ጽጹይ ሓበሬታ/ ጽባሕ ሰኑይ መወዳእታ ዓለም እዩ ዝብሉ ዘለው ብከመይ ዩ መብርሂ

  Рет қаралды 29,409

Neshnesh Tv

Neshnesh Tv

Күн бұрын

ጽጹይ ሓበሬታ/ ጽባሕ ሰኑይ መወዳእታ ዓለም / መብርሂ

Пікірлер: 161
@neshnesh_show
@neshnesh_show 5 ай бұрын
ብሩኽ ሰንበት ቐዳመይቲ ቪድዮ ዝተጠቐምኩላ logbiba tv ኣላትኩም ። ተወሳኪ membership Neshnesh Tv kzbin.info/door/PfXVcObH4LfsD-xohGm7Owjoin
@anbesmebrahtom5560
@anbesmebrahtom5560 5 ай бұрын
ትማሊከ ተሓጒስካዶ ?
@michaelsium1613
@michaelsium1613 5 ай бұрын
መወዳእታ ኣለም ሓደ እግዚኣብሄር ጥራይ ዩ ዝፈልጣ ንሕና ጥራይ ንፋቀር እግዚኣብሄር ዝፈትዎ ስራሕ ጥራይ ንስራሕ ።
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 5 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ እምበር እንታይ ኣፍሊጥዎም እዩ እግዚአብሔር ሓላዊና እዩ ጋሳይና እዩ ኣብ በረኻ ኣብ ስደት ኣብ ዝኾነ ቦታ 🙏❤️
@LuaulaTemelso
@LuaulaTemelso 5 ай бұрын
ኦርቶዶክስ ኣይትናወጽን ያ እግዚኣብሄር መድሓኒና ዩ ♥️🤲🙏🤲🙏🤲🙏
@neshnesh_show
@neshnesh_show 5 ай бұрын
🙏🙏🙏
@ሳምራዊህይወተይ
@ሳምራዊህይወተይ 5 ай бұрын
መወዳእታ ዓለም ብከምዚ እንተኮይኑ ዕድሌናታት ኢና😮መወዳእታ ዓለም ማዕረ ክንደይ ከቢድን ኣፍራሕን፡ኣሸጋርን ከም ዝኮነ እዚ ህዝቢ እዚ እንተዝፈልጥ ክንደይ ጽቡቕ ነይሩ😢
@anbesmebrahtom5560
@anbesmebrahtom5560 5 ай бұрын
አንቱም ሰባት እንታይ ኢና ንከውን ዘለና ? ምጽአት ዓለም ማንም ዝፈልጦ የለን እስኪ ዳሓን ይኩን ተዳሊና ከአለናዶ ? በጃኩም ናብ አምላክና ንመለስ አምላክ ንእመን ።
@EtttugfIgbgfjgfĝ
@EtttugfIgbgfjgfĝ 5 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመእልና ኩቡር መምህርና
@asmeraroyalcafe
@asmeraroyalcafe 5 ай бұрын
ብዘይካ ሓደ አግዝኣብሄር ሓደ ፈጣሪ ብዛዕባ ጸባሕ ዘፈልጥ ወላሕንቲ ሰብ የለን. አንተ ኽእልና ብጸሎት ንቑሑ ሑቡሸይ
@Mrfunnyjohn123
@Mrfunnyjohn123 5 ай бұрын
Amen 🙏🏼 amen 🙏🏼 amen 🙏🏼 ❤
@WahzitZere
@WahzitZere 5 ай бұрын
amen amen amen 🙏🏻 ❤
@عبدعلي-م3خ
@عبدعلي-م3خ 5 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዕና❤❤❤❤❤
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 5 ай бұрын
❤❤❤መወዳእታ ዓለም ማንም ሰብ ዝፈልጣ የለን!! ብተወሳኺ እግዚአብሔር ዘዕረፈላ7ይቲ መዓልቲ ንሕና ድማ ነዕርፍበር ❤❤❤
@rahwagere4062
@rahwagere4062 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ❤
@luwamtkabo-dk8qr
@luwamtkabo-dk8qr 5 ай бұрын
Ensalah amen entay keyterfena nerif uka
@selamnealmena5407
@selamnealmena5407 5 ай бұрын
