Top ደርፊታት ኢትዮጵያ ብ ኤርትራውያን ዝተሰረቃን ዝተደገማን / New Eritrean music 2024 reaction

  Рет қаралды 10,562

Brhan Records

Brhan Records

Күн бұрын

#eritreanmusic #eritreanmusic2024 #eritrean #eritrea #eritreantigrignamusic #tigrigna #tigrignamusic
ከም መፅበዓኹም መሰረት ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያውያን ዝሰረቁዎ ደርፊታት ሒዝናልኩም ቀሪብና ኣለና ደቂ ዓበይቲ ኣቲኩም ኣረጋግፁ
‪@YohansHabtom-n4u‬
‪@yonasberhane5076‬
‪@josephberhane2465‬

Пікірлер: 303
@hussentray321
@hussentray321 2 ай бұрын
ኣብታ ናይ ሻምን ሚልን ኣብ መጀመርታ ታ ድርፊ ብድምጽን ጽሑፍን ኣመስጊኖም ከምዘለው፡ ዜማ ናይ ምን ሙኻናን ሓቢሮም ኣለው ፡ስለዚ ብፍቃድ ምኻኑ ስርቂ ኣይባሃልን 👍👍
@amirjemal5656
@amirjemal5656 2 ай бұрын
Ya awel sied bdmxu zhabo msgana alo
@AramAlemey
@AramAlemey 2 ай бұрын
ናይ ገብረጻድቅ ኣይኮነን ገብረጻድቅ ደጊምዋ እዩ ናይ ተኽለ ተስፋዝጊ እዩ የሕዋት
@NayBrhane
@NayBrhane 2 ай бұрын
No bro nay geretsadik eya ab 1960tat eyu derifuwa tekle dma 1984/85 akotstsra geez remix geruwa
@abielmengsteab
@abielmengsteab 2 ай бұрын
yes ናይ ተክለ ተስፋዝጊ እያ እታ ደርፊ
@samsondebas2865
@samsondebas2865 2 ай бұрын
@@NayBrhane ክልቴኩም ጌጋ ኢኹም ዘለኹም: “ዘይምልላይ ምሓሸና” ከምኡ ውን “ሓዳር ጌርኪ ሰሚዔ ብወረ” ናይ መጀመርታ ደርፍታት ናይ የማነ ገብረሚካኤል (ባርያ) እየን፡ ገብረጻድቅ ካብ የማነ ባርያ እዩ ወሲድዎን።
@sonofelamida
@sonofelamida 2 ай бұрын
ኣይትሓሱ እሺ ገብረፃዲቅ ዋላ ሓንቲ ኮፒ ዝገበራ ነገር የብሉን ገብረፃዲቅ ወልደዮሐንስ ኢልካ ሰርች ግበር ኩሉ ሙዚቃታት ስምዓዮ
@samsondebas2865
@samsondebas2865 2 ай бұрын
@ የማነ ገብረሚካኤል (ባርያ) ኣብ መድረኽ እዩ ደሪፍወን፡ ኣብ 1967 ናብ ማ.ት.ኣ ንምእታው ድሕሪ “ሉላ” ትብል ቀዳመይቲ ደርፉ ዝደረሰን ድማ’ዩ፡ ልክዕ ኣለኻ ዝበዝሕ ሰብ ገብረጻድቅ ከም ዋንኤን ጌሩ እዩ ዝወስዶ፡ ግን ኣብ ወርሒ ሰነ ዝተሓትመት መጽሓፍ ታሪኽ ሂወት የማነ (ባርያ) ብዝርዝር ኣብኡ ኣለካ፡ ከምኡ ውን ባዕሉ የማነ (ባርያ) ምስ Eri-Tv ኣብ 1996 ዝገበሮ ቃለ መሕትት ክልቲኤን ናቱ ምኳነን ገሊጽዎ እዩ።
@Tesfaldethaile-v8i
@Tesfaldethaile-v8i 2 ай бұрын
ኣብ ኢትዮጵያ ዶ ብሌን ኣለዉ እዮም😮😮
@Smsmfofol
@Smsmfofol 2 ай бұрын
ሸው በሊ ብሊነይ፡ ናይ 70-80ታት ብኤርትራውያን ዝተደርፈ ኢዩ። ተዘይ ተጋግያ "ዮውሃስ፡ ስቲፋኖስ" ኢዩ ደሪፍዋ።
@rezeneocube3316
@rezeneocube3316 2 ай бұрын
nay brhane haile i a
@yemtekdeb5413
@yemtekdeb5413 2 ай бұрын
Nay Brhane eu, ab Asmera eu znebr neyru shu.
@wedihaile4532
@wedihaile4532 2 ай бұрын
Nay Berhane eya ab Asmara koynu ziserha Ab meretna ziteserhe natna eyu eka tibil 😂
@YobelShumay
@YobelShumay 2 ай бұрын
Tegagikum Alekum eritraweyan ayserekun
@NayBrhane
@NayBrhane 2 ай бұрын
😂😂😂
@ziyada-v9u
@ziyada-v9u 2 ай бұрын
Kkkkkkk entay eziom chanawiam diyom,koinom
@sonofelamida
@sonofelamida 2 ай бұрын
ሓቅካ ኣለኻ ኮፒ እዮም ጌሮምዎ
@similukipeni8247
@similukipeni8247 2 ай бұрын
@@ziyada-v9u Ayfalon gn kab Yemane Baryan Tekle Tesfazgi zteserqa derfetat eyen. Eta nay Sham kea feqad hatitomla eyom slezi srqi aykonen.
@ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
@ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ 2 ай бұрын
እቲ ናይ ዑስማንን ገብረጻድቅን ሕውስውስ ኣቢልካዮ ሓደ ዮዕሩኽ እዮም ኔሮም መዛኑ, ዑስማን ባዕሉ ሰማንያታት ኣብ ሱዒድ እዩ ኔሩ ካብ ሰብዓታት ጀሚሩ. ተኸልን ዳዊትን ደጊሞም ናይ መን ቀስ ኢልኩም ኣጻርዩ ዑስማን ባዕሉ ኣብ ሰብዓታት ወዲ 22ውን ኣይመለን ኔሩ. ካልእ ሚዛናውያን ኩኑ, ኮነ ኢሉ እዩ ደርፍዋ ሓደ ካብ ትግራይ ማሕጸን ኤርትራዊት ኣደ መኻን.....ኢሉ ብናይ ወዲ ትኹል ደርፊ ኣነዋሪ ዝደረፈ ኔሩ. ብዝኾነ ኩሉ ጌጋ እዩ ኦሞ ኩልና ንቅናዕ. ሰላም ንኹልና
@ወይግዜ-ጐ2ቀ
@ወይግዜ-ጐ2ቀ 2 ай бұрын
ናይ ገብረጻድቕ አብ አስመራ ስለ ዝዓበየ ኩሉ ወዲ አስመራ እንዳደረፎ ዝዓበየ ደርፊ ኢዪ። አነ አብ ቀረባ ግዜ ኢየ ኢትዮጵያዊ ምኾኑ ፈሊጠ እምበር ኤርትራዊ ኢዪ ዝመስለኒ ኔሩ። ብዝኾነ ከም ስርቂ አይትሕሰብዎ።
@Million382
@Million382 2 ай бұрын
Nay Eritrea music All
@abrahamkiflai4782
@abrahamkiflai4782 2 ай бұрын
ንሓበሬታኹም 'ሓዳር ገይርኪ' ከምኡ እውን 'ተፋላሊና ዲና ዚብላ ደርፍታት መበቆል ደርፍታት የማነ ባርያ ኢየን ናይ ገረጻድቕ ኣይኮናን
@globally-aware
@globally-aware 2 ай бұрын
ስምእኒ ሓወይ .......ገብረ /1973/ እዩ ሞይቱ ሃለውለው አይትበል ንየማነ ባርያ ድማ ካባካ ንላእሊ ንፈትዎ
@fissihayesemereab3707
@fissihayesemereab3707 2 ай бұрын
Besmeam
@FtsumTeweldebrhan-un2kz
@FtsumTeweldebrhan-un2kz 2 ай бұрын
ሕቶ ኣላትኒ ብቅንዕና መልሱለይ ኣብ ኤርትራ ዝዓበየ ኢጦፕያዊ ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ዩ ዝሰርሕ ብፍላይ ደራፋይ እንታይ ዩ እቲ ምኽንያት ትብሉ❤❤❤
@BrhanRecords
@BrhanRecords 2 ай бұрын
ማእከል ትምህርቲ ስነጥበብ ስለዘሎ ኢዩ እቲ ሚስጢር ብሉፅ ክገብሮም ዝከኣለ
@adeytube6750
@adeytube6750 2 ай бұрын
@@BrhanRecords ብዙሕ ትምልሰሎም መልስታት ኣንቢበ ብሓቂ ቅኑዕ ሰብ። positieve energy እዩ ጎዲልና ዘሎ። ግን pls ከይትቅየር ‼️ ብዝሒ ተኸታተልቲ,subscriberes ከየታልለካ😜
@BrhanRecords
@BrhanRecords 2 ай бұрын
@adeytube6750 እሺ የክብረለይ ❤
@abdulkadertaha1891
@abdulkadertaha1891 2 ай бұрын
ብርሃን ሃይለ ኤርትራዊ ኣብ ኤርትራ ተውሊዱ ኣብ ኤርትራ ዝዓበይ እዩ ኣይትጋገ
@BrhanRecords
@BrhanRecords 2 ай бұрын
ትግራዋይ ኢዩ
@SamuelKiros-t4i
@SamuelKiros-t4i 2 ай бұрын
@@BrhanRecords ዋላ ትግራዋይ ይኹን ዕባይ ኤርትራ እዩ ንባዕላ እታ ሰላምታና ብሩሑቕ ኮይኑ ንኣስመራ እዩ ዝደርፈላ። ንቕድም ኣጸቢቕኩም ፍልጠት ኣክቡ ኣሕዋት ኣድናቒኹም እየ።
@adeytube6750
@adeytube6750 2 ай бұрын
@@BrhanRecordsሀለውለው ኣብዚሕኩምዶ ሓቀይ‼️
@asmarina8019
@asmarina8019 2 ай бұрын
ብርሃነ ሃይለ ትግራዋይ አብ ኤርትራ ተወሊዱ ዛአበየ እዩ:: አዲኡ ዋና ባር እንተዘይተጋግየ ጓል አክሱም አቡኡ አይንፈክጦን ኢና :: ኩሉ ኤርትራዊ ትግራውይነቱ ዝፈልጠ ድሕሪወራር ወያኔ እዩ::
@Rahel-ir3vu
@Rahel-ir3vu 2 ай бұрын
Berhane haile eko eritreawi eko brother wedi hamasen u
@FtsumTeweldebrhan-un2kz
@FtsumTeweldebrhan-un2kz 2 ай бұрын
ጥዑም ደርፍታት ትግርኛ እዩ ዘለና ሞ ነስተማቅሮ ❤❤❤❤
@Warsay1tsegay
@Warsay1tsegay 2 ай бұрын
Nezi nay Eritrea derfi degimom zelewu hji dehri 50 amet nay Ethiopia be Eritrea zetedegeme elom kekrubuwo eyom
@sonofelamida
@sonofelamida 2 ай бұрын
ሃለውለው ግደፍ
@abela775
@abela775 2 ай бұрын
ኣብ ከተማ ምጽዋዕ ናይ ዑስማን ዓብደልርሒም፡ ንምዝኽኻር ዝኣክል!
