"ውዑል ኣልጀርስ መን ኣፍሪሱዎ" ናስር ዑመር ዓሊን ሳምሶም ሰሎሙንን who broke the Algeries agreement?

  Рет қаралды 9,547

FaNus NetWork

FaNus NetWork

Күн бұрын

Пікірлер: 195
@berrimebrahtu7710
@berrimebrahtu7710 4 ай бұрын
I just watched this video today. The people of Erop were told that if the people decide to live as Ethiopians, they can do so and they will be governed by the Eritrean Government's law concerning Ethiopians. There are Ethiopians living in Eritrea and they have to renew their permits and are treated as Ethiopians. Please be fair on your criticisms.
@Massawa2002
@Massawa2002 4 ай бұрын
ደቂ ሓላል መሬት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ከምኡውን ምስ ሕዝብኹም ጠጠው ስለ ዝበልኩም ክብረት ይሃበለይ : 🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🇪🇷🌹
@SuperMobly
@SuperMobly 4 ай бұрын
ኣጆኻ ዮኤላ ጽቡቕ ስራሕ ኢኻ ትሰርሕ ዘለኻ ቀጽሎ። ናይ ትሩፋታት ናይ ቅንኢ ዉሕዉሕ ንድሕሪት ሽለል በሎ።
@zowdi810
@zowdi810 4 ай бұрын
Yes you are right samsom yes 👏 🙌 👍 you are amazing thanks my haro erterawe god bless to erterawe people 🇪🇷 🙏
@eritrea4ever1
@eritrea4ever1 4 ай бұрын
Yuel eti n Ethiopia ztewesene meriet eritrea dhri byn ghedifato wexia eya neti hzbi wn gheliu gash barka awridato gheliu kea abti kebabi hadsh aditat mesritatlom eya. Nskum wn ksab hji aflto ayxenhakum bhaki.
@mbh8883
@mbh8883 4 ай бұрын
ሸክ ዮኤል ሕቶና ናይ ዋንነት ሕቶ እዩ ። ንስካ ዒድ ስለዘብዓልካ ምስ ጎረባብትካ ሓደ ኢና መለት ኣይኮነን ኤርትራዉነት ክስራሕ ኣይክኣልን እዩ ኣይትድኸም ህግደፍ መንደፍ 30 ዓመት ፈቲኑ ግን ሓትኻ እንተ ንስካ ግን ብሕጊ ትሓታቲ ኢካ ንምዝክካር እየ
@عمر-ع3ل
@عمر-ع3ل 4 ай бұрын
قصبا عنك اريتريا اعلي
@okubaygerehans
@okubaygerehans 4 ай бұрын
​@@عمر-ع3ل🙏🙏🙏🙏🙏❤
@mesghinnatedla6766
@mesghinnatedla6766 4 ай бұрын
Jehedist groep kkkk
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 4 ай бұрын
Go Tigray
@Asmara1991
@Asmara1991 4 ай бұрын
ኣብዚ ቪድዮኻ ጂ 15 ከምኡ ከኣ ብሕልፊ ከዳዕ ድሩዕን መሰሉን ኣይትተንኩፉለይ ጸሓፈሉ።ጎረቤተይ እዩ ነይሩ። ክእሰር ከሎ ብኣካል ኣብ ኣስመራ ነይረ።ከዳዕ ወዲ ሃገር።ኣብ እዋን ውግእ ነቶም ከደዓት ከምኡ ክእክቦም ከሎ ተዓዚበዮ።
@josidaniel6771
@josidaniel6771 4 ай бұрын
Kabe Tigray tefelena aytamenane seleze Ne menenet ena nekalese zelena. We are tigriga ❤❤❤❤❤
@giorgiofasiledus2533
@giorgiofasiledus2533 4 ай бұрын
Thank you Yoel, what ever their personal opinion, it is great to have cool headed, logical and compassionate individuals like these two brothers. Unlike the mean, propagandists and totally false Tigrayan elites like Aite Ghebru and the vindictive and ever false journalist.
