Tv Sened Eritra BG Tekeste Haile answer the public question 2 april 2022

  Рет қаралды 32,226

Tv Sened Eritra

Tv Sened Eritra

Күн бұрын

Пікірлер: 228
@wedihaile6997
@wedihaile6997 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መልሲ ጽቡቕ ናይ ታሪኽ ትረኻን ስነዳን ኢዩ እዚ ትገልጾ ዘለኻ እሞ ድማ ብዝውዓልካዮ ዉዕሎ ስለትገልጾ ዘለኻ ኣነ መግለጺ ኣይረኽበሉን ስለቲ ብሓቅነትካ እውን ነቕ ዘይትብል = { እምኒ ሩባ } = ሙዃንካ : - እንተ እቶም ታሪኽ ዘይፈልጡ ታሪኽ ኣይተዘንትወልና ምባል ግን ዝብርሆም ግን 60 -ኣላታ ክብሎም ይደፍር ! Thank you so much B/G ወዲ ሃይለ =
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 жыл бұрын
"ህዝቢ ኤርትራ ብፍታዉ ኣብ ባርነት ዝነብር ዘሎ ህዝቢ እዩ " እንተደኣ ኩሉ ኤርትራዊ ነቲ ዝዓጠቖ ብረትን ነቲ እተማህሮ ትምህርትን ሒዙ ንዓረበ ራሽያዳን በድዊንን ኣረኪቡ፡ ናብ ወጻኢ ሃገር ሃዲሙ ፡ እሞኸኣ ብማዕዶ ጥራይ ብዛዕባ ኤርትራን ፣ ፈቐድኦ ብጓሳ ጤልን ገመልን እናተገርፈ ኣብ ከንቱ ናይ ሓሶት "ክብርቲ ኤርትራ" ኣብ ስደት ዝግዕር ኮይኑ ፤ እዞም ኢትዮጵያውያን ከምዚ እንተበሉ ከመይ ጌሩ የገርም፧
@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻኩም `ብ/ጀነራል ተከስተ ሃይለ ጽቡቕ መደብ ኣዚና ነመስግን ከሙኡ እውን ሓርበኛ ኣንቶንዮ ምስጋና ይብጻሕኩም 'ቀጽልዎ !
@yohannesberhane5454
@yohannesberhane5454 2 жыл бұрын
P
@dahlak3739
@dahlak3739 2 жыл бұрын
ኣቤት ብቅዓት ኣመላልሳን ኣገላልጻን ይበል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከሙኡ ዉን ኣንተንዮ ሓዉና ደስ ዘብል ኣቀራርባ
@mehariabrahamtesfazghi4380
@mehariabrahamtesfazghi4380 2 жыл бұрын
I am so proud of you our hero especially your focus on history with out taking any side. You are explaining as it with a positive and negative aspect. Keep it up. Antonio you are amazing thanks a lot for recording our history
@baqr4383
@baqr4383 2 жыл бұрын
እንታይ ምስ ገበረ እዩ እዚ ፈሽኳል ወኻርያ ጅግና ኮይኑ
@yosephtekle3441
@yosephtekle3441 2 жыл бұрын
Really you probably will not understand this we know what he done for this great nation he paid too much the question is what have you done
@user-cw6kk2id2v
@user-cw6kk2id2v 2 жыл бұрын
ሰላም ኩቡር ኣቦና ብ/ጀ ተክስተ ሃይለ እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም። እቲ እትህቦ ዘለካ መግለጺ ብጣዕሚ ጽፉፍ ዝኮነ መልሲ። ነቲ እትፎልጦ ብግቡእ መልሲ ማለት ብናትካ ትንተና ነቲ ዘይ ትፈልጦ ድማ ከምታ ዘለካያ ኣይፈልጦን ምባልካ መርኣያ ሓቅነትካ እዩ እሞ ክትቕጽሎ ይላበወካ። ብዝተረፈ ጸጽብቁ ይምነየልካ ኩቡር ኣቦ ሓቂ ኣቦ ህዝቢ ።
@onewholepeace3003
@onewholepeace3003 2 жыл бұрын
ክቡር ኣቦ፡ ኣያ፡ መምህር፡ ናይ ብሓቂ ታሪኽ ክርምዚ ገይትካ ምግላጽካ ካብ ብልቢ የድንቐካ። እግዝኣብሄር ኣምላኽ ትመርጸላን ትምረጸላን ዝበደለ ብሕጊ ዝፍረደላን ሃገር የርእየና። ብዝተረፈ ሓንቲ ለበዋ፡ ታሪኽ ከምቲ ዝብርልካዮ እቲ ጽቡቕ ንዕቅቦ፡ እቲ ሕማቕ ከኣ ንመራሃሉ ስለዚ ኩሉ ርእይቶ ዝጽሕፍ ከኣ ኩሉ ሓደ ኣይኮነን። ስለዚ ነቲ ሕማቕ ዝጽሕፍ ከምዘይራካዮ ሕለፎ። ኣርሓ ክበር ብቕያኻ።
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 2 жыл бұрын
I like the music it’s heart touching 😭😭 good job TV Send accompanied with the pictures I love it !
@FASEAful
@FASEAful 2 жыл бұрын
Do you know the musics name or the simger I really like it?
@samitahama7827
@samitahama7827 2 жыл бұрын
Antonio hawey Thankyou blbi!! bzaeba haweboy habtom berhe wedi berhe adinfas✊)))) zhatetkwo hto bgbuen akbrotn temelisatley ala.yekenyelna !!N kbur b/G/wedi haile dma amesgnelna!ane Hade kabtom elull degafiu eye ab lieli b/g tekeste haile liul kbret alena sahabi mesatn jgna tegadalay mkanu dma ngerelna✊!!!!!
@binamsultan8801
@binamsultan8801 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብድሓን መጻኹም ብጀነራል ተኸስተ ሃይለ ን ኣንቶኖ መጀመርያ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ እቲ ትገብሮ ዘሎኻ ታሪኽ መዳርግቲ ኣልቦ እዩ ብጣዕሚ ጭዋ ዝኾነ ስነ ምግባር ሓቀኛ ተባዕ ቅርጡው ሓጺርን ገላጺን ብሱል ዘይወገናዊ ጅግና ኢኻ መዳርግቲ ኣልቦ ኢኻ ዘይተነበብካ መጽሓፍ ኢኻ። ሕቶ መጽሓፍ ክትጽሕፎሲ እንታይ መደብ ዝተታሕዘ ኣሎ
@yueleyob6574
@yueleyob6574 2 жыл бұрын
you are nothing but a humble servant to your people Abo BG Tekeste Haile (Wedi Haile). Thanks for your service SIR.
@simontesfamariam27
@simontesfamariam27 2 жыл бұрын
ኣቦና ብ/ጀ ተከስተ ሃይለ ብጣዕሚ የ ዝድንቀካ መጽሓፍ ኢካ ብፍላይ ናዕና ነዞም ናኣሽቱ
@XYONAWI
@XYONAWI 2 жыл бұрын
wedi haile hero debel like gecheweni bejaka bejaka bejaka🙏🏼🙏🏼🙏🏼i like like
@kidanekidani7947
@kidanekidani7947 2 жыл бұрын
ሰላም ጅግና ኣቦና ብ/ጀ ተከስተ ሃይለ ብቅጻል ኩሉ እቲ ታሪክ ናብ ንእሽተይ ዎለዶ ክሓልፍ ኣለዎ ኢልካ ትገብሮ ዘለካ ጻዕሪ የምስግነካ ። ኣነ ደልያያ ዘለኩ እታ ማሓሪ ፍርም ታከኛ ክስዋእ ከሎ ዝነበረ ኩነታት እሞ እቲ ናይ ቀረባ ሓላፍኡ ዝነበሮ ስሚዒት ኣስፍሒካ ከተዕለና ይላበወካ ኪዳነ ምላሽ (ወዲ ጸሮና)
@shabaymender9126
@shabaymender9126 2 жыл бұрын
ገለ ሰባት'ሲ ክብተን መሳኪን ኣዴታትና ዘይሕሹ ፥ ንሰን'ሲ እኳ ኩሎም ኣብ ሓደ ቦትኦምን ዝፋለጡን ይመስለን ነይሩ ። ብ/ጀ ዝኣክል ፡ ኣብ መጀመርያ 70ታት ዝተሰለፈ ሰብ ከመይ ኢሉ ን ተጋደልቲ ህግ ምሉእ ክፈልጥ ። ብ ዓ /ም ምስላፍ ምስኡ ዘይነበሩ ፡ ኣብዚ ታሪኽ ዘይጠቐሶም ፡ ኣብ ደረጃ መሪሕነት ዘይነበሩ ፡ ካብ ተዋጋኢ ሰራዊት ካብ ኣሃድኡ ውጻኢ ከመይ ኢሉ ክፈልጦም ትጽበዩ ? ? ?