@filimonyowhans1407
@filimonyowhans1407 2 ай бұрын
ሰላም ዝሓወይ ናይትራይ ቤርትራውያን ኮና ዘን ደርፊ ኣምሃሪክ ተጸብየ ነይረ
@RobelOkubay-x5e
@RobelOkubay-x5e 2 ай бұрын
ገልቢጥኩም ኣምጺክሞ እቲ ናይ ኤርትራውያን ናይ ኢትዮጵያውያን ትብሉ ዋይ ጉዳም ሪእና ተሰተሩ።
@sonofelamida
@sonofelamida 2 ай бұрын
ነቲ ሓቂ ተቀበሎ
@nanoabi2083
@nanoabi2083 2 ай бұрын
Exactly gelbetom amxomo
@poulosgirmay5287
@poulosgirmay5287 2 ай бұрын
Atum sebat ab ketema mitswae early 1960 ziderefe eyu gebretsadiq is very younger than osman
@simrettesfazghi2701
@simrettesfazghi2701 2 ай бұрын
Birhane haile, Tsegay Beraki, Gebresadiq & his brother, & Abraham Bayre this all are born & raised in Eritrea & most people don’t know they are not Eritreans. I myself learned it recently.All the songs were done & sang when they were in Eritrea with Eritrean musicians. It’s a different story from the younger generation. Mostly credit is given. The singers didn’t claim is as theirs. Some of the singers born, raised & died in Eritrea. Before 1998 your neighbors, friends, schoolmates no one knew the identity. Some people found out their own identity in their 20’s 30’s.
@adeytube6750
@adeytube6750 2 ай бұрын
ወዲ ዛግር ኣብ ዓድኹም ንደቂ ዓድኹም ከሓጉስ እዩ ዝደረፎዩ‼️‼️‼️
@gotomabodom9008
@gotomabodom9008 Ай бұрын
Nay eritrea eyou kulu
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 2 ай бұрын
ተፋላሊና ትብል ናይ ተኽለ ተስፋዝጊ ኢዩ
@Robi-94
@Robi-94 2 ай бұрын
እታ ናይ ኣበበ ኣርኣያ ብ ወዲ ዛግር ዝተደግመት ተሰሪቃ ኣይኮነትን ህዝባዊ ግንባርን ሕዋሓትን ሰላም ምስ ገበሩ ኣብ ሓደ ኣዳራሽ ኮይኖም ዝተደርፈ ኢዩ ስለዚ ኣርእስትካ ኣማሓይሽ ሓወይ ካልእ ዉን ሰሚዐ ክጽሕፍ ኢየ
@samsontesete5119
@samsontesete5119 2 ай бұрын
ድሕሪ 50 ዓመት ዮም ደሪፎሞ ያታዊ ዉን ኣሎ ኩቡራት ኣሕዋት መጽናዕትኹም ኣዕሙቅ ኣብልዎ 💙💙💙💙💙
@solomonm.2127
@solomonm.2127 2 ай бұрын
ገብረጻድቕ ን ብርሃነን ኣብ ኤርትራ ስለዝነበረ ምቕማጦም ከም ኤርትራውያን ክሕሰቡ ኣለዎም።
@Gebre..Tesfay
@Gebre..Tesfay 2 ай бұрын
ትግርኛ ነስፋፍሕ እምበር ኣነጠፋፍእ ። ካልእ ድማ ብኣጉል ጉራ ሰረቅቲ ትብሉ ሰባት ልቢ ይሃብኩም 😅 ብፍላይ ብሓፈሻ ትፃረፉ 😢 ንኩሉ ትግርኛ ነዐቢ !!❤🎉❤
@Amir_Wedi
@Amir_Wedi 2 ай бұрын
መጀመርያ ግን ፍልጠት ምእካብ ከድልየኩም እዩ ብዝመሰለኩም ትኸዱ ኣለኹም።
@AbielMo
@AbielMo 2 ай бұрын
ኤርትራውያን ሰሪቆም ክትብሉ ኢኩም ደሊኩም እንበር ኣብ ኤርትራ ብኤርትራውያን ዝተስርሐ ዩ ዝበዝሐ ናይ ገብጻድቅ ብርሃነ ግን የለን ማለት ኣይኮነን ንኣብነት ናይ ፌበን ጸጋይ ገለ ሰባት ኣለዉ ኣረጋጊጽኩም ተተምጽዎ ጽቡቅ ኔሩ
@robeltesfu2679
@robeltesfu2679 2 ай бұрын
Hadar gerki nay yemane barya eya