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 kale hiwet yesmealna ❤
@afewerkihaile3243
@afewerkihaile3243 5 ай бұрын
Kalka hiwetey ey u
@abelnetserab208
@abelnetserab208 5 ай бұрын
amen
@ጓልዓጋመእየ
@ጓልዓጋመእየ 5 ай бұрын
አሜን ቃለሂወት የስመዓልና ነሹ ዓይነይ ውን የቀንየልና🙏 ❤ ወገናተይ ንምንታይ ኢና ንናወጽ ሎሙቅነ ብዝሓለፍካዮ ሰብ ዘረብኡ ሰምበት መወዳእታ ዓለም እዩ ናበለ እዩ ቀንዩ መወዳእታ ዓለም ብጀካ ሓደ አምላክ ዋላ ሓደ ዝፈልጦ የለን ዋላ ኣብ ዋዜማ ንሃሉ እምበር ብመሰረት መጽሓፍ ቅዱስ ግን ቅድሚኡ ዝረአ ምልክታት ኣሎ እቲ ሓደ ሓሳዊ መሲሕ እዩ ስለዚ ንሕና ክርስትያን ንሓጥያት እምበር ንሞት ክንፈርሕ ኣይግበኣናን እዩ ስኪ ንሕና ዝግበአና ሰናይ ስራሕ ንስራሕ ንፋቀር ንተሓላለ ናብ አምላክ ንቅረብ ብድሕሪኡ ዝኮነ ይኩን ዋላሓንቲ ዘፍርሕ የብልናን ንፈርሕ ዘለና ኮ ከም ዚ ሰራቂ ሎሚ ዶ ጽባሕ ክተሓዝ ይከውን ናበለ ዝፈርሕ ንሕና ውን ነዛ ነብስና ስለ ዘይንአምና ብሓጥያት ተጨማሊቅና ስለዘለና እዩ ደሓር ከኣ መወዳእታ ዓለም ክበሃል ከሎ ንፈርሕ ሲ ዘይንሞውት ድዩ ናመሰለና መዓስ ከምንመውት ኮ ኣይንፈልጥን ስለዚ ካብዚ ኩሉ ሃተውተው ተዳሊና ንጽናሕ🙏
@almazandemichael6325
@almazandemichael6325 5 ай бұрын
God always with us
@ማምየዓለመይ
@ማምየዓለመይ 5 ай бұрын
መንገድ ሓቅን ህይወትን እኔ ነኝ ከእኔ በስተቀር ወደ ኣብ የምመጣ የለም ይብል ቃሉ ስለዝ እግዝአብሄር ኣምላክ እዩ ዝፈልጣ እታ ናይ መጨረሻ ዓለም 😢 ኣሕና ግን ኣብ ምድያ እናተባላዕና ንዉዕልለና 🥺😔
@Tefetawit.12.21
@Tefetawit.12.21 5 ай бұрын
አሜን ቃለ ሕይወትን ያሰማልን❤
@salamahbareu1700
@salamahbareu1700 5 ай бұрын
amen amen amen 🙏🙏🙏
@ghenettedla3742
@ghenettedla3742 5 ай бұрын
Thank you neshnesh for this program I'm not worried just God he new ✋️
@neshnesh_show
@neshnesh_show 5 ай бұрын
🙏🙏🙏
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 5 ай бұрын
ኣብ ሰዓታ ❤ታንክስ ነሹ ጽቡቅ መልእክቲ 🙏
@semerehadish1028
@semerehadish1028 5 ай бұрын
Amen Amen Amen Kale hiwate yasmeana 🙏🙏🙏
@fishhawimekseb451
@fishhawimekseb451 5 ай бұрын
Neshu kabaka yesemo aleku kab amlak ember kab alem kindenay keyferha ❤
@amlesetamleset5851
@amlesetamleset5851 5 ай бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet ysemalena ❤❤❤
@tigraweytieyegalzomjeganuz676
@tigraweytieyegalzomjeganuz676 5 ай бұрын
Amen amen amen qalehiwet yesmeana KBR memhrna❤🙏
@helendesale8420
@helendesale8420 5 ай бұрын
