ጻውዒት ሰላማዊ ሰልፊ ሆላንድ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ፕሮፖጋንዳ | Yikealo Tv

  Рет қаралды 33,186

Yikealo ይከኣሎ TV

Yikealo ይከኣሎ TV

Күн бұрын

kiros asfaha, yikealo tv

Пікірлер: 230
@Josi_Gesamanda
@Josi_Gesamanda 3 ай бұрын
💙💙💙💢💢💢ይክኣሎ ከም ወትሩ ጹቡቕ መደብ!! ብዛዕባ ናይ ኪሮስ፣ ንዝተፈጠረ ዘይምርድዳእ ወይ ምጥልላም ተባሂሉ ዘሎ ጉዳይ፥ ብውሽጢ ዘይሻራዊ መርገጺ ዘለዎም ኣብ ጣውላ ተቀራርብ ኮሚተ ቆይማ፡ እቲ ጉድለት ወይ ድማ ጥልመት ዝብሃል ዘሎ ከመይን እንታይ ምኻኑን ይዘራረብሉ። ምናልባት ዘይምርድዳእ ክኸውን ይኽእል እዩ? ፥ ኣብ ሓደ መረዳእታ ክበጽሑ የቀራርብዎም፡ ሓላፍነታዊ ብዝኾነ ድማ ጉድለት እንድሕር ኔሩ፡ ጎግድለቱም የልዕሉ። ናይ ህዝቢን ንደገ ዝወጸ ጉዳይ ስለዝኾነ ፡ንህዝቢ ድማ ሓፈሻዊ እንታይ ይግበር ኣሎን ኣበይ በጺሑን ክሕበር ኣለዎ። እንተተኻኢሉ ድሕሪ መፍትሒ፥ ይቕረ ይቕረ ተባሃሂሎም ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ወጺኦም ሓፈሻዊ ቃለመሕትት እንተገበሩ ውን ኣብ መሳርዕ ቃልሶም ምትእምማን ይፈጥርን ንምህርቲ ውን ንሰነድ ይኸውንን ዝብል ርድኢት ኣሎኒ።💙💙💙💢💢💢
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 3 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ቃልሲ ተኮይኑ ክብገሱ አለዎም ነግፈረግ ምፈቶት ጸላኢካዩ ዝገብረካ
@Lulakak
@Lulakak 3 ай бұрын
ይካእሎ ጅግና ቀጺሎ ሰመያዊ ሰውራ ኪሳብ ኣስመራ 44።
@efremmaharay582
@efremmaharay582 3 ай бұрын
Kmlsulu yeblomn
@goitomkidane2376
@goitomkidane2376 3 ай бұрын
መርሓባ ይከኣሎ ኣቀራርባኻ ጽቡቕ እዩ እዛ channel ናትካ ክትዓቢ ኣለዋ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ ጻዕርኻ ከተሐይል ይምሕጸነካ
@genetbeyene8105
@genetbeyene8105 3 ай бұрын
ንኪሮስ ብኣኽብሮት እቲ ሓቂ ክምልሱ ኣለዎም ይብል ብምክብባር እንዳነኣኣስካ እንዳጉባዕባዕካ ክምልሱ የብሎሙን ስለዚ ምምላስ ጽቡቕ ይብል ብወገነይ ❤❤❤❤
@mekonenhaile5551
@mekonenhaile5551 3 ай бұрын
ይከአሎ ሐወይ እዞም የሕዋትና አብ ሚድያ ካይወጹ ሐደራ ተራኪቦም ክረዳድኡ አለዎም ብህድአት ከም የሕዋት
@Marken-s8j
@Marken-s8j 3 ай бұрын
👍👍👍
@MichaelAbrahaBerhe-yx7ls
@MichaelAbrahaBerhe-yx7ls 3 ай бұрын
ስላም ንዕኻ ይከአሎ አብ ሂወትካ ጥዕና አብ ስራሕካ አሳልጦ ይምነየልካ ብዛዕባ ናይ ኪሮስ ። ከም ሰብ አነ ከም አነ አብ ማስሜዳ ኮይኖም መልሲ ክህቡ ንጸላኢ ቦታ መሀብ ይመስለኒ ከምዚ እንተዝገብሩ ይሐይሽ ይብል ብአካል ተራኺቦም ኮፍ ኢሎም እንተዝራዳድኡ ይብል።💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙 ስማያዊ ስውራ ክሳብ አስመራ ዕወት ንዕና ንበርጌድ ንሐመዱ💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@Yors123
@Yors123 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@mikieleteklebrhan2765
