TMH - እዋናዊ መግለፂ ኣቦ ወንበር ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል

  Рет қаралды 44,180

Tigrai Media House

Tigrai Media House

Күн бұрын

#tmh #tmhtv #tigray #tigraynews #tigrai #tigrignaNew #negaritzena
Tigray Media House (TMH) is a US-based television station covering global issues with dues focus on the Horn of Africa.
Join this channel to get access to perks:
/ @tigraimediahouse
For TMH Membership fundraise.give...
TMH envisions becoming a world-class and most trusted media network covering major stories that influence Ethiopia and the Horn of Africa delivering swift and reliable news updates and analyses to the Ethiopian people and the global community.
website: www.tmhtv.org
Twitter : / tmhtvnews
Facebook : / tmhtv
Instagram: / tigrai_media_house
Support TMH by becoming a Monthly subscriber by visiting
/ 134425496630143

Пікірлер: 322
@Joe123_
@Joe123_ 29 күн бұрын
አነ ተዝኮውን ንደብሪጭ ናብ አኽሱም ወሲደ አብቲ እንዳማርያም ጽዮን ዓዳላይ መኽፈልቲ ምገበርኩዎ ።
@user-xz7qn1so9w
@user-xz7qn1so9w 29 күн бұрын
በየናይ ርእሰ ርእስ ዶርሆ
@welduhialu
@welduhialu 29 күн бұрын
ንኢሽተይ መሐሰቢኡ ዝኮነ ሰብ ኢዩ ከመዙይ ዝበለ ዝሐሰብ ንኡሽተይ ኢካ
@piealpha795
@piealpha795 29 күн бұрын
🤣🤣🤣🤣
@genetbrhane7433
@genetbrhane7433 29 күн бұрын
Sletfrhwo
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 29 күн бұрын
ናይ መክፈሊቲ ዓዲሊ ሙኺንኮ ቅዱስና የዲሊ እዩ ወዲኖ ንሓሰብ እባ ሞንጨሎት እንዳ ኣቦ ሃደራ ተዝኸወን ፅቡቅ እዩ ሰልጣን ዝብል መንፈስ ከሪሐቀሉ
@piealpha795
@piealpha795 29 күн бұрын
ደብረጽዮን ዝብልዎ ሰብ ገለ ነገር ጎዶሎ ኣለዎ ፣ ሙሉ'እ ሰብ ዘይኮነ ፣ ተዛሪቡ ኣይኽእል ፣ ተዛረቡ ኣየስምዕ ፣ መዲሩ ኣየድምዕ ፣ ግርማ ሞጎስ የብሉ ፣ ስቅ ኢሉ በቃ ባሊቃ ፣፣ ዘይትገድፍዎ እዚ ናይ ትግራይ ህዝቢ እንታይ ገበረኩም ? ደብረጽዮን ፣ ደብረዕንክሊል እንተ ረኺብኩም ዋርድያ ናይ ቤተ ኽህነት ግበርዎ ዋላ ብጥርሑ ፣ እንተ ዘይኮይኑ ድማ ኣሰላፊ ኣብ እንዳ ሜስ ካብ'ኡ ሓሊፉ ሓንቲ ክገብር ዘይኽእል ኦቲስቲክ እዩ ጸገም ኣለዎ ንብለኩም ኣለና
@Tsere_fara10
@Tsere_fara10 29 күн бұрын
😂😂
@ConfusedCupcakes-fp4il
@ConfusedCupcakes-fp4il 29 күн бұрын
ደጊም በይንካ ትዋጋእ አንሕና ሞት ይአኽለና ወጣት ሞት ይአክል። ብምክክር ብጠረቤዛ ትመያየጡ
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 29 күн бұрын
ብትኽክል ናብ ጸጋም ምኻድክ ኮንፊዝድ ዝብል ኒክ ኔም ይገልጸካ እዩ።
@genetbrhane7433
@genetbrhane7433 29 күн бұрын
Ata asha kefaflom koraritsom ketfueka eyom deliyom merahi /wedub zyblka nmwekae kmchwom tplf yefruslka alwu nuzi kea wedi reda tsubuk geyru yefrsa alo
@ConfusedCupcakes-fp4il
@ConfusedCupcakes-fp4il 29 күн бұрын
@@genetbrhane7433 ሕወሐት ዝብል ስም ስለ ዝተቀየረ እዚ ነገር ክፈረጠር ማለት አይኮንን በሃለይ እየ።
@user-tj5nl5iq2e
@user-tj5nl5iq2e 29 күн бұрын
ኩልኩም ብወንጀል ክትህተቱ ኢኩም ::
@user-mh1jn5zk8g
@user-mh1jn5zk8g 29 күн бұрын
አትም ረሳሐት ህዝብና አብ ሞትን ህወከትን 14:59 አተእትዎ ኃሐፋት እዳ ስብሐት ጉጅለ
@ermiastareke-sl5dc
@ermiastareke-sl5dc 29 күн бұрын
ኣንታ ረሳሕ ዘርኢ ረሳሓት ድቃላ
@TIGTIG-z
@TIGTIG-z 28 күн бұрын
ትግርኛ ስለዝፀሓፍካ ትግራዋይ ኢኻ ማለት የኾነይ፣ጉዳይካ ግበር
@user-xz7qn1so9w
@user-xz7qn1so9w 29 күн бұрын
ምንግዜ ትግራይ❤❤❤❤
@dawitgrmay-e8t
@dawitgrmay-e8t 25 күн бұрын
Long live Tplf... Long live.
