ቱሪዝም ትግራይ -ገዳም ደብረሲና ሚካኤል እምባ

  Рет қаралды 6,679

Tigrai Media House

Tigrai Media House

Күн бұрын

Пікірлер: 47
@DgDh-px1wd
@DgDh-px1wd Жыл бұрын
ናይ ቅዱስ ሚካኤል በረከት ረድኤት ጸሎት ኣይፈለየና💒💒💒❤❤
@Th-si7zn
@Th-si7zn Жыл бұрын
_ቅዱስ ሚካኤል ኣቦይ ማዓረይ ንዛ ቅድስቲ ቤትካ ንምስላም ኣብቀዐና አሜን /3/_
@ኣዙጓልትግራይ
@ኣዙጓልትግራይ 2 жыл бұрын
ሊቀ መልኣክ ቅዱስሚካኤል እምባ ናብ ኣፈደገካ ኣብቀዐናኣሜን::
@hshsusuei6713
@hshsusuei6713 2 жыл бұрын
ናይ ቅዱስ ሚካኤል በረክትን ጸሎትን ረደኤት ንአይፈለየና ናይ ብሓቂ ብጣዕም ደሴ ዝብሉን ዘደንቅን እዩ 🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🕊
@YG-xk7gm
@YG-xk7gm 4 жыл бұрын
ዕድመን ዓወትን ን ፓርቲ ባይቶና ብመንነትናን ክብሪታትና ተትንፍስ እማናዊት ትግራዋይት ፓርቲ።
@slamslam766
@slamslam766 3 жыл бұрын
ቅዱሦ ሚካኤል ባእሉ ይሓልወና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ትግራይንዘላኣለምንበሪፈቅ
@ትግራይንዘላኣለምንበሪፈቅ 4 жыл бұрын
ቅዱስ ምካኤል ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስቲኣን ይኩን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 4 жыл бұрын
ታሪካዊ ገዳማትና ኣብ ትሪዚም ጥቅሚ ንክውዕሉ ኩሎም ምድያታት ክሰርሑ ይግባእ ትግራይ ብናይ ትሪዙም መስሕብ ካብ ቶም ኣለው ዝባሃሉ ዓለማትና ሓንቲ እያ ግን ኣብ ጥቅሚ ኣይዋዓለን ክንሰርሐሉ ይግባእ
@ሃገረትግራይዓዲቶምጀጋኑ
@ሃገረትግራይዓዲቶምጀጋኑ 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ደስ ዝብልዩ በርትዑ
@RelatebleStuffW
@RelatebleStuffW 4 жыл бұрын
ብ383 ዓመተ ምህረት ዝተውርደአ እዩ። ትግራይ ብ28ዓመተ ምህረት ክርስትና ተቐቢላ። ኣባ ሰላማ ኣብ እምባ ነበለት ክርስትና ዘምሃሩ እዮም። ክርስትና ትግራይ ካብ ስርያ ቀጺላ ትርከብ።
@mahderzenabu8394
@mahderzenabu8394 2 жыл бұрын
ነአ ነአ ነአ ቅዱስ ሚካኤል ለምህረት ወሣህል
@አመለ
@አመለ 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና አበይናይ ቦታ ይርከብ እዚ ገዳምና.
@ኣዙጓልትግራይ
@ኣዙጓልትግራይ 2 жыл бұрын
ኣብ ኣፅቢ ወንበርታ
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 2 жыл бұрын
Amen. Amen. Egziager. yemasgen. ⛪⛪⛪☝️😢🙏😢🙏😢🙏🙏🙏🙏🙏💝💝🕊️🕊️🕊️🦁
@ትግራይድጅታል
@ትግራይድጅታል 4 жыл бұрын
ዋው መኣዝ ተሰሪሑ ዚ ብመሳሊል ዝድየብ እስኪ እዚ ማንጨለቱለ ኣርኡይና ናፊቅናዮዋ ውይ ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ ስደት 💋💋💋👏🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@እግዚኣብሄርረዲኤተይእዩእ
@እግዚኣብሄርረዲኤተይእዩእ 4 жыл бұрын
ሚንካኤል እንባ ዓደይ ናፊቀኪ እንበር እይ ይ ስደት ሕሱም
@zemiabreha7090
