ዑስማን ዓብደልራሒም: "ደድሕሪኣ ሰዓብኩ ክስልያ ምእንቲ"

  Рет қаралды 4,522

Algena Culture & Research

Algena Culture & Research

Күн бұрын

Пікірлер: 48
@sugartem1
@sugartem1 2 ай бұрын
Wowo what a sad day for the father brother and legendary musician. May he rest in peace and Alah give him the everlasting peace ✌🏼 and Jenet Ferdoss!!!
@gezaeasgddet1767
@gezaeasgddet1767 Ай бұрын
❤ ኦኡስማን መንግስቲ ሰማይ የዋርስካ፡ ስድራ ጽንዓት ይሃብኩም።ጥበብካ ኣሎ ዘልኣለም ዘይመውት❗🌹🇪🇷
@absienice5013
@absienice5013 2 ай бұрын
ዓቢ ኮኾብ ኢዩ ወዲቁ ናይ ብሓቂ ❤❤❤❤❤ ብሰላም ዕረፍ መምህር ዑስማን
@lichan-d4e
@lichan-d4e 2 ай бұрын
RIP, indescribable pain and heartache. Our prayers and thoughts are with his family, friends and millions of fans.
@ቸንቶሚላ-CENTOMILLA
@ቸንቶሚላ-CENTOMILLA 2 ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ን ስነ ጥበበኛ ኣቦና ዑስማን ዓብደል ራሒም
@amanuelmehreteab6082
@amanuelmehreteab6082 2 ай бұрын
May his soul rest in peace. Indeed a star had follen. My condolences to his family and friends.
@mohammedsalih4995
@mohammedsalih4995 2 ай бұрын
ኣላህ የርሓሙ ንሙላእ ስድራቤት ጽንዓት ያሃብ 😢😢
@blackstone07
@blackstone07 2 ай бұрын
ኣሚን!❤
@stilljesusloveyou9644
@stilljesusloveyou9644 2 ай бұрын
ዘይምና ዘይጽገብ ሓያል ኣርቲስት ኣቦና ዑስማን ኣብደሪሒም መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንቤተሰብ ጽንዓት ይሃብ
@selamkebede2924
@selamkebede2924 2 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ክቡርን ፍትውን ስነጥበባዊ ኣቦና 😢😢😢
@benwui4321
@benwui4321 18 күн бұрын
Very well said 👏👏👏
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 2 ай бұрын
Mengeste Semayat yewares BAHAR senetebebawi❤❤❤
@AlmazTekie-kc9vm
@AlmazTekie-kc9vm 2 ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንፈትዎ ኣቦናን ነድንቖ ሰነ- ጠበኛና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@samiarai-pk7tt
@samiarai-pk7tt 2 ай бұрын
ካብቲ ዘድንቖ ክእለት ዑስማን ዓብደርሒም፡ ንዛንታ ፍቕርን ስምዒትን ኣብ ስእላዊ ድሕረ ባይታ ኣንቢሩ ህይወት ዘልብስ ምዃኑ ኢዩ። ብዙሓት ካብ ደርፍታቱ፡ ከም ሓደ ወሓለ ቀባኣይ ዝሰኣሎ ቅብኣ፡ ዓሚቕ ጦብላሕታ ዝገብር ስእለ-ኣእምሮ ዘትርፉ ኢዮም። ዑስማን ዓብደርሒም ደራፋይን ብሕብረ ቃላት ዝቐብእን ዓቢ ስነ-ጥበባዊ ኢዩ። ዝኽሩም ሞይኡን ከኣ ንወለዶታት ዝተርፍ ሓወልቲ ኮይኑ ኪቕጽል ኢዩ። ብሰላም ዕረፍ ብሃር!