@kabnab8344
@kabnab8344 4 ай бұрын
“ኣነ ኣብ ዶባት፡ ሓጹር፡ ባንዴራ ኣይኣምንን እየ። ኩላትና ላቲቱድን ሎንጊቱድን ብዘየገድስ ካብ ሓንቲ ስድራቤት ምዃንና እኣምን።”
@amantesf472
@amantesf472 4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ እንታይ ዓይነት ኣታሓሳስባ ኢዩ፤ መሪት ናህና ምሕደራ ንዖኦም ይኩን ዝብል
@Sgahe-c2z
@Sgahe-c2z 4 ай бұрын
ነዞም ከም ብዓል ገብሩ አስራት ዝአመሰሉ ዝብልዎ ዘለዉ ዘሻድንዎም ዘለዉ እዞም ለክበጥበጥ ዝብሉ ብሽም ደለይቲ ፍትሒ ንሃገር አብ ሓደጋን ዋጋ ዕዳጋን ዘእትው እዮም።
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 4 ай бұрын
ዋና ባሕሪ ኣይኮንካን ትብሎለካ ኢትዮጵያ ዊ አስያስ ነቶም ኤርትራ ኒ ኢትዮጵያ ከይዶም ዘገድሶ ኣይኮነን ባይቶ ክህልውና ይግባ ቁዋም ውደም ቀዳድም ንተግብር. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ኒ ኢትዮጵያ ኒ uk ኒ አታልያ ኒ ግብጥ ኒ turiky ካሕሳ ሚስ ሓተትና. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💙💙💚💙💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💙💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@gebreted2612
@gebreted2612 4 ай бұрын
ተጋሩ ኣብ ምሕንጻጽ ጠቕሚ የብልናን ኢሎም ስለዝወሰኑ እዮም ሐሙሽተ ነጥቢ መካትዒ ፈጢሮም ንምንታይ delimitation, Arbitration and. Demarcation ዝብላ ሰለስተ ነጥበ ስምምዕ ኣለዋ እታ Arbitration እትብል ብስምምዕ ናይ ቦታን ዓድታትን ምቅይያር እተፍቅድ እያ ወያኔ ሰፊሕ መሬት ኤርትራ ወሲዶም ስለዘለው ክመልሱልና ስለ ዘይደልዩ ክትፈርስ እዮም ዝደልይዋ ናይ ኣልጀርስ ውዑል ደቂ ኤረ ኣይትህሰሱ
@kabnab8344
@kabnab8344 4 ай бұрын
“ዶባት ድኻታት ንኸይኣትዉ ዝኽልክሉ እምበር ሃብታማት ንኸይወጹ ኣይከላኸሉን እዮም።
@habtemar
@habtemar 4 ай бұрын
ንሕና ደለይቲ ፍትሒ መትከልና ክንጽር አለዎ።ምስ ሉኡላውነት ኤርትራ ዘይአምን መንግስታት ይኹኑ ፖለትካውያን ትካላት ልፍንቲ ምግባር ን ዝበዝሐ ህዝቢ ኣብ ደውታ ዐኒድዎ'ሎ።ዩኤል ከአ ነዚ ዘነጽር በመጠኑ እዛ ናይ ሎሚ መደብ ቀጽላ ኢለ ብትሕትና ይሓተካ።ንዐይ ኢትዮጵያ ስትራተጂካዊት ስግአት እያ ።ደንበ ፍትሒ እንታይ መርገጺ አለዎም፧
@kudusantesfa8146
@kudusantesfa8146 4 ай бұрын
Thanks Nasir for telling the truth.
@dehabamine2322
@dehabamine2322 4 ай бұрын
Brillant, both of you. Eritrawi menfes zibehal kemzi eyu.
@okubaygerehans
@okubaygerehans 4 ай бұрын
መርሓባ ሰብ ጥዑም ደሃይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@genygen5351
@genygen5351 4 ай бұрын
Ezi Ato Naser gn mebeya kurub zogideo koinu yseameaka. Kakatka arim kitEmen.
@Peac380
@Peac380 4 ай бұрын
Don’t draw attention away from dictatorship in Eritrea 🇪🇷 because we need to work together how to display or reveal lack of democracy for the whole world 🌍.