@mebrahatuberketab289
@mebrahatuberketab289 29 күн бұрын
እንቃዓ ኣብዚ ኣብ ቃዓኩም ንኤረትራ ዘሓሰብኩሞ እዩ ነይይሩ።
@ShmayWeldu
@ShmayWeldu 28 күн бұрын
ናይ ቢሃቂ
@compasshabesha3188
@compasshabesha3188 29 күн бұрын
Wake up Tigrean politician you are under the ring of Abey don't split don't separate because Abey Aim is he don't want any party in Tigray except prosperity party
@negagetachew974
@negagetachew974 29 күн бұрын
ካብ ዘይረብሕ ሕወሓት ብሕዝቢ ትግራይ ዝተመረፀ ጠንካራ መንግስቲ ይሐይሽ። ትግራይ ንፈልጣ ቅድሚ ሕወሓት እዩ ኩሉ ግዜ መንግስቲ ኖርዋ እዩ። ሕወሓት ንትግራይ ፀላእቲ እፍልፍል ተዘይኮይኑ ካልእ ክዕለት የብሉን።
@Asham_Media
@Asham_Media 29 күн бұрын
we need progressive parties like Prosperity Party 🎉
@erimetera4208
@erimetera4208 29 күн бұрын
​@@negagetachew974 You're not tigraway TPLF is the best of the best
@negagetachew974
@negagetachew974 29 күн бұрын
@@erimetera4208 you Said, You’re not Tigraway , I know Tigray before TPLF , TPLF & most Supporters are ሻዕቢያ Or Amhara , TPLF works for 50 years for ሻዕቢያ & ኢትዮጵያ they’re not working for Tigray people. After 27 years they Go to Tigray to Create war. 1 Million people died. 2 million people Displaced this is TPLF .
@berhekahsay
@berhekahsay 29 күн бұрын
ዋና ሓሳዊ መደናገሪ ንስኻ ባዕልኻዶ ደብረ ዕንክሊል ብሓፂሩ ንስኻ ናብ ስልጣን ምስመፃኻዶ አይኮነን እዙኹሉ ዉርደትን ብርሰትን ዘጋጠመ
@yohannesabebe3088
@yohannesabebe3088 29 күн бұрын
What about wady Reda?
@emanuelephrem4307
@emanuelephrem4307 29 күн бұрын
መስኪናይ ህዝቢ ትግራይ!
@user-rb3oo8wk7o
@user-rb3oo8wk7o 29 күн бұрын
ቅድሚ ሕዚ ዝተገበሩ ጉባኤታት ህላወ እቲ ውድብ ብምርግጋፅ ፅንተት ህዝቢ ትግራይ ንኸዋልድ ገይሮም ዮም። ናይ ሕዚ ጉባኤ ውን ዳግማይ ፅንተት ንምውላድ ደኣ እምበር ንህዝቢ ትግራይ ይጠቅም እዩ ዝብል እምነት የብለይን። ልዕሊ ኩሉ ግን ባህርን ተዓፃፃፋይ ነትን ሽዋውያን ብውሑዱ ካብ መፅሓፍቲ መምህር ገ/ኪዳን ደስታ ምርዳእ ይካኣል ዩ።
@anngreen3106
@anngreen3106 29 күн бұрын
Kewedeku Behala Meferaget Lemelatat.
@HabtamuGEyesus
@HabtamuGEyesus 29 күн бұрын
ሰብ ዶ ኹልጊዜ ይጋገ ዕንክሊል
@getachewworku6450
@getachewworku6450 29 күн бұрын
ድር ባይ መላክዒ
@HabtamuGEyesus
@HabtamuGEyesus 29 күн бұрын
ወድ ሸርሙጣ​@@getachewworku6450
@user-pl4fx3zn9g
@user-pl4fx3zn9g 29 күн бұрын
ሓቁ እዩ 1,5 ህዝቢ ኣወዲኡ ናብ እስረቤት እዩ ዝግበኦ ነይሩ😢​@@getachewworku6450
@eritreanentertmenthabesha7387
@eritreanentertmenthabesha7387 29 күн бұрын
ኣብ ሕወሓት ዘሎ ጸገም ምንጩ ኣብዪ ኣሕመድ እዩ።ኣብዪ ብኣፉ ካሊእ ይብሎም ኣሎ ኣብ ባይታ ግን ካሊእ ይሰርሕ ኣሎ።ከምኡውን ነንውልቆም ይድውሎሎም ኣሎ ብፍላይ ናይ ደብረጽዮንን ናብ ገቻቸውን ይድውል ኣሎ ደዊሉ ድማ ንደብረጽዮን ካሊእ ንገቻቸው ካሊእ ይዛረቦም ኣሎ።እቲ ጸገም ኣብ ገቻቸውን ደብረጽዮን እዩ ዘሎ ኣብይ እታይ ዓይነት ሰም ምካኑ እዳፈለጡ ኣቢይ ከምዚ ኢሉኒ ኢሎም ንኣቢይ ኣሚኖም ነንባዕሎም ይበኣሱ ምህላዎም እዩ።
@kukumamo4784
@kukumamo4784 29 күн бұрын
ተመስገን ደፂ የተከበሩ ጠ/ሚኒስቴር ለማለት ያበቃህ! "የምታድነው አገር የለህም" ያልከው የቅርብ ትውስታ ነው::
@moe3000
@moe3000 29 күн бұрын
You are 3 years behind. What do you want him to call him? Fascist Abiy?