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 2 ай бұрын
ነፍሲ ይምሓር ገዲም ፍቱው ዑስማን ዓብደረሒም።
@asfawaraya8498
@asfawaraya8498 2 ай бұрын
Welcome back brother lingo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesfamariamfissahaie2852
@tesfamariamfissahaie2852 2 ай бұрын
ብሓቂ ቅኑዕ ዘረባ ኣምላኽ ኣብ የማኑ የንብሮ ንዑስማን ንስራቤቱን ስድራቤት ጥበብ ኤርትራን ከኣ ጽንዓት ይሃብ።
@adamismail9137
@adamismail9137 2 ай бұрын
በይኒና ተሪፍና .... ዑስማን ዓ / ም ብሰላም ዒረፍ R I P ألف رحمة ونور عليه ! ሃይላት / ሊንጎ / ኣጆኻ .. Thank you
@EmbayeGhirmay
@EmbayeGhirmay 2 ай бұрын
Rest in peace osman abdrahim
@forceforgood4669
@forceforgood4669 2 ай бұрын
Beautiful tribute to one of a kind, a legend who will live deep in our memories. RIP
@asfawaraya8498
@asfawaraya8498 2 ай бұрын
Yes it is a very sad day for all Eritreans we lost very special person and our Hiro 😢may gods bless his soul and his family 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@BereketTesfahannes
@BereketTesfahannes 2 ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ❤❤❤❤❤
@SolomonMichael-o3w
@SolomonMichael-o3w Ай бұрын
ሊንጎ ❤
@GhidaySequar
@GhidaySequar 2 ай бұрын
R.i.P💔💔💔😭😭
@MehariNegash-oi7wj
@MehariNegash-oi7wj 2 ай бұрын
RIP 🙏
@VeleroMedia4952
@VeleroMedia4952 2 ай бұрын
መንግስተ ስማይ የዋርሶ ዑስማን ዓብደልራሒም
@EtelMehan
@EtelMehan 2 ай бұрын
R.I.P
@mhretseare8357
@mhretseare8357 Ай бұрын
Welcome❤❤❤ harbena
@ami_su
@ami_su 2 ай бұрын
💔💔
@RussomGhenregiorghis
@RussomGhenregiorghis 2 ай бұрын
RIP ኮኮብ ድምጻዊ: ወትሩ ኣብ ልብና!
@efremzekarias1955
@efremzekarias1955 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏
@hagerawitekkali4209
@hagerawitekkali4209 2 ай бұрын
ሊንጎ! ካብ 1965 ዓመተምህረት ኣቢሉ እንድሕሪ ሙዚቓ ጀሚሩ ዳርጋ 59 ወይውን ካብ 60 ገለን ዓመታት'ዩ ንላዕሊ'ዩ ተጻጻዊቱ መስለኒ።
@betisami336
@betisami336 2 ай бұрын
RIP
@tsehaineshtekle6154