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 4 ай бұрын
አሰያስ ሓንቲ ኢትዮጵያ ሚስ ኤርትራ ይብከካሎ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜
@adamismail9137
@adamismail9137 4 ай бұрын
ገብሩ ኣስራት ን ህዝቢ ትግራይ ካብ " ህወሓት " ኪፈልዮ ዚበለ ኮይኑ ግን ዘይሓላፍነታዊ እዮ
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 4 ай бұрын
It was True
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 4 ай бұрын
አሞ ባሕርድ ስለምንታይ ባሕሪ ጅቡቲ ዘሓተቱ መሰል አንተልዎም. 💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵💙🌹🌹💚🌹💜🇺🇸💙🌹🌹💚💜💙🌹🌹🌹💜💙🌹🌹💜💜💜🩵🩵🇺🇸🌹💚💚💚💜💜💜🩵💜🩵🇺🇸
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 4 ай бұрын
1981 ኒ ጀብሃ ደጉልዋ ንይሩ አቶ አስያስ ሕጂውን ብሰላም ኣይፍታሕንቱ ቕድም ኣፋንዉዎ ህግደፍ ዓድና ግደፍ ወድትንባን ኣኽራንከ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜👍👍👍👍👍💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 4 ай бұрын
12 አኪራናኒት ናበይ ኪከይድ ደቲዲሊዮ መሊስ ኸማአ ኢሎ
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 4 ай бұрын
ትግደድ ክንያከ ሱማልቀ ጁቡትከ ትግደድ ማለትዩ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@asmarah3174
@asmarah3174 4 ай бұрын
እዛ ሳምሶም ብዛዕባ ሽካል ናይ ዶብ ዝበልካያስ ኣይግድን፡ ካብታ ኪሮስ ዝበላ ኣይትሓይሽንያ፡" ከምዘለዎ ይጽናሕሞ እቲ ሕዝቢ"ኢልካሞ ኪሮስ ዉን ይእተዉሞ ጽባሕ ይወጹ። ስለዝስ ? ኣነ ግን ታይ ምበልኩ እቲ ሕዝቢ ምስ ዝመረጾ ይኩን መሬትና ግን ይመለስ መሬቶም ዝተወሰነሎም ዉን ይውሰዱ።
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 4 ай бұрын
ብዛዕባ ካልእ ዘይተዛረብካስ ብዛዕባ ኣልጀርስ።
@tedgebregzi3832
@tedgebregzi3832 4 ай бұрын
Yigerem eyu
@hageraweet3070
@hageraweet3070 4 ай бұрын
Mature logical discussion, I love to hear sensible individuals discussing & presenting great points & prospectives.
@yonastsegay7340
@yonastsegay7340 4 ай бұрын
ኣምሰሉ ንኣምሰሉ ክተምስል ዉልቀመላኺ ኣይትበል ዩኤል በትኪ
@alayeesami
@alayeesami 4 ай бұрын
ሳምሶም ኩሉ ሓሳባትኻ ጽቡቅ እንድዩ ግን ልክዕ ናይ ጽልኢ እዚ ስርዓት ኣለኻ ኣብዚ ሓቂ ክትረግጽ ኣለኻ እዚ ናትኻ ኣረኣእያ ትርጉም ክህልዎ። እዚ ስርዓት ነዚ ባዓላት ይጥቀመሉ ትብል ልክዕ ኣይኮነትን ነዞም ናይ ባህሊ ዘቅርቡ ምስ ዚ ብዓል ዝማሳሰል ከቅሩቡ ኣለዎም ክትብል ኔሩኻ። ካብ ቀደም ኣቲሒዙ እዚ ዓይነት ደርፍታት ይኩን ካልእን ኣብዘይቦትኡ ዘቅርቡ መንግስቲ ዘይኮነ እዞም ናይ ባህሊ ዘቁሩቡ ስነ ጥበባውያን እዮም። ንዚኣ ኣርማ
@eyasuyonas5626
@eyasuyonas5626 4 ай бұрын
ሰላም ኤሕዋት ንሕና እቲ ቀንድ ጸገምና ኢቲ ስርዓት አብድና ዘሎ ኢዩ ::እንተ ገብሩ አሰራት ጌና ድም ህዝቢ ትግራይ ዘይጸገበ ኢዩ ምክንያቱ ብቀደመ ዝፈጸም ገበን ዝሐቶ አይተረከብን ገለ ካብ ቃላት ሐንቲ ፌሊት ንሽሕ ሃመማ :ሐንቲ ድሙ ንሽሕ አንጫዋ ;ክንድ ዝወሰደ ይዉሰድ እቲ ኩናት ክቅጽል እዩ እናበለ ዝጭሪሕ ዝነበረ እዩ :ማአሰ እዚጥራይ አቶ ስዩም መስፍን አብ ዝተሓተተሉ ንምታይ እቲህዝቢን መንግሰቲን ፈላልካ ዘይረኤ ተባሂሉ አብ ዝተሓተተሉ ጌዜ ህዝቢን መንግሰቲን ንምላዮም አጸጋሚ እዩ ኩሎም ሐደ እዮም እሉ መደምደምታ ህበምሉ ግን ኣዚይ ከምዘለዊ ኮይኑ ቀንድን ጸገምና ህግደፍ ኢዩ:: ንኩሉኩም የቀንየልና❤❤
