No video

Tsenat/ጽንዓት - Eritrean Full Movie 2020

  Рет қаралды 100,782

VERA PRODUCTION

VERA PRODUCTION

Күн бұрын

Tsenat/ጽንዓት - Eritrean Full Movie 2020
#eritreanmovie #eritreanfilm #eritreancomedy #eritreanmovie2020 #eritreanfilm2020 #eritreancomedy2020

Пікірлер: 46
@yonasberhe5279
@yonasberhe5279 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሐብን ታሪኽ ኤርትራውያን ሓቀኛ ታሪኽ ዩ ጌና ኣሎ ዘይተበርበረ ታሪኽና እሞ ደጊምኩም ከምዚ ዓይነት ስራሕ ከተቕርቡልና ክንጽበ ኢና good Job
@yonasyonas1521
@yonasyonas1521 3 жыл бұрын
Kkkkkkk ok wedy 60 ok
@animalworld5296
@animalworld5296 3 жыл бұрын
እዛ ታሪክ ሂፈልታ ኮይኑ እባ መሰለኒ. ተመሰሳሊት ሂኮነት ናይ ባሃኪ ዛንታ ዪፈሊት እየ. መሞርይ ኒዲህሪት መሊሳቲኒ. አብ ጊዘ እዚ ወራራት ወዲ 9 አመት ነረ. ሃደ እዋን እተን እንሲሳታትና ሂዘ ኪዊፈር አብ ዚወፍረሉ ዚነብርኩ አጋቲሚ አብ በለስ ታሃቡ ሃደ ወዲ ''አታ ማንጁስ' እሉ ዪትስዋኒ እሞ ሚስ ራኪዎ ናብ ገዛና አቢለ ጉያ ጀሚርኩ. ቢጉያ ሊበይ ኪብሳብ ቲሞሉክ ገዛ ከይደ ኒ አባሃጎይ ናይ እሪትራ ተገዳላይ ረኪበ በልኩዎ. አበይ ከብ ዚረከብኩዎን መዓሲን ከም ዚረከብኩዎን ሚስ ነገረኩዎ፣ ከመይ ገርካ ፈሊትካ እሉ ሃተተኒ. አነ ዲማ ማንጁስ እሉ ተዳህዪኒ በልኩዎ. ተጋደልቲ ገና እግሪ ከይተክልኩ እየ ዚፈልቶም፣ ናይ ዋይነን ናይ ሂዝብዊ ጊንባር ተጋደልቲ ኪፈሊ ነዊህ አይወስደለዪን. ሚስ አባሃጎይ ተታሂዝና ናብ ቲ ዚራኩዎ ቦታ ከድና እሞ አቡ ጊን አይረከብናዮን. ኒ ሰአት ዛኪል ዲህሪ ሚድላይ ኒረክቦ እሞ አቦሆጎይ ከትሪ ሲለ ዚኒበረ ሰብ ከይሪኦ አብ ሁቡእ ቦታ ኮፍ አቢሉ ኪሂጉዞ ሙካኑን ካብዛ ቦታ ኒከይንከሳከሲን ሃቢሩዎ ተፋኖዎ. ዲንጉይ እልና ሙሉእ መግቢን ኮቦርታን ሂዝናሉ ከድና፤ ኒ ሎሚ አብ ዘለዋ ካሃዲር ዳሃር ጊን ናብ ዳሃን ዚኮነ ቦታ ከምኒወስዶ አቦይ ካል አትዪሉ አብታ ቦታ ገዲፍናዮ ከድና. አቦይ ኒዚኮነ ከይኒገርን አፈይ ከይከፈቲን ተላቢዉ ዉራይ ቲሪተይ ኪገቢር ሃተተኒ. አብ ጊዘ ዓራሪቦ ገዛ ሚስ አተኩ አቦይ ናብ ሃደ ኒ አማታት ዛኪል ሰብ ዘይነበሮ ኡና ወሰደኒ. ማይ ረብሪብና ነቲ ኡና ኮስትሪና ስማዓ አብሪህና ሚስ ወዳእና እቲ ተጋዳላይ አቡ ኪነቢር ከምዚኮነ ነጉሩኒ. ገዛ ሚሳና ዘይኒወስዱ እለ ሚስ ሃተትኩዎ ' አይፋልካን አማን ወደይ ገዛና እንዳ እቶ በሎ ዩ ገሎም ሬኦም እንተ ሃሰዉልና ከ በለኒ. ሃኩ እካ ሃኩ ዩ፤ ገዛና ወላ ሃላፊ መንገዲ ዩ ዘላጋስ፣ ሲድረባት እንዳ አባይሃጎይ አባይ ሲድራበት እያ አዲ ሙሉእ እዩ ዲማ አብ ገዛና ተመላለሲ፤ እረ ተጋደልቲ ናይ ወያነ ከይተረፈ ዪታዉና ነሮም. ዲህሪ ዚ አብቲ ኡና ሚስ ወሰድናዮ ኒነዊህ ጊዘ መግቢን ማዪን እንዳ ወሰድና፣ ማለት አባሃጎይ አብ ዚትሞ ወዪን ዲማ ኒ ዓባየይ ኒ ገለ አብቲ አዲ ዚነብሩ ሃጋዚ ዘይነበሮም ሴኡናት ክወስደሎም እዩ ሃቢዮ ኒ አማን ዪብላ እሞ አነ ዪወስደሉ ነብርኩ፤ ሃደ ሃደ እዋን ዲማ ካብ አብ እታ አዲ ዚነበረት ዱካን ባኒን አሲሪን ዛምሰሉ መግቢታት ኒወሰደሉ ነብርና. ኒ ኪልቲ መአልታት አቢሉ አባሆጎይ ተሰወረ እሞ፤ ናባይ ዳ ከይዱ እለ ሚስ ሃተትኩዉ ኒ ዓባየይ በተሰብ ኪሪ ገይስሁ በለትኒ፤ እዚ ተጋዳላይ ዳ ቲምየት ረሱዎ እዩ እለ ኪቻ ሰሪከ ሂዘሉ ከድኩ. አቡ ጊን አይረከብኩዎን. ዲህሪ ሃደ ኪሊተ ሰሙን አባሃጎይ ተምለሰ እሞ እቲ ተጋዳላይ አብቲ ኡና ከም ዘይ አለ ቢቢክያት ነገርኩዎ፤ ከኦፍ አቢሉ ዲማ ሂዚዎ ከምዚከደን ሂዝባዊ ጊንባር አበ ዘለዉዎ ከምዚወሰዶን ነጊሩ እዛ ዲማ ሂያብ ሰዲዶሙልካ እሉ አከነይ ቲከዉን ፉታ ሃበኒ.