@Zemhret
@Zemhret 29 күн бұрын
ትግራይ ትስዕር
@ShmayWeldu
@ShmayWeldu 28 күн бұрын
ኣነ ኸማን ትግራይ ትስኢሪ
@tsehayesemerab7829
@tsehayesemerab7829 22 күн бұрын
ከምዚ ትዛረቦ ዘለኻ ስለ ፖሎቲካን ሕዋሓትን ህዝቢ ትግራይን ገዲፍካ እምባ ክትኮኑና መጸግዒ ጎልጎል ክትኮኑና መሳፍሒ እንተትብሎ ንዓምኻ ኣቢ ምሓሸካ እምበር ኣዘራርባኻስ ዕንክሊል ውርደት እዩ ካብኩሉ ዝኸፈድማ ዝሓለፈ ጌጋታት ምድጋም
@tamiruwereta3476
@tamiruwereta3476 29 күн бұрын
ኣቱም ወረዳታት ውዱብ ህዝቢ ህዝቢ አይትወል ልህዝቢ ተኸብር እንተኾንካ መጀመርታ ተስማምዑ እረሰበርሱኹም ኣነ ብግለይ እኮ ወርቂ ዝኾነት ሓፍቲ ስኢነ እየ ኣው ኹሉ ትግራዋይ ህዝቢ ልፈትዎሓው ሓው ኣዲኡ ኣብኡ ሲኢኑ እዩ ብስንኩኹም እንይ ናይትኹም መልሲ ግን ስልጣን ኸዚስ ጠቃላይ ሚኒስተር አይኣኽለካን ኹውር ጠቅላሚንስተር ኢልኻ ብኣኻ ሓፊረ ምሕፈሪ ኾነይ መነይ ኽውሪ ህዝቢ ተሃሊዩኩም ካብ ምስ ፌደራል ምስምዕማዕ ተስማምዑ ዕድመ ልክዕ ስልጣን ስልጣን ሑሱራት ኸም ቀደም ይመስልክን ውሑጅ ይወደክን መንእሰይ ትግራይ ከም ቀደም በይዛኹም ልኸደልኩም ይመስለኩም ለቢሙ እዩ ኸዝውን ሕቡሩ ጎልደፍተፍ እናበልኻ ህዝቢ አይተ ደናግር ተስማዕማዕ ምስ ብፆትኻ ልተሰዉ መንእሰይ ዘኩሩ
@zemichaelKinfe
@zemichaelKinfe 29 күн бұрын
ዝበዝሕ ምድያ ተባሳጭዩ ብመራሕትና ❤❤❤❤
@TigrayAdey-k1t
@TigrayAdey-k1t 28 күн бұрын
ኩሉ ናብ ሚዲያ ዝመፀ ብጀካ ደብረፅዮ ንትግራይ ንህዝቢ ትግራይን ብሓቂ ዘገልግል የልን።❤
@MassawaMendefera
@MassawaMendefera 29 күн бұрын
በቲ ዘዕበኩሞ ቆልዓ ኣቢ ኣሕመድ ተመሪሕኩም ጥራይ ኪዱ ተምጽዎ የለን ፈኸራ ጥራይ ኢኩም ናይ ትግራይ መራሕቲ ዓፈርቲ
@user-zt5ls1fi8o
@user-zt5ls1fi8o 29 күн бұрын
እንታይ የእተወካ ኣብ ትግራይ ? ዓመታት ኣጎንቢሑ ዝግዝኣካ ህግደፍ ኣለካ
@hgebre3175
@hgebre3175 29 күн бұрын
Debretsion, your leadership is responsible for all what happened in Tigray. You should step down.
@user-ns6yv9fi2i
@user-ns6yv9fi2i 29 күн бұрын
ቀይ በቀይ ሆኖ መጣ ይሄ ደም የጠማው ድርጅት ። ሰላም ፍቅር አንድነት ለተጋሩ ወንድሞቻችን
@user-bq3il6vb4v
@user-bq3il6vb4v 29 күн бұрын
ጥላቻ መልሶ እራስህን የበላሀል ወድሜ ፈቅር ይሻላል
@FitsumTekabe-wh3bc
@FitsumTekabe-wh3bc 29 күн бұрын
ደም የጠማህ አንተ ነህ ደንቆሮ
@jojopapa7521
@jojopapa7521 29 күн бұрын
Merigoround speech!
@TIGTIG-z
@TIGTIG-z 28 күн бұрын
ጉባኤ ይሕመቅ ይፀብቅ ፋሕ ኢሉ ዘሎ ህወሓትን ህዝቢን ዝእከብ'ዩ "መእሰሪ" እዩ
@user-bo7pi9ks4e
@user-bo7pi9ks4e 29 күн бұрын
ናይ ቤተሰብ መግለጺ
@BiniamAraya-cm2qe
@BiniamAraya-cm2qe 29 күн бұрын
😂😂😂😂
@KuburomTesfay
@KuburomTesfay 13 күн бұрын
ትክክል አያ ህዝቢ ሰምዕዎ ካብዚ ወፂአካ አደዳ ፀላአቲ ኮይንኮን ባዳ ትግራይ ይፅረ ኣደዳበላዒ ኮይንኮን ገታቸው ሐዚ አውን ባዳ አዩ ህዝብና ኣስተዋዕል ቀፁለሉ ጀግና
@FhFh-zc5zz
@FhFh-zc5zz 27 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@yiho3837
@yiho3837 29 күн бұрын
ሰዓት ሙሉእ ምለሱልና መሊስናሎም ወይ ሸንኮለል
@dawitgrmay-e8t
@dawitgrmay-e8t 25 күн бұрын
Long live Tplf... Long live...
@user-wh5eg2ve7k
@user-wh5eg2ve7k 29 күн бұрын
😢😢😢 ዋይ ህዝበይ ሙሴ ዝመስለ ሓላይ ህዝቡ ይፍጠረልካ 😢😢 ህዝቢ እናሃለቃስ ትሕዙኒ ኢኹም
@kibromnega1947
@kibromnega1947 29 күн бұрын
እንታይ ዝኾነ ቆሎ ጥጥቖ ዘረባ እዩ እዚ። ሀለዉ ለዉ
@DegoliDegil
@DegoliDegil 29 күн бұрын
ሰብሃታወያን ዓድዋ ደብረሰንትኩም ሓዙልና
@yiho3837
@yiho3837 29 күн бұрын
ካልአይ ቀብሪ!!!?
@ShhUdu-by6pz
@ShhUdu-by6pz 27 күн бұрын
ዝተኸበሩ ጠቅላይ ምንስተር ደይኡ ድወለ ደውረ ዕንክልል ላኽዋጥ
@HadushGebremedhin-pw2qv
@HadushGebremedhin-pw2qv 28 күн бұрын
ሕዝቢ ትግራይ ኸዝለ ብሉፅ ህዝቢ ዩ።ዝሳአኖ ግን መሪሕነት ዩ።ችግሩ እንድሕር እዚ ኸነ እታይሞ ንግበር ምኽሪ ሙህራት ካድልየና እዩ።ተዘይ ከይኑ ዓድዋ ራያ አኽስም ማለት ንማንም ዘይጠቅም ድሑር አታሓሳስባ ዩ።ካብዚ ዕንኪሊል ንውፃእ አብ ልዕሊ ፅበትና አይተፅብቡና ባይ
@Amanuel991
@Amanuel991 29 күн бұрын
እዚስ መደረ እምበር መግለጺ ይብሃል ዋይ ውርደት እዚ ኩሉ ምሁር ኣለዋ ትብሃል ክልልሲ ከም እንቁርዖብ ተነፊሓ.... በሉ ክነግረኩም ካብ ጥንቲውን ባላ ተጸጊዕኩም ኢኹም መጺእኹም ክሳብ ሕጂውን ኣብኣ ኣለኹም ባላ እንተጠለመት ከኣ ዓነው... ስተይዮምበር ናበይ ድሕርድሕርየ...