@habtegebrieltedla4749
@habtegebrieltedla4749 2 жыл бұрын
Thank you so much tegadalay Tekeste Haile and tv Sened
@mussieafeworki2726
@mussieafeworki2726 2 жыл бұрын
Fantastic history! We should have more historian like you man!!
@wediakeleguzay4651
@wediakeleguzay4651 2 жыл бұрын
ኣቦይ ጅግና ንበር ክበር🥺🦁🦁🦁
@akliluzemed9904
@akliluzemed9904 2 жыл бұрын
Thank you for your contribution for our country Eritrea!
@eritreamalet9867
@eritreamalet9867 2 жыл бұрын
Kubur B.G thank you for the interview and kilte Agedesti Hitotat alewani, 1. Abzi gzea kemzi interview migbar right time dyu? (ab ruesi zelo neti eritreawi nmikififal zigiber zelo ztefelaleye melatat nay weyane mewesekta do aykewnn). 2. Nay wdi hashim b Gbresodom gerka tabahilu tekesisu elka emo, gdn wala himak wey newri mukanu enda feletka kitzareb aleka dyu? netom sidra betu zwerdom tenexlo ke hasibkalu dika, kemzbelkayo nisika keman rigixena aykonkan, so rigixena ab zeykonkalu mizirab ke kisab kindey saeben abti sidabet kemzemxie tisihto aymeslenn, silezi kubur BG nezian meliseley.
@ጆጋር
@ጆጋር 2 жыл бұрын
ሰላም ትገብሩዎ ዘለኩም ብጣዕሚ ዘደንቅ ስራሕ ኢዩ በ/ጀ ተከስተ ሃይለ$ኣንተንዮ።
@yosephtekle3441
@yosephtekle3441 2 жыл бұрын
Thanks so much the great BGTH the father of our nation Antonio we are very grateful for this but please please please set up the GoFundMe our great hero deserves a minimum $50,000 for the 50 part very very special history I for one will happily contribute $1000 for our hero and hopefully will help others to come with their history. Please please Antonio make sure you set up the GoFundMe before the last part golden part thanks very much
@ghebrezghimikle1134
@ghebrezghimikle1134 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብርጋደል ጀነራል ተከስተ ሃይለ ምስ ክቡር ጋዘጠይና ኣንተንዮ
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 2 жыл бұрын
First, Welcome back my brother BGTH, and Antonio . Second, congratulations to I meant to say Binam, all Eritreans,their athletes and trainers on their wins in multiple sport competitions. Looks like March is our lucky month🤣👍. When BGTH is elected BY THE CITIZENS of Eritrea, I hope you can declare March as one of our national and victorious months. Thank you both so much, ke Bret-yehabilay. 🇪🇷🙏
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 жыл бұрын
ሰላም Tv Sened ስላም ኩቡራት ኣሕዋት እንቋዕ ብሰላም ተመለስኩምና!!!! ብሓቂ እንቋ ሓጎሰና ኤርትራ ቡዙሓት ጀጋኑ ኣለውዋ ኩነታት ክቕየረሉን ከምልቡ ብዘይተጽዕኖ ናይ ምስራሕ ዕድል ጥራሕ እዩ ስኢኑ ዘሎ።
@angosomhaile9845
@angosomhaile9845 2 жыл бұрын
ሰላም ትቪ ሰነድ ትገብርዎ ዘለኹም ናብ ዎለዶታት ዝማሓላለፍ ታሪኽ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኢዩ ቀጽልዎ እብል ኩቡር/ ብ/ ጀ ተኸስተ ሃይለ ድማ ክሃስስ ዘይክእል ዓሚቅ ታሪኽ ኢኻ ኣማሓላሊፍካልና እሚ ክብረት ይሃበልና ኣምላኽ ዝተረፈ ዕብሜኻ ሙሉእ ጥዕና ይምነየልካ ሕቶ 1 ኣብ ሜዳ ብሰንኪ ከምዚኣ ዘይምውሳና ወይ ምውሳነይ ኣብ ከምዚ ወዲቅና ትብሎ ኣለካ ዶ 2ተኽለብርሃን ሓንክሽ ጅግንነቱን ሓላፍነቱን 3ኪደነማርያን ባርባ ኸ ትፈልጦ ዲኻ ደቂ 1 ዓዲ ኢዮም።
@teklitberhane6136
@teklitberhane6136 2 жыл бұрын
Really Eritrean hero always, thanks thanks.
@እቲስውእሰሚዑዶይኸውን
@እቲስውእሰሚዑዶይኸውን 2 жыл бұрын
Abo jignenet abo haqi abo tesfa abo qorxenet meglexi yeblikan General wedi haile ♥️♥️♥️
@miletebahta7184
@miletebahta7184 2 жыл бұрын
ወዲ ህይለ ጅግና ታሪኽና ከይዕበጥ ኢሉዎ እዩ ኣምላኽ ኣጽኒሑካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@Fotball2024-
@Fotball2024- 2 жыл бұрын
Good jobb BG tekeste hayle Please tell me about BERIH ASFAHA (KEYAHTAY).Hi join EPLF In 1973 from dekemhare secondey school. Tanks alot
@looniesey4428
@looniesey4428 2 жыл бұрын
