VOICE OF ASSENNA: ATV ካብ ማሕበራዊ መራኸቢታት - ርእይቶን ተቓውሞን ኤርትራዊት ኣልማዝ በየነ ካብ ስዊዝ - 1ይ ክፋል

  Рет қаралды 37,904

ASSENNA

5 жыл бұрын

SUBSCRIBE TO ATV - Assenna sat TV: kzbin.info/www/bejne/ZqrFhH6tirt2nsk

Пікірлер: 358
@maetebtesfamariam4072
@maetebtesfamariam4072 5 жыл бұрын
ATV ንህዝቢ ኤርትራ ቁዋም እንታይ ምኳኑ ሰፊሕ ጊዜ መዲብኩም ክተረድእዎ ካብ ልቢ እላወበኩም ።
@taogland5813
@taogland5813 5 жыл бұрын
You're absolutely right and wise Assena should teach through satellite TV our eritrean people who follows about what constitution is and its fundamental principles in eritrea and for eritrea! I think we should post more comments under our Activists eritrean brothers to give more focus to it!we all will rise up
@peacejusticeforall6806
@peacejusticeforall6806 5 жыл бұрын
@@taogland5813 Right 👍👍
@letinak4559
@letinak4559 5 жыл бұрын
Hgdef kem tiasru dia nfelt, ab higi keykereb yihakik
@efremberhane422
@efremberhane422 5 жыл бұрын
Wela ane
@efrem7433
@efrem7433 5 жыл бұрын
አማኔኤል ኢያሱ በርትዕ አጆኻ መደብ ተለቪጅን አስና ህዝቢ ኤርትራ ብምሉኡ ብጽሞና ይካታተላ አሎ ተወሳኺ እዞም አብ ስደት ተሓቢኦም ሕሉፍት ሀገራውያን ዝመስሉ ብደም ንጹሃን ብማእሰርቲ ጀጋኑ ዝላገጹ ዘለው ምዛ አልማዝ ጽባሕ ዘሕትት ኢዪ።
@peacejusticeforall6806
@peacejusticeforall6806 5 жыл бұрын
ደናቑር አዮም ካብ ከብዶም ንላዕሊ አይሓስቡን እዮም። ምብላዕን ምስዕሳዕን ጥራይ
@samimoha2027
@samimoha2027 5 жыл бұрын
Tv assena riekaya do ele hatiteyo nihawey kirekiba aykealen ?
@hermonhaile4042
@hermonhaile4042 5 жыл бұрын
ወዲ ሴሌ ኣይትሓሱ እቲ ሓቂ ጠፊኡካ ኣይኮነን ,,ግን ንስኻን ወዲ ከማኽን ንሓቂ ረጊጾም ኣንጻር ሕልንኦም ዝጉዓዙ ሰባት ሰላም ህዝቢ ትዘረጉ ዘለኹም
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 5 жыл бұрын
😍👍👍
@tuemzghibeyene5725
@tuemzghibeyene5725 5 жыл бұрын
ኣንታ እዞም ደገፍቲ ኢና ዝብሉስ ቅቅቅቅቅ ብኮብዶም እዯም ዝሓስቡ ዱሁላት ዝብልዎን ዝገብርዎን ዘይፈልጡ ቁዋም መይቱ ኢሉዎም ከሎስ ኣሎ ይብሉ ደቃሉ 🤦‍♂️
@tsegezeababreham4607
@tsegezeababreham4607 5 жыл бұрын
Tuemzghi Beyene lol absolutely
@maetebtesfamariam4072
@maetebtesfamariam4072 5 жыл бұрын
ዝቐተለ ፥ ዝሰረቀ ይእሰር ማለት ቁዋም / ሕገ መንግስቲ / ኣሎ ማለት ኣይኮነን ። ሕገ መንግስቲ ንናይ ኩሉ ዜጋ ፖለቲካውን ቁጠባውን ፥ መሰልን ሓላፍነትን ውሕስነት ዘረጋግፅ ማለት 'ዩ ። ውላ ናይቲ ቀታልን ሰራቅን ሰብ ፥ ከይዲ ፍርድን አተሓሕዝኡን ውሕስና ዘረጋግፅ ማለት 'ዩ ። ሓውኩም ካብ ትግራይ