@ZeinZein-q7i
@ZeinZein-q7i 29 күн бұрын
ፀልእናካ ገፅካ ይራሓቅ ደፊተራ
@mulie7510
@mulie7510 29 күн бұрын
እንታይ ትብል ኣላ ደብሪጽ ሕጂ'ከ ገታቸው ኣብ ቅኑዕ መስመር ኣሎ ደብሪጽ ግን ክኽወል እዩ ከማን ዝግብኦ ምስኪናይ ህዝቢ ሕጂ ውን ከጥፍኦ እዩ! ትሓታቲ ካብ ምዃን ዝወጸ ድዩ መሲልዎ
@SamiDan-op8pt
@SamiDan-op8pt 29 күн бұрын
እዚ ሰብ ኣጥፉኡልና ወይ ከዓ ንዓኹም ሪፖርት እዳገበርና ነጥፈአኩም ኢና ደቂ ዕብዲት 🤨
@habtamuareaya3048
@habtamuareaya3048 29 күн бұрын
ኹሉ ግዜ ምስ ሸፈጥኹም በይዛኹም ስለ ማርያም ካብ ዝባንና ውረዱ ኣንታ ብኣኹም ሰብ ተወድኡ ሰብ ይስደድ ኣሎ ጨምድድኹም ሒዝኹምና አረ በይዛኹም !
@user-lq3um9ll2u
@user-lq3um9ll2u 29 күн бұрын
ነዚ ሕዝቢ እዚ ዶ እዚ ምተገበኦ?የሕዝን ! ከፍ ኢልኩም ፀገማትኩም ፍትሑ ሕዝቢ አይተፀጉሙ:: ነይ ባእሉ ፀገም ዘይፈትሀ መራሒ ሕዝቢ ክመርሕ አይኸእልን::
@habtamuareaya3048
@habtamuareaya3048 29 күн бұрын
አረ ንስኹም ፈርስኹም ምንም ዓይነት ሓደጋ የለን አረ ይኣኽለኩም እዚ ሸቀጥ ።ዝብተን ህዝቢ የለን ይሊቅኑስ ሐዚ እዩ ፎቆድኡ ስደትን ስቃይን እዩ ዘሎ
@zeremebrahtu2083
@zeremebrahtu2083 29 күн бұрын
Hasab du entay eyu zibil zelo weys digmay digim koynu
@tesfayderes8263
@tesfayderes8263 29 күн бұрын
በየን ኣዲኡ እዩ ተፈጥሩ እዚ በትኪ ባኢባእታ ሐጂ ከ ናይ ባሓቂ ዲዩ መራሕ ክከዉን ዝሓስብ ዘሎ ደብረ ጺንተት እንታይ ክትደግም ተከወል ሐጂ ምስ ጌሽ ክዓስል ኣለዋ ሓፋሽ ብፊላይ መንእሰይ።
@BIRHANUfisseha
@BIRHANUfisseha 29 күн бұрын
As concluded by the chairman of TPLF who represents the majority, the conference should be conducted as early as possible. No one should be above the law.
@user-wc3bc5ml2l
@user-wc3bc5ml2l 29 күн бұрын
gubae is not the law
@Idferi525
@Idferi525 29 күн бұрын
ጌታቸው ጠቕሊሉ ከእትዋ ኢዩ ናብ ብክጽግና ኣይትጠራጠር ምስ ማይክ ሃመር እንታይ ተወዓዒሉን ተዘራሪቡን ኣይትፈልጡን ኢኹም ሳክት ሜድያ ቀሪብካ ምምዳር ኢዩ።
@user-bu7ev7he9o
@user-bu7ev7he9o 29 күн бұрын
ስቅበል ስቅ ዕክልል
@Setandforget-iu4ry
@Setandforget-iu4ry 29 күн бұрын
ደብረፅዮን ናብታ ቅድሚ ጦርነት ዝነበረት ፈክራ ተመሊሱ 😂 ታይ እዩ ረኺቡ ለለ ። ኣይ ትግራይ ኣብ ኢድ መንያ ወዲቃ መሕዘኒ ።ኣይ ካድረ ኣይ ህወሓት መርገም ትግራይ
@MunirNurhussien
@MunirNurhussien 29 күн бұрын
💪🇻🇳💪🇻🇳💪🇻🇳💪🇻🇳💪🇻🇳💪
@YosephHailemikael
@YosephHailemikael 24 күн бұрын
ደብረ ዕንክሊል
@FetsumGyohanse
@FetsumGyohanse 29 күн бұрын
ነይሕዝብሐደራአለኩም
@berhanegirmay7189
@berhanegirmay7189 29 күн бұрын
እሞ ነቱ ህዝቢ አግልግል ኣለኹ ትብል እንትኾንካ ትጋገ ኣለኻ እንትርፊ ውድብ ውድብ ምባል ቅንጣብ ዊኒን ህዝቢ እንትተልዕል:: ኣይንሰምዕን ዘለና:: እንታይ እዩ'ዙኹሉ እንክሊል? ብሹም ዝተብላሸወ ውድብ ምሽቃጥ'ዶ ኣይኮነን?
@Abraham-zy7df
@Abraham-zy7df 29 күн бұрын
በብዙ ሸፈጥ የተሸፈነ መግለጫ።
@huruyghidey5700
@huruyghidey5700 29 күн бұрын
ኣየ ደብሪጽ ዕደ
@user-we5dp2hz2p
@user-we5dp2hz2p 29 күн бұрын
ኣነ ዝገረመኒ መግለፂ ድዩ እንታይ ሀጠውቀጠው
@gidayfantaye7803
@gidayfantaye7803 29 күн бұрын
God bless TDF/TPLF for life ❤❤❤
@fesehawold238
@fesehawold238 29 күн бұрын
Amen!