@zemiabreha7090 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ታሪክ ተጋሩ ተቀቢሩ እዩ ዘሎ ኣውጽእዎ ከምዚ እንዳ ገበርኩም ብጣዕሚ ኪትምስገኑ ይግባእ ብምቅጻል እዞም ኣብ ትግራይ ዘለዉ ቤት ክርስቲያን እዚ ናይ ሚሊልክ ባንደራ ግን ንቤተ ክርስቲያን ትግራይ ኣይውኪልን እዩ ቤት ክርስቲያን ባንዴራ የብላን ኣለዋ ትብሉና እንተ ኮንኩም ከኣ ቤት ክርስቲያን ትግራይ 131 ዓመት ዕድመ እዩ ዘለዋ ማለት እዩ ሲለዚ እዛ ባንዴራ ንህዝቢ እንዳ ኣረዳኩም ኣደምስስዎ ሚክኒያቱ እዚ ናይ ምሊሊክ ጽንጽዋይ ኪተርፍ ኣለዎ ኣብ ትግራይ ቤት ክርስቲያን ኣስታት 3000 ዓመት ዕደመ እዩ ዘለዎ ስለዚ ድርጊመ ዚብለኩም እዛ ናይ ሚሊልክ ባንዴራ ካብ ቤት ክርስቲያን ሕከክዋ,,,። ቤት ክርስቲያን ባንዴራ የብላን ባንዴራ የብላን እግዚኣብሄር ምስ ኩላትና ይኩን የቀንየለይ!!!
@ሃገረትግራይዓዲቶምጀጋኑ
@ሃገረትግራይዓዲቶምጀጋኑ 4 жыл бұрын
አረ አይባሃልይ መን አይ ምሊሊክ ገይርዎ እዚኮ ቤተ እምነትዩ ምስ ይቅሬታ
@zemiabreha7090
@zemiabreha7090 4 жыл бұрын
@@ሃገረትግራይዓዲቶምጀጋኑ ናይ ሚሊልክ እንተዘይ ትከዉን ደኣ ብኣምሓሪኛ ኪቅድሱ ኪዝምሩ ይዉዕሉ ኣለዉ ኣብ ትግራይ ብትግርኛ ዝቅድስ ወይ ዚዝምር ኣሎ ዲዩ እዛ ናይ ሚሊልክ ባንደራን ኣምሓሪኛን ካብ ትግራይ ክሕከኩ ኣለዎም።
@henokyeeyaya8477
@henokyeeyaya8477 4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት ያሰማልን
@zekerasberhe5904
@zekerasberhe5904 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ጀ ጋኑ
@ephar133
@ephar133 4 жыл бұрын
Tebareku
@konjokonjo8565
@konjokonjo8565 4 жыл бұрын
እዝይ ጭራሽ አይፍለጥን እዩ ነሩ እና ኩሉ ገዳማትና አፍልጡና በጃኩም ክንደይ ዘተበፀሐ ገዳማት አለው እዮም ምክንያቱ ናብ ትግራይ ዘተቀመጠ ቅዱስ የለን እዩ ካብ ህጊ እሪት ጀምሩ ክሳብ ህዚ ማለቴ ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ጀምሩ ክሳብ ህዝ ዘለ ናብ ትግራይ ዘአተው ቅዱሳን የለን እዩ ከሙኡ እውን ቡዙሕ ገዳማት መስርቶም እዮም
@moses9882
@moses9882 4 жыл бұрын
Ab Eritrea kea Gedam Debresina alo.
@mussieteklay9318
@mussieteklay9318 4 жыл бұрын
moses ሙሴ @ intay imo intehalewekum????????????
@aristotleknowledge1132
@aristotleknowledge1132 4 жыл бұрын
መጺእና ክንርኢዮ ኢና ሓደ ማኣልቲ ምስ ኣምላክ ፈቃድ ብጣኣሚ ነመስግን ስለዝሓብካና መረዳኣታ ኣበይ ከባቢ ኢዩ?
@consuelosettembrini8301
@consuelosettembrini8301 4 жыл бұрын
🙏🙏🙏
@ትግራይድጅታል
@ትግራይድጅታል 4 жыл бұрын
ዋው 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💋💋💕💕💕💕💋💋
@temesgen1378
@temesgen1378 4 жыл бұрын
😍😍😍😍😍😍👌
@tmeharenna4866
@tmeharenna4866 4 жыл бұрын
why Mikael Emba and not Emba Mikael?
@mezgebegidena2506
