No video

ልኡኽ ኣሜሪካ ማይክ ሃመርን ስግኣት ኢሰያስን

  Рет қаралды 34,954

ADMAS FORUM

ADMAS FORUM

3 ай бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @admasforum

Пікірлер: 78
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 3 ай бұрын
መርሓባ ኻልድ ነቲ ሰሚዕካ ዘይጽገብ ምሃሪ መደብካ ክሰምዕ ኣዝየ እየ ዝህነጠ ዓወት ይሃብካ መንእሰያትና ክምሃሩዎ ኣብ ስጥመትን ስምረትን ክሓብሩ እትስፎ፡ የቐንየልና ሞጎስ ይሃብካ ለባም ሓያል ብወገን ሃይማኖት ዘይትጽሎ ጅግና ኢኻሞ ደው በለልና ዓወትን ሞጎስን ይሃብካ፡ ተባረኽ።
@disieinterprise-gy7tm
@disieinterprise-gy7tm 3 ай бұрын
ኣጆኻ ካሊዲና ጸኒዒካ ጥራይ ከምዘለኻዮ ቀጽል! ውሑዳትን ክማኻ ጹንዓትን መትከል ዘለወምን ጀጋኑን ኣለው'ሞ ተጣሚርኩም ብሐባር ተጣሚርኩም ንዓ ንቀፍትኹም ጸማም አዝኒ ሂብኩም ጻማኹም ትረኽብሉ ግዜ ክመጽእ ዘ ይተርፍ 'ዩ ክብርን መጎስን ንኹሉ ደላይ ፍትሒ! አጆና🙏🏼
@GebrehiwetTesfamariam-br2fy
@GebrehiwetTesfamariam-br2fy 3 ай бұрын
ደስ ዝብል ሓሳብ እዩ mr ካልድ
@tesfamikaelteklemariam8526
@tesfamikaelteklemariam8526 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ጹቡቅ ኣገላልጻ ኻልድ ብጣዕሚ ዘድንቀካ ዚከታተለካን ሓይሊ ይሃብካ ፈጣሪ
@welde9662
@welde9662 3 ай бұрын
Thank as ussual teacher kald.
@yosiefgebreyesus9501
@yosiefgebreyesus9501 3 ай бұрын
ብጣዕሚ'የ ካባኻ ዝምሃር ካልድ የቀንየልና❤❤❤
@Abduselammahamedberhanberhe
@Abduselammahamedberhanberhe 2 ай бұрын
ፅፍፍን ምህርታውን ትንታነን thank you teacher khalid
@heidshop4103
@heidshop4103 3 ай бұрын
ከም ወትሩ ልዑል ምስጋና ንሓው መ/ም ኻልድ ዓብዱ ከይተሓለልካ ቀጽሎ። 🙏🙏🙏🙏
@shamlatsegai
@shamlatsegai 2 ай бұрын
ኣቶ ኻልድ ዓብዱ ምስ ዚ ናተይ ኣብ ኩሉ እቲ ሓሳብካ ብሓደ ኣለና። ሓደ ዩ እቲ ርድኢትና። ጥራሕ ቖጽሎ፤
@teweldeberhane6235
@teweldeberhane6235 2 ай бұрын
Well come dear brother God bless you
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 2 ай бұрын
ሰላም ንዓካ ይኩን ኩቡር ሐዉና🙏🙏
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 2 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️Amen metfeite Esayas tekun . Edele dehenet ayahabo edele KAZAFI YEHABO. Nebate na fesisu ayketerefen eu!❤️
@user-eb5tq3fh1p
@user-eb5tq3fh1p 2 ай бұрын
❤❤❤
@TesfazgiTadesse
@TesfazgiTadesse 3 ай бұрын
ፅቡቅ አሎ
@KeepGoing5355
@KeepGoing5355 2 ай бұрын