@mikieleteklebrhan2765 3 ай бұрын
ሰላም ይከኣሎ ሓወይ ኣነ ብዛዕባ ናይ ኪሮስ ዝሃቦ ናይቶም ተቓለስቲ ብወገነይ ኣብ ልዕሊ ኪሮስ ብጣዕሚ ዓቢ ኣኽብሮት ኣለኒ ኣብዛ ናይ ትማሊ ዝሃቦ ወይ ዝተዛረቦ ግን ዓቢ ጌጋ ተጋግዩ ኢየ ክብሎ ዝኽእል ወላ ከምቲ ዝቦሎ እንተ በልዎ ንሱ ግን ኣብውሽጡ ገሩዎ ስቕ ክብል ነሩዎ ይብል።
@gebretekle3646
@gebretekle3646 3 ай бұрын
እዛ መድያ እዚኣ ከም ገዛይ ኢየ ዝሪኣ ከዛይ ክኣቱ ከለኹ መፍትሕ ገይረ ኢየ ዝኣቱ ። ናብዛ ገዛእዚኣ ክኣቱ ከለኹ ድማ ቅድሚ ዝኣገረ ሊንክ ተዊቐ ሸር ገይረ እየ እየ ዝካታተል እዛ መድያ እዚኣ ንምዕባይ ሓገዝ ሸር ሊክ ንግበር ሓደራ ደንበ ፍትሒ ንዚ ኢና ክንገብር ዘለና እካል ቃልስና ዩ መድያታትና ከነዕቢ
@Fagiፋጊ
@Fagiፋጊ 3 ай бұрын
ኣብዛ ናይ ኪሮስ ጉዳይ ተዘይመለስሉ ይሓይሽ። ምኽንያቱ ንሜዳ ክትወርድ እንተኾንካ እኮ ቅድሚ ኩነት ክዳሎ ዘለዎ ቡዙሕ ኢዩ ዘሎ እሞ እንታይ ጋራንት ኣለና እንተበሉ ጌጋ የብሎምን ሜዳ ምውራድከ ንዓሰርተ ሰባት ዲዩ ዝምልከት? ወግዓዊ ዘይኮነ ኣሰራርሓ ቱርጉም የብሉን። ምውራድ ተኾይኑ ብዓለምለኸ ኣዋጅ ተጌሩ እቶም ክወርዱ ዘይኽእሉ ብገንዘቦም ከምዝዋጽኡ ምትእምማን ፈጢርካ ኢኻ ትወርድ እምበር ከምዛ ኪሮስ ዝገበራ ኣብ ታኼላ ምእታው እውን ኣሎ። ኪሮስ ኩሉ ዝኸዶ ብሰላም ስለዝተወደአኤሉ ኩሉ ብጽቡቅ ክትሓልፎ ማለት ኣይኮነን። ብዝኾነ ብሙሉኡ ብርጌድ ንሓመዱ ተሰማሚዑ ኢዩ ናይ ሜዳ ጉዳይ ክጅመር ዘለዎ። እቲ ኪሮስ ዝወሰዶ ሓላፍነት ንዓና ጽቡቅ ኢዩ ብዉሑዱ ንህግደፍ ዓዘፍዘፍ ኣቢሉዎም ኢዩ። ትብዓት ዓጢቁ ኢዩ ከይድዎ። ግን ኩሉ ብሰላም ስለዝተወድኣሉ ኢና ተሓጉስና እምበር ዝኾነ ገራንት ብዘይምንባሩ ነብሱ ኣብ ሪስክ ኣእቲዩ ኢዩ ከይድዎ።
@tesbamicael9132
@tesbamicael9132 3 ай бұрын
suk kblu alewom,,,entedelyom bwshti ymelslu kros hakena tekalasay eyu gin slezhareke eyu kemzmesleni ember musye hade kabtom jeganu tekalasay eyu asray riesu malet 10 seb koynom das egdef zhajeme menan delayi fthi eyu ..yuel entedewilulu slezfelto kkewn yikiel eyu yuel nbzuhat eyu zdwil hagez slezdelyo gin zhgzo yelen kwri gin ykiel eyu musye slenfelto tirtir yeblnan gin kros sleztekotee eyu lbona ngber haderakum
@peacelover5890
@peacelover5890 3 ай бұрын
Yes they have to answer Him. because We have to know Hwo is right.
@Freeworld-k8r
@Freeworld-k8r 3 ай бұрын
ኣማንኤል ኣልኣዛር ሓደ ካብቶም ቀንዲ ደገፍቲ ህግደፍ ኢዩ ያኪ ከይትጋገ ፡ ምስ በዓል ናቅፋ ፕረስ ኢዩ ዝሰርሕ
@freweinighebresadick8260
@freweinighebresadick8260 2 ай бұрын
Every normal person should understand that to have to entertain the idea of whether you would be safe or not if you go to your own country is abnormal.