እዚ ሰብኣይ ኣገላልፅኡ ደስ ክብለካ ዘይፈልጣ ኣይፈልጣን ኢየ ይብል ደስ ይብለካ ንታሪኹ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘየእቱ ንታሪኽ ከቆናፅብ ዝደሊ ድማ ከምዘይቅበሎን : ካብ ዝገርመኒ ግን ካብዞም ናይ ሕጂ ደናቑርን ሓተላ ዝኾኑ ወለዶን ሓንቲ ታሪኽ ዘይብሎም እልፊ ሽንቲ ንሽንቲ ነዚ ክንደይ ጀጋኑ ዝቐበረን ጅግንነትን ቅያን ዝፈፀመ ጅግናን ሓርበኛን ከቆናፅቡ : ዘረብኡ ፅፉፍ መልሱ ዘዕግብ ሓፂር መልሲ
@samuelhagos8038
@samuelhagos8038 2 жыл бұрын
ዝኸበርካ ጅግና ኣቦና ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ፡ ኣነ ሓደ ካብቶም ብዘይምቁራጽ ዝከታተሉኻ ኢየ፡ ኣዝየ ኣድናቂኻ'ውን ኢየ፡፡ እንተኾነ ነቶም ክብረት ዘይብሉን ብሳጓን ተጠቂሞን ዘይብሱል ሕቶታት ዝሓቱኻ እኳ እንዳመለስካ፡ ኣነ ንክልተ እዋን ብዛዕባ ናይ ሕጂ ሓይሊ ባሕሪ ዘለዉ ላዕለዎት ኣዘዝትቲ ብፍላይ ድማ እዚ ሕጂ ላዕለዋይ ሓለቃ ስታፋት ሓይሊ ባሕሪ ዘሎ ኣበርክቶኦም ኣብ ስርሒት ፈንቅል ዘለካ ኣፍልጦ ክትገልጸለይ ዝሓተትኩኻ ምስጋርካ ምስ ናይ ኣኽብሮት ናይ በሓቂ ቅር ኢላትኒ።
@tirhashagos6666
@tirhashagos6666 2 жыл бұрын
Wdi Haile you just simply amazing person ❤️ Wish you a long life we can learn alot from you
@natnaelfeday1979
@natnaelfeday1979 2 жыл бұрын
Thank you for every thing. Can you please ask him about TESFMARYAM FEDAY HE WAS OPERATER 1982
@yemanegebremedhin1841
@yemanegebremedhin1841 2 жыл бұрын
ክሰምዕ ዘይደሊ ክገድፎ ኣለዎ ኢዚ ታሪኽ ኤርትራ በሎ ዳሕዳሕሓዮ ወዲሃይለ
@pastordanieltesgay2711
@pastordanieltesgay2711 2 жыл бұрын
ኩቡር ኣቦናን ኣያናን ጅግና ብ ጀነራል ወዲ ሃይለ ወገን የብልካን ፡ ኩቡር ኣርካናን ዕንቁናን ኢኻ።
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 жыл бұрын
ኩቡራት ኣሕዋት እቲ ገለ ሕቶታትሲ ንስኻትኩም ክትርኹ ንሕና ክንሰምዕ ኣይፈላልየና ዘስምዕ ኮይኑ ይስመዓኒ። ንኣብነት ስለላ ዓዲ ዕለ ኣስፊሕካ ግለጸልና ዝብልስ ነቲ ዘዘንቶኻልና ነዊሕ ታሪኽ እደገና ኣንዊሕካዶ ምገለጽካልና ትብል ትመስል እሞ ድሓን እቲ ሕቶስ ካብ ሚሒር ምፍታውኩም እዩ ዝመጽእ ዘሎ ዘይፈተናዮ እንትንኸውንሲ እንኳን ካልኣይ ድገመልናስ ንሓንሳብ ከይንሰምዖ ዓጺና ድሕሪ ሕጂ ንኽይምለስ ጌርና ኢና ነፋንዎ እሞ ይደገም ምባልኩም ኩርዓት ይሰማዕኩም ክብል ኢለ እየ።🤩🤩🤩🤩 ሰሰናዩ ንዓኻትኩም ይኹን
@tesfalemtesfaldet5828
@tesfalemtesfaldet5828 2 жыл бұрын
Selam b/ jeneral wedi haile bzehlefkayo tarik qalsi meglexi yebleyn htoi gin mis weyane konka eritrean metaw yewx diyu thanks
@kubromaraya5030
@kubromaraya5030 2 жыл бұрын
Selam kuburat ayatetey abzi sieli zelo abta nay buzuhat teweldemedhin gebremikael jebha zenebere nay 1975 teselifu ab erafaile 1981 zetesewie tariku entay tbluni tnx
@teklitrussom
@teklitrussom 2 жыл бұрын
Thanks BG and tv sened ✊✊✊✅✅✅💪
@t.tesfamichael5384
@t.tesfamichael5384 2 жыл бұрын
Great story from hero B.G Tekeste Haile
@efremberhe4259
@efremberhe4259 2 жыл бұрын
Welcome back!
@yacobtewelde466
@yacobtewelde466 2 жыл бұрын
Firstly I am proud of you as former Eritrean fighter and I would like to as you about mengstu mebrahtu or wasla he was with 18th brigade Daniel werede wedi werede can you something thanks 🙏
@gedlieritrea1879
@gedlieritrea1879 2 жыл бұрын
Kubur B.G thank you for the interview and kilte Agedesti Hitotat alewani, 1. Abzi gzea kemzi interview migbar right time dyu? (ab ruesi zelo neti eritreawi nmikififal zigiber zelo ztefelaleye melatat nay weyane mewesekta do aykewnn) bezi tihibo zeleka interview buzuhat kem mesarihi wesido b awrajawnnet ytkemulu sile zelewu . 2. Nay wdi hashim b Gbresodom gerka tabahilu tekesisu elka emo, gdn wala himak wey newri mukanu enda feletka kitzareb aleka dyu? netom sidra betu zwerdom tenexlo ke hasibkalu dika, kemzbelkayo nisika keman rigixena aykonkan, so rigixena ab zeykonkalu mizirab ke kisab kindey saeben abti sidabet kemzemxie tisihto aymeslenn, silezi kubur BG nezian meliseley.
@Tv.senedNews
@Tv.senedNews 2 жыл бұрын
