Vodcast 08 | Habesha and Culture

  Рет қаралды 22,822

Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት

Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት

Ай бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @hbri-vodcast

Пікірлер: 190
@2688mki
@2688mki Ай бұрын
ዓወት ዲኻ ዕድሌና ዋላ ፍርቱና! ብሓቂ ብሉጻት ሰብ ሓዳር ኢኹም🎉❤❤❤
@temesgentesfay2484
@temesgentesfay2484 Ай бұрын
Awet u ta!
@OkbaghebrielGhebretinsae
@OkbaghebrielGhebretinsae Ай бұрын
Eeeeeee, nsu kea ba bel. He is truly great! Zwexo yeblun
@samiabraham92
@samiabraham92 Ай бұрын
😂 ክልቴኦም መን ይመጻ ንመን ትሞጾ ድዩ ዝባሃል ክክክክክ ምስላ እንተ ቀቲለያ ግን ይቅሬታ😂
@DrWisdomForPresident
@DrWisdomForPresident Ай бұрын
Happy 🎉Easter. Let us always remember to embrace and honor our amazing Habesha Culture. Long Live Habesha Culture and Habesha Holidays.
@tsegeredaghebre5758
@tsegeredaghebre5758 15 күн бұрын
What I love about you is, you’re so open minded, real & funny.
@merihsenaykebid
@merihsenaykebid Ай бұрын
ሆእ ❤❤❤ ርሑስ ኣውደኣመት እንቋዕ ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ ብሰላም ኣብጸሓና። ከምቲ ክርስቶስ ንሰይጣን ሓይሩ ሓራ ዘውጽኣና ነቲ ዘይጠቅም ኣተሓሳስባና ሓይርና ድማ ርእስና ሓራ ነውጽእ። ተኣምር ስልጡን ኣቀራርባ ድስ ዝብል ባህልና የቐንየልና ንፉዓት ስድራ❤❤❤❤❤❤❤
@alazarhaylemicael8192
@alazarhaylemicael8192 Ай бұрын
ዕላልኩም ግልጽነትኩም ደስ ኢዩ ዝብለኒ ።ቀጽልዎ ።ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን የብዘሓልኩም🌻😊።
@OkbaghebrielGhebretinsae
@OkbaghebrielGhebretinsae Ай бұрын
Eway ktem elalkum asey... Eti ab bahli zelekum rdiet azyu znead yu. You are so realistic in the way you reflect on the culture. What gives beauty to your conversation is the way you honestly reflect on the culture so realistically. I especially love the way Awet unearths the diverse and rich Tigrigna culture captivatingly. He has got an in-depth knowledge of the Tigrigna culture, which has been practised in the countryside for centuries, the heart and origin of the culture industry. Our culture is what defines us; what gives us our unique identity. Keep going with your exemplary work so that thousands would learn from your service. Remember, no one is ever richer than one who knows and holds their culture high. God bless you and may God bless your union with love!
@God-db9vp
@God-db9vp Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ኢኩም ብጣዕሚ ብዙሕ ቅኑዕ ነገር ተአዛሪብኩም ከምኡ ውን ብዙሕ ዝእረም ጌጋታት ኣለኩም ኣሕዋት፡ ንኣብነት ሓውና ህዝብና ቅድሚ ጥልያን ክዳን ዳርጋ ዘይፈልጥ ከምዝነበረ ጌርካ ዝገለጽካዮ ጌጋ እዩ፡ ቅድሚ ጥልያን ስልጣነ ዝነበሮ ህዝቢ እዩ ኮ ሓወይ። ደቀንስትዮ ሓጺር ዝኽደና ከኣ ብምኽንያት ዋዒ ዘይኮነ ህዝቢ ዓለም ዝሙትን ርኽሰትን ክኸውን ህይወቱ ስለዝተደለየ እዩ እቲ ዕላማ፡ ማንም ወዲ ተባዕታይ ነዊሕ ንዝተኸደነት ዘይኮነ ነታ ሓጺር ዝገበረት ንዝሙት ይምነያ፡ ንሓዳር ግን ነታ ነዊሕ ዝገበረት ይምነያ።
@fruitsarelife7073
@fruitsarelife7073 Ай бұрын
Ane zmesleni, n Igziabher gedifka, n Bahlika gedifka, kem Xaadu mkuan eyu eti agenda. Ezi kea newrin, nebsi mithatn eyu. Komu eyu kea ab European American, Imnetom n Amlak, Bahlom, kulu tefiu. Bzuhat kea Temeriom yfatatehu. Hugusat aykonun. Hiji, nhna n’om reina knmahar ygbeana. ❤❤️🌿