@hagosmeles7764
@hagosmeles7764 3 ай бұрын
ይከኣሎ ኣጆካ በርትዕ ኩሉ ተቅርቦ ጎደሎ የብሉን
@ghenetgerezgiher3351
@ghenetgerezgiher3351 3 ай бұрын
Semaywi maibel yiwet 🩵💚💙🌿🌿🌿
@yoniiertraalemey9320
@yoniiertraalemey9320 3 ай бұрын
U are doing great job. Keep it up...
@habtomtewelde6691
@habtomtewelde6691 3 ай бұрын
ኣብ ግብጺ ኣሎ ይክኣሎ ነብሲ
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 3 ай бұрын
ስቅ በል ኢንታይ ኣኢተወካ ናይ ኪሮስ ሪኢይቶ ሃቡኒ ትብል ህልኩስ መባኣሲ ወዲ ቫዘሊን ቀደም ዝደቀሰ ነገር ከተናውጽ ክሱር ነጋዳይ ኢካ ኢየ ዝብለካ ናኣካ ኢዩ ሪኢይቶይ ለክባት ክክክክክክክክክ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@bent.7396
@bent.7396 3 ай бұрын
Yes, they need to reply to kiros.
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 3 ай бұрын
ናይ ጨድዳ ነገር በራዕራዕዩ
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 3 ай бұрын
ኤረትራዊን ሓጽኒን ዘብጥካ እካ ትክ ተብሎም ምቅቃጥዩ ፈዉሶም
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 3 ай бұрын
ጨዲዳ ኢልካ ኣይትጸዋዓዮ :: እዚ ህግደፍ ዝሃበቶ መጸዊዒኡ ኢዩ :: ጽብቕቲ ስም ጀዲዳ ትብል ረኺብካሉ ኣለኻ ድሕሪ ሕጂ ጀዲዳ ኢልካ ጸዋዓዮ :: ኩሎም ደለይቲ ፍትሒ ኤሪትራውያን ጀዲዳ ኢሎም ክጽውዑዎ ኣለዎም ::
@tsehayehaile4760
@tsehayehaile4760 3 ай бұрын
KEMEY POLETIKA AQMEY AYKONENN MBALKA MELSI NAYKULU AYU ABZI ADMEKA ZEYTFELTO BSMIET AYTZAREB ANTE HALEWEKAKO 500.000 ANTE HALEWEKA GEDIDA
@merhawiyosief8597
@merhawiyosief8597 3 ай бұрын
Nay college may nefhi China Aid Yu 😅😅😅😅 mewedaeta tewedu kmreq kelo xhfoma nerom chines rgumat
@ግብራዊሞሳንሰማእታትና
@ግብራዊሞሳንሰማእታትና 3 ай бұрын
ሰላም ዝኸበርካ ይካኣሎ፡ ብመጀመርያ እቶም ኣስማቶም ዝተቁሑ፡ ኣብ ዝነብሩሉ ቦታ ዘለው መቃልስቶም፡ ኣጸቢቆም ስለዝፈልጥዎም፡ መጽናዕቲ ክግበረሎም ይግባእ፡ ኪሮስ ድማ ኣብ ሜድያ ቅድሚ ምዝራቡ፡ ብውሽጢ ኣብነታውያን ተቃለስቲ ኣብ ዘለውዎ ከዛርቦም ይግባእ ኔሩ። ሕጂ ድማ ብውሽጢ መዕለቢ ክግበረሉ ይግባእ። ናይ ለባማት ንስራሕ።Thanks
@ግብራዊሞሳንሰማእታትና
@ግብራዊሞሳንሰማእታትና 3 ай бұрын
ሰላም ዝኸበርካ ይካኣሎ፡ ብመጀመርያ እቶም ኣስማቶም ዝተቁሑ፡ ኣብ ዝነብሩሉ ቦታ ዘለው መቃልስቶም፡ ኣጸቢቆም ስለዝፈልጥዎም፡ መጽናዕቲ ክግበረሎም ይግባእ፡ ኪሮስ ድማ ኣብ ሜድያ ቅድሚ ምዝራቡ፡ ብውሽጢ ኣብነታውያን ተቃለስቲ ኣብ ዘለውዎ ከዛርቦም ይግባእ ኔሩ። ሕጂ ድማ ብውሽጢ መዕለቢ ክግበረሉ ይግባእ። ናይ ለባማት ንስራሕ። Thanks
@issakhabtenkiel9387
@issakhabtenkiel9387 3 ай бұрын
እዚ ቆልዓ ሕብረተሰብ ኤርትራን ኣቦታትካን ስለዝተቃወሙ እዮም ዒራዒሮ ሓሽፈራን ወዘተ ሰፊሮም ዘለው ስለዚ ኣስተውዕል ወይጦታት በዚሖሙና ጓላስ ነዲኣ ሕርሲ ትምህራ ይበሃል