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
ቕዋም ማለት እዚ ትብሎ ዘለካ ምኻኑ ምኣሰይ ጠፈእዎም ኮነ ኢሎም ንምድንጋር ዘገብርዎ ዘለዉ አዮም. እንተ ዳኣናይ ብሐቂ ኤርትርውያን ኮይኖም አዞም ሰባት ሙሁራት ኤርትርውይን አቶም ጃግኑ ኣቦታትና ኣብ ትሕቲ መሬት ዘለውን ዘነደፍዎ ዝጻሐፍዎ ቅዋም ኣብ 97 ኣብ መጻ ሐፍ አሎ....ሰለዚ ነቲ ዘየንቦቦ ንምድንጋር እዩ ዕላሞኦም thankyou for sharing
@bahtagrmay1313
@bahtagrmay1313 5 жыл бұрын
ኣማኒኤል በርትዕ ኣጆኻ።
@entertainment-yf7je
@entertainment-yf7je 5 жыл бұрын
ኣንታ ቁሩብ ዘይ ሓፍር ኢዩ ዝወዲ ሰልየ ዝብልዎ በጃኹም ትፈልጥዎ ሰባት እንተ ሊኹም ኣጋልጽዎ ፉሉጥ ኢዩ ሓደ ሰራቂ ኢዩ ዝኸዉን ምኽንያቱ ንሸፋቱ ህግደፍ ዝድግፍ ሽፍታ ጥራይ ኢዩ
@samislove6896
@samislove6896 5 жыл бұрын
Lebu teafinu endyu zelo belbu zeykone meschknay
@hagerjeganu4324
@hagerjeganu4324 5 жыл бұрын
አልማዝ አንበሳ! ደግፍቲ ህግደፍ አብ አየናይ ዓለም እዮም ዝነብሩ ዘለው: አብ ኤርትራ ቅዋም አሎ ምባሎም ትርጉም ቅዋም ስለዘይፈልጥዎ እዬም: ናይ ብሐቂ እዮም ዝሕዝኑ:መሳኺን!
@ibrahimmahmoud1755
@ibrahimmahmoud1755 5 жыл бұрын
ኣልማዝ ዝሃብክዮ መልሲ ሓቂ እዩ ህዝቢ ኤርትራ ብኹሉ ዓቅሙ ነዚ ዝበልክዮ መትከላዊ ዕላማዩ ተቃሊሱ ዶባ ዝተፈልጠ ሃገር ክውንን ብቅዋም ዘመሓድር መንግስቲ ክህልዎ ሓጋጊ ኣካል ህዝባዊ ባይቶ ከቅውም እዩ ተቃሊሱ።ህ.ግ- ዓፋኝ ጓድ እዩ ኤርትራ ቁማር ኢልዋ እዚ መንነቱ ዘይፍለጥ ሓንሳብ ተምቤን ሓንሳብ ጎንደሬ ኣብ ቤት ፍርድ-ዓለም ከይቀርብ ሂወቱ ከድሕን ኤርትራና ብምልእታ ክሽጣ ይሻባሸብ ኣሎ ስዋኣ ዝጠዓመላ ኮማሪት ይመስል ኣብፈቀዱ ኢትዮጵያ ባራ ዝደመቀላ ባሪስታ ኮይኑ ኤርትራ ናይ በይኑ ጌርዋ ፍሽኽሽኽ የብዝሕ ኣሎ።ዝተደጎለ ሓዊ ዝጠፍኤ ይመስል ንግዜኡ እምበር ክቡንቆስ እዩ እዩ።ንሕና ኤርትራውያን ዘንጊዕና ኢና ዘዕበኻዮ ከልቢ ኣይንከስካ
@yenaszekariaskosaterewedis5310
@yenaszekariaskosaterewedis5310 5 жыл бұрын
ሽፍታ ደኣ ስራሕ ሰብኣይ እንድዩ ኣብ ጫካ ምስ ተመነ ገባብል ምስ ንፋስን ቁርን ኣስሓይታን ዝነብር ኣብ ኩርካሕ ዝድቅስ ኣቁጽልቲ ዝምገብ ብሓይሉ ዝነብር ብናይ ገዛእ ርእሱ መምርሒ ንሂወቱ ዘማሓድር እዚ እዩ ጅግና ወይ ሽፍታ ዝብሃል።
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
@@ibrahimmahmoud1755 Haki behaki dekisna ember grem gerna
@samisamawi7956
@samisamawi7956 5 жыл бұрын
ኤሪትራ ቁዋም ኣለዋ ኢሉሲ ዝሰርቀ ይእሰር ዝሓሰወ ይእሰር ይእሰር ይእሰር ጥራይ በጽሑዋ እዚ ኣያ ትርጉማ ቁዋም ኣፍሪሑዎ ድዩ ብዛዕባ ብረዘደንታዊ ምርጫ ስልጣን ንህዝቢ ምርካብ ምዝራብ
@ibrahimmahmoud1755
@ibrahimmahmoud1755 5 жыл бұрын
