VOE-Naz Yemane (09-June-2024 show)፡ ዝርርብ ምስ ሓርበኛ ከማል ኢብራሂም conversation with veteran Kamal Ibrahim.

  Рет қаралды 5,971

Yohannes Tseggay Berhe

Yohannes Tseggay Berhe

Күн бұрын

Пікірлер: 24
@Tesfa325
@Tesfa325 6 ай бұрын
ጀጋኑና ጀብሀ እስከ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩ እቲ መስተንክር ዝኾነ ቅያኹም ክንዛተየሉ thank you Naz, kamal and Hdray. Thank you our hero’s.
@badre2096
@badre2096 5 ай бұрын
ቖይቂ ዝገዳፍናሎም የብልናን 😌ስደትና አክእሉና
@amana.m4183
@amana.m4183 6 ай бұрын
ጀ ኣብረሃለይ ክፍለ ኣቲ ዝነበሮ ኢዩ ተዛሪቡ ተወዲኡ፡ እስካትኩም ግን ን ኣብረሃለይ ዝረከብኩም መሲልኩም ን ታሪክ ህዝቢ ተባለኣሽዎ ኣለኩም ፡ ጀማል ኣይፈልጦን ኢዩ እንዳበልካ ብ ዛዕባ ዘይፈልጦ ትሓቶ ፡ እሞ ንዓይ ከኣ ሕተተኒ ኣይፈልጦን ኢየ ኣይነበርክኑ ቅንጥብጣብ ዝሰማዕክዎ ክምልስ ፡ድሓር ገደም ተጋዳላይ ትብሉ ፡ ካብ ዝተጋደምክሉ ኣብ ስደት ዘሕልፍክሞ ይበዝሕ ፡ ስለዚ ብ ገዳይም ስደተኛታት ኣርምዎ
@dawitabraham8637
@dawitabraham8637 3 ай бұрын
Hige abrahaley nemean eyu zeserhe neyeru ansar jebha E.L.F yeserhe neyeru sebat yeketel entea neyeru Jebha entaye koyenome gedefeomo
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330 6 ай бұрын
Abrahaley kindi zister YIGTER 😢
@EyobGhebreziabhier
@EyobGhebreziabhier 6 ай бұрын
- ድምጺ (አድመጸ) sound in English - ድሀይ (አድሀየ) voice in English - A conversation with ሐንቲ ወግዒ (አውግዐ) ምስ አብ ቲግሪይና - veteran ቨተራን, ገዲም
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 6 ай бұрын
ኣብ ጀብሃ ኣብ ጉብጥሽ ተሓቢኦም ግዚእም ዘሕለፉ ጀጋኑ ሓርበኛታት ርሑቕ ዓዲ መሐሰዊ😂
@alula763
@alula763 5 ай бұрын
እቲ ውድብ ተሓኤ ሪኡ ተመልኪቱ ኣብ ሕጊ ኣቅሪቡ ኣሲርዎ ኢዩ ንኣብርሃለይ ተፈጸመ። ። ። ። ስራሕ ዝሰኣነት ፈላሲት ቆቢዓ ትሰፊ ይብሃል ። ወዲ ገብሩ ዘዘማ ኣላ ( ኣነ ዝገርመኒ ኣይተማሂርና ጀጋኑ ይመስለና ኣብ ወጻኢ ዘለና ) 😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮
@AronKahsay-p1m
@AronKahsay-p1m 6 ай бұрын
ኣየ ገዳይም ስደተኛታት ኣይሓፍሩን ዪም ኮ
@eriascari8355
@eriascari8355 5 ай бұрын
HASEWTI JEBHA 😂😂😂 HADEMTI ABREHLEY KEFLE IS HERO ERITREAN......WERE DID ALL JEBHA FIGHTERS GO AFTER 1981??? WHAT DID YOU DO FOR ERITREA?? NOTHING HASEWTI NOW YOU WORKING WITH AGAME
@ghebrehiwetwoldetinsae1643
@ghebrehiwetwoldetinsae1643 6 ай бұрын
እንታይ ንምምጽእ ስለ ዝተድልየ እዩ ዝፈልጥ ዝይፈልጥ ብዝዕባ ክቡር ስዉእን ብዛዕባ ሓርበኛ ነጻነት ክዉን ዝገብረ ንህይወቱ ዝይብቀቀ ዕድሜኩም ኣብ ስደት ዝበለየ ትፈልጥዎ ዘይብልኩም ጫቁጭቁ ትብሉ ጉዳይ ዋናታቱ ኣለውዎ ። ኳሓልቲ ተመሲልካ መንቆርቲ