@OgbaiZera
@OgbaiZera 3 ай бұрын
እንታይ ዓይነት ሳጋ ስም'ዩ ዘለዎ እዚ ህጻን እትብልዎ፡ ዘይማሃር ጨዲዳ ደኣ ባዕሉ ህግድፍ እንድዩ።ብህጻኑ ናብ ስደት ብስንኪ ህግድፍ ዘምረሐስ ሕጂ እንታይ ለውጢ ስለ ዝርእየ'ይ ተመሊሱ ዋሃዮ ማሓዪ ና ህግድፍ ክከውን መሪጹ። ምስ ህዝባዊ ናዕቢ ክንርእዮ ኢና እንተኣውጺዎ ተጋኒጹ። ምሕረት የውርደሉ ክምለስ ናብ ህዝቡ ህግድፍ ሎሚ ኣብ ምግዕጻጹ እብተሕሽዎስ ክንርእዮ ኢና እዚ ሓክሊ ምጹ።
@biniambahram5549
@biniambahram5549 2 ай бұрын
መጀመርታ ውልቃዊ ሕማምካ ፍትሓት እንተ ትረኽበሉ ዝሓሸ እዩ። እቲ ዝተዋህበካ ባህርያዊ ትዕድልቲ ናይ ስፓርታዊ ትንታና ምዕባይ ይበልጸካ።ካልእ ግዜኻ ምብክን። ጥራይ እዩ።
@hailuweld
@hailuweld 3 ай бұрын
ኩሉ ዘለኩም ንህዝቢ ከይተሻቅልዎ ሓደራ ብውሽጥኩም ፍትሕዎ መፍቶ ህግደፍ ኣይትግበሩና በጃኩም ሓደራ ።
@nakuragrimay4085
@nakuragrimay4085 3 ай бұрын
ኣብዛ ናይ ደለልቲ እኮ ሓቁ ኢዩ ኣብነት ከም በዓል ኣንጎሶም ወጅሀይ ሓደ ካብቶም ሳምሰርቲ ኢዩ ኣብ ኤረትራ ክኣ ይነብር ኣሎ ካልእ እዞም ኩሎም ገበን ዝገበሩ ኣብ እንዳህግደፍ ኢዮም ተሓብኦም ዘለው ካልእ ኣብዚ ቃልሲ ዘለው ኤሊትን ፕሮሞተራትን ሙዚቄኛታትን ከምኡ ውን ዩትበራት ኣብ ቅድሚት ወጽኦም ነዚ ቃልሲ ኣብረብሖኦም ከውዕሉ ኢኻ ትርኢ ኣብነት ኪሮስን ወዲ ያረድን ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ኮንሰርት ክግብሩ መጽዮም ህግደፍ ኢዮም እቶም ጋርዲ ናቶም ክሳብ ምስ ኣባላት ብርገድ ንሓመዱ ምስ ኪሮስ ኣይትሰኣሉን ብዝብል ክሳብ ባእሲ በጺሖም ስለዚ እዞም ክርዳድ ክጸርዩ ኣለዎም።
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 3 ай бұрын
Kabtom qendi ተቃለስቲ ኢና በሃልቲ አዚ መሮን ዝበሃ ቀንዲ ኣገልጋሊ ህግደፍ ወይጦ ባዶ 3 አዩ መሮን M.ጠል ዝበለዐዩ ሰብ ዘደናገር ዘሎ አዚ ጀዲዳ ጥጦ ዘይጸገበ ክንዛረበሉ ናብ ቁልዕነትካ ምምላስዩ
@kirosmengstu6082
@kirosmengstu6082 3 ай бұрын
እዞም ኪሮስ ዝገለጾም ሰባት ካብቲ ዝበሎም ናጻ እንተኮኖም ፉት ንፊት ምስ ኪሮስ ኣብ ሚድያ ክቀርቡ ኣለዎም። ካልኣይ ሙስየ ኣብ ነርወይ ይነብር እንተኮይኑ ኣብ ነርወይ ዘለዉ ይፈልጥዎ ኢልካ ገጋ ኢዩ ኣብ ኔርወይ እንተሃለወ ኩሉ ሰብ ናይ ገዛእ ርእሱ ሂወት ስለ ዝመርሕ እንታይ ይገብር ክትፈልጥ ኣይ ይከኣልን ኢዩ ናጻ እንተከይኑ ባዕሉ ወጺኡ ጥራይ ኢዩ ክምልስ ዘለዎ።
@fitsumgebreyonas9798
@fitsumgebreyonas9798 3 ай бұрын
ንኪሮስ ብኽብሪ እንዳ ኣኽበሩ ኣብቲ ኪሮስ ዝበሎ ክምልሱ ሽግር የብሉን እንድሕር ንኪሮስ እንዳ ኣዋረድካ መልሲ ተመሊሶም ግን ናይ ኪሮስ ደጋፍትን ካልኦቱ ነንባዕሎም ክባልዑ ኢዮም😊
@lulyatesfatsion105
@lulyatesfatsion105 3 ай бұрын
Bzhi wdbatna meglexi nay hto mesel eyu.nayzi kulu hto mesel bhade refdi kmles zkeal aykonen.kiros gn nay baelu ksab wshti hager ziatu TV channel kkeft alewo.ankay do b hasab zqerareb delay fthi ksab eti bhasab zrhqo degafi sriat hto mesel kmls zekiel bqiat kiebi ykiel eyu.