መርሓባ ካልድ❤❤
@josephjoseph9440
@josephjoseph9440 3 ай бұрын
I can hear it. You are fine
@yosiefmokenen
@yosiefmokenen 3 ай бұрын
💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚
@user-qo6tp9yj8c
@user-qo6tp9yj8c 2 ай бұрын
ማሃሪ ዝኾነ ሓሳብካን ዘይፅገብ ትንተነኻ ማራ እዩ ዝናፍቐና እሞ ንበረልና❤❤❤
@tesfalembizen9533
@tesfalembizen9533 2 ай бұрын
ፅቡቅ ኣሎ
@abrahammehreteab3651
@abrahammehreteab3651 2 ай бұрын
Berte memhr kald awetn asalton yhabka fetari
@tm.h.3262
@tm.h.3262 3 ай бұрын
ጽቡቅ አሎ
@user-mm3zy3rl2i
@user-mm3zy3rl2i 2 ай бұрын
ኣዚዩ ጹፉፍን ሩጡብን መግለጺ።
@asliruessom3573
@asliruessom3573 2 ай бұрын
ሰላም፡ናዐኻ፡ካሊዳ፡ሐዉና፡ናዓና፡ዴአ፡ዘይሕጊዙና፡ሐራ፡ዘይዉጹኡና፡ዘይቀቱሉሉና፡፡ሐደ፡ዚዒወት፡ተሳኢኑ፡፡አሚላኽ፡ሲቂሉ፡ይሪኦአሎ፡፡ሰብ፡ይጠፍእ፡አሎ😂🎉😢
@edrismussa3688
@edrismussa3688 3 ай бұрын
Well done thank you.
@faet9285
@faet9285 3 ай бұрын
መልእኽቲ ናብ ኩሉ ኣባል ብርጌድ ንሓመዱ: እዛ ናይ ኣጋንንቲ ጉጅለ ህግደፍ እዚ ኹሉ መንእሰይ ናብ ሜዳ እንተወሪዱ ሓንቲ ለይቲ'ውን ክትሓድር ከምዘይትኽእል ፈሊጣ : ከይወርድ ምእንቲ በዞም ኣራዊት ልኡኻታ ኣቢላ መጻወዲያ ኣዳልያ ኣላ:: እቲ ኣዳልያቶ ዘላ መጻወድያ ድማ ንሕና ነዞም እትልእኮም ኣራዊት ክንታሃላለኽ ገንዘብና: ሓይልናን ግዜናን ሂወትናን ክባኽን'ሞ ዝእሰር ክእሰር ዝመውት ክመውት : ብኡቢሉ እቲ መንእሰይ ናብ ሜዳ ከይወርድ ክዳኸም ኢላ ዝማሃዘቶ እኩይ
@filimongebre8553
@filimongebre8553 2 ай бұрын
እዚ ጽሉል ስርዓት ብዋጋ ህዝብና ምስ ኣመሪካን ምዕራባዊያንን ታሃላሊኹ ኣብ ዘይተደለየ ህልኽ ኣእቲዩ ክህልቆ ዝገብሮ ዘሎ ዕንደራ ዘይርድኦ ደምበ ፍትሒ የለን፡ኣይብልን፡ኢየ ኣብዛ ዓመት እዚኣን ኣብዝቅጽል ዓመትን ሰፊሕ ውግእ ክፍጥር ኢዩ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ።
@user-xr7fy4dh9i
@user-xr7fy4dh9i 3 ай бұрын
ድምጺ ኣሎ
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 3 ай бұрын
ኣሎ ድምጺ ኣሎ።
@rttr3992
@rttr3992 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@fani609
@fani609 2 ай бұрын
💙💙💙
@asmeretgebrehiwet3801
@asmeretgebrehiwet3801 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@rigatkifle342
@rigatkifle342 2 ай бұрын
Good ✅✅✅🦋🦋
@AmalMahmmed-kx3qd
@AmalMahmmed-kx3qd 2 ай бұрын
😊
@samsomasghodom7295
@samsomasghodom7295 2 ай бұрын