እዞም ሕጂ ዘለው ኣባላት ህግደፍ -ቅዋም እንታይ ምዃኑ ኣይፈልጡን እዮም ።ሓቀኛ ትርጉሙ ክንገልጽ ንግደድ። ቅዋም ማለት ዝለዓለ ናይ ሃገር ሕጊ ማለት እዩ ።/conistution ብዓረብ ዲስቱር/ልክዕ ከም frame ናይ ስእሊ- ቅዋም እዚ ዝስዕብ ይገልጽ 1ዶባ መሬታ ባሕራ ስማያ ዝሓቆፈቶም ህዝቢ የጠቃልል-2 ቅርጻ መንግስቲ ወይድማ ኣስከሪየን ኣብ 3 ይኽፈል ሀ- ሓጋጊ ኣካል/ባይቶ ፓርላማ/ ለ- ፈጻሚ ኣካል/excutive body/ፕረዚደንት ወይ ፕራይም ሚኒስተር ይመርሖ ሐ - ኣብያተ-ፍርዲ 3ቲኡ ኣካላት ብቅዋም ዝተዋሃቦም ነናቶም ስልጣንን ሃይልን ኣለዎም ። ብኻልእ ዓይነትውን ይግለጽ እዩ ልዕለ-ቅርጻ ትሕተ-ቅርጻ። ልዕሊ ቅርጻ መንግስቲ ኣምሓዳሪ ትሕቲ ቅርጻ ድማ ህዝቢ መሬት ባሕሪ ቀላይ ማዕድን ዶባት ኮታ ኩሉ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝርከብ።
@therealchamps6111
@therealchamps6111 5 жыл бұрын
ኣንቲ ጽብቕቲ ፍጥረት እዞም ትረኪቢዮም ዘለኪ ብዙሕ ባህ ኣይበሉኒን በጃኺ reject በሊዮም
@onelove8213
@onelove8213 5 жыл бұрын
Anbesit eleki aleku Almaz haftey.jgna Eritrawit nay behaki.
@samisamawi7956
@samisamawi7956 5 жыл бұрын
ሓብተይ ትርጉም ቁዋም ብልክዕ ኣይፈለጡዎን ኣለዉ ኣይበሰሉን ኣለው ብሃውሪዮም ድዛረቡ ዘለዉ
@samislove6896
@samislove6896 5 жыл бұрын
Nay behqi nezom eti qwam memehrom yehayesch
@onedayathome6342
@onedayathome6342 5 жыл бұрын
ኣብዚ ምዕቡል ዘመን ከምዚ ዝሓስብ መንእሰይ ክትሰምዕ ከለኻ ኣዝዩ ዘሕዝንዩ።
@ibrahimmahmoud1755
@ibrahimmahmoud1755 5 жыл бұрын
እንደራሴ እሰያስ ብቀደሙ ናይ እትዮጵያ ጠቅሚዩ ዝሰርሕ ነይሩ ብህጊ እንዳባ ዝካየድ ጥዑም ኣስማት ኣውራጃታትና ሓንሳብ ደቡብ ስሜን ይብለን ሓንሳብ ናይ ታርጋ መካይን ቁጽሪ ይህበን ምስዚ ኩሉ ከኣ ወዲኣባት ኣይኮነን ኣውራጃ የብሉን home-work ናቱ ይሰርሕ ነይሩ ።ኤጀንት ናይ ሃይል ስላሴ እዩ ነይሩ ሓንሳብ ሓንሳብ ሰኺሩ ይሞልቆ ነይሩ ።እዛ ኣነ ዘምጻእኽዋ ነጻነት ክትርእያ ኽን ይብል ነይሩ ህዝብና ብመግዛእትታት ጣልያን እንግሊዝ ኢትዮጵያ ደኺሙ ነጻነት ከኣ ሃሪፉ ስለዝነበረ ንናይ እሳያስ ተግባር ዘንጊዕዎ።እሰያስ ወዲ መሳፍንቲ እዩ ካብ ሓወብኡ ጀሚርካ ኩሎም እንደራሴታት ኢትዮጵያ እዮም።
@teklezghitemelso3814
@teklezghitemelso3814 5 жыл бұрын
ቀጽልዮ ጂግና ኤርትራዊ ሓፍትና እንጌራ ዓለም ብልዒ ሓቀኛ ኤርተራዊ ኢኺ አብሽርኪ አብሽርኪ
@loveyoueritrea2627
@loveyoueritrea2627 5 жыл бұрын
እንቓዕ ብሰላም መጻእኩም ኣሰና!ሓፍትና ክኣ እንቓዕ ካብ ሓሶትን ምትላልን ሽርሕታትን ርጉማት ዘርኢ ህግደፍ ተገላገልኪ ሕጂ ምሉእ ጥዕና ክትረኽቢ ኢኺ ኣጆኺ ኣብ ጎንኺ ኢና።
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
ቅቅቅ ዑሱባት ህግደፍ ከምቲ ዘገብርዎ ድዛርብዎ እውን ኣይፋልጡን አዮም ብዓሉ ውልቀ መላኪ ቅዋም ሞይቱ እዩ ሓድሽ ቅዋም ከንደፍ እዩ ኢሉ ክነሱ ከመይ ኢሎም እዩም ቅዋም ኣሎ ዝብሉና ዘለው. ትእንፈር ኣይትንፈር ጠል እያ
@merihmerih7432
@merihmerih7432 5 жыл бұрын
Eri sweet germki do anes germani bealo kowam yelen meyto elwem bealo eti serat
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
@@merihmerih7432 ገሪሙኒስ ንገራማይ ሂበዮ... ደንቕርና ድዩ ዋላስ ንሳቶም እውን ደቂ ተንብየን እዩም ኾነ ኢሎም ን ጽይቂ እዩም ኾሙእ ዘገብሩ ዘልዉ?