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 4 ай бұрын
ናይሕዝቢ ኣግድሶምኑዩ ስልጣንዩ ዘገድሶ ካቢ አቶ አስያስ ጅሚርካ ኢትዮጵያ ውአዩ. 💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 4 ай бұрын
ምስቲ ህዝቢ ኣብተከባብ ብስምምዕ ርዴት አቶም ኤርትራውያን ኤርትራውያን አንተዘይኮዩኖም አቶም ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ውያን አዮም ንዘልኣለም ፍታሕ የብሉን ሚስ አቶ አሰታስላም የለን ኤርትራ ውን ኢትዮጵያ hade🩵ክትከውን ሕልሙካ 60 ኣመትጋሩ አትሕልምክኣ ሓየለሰላሴ ልኣክዎ ብቀትርዩ ሓሊሙ ድሮካ tekolifina🇺🇸አሉና. መኑፈሱ ኢትዮጵያ ኤዩ. ኣዲኡ አንጀራ ኣሰንከትን ብከዳምትያ ትናበር ክድምና ሉሙድዩ አንበተይ ገይታታይ ዩብሉ. ኒ ህዝቢ ኤርትራ ባረዩ ዝቆጥረና. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@Massawa2002
@Massawa2002 4 ай бұрын
ኣቶ ሲየ, ኣቶ ገብሩ, ኣቶ ዳዊት , ሕልሚ ናይ ዓባይ ትግራይ ንምትካል ዝምነዩ ስባት እዮም : ናይ ሓሶት ታሪኽ መማህራን እዞም ስባት እዮም : ሕዝቢ ትግራይ ባዕሉ ዓገብ ክብሎም ኣለዎም : ኤርትራዊነት ክቡር መንነት 🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷🌹
@user-id3xo1xs2v
@user-id3xo1xs2v 4 ай бұрын
ገንሩ። ኣስራት። ሑሱም። ሰብ። አዩ
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 4 ай бұрын
ውዑል ኣልጀሪስ ፈሪሱ ዘይኮነስ ውዕል ኣልጀሪስ ብግብሪ ኣብ መርየት ምትግባር መን ኢዩ ኣብዩ ኢዩ እቲ ሕቶ ክኸውን ዘለዎ :: እቲ ብናይ ክልቲኦም ፈርማ ዝተረጋገጸ ስምምዕ እቲ ዝጸደቐ ናይ ዶብ ካርታ ብUN ቁቡል ኮይኑ ስለ ዝጸደቐ ሕጂ UN ሓድሽ ናይ ዶብ ካርታ ክትሕንጸጽ ፍቓደኛ ኣይክትከውንን ኢያ :: ብስምምዕ ብምፍራም ሓንሳብ ንሓዋሩ ዝጸደቐ ናይ ዶብ ካርታ ክቕየር ኣይካኣልን ኢዩ :: ምኽንያቱ ኣብ ኤሪትራን ኢትዮጵያን ናይ ዶባት ካርታ ምቕያር እንተ ተገይሩ እተን ካሎኦት ናይ ዶብ ምስሕሓብ ዘለወን ሃገራት ውን ንዑኡ ርእየን ዶብና ዳግማይ ኣራኣእያ ይገበረሉ ኢለን ናብ ባእሲ ከምርሓ ተኽእሎ ክፈጥር ስለ ዝኽእል :: ወይ ጠንቂ ክኸውን ስለ ዝኽእል :: :
@Asmara1991
@Asmara1991 4 ай бұрын
I watched your video and found it be very interesting in exeption of two statements፤ 1.Regarding the Irob People.Please check comment written by berrimebrahtu. 2.The statement said regarding our senior hero Tegadelai፡but ɣater who wrote a disgasting letter to the evil weyane and disgraced himself.
@mesghinnatedla6766
@mesghinnatedla6766 4 ай бұрын
I agree with samson analyse cool, nasir omer try to make poletics ,what i hear from you sudan get shelter in eritrea hgdef respect for Eddie aldhe kkkk this is not big deal normale People s rights
@M.pet.
@M.pet. 4 ай бұрын
Great analysis both of you guys.
@kudusantesfa8146
@kudusantesfa8146 4 ай бұрын
Sudanayan wieletom kefilna keman aynwdon burukat eyom.
@kudusantesfa8146
@kudusantesfa8146 4 ай бұрын
Gebru Asrat merzam temen.