Sebey brieskum aytkedun ekum edabelukas heray bdes zbelekum abrunda hagerka metsaweti baedawyan ktgebra Sikielka bub aytbel
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 2 ай бұрын
Khalid hawena Edmen Teanan yehabka.❤🙏
@YosepheYehdego-cc8zw
@YosepheYehdego-cc8zw 3 ай бұрын
ERITREA politics and ETHIOPIA politics is to different subjects. ERITREA government has been engorged by America 🇺🇸 and European 🇪🇺 for long years. Because of policy. With is internal political agenda 🙄. ERITREA have his own political policy is not going to work with eroupiean and 🇺🇸 America government. First prime points is definitely democratic republican engorged in 🇪🇷. It will never happen in ERITREA 🇪🇷. Because ERITREA is not ready for it. Thanks 🇪🇷 😊
@dtkemseb8315
@dtkemseb8315 2 ай бұрын
ክብሪ ይሃበልና ኣምላኽ ሓው ካልድ ኣሽሓት ተንቅሕ ከምዘለኻ ፍሉጥ ዩ ደረጃ ንቕሓት ህዝብና ትፈልጦ ኢኻ
@gebrhiwetgebrmaskle3559
@gebrhiwetgebrmaskle3559 3 ай бұрын
تم
@Seyfeafera
@Seyfeafera 2 ай бұрын
ፅብቆኣለ
@hadishberhane2661
@hadishberhane2661 2 ай бұрын
ዝኸበርካ ክቡር ሓውና ካልድ ዓብዱ እዚ ኩነታት ከብቕዕ ውድባትና ኣብ ሓደ ክመጽኣ እቶም ዓቕሚ ዘለኩም ሰባት እንተትጽዕሩ ጽቡቕ ኔሩ
@CerheZerat
@CerheZerat 2 ай бұрын
Bravo
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 2 ай бұрын
💜💜💜💜💜💜111111💜💜💜💜💜.
@GhebreASMEROMMichael
@GhebreASMEROMMichael 2 ай бұрын
What about the election do you think Biden Will be win
@dahlakstar942
@dahlakstar942 2 ай бұрын
Tsubuk alo
@MINTWEREDE
@MINTWEREDE 2 ай бұрын
ካብ ጅማሮ ድምፂ ነይሩ እዩ
@yemaneabraha2073
@yemaneabraha2073 2 ай бұрын
Ok this time
@weditigray8621
@weditigray8621 3 ай бұрын
Tdf hinena ab ertrea kinfedi eyu last our success will be miszikin hayle wala naymanm hageza ayndelin tigraway gn hinena kinfedi ena just matter of time
@abdulibrahim5478
@abdulibrahim5478 2 ай бұрын
😂😂😂😂hasawy
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 2 ай бұрын
The TPLF GENERAL WENT TO SCHOOL AND I ETHIOPIAN UNIVERSITYS. They aren’t grafweting from SAHELE AND NAKEFA?