@JanikManik-h3z
@JanikManik-h3z 29 күн бұрын
ህዝቢ ትግራይ 99.99 ሚእታዊ ኣብ ፌደራል መንግስቲ ዝተንጠለን ተፀባይን እንዳሃለወ እንታይ ዝብልዎ ፈከራ እዩ ግነ በጀት ባንኪ ትራንስፖርት ነዳዲ መብራህቲ ተቛሪፅወን ኣብ ፀገም ንወድቅ ንሕና ህዝቢ እምበር ንስኩም ኣይኮንኩምን። መጨረሻና ኣካይዳኩም ግን ፈጢኑ ዝግልበጥ ይመስል ጀኖሳይ ክፍፀመልና ዓብዩ ተራ አለካ ? መን ዝፈረሞ ፊርማ ወሲድካ ንምንታይ ዕድመካ ንምንታይ ትቅንሱ ህርፍን ስልጣን ዶ ኣይኮንን ? ተትሓስበሉ ዘይአክለካ ስልጣን ፌደራል ስልጣን ከይትሕዝ እኮ ነፂጉካ ግደፍ ምክረይ ክጠቅመካ እዩ ? ህዝቢ ፎቆዶ ተበቲኑ ከ ንዚ ቅድሚት ዘይትሰርሕ? ኣብዚ ሓደ እግርካ ናብ ጉድጎድ እናአተወ ሓሶት ታይ ኣምፀኦ እንኳዕ ኣብ በረካ ዘይተሰዋእካ ኣንሕና ክንቆስል ንስካ ብሂወት ተሪፍካ ግን ምተሰዋእካ ህዝቢ ጀግና ክብለካ ነይሩ ።ክትፈልጦ ዘለካ ግን ድሕሪ ሐዚ ኩናት ተልዒልኹም እትረፍ ዶ ከድሕነኹም ኣብኣላ ፈከራ ካብ ትማሊ ዘይመሃር ... ? እዚአን ተትምልስ
@Abraham-zy7df
@Abraham-zy7df 29 күн бұрын
ዉሉን የፈረመው የትግራይ መንግሥት ቢሆን የተሻለ ነበር።
@elsagualtemben8524
@elsagualtemben8524 29 күн бұрын
❤❤❤👏💪💪💪💪💪💪💪💪
@SleshiAbraha
@SleshiAbraha 29 күн бұрын
እሞ ዶ/ር ደብረፅዮን ንዓኻ ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ድማ እቲ መንእሰይ ከመይ ይቕበለካ ከምዝነበረ ትፈልጥ ኢኻ ። ዋላኳ ድሌት እንተነበረ "መረፃ እንተገይርኹም ገዛውቲ ክፈርሱ እዮም ፣ ኣዴታት ክበኽያ እየን ወ.ዘ.ተ." ብምባል ኣብዘየድሊ ኩናት ብምእታይና እቲ መንእሰይ ተወዲኡ እዩ። ሐዚ ድማ " ካብ መረፃ ቦርዲ ኣፍልጦ ወፃኢ ጉባኤ እንተገይርኹም 1ይ ተጎዳኢ ህ.ወ.ሓ.ት. 2ይ ህዝቢ ትግራይ ካብኡ ድማ ንሕና ንጉዳእ " ተባሂሉ እዩ ስለዚ እታ ሐዚ ተቐቢልካያ ዘለኻ ናይ ከም ብሓዱሽ ኣፍልጦ ጉባኤ ንምክያድ ስለዝትጠቕመካ ጥራሕ እምበር ስለሕሉፍ ታሪኽ ህ.ወ.ሓ.ትን ህዝቢ ትግራይን ዝኸፈሎ መስዋእትን ኣብ ግምት ዘእተኻ አይመስለንን ። ስለዚ እቲ ፖለቲካዊ ምርድዳእ ብምሕያል ዝነበረ ሽም ብምምላስ ብድሕሪኡ እቲ ጉባኤ ተዝግበር ። እንተዘይኮይኑ ግና ኮነ ኢልካ ንህዝቢ ኣብ ፀገም ንምእታይ ዝስራሕ እዩ ዝኸውን ። እሞ!!!!!!!!!!!!!!!!!!
@SolashHare-pc8qe
@SolashHare-pc8qe 28 күн бұрын
የንቀታቸው ንቀት የኢትዮጵያ ባንዲራ እንኳን የለም ምን አይነት ጉዶች ናቸው
@AshuEmbega
@AshuEmbega 26 күн бұрын
ታድያ የኢ/ያ ባንድራ ምን ያረጋል እዚ ቦታ
@binyamfessehaye4277
@binyamfessehaye4277 29 күн бұрын
Debrexen guhaf hiwat ketefakum selam yelen dufunat❌❌❌😭😭😭
@asterrutherford5114
@asterrutherford5114 29 күн бұрын
Viva TPLF,i know dr Debretsion he doesn't know how to express himself but ,he is honest and he will die for tigray people, kab beal tafs beaal Aff dam koynu ember,Abey he did his homework very well, its working
@berekethagoshagos4889
@berekethagoshagos4889 22 күн бұрын
እህም፡ ንሱ'ውን ኣፍልጦ ሂቡኩም፡ ንስኻትኩም'ውን ኣፍልጦ ሂብኩሞ!!!!! "ወጠጦ ንወጠጦ መስክረለይ ኢልዎስ፡ በል በቃ ከይንሕረድ" ኢሉ ይበሃል።
@YemaneAbrha
@YemaneAbrha 29 күн бұрын
ንሕማቅ ይኹን ንፅቡቅ ሕወሓት ፈራሚት ስለዝኾነት ጭራሽ ክትቅፅልን ነባር ትሕዝቶኣ ክምለሰላን ኩሉ ህዝቢ ክድግፍ ይግባእ ።