እዛ እዊን ኒ ዚኮነ ከይነገር ተላበዉኒ. ቢድህሪ እዚ ሰላም ሚስ ኮነ ተጋደልቲ ወያነ አዲና ጊደፎሙልና ከዱ እሞ አነ ዲማ ናብ እቲ አደይ ቲነብረሉ አዲ ከድኩ. አብ ሲድራበት እንዳ አባሃጎይ በዘይካ አነን አባሃጎዪን ማናም ነዚ ታሪክ ዘፈሊፍ ሰብ አይነበረን. አነን ሲድራባተዪን፤ ማለት ሃንቲ ሃፍተይ ሚስ ወለደይ ናብ ደቡብ አፍሪካ ቢ ሃውቦይ ዘሳለቶ ቪሳ ገርና አብ 2003 ከድና. ቢድህሪ ዚ ኒ አባ ሃጎይ ቡዙህ ዪረክቦ አይነበርኩም ተለፎን አብቲ አደ ሲለ ዘይሰሪህ ዚነበረ. አብ 2008 አባሃጎይ ካብዛ አለም ተፍልዩ. ሃንቲ መአልቲ እካ ከየእለና ቢዛባ እዛ ጉዳይ. አብ ሂወተይ ኒ ሃደ ሰብ ትራይ ነጊረ እዚ ማለት ዲህሪ 13 አመት፤ ሂጂ ዲማ ኒ ከላአይ ጊዜ እዛ ታረክ ዪነግራ አለኩ ዲህሪ 20 አመት.
@Bashu291
@Bashu291 3 жыл бұрын
ኣብ መወዳእታ ክፋል ናይዛ ፊልም ብንብዓት መትሓዚ ስኢነሉ ናይ ሓጎስ ንብዓት ነቢዐ ኤርትራዊ ድማ ካብዚ ወሪድዋ ዘሎ መከራ ተናጊፊ ናይ ናይ ሕጎስ ንብዓት ኣብ ዓድና ክንድርግሖ ኢና ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ን ሰማእታትና ብልጽቲ ስራሕ፡፡
@aminekibrom8448
@aminekibrom8448 9 ай бұрын
እዚ ህዝቢ ክሉና ሓደ ባህሪ ኢዩ ዘለና ምቁጽጻር ሲኢነዮ ኣነ ውን ምስ ርኣኽዋ
@abelesakdesiye1231
@abelesakdesiye1231 5 ай бұрын
​@@aminekibrom8448besimami wela ane koye nebia ayikalikun ab mewedata
@AbelWediaynom
@AbelWediaynom 6 ай бұрын
Nay bhaki xenat malet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🥰
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 3 жыл бұрын
ኣሰይይ ኣብዚ ዘሎ ሓቦ ደቂ ኤረይ🇪🇷💪😍✊::
@makurussom3123
@makurussom3123 10 ай бұрын
Hezebey xenue erode eritra hagery rezen u wagaki
@weditwahdo1214
@weditwahdo1214 3 жыл бұрын
Eway Ertrawi eko texegimu habo zesnq lewah ftret enquae kabaka teweledku 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💓💓
@user-oz8ik5fz3i
@user-oz8ik5fz3i 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ክብሪንምስጋናንነቲጅግናሰራዉትናንዘልኣለማዊዝክሪንሰማኣታትናዓወትንሓፍሽ🙏🙏🙏💞💞💞💞💞💞💐🌷🌷🌷🌹🌹🌹🌷
@bellyohanns
@bellyohanns 3 жыл бұрын
waww waw nay bhaki zekure jgnnet Eretrawi malet
@awelbuneyob3362
@awelbuneyob3362 3 жыл бұрын
Eritreawi malet Habo ab metkel xnat shet meAta 🇪🇷✊🏽🇪🇷❤️💪🏽💪🏽
@yordatewelde42yordi40
@yordatewelde42yordi40 3 жыл бұрын
Eritrawi beal metkel xnat kea xama alewo 💪💪💪
