሸየጥቲ ሁሩጭን ገንዘብን ወዘተንከትጋለጹ ድፈን ድፈን ዝቀደመሉ ንምታይ።።
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus Ай бұрын
ሐዚ ዘሐሸ ሓሳባት ይቃርቡ አለዉ ኢልካ ምግንዛብ ይከአል እዩ።
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 Ай бұрын
Dr Debris ayoka bertie hadinetna kitinkir sirah litefenakelu lab adom kimilesu yigeber hizbi Tigrayna kab meret ges kinitefe liserhu gonosid lifesemu ab firdi kikerbu yigeber ::
Players vs Pitch 🤯
00:26
LE FOOT EN VIDÉO
Рет қаралды 121 МЛН
Каха и лужа  #непосредственнокаха
00:15
Players vs Pitch 🤯
00:26
LE FOOT EN VIDÉO
Рет қаралды 121 МЛН