@AksumawianTRUTHPOWER
@AksumawianTRUTHPOWER 29 күн бұрын
ገበን ደ/ጽዮን: 1. አብ ጸጥታ ምስ ክንፈ ገ/መድሕን ምኽችል ኮይኑ ኽሰርሕ ቶሎ አዋልድ ካብ ደገ እንዳምጸአ ኣብ ቢሮ ይብእልግ ስለዝነበረ፣ መስጠንቀቅያ ተተዋህቦ ስለዘይስምአ ታብ ፈደራል ጸጥታ ኣባረሮ 2. ናብ ማይጨው ተሰጊጉ ኣብ ኸንቲባ ቤት ክሰርሕ እንተሎ ብፍርቂ ዓመት ውሽጢ 7 ሠራሕተኛታት ድንግልንአን ደፊሩ ወሰዶ። 3. ናብ መቀለ ምሰ ተዛወረ ቁጽረን ዘይፍላጣ ደቂ እንድርታ 'ሰለፍ መቀለ እንትምቅር' እንዳበለ በሕዋትና ይጻወት ነበረ። ሰበይቱ ኽኣ እዙይ ዝኣምሰለ ባኣለገ አይጻወሮን እይላ ኻብ ኣዲ ጠፍኤት። 4. ኣብ ገድሊ መርኣን ጾታዊ ግንኙነት ኽልክል እንተሎ ናይ ግምጃን ናይ መራሕቲ ህወሓትን ምግቢ ኣቅራቢ ኾይኑ ኣብድሰርሓሉ ዝነበረ እዋን ናይ ሑመራ አጣልን በጊእን ይገሰን ነይሩ። ዘይጠኣምኩዋ ኣድግን በቅልን እዮም እንዳበለ እባቤ ንተባህለ መታኣብይቱ ወዲ ደቀምሓረ ኣጻወቶ። መሪሕነት ዘበልኩወን ኣጣልን በጊእን ተጠቢሰን እንትበልዕወን 'ጠስሚ ገይረሉ እየ' እብሎም እሞ ብውሽጠይ እስሕቅ ነብርኩ ይብል። ሓደሻዕ ኽኣ ኣብ በረኻ ሓደ ገጅፍ በኣል ስልጣን ንወዲ 8 ዓመት ጓሳ ብሽጉጥ ኣፈራሪሑ ኽድፍሮ ሪኣ። ርኡኒ ደኾን ይኸውን እለውን ኩይቀትለኒ እፍህርሕ ነበርኩ። ብውሽጢ ምሥጢር ዘካፈሎም ሰበት ሐደሻብ ስብሓት ኻሊእሻብ ንተሰውአ መራሒ ሽም የልእሉ። ብሓጺር ዘረባ ስዲ በኣለግ ዘይግቡር ንምግባር ድንበር ዘይብሉ እዩ። 5. ንሃይልህማርያም ደሣለኝ ጠ/ሚ/ር ከሕድግ ኽብል ሴራ ብዝጠንሰሶ ኢሕኣደግ ተሓምሺሹ። ሃይለማርያም ናብ ጸላእቲ ወጊኑ። ንሕይወቱ ዝፈርሀ ደ/ጽዮን መቀለ ኣእቆበ። ናይና ኣቢሉ ሻድነ። ድም ፈሲሱ ዝመጸ ኣወት እውን ኸንቱ ኣባኸነ ስኣን ኽእለቱ! 6. ድሕሪ ፕርሕቶርያ ይቅርታ ሓቲቱ ክብ ሥልጣን ኽወርድ ዝግብኦ፣ ገምጋም ኽግበር ዝግብኦ ጉባኤ ኽይካየድ ገበረ። ምእግተ ካብሥልጣን ከይስጎግን ከይእሰርን፤ ሕዚ ተገልቢጡ ብኔት ወርክ ተተሓሒዙዙ ሕዝባዊን ዲሞክራሲያዊትን ትግራይ ኸይትፍጠር ኻልኣይ ሕንፍሽፍሽ ይፈጥር ኣሎ። 7. ናይ ቴሌን ኤለክትሪክ ሐይልን ሓላፊ ኾይኑውን ናይ ሙሉእ ኢትዮጵያ ዝተደብረየ ሓጺን መጽን 3.2 ቢልየን ዶላር ኒቻይናን ቱርኪ ኮምፓኒን ሸይጡ እቲ ገንዘብ ብጓሉ ሽም ኣብ ሻንግሃን ባንኪ ተቀሚጡ ነይሩ። ዳሕራይ ናብ ሆንግ ኮንግ ባእሉ ኸይዱ ቲገንዘብ ተዛዊሩ ነይርሕ። ቅድሕሪኡ እስንድኢ,..... ይቅጽል!:
@user-se8xo8bh9z
@user-se8xo8bh9z 29 күн бұрын
ደብሪፅ ብሽንግልና ዝተመረፅካ እምበር ብመረፃ እኮ ኣይተመረፅካን ዉድብን ህዝቢ ትግራይን ንምድሓን እንተይኮነስ ንዉልቀ ገበነኛታትን ስልጣን እትደልዩን ንምድሓን እዩ፤ እቲ ብጉጅለ ዝእከብ ካድረ ተኣኪቡ ዝደልዩ ሰብ ንምጥቃዕ ድዩ፤ መዓዝ እንዳኣ እዩ ምሽጢር ዝወፅእ ወቅቱ ኣይኮነነ በቢ መዓልቱ ኣብ 21 ክ/ዘበን ዝሽወድ ማ/ሰብ የለን
@kukumamo4784
@kukumamo4784 29 күн бұрын
የበፊቱ ሕወሃት ሽብርተተኛ ሆን ጦር እንደመዘዘ ተረሳህ ወይ?
@HailuHabtu
@HailuHabtu 29 күн бұрын
አቦ ወንበር እናዳተብሃለ ናይ ዘልአለም ስልጣን ሰብ ጌይሩ ዓርሱ እናቆፀረ ትግራይ ተፀጊማ።ንምንታይ ግን ደብረጽዮን ካብ ስልጣን ብሠላም ጡረታ ዘይወፅእ?
@MeronM-ut8bk
@MeronM-ut8bk 29 күн бұрын
ኣቱም ሰባት መሽረፈትኳ ተፈላጢየ ናበለ ትማሊ መፅዩስ ከመይ ህውሓት ዘይትፍለጥ ኢትዮጵያ ክትፍለጥ ዝገበረት ህውሓት ዶኣይኮነትንያ ብዝኾነ እንዳሕውሓት ጠንኪርኩም ስርሑ ዳግም ከይተብልዑና ዛውዕል ፕሪቶርያ ዜሮ ከይትገብርዋ
@yemanehgebre
@yemanehgebre 29 күн бұрын
The puppet journalists didn’t ask him about the process in which the participants to the GubaA get elected.