John 14 ትግ - ዮሃንስ 6: የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
@helendesale8420
@helendesale8420 5 ай бұрын
John 3 ትግ - ዮሃንስ 16: ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ።
@abelgilamichaeal
@abelgilamichaeal 5 ай бұрын
Amen amen amen 🙏 qale Hiwt yrsmalena
@Danial-s1e
@Danial-s1e 5 ай бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
@zaidtewelde2384
@zaidtewelde2384 5 ай бұрын
Amen amen amen 🙏🙏🙏kem fikadu ykun
@danielWeday
@danielWeday 5 ай бұрын
ብዙሓት ኣመርካውያን ናብ ዳላስ ተክሳስ ይውሑዙ ኣለው እታ ጻሓይ ንምረኣይ እትረኣየሉ ቦታ መኣከላይ ቦታ dallas Texas ስለዝኮነ እየ ብብዝዚሓ ሰብ ይመጽእ ኣሎ ❤❤❤❤❤❤❤❤ I am from Dallas Texas
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 5 ай бұрын
Ajewjew yebahalu eze
@Unknown123-o1x
@Unknown123-o1x 5 ай бұрын
Ab kalka menghedeiu selameiu
@fanielyowhans5939
@fanielyowhans5939 5 ай бұрын
መጽሕፍ ቅዱስ ጎይታ ዝመጸላ ሰዓት ኣይትፈልጡን ኢኩም እሞ ድልዋት ንበሩ ምጻኣቱ ከም ሰራቂ ኢዩ ዝብለና ስለዚ ካብ ኣብዘይ ስራሕና ኣቲና ሎሚ ኢያባ ጽባሕ ኢልና ኣብ ሂወት ዘይህብ ዕንክሊል ንብል ካብ ኣምላክ ተዋሂብና ዘሎ ዕዮ ገዛ ንጽፍፍ ብንስሓ ነፍስና ሓጺብና ብቅዱስ ቁርባን ተሓቲምና ንጽናሕ የሕዋት ብሸለልትነትን ብዋዛን ነፍስና ኣይነጥፍእ ሎሚ ዲና ጽባሕ ኣብ መንበር ፍርዲ ክስርቶስ ብግዲ ክንቀርብ ኢና ነቲ ዝዘራእናዮ ከኣ ክንዕጽድ ኢና ጎይታ ግን ኣብዛ ከባድ ሰዓት ከም ምሕረቱ ደኣ እምበር ከም ተግባርና ኣይኩን ።
@ROZAROZA_
@ROZAROZA_ 5 ай бұрын
እንተክእልና ንነሳሕ ❤
@ወዲወልየ
@ወዲወልየ 5 ай бұрын
2020 ኣብ ኤርትራ ን 3 ሰዓታት ዝኸውን ጸሓይ ሃሲሳ ኔራ ናይ መወዳኣታ ዓለም ኢልና ኔርና ኣጆና 😂😂😂😂
@AbelHabtemariam-qg7mz
@AbelHabtemariam-qg7mz 5 ай бұрын
Amen amen amen❤❤❤
@melay222
@melay222 5 ай бұрын
ብሀቂ ንሹ እግዝአብሔር እሲ እቲያ ምአልቲ ዝፈልጣ የለን ብጀካ ወደይ እዪ ዝብል።
@EritreaEritrea-u5d
@EritreaEritrea-u5d 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 5 ай бұрын
"ምን ዋጋ ኣለው 1500 በኣስመራ ከተማ" ኢሎም ኣሚቸታት ቀደም። ማንቸስተር ተስፋ ዘይምቑራጽን ምርብራብን ጽቡቕ ኣብነት። እንታይ እሞ፡ ነሹ ካብ'ዚ ኩሉ ዜና "መወዳእታ ዓለም ጽባሕ ካብ ኮነ".... ንገለ ዓለምና ግን ድሮ ጽባሖም ኮይኑ ኣሎ። ኤእ
@AmlesetGebremariam
@AmlesetGebremariam 5 ай бұрын
@AmlesetGebremariam
@AmlesetGebremariam 5 ай бұрын
@AmlesetGebremariam
@AmlesetGebremariam 5 ай бұрын
@SenaitAbraham-hs3gq
@SenaitAbraham-hs3gq 5 ай бұрын