ሰላም ክቡር ሓው ሮቤል ተኽላይ ፡ ሕጂ ብብርዒ ስም ተጠቒምካሉ ዘለኻ ከኣ ሰላም ገድሊ ኤርትራ እብለካ፡ ቲቪ ሰነድ ንዝቀረበ ሕቶኻ ንምምላስ ኣይኮነን እንታይ ደኣ ቅድም ክብል ብሮቤል ተኽላይ ብዝብል ስም ዝቀረበ ጸኒሑ ከኣ ስም ብርዒ ቀይሩ እቲ ሕቶ ግን ከም ዘለዎ 'ዩ። እዚ ሓደ ሰብ ስም ብርዒ ክጥቀም መሰል ከም ዘለዎ ዝፍለጥ እንተኾነ ሞራላውን ግሉጽነት ንዝምልከት ዘተሓሳስብ እዩ። እሞ እዚ ቅንዕና ግሉጽነት ኣለዎ ዶ ? ካልእ ነዚ መደብ ዝምልከት ኣብ'ዚ ግዜ ኢልካ ፡ እሞ ግዜ ኣንጻር ቅኑዓትን ንጹሃትን ንዝተባህለ ወይ ዝቀረበ ክሲ ፡ እሞ ኣበይና ግዜ እዩ ዝፍቀድ ኣበየናይ ግዜ ኸ እዩ ግዜ ክሕሉ ዘለዎን ክሓትት ዘለዎ ምንጻር ዘድልዮ ይመስለኒ። እቲ መልሲ ንብጀ ተኸስተ ሃይለ ዝምልከት ምዃኑ ዘይስሓት እንተኾነ ንቲቪ ሰነ ዝትንክፍ ስለ ዘለዎ ክንምልሰሉ ግቡእ እዩ። እቲ ነውሪ ዩ ዓገብ ዶ ኣይኮነን ዝበልካዮ ከኣ ባዕልኻ ጠቒስካዮን ዳሕዲሕካዮን ኣለኻ እሞ እንታይ ደኣ እቲ መለሳ ሕቶ። ሰላም ቅንያት።
@eritreamalet9867
@eritreamalet9867 2 жыл бұрын
መርሃባ ሓው ኣንቶንዮ፣ ብመጀምርታ ሰላም፣ ብምቕጻል ኣነ ክምልሰልካ ኣይሓሰብኩን፣ እንተኮነ ግን ንኩቡር ብርጋደር ጀነራል ተወሳኪ ሕቶ ሲለ ዘለኒ እየ ንእግሪ መንገደይ ግን ኪምልሰልካ። ኣነ ከም ተከታታሊን ሰማዕን ናይ ኩቡር ጀነራል ኢንተርቪው፣ ብስነስዓት በገባብን ንኩቡር ብ ጀ ሃቲተዮ። አንተኮነ ግን አቲ ዚቐረበ ሂቶታት ንዓካ ዘይኮነ ኮሎ ኣዝዩ ብዘሰኪፍ ኣገባብ መሊስካልለይ። ናይ ብሃቒ ዚገርም መልሲ። ኒሲካ ዕድል ገርካ ሚስ ኣዝዮም ጀጋኑ ኣቦታትና ብሰንኪ ኢንተርቬው ተላሊካ ኢካ፣ ካብዞም ጀጋኑ ግን ኣይተማሃርካን ኣመላልሳ። በጃካ ተማሃር,,,፣ ንሲካ ንፍትሒ ይቓለስ ኣለኩ ትብልን ሜድያ ተዓፊኑ ትብል ኣብ ኤርትራ፣ አንተኮነ ግን ኒሲካ ግን ኣብ ሜድያካ ካብ ሲሚዒት ተበጊስካ ሲሚዒታዊ ሪእይቶካ ሂብካ፣ ኣብ ዘይምልከታ ሕቶ። ብዝኮነ ከሙ ኣይትግበር ኣንድ ከሙ ኣይትኩን። ንኩቡር ጀነራል ኣብሪእሲ አተን ናይ ቢከዳማይ ሒቶ፣ መጽሃፍ ኣብ ምድላው ከምዘለካ ነጊርካንና አሞ፣ ኣብዚ ህጂ ግዜ ሰባት ካብ ሚንባብ ናብ ሚስማአ ኣብ ዚደልዩሉ ዘለዉ፣ ብመልክዕ ( audio) ኪትገብሮ ሃሲብካሉ ዶ ቲከውን። ካሉአ አውን ተወሳኪት ሂቶ፣ ስለምንታይ አካ ኩቡር ጀነራል ሚስ TV SENED interview ኪትገብር ወሲንካ፣ በታ ኣብ ቓልሲ ዝነበረ ዘይምርዲዳአ ሚስ ተጋድሎ ሃርነት፣ ሓው ኣንቶንዮ ዘለአዎ ሲምዒት ኣብ ልዕሊ ሂዝባዊ ግንባር ከመይ ትግምቶ። የቐንየለይ ኹቡር ብ ጅ።
@abielsolmonsolmon9781
@abielsolmonsolmon9781 2 жыл бұрын
ንጅግና ኣያና ጀነራል ወዲ ሃይለ ክታሓተልና መጀመርታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባይናክን ወዲ ሃይለን ኩሉ ታሪኮም ሓደ ኮይኖም ይስሙዑኒ ናይ ጴጥሮስ ሰለሙንን ወዲ ኤፍሪም ስባሓትን ኣብ ቅዲ ካርታ ናይ ኪናት ክልቴኦም በላሓቲ ሓንጸጽቲ ይብሃሉ ኣብ ሰውራ ኤረትራ መኖም ጸብለል ይብል ኣብ ብርተዕ ግን ካብ ክልቴኦም
@yikalodesta9050
@yikalodesta9050 2 жыл бұрын
የቐንየልና ብ.ጃ . ወደ ሃይለ ወዲ ለተ ዝበሃል ገዲም ተጋዳላይ ነይሩ : ብዛዕብኡ ትፈልጦ ንገርና።
@kiflethegreat9056
@kiflethegreat9056 2 жыл бұрын
ብኣጋጣሚ ኣብዚ ዝሓለፈ ክፋላት ብዛዕባ ሜ/ጀ ኣስመሮም ገረዝግሄር፡ ሜ/ጀ ተኽላይ ሃብተስሉስ፡ ሜ/ጀ ዑመር ጠዊል ናይ ቃልሲ ድሕረባይትኦምን ኣበርክትኦም ቡዙሕ ኣይሰማዕናን እሞ ቁሩብ እንተትገልጸልና።
@ambesfusuh8984
@ambesfusuh8984 2 жыл бұрын
Kuburun Jiggnann,B/G Tekeste Haile,nezom negative zixihfu sebat aitigedeselom,nezi tigebro zeleka nimisinikal u.
@dendengebrengus289
@dendengebrengus289 2 жыл бұрын
Wel come Brigadier General T.Haile. Thank you very much for your heroic interview. Thank you brother Antonio for your decent interview to the Eritrean People hero.
@gergishgergish1130
@gergishgergish1130 2 жыл бұрын
ወዲ ሃይለ ጅግና ።
@tesfaeritrea
@tesfaeritrea 2 жыл бұрын
እንቛዕ ብደሓን መጻኻ ሓርበኛ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቲቪ ሰነድ ውን ኣንቴንዮ ሓውና ኮምኡ ። ናተይ ሕቶ ብዛዕባ ሕጂ ኣብ ዚ ስርዓት ናይ ህግደፍ ኣቃውማ እንዳ ጸታ ቡዙሓት ሰባት የባሳብሱን ይኣስሩን ተመሊሶም ከኣ ንሶም ይእሰሩ ፥ አንታይ ኣፍልጦ ኣለካ ብዛዕባ ኣሰራርሕኡ እሱ አዩ አቲ ቐንዲ ዕርዲ ናይቲ ስርዓት ከ'ትብል ዶ እንተ ብሰለማዊ መንገዲ ነዚ ስርዓት ክንቕይረሉ ንኽእል ብኦኦም መገዲ ከመይ ይመስለካ እሶምሲ ግዳይ ዶ ኣይኮኑን ዶ ብቀረባ። ካብ ተምኩሮኻ ቢከመይ መንገዲ ትብል። እዚ ኩሉ ተመኩሮካ ነዚኣ ከይትሓልፋ ርኢቶካ ክንሰምዕ ንደሊ ኢና፥ ክብረት ይሃበለይ እንቛዕ ኣነ ካባኹም ጀጋኑ ተወለድኩ የቐንየለይ
@NMra.2023
@NMra.2023 2 жыл бұрын
Kulu yesebiqelka Wedi Haile. Bizaeba sport, bizaeba plotica, bizaeba militaryn kunatin. Keep Going.
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 2 жыл бұрын
Tidlti eyu
@eritreanhiwot4667
@eritreanhiwot4667 2 жыл бұрын
ነቶም ሕሙማት ፈላላይቲ ሸለል ኢልኩም እንተ ሓለፍኩሞም ይሓይሽ። ብመደብን ዕላማን ዝግበርን ምንጩ ከኣ ክግመት ዝከኣል እዩ። ካብኡ ዝተረፈ ወዲ ሃይለ ክ/ሰራዊት፡ ብርጌድ ወዘተ እምበር ኣውራጃን እንዳን ኣይፈልጥን እዩ።
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 2 жыл бұрын
ታሪክ ብሰባት ይስራሕ ብስባት ካኣ ዝዋዓሉ ይዝንትውዋ!ስለዚ ነዛ ታሪክ ብኩቡር ብ/ጅነንራል ወዲ ሃይለ ዝካታትላ ወላ ይሎን እንተ ብልኩ ምግናና ኣይኮንን!?እቲ ሽገር እንታይ ሙካኑ ክሳብ ሕጁ ኣይርዳኣን ዝሎ!ወዲ ዜጋ ክቡሩን መነንቱን ታሪኩን ንክይፍልጥ ኣብ ዝይተደልየ ሓሽውየ ዛተው ይመስልኒ ብወገነይ!