@jesusislord.9123
@jesusislord.9123 Ай бұрын
ዮሃንስ 1 (John) 1፤ ቃል ብመጀመርታ ነበረ፡ እቲ ቓል ድማ ኣብ ኣምላኽ ነበረ። እቲ ቓልውን ኣምላኽ ነበረ። 2፤ እዚ ብመጀመርታ ኣብ ኣምላኽ ነበረ። 3፤ ብእኡ ዅሉ ዀነ፡ ካብቲ ዝዀነ ዘበለ ድማ ብዘይ ብእኡ ዝዀነ የልቦን። 4፤ ህይወት ኣብኡ ነበረት፡ እታ ህይወት ከኣ ብርሃን ሰብ ነበረት። 5፤ ብርሃንውን ኣብ ጸልማት የብርህ፡ ጸልማት ግና ኣይሓዞን።
@GEO.16
@GEO.16 Ай бұрын
ንዕባ ሓጺር ክዳን ምምላሲ ምስ ጉሎባል ዎርኒን ኣታኣሳሲስርካዮ እዚኣ ዕባራ ምኽኒዪት ኢያ፡ ብዓልቲ ቤትካ ቅኑዕ ኣላ።
@yelenperfection5082
@yelenperfection5082 Ай бұрын
Im pretty sure its a joke...you can tell by his tone
@A.H.D908
@A.H.D908 Ай бұрын
ካብ ሰብኣያ እታ ሰበይቱ ትልብም ንቕሓቶም ግን ክልቲኦም ሓደ እዮም ከም መሳኹቲ ኣፍንጫ ወዲ ሰብ ዘይውዳደሩ ንቕሓቶም ሓደ እዩም ልቦና ግን እታ ሰበይቱ ትልብም 90%
@jesusislord.9123
@jesusislord.9123 Ай бұрын
ዘዳግም 28 (Deuteronomy) 1፤ ኪኸውን ድማ እዩ፡ ቃል እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ኣጸቢቕካ እንተ ሰማዕካ፡ እዚ ኣነ ሎሚ ዝእዝዘካ ዘሎኹ ዅሉ ትእዛዛቱ ተጠንቂቕካ እንተ ገበርካዮ፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ኣብ ልዕሊ ዅሎም ህዝብታት ምድሪ ኽብ ኬብለካ እዩ። 2፤ ቃል እግዚኣብሄር ኣምላኽካ እንተ ሰሚዕካስ፡ እዚ ዅሉ በረኸት ኪመጸካን ኪረኽበካን እዩ። 3፤ ንስኻ ኣብ ከተማ ብሩኽ ትኸውን፡ ንስኻ ኣብ መሮር ድማ ብሩኽ ትኸውን። 4፤ ፍረ ኸርስኻን ፍረ ምድርኻን ፍረ ማልካን ምውላድ ላምካን ምፍራይ ኣባጊዕካን ከኣ ብሩኽ ይኸውን። 5፤ መሶብካን መልወሲኻን ብሩኽ ይኸውን። 6፤ ንስኻ ኣብ ምእታውካ ብሩኽ ትኸውን። ንስኻ ኣብ ምውጻእካውን ብሩኽ ትኸውን። 7፤ ነቶም ዚልዐሉኻ ጸላእትኻ፡ እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ተሰዐርቲ ይገብሮም፡ ብሓንቲ መገዲ ይወጹኻ፡ ካብ ቅድሜኻ ድማ ብሾብዓተ መገዲ ይሀድሙ።
@behappy2421
@behappy2421 Ай бұрын
Hasabkum rznet hasabkum Des zebl gnn furti abahlaa bahlawi kdan tegierka mizan yegdul dyu ti hasab agelallxa tezey hamike but I totally understand what she mean and on my own perspective you are right I agree with your idea
@maezakahsay8839
@maezakahsay8839 Ай бұрын
Awet kem zrdean abti mejemerta ztezarebkmlu tekoninka video ktserh des ayblekan eyu gele elatni gele zbeleto ayhazkayan. Nsa tbl zela nmntay kuno gerka ke kumneger ktzareb aytkieln endika and kea kuno mkunan Wey mlue bahlawi kdan mgbar wun ms abyet ms tmhrti and kalie xbuk negerat kemey zeykeyd. Kemu maleta eya. And I totally agree and understand your point furt.
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 Ай бұрын
ሓበሻ ቖንጆ ይበል ማራ ዩ ዘጸብቐልኪ ፍሩቲ ሽኮር ❤❤
@eritrea2306
@eritrea2306 4 күн бұрын
Keltkum kef alkum endo sebayki gin ab kulu nefu wela waza😂
@jesusislord.9123
@jesusislord.9123 Ай бұрын
Ewa ata kisab kemu dikum dinkurna nay kal Egziabher zelekum mihurat kea tmeslu. Neti zneberekum tibeb kulu tefiris n kal amlak zeleka shelelitnet eyu. 10tiezaz bxega amlak eyu zikial i appreciate your honesty but mejemeria tbeb firhat Egziabher eyu, kal Egziabher kea hiwet eyu ndekika nezi ente agudilkalom kesirka aleka.
@tsegeredaghebre5758
@tsegeredaghebre5758 15 күн бұрын
You are so beautiful & I have much respect for the traditional outfit & your hair style. Thank you for Representing the culture. Beautiful couple ❤.