@mezgebegidena2506 4 жыл бұрын
44 ዓምዲ እዩ
@konjokonjo8565
@konjokonjo8565 4 жыл бұрын
ግን አበይ ከባብ እዩ ተዛሩቡ ግን አይፈለጥክዎን እየ
@tsegahaftu5983
@tsegahaftu5983 4 жыл бұрын
ሓይቂ መስሓል ምኪኤል እምባ
@lilitubetgray5616
@lilitubetgray5616 4 жыл бұрын
@@tsegahaftu5983ወረዳ ኣፅቢ ወበርታ እዩ ምኪኤል እምባ ማዓረይ ወረዱኡ ኣፅቢ እዩ
@DgDh-px1wd
@DgDh-px1wd Жыл бұрын
ወረዳ ፅ/ወንበርታ ካብ ሓይቆ 6ተ ኪለሜትር ተጋዒዝካ ይርከብ ጣምያ ማካኤል እንባ እዩ ዝርከብ💒💒💒❤
@abrahamtewelde1712
@abrahamtewelde1712 4 жыл бұрын
Nimtay eba ab tembyen zelewu gedamat zytlalywom ygermeni eu bzhat ageremri zkonu gedamat ka alwiwo gn midea ayrekebun eti tarik nay tembyen trah aykonen nay tigray eu ms ykrata ketetgbrwo tesfa ygebr
@Mar-ov3dc
@Mar-ov3dc 4 жыл бұрын
@abrahm m.kzbin.info/www/bejne/npvFdZqddtOHfas
@Mar-ov3dc
@Mar-ov3dc 4 жыл бұрын
@abraham we Tegaru have a lot of media mind you TMH is very new media learn to appreciate! m.kzbin.info/www/bejne/ZmnVloKhh7too6c
@Mar-ov3dc
@Mar-ov3dc 4 жыл бұрын
m.kzbin.info/www/bejne/nnavgWx4l9uSbMk
@lemlemlemlem1979
@lemlemlemlem1979 4 жыл бұрын
Tebareku
@abrahamtewelde1712
@abrahamtewelde1712 4 жыл бұрын
@@Mar-ov3dc thanks
@hshsusuei6713
@hshsusuei6713 2 жыл бұрын
ናይ ቅዱስ ሚካኤል በረክትን ጸሎትን ረደኤት ንአይፈለየና ናይ ብሓቂ ብጣዕም ደሴ ዝብሉን ዘደንቅን እዩ 🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🕊
@አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ
@አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ 3 жыл бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏
@hshsusuei6713
@hshsusuei6713 2 жыл бұрын
ናይ ቅዱስ ሚካኤል በረክትን ጸሎትን ረደኤት ንአይፈለየና ናይ ብሓቂ ብጣዕም ደሴ ዝብሉን ዘደንቅን እዩ 🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🕊
My scorpion was taken away from me 😢
00:55
TyphoonFast 5
Рет қаралды 2,7 МЛН
DW TV  ታሪኽ ገዳም ማርያም ውቕሮ እምባስነይቲ
33:20
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 47 М.
Treasures of Tigrai | ሃፍቲ ቱሪዝም ትግራይ
7:51
Hadgi | ሓድጊ
Рет қаралды 1,1 М.
Gunda Gundo #Monastery / ገዳም #ማርያም ጉንዳ ጉንዶ
15:49
Selina Film Production
Рет қаралды 107 М.