@salxsalx-z4o
@salxsalx-z4o 2 жыл бұрын
Kebur we'd haile edmen Tena yehabka antonyo ezi tegebro zeleka medeb qexelo kalot wen tekielka agedesty zekonu aqrebelena yeqenieley ❤️❤️❤️
@especially4657
@especially4657 2 жыл бұрын
ኣንቶንዮ ንብ/ጀ ተከስተ ሃይለ ቃለ ምሕታት ደይኮንካስ ጌርጋሉ ዳርጋ ጸሚቃዮ ኢኻ
@medhaneyemane6696
@medhaneyemane6696 2 жыл бұрын
Selam B/G wedi haile & journalist Antonio! N kaliAy gize yhatet Aleku, BzaEba conerel Habtegergsh REsom ( wedi Qeshi) Nay 1971/72 Zteselefe, qdmi Natsnet halafi Sinqi Wdb znebere, Qdmi mieda kea 4 Amet Ab Universty Gonder ztemhare, Gele belena, Ms Akbrot! I hope hji ktmlselna
@haregeweynihagos6785
@haregeweynihagos6785 2 жыл бұрын
ዝከበርካ ብ፡ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ፡ኣብ ገለ ክፋላት ዝሓለፈ ብዛዕባ ኣብ ትሕቴኻ ዝነበሩ መታሕቲ ሓይልታት ዝነበሩ ተስፋሓሪያትን ወዲ ነጋሽን ዝበሃሉ ተጋደልቲ ኣብ ምንታይ ኩነታት ኣለዉ ሕጂ ፡እንደገና ተስፋሓሪያ ኸኣ ናይ ምስማዕ ጸገም ኔሩዎ ኢልካዮ ብማህረምቲ ደዩ ወላስ ካብ ምንታይ እዩ።ደሓር ከኣ ተስፋሓሪያ ናይ ብርጌድ ምሉእ ኦርኒክ ብሓንጎሉ ይነግረና ኔሩ ይበሃል ብዛዕብኡ ገለ በለና ፡ይቐንየለይ
@merhawigirmay5928
@merhawigirmay5928 2 жыл бұрын
Question who is the singer
@eri-boy8727
@eri-boy8727 2 жыл бұрын
Abrar Osman eyu
@markberhane8373
@markberhane8373 2 жыл бұрын
Bravo Brigader General Wedi haile xibuk tigeltso aleka kulu neger ezom bi nay awurajatat himam zelekum please himamkum ni beynikum giberiwo sebat meneseyat aytebalashwu Hanti eritrea hisebu please
@yacobtewelde466
@yacobtewelde466 2 жыл бұрын
Can u say something about teklebrhan hankish
@samites2073
@samites2073 2 жыл бұрын
ሰላም ኣቦይ ብ\ጅነራል መጀርታ ብዝ ትገብሮ ዘለኻ ከመስግነካ ከመስግነካ ይፉቱ መ\ም ናይ ሰውራና ክንደይ ዘይንፈልጦ ዝነበርና ፉልጥና ሕቶ ኣለትኒ ፈንቅል ናይ ሓይሎም ዝብሉ ኣለዉ ከመይ እዝይ
@godislove7120
@godislove7120 2 жыл бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ጀነራል ተኸስተ ሃይለ እንቃዕ ብድሓን መጻእካ፡ኣነ ኣብ ትሕቲ ብዙሓት ተጋደልቲ ብኣካል ናይ ፖለቲካ ትምህርቲ ወሲደ እየ ከምኡ ዉን ክዛረቡ ሰሚዐ እየ ከምዚ ናትካ ዓይነት ብቅዓት ኣተናትናን ብቅዓትን ግን ኣይርኣኽሎምን ክሳብ ንሓንሳብ እንበር ከ እዚኦም ድዮም እቶም ንሰምዖም ዝነበርና ላዕለዎት ኣዘዝቲ ክሳብ ትብለሉ ደረጃ ኣሎ ኣብቲ ናይ ኣገላልጻ ብቅዓቶም ምስ ርኣኻ፡ናትካ ኣገላልጻን ኣቀራርባን ርጡብነትካን ብቅዓትካን ግን ብጣዕሚ እዩ ዝምስጠኒ ብተመስጦ ክኣ እየ ዝከታተለካ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እንዳ በልኩ፡ሕቶ ኔራትኒ ብዛዕባ መምህር ጽሃየ ትፈልጦ ተኾንካ ባ ገለ በለና ካብ ሱሳታት ኣትሒዙ ካብቶም ኣብ ዓላ ዝነበረ ገዲም ተጋዳላይ እዩ፡ብዛዕባ ለተገብሪኤል ሓንሶ ወይ ገብሪኤላ ከ ታይ ኣፍልጦ ኣለካ፡ንህዝቢ ዓላ ከ ከመይ ትገልጾ ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ህዝባዊ ግንባር ከም ኣብነት ስሪሒት ኣሰርተ ሸሞንተ ደቃይቅ ካብ ዓላ ተበጊሶም እዮም ኣካይደሞ ካብ መጽናዕቱ ጀሚርካ፡ኣብ እንዳቦይ ህብትዝጊ ወይ ኣደይ ለምለም ዝብሃላ ሰበይቲ፡ከምኡ ዉን ቀያሕቲ ዕንባባ ኣብ ዓላ ኔሮም እዮም፡ኣብ ዓላ ኮይኑ እንዳ ገርግስ ዝብሃል ቦታ፡ክፍሊ ህዝቢ ዝብሃሉ ዉን ኔሮም ኣብኡ ኮይኖም ነቲ ህዝቢ ዘዕጥቅዎ ዝነበሩ፡ድሕሪ ናጽነት ግን ጠቅላላ ረሲዖሞ እዮም ነዚ ህዝቢ ምዳና ንብዓል ገብሪኤላ ሓንሶ፡ብዘይ ምርሳዕ ገለ በለና ኢኻ ክቡር ጀነራል ወዲ ሃይለ።ክብረት ይሃበልና ስለ ኩሉ ትገብሮ ዘለኻ ብዛዕባ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ቃልሲ ዘሕለፎ ገድሊ።
@godislove7120
@godislove7120 2 жыл бұрын
ህዝቢ ዓላ እዚ ኩሉ ናጽነት ንኽመጽእ ከም ኩሉ ኤርትራዊ ዋጋ ከም ዘይከፈለ ድሕሪ ናጽነት ግን ዝተወሰነ መሬቱ ተሓዲጉ ንኻልእ ተዋሂቡ እዩ።እዝስ ይግብኦ ዶ ትብል ምስቲ ኣብ ቃልሲ ዝገበሮ ኣበርክቶ የቀንየለይ።
@robrahk1432
@robrahk1432 2 жыл бұрын
"እዚ ዝትርኾ ዘለኹ ታሪኽ እንድሕር ዘይደለዮ ኣሎ ኮይኑ ኣይስምዓዮ"ቃል ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ(ወዲ ሃይለ)
@NA-bb9cb
@NA-bb9cb 2 жыл бұрын
ደም እዩ ዘንብዕ እንታይ እሞ ይግበር ድሕሪ እዚ ኩሉ ክርተትን መስዋእትን አብ ዓድም ክቢሮም ክነብሩ ይግብኦምን ነይሩ በዓል ጅነ ራል ተክስተ ሃይለ. ግን ከም በዓል እስያስ ተውልጅ እርራይ ይንብሩላ ኣለው ኤርትራ እዛ ዘይውላዳ ትፈቱ ሃገር ግን ኣጅና ኩሉ ክሓልፍ እዩ 🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Lion-Tube123
@Lion-Tube123 2 жыл бұрын
እንቋዕ ብደሓን መጻኹም ! ኩቡር ብጻይ ወዲ ሃይለ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነካን ዘድንቐካን ኣዚዩ ጽቡቅ መሳጢ ኣጋላልጻ ! ብምቅጻል ናተይ ሕቶ ብዛዕባ እቶም እልተ [መሓሪ ከምኡ ውን ሃይለ ጋይም]ኣብ 1995 መርመርቲ ፖሊስ ዝነበሩ ኣብ ዕዳጋ ሓሙስ ተሰዊኦም ዝበሃል ኣፍልጦ እንተ ሃሊካ መኽንያት ኣማውታኦም? የቀኒየለይ !
@dreambox26mi-mi
@dreambox26mi-mi 2 жыл бұрын
Kbri naks B/G Tekste Hayle.
@sukmbalmefthiaykonen300
@sukmbalmefthiaykonen300 2 жыл бұрын
ሰላም ብ/ጀ ወዲ ሃይለን ኣንተንዮን ብዛዕባ ኪዳነ ኪፍሉን፥ መልኣከ ተክለን እንታይ ኣፍልጦ ኣለካ?