@onedayeriy1991
@onedayeriy1991 2 ай бұрын
ናይ ብሊነይ ትብል ኣይራከብን ኢየን
@Wawa6191-z2x
@Wawa6191-z2x 2 ай бұрын
Btaemi adnikekum gin I respect you guy's kef alekum wegeninet yebilkumin selamin fkrin yewridelna
@ከምሽላኣሞራ
@ከምሽላኣሞራ 2 ай бұрын
ብመጀመርያ ሰላም ንዓኹም ኩቡራት ተዓዘብቲ ብምቕጻል እዘን ተፈላሊና ዲና ከምኡ ውን ሓዳር ገርኪ ሰሚዐ ብወረ ዝብላ ደርፍታ ዋነአን ግጥምን ዜማን ነብሲሄር የማነ ገብረሚካኤል ባርያ እዩ ብፍቓዱ ንነብስሄር ገብረጻድቕ ህብዎ ኣብ መጨረሽታ ሰብዓታት
@ከምሽላኣሞራ
@ከምሽላኣሞራ 2 ай бұрын
ኣብ መጨረሽታ ስሳታ ት ማለተየ ይቕረታ
@BrhanRecords
@BrhanRecords 2 ай бұрын
gebretsadik eko 1973 bgeez eyu moytu bkemey mengedi dea derifuwa bro
@BrhanRecords
@BrhanRecords 2 ай бұрын
መወዳእታ ከዓ በተለይ ካብ 69 ንደሓር ናብ ገድሊ ኢዩ ተፀምቢሩ
@ከምሽላኣሞራ
@ከምሽላኣሞራ 2 ай бұрын
ነብስሄር የማነ ባርያ 1967 ናብ ማሕበር ማትኣ ምስ ኣተወ ኣሃዱ እሉ ዝጀመረን ግጥምን ዜማን እየን ነብስሄር ገብረጻድቕ ብዋጣ ክጻወተን ምስ ሰመዖ የማነ ብህርመት ዋጣ ውንጽብቕ ተጻውትካየን ኢኻ እሞ ደሓን ድረፈን እልዎ ናይ ቀደም ደረፍቲ ዝሓወይ ብጣዕሚ ምትሕብባር ነይርዎም ዩ እዚ ውዳሓንካ የቐኒየለይ
@ShaduAbdu
@ShaduAbdu 2 ай бұрын
Eti nay birhane hayle agatami birhane ethiopiawi ekua entekone eti derfitatu gen ab eritrea kelo silezewxeo bi wanenet nayta zinebra hager eu zitahaz silezi nayrirea waninet eu zelewo bhige sinetibeb
@BrhanRecords
@BrhanRecords 2 ай бұрын
እወ ዋላ ኣብ ኣስመራ ይድረፎ እምበር ኢትዮጵያዊ ሙካኑን ዋንነቱን ክሕሎ ግን ግድን ኢዩ
@asmarina8019
@asmarina8019 2 ай бұрын
@@BrhanRecordsእወ ሓቅኹም አከኹም ኢትዮጵያዊነቱ ክሕለው አለዎ::እቲ ነገር ንብርህነ ሃይለ ከም ኢትዮጵያዊ ዝፈልጦ ኤርትራዊ አይነበረን::
@abela775
@abela775 2 ай бұрын
I respect and appreciate your honesty
@jinieantere
@jinieantere 2 ай бұрын
Who is Berhane Haile? And why is he singing for the belen tribe and for the Keren lady if he is Ethiopian?
@abela775
@abela775 2 ай бұрын
The irony is Yemane Barya was cool about his song being played by Gebretsadiq
@semereteklehaymanot6903
@semereteklehaymanot6903 2 ай бұрын
ተጋጊኩም ኣለኩም ገሊኡ ገብረ ጻድቅ ዝደገሞ እዩ
@tslatsoony6869
@tslatsoony6869 2 ай бұрын
ቅድሚ ምፍራድኩም ኣፍልጦ ናይ ዜማን ናይ ብርጅን ቴንቦን ዋናታት ደርፍን ይሃልኹም
@AhmedIbrahim-fz4gu
@AhmedIbrahim-fz4gu 2 ай бұрын
Abketema muxwa tibil nay abona osman abdirehim eya aytahasuwu leyabu
@DejenKrarey
@DejenKrarey Ай бұрын
Selam hawey natey eti bleney bleney tbl derfi nay eritrawi eya tegagikum alekum
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 2 ай бұрын
ዕለት ዓመተምህረት ዝተደረፈ ርኣይዎ ንቀደም?