@solomonkafil8653
@solomonkafil8653 3 ай бұрын
ሰላም ንዓኩም ንደለይቲ ፍትሒ ብምቅጻል ይካኣሎ ሓውና ኣብ ሚድያ ወጺኻ ምምልላስ ትርጉም ዘይብሉ ኢዩ። ትርጉም ዘለዎ እዛም፡ዝብሎም ዘሎ ሰባት ብሓንሳብ ኮይኖም እንተዝራዳድኡ ካልኦት ሰባት ምስኦም ጌሮም ዓበይቲ ሰባት ሓዊሶም ክዛተዩ ኣለዎም እቲ ምኽንያት መትረፊኦም
@desbeleangosom4313
@desbeleangosom4313 3 ай бұрын
,ኢኪኣሎ ኣነ ካብቶም 1ይ ተኻታታሊኻ ኢየ ቀጺሎ ኢት ዝበሊካዪ ናይኪሮስ ኢቶም ዝጥቐሶም ሰባት ይመሊሱ ? ኣይመሊሱ ዚብል ክምሉሱ ኢበር ኣሎዎም ብትሕትናን ብሒጊን ብስለስራዓትን ኩሙሉሱ ኣሎዎም ምኽንያቱ ኢተዘይ መሊሰሙሉ ንኽሮስ ትዝበሎ ቁኑዕ ኢዩ ማለት ኢቶም ዝጣቆሶም በታዓዘቢት ኢምነት ኩጎዲሎም ኢዩ ስለ ኩሙሉሱ ኣሎዎም
@faligali6690
@faligali6690 3 ай бұрын
ኣየ ጨዲዳ ፖሎቲካ ዓቕምኻ ከምዘይኮነ ዘይፈልጥ የለን።ጨዲዳ ትፍለጥ ብሓሶት እዩ።ሕጂ ኸማን ትሕሱ ኣለኻ ኣብ አርትራ ፖሎቲካ ተዛሪብካ ዝኣስረካ የሎን ትብል ቦግ በል።
@K111-t6f
@K111-t6f 3 ай бұрын
ሰብ ክሰዕበኩ ነብሰኩም ኪኢልኩ ተቅወሙ ደደሕሪ ትገራይ አይትኪዱ። ኤሪትራወያን ብኤሬትራዉያን
@NegishaTesfay-q3o
@NegishaTesfay-q3o 3 ай бұрын
ነዚ ዚመሲል ኣብ መገዲ ሓሊበቲን ኣብ ስፐይስ ን ዝተሰርሐ ህንጻ ኣሎ ክንደይ ዓመታትዩ ብዳስ ሓሙስ ዩ ዝኢፍለጥዋላሓደ ሰብ የብሉን ኒፕሮፖጋንዳ ኢዩ ይመስለኒ ተሰሪሑ
@tiamirkidane7715
@tiamirkidane7715 3 ай бұрын
ሻዕብያ ዳኣ ይትረፍ ተቓዊምካ ሓሲብካ ኢሉ ከማን ይኣስረካ ስቕ ኢሉ ሰብ ከዳናግር ዝተላእከ ዓፋፍ ቆልዓ ኢዩ'ዚ
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 3 ай бұрын
🙏🙏🩵🌿🩵🌿🩵🌿🌹🌹✌️✌️
@eritreansportsfocustigrign9161
@eritreansportsfocustigrign9161 3 ай бұрын
ኣወል ድዩ ብዛዕባ ሻዕብያ ዳደሺ ከእትወሉ ቀንዩ?😂 ሻዕብያ ማለት...... ኣብዚሑ?