@hailemichaelmekonnen417
@hailemichaelmekonnen417 4 ай бұрын
እዚ ዝበሃል ዘሎ ሕቶ ንመርሕነት ተሓኤ እዩ ዝምልከት። መርሕነት ተሓኤ ክሳዕ ኣኻባር ሕጊ ከም ዝነበረን ብጠበቓታት ከይተረፈ ምኽልካልን ናይ እግባይ መሰልን ኔሩ ክብሃል ጸኒሑ። ስለዚ ሓላፍነት ንተሓኤ መርሕነት እዩ ዝምልከት። ንምንታይ ከዋድር (ካድራት) ጀብሃ ኣብቲ እዋኑ ዘይሓተትሉን። እዚ ጽውጽውይ ግምታት እዩ። እቶም ከም ኣብርሃ ሓድጉን ሰዓብቱን፡ ብዓል ጀጋኑ ዑመርን ሱባን ሰዓብቱን ካልኦትን ብዘይ ሰብ ኣዊ ብጭካነ ዝመልኦ ዝተቐትሉ ኣይዝረበሉን። ናይ መርሕነት ተሓኤ ጉድለታት እዩ ኔሩ። ብጉዳይ ምብራቕ ዘጋጥም እዩ። ጉድለታት መሳራያታት ብሕልፊ ኣብ ሸጓጉጥ ኣብ ተሓኤ ዝነበረ እዩ። ንኽትቀትሎ ዝደለኻ ብሕልፊ ንመሳርትኻ ኣጸቢቕካ ንእትፈልጦ ዝኣትዎን ዝወጸሉን እትፈልጦ ብኻልእ ብዘይ ጥርጠረሉ ኣገባብ ጌርካ ክቕተል ይከኣል እዩ። ከም ጀጋኑ ብዙሕ ቅያታት ዝገበረ ፈዳይን ዓብዱ ሱሌማን ዝተቐትሉ ብፍርዲ ዝተዘርበሉ የለን። እዚ ብማዕዶ ክሲ ብጀኻ ንሓድነትና ዝፈታትን ቃል እዩ ናዝ የማነ ዘመሓላልፎ ዘሎ። ኣነ ድሒረ ስለ ዝሰማዕክዎ እየ ድሒረ ር ኢቶይ ከፍሥስ ዝገደደኒ። እዚ ክ ኣ ኣብ'ዚ ግዜ እዚ ፍረ ዝመጽእ ኣይኮነን። ንስድራ-ቤት ጀግና ስዉእ ፍጹም እውን ብጀካ ጽልእን ቅርሕትን እንተዘይ ኮይኑ ካልእ ዕግበት ወይ ካሕሳ ዝከሓስሉ ዘሎ ኣይመስለንን። ንጀግና ጀነራል ኣብርሃለይ እውን ከሲስካ እተረኻኽበሉ ጉዳይ የለን። ካልእ ብዙሕ ጉዳይ ኣሎ ንኽንዛረበሉ ዝግባእ። ኣብ ካልእ ኣድማዒ ንሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ዘስምር ፍረ ዝህብን ኣርእስትታት ኣልዒልካ ምዝርራብ ምበለጸ።
@hadishanan695
@hadishanan695 6 ай бұрын
abrhaly kefele is the kilar kemal ibrhime the teru ispicar men
@asmeromembaye9652
@asmeromembaye9652 5 ай бұрын
Gemal feximka tuhsu aloka B/G Abrhaley 3 month tasire binay D fustsum naxa ka tebhle. Huruy 9 month binay mengustu baryu tasire kulu mermer tegru dehar ab gubaie merhnet temruxu melake tekle guday Abrhale entay eyu mis belo kisab lomi duyu tasiru zelo bi Ashkalal melsilu Slzi melake Gega yeblu Abrhale gega yeblu.
@asmeromembaye9652
@asmeromembaye9652 5 ай бұрын
Ata kindey thusuwu leke Jebha haka ya fah fah kitbil elfi gahfate ekum nerkom etom nay libi tekalsti gin 1983 neti nay bihaki hara ni hizbom kewxu temlsom ariyomna ka natsnet hizom atyom niskum tay ekum hji k kitgebru Abrhaly tarik serhu ziatewe jigna bi fixem kemakum hasewtin hasdatin yelen
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330 6 ай бұрын
Welcome Kemal 💙🌿💙🌿💙🌿🙏🙏💙🌿💙🌿💙🌿
@AronKahsay-p1m
@AronKahsay-p1m 5 ай бұрын
ኣታ ወድ ሸርሙጣ ዓካር ንመልኣከ ተኽለ መናዴኻ ቀቲልዎ እስከ ተዛረብ ደቂ ሸራሙጥ ብዛዕብኡ ደኣ ደይትዛረብ
@tsegaihedru
@tsegaihedru 6 ай бұрын
ዘሕፍር ከምዚ ዘረባ ከተቆምጡዑ ግዜኹም ከተሕልፉ