@kahsaihaile6285
@kahsaihaile6285 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ።እንተኾነ እዛ ኣብ ሓቀኛ ፍጻሜ ዝረመርኮሰት ፊልም።እቶም ስብ ታሪኽ።ባዕሎም ስለ ዘለዉ ባዕሎም ናብ ቦታ ፍጻሜ ብምኻድ ክሰሕዋ ኔርዎም ።
@goitomteame1044
@goitomteame1044 3 жыл бұрын
Game over Game over Game over
@selamselam3015
@selamselam3015 3 ай бұрын
Wawww nayi bahki tarik
@user-wj3zp6sf6u
@user-wj3zp6sf6u 5 ай бұрын
Erey natey bjeganu abotatey zemetset kbri mereteyy❤❤❤❤❤
@awelbuneyob3362
@awelbuneyob3362 3 жыл бұрын
Eritrawi malet habon Xneat ab metkel 💪🏽💪🏽🇪🇷✊🏽🇪🇷
@user-jj4ik2zy3x
@user-jj4ik2zy3x 4 ай бұрын
Btami zhegus filim❤❤❤🎉
@user-ze9nr7mc8l
@user-ze9nr7mc8l 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MonalizaMonalizahagos
@MonalizaMonalizahagos 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@osmanadem7183
@osmanadem7183 10 ай бұрын
Ertrawi beal habon nihn ❤❤❤
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 2 жыл бұрын
🇪🇷🤝❤👋⛪️📖🕌👋❤🤝🇪🇷nhzeby nhgrey ekhwety zeble jegena kdey yzawero abhawy tetbeskca mweza maleyu hewetka nhagrkn nhizkca telfo wedbesa zeythlel waresay 👋❤🤝🇪🇷
@seluselu5302
@seluselu5302 9 ай бұрын
Aseyyyyy Ellllllllll temsgn fetari
@abrahamtsegay6471
@abrahamtsegay6471 3 жыл бұрын
Jeganuna wetru ab lbna ❤🇪🇷
@erigirl9358
@erigirl9358 3 жыл бұрын
ezi gebrehans zbehal zelo jasus abi abnet eyu, kichana beliom abyom hiji ab fb ho enda belo zneksuna zelewu kemu eyom
@abelhaftomabi4379
@abelhaftomabi4379 2 жыл бұрын
Wawwww
@user-hj6de5eh7w
@user-hj6de5eh7w 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤝🤝🤝🤝
@user-iw8fi5iz9h
@user-iw8fi5iz9h 2 жыл бұрын
ወያነ ድኣ ሕጂ ናይ ኢዳ ትፈደ አላ
@user-qj8ch3rq5l
@user-qj8ch3rq5l 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@semabera2485
@semabera2485 3 жыл бұрын
Liju Birhanemeskel yibal.
@kadrajemal6713
@kadrajemal6713 3 жыл бұрын
Aseyyyyyyy shukorinata
@meazabokretsion7583
@meazabokretsion7583 3 жыл бұрын