@rezeneocube3316
@rezeneocube3316 2 ай бұрын
ንስካትኩም ክትንትኑ ብቅዓት የብልኩምን ደርፊ ሰሚዕኩም ትፈልጡ ኣይመስለንን
@GilomMafya
@GilomMafya 2 ай бұрын
ናይ ተኽለ ሁኮት እያ፡ እዛ ዋጣ ደጊምዋ ዘሎ ተፈላሊና ዲና ትብል ዘላ ደርፊ ደቂዓበይቲ
@SenayAraya-o5h
@SenayAraya-o5h 2 ай бұрын
ጽቡቅ እዩ ዋንነት ዋንኡ ንምፋጥ ብትኽክል ናይገብረጻድቅ ኣይኮነን ናይ ተኽለ ተስፋዝጊ እዩ ኣብከተማ ምጽዋዕ ናይ ዑስማን እያ ብዓብይኡ ተስፋይ ዋጣ ክሕተት ይኽእል እዩ ። ዋጣ ክሕት
@kifletsionberhe6708
@kifletsionberhe6708 2 ай бұрын
ወዲ ዛግር ቀደም ህወሓትን ህዝባዊ ግንባርን ኣብ ጽቡቕ ከለዉ ኣብ ግዜ ሰውራ ተዓዲሙ መጺኡ ኣብ ትግራይ ዝደረፎ ኣብ መድረኽ እዩ።
@ዳኒጻጸ
@ዳኒጻጸ 2 ай бұрын
Mejemerta selam naekum ykun Naflto kkonekum ab ketema mxwae nay Osuman Abderhim tefalalina dina Tekle tesfazgi eiu dahar gebrexadq eko bedme ewn neshtoy eiu neyru Osuman ms Tesfay eyom mezanu neyrom Tekle tesfazgi emo bbuzuh yaebyom eiu ab tbeb ewn qdimiom newih geyru xenihwem mexnaeti wesidkum ms abeyti tebiban Tigrina ktelalyou mftankum gn xubuq.
@TGerrard
@TGerrard 2 ай бұрын
nay Gebretsadk zbelkayo nay yemane barya eyu,gebretsadk gtmn zeman kemzeyserh znebere abeyti snetbebawyan ztezarebwo aleka Nay brhane zbelkayo nay tekleyu Osman keamo alem bealmu zfelto getamyn zeyamnyu seriku kea ayfeltn Nay ataklti zbelkayo nay vittorio eyu Remix and ab stage ztederfe kea srki aytbelo bflay afkidom tekoynom and credit tehibom Ita nay mewedaeta kea ab gze kuinat kem tserfi ilomyom degimoma Slzis gelabitkumo alekum
@kieruhabibi6456
@kieruhabibi6456 2 ай бұрын
ብርሃነ ሃይለ ኣብ ኤርትራ ከሎ እዩ ደሪፍዎ ስለዚ ናይ ኤርትራ እያ 😂😂
@Peaceenterteiment500
@Peaceenterteiment500 2 ай бұрын
ጽቡቅ ኣለካ ሰነጥበብ ማለት ፍቅሪ ዩ ኣብዛ ናይ ሳዋ ሽኮር ኣነ ኣድጉፎን እየ። ኣብ ናይ ተክሊት ኣማረ ዓቢ ምዕናው ናይ ጥበብ ተፈጺሙ ዩ ነቀፌታኩም ኣቀምጡ ብሓባር ብፍቅሪ ጥበብ ክንዓቢ❤
@SmharAmine
@SmharAmine 2 ай бұрын
@@Peaceenterteiment500 bhaki may wedi tkul derfi ke yhgisatka niera do tkewn sawa kemey zbelet derfi keyrom weladitom za asha mkanu mkan mkan mhasa na bele kebalashwa esom bzjemerwo yu melsi zwhabom sk ilka lekbetbet aytbel
@Peaceenterteiment500
@Peaceenterteiment500 2 ай бұрын
@ እንታይ ድየ ዝብል ጸለኩ ኣነስ ጽቡቅ ኣይ ገብረን እኮ'የ ኢለ እቲ ደራፋይ ናቶም ውን ትጻረፊ ድኣ🤔
@rezeneocube3316
@rezeneocube3316 2 ай бұрын
ቢቶሪዮ ቦሲ ንዓርኩ ኢ ዩ ደሪፍዋ ብሂወቱ ኣሎ በየነ
@BeyeneMesfn
@BeyeneMesfn 2 ай бұрын
Tegagikum alekum frku gemtilkum amxikumo alekum
@abdulkadertaha1891
@abdulkadertaha1891 2 ай бұрын
ቢቶርዮ ይዓቢ
@TediRos-m8h
@TediRos-m8h 2 ай бұрын
Xbuk ኣለካ 👍
@seidomer5457
@seidomer5457 2 ай бұрын
Gega habreta derfi Osman and tekke tesfazghi aytigageyu
@eseyasyohannes1570
@eseyasyohannes1570 2 ай бұрын