@isyasasfaha3482
@isyasasfaha3482 2 жыл бұрын
እሰያስ ማለት ናይ ኮድ መጸዊዑ ኮይኑ ስሙ ከኣ ምሕረተኣብ ገብረ ይብሃል ዓዱ ከኣ ስመጃና ከባቢ ሰንዓፈ እዩ ዝተሰወኣሉ ከኣ ተውሮ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ እዩ
@tsegayasfaha2055
@tsegayasfaha2055 2 жыл бұрын
ወዲ ሃይለ ቅኑዕ ሰብ ኢኻ እሞ :: እንቃዕ ጥረ ካብ ብሱል ኮይንካ ሃለኻ
@gomorra6875
@gomorra6875 2 жыл бұрын
ወርሒ መጋቢት 64 ተጎርባ ዓባይ ሓበን ክበረት ይሃብካ ኣንቶንዮ ንሓበሬታኻ
@tekaw2023
@tekaw2023 2 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ሓርበና ካብ ፕረሲደንት ጉኑፍ ዘይተረክበ ዮሃና
@eyobsolomon8115
@eyobsolomon8115 2 жыл бұрын
Zekeber selamtay nekletkum.hetoy 1 aberkto kidane meitelka (wedi meita).2 bzhu geze yedskil neru afleto enteleka.yeqenyelay
@merhawitadhanom2032
@merhawitadhanom2032 2 жыл бұрын
Bmsjemrta selamin tienan niakum yikun bimkisal bizaeba Muluebrhan Haile Kaley simu major haile 1975 teselifu 1986 tesewiau Iam not sure zikone halafinet kem zinebero hade seb kizareb semia tifelto do tikewin gele belena bejaka BG Tekeste haile Ahwatu fsahaye haile tesfit haile zibahalue siwat alewuwa Tokondae kebabi adkeyih eyom thanks
@ahmedadam6836
@ahmedadam6836 2 жыл бұрын
Marhaba wadi haile jegna sabiay kebret yahabaka
@APLOS-
@APLOS- 2 жыл бұрын
ሰላም ኣምላኽ ንዓኻ ይኹን፡ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ፡በሓቂ ዝምስገን ናይ ታሪኽ ኣገላልጻ፡ልዕሊ ኹሉ ዝገረመኒ ግን ናይ ምዝካርካ ክእለት እዩ፡ስሌኻ ንኣምላኽ የመስግኖ ነዊሕ ዕድመ ክህበካ ድማ ይምነየልካ፡እሞ ሕቶ ክሓትት፡ብዛዕባ ሓዊ ኣቦይ ሶሎሙን ተኽለ ዝተባህለ፡1972 ዝተሰለፈ ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰለፈ፡ተጻዋታይ ክዕሶ ናይ ኤልክትሪክ ዝነበረ፡ገለ ዶ ብዛዕባ ታሪኹ ኣፍልጦ ይህልወካ፡ኣብ ዓዲ ያዕቆብ ከም ተሰውኤ ተነጊርና ኢና።ሰላምካ ይብዛሕ ንነዊሕ ግዜ ተኸታቲለካ እየ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 жыл бұрын
"ህዝቢ ኤርትራ ብፍታዉ ኣብ ባርነት ዝነብር ዘሎ ህዝቢ እዩ " እንተደኣ ኩሉ ኤርትራዊ ነቲ ዝዓጠቖ ብረትን ነቲ እተማህሮ ትምህርትን ሒዙ ንዓረበ ራሽያዳን በድዊንን ኣረኪቡ፡ ናብ ወጻኢ ሃገር ሃዲሙ ፡ እሞኸኣ ብማዕዶ ጥራይ ብዛዕባ ኤርትራን ፣ ፈቐድኦ ብጓሳ ጤልን ገመልን እናተገርፈ ኣብ ከንቱ ናይ ሓሶት "ክብርቲ ኤርትራ" ኣብ ስደት ዝግዕር ኮይኑ ፤ እዞም ኢትዮጵያውያን ከምዚ እንተበሉ ከመይ ጌሩ የገርም፧
@ትኩል-እምኒ
@ትኩል-እምኒ 2 жыл бұрын
ነብስካ ጸረፍካ
@ayobmuzzollo478
@ayobmuzzollo478 2 жыл бұрын
Antonio selam John berhe is a veteran fighter of 1973 he is a Martyr in Naval base. he was in kebid Bret. I want to know more about him. tegadelti was Calling him John not yohannes.
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 2 жыл бұрын
አንቃዕ ብሰላም መስኹም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@tsegayasfaha2055
@tsegayasfaha2055 2 жыл бұрын
ሰላምታ ብምቅዳም : ብምቅጻል ድማ ታሪኽ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ታሪኽ ኩሎም መቃልስቱ ተጋደልቲ ኤርትራውያን ስለዝኾነ ብእተቅርቦ ዘለኻ ትረኻ ብስለትን ቅንዕናን ዝመልኦ ንሐቂ ሐቂ ንሐሶት ድማ ሐሶት ብምባል ንትብዓትካን ቅንዕናኻን የድንቅ: ሕቶ- ኣብ ቃለ መሕትትካ ብዙሕ ግዜ ኣንጻር መንፈስ ቃልስኻ ብቅንዕና እናተቃለስካ እንከለኻ ጠቀነ ወይ ድማ ጸቅጢ የጋጥሙኻ ከምዝነበሩ ተዓዚበ ንኣብነት (ንማእሰርቲ ክትከይድ ተሐሲቡ ፍሊጶስ ከምዝመለሰካ , ምስ ስለያ 85 ዘጋጠመካ , ንወዲ መረስዕ ጌጋ የብሉን ምስ በልካ ክትሽፍነሉ ደሊኻ ብምባል: ብዓቢኡ ድማ ንስኻን ወዲ ሐምቢርን ዘይእሙናት ተባሂልኩም ንነዊሕ እዋን ኣባል ሰልፊ ኣይነበርኩምን እቲ ዘሕዝን ግን እዚ ኩሉ ተቃሊስኩም ኣብ መወዳእታ ውድብ እሙንነትኩም ተራእዩ ብምባል ኣባል ክትኮኑ ተነጊርኩም: እዚ ኩሉ እናሃለወ ግን ጽቡቅ ገድሊ ተጋዲልካ ጉያኻ ወዲእኻ (ዕላማኻ ፈጺምካ ) more respect:: 1- ነዚ ኩሉ ጸቅጢ ብከመይ ትሰግሮ ንይርካ? 2- ኣብ ከምዚ ዓይነት ተነጽሎ ኮይንካ ክትቃለስ ክሳብ ክንደይ ከቢድ እዩ:: 3- ኣብ መንፈስካ ይኩን ኣብ ስሚዕትካ ወይውን ኣብ አእምሮኻ እንታይ ሃስያ ነይርዎ ወይ ኣለዎ ?
@daniyomgebremeskl202
@daniyomgebremeskl202 2 жыл бұрын
ኣያና ጀግና ብ/ጀ ኩለን ክፋል ሰመያ ብተኣሚ ኣመሓሪ ታሪክ አዩ ከም ኤርትራዊያን ድማ ን1000 ዓመት ንወልዶታት ሓቢሮም ንክነብሮ መሰረት ዝኩነ ታሪክ ኢካ ትትርከልና ዘለካ። ነዚ ዝቃወሙ ሰባት ምናልባት ናይ ኣፍሪካ ሃገራት ጸገም አንታይ ምካኑ ስለዘይተረድኦም አዩ ። ዳርጋ መብዘትኦም ናይ ኣፍሪካ ሃገራት ንኩሉ ሕዝቢ ሰሳተፈ ከምዚ ኣይነት ታሪክ የብሉምን ከምኦ ስልዝኩኑ ድማ ንናይ እንዳን ኣሊትን ጸገማት ዘጋጥሞም ።ነዚ ኣይነት ጸገም ንከይነብረና ብደምኩምን ሕብረትና ኣውሂስኩም ኢኩም ነዚ ክብል ከለኩ ዋላ ምዘሉና ናይ ሕጂ ጸገማትና ንወለዱታት ግና ሃገር ኣረኪብኩም አኩ ። - ብምቅጻል 2 ሕቶታት ኣለውኒ እሰን ድማ 1፣ ኣብግዚ ቃልሲ ዝነበረ ናይ ታሪክ ኣሰናድዳ ብከምይ ይተሃዝ ኒሩ ? 2፡ ብዘኣባ ጋዜጠኛታት ናይቲ አዋን ተውፋይነቶምን ስርሁምን ኣብሰራዊት ዝነበሮም እጃም ንኢሽተይ እንተ ትሕብርርና ? ብጠኣሚ የቀኒለይ እድመን ሙሉዕ ጦዕና ይትምነየልካ
@kebreabtesfaldet4914
@kebreabtesfaldet4914 2 жыл бұрын
ወዲ ሃይለ በዓል ድርብ ስረ!! ደጊመ የመስግነካ። ሕቶታት ኣለኒ 1- ብዛዕባ ስዉእ ኮነሬል ተስፋማርያም ነጋሲ (ብሻምበል) ዝፍለጥ መምህር ወተሃደራዊ ሳይንስ ኔሩ ውን ይሰምዕ ኢየ። ካብ ኢትዮጵያ ሻምበል መዓርግ ዝነበሮ፡ ዓዱ ዓደንጎፎም (ሰገነይቲ) ኢዩ እንታይ ትብለና?? 2-ምስቲ ትምህርቱን ዓቕሙን ውን ማዓርጉ ኣዛሚድካ ገለ በለና 3-ካልእ ኣብ ኣስመራ ሓደ ግዜ ብሓደ ሰብ ኣዳህሊሉ ሃሪምዎ ኔሩ ብዛዕባ ሃራሚ ውን ገለ ውዲት ከም ዝነበረ ይሰምዕ(ፈተነ ቅትለት ኢዩ ኔሩ ልኡኽ ዩ) ዝብል ብዛዕባ ዚ ውን ትፈልጦ እንተሎካ?