@freweinitewelde7575
@freweinitewelde7575 5 жыл бұрын
Ha hahahaha higdef kemza zibelkia tinfer aytnfer Tel eya ziblu eyom
@yoyyaher2652
@yoyyaher2652 5 жыл бұрын
Eri sweet Betami eyu zgermka nay HGDF usubat
@nisarjaan2896
@nisarjaan2896 5 жыл бұрын
ኣልማዝ ሓፍተይ መጀመርያ ኣይትሕረቒ እዞም ደገፍቲ እንዳፈለጡ ከሀውትቱኺ እዬም። ኤርትራ ቅዋም እያ እንታይ ዓይነት ዘረባ እዩ
@tedrosgebre9275
@tedrosgebre9275 5 жыл бұрын
ቁሩብ ሕልና ዘይብሎም። እንበር ዶ ከ ኤርትራውያን ኢዮም ? ከይሓፈሩ ኣብ ኤርትራ ቅዋም ኣሎ ይብሎ ? እዚኦም ኣዝማድ ሓለፍቲ ህግድፍ ኢዮም። ተረባሕቲ ናይቲ ስርዓት ኢዮም።
@freedomfreedom447
@freedomfreedom447 5 жыл бұрын
If you believe Eritrea good go live there.
@Teklino249
@Teklino249 5 жыл бұрын
ጀጋኑ ኣሰና
@user-ho6wg6hr6h
@user-ho6wg6hr6h 5 жыл бұрын
Jigna amanuel eyasu
@user-gf5uu4cn8p
@user-gf5uu4cn8p 5 жыл бұрын
ነዞም ጸበብቲ ርእሲ ደገፍቲ ወዲ መድህን በራድ
@RahelTeka45
@RahelTeka45 5 жыл бұрын
ጅግና ከማኪ ይብዝሑ ፡ህግደፍ ደናቁር
@tesfuhat.407
@tesfuhat.407 5 жыл бұрын
እታ ከመይ ዝበሉዎ ድንቆሩ ኢዩ በጃኻ ሕክምና ኪድ
@MZ-wx7nl
@MZ-wx7nl 5 жыл бұрын
ክክክክክክክክክ ኣቱም ሰባት ኢዚኦም ደኣ ሰባት ዘይኮኑ ባንብላት ኢንበር ወላ ሃንቲ ኣፍሊቶ ዘይብሎም ብሃይሊትራህ ኢዋይ ብሃኪ አንበርከ አሪትራዊያን ዲዮም ኩልና ክን ኢሰር ዝግባና ነሩ ኢሉ አዋይ ብሃኪ ኢንታይኢና ንስሚኣለና ደሃን ቀሪብና ኣጆኪ ኣልማዝ
@natsanetberhe2369
@natsanetberhe2369 5 жыл бұрын
kulnahafnbel anxarmlki Ane ayaminin eye kemzyom zmeselu sebat mhlawom
@abrhaleytekle2827
@abrhaleytekle2827 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዓባይ ሰብ ኣልማዝ በየነ፡ ዝተራኣየክን ሓቅን ምዝራብኪ እቲ ቁኑዕ ሰብ ምሳኺ ኣሎ ኣጆኺ ጋል ህዝቢ ፡ ከማኺ እዮም ዘድልይዎ ነዚ ህዝብና።
@Hewat
@Hewat 5 жыл бұрын
go on Assenna proud of you
@barihadhanom4527
@barihadhanom4527 5 жыл бұрын
Well come Redio Assena
@tsinatzeresenay3689
@tsinatzeresenay3689 5 жыл бұрын
Assena jeginu
@Berhane-
@Berhane- 5 жыл бұрын
ኣልማዝ ዋዕሮ ፡ከምተን ንናጽነት ንምምጻእ ዝወደቓ ጀጋኑ ኣዴታትኪ ንሓቂ ደው ምባልኪ የደንቕኪ ክብርቲ ሓፍተይ !!!!