Tekle tesfasgi eyu derifewa mejemerta tefalina dina
@TgYoni
@TgYoni 2 ай бұрын
Mejemeriya sile bileney tibil derfi axebika axnieka amxayo...be roha band eya original heray do
@AronGebre-i6b
@AronGebre-i6b 2 ай бұрын
ኣሎ ቡዙሕ ናይ ተጋሩ ብኤርትራውያን ዝተደገመ ኣየቕረብክምዎን ግን ከም ኣብነት ናይ #ዳዊት ሃይለስላሴ ናይ #ግርማይ ኣጽብሃ ኣሎ ዘርዚርካ ኣይውዳእን
@AbdallaRomadan
@AbdallaRomadan 2 ай бұрын
Bileney qadamayit NaY Tekele tezfazig iya nay berhane ayikonetin NaY isiyas
@nisri1567
@nisri1567 2 ай бұрын
ናይ ብርሃነ ሃይለ ትግራዋይ፡ ብ 1985 GGC ዝተደርፈትያ
@bereketsiym
@bereketsiym 2 ай бұрын
ናይ ሄለን ጳውለስ ከ ካብ ትግራይ ዝሰረቆቶ ዜማን ግጥም ን ኣሎ ንምንታይ ዘይ ኣምጻእኽሞ ንኻልኣይ ግዜይ ይጽሕፈልኮም ኣለኹ ይሕዋት
@BrhanRecords
@BrhanRecords 2 ай бұрын
ኣየነይቲ ንፁር ስለዘይኮነ ኢና ሓዲግናዮ እምበር ኮመንትካ ኣምቢበዮ ኢየ
@neamintesfazghi9242
@neamintesfazghi9242 2 ай бұрын
ድሕሪ ሰላምታይ ናይ ብሌን ናይ ህዝቢ ደርፊ ሸዉ በሊ ብሊነይ ኢርትራዊ ዜማዩ ታሪኽ ተወከሱ።ኣብ ስምዒት ከይኣተና ብዓይኒ ስነጥበብ ንዛረብ።ዝካታዕ እንተሎ መድረኽ ክፈቱሉና።
@kokomanwedielyas4631
@kokomanwedielyas4631 2 ай бұрын
ወዲ ዛግር ኣብ ትግራይ ኣብ ኮንሰርት እዩ ደሪፍዎ
@AramAlemey
@AramAlemey 2 ай бұрын
ብዝኾነ ተሓጋጊዝና ቋንቋ ትግርኛ ከነዕብዮ ይግባኣና
@mollieabrham173
@mollieabrham173 2 ай бұрын
I told you guys🤣, you cannot find any Ethiopian song stollen by Eritreans 🇪🇷 never!! “Show bileney bileney” sings by Hayle which is Tigrian of course, but the song is an Eritrean song and made in Eritrea. You guys got one ☝🏼, the last one you reviewed that says “Abishay” that’s an Ethiopian/Tigrian song. But he is not a singer he is a comedian, he copied the song and the actions to offend #Tplf 🤷🏼!!
@BrhanRecords
@BrhanRecords 2 ай бұрын
mixed 50% comedian 50% singer 😂😂😂
@mollieabrham173
@mollieabrham173 2 ай бұрын
@@BrhanRecords He's 100% a comedian 😂 for sure! Anyway, you guys are doing great, and I hope you’ll always stay positive-minded! ✌
@mikeletumzgi8582
@mikeletumzgi8582 2 ай бұрын
Bleney tekle tesfazgi eyu nay brhane hayle aykonen
@FthawiYemane-zm3mk
@FthawiYemane-zm3mk 2 ай бұрын
ጭላይን ሻግራይን ካብ ማይናስ ብሓሪፍ ሰሪቅካዮ 😁👍😊
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 2 ай бұрын
ምዓስ ተደሪፉ ምርኣይ ከድልየኩም እዩ ጌጋ ኣይተሕሉፉ።
@GirmayAbraham-o9g
@GirmayAbraham-o9g 2 ай бұрын
Eta bileney tbl zela nay tekle tesfazgi eya nay wedi zagr wn degimwa eyu ab festival eta gelawa tbl wn crédit hibomn amesginomn eyom. Victory bossi eyu qedimu derifwa eta bahlawit 😂 Tefelalina dina and hadar gerki ka original nay barya eyen interview hawu alekum Nay osman abderhim eyu gebrexadq degimwa.