@abrahamtesfay8154
@abrahamtesfay8154 Ай бұрын
One of the best Eritrea familiy amlak msakum ykun ruhus awdeamt
@user-gs2ee8nc4m
@user-gs2ee8nc4m Ай бұрын
Zebhg fqri alekum bhaki amlak admenn tanan yhabkum
@arsemagerensea9397
@arsemagerensea9397 Ай бұрын
My favorite couples, I love u guys, and I miss u. HAPPY ESTER. I like all u thoughts, and I enjoyed it. Thank-you ❤❤❤
@user-tv4bd7vb5c
@user-tv4bd7vb5c Ай бұрын
God bless you both. Great topic.
@dehabtesfay819
@dehabtesfay819 Ай бұрын
Happy Easter! Yeah, I still remember it(muwudas).We were doing it in Asmara.
@HaileselassieTekle-yo4bs
@HaileselassieTekle-yo4bs Ай бұрын
You guys are so sweet, thanks you saved our culture.
@akberetteklehaimanot6859
@akberetteklehaimanot6859 Ай бұрын
እንቃዕ ናብ ብርሃን ትንሳኤ ኣብጸሓና ፅቡካት ስድራቤት 🎉🎉
@user-wx3jn7dt3e
@user-wx3jn7dt3e Ай бұрын
ናይ ባሓቂ ቡሉጻት መምሃራን ተምጽእዎ ሓሳብ አዕጋቢ እዩ ሕጂ ድማ እዚ አቅረብክሞ ዘለኹም ብመኽንያት አውዳአት ጽቡቅ አቃራርባ ጽቡቅ ቀጽልዎ❤❤❤
@IbelongtoJesus123
@IbelongtoJesus123 Ай бұрын
36:00 ሮሜ 3:20፤ ሕግስ ሓጢኣት እዩ ዜፍልጥ እሞ፡ ስለዚ ስጋ ዝለበሰ ዂሉ ኣብ ቅድሚኡ ብግብሪ ሕጊ ዚጸድቕ የልቦን። {ኤፌሶን 2:8-9፤ ካብ ግብሪ ኣይኰነን እሞ፡ ብእምነት ብጸጋ ኢኹም ዝደሐንኩም፡ ስለዚ ብሩካት የሕዋተይ ንክርስቶስ ብምእማና ብፀጋ ኢና ዲሒና፡ እንቃዕ ኣብፀሓና♥️♥️♥️
@user-ni3gc5du9f
@user-ni3gc5du9f Ай бұрын
መልእኽቲ ያቆብ 2,14አምነትን ግብርን ኣሕዋተይ ሓደ ሰብ አምነት ኣላትኒ እንተ በለ ምግባር ግና ካብ ዘይ ትህልዎ እንታይ ትጠቅሞ, አዛ አምነት እዚኣ ዶ ከተድሕኖ ትኽእል እያ, መልእኽቲ ያቆብ 2,17, ከምኡ ክኣ እምነት ምግባር እንተ ዘይብላስ ንርእሳ ሙውትቲ እያ, ስለዚ ሓወይ ሓፍተይ እምነት ብዘይ ግብሪ ከድሕነና ተረድና ኣሎና ከምኡ ክኣ ግብሪ ብዘይ እምነት
@IbelongtoJesus123
@IbelongtoJesus123 Ай бұрын
@@user-ni3gc5du9f ሓወይ ወይ ድማ ሓፍተይ ብመጀመርታ ግብሪ ኣየድልንዩ ኣይበልኩን ብርግፅ ፍረ መንፈስ ቁዱስ ትገብር ኢካ ግናኸ ኣነ ብግብረይ እየ ዝፀድቅ ወይ ድማ ዘልኣለማዊ ሂወት ዝረኽብ ምባል ግን ጌጋ እዩ ምክንያቱ ሕጊ ብግብርና ክንፍፅሞ ስለ ዘይከኣልና እዩ ኢየሱስ ክርስቶስ ሰብ ምኻን ዘድለየ ንሱ በይኑ ድማ ንሕጊ ፈፂሙ ልዕሊ ሕጊ ገይሩና ስለዚ እዩ ከኣ ሃ/ቁ/ ጳዉሎስ ኣብ መልእክቱ ናብ ሰብ ኤፌሶን 2:8-9፤ ሓደ እኳ ኸይምካሕሲ፡ ካብ ግብሪ ኣይኰነን እሞ፡ ብእምነት ብጸጋ ኢኹም ዝደሐንኩም፡ እዚ ኸኣ ውህበት ኣምላኽ እዩ እምበር፡ ካባኻትኩም ኣይኰነን። ዝበለ ማለት እዩ afcourse ናይ ዝፀደቅካ ግብሪ ትገብር ንክትፀድቅ ግና ኣይኮነን ማለት እዩ ።
@tesfausnkey9650
@tesfausnkey9650 Ай бұрын
❤❤❤​@@IbelongtoJesus123
@user-fm1fg8mx8y
@user-fm1fg8mx8y Ай бұрын
ደስ ዚብለ መደብ ጺቡቛይ፡የሕዋት ቀጽልዎ ፡ጺቡቕ ኣቃርባ ርሑስ ኣውደኣመት ዪግበረልኩም፡ከሙ ዊን ኣብዓድና ከሙ ነብዕለሊ ግዜ ዪሃበና ተኣኻኺብና
@DinuDinu-vb3ri
@DinuDinu-vb3ri Ай бұрын
Happy Easter Angels!❤
@hemilwzer3355
@hemilwzer3355 Ай бұрын
ሩሑስ ባዓል ትንሳኤ ይግበረልኩም ደስ ክትብሉ ተዓዲልኩም ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ጽቡቓት።
@wegahtanega3729
@wegahtanega3729 Ай бұрын
God bless you abundantly.