@ChvnNc
@ChvnNc 29 күн бұрын
ደብሪፅ ጅግና ወዲ ህዝቢ ኣቦ ሓቂ❤
@piealpha795
@piealpha795 29 күн бұрын
ደብሪፅ ጅግና ? 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤔🤔🤔
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 29 күн бұрын
​@@piealpha795ዘይተ ገለፀሉ እዩኮ 😪
@AtakltiGebru-r8g
@AtakltiGebru-r8g 29 күн бұрын
Ere kubur d/r debritseyn beka bukue poletikegna eka zdengela getachew atfaeyo bgeneu ember Hadegegna keetwena eye shrhi yhlwo eye ms abyy
@user-bu7ev7he9o
@user-bu7ev7he9o 29 күн бұрын
ተማህርና እና ዘይግደሰልካን ከም ህዝብይ ዘይሓስበካን ውድም ከነድሕን ሓደ መንእሰይ ክንኸፍል ኣትሕሰቦዎ ልምታይ ገደል ተማህርናእናዘይግደሰልካንከምህዝብይዘይሓስበካንውድምከነድሕንሓደመንእሰይክንኸፍልኣትሕሰቦዎልምታይገደልዘ ት ኣትዉ
@user-qc7gv5md5r
@user-qc7gv5md5r 29 күн бұрын
ደብሪፅ ግን ንምንታይ እዩ ንሐንቲ ዘረባ 30 ግዜ ዝደግም ?? ልነገሩ ቱ ሰብና ውን ከይደጋገምኻሉ አይርደኦይ
@mulugetazewde2458
@mulugetazewde2458 29 күн бұрын
Selam yawerdelkum hezbie tegray
@twf5344
@twf5344 29 күн бұрын
ናይ ሕወሓት መርሕነት ሓላፍነት ብዝጎዶሎን፡ ንሕዝቢ ትግራይ ብዝከፋፍል መገዲን ክንቀሳቀስ ቀላሳይ ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ ኣካል ታርካዊ በደል ኣብ ሕዝቢ ትግራይ ይፍጽም ኣሎ። ሳዕቤኑ ቐልል ከምዘይኸውን ኣየጠራጥርን። ሕወሓት ብ'ዙ ንሳቶም ዝኸዱዎ ዘሎዉ መገዲ ከም ቀደም ንመላእ ትግራይ ትውክል ውድብ ምዃና ከብቅዕ እዩ። ሕዝቢ ትግራይ እንደገና ሓደ ምግባር ምናልባት ዘይክከኣል ይከኣል። ንትገራይ ጽቡቕ ንዘይደልዩ ከዓ ገዛ ዕዩ ቀልል ክግበረሎም እዩ። ግልጺ ዝመስል ከዓ ደብረጽዮን ብቅዓት ዘይብሉ ምዃኑ እዩ። ንኡ ብድሕሪት ዝደፍኡ ከዓ ሓላፍነት ዘይስመዖም ንሕዝቢ ዘዪሓስቡ ሰባት ምዃኖም እዩ። እዙ ሓደገይና ጒዕዞ ደው ክነብሎ ምናልባት ምከኣልኩ ዝብል፡ ሓቦን ዓቕምን ዘሎዎ ትግራዋይ እንተልዩ፡ ግዜ ይውዳእ ስለዘሎ ሎሚ ምንቅስቓስ እዩ።
@hranetesfa7484
@hranetesfa7484 29 күн бұрын
ምስ ብዝሕ ሕመቃቱ እታ ሓቂ ኣብ ደብረፅዮን ጥራሕ እያ ዘላ
@piealpha795
@piealpha795 29 күн бұрын
ደብረጽዮን ዝብልዎ ሰብ ገለ ነገር ጎዶሎ ኣለዎ ፣ ሙሉ'እ ሰብ ዘይኮነ ፣ ተዛሪቡ ኣይኽእል ፣ ተዛረቡ ኣየስምዕ ፣ መዲሩ ኣየድምዕ ፣ ግርማ ሞጎስ የብሉ ፣ ስቅ ኢሉ በቃ ባሊቃ ፣፣ ዘይትገድፍዎ እዚ ናይ ትግራይ ህዝቢ እንታይ ገበረኩም ? ደብረጽዮን ፣ ደብረዕንክሊል እንተ ረኺብኩም ዋርድያ ናይ ቤተ ኽህነት ግበርዎ ዋላ ብጥርሑ ፣ እንተ ዘይኮይኑ ድማ ኣሰላፊ ኣብ እንዳ ሜስ ካብ'ኡ ሓሊፉ ሓንቲ ክገብር ዘይኽእል ኦቲስቲክ እዩ ጸገም ኣለዎ ንብለኩም ኣለና
@LILIEGALHAYIKO
@LILIEGALHAYIKO 29 күн бұрын
ብሓቂ አበይሞ ተረዲኡና 😢
@Tfdj-fu5qt
@Tfdj-fu5qt 29 күн бұрын
ደብሪፅ ጅግና❤
@HaftomWelu-o3f
@HaftomWelu-o3f 27 күн бұрын
hzbi tgray nab enklil zeetewe merahi bejaka teale
@fesehawold238
@fesehawold238 29 күн бұрын
Very informative explanation.
@kidaneftsum4010
@kidaneftsum4010 29 күн бұрын
የዕልል ድዩ ዘሎ ወላ መግለጺ የስምዕ?በዓል እዚ ክመርሑካ ሲ መርገም እዩ
@habtamuareaya3048
@habtamuareaya3048 29 күн бұрын
ኣንታ ርእኹም ብደምቢ ስምዕዋ ውድብ እንድሕር ዘይመፃእኻ እንድሕር ሽም ውድብ ኣጥፍእኻ እንድሕር ናፍቲ ውድብ ኣኼባ ዘይመፃእኻ ''የጠፋፋአና ''እዩ ይብል ኣሎ :ከብድ እዩ ። ከይጠፋፉኡ ሙሁራን ትግራይ እድኹም ኣእትው ።
@Yonas20
@Yonas20 29 күн бұрын
N hizbi eritrean enda hasekum dem ambiekumo eikum rugumat merhaba eti hizibi tigray da yedengitsuka
@teklhaymanottekli3932
@teklhaymanottekli3932 29 күн бұрын
ህወሐት መጨረሺቱኡ ፍለጡና አይንፈልጠካን ኮይኑ መህፈሪ ኢኹም
@tesfayabay
@tesfayabay 29 күн бұрын
አሁንም የፌዴራል መመሪያ ሳይደርሳቹሁ ጉባኤ ማካሄድ አደጋ አለዉ ሕጋዊነት ሳይረጋገጥ ጥንቃቄ ይደረግ
@jojopapa7521
@jojopapa7521 29 күн бұрын
Zeyhigawi srah serihkas higawi kitkon???