@abdulkadertaha1891
@abdulkadertaha1891 2 ай бұрын
ገብረጻድቅ ዳርጋ ኩሉ ድርፍታቱ remix እዩ።
@sonofelamida
@sonofelamida 2 ай бұрын
ተጋጊኻ
@danielweldeyesus3230
@danielweldeyesus3230 2 ай бұрын
ገብረ ጻድቅ ናቱ ዝውንኖ ደርፊ የብሉ ኵሉ ክንቀልዖ ኢና​@@sonofelamida
@sonofelamida
@sonofelamida 2 ай бұрын
@danielweldeyesus3230 ሓሶት ባህልኩም እዩ እንዳህግደፍ ብዝኮነ ገብረፃዲቅ ልዕሊ 11 ካሴት ዘሐተመ ምካኑ ኩሉ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ
@Semsamu
@Semsamu 2 ай бұрын
@@sonofelamida Hasot si n ኣያታትካ ሕተት፡ ተጋሩ ቀንዲ መለለይና 1 ሓሶት 2. ሕስድና እንዳበሉ እዮም ኣብ ማስሜድያ ዝቀርቡ ዘለዉ። ብዝኾነ እዘን ኣብዚኣ ቀሪበን ዘለዋ ናይ ገቭረጻድቅ ናይ የማነ ባርያ እየን። ኣብ interview ውን ተዛሪብለን ኔሩ1996። ኣብ 2nd ኣልቡሙ ኣለዋ። ብድሕሪኡ ውን ተክለ ተስፋዝጊ ውን ደጊምዋ ኔሩ ነታ ሓንቲ። ናይ ከተማ ምጽዋዕ ካ ዑስማን ዓብደርሒም 1962 ደሪፍዋ ኔሩ። ድሕሪ ናጽነት ካ clip ሰሪሑላ
@ካፒችኖ
@ካፒችኖ 2 ай бұрын
​@@sonofelamidaወዲ ቆማል ብሓሳብ እንዶ ስዓሮ እንታዴካ ኣብዚ ህግደፍ ዘብል ኣለካ ዓስታክ መጋል
@Gebremedhin-nl8pk
@Gebremedhin-nl8pk 2 ай бұрын
ጀጋኑ እናተፃረፍኩም ሓቂ ምዝራብ ሓላል እዪ❤❤
@FilaZale21
@FilaZale21 2 ай бұрын
Thanks bro 👍
@AramAlemey
@AramAlemey 2 ай бұрын
ገብረጻድቅ ግን ብዙሕ ደርፍታት እዩ ደጊሙ
@AFROTIGRIGNA
@AFROTIGRIGNA 2 ай бұрын
😂😂😂
@sonofelamida
@sonofelamida 2 ай бұрын
ናይ ገብረፃዲቅ ተደጊሙ ድዩ ክትብል ሓሲብካ
@ከምሽላኣሞራ
@ከምሽላኣሞራ 2 ай бұрын
ሕጅውን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ ትብል ደርፊ ግጥምን ዜማን ነብስሄር ዑስማን ዓብደረሒም ምኾና ዘየማትእ"ዩ ገብረጻድቕ ደጊምዋ ከምኡ ዉን ተኽለ ህዉከት ደጊምዋ ኢዩ ስለዚ ኣቕረብቲ እዚ መደብ ንእግረ መንገድኹም ውን ክትፊልጡ ኣለኩም የቐንየለይ
@alexandertesfamikael1162
@alexandertesfamikael1162 2 ай бұрын
ክክክ ጌጋኹም ኣብ ኮመንቲ ኩሉ ህዝቢ ይሕብር ኣሎ ኮመንቲ ምንባብ ጽቡቅ አዩ ሓሳብኩም ኣይጽላአን አዩ ግን ርጡብ ነገር ሒዝኩም ምጹ ❤
@semereKiflemariam
@semereKiflemariam 2 ай бұрын
Bro ezia nago ziderfa zelo nay tekle huket eritreawi eya
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 2 ай бұрын
ምዓስ ተደሪፉ ቀዲ ክትፈልጡ ኣለኩም
@samirama6722
@samirama6722 2 ай бұрын
❤❤❤
@manunited8676
@manunited8676 2 ай бұрын
No no nay tekile tesfazigi eyu eyu eizi derifi so pls
@WediGihrmay
@WediGihrmay 2 ай бұрын
Ata tekle tesfazghi yu serihwa bileney
@Sãm-j2k7k
@Sãm-j2k7k 2 ай бұрын
Eritreawi ayserken u ta weyal
@tewieboy
@tewieboy 2 ай бұрын
Kulu nay eritrawien eyu tegagiekum
@manunited8676
@manunited8676 2 ай бұрын
Pls bikalie video temelesuna thank's
@awetghrimay-f4w
@awetghrimay-f4w 2 ай бұрын
ans semieyen ko ayfelete ezen tebelewen zeleku defetat
@FrezghiTewelde-i5r
@FrezghiTewelde-i5r 2 ай бұрын
ብዛዕባ ኣብመቀለ ዝተደርፈ ደርፊ ተዛረብ ኩሉ እዚ ተምጸኦ ዝጸናሕካ ኣብ ኣስመራ ዝተደረፈ ደርፍታት ቃና 60s ተባሂሉ ይፍለጥ ናብኣስመራ ሙዚቃ ክማሃሩ ዝመጹ ተጋሩ ከም ባዓል ገብረ ጻድቅ ፡ ብርሃነ ሃይለ ድማ ምስቶም ዓበይቲ ስነጥበባዉያን ኤርትራ ብምጽጋዕ ሮሚክስ ይገብሩ ነይሮም ይስልጥኑ ነይሮም
@BrhanRecords
@BrhanRecords 2 ай бұрын
ፅቡቅ ኣለካ ንሱ ዘይከሓድ ሓቂ ኢዩ
@habtittesfazgi5904
@habtittesfazgi5904 2 ай бұрын
Wedi zagr ab medrek ztexaweto eyu sham gieshu kea aflto hiba eya degimato eti kalie gn giega yklealey enber kulu orginal nay eritrawyan eyu aytgematlwo
@MulueHabtab
@MulueHabtab 2 ай бұрын
Ata wedi qdm nay men mkanu eti derfi flet
@LoveMusic-rv3wh
@LoveMusic-rv3wh 2 ай бұрын
Aya beyene nay vitoryo busi eyu
@KaleabBereket-x4w
@KaleabBereket-x4w 2 ай бұрын
Habibi video ktserhu kelekim si bmexnaeti gize hibkum srhu ember nay hlk gerkumq 😅 maeleya zeyblu gegatat kea yri aleku bejakum amehayshwo
@wedihaile4532
@wedihaile4532 2 ай бұрын
Sorry guys eza aya beyene nay Vittorio eya beyene zibehal derafay arku higi resieya aleku nay baelu filiti derfi alato beyene. Aya beyene zifetwa gual mehaza neyratom kab kalie welida ab timket beyene aymexeb Vittorio kea aya beyene koriom diyom elu derifulu. Vitorio interview gerula neru.