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 2 ай бұрын
HGDF EYOM DEMSEI ALO!😂😂😂
@weleygebremichael3162
@weleygebremichael3162 3 ай бұрын
Alo
@arayagebremeskel6661
@arayagebremeskel6661 23 күн бұрын
አንታ ከዳአ ለማኒ ትግራዋይ ሳኢብያ ትፈልታ ኢካ ጅግንነታ ንማንም ከምዘይትፈርህ አይኮነን ህጂ ብበትሪ ብጋንድየን ኢንዳተቃለሰት ከማን አይትፈርህን ኢያ ኩለን አለም ፈቲነን ማይ አሚኮም ወጺኦም ኢዮም ትፈልት ኢካ አንታ ከዳአ ቀናአ ሀሳዊ
@solomontekeste715
@solomontekeste715 3 ай бұрын
ኣየ ካልድ miss calculation እንዲያ ወትሩ ተጋግየኩም ተጋሩ ኩሉ ግዜ ብዙሕት ኢና ጎበጥናኩም ክትብሉ ኣይትርብርቡን ዲኹም ዕሰርተ ጊዜ ክደጋገም ሰነፍ ተማሃራይ ኢለካለኩ በትኪ ኸማን
@afewerkemha2894
@afewerkemha2894 2 ай бұрын
ኢሰያስ ካብ መውረርያ ኣሜሪካ ርሕቑ ኣይፈልጥን። እቲ ብዛዕባ ኣሜሪካ ዝነብሖ ንውሽጣዊ ሃልኪ ጥራሕ ኢዩ። ኢሰያስ ኣብ ምምሕዳር ፍርሒን ጎነጽን ኢዩ ዝነብር። ንጥቅሙ ክቐያየር ጸገም የብሉን። እቲ ኣዝዩ ዝፈርሖ ሰላም ናይ ከባቢ ምስ ዝረጋገጽ ካብ ስራሕ ክወጽእ ኢዩ ማለት ሞቱ ኢዩ።
@user-cc5cq4jz1h
@user-cc5cq4jz1h 2 ай бұрын
ካልድ ወድ ሽረ ጨው እግሮም ካብ ሕጅ ኢርትራ ተወልዶም ዝዐበዩ ከምዝይ ከማካን ችሮስን ተመስገን ካሕሳይን ወዘተ ናይ ሽብር ክልል ደቅ 40 ኢሳያስ ዝሃበኩም ተጋሩ ያክለኩም ብርትራዊ ምጽዋትን ምትላልን ቦታውን የብልኩምን ጸላእት ኢርትራ ህዝብኩም ትግራይ ጥንየት ሃብግ ይጠፍእ ኣሎ ዳሃዩ ግበሩ ጨው እግሮን ትግራይ
@bereketweldegebriel9926
@bereketweldegebriel9926 2 ай бұрын
ወዲ ማይ ጠላሚት
@berhanegebretatios8601
@berhanegebretatios8601 2 ай бұрын
Agame lemani
@user-pl1xj2yf3y
@user-pl1xj2yf3y 2 ай бұрын
እዚ፣ካልድ፣ዝባሃል፣ወዲ፣አንጻር፣ኤርትራን፣ኤርትራዊነትን፣ከም፣ምዃኑ፣ዝኾነ፣ኤርትራዊ፣ክፈልጥ፣አለዎ፣ምኽንያቱ፣ወዲ፣ድሙ፣እናይገድፍ፣ግብረ፣እሙ፣እዩ፣ነገሩ፣ንዓዱ፣እምበር፣ንኤረትራ፣ሐሲቡ፣አይፈልጥን፣እዩ፣አይንገራህ
@FekreWeldeslasie-cf1ig
@FekreWeldeslasie-cf1ig 2 ай бұрын
Sgat deki arba damber hzbawi gmbar segieun teteratirun ayfeltn mknyatu emnetu abebsu eyu kedae weyleka
@amanueltesfai1281
@amanueltesfai1281 3 ай бұрын
Haha nay mentaye segate mike hummer kendeye gize Tigray do aykeden Issyas segu ayfeleten just talking in social media hadami
@kidanehaddish
@kidanehaddish 2 ай бұрын