@AsmeromAsmerom-zr9su
@AsmeromAsmerom-zr9su 3 ай бұрын
Ykalo hewey ezy fesfas kola Henry malty ab agelglot entzftn mtemhre neyru kemeycdinkurna eyom asritemlu
@miag1791
@miag1791 3 ай бұрын
ዋዚማ ስ ንፍርቂ ሕብረተሰብ ኤርትራ ክጠፍእ ኣለዎ ዝብል ሰብ ኤርትራዊ ተቃላሳይ ክትብለና ኩሉኩም ሓደ ኢኩም ማለት ኢዪ
@habenn7407
@habenn7407 3 ай бұрын
ናይ ኣከለጉዛይ ኣኼባ ኣብ ሆላንድ ከ ከመይ ኔሩ ኣይትሕብረናን ዲኻ ? ይከአሎ ኣውራጃዊ ዘይሃገራዊ ጸቢብ ኣእምሮ
@abrahamgebru4265
@abrahamgebru4265 3 ай бұрын
Selam ykalo hawna abza nay kiros hawna natey hasab melsi khbu alewom ye zbl whsnet yeblun wey kdmie ksrah zelewo negerat slemnta atesamamዑን ይንገሩና ጠንቒ ታይ ዩ
@mahletyacob9810
@mahletyacob9810 3 ай бұрын
Kid sqbel entay aflituka donkoro leflafi
@tesfagebreberehan1606
@tesfagebreberehan1606 3 ай бұрын
ክምልሱሉ ኣለዎም ግን ብ ረስቤክት ትሕትናን ጌሮም ንሕና ከኣ ገምጋምና ክወስድ መእታን። ሰመያዊ ሰውራ ክሳብ ኣስመራ 🩵🌿💪🏽
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 3 ай бұрын
ጣዊዕ ውፊሪ ኒኤስትራ ህግደፍ ዕዲሙ ቂዲም ደጋፊ ይኽዱሊና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@OgbaiZera
@OgbaiZera 3 ай бұрын
ከዛብ ጀዲዳ ጂ 15 ተቃውሞ ኣስሚዖም ደይ ኮኑን ተቐፊድዶም ዘለዉ ደሃዮም ኣልካዶ?
@habteghebre785
@habteghebre785 3 ай бұрын
Abzi seat ezi ab Asmara nay wilki sollar keyteklu kisab September elom zkone eritrawi solar ab geziu keytekil mebrahti keytikem tekelkilu alo electric atifiom solar kea hji dew abilomo hzbi keytikem
@brhaneberakie5670
@brhaneberakie5670 3 ай бұрын
ኪሮስ ንባዕሉ ጥዕና ዘለዎ ሰብ ኣይኮነን ዝዝረብን ዘይዝረብን ፈላሊዩ ዝፈልጥ ኣይመስለንን
@yonasfesha4490
@yonasfesha4490 3 ай бұрын
ኣነ ካብቲ ዝገርመኒ ግን ቀንዲ ነቲ ስርዓት ዝድግፉ ጸሮናን ከባቢኣን ምዃኖም ኢዩ።
@tekludesbele9819
@tekludesbele9819 3 ай бұрын
ብናተይ ሪእቶ መልሲ ክህቡ ኣለዎም ነዚ ናይ ኪሮስ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ ሓቁ ድዩ ሓሶት ክንፈሊጥ
@sjhshjsjs6154
@sjhshjsjs6154 3 ай бұрын
🐅ቀጽል💙🌿💙⭐️
@habeshaentertainment2740
@habeshaentertainment2740 3 ай бұрын
ሱቅ ምባል"ዩ ዝሓይሽ፡ ኣብ ሾሻል ሚዲያ ምምልላስ ትርጉም የብሉን። ካብ ጥቕሙ ጉድኣቱ ስለዝዓቢ
@solomontadese7918
@solomontadese7918 3 ай бұрын
ንብሕጂ ዝመጹ ስደተኛታት ኣይትበል ስደትና ከብቅዕ እኮ ኢና ንቃለስ ዘለና።
@DawitDawitGehbremichael
@DawitDawitGehbremichael 3 ай бұрын
ኣልግስ ቆንዳፍ ትግራዋይ ኣብኡ የኽፍኣልኩም ደናቁር
@goitomkidane2376
@goitomkidane2376 3 ай бұрын
እዛ ደርፊ እዚኣን ኤረየ ንለብዘመን እንበር ን ዓመታስ ሽዊት ለምለም ዝብላ ደርፍስ 33ዓመታት ሰሚዕናየን ክልቲኤን ከኣ ሓሶት ጉዳም
@kibromberhe9492
@kibromberhe9492 3 ай бұрын
Yekalo tv is good
@yibrah5309
@yibrah5309 3 ай бұрын
ፖው ኣቤት ባህሪ ሻዕብያ"ሲ ንዓና ክነግረና ምስክናይ ኣየናይ ኢልዎ
@knowledgeisneccessaryknowl5904
@knowledgeisneccessaryknowl5904 3 ай бұрын
ብውሽጢ ፡ ክረዳዱኡ ይሓይሽ ። ካልእ ሳዕቤኑ ኢዩ ክበዝሕ።
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 3 ай бұрын
ኩሉ ግዜ ዝኾነ ሰልጠነ ዝተሓወሶ ናብ ምብትታን ኢዩ ዘምርሕ ::
@Adey255
@Adey255 3 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙🫶🤙
@mibrakteka1848
@mibrakteka1848 3 ай бұрын
Melsi gidefu. Tekielom gin etom Nenad hageru ternefti, tezezararibwom nkulom bhansab, shiu eti meftihi n hizbj yiniger.
