ወራዳ ህዝቢ ትግራይ❤❤❤❤ agree.መብርሂ:- ነዚ ትከታተሉ ዘለኩም ክቡራት ተጋሩ እስኪ ስክን ኢልና እዚ ቃል እዚ ንተርጉሞ.ብሓቂ ብተፈጥሮ ወራዳ ህዝቢ የለን.ብሰንኪ ንዕኡ ዘይመስሉ መራሕቲ ክምራሕ ከሎ ግን ንውርዴት ይቃላዕ.ንዕኡ ዘይመስሉ ማለት ተመሳሳሊ ቋንቋ ዘለዎም መለት ከይኮነስ ብተግባሩንብእምነቱን ነቲ ህዝቢ መሲሉ ክብሪ ብዘለዎ መንገዲ ረብሓ ኢኮኖምን,ማሕበራዉን ,ፓለቲካውን ህዝቡ ዘረጋግፅን ዘቀፅልን እዩ. ነዚ ንክረጋገፅ ድማ ህዝቢ ክብሩን እምነቱን ሓሊዩ ክሕግዝ,ክሓትት ክከታተል ምሉእ ተፈጥሮአዊ መሰልን ዲምክራስን አለዎ.ወራዳ ህዝቢ ዝበሃል ከዓ መንግስትን ፓርትን ህዝብን ዘይፈሊ,ናይ ውሽጥን ደገን ፀላእቱ ባዕሉ መምዩ ዘይፈልጥ,ዘይቃለስ, ሃይማነቱን ክብሩን ብተጠንቀቅ ዘይሕሉ,ዕላማ ቃልሱ ዘይሓትትን ዘይማጎትን እዩ.ስለዚ ንአብነት ንሕና ከም ህዝቢ በሕልፊ ድማ ተማሂርና እንብል መብዛሕትና ዉርደተኛታት ኢና ብሕልፊ ውድብን ፓርትን ህዝብን ሓደ ጌርና ንወስድ. thank you wediraya for your updated information.really it is heart breaking news /information what the dirty sibhat nega already said and the current situation happening in tigray. continue your struggle by sharing the available objective evidences such us posting the name and the emage of the criminals. I am sure they will be liable for the overall their criminal acts. during my life ,I have never seen such kind of devestating acts even from any terrorist group.this mafya group kills at least two generation.thus we must fight. 'If you need peace prepare for war'
@GslaseKebedee2 ай бұрын
አጀኻ ወዲራያ ዓርከይ
@getachewtekayu14422 ай бұрын
bro አይዘኻ
@AqbllhAbraham-sl4lj2 ай бұрын
ወድ ራያ ቦሎም እዝኦዮም ለባታት
@AmroStore-p3v2 ай бұрын
እዝ ወራዳ። ውድ ባንዳ። ስብሐት። ምስ። አቦኡ። ሐቃንድያ። ትግራይ ክጠፍእ
@BereketKiflu-y6z2 ай бұрын
አብ ዓለም ብዙሕ ርስሐት አሎ እዚ ሰብአይ ግን ዝጉሕፎ ዝሰአነ ጉሐፍ እዮ
@coystemam41712 ай бұрын
junta ❤
@Sami12-x6c2 ай бұрын
Good idea to convrstion about the thking the conversation..so that