@tsehaineshtekle6154 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@alemasmorom814
@alemasmorom814 2 ай бұрын
🇪🇷❤️🐫 RIP
@hewanadam4389
@hewanadam4389 2 ай бұрын
😢😢😢💔💔💔🙏🙏🙏🕯🕯🕯
@GhidaySequar
@GhidaySequar 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷👍👍🇪🇷👍♥️🇪🇷♥️
@hagerawitekkali4209
@hagerawitekkali4209 2 ай бұрын
ንመዋእል ዘይርሳዕ ዜማታትን ደርፍታትን ናይ ዑስማን ደርፍታት ንዘልአለም ክዝከር'ዩ።
@brbibl
@brbibl 2 ай бұрын
Merhaba Lingo welcome
@yemanekflom4130
@yemanekflom4130 2 ай бұрын
ሰላም ሃይለሚካኤል( ሊንጎ) ኩሉ እተቕርቦት ይከታተሎ እየ ብጣዕሚ ከኣ ይምስጡኒ። እታ እዱድ ዘመተ ድርሰትካን እቲ ውዕሎ ታሪኽ ብረታዊ ቓልሲ ቦታን ግዜ እናጠቐስካ ብምግላጽካ ዝመስጥ እዩ ሞ ቐጽሎ ኣምላኽ ይሓግዝካ ይብለካ። ሓንቲ ታባ- 10 - ( ታባ ዓስርተ ) ብደቂ ኣንስትዮ ዝተፈጸመ ጅግንነት ክግለጽ ሰሚዔ ኣለኹ ብዛዕዚ ትረኻ ክትገልጸለይ ብትሕናን ኣኽብሮትን መልስኻ ወይ ምግለጺኻ ብሃንቀውታ ይጽበ። ፍቓደኛ እንተዕንካ ተለፎንካ ክትሰደለይ ይሕብረካ። ካብ ተኸታተልኻ ዝኾንኩ - - ተቐማጢ የማነ ክፍሎም።
@kebkabb5730
@kebkabb5730 2 ай бұрын
እዛ ደድሕሪ ብሂወት ዝሓለፉ ሰራሕቲ ታሪኽ፡ ዛንታ ምስራሕ ሓንቲ ካብተን ሓንኮልቲ ኣብርእሲ ሙዃና ፡ካብታ ኣብ ልዕሊ መቃብር እትንበብ ዝተጸባበቀት ታሪኽ ሂወት ክትፈልያ ተሸግር'ያ።ሊንጎ ኸኣ እተን ቀጻሊ ትደጋግመን "ኢለዮ ኢለያ" ዝብላ ቃላት፡ቁጥብ ኣቢልካ ጀጋኑ ኣበይ ኣለዉ ብዘየገድስ ብዛዕባ ብሂወት ዘለዉ እንተተዘንቱ ክንደይ ኮን ምመቀረ።ብፍላይ ነቲ ኩሎም ናይ ታሪኽ ጸሓፍቲ ዝፈርሕዎ "ቀይሕ መስመር"ስግር ኢልካ..... ምሽ ኣለካ ንዓኻ ዶ ጠፊኡካ !!!! እዚ ተገርካ ህዝቢ ኤርትራ ከይሞትካ ከለኻ ሓወልትኻ ሰሪሑ ባዕልኻ ሪበን ብመቀዝ ቆሪጽኻ ከም ትምርቆ ምገበረ።ብዝኾነ ናይ ምዝካር ክእለትካ፡ተገዳስነትካ የድንቅ። ድፍረትካ ኸኣ ብመጠኑ ።ድፍኢት ዘይንቡር ህልው ኩነታትና ዝወለዶ 😢😢 ኣብ ውሽጥኻ ብልቢ ከይተዘንቱ ዝዓግት ገለ ዝርብሽካ ፍጻመታት ክህልው ከም ዝኽእል ርዱእ ይመስለኒ።ከም ሓቂ ታሪኽ ምዝንታው ብትካላዊ ኣሰራርሓ'ዩ ክምራሕ ዝግብኦ ምኽንያቱ ኣብ ጸጥታ ህዝብን ሃገርን ተነቃፊ ባህርይ ስለዘለዎ።ነዚ ኹሉ ብውልቅኻ፡ በይንኻ ገምጊምካ በቲ ሓደ ወገን ክትዝርዝር ምሕላን በቲ ካልእ ወገን ከኣ "ሓደገኛነቱ"ንምግምጋም እተሕልፎ ናይ ሕልና ስቃይ ይረኣየኒ።ዝኾነ ኮይኑ ዕድመን ጥዕናን ኣኻእሎን ይሃብካ።
@abrhamfishaye3103
@abrhamfishaye3103 2 ай бұрын
ከምቲ ዝብልካዮ ክነብርልና ምደለና ኔርና ።ግን ፍቃድ ኣምላኽ ኾይኑ ንሱ ግን ፍቅሪ እንዳበሌ እዮ ኣዚሙ ።እግዝኣብሄር ድማ ፍቅሪ ዝፈቱ ስለዚ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራ ቤትን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ን ኣፍቅርቲ መዙቃን ጽንዓት ይሃብ ።