@solomonliza
@solomonliza 3 ай бұрын
በርትዕ ወዲ ማይ ጆጉሮ 🙏
@Marken-s8j
@Marken-s8j 3 ай бұрын
ወዲ ዲሲ💙💙💙
@trhasdc5726
@trhasdc5726 3 ай бұрын
+ wedi gomhalo
@solomonliza
@solomonliza 3 ай бұрын
@@trhasdc5726 ኮር ዝብኢ ሰፈር ኣጣል 👍
@yeibyokahsu4641
@yeibyokahsu4641 3 ай бұрын
ewe eti mmlas eko kbri eu nbaelu eti zegatemomm dma baelom yfeltwo bwshti du bmaidas kmlsulu alewom ybl
@gebrehabte807
@gebrehabte807 3 ай бұрын
33 amet tekawomti konkum hanti lewuti ayemxakumn ademti nay zereba tray denakur
@yonasfesha4490
@yonasfesha4490 3 ай бұрын
ኤማ እኮ ወድ ኮረኔል ኢዩ፡ ይክኣሎ። ዳሓር ካኣ ሓደ እግሩ ሎኽሳስ ኢዩ።
@Marken-s8j
@Marken-s8j 3 ай бұрын
ኣየ ጨዲዳ የጨደድካ ዘይ ንስኩም መንሽሮ ኮንኩማ እዛ ዓዲ😢😢😢
@mehariandemikal108
@mehariandemikal108 3 ай бұрын
ጨዲዳ ኢልካዮ ነዚሕልኩሰ ኣይትግቦኦን ኢያ ቀይረሉ ጀሌባ በሎ
@mihretabyobio3671
@mihretabyobio3671 3 ай бұрын
Jedida mamush hateftef aytbel
@tusfugebreyohannes8821
@tusfugebreyohannes8821 3 ай бұрын
Kkkkkkkkkkk ewa ezawed naybhaki shedida fas 😂😂😂😂😂😂😂 abeta
@bana6529
@bana6529 3 ай бұрын
We appreciate you. We’re proud of you.❤Ykalo hawey
@weldehiwetmeharinaizghi799
@weldehiwetmeharinaizghi799 2 ай бұрын
ኩሉኹም ሓደ፡ ንስኹምስ ንዓባይ ትግራይ እንዲኹም ትቃለሱ ዘለኹም።
@fiyorimahari
@fiyorimahari 3 ай бұрын
No ykalo kemta btghat kiros znekfom bsnesrat gbremelsi mhab gubue u ebeto eboto saebanu u zabi meknyatu eten netbi nay kiros abeyti yen bwegeney
@tekludesbele9819
@tekludesbele9819 3 ай бұрын
ዋይ ጨድዳ ባቃ ንኤርትራ ከም ዘይኒፈሊጣ ጌሩና
@AbebaGebreyesus
@AbebaGebreyesus 3 ай бұрын
NKiros ab midia hto no etom bhansab zelwe yesarywo ybl ane
@Fagiፋጊ
@Fagiፋጊ 3 ай бұрын
ከምኩሉ ግዜ ጽቡቅ ስራሕ ያኪ✅✅✅
@konjithagos7591
@konjithagos7591 3 ай бұрын
Selam ykalo hewey selamtaka yitiaem yekenyelna naykulu tgebrelna semeyawi bandiera meleyi nikidimit aewetina bikilitimna
@teklutesfu7093
@teklutesfu7093 3 ай бұрын
Eska tezaribka entay ktmxe eka?