@user-rb1kp9wi1z
@user-rb1kp9wi1z 4 ай бұрын
ሰላም የሕዋት ከመይ ኣለኩም ናይ ገብሩ አስራት ከም ኣረስቲ ኣምትኩም ማዝራብኩም . ብታኤም የሕዝን ገብሩ ትማሊ ክሳብ ክንድ ዝወስድ ግዜ ይወስድ ኩናት ክኽሽል አዮ ዝብል ዝነበር ሰብ አዮ ገብሩ ማለት ሰላም ዘይደሊ ሓሳድ ሰብ አዩ
@idrisjabir8695
@idrisjabir8695 4 ай бұрын
Inshallah kamzarabaka yigbaralna (train Asmera to Addis brothers)
@medhanyehaile5072
@medhanyehaile5072 4 ай бұрын
Bi Eritrea amrisiwom eyuuu💯💯💯💯💯
@memhreymusgun9676
@memhreymusgun9676 4 ай бұрын
A Brave Man Yuel
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 4 ай бұрын
ሲሊሲተ ሎምሲሱት ኻባኾም ኢኒታይ ኺጺበ
@Abi-hero
@Abi-hero 4 ай бұрын
Thanks ኡስታዝ ናስር ብጣዕሚ አገዳሲት ነጥቢያ ድፍአላ። 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
@natnaelmiki6114
@natnaelmiki6114 4 ай бұрын
ሳምሶም ዝብሉኻስ ፡ ነቶም ሓደ ካብ ሕዋሓት ንላዕሊ ሕዋሓት ኮይኖም ኢካስ ንስኻ ድማ ካብ ህግደፍ ንላዕሊ ህግደፍ ምዃከኸ እንታይ ይብሃል ።
@gelilatsegay8387
@gelilatsegay8387 4 ай бұрын
ሕግደፉ አይኮነን ኾይኑ ሳምሶም ኤርትራዊዩ ኾይኑ....
@natnaelmiki6114
@natnaelmiki6114 4 ай бұрын
​​@@gelilatsegay8387ቀደም'ከ እታይ ኔሩ ? ትግራዋይ ? ምዃንሲ ሓቅኻ ኢኻ ህግደፍ ኤርትራውያን ኣይመስሉንን ።
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 4 ай бұрын
Melas said that
@gebreted2612
@gebreted2612 4 ай бұрын
You guys there are two ways to solve Eritrea Ethiopia border The Aljars deal or Italian time border colonial treaty Weyane has to accept one of them
@mesghinnatedla6766
@mesghinnatedla6766 4 ай бұрын
Who is gouvernement in Ethiopia abiy Ahmed or tplf ,i think the border solve with Ethiopia gouvernement
@A.kesete2020
@A.kesete2020 4 ай бұрын
Eway ezi naser zebehal si amakary mengesty ertra yemesel. Jebert si entay tegaru ketxelu ekum? Anchewa andel
@A.kesete2020
@A.kesete2020 4 ай бұрын
Gebha is already died
@user-ev1kg9ph1s
@user-ev1kg9ph1s 4 ай бұрын
ፍትሓዉያን ንኩን
@adamismail9137
@adamismail9137 4 ай бұрын
ኣብጠቃ " ቆልቋል ዘላ ዓጋም " ክትነቢዕ ቲነቢር ...
@kibromsolomon5613
@kibromsolomon5613 4 ай бұрын
Samsom ....bhgi zeabeye behayli eka tfetho.....Ethiopia bhgi abyom bhayli tesaerom wexyom...Weyane kea nhgi regixom 20 amet meretna gobitomo xenihom....bhayli kea texerigom nehawaru meretna hizna alena.....Slezi Shaebia n Tigray werirata slezkonet eti wuel nay Algerya ferisuyu maletu eyu Ato Gebru.....bnatu hangol felite eluyu
@abrahamkidane1771
@abrahamkidane1771 4 ай бұрын
ውዕል ኣለርስድ' አተን 50 ኣናጹን አቶም 1ሺሕ ኣፍሪሰን'ኦ/ኣፍሪሶም፡፡
@amlesomkelati4750
@amlesomkelati4750 4 ай бұрын
Samson what does it mean final and binding. Ezi tiblo zeleka qidmi kunat kikewin neriwo . Dem ms fesese gn memeretka yu
@teklitandebrhan5749
@teklitandebrhan5749 4 ай бұрын
ዶብ ን ክሕንጸጽ ከ ናይ ግድን ዕቅብ ሰላም ክህሉ ኣሎዎ ዝብል ኣብቲ ስምመ ኣሎ ድዩ
@teklitandebrhan5749
@teklitandebrhan5749 4 ай бұрын
Eritren kunu do elemom eyom zeytebahle thsu ezi meret ezi meret eritrea eu ab meret eritrea ksab zhalekum ka eritrewyan aydel eye etiopia yhsheni zbeleka mrchkum eyu etiopiawyan kokum gn abzi autqmetun ekum hmam tkonu zelekum eziom mhurat eritreawyan eku hlna zeublkum bzeaba hagerkum halyot zeyblkum bflay samsom hade qolmax eka
@Efremghebray-gc9sx
@Efremghebray-gc9sx 4 ай бұрын
Hzbie malet mengstiu lekbat tgraiy chanel
@freedomfreedom447
@freedomfreedom447 4 ай бұрын
Very good programme and educational.