@dc8625
@dc8625 Ай бұрын
ደስ ትብሉ ኣግኣዜን😍🥰
@furtunahabtom3754
@furtunahabtom3754 Ай бұрын
Kem furtu yelen memhr hbreteseb eki bzhu eyu srhaka zyda ete serhkulu bzhu seb ktqyri eki Amlak ybarki ❤❤❤❤❤
@AwE1
@AwE1 29 күн бұрын
እቲ ወዲ ዕድለኛ "ዩ ለባም፣ወረጃ፥መልክዕታ ሰበይ ስለዘላቶ።
@user-wl9tw4wp8h
@user-wl9tw4wp8h Ай бұрын
የቐኔልና ኩቡራት መምሃራነይ❤ i love you forever❤
@fessahatewolde2509
@fessahatewolde2509 Ай бұрын
ሩሑስ በዓለ ትንሳኤ ንኩላትና አመንቲ ክርሰትና ንስኻትኩምከአ ብጣዕሚ ብሉጻት አብነታዉያን መጻምዲ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም
@tesfaldetokubab528
@tesfaldetokubab528 Ай бұрын
ርሑስ በዓል ፋሲካ ክቡራት የሕዋት ንዓመታ ከምዚ እዋን መደብኩም ደስ ድብል ብሓቂ❤❤❤
@inspireeritrea4274
@inspireeritrea4274 Ай бұрын
Number one couples ❤❤
@luwameseyas1119
@luwameseyas1119 Ай бұрын
Ab Kampala temirty zwediu kemey tkbalnt alewo ab Europe please tgdeskium medeb serhulna
@luwameseyas1119
@luwameseyas1119 Ай бұрын
You are the best guys keep doing welldone
@lisacobalt8174
@lisacobalt8174 Ай бұрын
Awet your introduction and conclusion is excellent.yes culture is changeable we have to follow the good and useful culture.we can show our old culture when there is exhibition .
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast Ай бұрын
Well said
@user-xe4fs1mb4u
@user-xe4fs1mb4u Ай бұрын
ደስ ትብሉ ኣምላኽ ናብራኹም ይባርኸልኩም ሓሳብኩም ሃናጺ እዩ ቀጽልዎ
@wedigere1549
@wedigere1549 Ай бұрын
ጽቡቓት እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም
@abelfutsum5317
@abelfutsum5317 Ай бұрын
ደስ ዝብል ዕላል እዩ። ከምኡ ውን ተኽታታሊ ናይዚ ቻነል እየ ግን ከም ናተይ ርኢቶ ሓደ ኣርእስቲ ኮይኑ ዝተፋላለየ ኣረኣእያ ሒዝኩም መጺኹም ኣብ መወዳእታ ሓሳብኩም ኣፍሲስኩም ኣብ ሓደ መስመር ከም እትመጹ እንተትገብሩ ደስ ምበለኒ ምኽንያቱ ካብ ዝተፈላለየ ኣረኣእያ ወይ ርድኢት ብዙሕ ክንምሃር ምኽኣልና ይብል። ግን መብዛሕትኡ ተቅርብዎ ኣርእስቲ ከምዚ ምጉት ዘይብሉ ኮይኑ ማለት እቲ ትዛረብዎስ ሓደ ዓይነት ኮይኑ።
@yelenperfection5082
@yelenperfection5082 Ай бұрын
Love love love the thumbnail ❤
@selinateklesion9398
@selinateklesion9398 Ай бұрын
Shikorinatat Amlak ybarkum brukat ekum
@timnitbrhane2905
@timnitbrhane2905 Ай бұрын
Happy easter beautiful couples stay blessed.