@abrahamgebru4265
@abrahamgebru4265 3 ай бұрын
ይክኣሎ ዋውውው ገለዓይነት መደባት ምጅያብ ቐጽሎ
@duhberhe9991
@duhberhe9991 3 ай бұрын
Jedida hasawi lokmax ab Eritrea tezaribka elka maeserti yelon tibl ezgeabher emrka yehxro
@habteghebre785
@habteghebre785 3 ай бұрын
Yikalo nezi jedida zizarebo kem hasab hasibkum aytekribiwo aytizareblu Eritrea ayfeltan eyu ayneberan wedi 6 amet wexiu hji dhri 24 amet temelisu ab Eritrea wala etom 2% nkefil ni 6 werhi ab Eritrea kitkimet yifjedeka kabu nilai kitkimet ayefkidun gidin nay dege nebarnet kihlweka alewo tezeykoynu nab ahaduka eka timles
@sjhshjsjs6154
@sjhshjsjs6154 3 ай бұрын
🐅ቀጽል💙🌿💙⭐️
@yemanebein6165
@yemanebein6165 3 ай бұрын
Kiros hakecha eyou ab norway muxuea tebahilom abiyom eyom
@KokobKedane
@KokobKedane 3 ай бұрын
Lka alo gen kradadu alewom bwesti wesxe kerdadu alewom
@MerhawiTekie-i6t
@MerhawiTekie-i6t 3 ай бұрын
Giss betki eka nska sheyati hager Osub gex adgi kndey ke ykefie eu bieray neyruna niaka zmesl azekakirkani bierayna
@genetbeyene8105
@genetbeyene8105 3 ай бұрын
ትምኒትካ ይፈጽመልካ ዝወደይ ክሳብ ትጉብዝ ህግደፍ ክጎሓፍ ዩ GBU
@yerustekeste2461
@yerustekeste2461 3 ай бұрын
Bwshti terakibom yzerarebu ab kalsi zienkf negerat gerom aykunumber bzaebati n adis mwrad gn gdeta aykonen kwerdu bwelentiom kdelyu alewom
@abrahaley9973
@abrahaley9973 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ተቃስስቲ እንተኮይኖም ፊት ንፊት ኣራዝክቦም ምስ ኪሮስ
@solomonteklay7448
@solomonteklay7448 3 ай бұрын
WELCOME BACK MY BROTHER ❤❤❤❤YHANKS YOU SO MUCH❤❤❤
@LOVEYOUERENA
@LOVEYOUERENA 3 ай бұрын
hawey alo ab eritrea gezietega znebere 8 amet gieru kab zieser ኣሕ
@tsehayehaile4760
@tsehayehaile4760 3 ай бұрын
TEQAWIMKA ELOM DA ANTAY YGEBRUKA
@brhanemebrahtom6264
@brhanemebrahtom6264 3 ай бұрын
ab kulu hager meraht alewu balna zmerxnayom nhna kea nneqfom kwerdu tekonom wn balna ena eber sk elka bkult atka seb ayclemn eu nqals wn anaw eu xubuk aykonen kiros hawna zeykhad awe kssb hj bwenata delay fthi eu nfelto ez hj anderobo zkone zeraba ab Media gn mefto xelat eu ageb trayu eu kbnal zelewo mknyatu zmerxnayom hzb wey wn abalat alewu nsom yhtetuwom stop xeleme kiros zkone neger telo wn bwsht teradada baka
@FtihBeledukh5362
@FtihBeledukh5362 3 ай бұрын
ብውሽጢ ክራዳድኡ ኣለዎም ፈለማ::💙💙💙💙💙
@matiewoskbret4072
@matiewoskbret4072 3 ай бұрын
NO ጨዲዳ NO ጀዲዳ yes ከጂጃ
@yirgalemenabi3020
@yirgalemenabi3020 3 ай бұрын
abzia zalo buda entay gebray eka nay ertra aymlktkan eyu kalbey tegru nabska thatseb mazrbtey ertrwan aykonkane kondfe ertrwan adina ena nikyed budaaaaa herrrrr
Amazing Parenting Hacks! 👶✨ #ParentingTips #LifeHacks
00:18
Snack Chat
Рет қаралды 23 МЛН
How Strong is Tin Foil? 💪
00:26
Preston
Рет қаралды 136 МЛН
Как подписать? 😂 #shorts
00:10
Денис Кукояка
Рет қаралды 8 МЛН
OYUNCAK MİKROFON İLE TRAFİK LAMBASINI DEĞİŞTİRDİ 😱
00:17
Melih Taşçı
Рет қаралды 12 МЛН
ዘመነ ግርንቢጥ ደቂ መጠቃ
1:16:58
Aregai Hagos Go Unity
Рет қаралды 11 М.
Amazing Parenting Hacks! 👶✨ #ParentingTips #LifeHacks
00:18
Snack Chat
Рет қаралды 23 МЛН