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 4 ай бұрын
Amesepo
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 ай бұрын
kemY hedirkum agdefawian tekbibkum ekum bhemadawian bmeliawin
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 ай бұрын
Yual AB Sudan tehbiaka huruia mexai elka zateka wedaga eka
@natnaelmiki6114
@natnaelmiki6114 4 ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ስለምንታይ ኢኹም መበገሲ መዛረቢኹም ካብ ናይ ትግራይ ፖለቲከኛታ ዘረባ ትብገሱ ? መሊስኩም ድማ ጉዳይ ትግራይ ኣየገድሰናን ኸኣ ትብሉ ።
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 4 ай бұрын
It is their opinion , just listen to and give proper comments like an intelligent person
@natnaelmiki6114
@natnaelmiki6114 4 ай бұрын
@senaittesfazgi9707 So if you think you're intelligent, you should have respected my opinion too. Please don't look at the speck of sawdust in my eye and pay no attention to the plank in your own eye. I thank youtube for this kind comment box to react and not just be like a sheep 😀
@عمر-ع3ل
@عمر-ع3ل 4 ай бұрын
يعطيكم الف عافيه
@teddy1799
@teddy1799 4 ай бұрын
ዜግነት ዝደለይዎ ክመርጹ ምርቻ ክውሃቦ፡ ሚህደራ ግን ኣብ ናይ ኤርትራ መሬት ዘለዉ ብ ኤርትራ ክመሃደሩ ኣለዎም።
@genygen5351
@genygen5351 4 ай бұрын
Tropo hasot aysiöchiwekumin diyu?
@teferemerkebu6717
@teferemerkebu6717 4 ай бұрын
I am sure those who subscribed this KZbin are agame
@fortunaghebrezghiamenkibri4460
@fortunaghebrezghiamenkibri4460 4 ай бұрын
Sebat eadimkas baelika tiktok tigebr
@Peac380
@Peac380 4 ай бұрын
Our worst nightmare is HIGDEF, don’t draw away attention from the awful dictator in Eritrea. Our symptoms are based in reality in the following scenario where// Massive prisons, prisoners, and ongoing imprisonments, fear of being jailed, prolonged isolation from international communities, Sawa military abuses, lack of constitution, democratic institutions and parties, lack of laws, regulations and rules, absence of university education system, lack of respect for peoples rights, dignity and freedom, e t c… To be worse than North Korea 🇰🇵 is the fact that Eritrea 🇪🇷 has been under oppressive pressure for many decades.
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 4 ай бұрын
Weyane Tigria has all possibitity destoryed ä,as humans what is your answer to that,what is human to you?
@josidaniel6771
@josidaniel6771 4 ай бұрын
Yuel heji keman buruke xome aybelkayon . Ne nasir keteheguse bezaba ide and Romodan ketezareb xenehka. Amselu aytekun
@saidabdelhay9977
@saidabdelhay9977 4 ай бұрын
shup up Agame
@kalMHe
@kalMHe 4 ай бұрын
Bejaka eleka seb ab kalie alo
@josidaniel6771
@josidaniel6771 4 ай бұрын
@@saidabdelhay9977 kebela
@Adulis783
@Adulis783 4 ай бұрын
Tsere Tigrigna
@parisawi1545
@parisawi1545 4 ай бұрын
Nice work Fanu❤
@temesgengebregergshio402
@temesgengebregergshio402 4 ай бұрын
Samsom bihaki busul Mukulul zereba higawiwinet alibisika fikiri ka lili kulu deminet xubuk aykonen
@kudusgiorgis2746
@kudusgiorgis2746 4 ай бұрын
ata wedi qolAwi atehasasba eyu ezi zerebaka. aybeselkan arketi. zeykewn aytenbb eritreawiya ekum aybelen. ezi meret nay eritrea eyu "elwom"
@dawithabte2458
@dawithabte2458 4 ай бұрын
Eritrawi koinu bi Ethiopia kimegader ethiopiawi koinu dma bi Eritrea kimehader xibuk aimeslenin, eti miricha neti hizbi tewahibu eritrawi kikewin tedeliu yikixil ethiopiawi eye teylu gin nab Ethiopia keidu meret yuwehabo vice versa
@user-vr4de7pc9c
@user-vr4de7pc9c 4 ай бұрын
ሽለት!