@michaelghebrehiwet9851
@michaelghebrehiwet9851 2 ай бұрын
🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@TeweldeBeraki
@TeweldeBeraki 2 ай бұрын
Kokob.bkokobu.abi.kokob.emeber.mengste.semay.yewarso
@yemanetesfay0721
@yemanetesfay0721 Ай бұрын
ጠዊል ለባም ኤርትራዊ ኣጋላልጻኻ ናይቶም ለባማት ኣቦታትና ተወኺልኻ ንያና ዑስማን ብሰላም ዕረፍ ምባልኻ ሕሰም ኣይትርኸብ ይብለኻ ኸም ኹሉ ኤርትራዊ ምኽንያቱ ዑስማን ኣቦ ዜማ ስለዝኾነ ንኹሉ ኤርትራዊ ኣቦናን ኣያናን እዩ።
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 Ай бұрын
አብ ከተማ ምጽዋዕ ጥቓ ገምገም ባሕሪ ...: /ንወደባዊት ከተማና ምጽዋዕ ባጽዕ አብ ገዛና ዘለኹም ተቐማጦ ሰብ ክራይ ..( ነቶም ከይጸዋዕናዮም ሽግሮም ከይወድኡ ናባና ዘምጽእዎም ጎረቤትና ። "ስፖርት ስፖርት አነ እየ ...ኤርትራዊ "ዝመልእኽቱ ንሓድነት ዝምልከት አብ ውሽጢ ጸላኢ ኮይኑ አብ መላእ አስመራን አብ ሲነማ ኦዴንን መንእሰያትን ህዝብን ዝጎስጎሰላ አብ 1972 ? ጅግና ሊንጎ ሓሊባይ ከ አበይ ኔርካ አብ 1970s አብ ኡ ዶ ኔርካ ትኸውን ወላ አብቲ ። ብዝኾነ እታ አርእስቲ ተጠቒምካላ ዘለኻ ሓንቲ ካብተን ደርፍታቱ እንድያ ግን ከምቲ መብዛሕትኡ ፖለቲካዊ "ዝኾነ ዝ"ዓይነቱ ትሕዝትኡ እቲ መደባትካ ስለ ንሱ ኸአ ሓንቲ ካብተን ፖለቲካዊ "ዝመልእኽተን ደርፍታቱ እንተትጥቀም ሲ ግቡእ ምኾነ ብፍላይ ምስ ትሕዝቶን ዕድመ -ዕድመታትናን ዝኸይድን ኩሉ ጊዜ እዋናውን ዝኾነ ፖለቲካዊ ዜማታት ምጥቃም ረዚን መልእኽቲ አለዎ መስለኒ ። አብ አርእስታት ምጥንቃቕ ከድልይ እዩ ። ንአንበሳ ተቐዳዳማይ ቢንያም እውን ፦ ወዲ ላምካ ወዲ ላሕምኻ እኳ ይነአድ ኢልካ ዶ ኔርካ እምቧእ ፦ አንበሳ ነብሪ ዝሓሸን ዝበለጸ ናይ ቀዳሞት ቀዳማይ አስማት ከሎ ።
"ንዳዊት ዓገብ በለልና" ዝበልኩምኒ እንሆ / ኣዳላዊ ሥልጣን ከሰተ
21:30
😜 #aminkavitaminka #aminokka #аминкавитаминка
00:14
Аминка Витаминка
Рет қаралды 3 МЛН
Random Emoji Beatbox Challenge #beatbox #tiktok
00:47
BeatboxJCOP
Рет қаралды 60 МЛН
Motorbike Smashes Into Porsche! 😱
00:15
Caters Clips
Рет қаралды 23 МЛН
ሓሳዊ ነቢይ ከምዝኾነ ባዕሉ ገሊጹ። // ኣዳላዊ ሥልጣን ከሰተ
20:46
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 55 М.
መን አዩ ተሓቲቲ ብዛዕባ አቶም 19 ስውእት ተጋደልቲ? 17/09/2024
26:32
Sahel Press - ሳሕል ፕረስ
Рет қаралды 18 М.
😜 #aminkavitaminka #aminokka #аминкавитаминка
00:14
Аминка Витаминка
Рет қаралды 3 МЛН