@brheneberhe757
@brheneberhe757 2 жыл бұрын
ብ/ጀ ተከስተ ሃይለ ድርብ ጅግና ኢካ ምክንያቱ ኣብ ባይታ ዝፈጸምካዮ ታሪክ እቲ ቀዳማይ ክከውን ከሎ እቲ ካልእ ጅግንነት ድማ ነቲ ታሪክ ምትራካ ማዕረ ክንደይ ትብዓት ከም ዘለካ እዩ ዘመስክር እሞ ሽም ክሳብ ዝረክበልካ ማንታ ጅግንነት ዝተዓደለ ዳበልኩ ናብ ሕቶይ ክኣቱ። ጎኒ ጎኒ እቲ ናይ ኪናት ታሪክ እቲ ትፈልጦን ዝዋዓልካዮን ናይ ፈዳይን ጅግንነት ተተዘንትወልና ብዛሓት ካኣ ክስዕቡካ ተትጉስግስ ነቲ ተቀቢሩ ዘሎ ናይ ፈዳይን ጅግንነት ናብ ሓፋሽ ቀሪቡ መምሃሪ ምኮነ ኩቡር ኣንቶንዮ ውን ብጊደካ ትገብሮ ዘለካ ሓደ ማዓልቲ ከም ኣልማዝ ኣብ ሓራ ኤርትራና ደሚቁ ክኩላዕ ሙኳኑ ይኣምን እየ። የቀኔልና!!!
@tesfalemtewolde8352
@tesfalemtewolde8352 2 жыл бұрын
Ezi gelieu htos ab shelel eilkum tetahalfwo zeytekm hto zeymhtat please
@ghebresari739
@ghebresari739 2 жыл бұрын
Thanks father
@simonteweldemedhn2877
@simonteweldemedhn2877 2 жыл бұрын
selam wedi hayle ane neischto hto alatni .abzi nay weinen eritrea nay 1998 zneber kunat abti nay mejemerta Krakebu elom ms kedu zteketlu halefti nay eritrea menemen ybahalu.ezi kea haki du hast. ms bzuk akbrot
@berhaneh7587
@berhaneh7587 2 жыл бұрын
ኣነ ዝፈልጦ ወዲ ሕዝባይ እንተኾይኑ ማለት ኢዩ ወዲ ሕዝባይ ገዲም ተጋዳላይ ኣብ ዕጥቅን ስንቅን ድማ ካብቶም ቀዳሞት ኣብ ማእከላይ ቦታ ሳሕል ተሓዝ መዝገብ ዝነበረ ኢዩ። ኣብ እዋን ስርሒት ፈንቅል ኣበይ ከምዝነበረ ኣፍልጦ የብለይን።
@berhanedebessai6495
@berhanedebessai6495 2 жыл бұрын
ኣይትሰኸፍ መን ከምዚ ዓይነት ሕቶ ይሓትት ንዓኻ ዝጠፍኣካ ኣይኮነን::
@chaytekle3918
@chaytekle3918 2 жыл бұрын
Edmen tienan yhabka fetari Antonio ka thanks
@biniamhaile5154
@biniamhaile5154 2 жыл бұрын
Selam Niaka ykun abona BG Tekeste Haile nay azina nifetwo jigna Tesfaldet Sium ( wedi Sium ) malet mis G 15 teasiru zelo gelé belena sile tezentiwelna zeloka Tarik dima azina nemesgi
@alicabbani9565
@alicabbani9565 2 жыл бұрын
الجنرال تخستي هيلي انا لست داعية للعصبية والاقليمية والقبلية ولكن اثناء متابعتي في وسائل التواصل الاجتماعي ( شوشال ميديا ) يتكرر دائما ذكر الاقاليم الثلاثة اكلي قوزاي، حماسين ، سراي . بينما الاقاليم الخمسة الاخرى بركة ، وسنحيت ، والساحل ، وسمهر ،،ودنكاليا لا تذكر ابدا وكانهم ليسوا اقاليم اريترية وسؤالي اليس هذا الفهم الضيق يخلق نوع من العصبية المناطقية فماردكم ؟
@nolawi30com88
@nolawi30com88 2 жыл бұрын
ከመይ ገይሩ' ብዛዓባ ናይ ሰለሰተ ኣውራጃ ጥራይ ናይ ኩሉ እንድዩ ዝጠቅስ ዘሎ'ካብ መፈለምታ ተኻታተል ዝሓወይ""
@alicabbani9565
@alicabbani9565 2 жыл бұрын
@@nolawi30com88 انا لا اقصد الجنرال تخستي هيلي ،للحق الرجل يروي الاحداث التاريخية الذي شارك فيها كمناضل في الثورة الاريترية ،وكلامه لا غبار عليه، ولكن انا اريد من الجنرال تخستي هيلي ان يقول شيء على الاقل ان يوجه رسالة للذين يعملون ليل ونهار في وسائل التواصل الاجتماعي من اجل اضعاف الوحدة الوطنية مرة باءسم ثلاث اقاليم، اكلي قوزاي ،حماسين، سراي ، ومرة باءسم اغازيان ..هذا طلبي للجنرال تخستي للتوضيح.
@nolawi30com88
@nolawi30com88 2 жыл бұрын
@@alicabbani9565 ተረዳእካ ሕጽረት ናይ ቋንቋ እዩ ይቅረታ
@alicabbani9565
@alicabbani9565 2 жыл бұрын
@@nolawi30com88 مافي مشكلة ااخي
@kilogram5515
@kilogram5515 2 жыл бұрын
መርሓባ TV ዘተ (ተምነዎ) ከም ኡ ውን ክቡር ሓርበኛ B/G ተኸስተ ሃይለ: ግዜኹም ወፊኹም ንእተቅስሙና ታሪኽ የቀኒየልና, እሞ ነታ ወርቃዊት ክፋል ኣንቴናና ገቲርና ንጽበ ኣለና ብድሕሪኣ ክአ'ታ ወርቃዊት መጽሓፍና ተዛዚማ ኣብ ኢድና ከተፍ ክትብል ብሃንቀውታ ንጸበር ህሌና :: ሓንቲ ሕቶ መጽኣትኒ ኣብዚ ናይ ሕቶን መልስን መደብ እንዳሰማዕኩ :-... ንስርሒት ፈንቅል, ስርሒት ፈንቅል ተባሂሉ ክስመ ዝገበረ ሰብ ኣሎ ዶ? እንተሎ መን'ዩ? መልሲ ብሃንቀውታ ጽበ. የቀንየለይ ::
@NMra.2023
@NMra.2023 2 жыл бұрын
Please tell us who was your best friend in your history, it means in our military 30 years of struggle. And also if you could, who was best friend of Ibrahim Afa?