@aleferej7014
@aleferej7014 4 ай бұрын
ሳምሶም ዲካ ሽምካ ለባም ለባም ክትጻወት ትፍቲን እሞ ግን ዓሻ ሙካንካ ኣረጋጊጽካ
@desawimengs
@desawimengs 4 ай бұрын
Xbuik srah
@anbesmebrahtom5560
@anbesmebrahtom5560 4 ай бұрын
ነንቱም ሰባት ዉዑል ማለት እንታይ ማለት ህግደፍ አፍሪስዎ እዩ ዓቃቢ ሰለም ሰለምንታይ ተሰጒጉ ኢልና ንሕተት ዳሓር እኮ ዶብ መባአሲና አይኮነን ኢሎምና ኢዮም
@user-cx4vv6gv2q
@user-cx4vv6gv2q 4 ай бұрын
Aqabi selam quinat key Helu nemeketetal eyu atyu, quinat sle zebqee kea wexiom
@samsonhaile5072
@samsonhaile5072 4 ай бұрын
መሽኳት ዓቃቢ ሰላም እንታይ ይሰርሕ ኔሩ
@bemnetsemere2158
@bemnetsemere2158 4 ай бұрын
Ente delikum tekalesu abe meda wetsika metsetse tergum yebilun baelu nay dobe shiger yebilenane eko elina merahiii adi halo enko fitahe mikilase eyu ezom kabe nekalsii abe eti sereat yekerbu::
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 ай бұрын
Tewdian din otn hohal dehen yatewa eropa zakba bogal mihtal
@edrismussa3688
@edrismussa3688 4 ай бұрын
Thank you Yoel excellent concussion,well done. Criminal Isyas Afewerki is responsible for all crimes in Eritrea.
@hakieye5649
@hakieye5649 4 ай бұрын
Gebru and Dawit are 100% right, let alone Bademe the whole Eritrea is the land of Tigray after Genocide of Tigray don't think Eritrea will stay as country You were not coming to fight Tigray by yourself but on the back fascist Ethiopian leader and and its backward Amhara militia and all Ethiopian militias including your helpers the Arab countries.
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 ай бұрын
Nhegrna bware wey bhlmi ekum tfeltwa btaemi hnti mealti aka AB nata hgr tkafilkum ay tfeltun ekum
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 ай бұрын
Eziom klte awurat tebalxti naymelhes tegbar zero zey blom amaro n30amet znebru AB hentro bhohal ,xelame amaro kulu gze zero zero
@keletaberhe7593
@keletaberhe7593 4 ай бұрын
Nasser hakegna zereba edmen tienan yihabka. Eyoeln tomasn Gina hasewti mengisti Eritrea bilibi sudanawyan yehwatna elu tekebiluwom eu kilitekum gn hasot aytiwesku mengisti eti zigebero biakatkum eyibe😅 19:09
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 4 ай бұрын
ኢሪቲራ ዒላዊ መኒጊሲቲ አሊዋ ዲዮ ናሲርጋ ኒሒኢሊናኻ ኒቢር
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 4 ай бұрын
ሒዚቢ ሚስ መሪቶ ኢዮ ሚቲኢሲሳሮ
@tesfaytesfazgy6502
@tesfaytesfazgy6502 4 ай бұрын
እዚኦም 3 ብጽልኢ ዝተመልኡ እኽብካብ ዕሱባት ጸረ ሀገር ድማ አቦይ ገብሩ አስራት ይብለለይ ። ደቂ ኢሮብ ምርጫ ተዋሂብዎም ኤርትራውያን ክኾኑ ነዚ እንተተቀቢሎም ብሕጊ ኤርትራ ይማእዘዙ። ኢትዮጵያውያን አንተመሪጾም ምርጭኦም ኢዩ። መሬትግን መሬት ኤርትራ ኢዩ