@mnasiesemere5840
@mnasiesemere5840 Ай бұрын
Happy EASTER beautiful couples stay blessed
@arregaygebrekidan2790
@arregaygebrekidan2790 Ай бұрын
ርሑስ በዓል ፋሲካ ይግበረልኩም ❤❤❤❤
@teamemehari1015
@teamemehari1015 Ай бұрын
ሩሑስ ኣዉዳእመት ይግበረልኩም ፊሪቱና ከኣ ማዕሪግኪ መጽኪ ከም ኣደታትኪ ቀጽልዮ
@efremyemane6445
@efremyemane6445 Ай бұрын
Xbukat family enkae abxhakum bzterefe btaemi xbukn meharin medebat u zelekum kexliwo❤❤❤
@aronamlosom9530
@aronamlosom9530 Ай бұрын
በየን ተፈጢርኩም ወደይ ንስኹም ሓቁ ሓቁ ዱብ ተብልዎ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ❤ እምበር ደቂ ዓድና ተሰሚዖምኹም ኣየሕግዩኹምን እዮም ብዘለፋ😁
@user-nu6id7lj3p
@user-nu6id7lj3p Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@jesusislord.9123
@jesusislord.9123 Ай бұрын
ሉቃስ 11 (Luke) 28፤ ንሱ ግና፥ ብጹኣንሲ እቶም ንቓል ኣምላኽ ዚሰምዕዎን ዚሕልውዎን ደኣ እዮም፡ በላ።
@yemanetadyos2965
@yemanetadyos2965 Ай бұрын
ሰላም ሰላም ኩቡራት ስድራ ሩሑስ ኣውዳኣመት ይግበረልና !! ብትገብሩዎ ኩሉ መደባት ኩም ብጣዕሚ ደስ ድብል እዩ ከማኹም የብዛሓልና ቀጽሉዎ!!! ኣብታ ኣካዳድናና ካብ መግዛእቲ ጥልያን ዝተወርሰ እዩ ዝበልካዮ ካብ ኦሪታዊ ዝመጸ ኣካዳድና ጻዕዳ ክዳን እዩ ዝብሃል
@abrahamteklemichael8730
@abrahamteklemichael8730 Ай бұрын
Flawless couples, i really appreciate you guys
@user-pm8td3eo5r
@user-pm8td3eo5r Ай бұрын
Aseyyy xbukatn buluxatn seb hadar kfetwekum anes still newih kelo conversation kum gn yhaxreni so keep it up fetari msakum ykun ruhus awdeamet
@user-fl9wq7cm2w
@user-fl9wq7cm2w Ай бұрын
መደባትኩም ንኩሉ ስለዝሓውስ ይፈትዎ ፧ ይከተለኩዎ እየ። ንፉዓት ኢኹም ቀጽሉሉ። ሓውኹም ካብ ትግራይ! ርሑስ በዓል ፋሲጋ!
@angosomdaniel1163
@angosomdaniel1163 Ай бұрын
Amazing
@yowalove2200
@yowalove2200 Ай бұрын
Des teblu xebukat rhus awdamet❤❤❤
@Adoniram1032
@Adoniram1032 Ай бұрын
Happy ester awet and frtuna best techers ❤
@AbrhamGezae
@AbrhamGezae Ай бұрын
Happy Easter beteseb des behalti bhaki ❤
@trhasdebesay9744
@trhasdebesay9744 Ай бұрын
Kulu negrekum des yebel❤❤
@berekethabtom
@berekethabtom Ай бұрын
Selam awet and furutuna❤❤❤❤❤❤
@lasksegid8926
@lasksegid8926 Ай бұрын
እዛ መርዓት ክትጽብቕ 😁 ያ ርሑስ ባዓል ትንሳኤ 🌷🌷🌷🙏
@FilmonTekie-hz3qg
@FilmonTekie-hz3qg Ай бұрын
Mqurat ftret, i wish you end less love 💕😘, mara des tblu ❤hadarkum, agolgulotkum ybarik amlak.
@kuflomhaile8277
@kuflomhaile8277 Ай бұрын
ጽቡቅ መደብ ብሓቂ ደስ ትብሉ
@banatewelde8603
@banatewelde8603 Ай бұрын
እንቋዕ ደሓን መጻኹም ጽቡቃት❤Happy Easter
@helenberve7802
@helenberve7802 Ай бұрын
Love you both ❤❤❤❤
@lilyacolom5039
@lilyacolom5039 Ай бұрын