Habon tsnatn msakum eyu emo egzabiher msakum ykun 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🐪🐪🐪🐪🐪🐪 abzi aleka awet Ellllllllllllllllll Ellllllllllllllllll Elllllllllllllllllll 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽
@dngladeyaytfeleykabay8207
@dngladeyaytfeleykabay8207 3 жыл бұрын
😞😭😢
@DOMHAYTV
@DOMHAYTV 3 жыл бұрын
nezi resieka tegaru yehwatna yom tbl ab hawi tetebes mesta hzbnana 19 shih jeganuna ywredka
@user-bx8hs9dv1w
@user-bx8hs9dv1w 3 жыл бұрын
ህግደፍ ዶ ደኣ ይሓይሽ በብሓደ ሰብ ወሓደ ጌሩና ብገዛእ ሃገሩ ኣቦታቱን ኣሕዋቱን ዝተደፍኡላ ሃገር መንበሪ ተሓሪሙዎ ፍርቁ ሰሃራን ባሕርን ሲናን ተሪፋ ፍርቁ ኣብቲ ዝመረረ ስደት ብጭንቀትን ሕማምን ፋሕ ኢሉ ዘሎ መንእሰይ ትግራይ ግዳ ኣብዘይ ናቱ። ደሓር ከኣ ኣብ ኤርትራ ዘይረኸብናዮ ክብረት ኣርእዮሙናን ብሂወት ክንተርፍ ዝሓገዙናን ዮም።።
@temesgentekle7414
@temesgentekle7414 Жыл бұрын
@@user-bx8hs9dv1w 👍👍
@eriboy62833
@eriboy62833 10 ай бұрын
​​@@user-bx8hs9dv1wትግራዋይ ክትከውን ኣለካ ወይ ኣይበጸሓካን እንበር ፡ ነቲ ኣብ ስልጣን ዘምጽኦም ህዝቢ ኤርትራ ክሒዶም ኣብ 1998 ዝወረርዎ መን ድዮም ፡ ልዕሊ 100ሽሕ ኤርትራዊ ሃብቱ ዘሚቶም ጥራይ ኢዱ ብግፍዒ ካብ ኢትዮጲያ ዝሰጎግዎ እዞም ደለይቲ ሕማቅና ዓጋመ ኣይኮኑን ድዮም ፡ መዓስከር ከፊቶም ብኣውራጃ እናኣባልዑ ብሽም ኤርትራዊ ወረቀት ንወጻኢ እናከዱ ደም ዘንቡዕና መን ድዮም እዞም ተንኮለኛታት ዘይኮኑን ነታ ክፋእ ግብርኩም ርእዩ ኣምላኽ ናይ ኢድኩም ፈድይኩም ኣሎ ሕጂ ፡ ንዓና ንኤርትራውያን ግን ካብ ተጋሩ ህግደፍ ይሕሹና ኣጸቢቆም ንሶም እንተወሓደ ኣቦታትና የሕዋትና እዮም ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ከኣ ካብ ትግራዋይ ዝከፍእ ደመኛ ጸላኢ ንዘልኣለም የብሉን ።
@habtomgebretinsae7028
@habtomgebretinsae7028 3 жыл бұрын
arem
@user-pr5qp2sq4b
@user-pr5qp2sq4b 3 жыл бұрын
@
@user-uv2fy5sy6j
@user-uv2fy5sy6j 3 жыл бұрын
😜
@Erilove8102
@Erilove8102 2 жыл бұрын
Eritrawi ko fluy yu eritrawi Mukuan kea haben yu
Hamoy/ሓሞይ'ዩ Full Eritrean Movie 2020
52:21
VERA PRODUCTION
Рет қаралды 183 М.
А ВЫ УМЕЕТЕ ПЛАВАТЬ?? #shorts
00:21
Паша Осадчий
Рет қаралды 1,5 МЛН
女孩妒忌小丑女? #小丑#shorts
00:34
好人小丑
Рет қаралды 83 МЛН
BAHRNA - New Eritrean Full movie እታ ኣደ
1:48:10
Bahrna Entertainment
Рет қаралды 323 М.
መላጸ | melaTse - Eritrean Movie - ERi-TV
1:51:24
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 650 М.
New Eritrean traditional Full movie 2024 ሙሉእ ባህላዊ ፊልም ትግርኛ
1:45:52
MEADI SNE TBEB መኣዲ ስነ ጥበብ
Рет қаралды 43 М.
Eritrea: ሕድሪ - 1997  Full MOVIE
2:28:00
RAHYET-ራህየት
Рет қаралды 175 М.