Amen Amen Amen
@hidatweldegiorges3771
@hidatweldegiorges3771 5 ай бұрын
Amen Amen Amen
@meraftesfahannes1978
@meraftesfahannes1978 5 ай бұрын
kale hiwet yesmalna zhawey mewedaeta alem akrstyan ayefrhanan eiyu mknyatu mnbarna ab semayat ember ab mdri aikonen
@aronyonas7563
@aronyonas7563 5 ай бұрын
ስላም ነሽነሽ አለም ታእሊም እያ ተመሀር ዝብል ደርፊ ስሚእካ ዶ ነይርካ አፍሪካ ብቀእ ፀሀይ አለዋ ኢሮፕ አመሩካ ካናዳ አላስካ ብበረድን ግመን ዝተሽፈነ ስለዝኮነ ጭንቀትን አለዎም ፅቡቅ ይከን ህማቅ ዝተጋነነ ናብ ገንዘብ ይልውጥዎ ሚድያታት ኩሉ መራከቢ ብማይ አይኮነን ዝስርህ ሞ ብሀፂሩ ዓለም ታእሊም እያ ❤
@HuabKojo
@HuabKojo 5 ай бұрын
Neshu xbuk tmhrti ❤❤❤kale hiwet yesmaana❤❤❤ neshu bejaka nezom awedatna zkewn amxalna tebarekjj
@selam801
@selam801 5 ай бұрын
መጨረሻ ዓለም ብዘይኻ ሓደ ፈጣሪ ማንም ሰብ አይርከብን እዩ ብቻ ግን ክሳብ ዘለና ንፋቀር❤😊
@AmlesetGebremariam
@AmlesetGebremariam 5 ай бұрын
Amen🙏🙏🙏🙏
@romangebrehud6591
@romangebrehud6591 5 ай бұрын
anta nigereley eski neshu hawey 👍🙏🙏🙏🙏
@Filawi426
@Filawi426 5 ай бұрын
ነሹ ሽኮር ስበከና እስኬ ቃል ሂወት የስምዓልና እናበልና ክንሰምዕ❤
@UvK-m1l
@UvK-m1l 5 ай бұрын
ሓቅኻ ዛሐወይ
@muluebingo2504
@muluebingo2504 5 ай бұрын
Ygbaro nashu wedi narf kulatna
@fenkelkesete5691
@fenkelkesete5691 5 ай бұрын
Senaf tekales alem xaeri endyu
@smnu3721
@smnu3721 5 ай бұрын
Ewe, neref teray, lebna teray nenxeh
@hermonkiflay9075
@hermonkiflay9075 5 ай бұрын
Hubush ባ ታይ ኮይኑ እዩ zferh ዓለም ደኣ ቀደም እንዳ tewediatna
@hermonkiflay9075
@hermonkiflay9075 5 ай бұрын
Hubush ባ ታይ ኮይኑ እዩ zferh ዓለም ደኣ ቀደም እንዳ tewediatna
@hermonkiflay9075
@hermonkiflay9075 5 ай бұрын
Hubush ባ ታይ ኮይኑ እዩ zferh ዓለም ደኣ ቀደም እንዳ tewediatna
@hermonkiflay9075
@hermonkiflay9075 5 ай бұрын
Hubush ባ ታይ ኮይኑ እዩ zferh ዓለም ደኣ ቀደም እንዳ tewediatna
@ኣይትገራህልበይ-ጠ5ከ
@ኣይትገራህልበይ-ጠ5ከ 5 ай бұрын
ናብ ፈጣሪካ ቀሪብካ ተነሳሕ ንነሳሕ ንዝበደሉናን ዘብደልናዬምን ይቅረ ንበለሎም ኩሉ ዝሙት ዝፈጸምናዬ ንነሳሕ ንፋቀር ዓለም ምኣስ ትወስደካ ኣይትፈልጥን ኢኻ ኣይፈልጥን ኢየ ሓንሳብ እንተ ኬድካ ዳግማይ ናብዛ ምድሪ ኣይትምለስን ኢኻ ስለዚ ኣብዝኸድናዬ ፍቅሪ ክብሪ ድንጋጸ ምትሕልላይ ንዝራእ ❤
@merhawi2328
@merhawi2328 5 ай бұрын
ዓለም መወዳእታ የብላን፡ ኣብ ከምዚ ዓይነት ሃለውለው ኣይንእመን!