🏆 with Habesha coffee ☕️ isn’t traditional 😉 with all respect I don’t like alcohol to see our kids. Thank you beautiful couples❤
@elianaafeworki1765
@elianaafeworki1765 Ай бұрын
Beautiful couple happy Easter
@peaceundlove3045
@peaceundlove3045 Ай бұрын
ዓወት ኣብዛ ናይ ባኒ ተወዲቃ ኣልዒልካ ኣብ ላዕሊ ተቀምጣ ኣብ ዓድና ጥመት ስለ ዝነበረ ኢልካ ብጣዕሚ ጌጋ ተዛሪብካ ዘይትፈልጦ ተኾንካ ኣይትዛረብ ።እቲ መልሱ ባኒ ወዲቁ ተሳሊምካ ተልዕላ እግዚአብሔር እንጀራና ክቅጽለልና ።ኣብ ሊብያ መግቢ ኣብቲ ኣነ ዝነበርክሉ ግዜ መግቢ ሕሱርን ከምድሌትካ ትበልዕን ሊቢያዉያን ባኒ ወዲቁ ብፍጹም ኣይደልዩን ግን ኣብ ዓዶም ጽጋብ እዩ ስእነት የለን ።ንኣብነት ኣብ ኤሮፖ ጥመት የለን ግን ኣነ ምግቢ ክወድቅ ወይ ክድርበ ኣይደልን የ ።ቁሩብ ወይ በተዓባብያኻ Negative ኣለካ ብዛዕባ ኤርትራ ተላዒሉ ኩሉ ግዜ የስተዉዕለልካ ከተማሓይሾ ይግበኣካ ይመስለካ ። ቅድሚ ሕጂ ዉን ዝበልካዮ ሱዳን ኩናት ኮይኑ ስለዚ ንኤርትራ ዝኣቱ የለን ኤርትራ ጠምያ ኣላ ኢልካ።ክትብሎ ዝግበኣካ መጀመሪያ ንሱዳናዉያን ሰላም ይፍጠረሎም ዓዶም ይግበኣካ ። ናትና ድሕሪእዩ ቀጺሉ ሱዳን ኩናት ኮይኑ ገንዘብ ተለካ ተደሊኻ ብኣየር ካርጎ ተደሊኻ ብባሕሪ ብመራኽብ ከምዚ ዓለም ለኻዊ ንግዲ ከምተእቱ ፍለጥ ።ደሓር ከኣ ንኣድጊ ዘይከበዶ ንመጽዓን ከቦዶ ትገብሮ ኣለኻ። እዚ ኩሉ ንብረት ንስድራና ንልእኾ በዞም ካርጎ ዝልእኩ ኤርትራዉያን ንኤርትራ ናብ ወደብ ባጽዕ እዩ ዝኣቱ ።ቅድሚ ምዝራብካ ምስትዉዓል
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast Ай бұрын
ሰላም ክቡር ሓው 1. ብዛዕባ ናይ ባኒ ምውዳቕ ፡ ኣብ ኤውሮጳን ሊብያን ኤርትራን ጥራይ ስለምንታይ ኮይኑ ዝብል ሕቶ ክንምልስ ግቡእ ኮይኑ ይስመዓኒ። ኣብዞም ሰለስተ ቦታታት ታሪኻዊ ዝኾነ ስእነት ኣሎ ፡ ሊብያ'ኳ ዝበቁል መሬት ዘይብላ ሃገር እያ ፡ ደሓር ሃብቲሞም ካብ ጥሜት ወጽዮም እዮም ብርግጽ ግን መዓስ? 50 ዓመት ከማን ኣይገብርን ፡ ኤውሮጳውያን ከኣ ናይ ኣሽሓት ታሪኾም ታሪኽ ስእነትን ጥሜትን እዩ። መቸም ኣብቲ ጥሜት ዘይብሉ ኣከባቢታት ናይ ጥሜት ባህሊ ኣይርከብን እዩ። ደጊምካ መርምሮ! 2. ኣተዓባብያይ negative ወይ positive ጥራይ ዝርኢ ኣይኮነን ፡ ንነገር ከም ዘለዎ ዘርኢ እዩ። ምናልባት ንስኻ ድማ ከምዝርእዮ ዘለኹ ኣተዓባብያኻ positive ዘርኢ ጥራይ እዩ ዝመስል። ኣነ ብውልቀይ ስድራይ ብጣዕሚ ተሸጊሮም ኣለዉ ብሰንኪ እዚ ኩነታት። ብዛዕባ ዚ ኣርእስቲ ብ ቐጥታ ምስ መም. ዓወት ክትዘራረብ ይዕድመካ። ብ WhatsApp ጽሓፈልና።
@peaceundlove3045
@peaceundlove3045 Ай бұрын
@@Hbri-vodcast ነቲ ኣነ ዝበልክዎ ብዛዕባ ባኒ ናብ ካልእ ኣይተዝሮ ንባኒ ኣልዒልካ ትሳለሞ ተቀምጦ ናይ ብዙሕ ህዝቢ ዓለም ከም ባህሊ ኣሎ በብእመነቶም ኣምላኽ ከይቁጥዖም ደኣም በር ጥመት ስለ ዘለዎም ኣይኮነን እዚ ዓወት ክፈልጦ ኣለዎ ዝተዛረቦ ጌጋ ።ገለ ብእምነቱ ገለ ድማ ካብ ባህሊ ዝመጸ እዩ ። ድፍን ኣቢልካ ጥመት ዘብል የብሉን ጥመት ኣብዘይብሉ ዝነብሩ ዉን ባኒ ኣይድርብዩን ዮም ።
@peaceundlove3045
@peaceundlove3045 Ай бұрын
ብዝኾነ ዓወት እዚ ዝጸሓፍኩልካ ሰሚዐ ሱቅ ኢለ ክሓልፍ ስለ ዘይከኣልኩ እምበር ብዝኾነ መለኪዒታት ተቃዊመካ ወይ ምኽንያታት ኣይ ኮንኩን ግን ታይ ዝብልዎ ምስላ ኣሎ ( ብላዕ ስተ ከም የሕዋት ተሓሳሰብ ከምጋና ) እዚ መለት መደብኩም ኣዝየ የ ዝከታተሎን ዝፈትዎን ግን ኣብ ዘይሰማማዓሉ ወይ ጌጋ ተሪኤሱቅ ኢለ ሓለፈ ኣይፈልጥን የ ።ሰብ ስለ ዝኾና ክንመሃሃር ኣለና ኣነ ተተጋጌ ትእርመኒ ንስኻ ተተጋጊኻ ድማ ክንእርመካ ጽቡቅ እዩ። ብዙኾነ ኣነ ኣብ ብዙሓት ኤርትራውያን youtuber ዝሰርሕዎ ዘይኮነ እንተ ርኤ ብፍጹም ሓሊፈ ኣይፈልጥን ብዙሓት ዉን ብ comment ምጽሓፍ ዝፈለጡኒ ዝጽሕፉለይ ብዙሓት በጃኻ ኣይትጽሓፈልና እንዳፈለጥና ኢና ንሰርሖ እቲ ተኸታታሊ ከምዚ ስለ ዝፈቱ ዝበሉኒ ብዙሓት ። ርሑስ በዓል ፋሲጋ ይግበረልኩም ❤❤❤🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@shewitsgem8495