ኣመሪካ ቀዳምነት ትሰርዖ ዘላ ጉዳይ ትግራዩ ካልእ እግረ መገዳዩ። ኣብ ህንደሳ ቀርኒ ፖለቲካ ኣፍሪካ መማኸርቲን ተሰማዕትን ኣመሪካ ጌታቸውን ፃድቃንን ክኾኑ ተደሪኻላ። ናፅነት ትግራይ ዘይተርፍን ዝተረጋገፀን ኮይኑ ነገር ግን ብኸይዲ ካልእ ፅልዋ ብዘይህልዎዩ ካሊድ ሓወይ ይትረፍ ትግረይ ከምንሶማልን ኦሮሞውን ካልኦትን ዘይተርፍን ብኣዝጋምነት ከምዝትግበር ኣመሪካውያን ምሕሳብ ጀሚሮምዮም ኣይከምዎትሮን ጉዳይ ኤርትራ ንግዚኡ ንኢሳያስ ምሕብሓብ ከይመውት ከይድሕን ክግበርዩ ፋኖ ኣንፃር ትግራይ ብምኻኑ ብፍሉይ ትፀቕጠሉላ ። ጉዳይ ኤርትራ ኣመሪካ ትጥምቶ ሲሳያስ ተናሓናሒ ኣመሪካ ብምኻኑን በርቲዑ ስለዘሎን ዝለዘይኮነስ ብዛዕባ ኤርትራ እስካዕ ህዝባ በርቲዑ ብሓድነት ናብ ሕቡር ፖለቲካዊ ቅዋም ክመፅእ ዝህልዎ ንዘይተወሰነ pouse ስለዝገበርዎዩ ብሰናይ ድሌት ኣመሪካ ጥራይ ዝሐሸ መማረፂ በሲሉ ዝወፅእ ኢትዮጵያኒስት ኢሱ ይቕፅል ብሰንኪ ጥርኑፍነት ኤርትራውያንዩ። አመሪካ ናይ ኢትዮጵያ ሓድነት ኣድላይነት ከምትቀደም ትሓስቦ ዝነበረት ኣይኮነን ። ኢትዮጵያ ቀስ ብቀስ ከምዩጎዝላቭያ ክትፈላለን ብኮንፈደሬሽን ክትስራዕን ምሕሳብ ጀሚራላ
@samsonhaile5072
@samsonhaile5072 2 ай бұрын
ክክክክክ አንታ እዚ ርሙስ ትግራዋይ ክአ ሃለው ለው ክብል ግዝኡ የሕልፍ አሎ
@hailuweld
@hailuweld 2 ай бұрын
ኣንታ ደንቆሮ ሳሚኤል ቀላቲ ካድር መላዓልቲካ ኣይኮነን ካድር ምእንቲ ፍትሒን ርትዒን ሕግን ደው ዝበለ ጂግና ተቃላሳይ እዩ ከም ምዓል ንስካ ሕልና ዘይብልኩም ሃገር ምስ ሰባ እናዓነወት ትህነጽ ኣላ ትብሉ ደም ዘይብልኩም ድምሱሳት ሕልና መሳርሕቲ ሰይጣን ኣሕዋት ቃኤል ኣብ ሬሳ ትስዕስዑ ጨካናት ፍጥረት ሰብ ዘይብሎም ሰብ መሰል እንስሳ ኢኩም።
@tgeb6431
@tgeb6431 2 ай бұрын
PIA has lived half his life defeating threats and conspiracies by the people this man worships. PIA is in a much stronger position now. This man would have a little credibility if he spoke more about Eritrea and less about PIA. This obsession with PIA is boring
@josephjoseph9440
@josephjoseph9440 3 ай бұрын
It is not the best internet of Tigray to go against Eritrea siding with Abiy Ahmed. After all, Eritrean border was delimited by Italian colonizers.
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 2 ай бұрын
ሕጉደፋ ውያ አንታይ አዝን ኣሎዎም. 💜💜💜💜💜1111111💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🇺🇸🌹💙💜🩵💚🌹💙2💚💙💜🇺🇸💚🌹🌹🌹
@afewerkemha2894
@afewerkemha2894 2 ай бұрын
ኣንታ ብናይ መንነት ካርታ ትጻወት ዘሎኻ፣ መንነት ናይቲ ተምልኾ ዘሎኻ መንነት ፍለጥ! ዓጽምን ወሎዶን ዝጽብጽብ ካብቶም ድሑራት ድሑር ኢዩ። ኣብ ስደት ትነብር ዘሎኻ ብመንነትካ ዲዩ?