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 4 ай бұрын
ሉምስ ፋኖስ አበይ ኸይዊጢሪኾም ሐሳዊቲ ኢኮም ሰሊሲቲኾም
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 ай бұрын
Arki sebar nekae men dea arekabekum bal senfelal mihtal mtental
@habteghebre785
@habteghebre785 4 ай бұрын
Yual amselu Samson ferah zeyhakena nasir aletawi anxar Tigrinya bfxum niakum ziamn yelen tehalekti hgdef ekum fob hji giziu aykonen 2018 hgde fobna flut eyu zezarb yeblnan elom nerom bzeaba kontu ztefiu eritrawi tezarebu amselu
@qelhi7922
@qelhi7922 4 ай бұрын
ብዛዕባ ሰባት ካብትዛረብ ብዛዕባ እቶም ሰባት ዝበልዎ ጌጋ ትብሎ ንጥቢ ብነጥቢ ኣልዕልካ ዘይትዛረብ
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 ай бұрын
Anta seb sinkas nezom geltamat ymxae eziom dea AB wexai tehebiom Lali 30amet zresawa hgers bzaba hger kgelxu mmxama nskawun kbrom zey tehih eka
@Efremghebray-gc9sx
@Efremghebray-gc9sx 4 ай бұрын
Mushmushat
@ariamdawit9894
@ariamdawit9894 4 ай бұрын
ጌጋ ናይ ባዓል ገብሩ አስራት እዩ ኔሩ ሐደ አብ ሐላፍነት ዘሎ ሰብ ዘይዛረቦ ዝተዛረበ ጽሉል አዘራርባ እዩ እቲ ጌጋ ምናልባት ሐውና አብቲ ኢሳያስ ካብ ባድመ ወጻና ማለት ዝቦሎ ጌጋ ነሩ ትብሎዘለካ ዳግማይ ሕሰበሉ ምክንያቱ ኢሳያስ መሬት ኤርትራ ሙኳአኑ ስለዝፈልጥ እዩ አብቲ ስርዓት ሻዕብያ ጽልአት ተልይካ ግለጽ ነቲ ሐቂ ዝተዛረቦ አይትክሐድ ።
@ariamdawit9894
@ariamdawit9894 4 ай бұрын
ዩኤል ዝብሉካ ሐንሳብን ንሐዋሩን ናይ አልጀርስ ስምምዕ ተወዲኡ እዩ ኮፍ ኢሎም ዘይዘራረቡ ትብሎ ዘለካ አሳሳይ ናይ ወያነ ትከውን ዘለካ ኮይኑ ይስማዓኒ ምክንያቱ እቲ ጭፍራ ወያነ ትብሎ ኢካ ትደግሞ ዘለካ ናብ ሐዱሽ ኮለል አይንአቱን ሐንሳብን ንሐዋሩን ተወዲኡ እዩ አከለ ብኩሉ ተሐታቲት ጭፍራ ወያነን እተን አብቲ ውዒል ዝነበራ ወያነ ትክድመለን ዝነበራ እየን ገበን አብ ህዝቢ ኤርትራ ፈጺመን ነዚ ኩሉ ውድቀት ናይ ኤርትራ ተሐተትቲ ንዶም እዮም ። ጽቡቅ ትዛረብዎ ዘረባ እኳ እንተሃለወ ጸሪኩም ግን አይጸረኩምን ከም ኤርትራውያን ምሉእ ብሙሉእ ጸሪኩም አብ ጎኒ ህዝብኩም ጠጠው በሉ እብ መንጎ ፋሕ ይብለኩም አሎ ። ብዝዓባ አብ ኢሮብ ዝነበር ንጹር እዩኔሩ ኤርትራዊ ኢየ ትብል ኤርትራውነትካ አሚንካ ኮፍ በል አይኮነን ኢትዮጵያዊ ትብል ካአ ምርጫካ እዮም ተባሂሎም ካልእ አርእስቲ አምጺኩም ኮለል አይትበሉ ልዕሊ እቲ አብ ባይታ ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ ፍልጠት ናይቲ ዝካየድ ዘሎ የብልኩምን ።
Alat yang Membersihkan Kaki dalam Hitungan Detik 🦶🫧
00:24
Poly Holy Yow Indonesia
Рет қаралды 11 МЛН
А ВЫ ЛЮБИТЕ ШКОЛУ?? #shorts
00:20
Паша Осадчий
Рет қаралды 2,2 МЛН
When you discover a family secret
00:59
im_siowei
Рет қаралды 36 МЛН
大家都拉出了什么#小丑 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 85 МЛН
2 ገጻት ኣቢ ኣሕመድ  ንኹልናዩ ኣታሊልና
25:50
Fnan App Infotech
Рет қаралды 12 М.
Alat yang Membersihkan Kaki dalam Hitungan Detik 🦶🫧
00:24
Poly Holy Yow Indonesia
Рет қаралды 11 МЛН