@shewitsgem8495 Ай бұрын
​@@peaceundlove3045 arku haqi endu emo tmeat alon fereqan hzbi eritrea 70 % tmeat alewo zwedeqe mlalna ka amsilka bereket eilomna enber tmeat eu ab gibabo zneberet mewedaeta enjera ktbela wesidkaya agatami entewediqa gdn eika ktbela mknyatu amaratsi yeblkan slezi awet haqu alo ab ketema kolay bani wediqa enterekibka ab zkone tiseqla emo mknyatu abgodena zhadru welahnti megbi zeyblom slezelewu nsom enterekebwa emo mangeli ykonom bmbal ! Ab mewedaita kem rieto seb Chanel nezi komment nhbekum bzuh melsi aythabwo ahtsr abilkum hasabka nekbrelka eilkum hlefwo hto entekoynu ka bwshti rkebena mbal tsbuq ymesleni enber melsi ktmelales abzi komment mqnay eu::
@wowo9142
@wowo9142 Ай бұрын
Happy Easter
@luwamfkrichanel3525
@luwamfkrichanel3525 Ай бұрын
Rhus awdeamet xbukatey .temexiwo mededeb btami xbuq ykeatatlekum eye .gn kab bzaeba bahlna kab tezarebkum si kitzarebi keleki nbeal betki edl mhab malet keywedie ab mengo mengo mtaw bezihu .wela da fltet yhalweki ember kulu gze kizareb edl thbo xbuk koynu ysmeani balki tkelfyon twdeyon aleki ......Nana nteazebi kea kabu eyu dijimr eti tmhrti .kalie enty kiwexekum kem kistay aythsebwa .
@danhaile8603
@danhaile8603 Ай бұрын
ናበይ ድኣ ከይዱኪ ናይ ኣዴታትኪ ጀበና?
@user-pf8sb7vb6o
@user-pf8sb7vb6o Ай бұрын
Xbuk medeb enqa absehana amlak
@telaabay1856
@telaabay1856 Ай бұрын
ኩብራት ኣሕዋት ኢቲ ዘተኩም ጽብቅ ኢዩ። ዓወት ግን ኣብ ባህሊዘለካ ኣፍልጦ ምዕባይ ከድሊየካ ኢዩ።
@angishaestifanos3217
@angishaestifanos3217 Ай бұрын
Bizey kelalem tsbuk agalaltsa nice beka miknyatu tslwakum teredikum tinkake kitgebrlu yegbae nay mewedata hasabatka smart miknyatu akadadnana tsbuk u lomi gin tirehen dametsa datekelkela kes bikes kinlemdo ina malet u ko so eti bahli natna kibret alewo niketslo kemti zibelo kea neti godelo kea nikeyro so zereba abzihe mesleni ruhus awdamat kea neakum ❤❤❤❤❤❤
@meazahabte5639
@meazahabte5639 Ай бұрын
Eway azekirikini ezom 1990 ziteweledna mewedaeta wolodo akiberti bahlom ina neyra❤❤
@user-tv4bd7vb5c
@user-tv4bd7vb5c Ай бұрын
Lovely family❤❤❤
@adhanetzerehannes6937
@adhanetzerehannes6937 Ай бұрын
Beautiful couple!!!! Jebna gen Aygidan
@Dieudo531
@Dieudo531 Ай бұрын
እንቋዕ ናብ ትንሳኤ ብርሃን ኣብጸሓኩም🎉🎉🎉 😊😊😊
@furtunahabtom3754
@furtunahabtom3754 Ай бұрын
Awetno ntka jignnet ab frutu anxebrqu ala Thank you ❤❤
@Fache.