@ጓልዓጋመእየ
@ጓልዓጋመእየ 5 ай бұрын
ብከመይ ፈሊጥካ ክክ
@HelpmeMyGod-k9c
@HelpmeMyGod-k9c 5 ай бұрын
ታይ ኮይኑ ዘይብሉ ራኣይ ዮሃንስ እኮ ተፃሒፉ ኣሎ ወይስ ኣምላክ የለን ኢልካ ኢካ ትኣምን
@AmlesetGebremariam
@AmlesetGebremariam 5 ай бұрын
Zerfeni kalla eyu Amen
@samryab7671
@samryab7671 5 ай бұрын
ህንኩት ትበል.
@tt2024-joy
@tt2024-joy 5 ай бұрын
እማንካ ነሹ። ኩሉ ብ እግዚአብሔር ጥራይ እዩ።🙏🏼
@SoloTewelde
@SoloTewelde 5 ай бұрын
ዓርኩ ኣምላክ ጥራይ ዪ ኩሉ ዝፈልጦ ኮንግራ ኮንግራ ኮንግራ ነሹ ሓቢቢ ጋነራውያን 3 ጎል 3 ነጥቢ
@zafukebede2879
@zafukebede2879 5 ай бұрын
አሜንንን
@luwamnega6042
@luwamnega6042 5 ай бұрын
Korena bAlom amxiom texawitomlna menediom keamnom zmexe ymxae eza rgmti Alem ke entay ktgebrelna a
@hafteger3240
@hafteger3240 5 ай бұрын
ኣታ ነሹ ሓወይ ሕብሽ ኩሉ ዳኣመነት ታይ ክንገብር ሰላም ሓድርና
@user-ትግራወይቲ
@user-ትግራወይቲ 5 ай бұрын
ቃለግዚኣብሔር ናዓይ ተስፋይ እዩ
@dawithabte6093
@dawithabte6093 5 ай бұрын
ኩል ንዓይ ቃልካ እዩ ኣመን
@andomgebrekristos3821
@andomgebrekristos3821 5 ай бұрын
ታ መወዳእታ ዓለም ከመይ ኢሎም እዮም ደልዮማ ። ጽቡቕ ባ ንመነ
@Driver2724
@Driver2724 5 ай бұрын
Tomorrow nothing is going happen God is in control .life continues
@burnlies
@burnlies 5 ай бұрын
ዕለት መወዳእታ ዓለም ብዘይካ እቲ ንህዋን ኣብኣ ንዘለው ኹሎም ፍጥረታት ዝፈጠረ መለኮታዊ ሓይሊ ዝኾነ ፍጡር መንፈስ ወይ ኣካል ዝፈልጥ የልቦን. ስለ'ዚ ጽባሕ 8 ማዝያ 2024, ንገሊኦም ስነ ህይወታውያን ፍጥረታት ናይ መወዳእታ ምድራዊ ህይወቶም ክትከውን እንከላ ንዝተረፉ ካልኦት ስነ ህይወታውያን ከኣ ናይ መጀመርታ ነጥቢ መቐይሮ ህይወቶም ክትኸውን ትኽእል 'ያ ኢልካ ምውሳድ ይከኣል.
@Peace07Love-o2n
@Peace07Love-o2n 5 ай бұрын
ካብ ሓሰውቲ ነብያትን ሓሰውቲ ሊቃውንትን ንጠንቀቕ❤
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 5 ай бұрын
ኣይይይ ክስሕቅ ዶ ክበኪ ናጋ ኣብ ህይወቶም ታይ ከም ዘጋጥሞሞ ዘይፈልጡሥ ከመይ ድኣ ናይ ሠማይ ምሥጢር ክምርምሩ ዝፍተኑ ሰባት ብጣዕሚ እዮም ዘሕዙኑኒ
@alexanderermias143
@alexanderermias143 5 ай бұрын
ኣነ ዝገርመንስ ኣብ ሳይነሳዊ ይኣምኑ ሙኻኖም እዩ
@AmlesetGebremariam
@AmlesetGebremariam 5 ай бұрын
💕🙏🙏🙏🙏
@Nohiyhoo
@Nohiyhoo 5 ай бұрын
ነሹ ❤
@Senatteklei
@Senatteklei 5 ай бұрын
Jone 3:3 Jesus answered and said unto him, Verily, verily, I say unto thee, Except a man be born again, he cannot see the kingdom of God.