@ሱቕጥዑም-አ5ሠ
@ሱቕጥዑም-አ5ሠ 2 жыл бұрын
Br. Gen. Tekeste Haile, ladies and gentlemen! መቸም ምድግጋም ደኣ ከይከውን እምበር ፣ ከማይ ተሃንጥዩ ዝጽበየኩም ዘሎ ኮይኑ ኣይስመዓንን። ሰሙን ትዱንግየኒ ፣ሓንሳብ ሓንሳብ ብኣና ምሸት ዓርቢ ትፍንዋ ግዜ ከተርክብ ከለኻ መስለኒ ኣንቶንዮ ተሃንጥየ ዓርቢ ምሸት ይጽበይ የ። ስለ ቲ ዘይሕለል ስራሕካ፣ ታሪኽና ኣብ ምስናድ ትገብሮ ስራሓት ንዓኻ ድማ ምስጋና ይብጻሕካን ብርክኻን ሓይልኻን ይጽናዕ ይብል ኣንቶንዮ ሓውና። ብ/ጀ ተኸስተ ናይ ምዝካር ዓቕምኻን ኣዛናትዋኻን ኣዝዩ ዩ ዝምስጠኒ፣ ክሓተካ ዶ ሓንቲ ሕቶ ፣ ኣብ ገድሊ ከለኻ ከመይ ባህሪ ነይሩካ ማለተይ ፣ከምዞም ገለ ሰባት ደብተር ናይ መዘክር ዝሕዙን ዝሕንጽጹን ዲኻ ወላ ፣ ብርእስካ ዝረኣኻዮን ዝሰማዕካዮን ዝተሳተፍካዮን ኣብ ርእስካ ዩ መዘክርካ፣ ብጣዕሚ ዝርዝራዊ ዝኾነ መዘክር ኣለካ።
@zemen1112
@zemen1112 2 жыл бұрын
ክቡር ብርጌደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ነቶም ኮነ ኢሎም ብሽፋን ሚስጥር ምሕላፍ እዩ ብምባል ታሪኽ ንኸይትነግር ደው ከብሊኻ ዝፍትኑ ደናቁር ዋጋ ኣይትሃቦም።
@007dc7
@007dc7 2 жыл бұрын
አነ በዚ ሕቶታት ዝመጸ. ተራ እንትትውሰከሉ ኣዝየ ይስማማዕ እየ.. ተራ ሐንቲ ሓልፍነት ዘይብሎም ዋላ መራሕ መስርዕ ዘይኮኑ.. ዓቢ ጅግንነት ዝፈጸሙ ናይ ኩሎም ማለትና ኣይኮነን ናይ ውሑዳት.. At least ፍርቁ ናይ ተራ ሐንቲ ሓላፍነት ዘይነበሮም ክኸውን ኣለዎ ይብል.. ምክንያቱ ዝበዝሑ ስውኣትን ኣካለ ስንኩላን ተራ እዮም ነይሮ.. ታሪክ እውን ብተራ ዝነበሩን ስንኩላትን.. ከም ብዓል ወዲ ከረን ክግለጽ.. ደቂ ኣንስትዮ ክግለጽ ከሎ እዩ ዝያዳ ሰብ ዝሰምዕ.. ካብ. ሓለፍቲ ንላዕሊ አነ ኣዝየ እየ ዝጸልኦ.. መራሕቲ ጥራሕ ስሞም ክጥቀስ.. Yes ጀኣጋኑ እዮም.. ወዲ ሃይለ ተራ ከሎን.. ክምሽነር ሓይሊ ከሎ እዩ.. እዚ ኩሉ መውግኣት.. ዘጋጠሞ. ድፍዓት ኩሰብር.. ልዕሊ ኩሉ የድንቆ.. ገሊኡ ኦኮ አብ ኩናት ከይኣተወ እዩ ዓቢ ሓልፍነት ሑዙ..ይርድኣኒ እዩ ኩሉ ኩዋግእ ማለት ኣይኮነን እቲ ቀንዲ ምጽዋትን መውጋትን ዝኸፈሉ.. ተራ, ምራሕ ምስርዕ እዩ ኩሉ ዝብል.. ፍርቂ ታሪክ ንዕኦም ዝውክል እንተዘኮይኑ.. ታሪክ ኣይኮነን ሽም መራሕቲ በጦሎን ብርጌድ... ደረፍቲ. ጥራሕ ምጽዋዕ.. ትርጉም ኣይህበንን
@tesgaygebretnse9453
@tesgaygebretnse9453 2 жыл бұрын
B/G Tekeste Haile & antinyo enkae b selam mexakum M/G brahane gerezgiher ms B/G Tekle lbusu (wedi lbusu) kemey eyu Neru erknetom tfelto entehalika Gele belena & bzeaba wedi lbusu meas Teselifu Gele belena
@berhaneyohannes8725
@berhaneyohannes8725 2 жыл бұрын
Selam B G Tekeste Haile natey hito baza Haile garza (wedi garza) ab kartum zteketle entay aflto aleka.yekenyeley
@badre2096
@badre2096 2 жыл бұрын
14-16 መጋቢት ሰራዊት ወያነ አብ 2 ይ ወራር አብ ግንባር ጾሮና ዝተሐምሸሸሉ ስለምንታይ ይርሳዕ?
@hadishtesfay5975
@hadishtesfay5975 2 жыл бұрын
ሰላም ከመይ ቀኒኹም ? ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ፡ ታሪኽ ኣብ ምስናድ ኣበርክቶኻ ዝናኣድ እዩ፥ ኣብዛ ሓገዝ ን ህወሓት ድሕሪ 1983 ኣብ 1985 /04/ 11 ባዕከር ዝብሃል ቦታ ኣብ ሞንጎ ጎንደርን ሕሞራን ትርከብ ። ካብ ክ/ ስ 101 ሓንቲ ቦጦሎኒ ሓንቲ ሓይሊ ኣጋር ከቢድ ብረት ። ካብ ክ/ ስ 85 ሓንቲ ቦጥሎኒ ኣጋር ከቢድ ብረት ተሳቲፍና ነቲ ኣባኡ ዝነበረ ሰርዊት ደምሲስናዮ ተመሊስና እዚ ዝህበካ ዘለኹ ተወሳኺ እዩ።
@tesfalemtewolde8352
@tesfalemtewolde8352 2 жыл бұрын
Brgader general. Wedi haile jigna jihna nska tsufuf kab kulu wegen naxa ane kabaka bzuh gemahire kemaka kkewn ymne nmexaei atahasasbay kab kulu naxakkewn
@kidanekifle5155
@kidanekifle5155 2 жыл бұрын
እቲ ብዕል ጥራይ ነፈልጦ ታሪኽ ወድ ሃይለ ብኣካል ካብ ኣፉ ብምስማዕና ኣመና ፡ በሪሁልና። ኪዳነ ክፍለ እብሃል። . ኩቡር በርገደር ጀነራል ኣብ ክ,ሰራዊት 52 ስለያ መራሒ ሓይሊ ዝነበረ በረኸት በርሀ ( ጀብጀብ ) ንኣሳዋውኡ ዝምልከት ኣፍልጦ ክህልወካ በዓል ምሉእ ተሰፋ እየ። እሞ ቅሩብ መብርሂ እንትህበና በተሰብ ምዓገብና። የቀንየለይ ምሰ ኣኸብሮት
@onetow9425
@onetow9425 2 жыл бұрын
ንበረለይ ክቡር ጀነራል አምላኽ እድመን ጥዕናን ይሓብካ
Tv Sened  BG Tekeste Haile answer public questions  (Part 6)     30 April  2022
1:45:50
Tv Sened  BG Tekeste Haile answer public questions  16 April 2022
1:53:20
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 37 М.
Life hack 😂 Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:17
Leisi Crazy
Рет қаралды 81 МЛН
This mother's baby is too unreliable.
00:13
FUNNY XIAOTING 666
Рет қаралды 43 МЛН
the balloon deflated while it was flying #tiktok
00:19
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 27 МЛН
Tv Sened BG Tekeste Haile answer public questions    9 april 2022
1:24:46
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 30 М.
Tv Sened BG Tekeste Haile 1973 - 1991 Final Interview Part 53                     June 18 2022
1:32:05
Tv Sened  BG Tekeste haile The Golden interview May 21 - 2022 Part 50
1:42:56
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 52   June 12 - 2022
1:29:22
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 41 М.
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 51   May 28 - 2022
1:13:15
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 70 М.