@eriboy6841
@eriboy6841 29 күн бұрын
I smell war 😮 ኩናት ዘይበትከሉ ህዝቢ
@FetsumGyohanse
@FetsumGyohanse 29 күн бұрын
ትክክል ኦዩ
@user-qh9eh3gz6t
@user-qh9eh3gz6t 27 күн бұрын
አይ አታ ሳባአይ ህዝቢ ከይታወዲአ አነ ግን ናቲካ ሓሳብ ኢየ ዝስማዕማዕ ግን አቲ ህዘቢ ትግራይ ከይታወዶኦ
@samuelmeheretab4139
@samuelmeheretab4139 29 күн бұрын
Egg or chicken first eyu negeru...ay weyane..duqet.
@fithanegesaraya
@fithanegesaraya 29 күн бұрын
መምሰሊ መታለሊ ናይ ህዝቢ ትግራይ ጉዳይ እማ ካልእ እዩ።
@user-ys5fb7rx6y
@user-ys5fb7rx6y 28 күн бұрын
TMH እዛ ሓላፍነት ሐዚ ናትኹም እያ። ህዝቢ ትግራይ ክንደይ ግዜ እዩ ን TPLF ንምድሓን መስዋእቲ ክኸፍል። ናይ ፖለቲካ ወድቀት ብዘጋጠሞም ቁፅሪ ንህዝቢ ትግራይ ናብ ውግእ የእትዉዎ። ህዝቢ ትግራ ካብዚኣም እንታይ እዩ ረኺቡ። ኹሉግዜ መስዋእቲ ይኸፍል ኣሎ ግን ለውጢ ዘይብሉ። TMH ን ህዝቢ ትግራይ ኣንቅሕዎ እንደገና ናብ ውግእ ከየእትዉዎ።
@mearigtadesse7853
@mearigtadesse7853 29 күн бұрын
ህወሓት ቅድሚ ምርድድኦም ጉባኤ ይካየድ ኢልኩም ትግዕሩ ዘለኹም መጨብጨብቲ : ፅባሕ ጌታቸው ረዳ ምስ ፌደራል ወጊኑ ጎዲኡና ኢልኩም ከምዘይትበኽዩ ተስፋ ኣይገብርን:: ምኽንያቱ ኣዚርኩም ኣይትሓስቡን::
@KflomGs
@KflomGs 29 күн бұрын
ሰላም ሚድያ ህዝቢ ንዝኾነ t m h t m h ስልጣ ናይ ህዝቢ ከም ዝኾነ ሕገ መንግስቲ ክልልና የረጋግፅ ። ሐዚ ግን ሰልጣን ህዝቢ ዝዕፍንን ዝነጥቅን መሰልን ዴሞክራስን ህዝቢ ዝጨዊ መግለፂ ጀነራል ታደሰ ወረደ ማለት ፦ ኣብዚ ፖለቲካዊ ኣፈላላይ ሃገርና ዝኾነ ብ ድጋፍ ይኹን ተቃውሞ ዝግበር ሰላማዊ ሰልፊ የለን ኢልካ ህዝቢ ምዕፋን ትኽክል ኣይኮነን ። ስለዚ t m h ነዚ ብህፁፅ መርሚርኩም ናብ ህዝቢ ክተቅርብዎ ብክብሪ ርኢቶይ ይህብ ። ተ/ይ ክፍሎም ገ/ገርግስ
@walkthewalktalkthetalk6371
@walkthewalktalkthetalk6371 29 күн бұрын
TMH አቦ ጉጅለ ስብሓት ነጋ ዳ'ህፅቦ ድዩ ሎ'መዕልቲ? ቀዲምኹም ዘየመቕረብኹሞ'ሞ "ሲኢርና ወፂዕና አለና፤ ኸልተ CIA ጀነራላትን insignificant ናይ PP ባንዳታትን አለው ፤በአውርኡ ተኣዊትና አለና" ዘይምበለና😂😂😂😂😂
@Tadele-bp1mv
@Tadele-bp1mv 29 күн бұрын
አንቱም ሰባት ዘይትገድፉና ደብረ ጽንተት በጃካባ ይአክለና ውረደልና አህዋትና ብሰንኪ ሀደ ለማስ ንስካን መሰልካን አወዲእኩምዎም ደቆም ወለዶም ዝህግዙ ዝነበሩ ንስኩም ብዘምጻእኩምዎ መዘዝ ሰብ ረዳት ስኢኑ ዝበልኦ ስኢኑ ይሞተሎ ህዝቢ ኢሮብ ደርቢኩም ህዝቢ ምእራብ ደርቢኩም ውድብ ትበልጽ ትብሉ አዛብእ ውድብ አየናይ ውድብ ህዝቢ ዘወድእ ውድብ በጃካ ተቦቀስ ናብ ገለካ ኪድ ርኩሳት
@TeklehaymanotGebreslase-q4t
@TeklehaymanotGebreslase-q4t 29 күн бұрын
ኩሉትግራዋይ ይሕሰብ
The CUTEST flower girl on YouTube (2019-2024)
00:10
Hungry FAM
Рет қаралды 42 МЛН
1ОШБ Да Вінчі навчання
00:14
AIRSOFT BALAN
Рет қаралды 6 МЛН
Fake watermelon by Secret Vlog
00:16
Secret Vlog
Рет қаралды 12 МЛН
Evening News in Tigrinya for September 8, 2024 - ERi-TV, Eritrea
19:42
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 10 М.
DW International  ብሓመድ ሬድዮ ዝሰርሐ መሃዛይ መንእሰይ
29:46
Tigray Media Network ናይ ልቡ ዝዛረብ ህዝቢ  Sep 5, 2024
18:23
Tigray Media Network
Рет қаралды 6 М.
Midday News in Tigrinya for September 5, 2024 - ERi-TV, Eritrea
21:15
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 13 М.
እዋናዊ: ፅሑፍ ጀነራል ፃድቃን ኣብ ዓብዪ መድረኽ ሙሁራን ትግራይ (GSTS) 17/08/2024
51:28
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 19 М.
The CUTEST flower girl on YouTube (2019-2024)
00:10
Hungry FAM
Рет қаралды 42 МЛН