@ወዲቐሺ-ጸ2ተ
@ወዲቐሺ-ጸ2ተ 5 ай бұрын
Mewedata alem da ami do ayhalefen u neshu bzkone ksab zelena senbetna nestemaqr 🩵
@Kiflom-z7t
@Kiflom-z7t 5 ай бұрын
ሱቅበል እዋእ መወዳእታ አለም አይባሀልይ ዊይዊይ
@yordag9538
@yordag9538 5 ай бұрын
🙏🙏🙏
@jeremiah5707
@jeremiah5707 5 ай бұрын
Oyyy xadus betami eyom dexbyuwo zelewu keriyuwa nay 30 min zeytkwen eya ka 😅
@mirimiri3396
@mirimiri3396 5 ай бұрын
❤❤🙏
@segenm950
@segenm950 5 ай бұрын
አብ ኩሉ ዓለም ብዙሕ ጸሐይ የለን ክክክ ግን መወዳእታ ዝብሃል የለን
@AleneNguse-gq8jd
@AleneNguse-gq8jd 5 ай бұрын
ኣስተውዒልኩም ተዛረቡ ምልክታት ምጽኣት ጎይታ ካብ ዝግበሩ ሓደ ክፍጸም ኢዩ ማለቶም እንበር መወዳእታ ዓለም ኣይበሉን ድሓር መወዳእታ ዓለምን መውዳእታ ዘበንን ፈሊኩም ተረድኡ
@user-ትግራወይቲ
@user-ትግራወይቲ 5 ай бұрын
ነሹዋይ ቡሩኮይ
@arongezai189
@arongezai189 5 ай бұрын
⛪⛪⛪🙏🙏🙏♥️♥️♥️
@AmlesetGebremariam
@AmlesetGebremariam 5 ай бұрын
💕🙏💕🙏🙏💕👍
@TekilaTekila-is1gj
@TekilaTekila-is1gj 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@YohanesDebas
@YohanesDebas 5 ай бұрын
Haswet sebat gohafat
@ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ
@ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ 5 ай бұрын
❤❤❤❤
@Senatteklei
@Senatteklei 5 ай бұрын
Mark 13:30:33ሰማይን ምድርን ኪሐልፍ፡ ቃለይ ኣይኪሐልፍን እዩ። 32 ብዛዕባ እታ መዓልቲ እቲኣን እታ ሰዓት እቲኣን ግና ኣቦ ደኣ እምበር፡ መላእኽቲ ሰማይ ኰኑ ወዲ ዀነ ሓደ እኳ ዚፈልጥ የልቦን። እቲ ጊዜኡ መኣዝ ምዃኑ ኣይትፈልጥዎን ኢኹም እሞ፡ ተጠንቀቑ፡ ንቕሑን ጸልዩን።
@AmlesetGebremariam
@AmlesetGebremariam 5 ай бұрын
❤️💕🙏😍🙏🙏🙏
@AmlesetGebremariam
@AmlesetGebremariam 5 ай бұрын
❤🙏👍🙏💕❤️
@Idferi525
@Idferi525 5 ай бұрын
ኣይትውዳእን ኢያ ኣጆኻ።
@ibrahimsiraj9906
@ibrahimsiraj9906 5 ай бұрын
Neshnesh nezom sebatt be haymanot zexarefo himaq zehasbu kullom behegi keqerbu Allewom bell. Inte zeytedefany men Axdefeni.
@زمزمدسته
@زمزمدسته 5 ай бұрын
❤❤❤❤🙏🏻🙏🏻🤲🤲
РОДИТЕЛИ НА ШКОЛЬНОМ ПРАЗДНИКЕ
01:00
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 3 МЛН
Ozoda - Lada ( Official Music Video 2024 )
06:07
Ozoda
Рет қаралды 18 МЛН
Скажи «Папа»
0:37
Камышниковы
Рет қаралды 3,3 МЛН
Естен тандырған ерсі сөз!
25:48
QosLike / ҚосЛайк / Косылайық
Рет қаралды 324 М.
ОТ НЕЕ НЕ СКРЫТЬ😂😂
0:43
СЕМЬЯ СТАРОВОЙТОВЫХ 💖 Starovoitov.family
Рет қаралды 4,4 МЛН
😂😂😂 #humor #прикол #юмор
0:22
trilimon
Рет қаралды 1,9 МЛН