@Fache. Ай бұрын
Happy Easter ❤
@merihtesfay8931
@merihtesfay8931 Ай бұрын
I love this couples መጻምድቲ ኮይንኩም ምምጻእኩም ጥራሕ ደኣ ኢሉኒ፡
@brhaneteklhaimanot297
@brhaneteklhaimanot297 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ Vrey nice family
@alazarhaylemicael8192
@alazarhaylemicael8192 Ай бұрын
ሩሑስ ኣውደኣመት ኩቡራት ኣሕዋተይ😊🌻
@alemyacob1407
@alemyacob1407 Ай бұрын
You guys are so sweet 🎉🎉🎉🎉🎉 rhus awdamet❤❤❤❤
@MinsginaSyum
@MinsginaSyum Ай бұрын
ንስኺ ንፍዕቲ ርሑስ ብዓል ፋሲካ❤❤❤
@luwameseyas1119
@luwameseyas1119 Ай бұрын
Burukat bejakum kolu ketmhrr ab Kampala kemey eu serhulnaa kab uk eye please
@user-eh7sj6lj4p
@user-eh7sj6lj4p Ай бұрын
ሩሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልኩም ❤❤❤❤❤
@tgmedia12
@tgmedia12 Ай бұрын
ርሑስ ኣውደኣመት ምቁራት ከማኩም ሓሳብ ዘለዎን ደስ ዝብለንን ኣብዚ ማስ ሜድያ የለን
@ABIPRODAUCTION
@ABIPRODAUCTION Ай бұрын
Rhus awudeamet ❤❤ ygberelku ygberelna
@user-qv2gx1ix2k
@user-qv2gx1ix2k Ай бұрын
ኪፍ አለኩም ❤
@meleakekibrom3480
@meleakekibrom3480 Ай бұрын
እዛ ባኒ ወዲቑ ምስ ጸንሓካ ኣልዒልካ ኣብ ልጉስ ቦታ ተቐምጦ ዝበልካያስ ጥምየት ስለዘሎ ወይ ስእነት ዘይኮነስ ነቲ ክብሪ ናይቲ እኽሊ ንምግላጽ ይመስለኒ ግብጻውያን እንተኾኑ ውን ልዕሌና የንጸባርቕዋ ነዚኣ ከም ባህሊ ናይ ዓዶም።ኒዕመት ኣላህ ዩ ይብሉኻ (ውህበት ኣምላኽ ወይ ጸጋ ኣምላኽ) ዩ ከም ምባል ዩ። thank you
@Nebyat564
@Nebyat564 Ай бұрын
Aseyyy desss ktblu❤
@marthatuccu4907
@marthatuccu4907 Ай бұрын
@user-gx1vd8pe5r
@user-gx1vd8pe5r Ай бұрын
ሰላም ኣብ ዘለኹሞ ኩቡራት መማህራን ዓዊታ and ፉርቲ ፡ ብምቕጻል ኣነኮ ኣብ ዓዲቐይሕ ከለኹም የ ዝፈልጠኩም ፡ ሓደ መዓልቲ ካብ መደብኩም ክሳተፍን ደስ ይብለኒ ኔሩ ትሰርሕዎ ዝነበኩም ማለትዩ ኮይኑ ግን ኣይጠዓመን ፡ ሕጂ ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ግን ፡ ተመኩሮኹም ከተካፍሉ ምምጻእኩም ካብ መጠን ንላዕሊ ሓጎሰይ ይገልጽ ፡ ከም ኡ ዉን ንነፍሲ ወከፍ መደብኩም ብዘይ ምስልቻው እየ ዝርእዮ ፡ ሓደ ሓደ ግዜስ ይስልሶ የ ክክክ፡ በይነይ ኣብ ዝኾነሉ ንዕኡ የ ዝርኢ ፡ ዋላ ይደገም ኣይስልችወንን ዩ ፡ ብዝኾነ ናብ ሓሳበይ ክኣቱ ፡ ምናልባት ብዛዕባ ADHD መጽናዕቲ ዝገበርኩሞ እንተሎ ከተካፍሉኒ (ና) ብዝያዳ ንሕብረተሰብና ከኣ ኣፍልጦ ምኾነ ፡ ምኽንያቱ ኣገዳሲ ኮይኑ ረኺበዮ ፡ ንስኹም ከተቕርብዎ ግን ደስ ይብለኒ ፡ ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩን ብሩኽ ናይ ኣውዳመት ቅነ ፡ እዛ ናይ ኣውዳመት መድብኩም ሞ ደስ ዚብል መደብ ኔሩ ፡ ምስጋናይ ወሰን የብሉን ፡ የቐንየለን ።
@MulubrhaneAtenaw-ox3sl
@MulubrhaneAtenaw-ox3sl Ай бұрын
😂wow buruk des ylal melkam bale
@yossiefmer733
@yossiefmer733 Ай бұрын
ክቡራት የሕዋተይ ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልኩም ከምዚ ናትኩም ሓዳርን ፍቅርን ተመኔ ግን ሙኻን ኣቢኒ 🤔
@ablelommeles8062
@ablelommeles8062 Ай бұрын
ርሑስ በዓል ትንሳኤ
Vodcast 09 | ፍቕሪ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ!
50:07
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 18 М.
Vodcast | መልክዕን መለኪዒታቱን
1:01:20
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 55 М.
We Got Expelled From Scholl After This...
00:10
Jojo Sim
Рет қаралды 57 МЛН
A pack of chips with a surprise 🤣😍❤️ #demariki
00:14
Demariki
Рет қаралды 47 МЛН
⬅️🤔➡️
00:31
Celine Dept
Рет қаралды 43 МЛН
Personal Growth 22 | ሰለስተ ዓይነት ሰባትን ኣጠማምትኦም ንዓወትን!
25:59
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 28 М.
Life Purpose
32:25
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 23 М.
Vodcast 05 | መጻምድቲ ዲና መናብርቲ?
1:08:22
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 48 М.
Cute ❤️🍭🤣💕
0:10
Koray Zeynep
Рет қаралды 16 МЛН
elim yara olduğunda benim haller #shorts
0:16
Mert Sarı
Рет қаралды 23 МЛН
УСТРОЙСТВО ДЛЯ АВТОВЫГУЛА СОБАК🐶
0:20
MEXANIK_CHANNEL
Рет қаралды 4,1 МЛН