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 2 ай бұрын
ባንቡላታት ድዮም ጠፊኦሞም ቅልቅል ቅልቅል ዝብሉ ዘለው ብሽም ሓገዛትን ብ ነግ ፈረግ ምትእትታውን። እታ ሰጊድ ሰላም ትብለሎም ዝነበረት ጭፍራ ስ "ባ ፡ አብቂዓ እያ። ሩሑስ መበል 33 ዓመት በዓልን ቅንያት ናጽነትን !
@danlelgebre3032
@danlelgebre3032 2 ай бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ተመርኸክ ምስ አሜሪካ ምፍጣጥ አየዋጻካን ኢዩ ዘይትብል እንታይ ኮለል አበለካ?ብዙሕ ጊዜ ሰሚዔካ ንስኻ አላል ናቶም ኢኻ።ኢትዮጵያ እንተተረጋጊአ ንኤርትራ እንታይ ሸግር አለዎ ትብል?ይገርም ኢዩ።ዘዝመጸ መራሒ ሰላም ክኸልአና?ጎሪሑን ነቂሑን ኢዩ ህዝቢ ኤርትራ።
@Anti-Traitor
@Anti-Traitor 3 ай бұрын
ኣታ ካልድ ፡ 20 ዓመት ስግኣት ኢሳያስ ካብ ኣሜሪካ ክትብል እኮ ኣረብሪብካና .. ተመሊስካ እሞ ረኣዮ ቪድዮታትካ ፡ ተመሳሰልቲ ኣርእስቲ ብዙሕ ኣለካ
@heidshop4103
@heidshop4103 3 ай бұрын
ክቡር ሓው ምስምሉእ ኣኽብሮት ዓቕምኻ ፍለጥ ፈንጢሑ ንዝሰርሓካ ሰብ ኣይተቃልል ንድሕነት ሃገርካን ህዝብኻን ክትሓስብ ይምረጽ።
@EliasMengsteab-kt6fu
@EliasMengsteab-kt6fu 3 ай бұрын
እንጌራ እዝጊ ብላዕ ናይ ብሓቂ
@rustomyohannes5136
@rustomyohannes5136 3 ай бұрын
I think you right temasaseli
@hailuweld
@hailuweld 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ካልድ ሓወይ
@bereketrussom9444
@bereketrussom9444 2 ай бұрын
ኣንታ ሳሕሳሕ ሸንካ ደቅስ ።
@samuelkelati7976
@samuelkelati7976 2 ай бұрын
ስማዕ ኣንታ ዓጋመ ንስኻ ኤርትራ እንታይ ግድስካ ኢሰያስ ኢስያስ ጥራይ ክትብል 30 ዓመት እሰያስ ኢልካ ምጀመርያ ኢሰያስ እዛ ምስ ተጋሩ ዝውዕል ዘሎ ማይክ ሃመር ትብሎዘለኻ ይረፍ 30 ማይክል ሃመር እንተምጹ ከማን ዕጅብ ኣይብሎን እዩ ስለዚ ድሕሪ ሕጂ ሽም ኢስያስ ክይትልዕል ንስኻ ዓግመ ኢኽ ክ ተንቤንክ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😵🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user25645
@user25645 3 ай бұрын
ህግደፍ እዛ ሰታይት ደም ህዝቢ ኤርትራ ዓቅሊ አጽቢባ ገመድ አብ ክሳዳ አቲዋ አሎ ነዛ ናይ አጋንንቲ እክብካብን አሰሰይታን ክንፋረዶም ኢና
ህልኽን ፖሎቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃን
59:52
ADMAS FORUM
Рет қаралды 14 М.
Schoolboy - Часть 2
00:12
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 16 МЛН
If Barbie came to life! 💝
00:37
Meow-some! Reacts
Рет қаралды 47 МЛН
➊ ዋዕላ  መራሕቲ  ኣፍሪቃ  ኣብ ➻ስዑድያ ♦️10/11/2023
2:01:18
ቃልስና ክዕወት ይኽእልዶ?
59:44
ADMAS FORUM
Рет қаралды 18 М.
Schoolboy - Часть 2
00:12
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 16 МЛН