@abduyassin
@abduyassin 6 ай бұрын
Where you like it or not, history should be told, as is. It's a treasure for the coming generations. Be it Kamal or Abrahalay, they are from the selfless golden generation.
@Seeker_1970
@Seeker_1970 6 ай бұрын
😎 Naz የማነ አብእዚ እስኻ እተቕርቦም መደባት ብቐፃሊ ኢኻ ብዛዕባ ሰውራ ኤርትራ ጀብሃ ሻዕብያ አብኡ ዝቃለሱ ዝነበሩ ተጋደልቲ ዝተኻየደ ዝተፈፀመ ወዘተ እንዳበልካ ክትዛረብ እንከለኻ ይገርመኒ ምኽንያቱ ንስለምንታይ ? AT LEAST ኩሎም አብ ሰውራ ኤርትራ ዝነበሩ ዝተቓለሱ ተቓሊሶም ሰንኪሎም ተሰዊኦም ኤርትራውያን ብነፃ ብሰላም ብስርዓት ብሕጊ ንኽነብሩ ኢሎም እዮም ሂወቶም ሐሊፉ ክንብል ይግባእ እንተዘይኮይኑ ብሐፈሻ ጀብሃ ሻዕብያ ካልኦትን ግን ህዝቢ ኤርትራ ባርያ ንኽኸውን ንኽእሰር ንኽቕተል ንኽስደድ ንኽርሸን ንኽፀንት ተባሂሉ እዮም ጀብሃ ሻዕብያ ዝብል ስም ተጠቒሞም ንኸንቱ ዝነብሩ ኔሮም እዞም ገበነኛታት ጀብሃን ሻዕብያን ስለዚ ዝኾነ አነ አብሰውራ ኤርትራ ኔረ እየ ዝብል እስኻ/ኺ ንህዝቢ ኤርትራ ንኸተጥፍእ ንኸተፅንት ኢልካ ኢኻ ትቃለስ ኔርካ እምበር ካልእ አይኮነን 👍ምኽንያቱ ህዝቢ ኤርትራ አብ ትሕቲ ሀይለስላሴ መንግስቱ ሀይለማርያም ዝበለፀ ዝጠዓመ ሂወታት እዩ ኔርዎ ስጋዕ እዞም እንስሳታት ናይ ሳሕል ሻዕብያ ዝመፅዎ ብዝተረፈ ሰውራ ኤርትራ ዝብሃል ቀታሊ ሐራዲ አፅናቲ MOST CRIMENALS ናይ ዓለምና ስለዝኾነ አብቲ ሰውራ ናይ ገበነኛታት ዝነበርኩም ንስለምንታይ ኢኹም ትቃለሱ ኔርኩም እትፈልጡ ስለዘይነበርኩም ንባዕልኹም ባርያታት ኮይንኩም ኮንኩም ንብምሉኡ ህዝቢ ኤርትራ ንኽፀንት ኢኹም ንብላሽ ትቃለሱ ኔርኩም ሰውራ ኤርትራ ናይ ሸፋቱ ዘይኮነስ 👍 ናይ ቀተልቲ ሐረድቲ ዓመፅቲ ሰውራ እንስሳታት እዩ ኔሩ STILL NOW አሎ
@asmeromembaye9652
@asmeromembaye9652 5 ай бұрын
43 amet ab hasot kurb hifer zeytblu
@tesfaldettesfamariam8310
@tesfaldettesfamariam8310 6 ай бұрын
ኣታእንታይ ገበረኩ እዚ ህዝቢ ዕድሚኩም ምሉእ ብሓሶት ከትርታልልዎ ሕጅስ በዚሑ ቅድም እቲ ኣብራሃለይ ዝበሎ ብግቡእ ስምዕዎ እምኒ ህሪማቶ ኣይበለን ጥይት እምኒ ሃሪማ እያ ኣንደልሂጻ ተመሊሳቶ ወይ ብግቡእ ሳምዕዎ ወይ ኣይትዛረቡ
@Tesfa325
@Tesfa325 6 ай бұрын
ሱቅ ኢልካ አቲ ሐቀኛ ታሪኽ ስምዓዮ ስለዚዩ ኸአ ህዝቢ ኤርትራ አብ ደልሀመት ሰፊሩ ዘሎ😂😂😂
@hailewolde1816
@hailewolde1816 5 ай бұрын
ጀብሃ ብኣኽረርቲ ኣስላም ዝተመስረተት ቄናን ( ንኹሉ ሕብረተሰብ ብማዕረ ዘይትውክል ) ውድብ ኮይና እያ ተበጊሳ ። ኣብ ሰብዓታት ጽገናዊ ለውጢ ክትገብር እኳ ፈተነ ተገይሩ እንተነበረ ውጽኢት ስለዘይነበሮ ግን ብ1981ዓ/ም ናይ ታሪኽ ጎሓፍ ኮይና ።
УДИВИЛ ВСЕХ СВОИМ УХОДОМ!😳 #shorts
00:49
路飞做的坏事被拆穿了 #路飞#海贼王
00:41
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 25 МЛН
Tv Sened Eritra  Interview BG Tekeste Haile   12 December 2020     Part 12
1:08:07
Naz hosts 4th Interview with Yitbarek Gebretensae
2:03:53
Negash Haile
Рет қаралды 17 М.
Eritrea Naz Yemane programme Silla Tekle EPLF underground member Asmara.
1:45:19