@Habesha0-E
@Habesha0-E 2 ай бұрын
ዋ😂ብርሃነ ሃይሉ ኤርትራዊ ኢዩ ኮ
@BrhanRecords
@BrhanRecords 2 ай бұрын
ዕባይ ኣስመራ እምበር ኢትዮጵያዊ ኢዩ
@manunited8676
@manunited8676 2 ай бұрын
Nay osman abdelrahim eyu eizi wun o my God aytigageyu eizia video bizuh teqawumo kimexakum eyu
@selfrespect9727
@selfrespect9727 2 ай бұрын
Mejemerta eti nay feven nay 60tat dgam mquanu yhbr u (ab ketema mixwae) zbl nay osman Abderrahim u dhar kea nay Gebretsadiq derfitat darga 50% zdegemo u nay brhane zbekumo nay Tekle tesfazgi u mexnaeti gberu wa
@HintsaWeldeyohans
@HintsaWeldeyohans 2 ай бұрын
Kulu natna eyu bejeka nay feben tekle tesfazgi ayserqon natu eyu
@SamuelMerhawi-e1w
@SamuelMerhawi-e1w 2 ай бұрын
Bro zeytfelto aytzareb ...kitfelt entedelika kitwkes aleka ...meda kisab zwets derfi ayneberon...wata geru fekedo ketema yizewr neru...tebegsoka tsbuk gega habereta aytemehalalif ok wedhanka..
@BelayAron
@BelayAron 2 ай бұрын
Kulu nay gebrethadic nay tekletesfazgie iyu aitehaswu
@abielmengsteab
@abielmengsteab 2 ай бұрын
Blaney nay tekle tesfazgi ayu htetu do
@manunited8676
@manunited8676 2 ай бұрын
tekile tesfazigi eyu wena eiza derifi so pls aytihawawusiwo eikum pls
@Wawa6191-z2x
@Wawa6191-z2x 2 ай бұрын
Credit ente hibom sirki aykonen kalay kidmi newih ametat Eritrawyan ziderefiwo tegaru degimomo hji Eritrawyan hadesti weledo yidegmiwo tegaru kea neti degimomo zineberu natom mesilkum
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 2 ай бұрын
ገብረ ጻድቅ ኣብ ኤርትራ ዝዓበየ ኢዩ ምስ ኤርትራውያን ባሃላዊ ተማሂሩ ስለዚ ከም ኤርትራ ኢዩ ዝሕሰብ።
@AwetBeyin
@AwetBeyin 2 ай бұрын
Gday eritrean song 🎵 niaritrawiyan yimilket baelna alenayo okey 🇪🇷🐪🇪🇷🚴 🇺🇬🇰🇪🇸🇴🇸🇩🇪🇷
@adikeyh7770
@adikeyh7770 2 ай бұрын
ደናቁር ወዲ ዛግር ናይ ኣበበ ዝደረፈ ኣብ መቀለ ኢዩ :: እቶም ዝስዕስዑ ዘለው ደቂ ዓድኹም ኢዮም:: ሰሪቁ ዘይኮነ ነቶም ደቂ ዓድኹም ኢዩ ዝደርፈሎም
@adeytube6750
@adeytube6750 2 ай бұрын
👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾
小丑女COCO的审判。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:53
超人不会飞
Рет қаралды 16 МЛН
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
00:22
Kotiki_Z
Рет қаралды 42 МЛН
Леон киллер и Оля Полякова 😹
00:42
Канал Смеха
Рет қаралды 4,7 МЛН
ERITREA - ኣብዛ ወርሒ እዚኣ፡ ዓበይቲ ዓወታት ዘመዝገቡ 5 ኤርትራውያን
8:09
ntemesgen tewelde haxar Interview geremlu ab tokio
40:35
mnbar bmela
Рет қаралды 203
小丑女COCO的审判。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:53
超人不会飞
Рет қаралды 16 МЛН