@yikalogebragzabher221
@yikalogebragzabher221 5 жыл бұрын
ነጋሲ ትፈልጦ የብልካን ስቅ ጽቡቅ እዩ ስቅ ተትብል ምሓሸ ምክንያቱ ምስዛ ሓብትና ናይ ሰማይን ምድርን ፍልልይ ኣለኩም
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 5 жыл бұрын
kemaka zaemeselu Enssatat deae keyteredom kemu eiyom zblu ber Esayass lehasi elnayo aelona wedi seli
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 5 жыл бұрын
Mstaom yewrdelka aeta denkor
@nisarjaan2896
@nisarjaan2896 5 жыл бұрын
ኣልማዝ ሓፍተይ ንኤምባሲ ገጽኪ ከይትኸዲ ኩሉ ንግዝየ ንግደፎ ኣብኣጥራይ ሓዚ ኣደም ኣይፈልጥ ጳውሎስ ኣይፈልጥ እዞም እንዳፈለጡ ዝህውትቱ ኣስተውዕልሎም
@marthat9887
@marthat9887 5 жыл бұрын
Amaniel Hawey kulkum Radio Assena. Amlak yhagzkum 💖💖💖
@kibromtesfay1324
@kibromtesfay1324 5 жыл бұрын
ሰላም ንዓኪ ይኩን ሓፍተይ መጀመርታ ካብቲ ዝነበርክዮ ገሃነም እሳት ናብቲ ናይ ሓባር ፍትሕን ሓርነትን ዝቃለስ ዘሎ ደላዪ ፍትሒ ምላልስኪ እንቃዕ ኣይኒልቦናኪ ተከፈተልኪ ቀጺለ እዚ ዓወትዶ ገለ ዶ ዝባሃል ሰብ ቅዋምዶ መሰልዶ ዝብሎ ዘሎ ሰብ ኣስምዕዪ ባዕሉ ወዲ መድሂን ቅዋም ናይ 1997 ዝጸደቀ መይቱ ዝበሎ ኣስምዕዪ በጃኪ
@yonasmatti8118
@yonasmatti8118 5 жыл бұрын
” መን ጋል መን ምስኮንኩ እየ፣ ሕጂ እናኣጣቓዕኩ ክድመር ! ” ቃል ኤርትራዊት ኣልማዝ በየነ ። ብዝተረፈ ኢሰያስ፣ ማንኪ፣ ላዕለዎት ልኡኻቶምን ፣ ንዕሱባቶም (ንህግደፋዉያን) ዝማሃርዎም ነገር እንተሎ:- ብድርቅና እናሓሰኻ ከምትፈልጥ መሲልካ ተኻታዕ፣ ንቅኑዓት ብጸርፍን ጸለመን ኣጥቃዓዮም፣ ንኹሉ ሓቅታት ጸማም ኬንካ ሕለፎ እየን ። ብዘይጠቅም ረብሓ ዝተዓሰቡን፣ ብፍርሒ ዝተዋሓጡን ሰባት ድማ እስዕብዎም።ንኣብነት ወዲ ሰሌን ነጋስን።
@haileogbai7723
@haileogbai7723 5 жыл бұрын
ድምብርጽ እይበልኪ ዕድመ ና ምሉእ ተጽርፍና
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
ኣጆኪ አልምዝኖ ንስኪ ሓበን ኩላትና ደቂ ኣንስትዮ ኢኺ... ኣጋልጽዮም ብስእሎም እዞም ቑዋም አሎ ዝብሉኪ ዘለው!! መንግስቲ ኤርትራ ሲዒሩ ንመን ? እዩ ሲዒሩ? መንግስቲ ኤርትራ ሰላም ንሱ እዩ ኣምጽእዎ ካበይ እዩ ሰለም ኣምጽእዎ? ሰላም መጽኡ ድዩ ??
@akliluyoseif8245
@akliluyoseif8245 5 жыл бұрын
ብራቮ ኣልሙዛ እንተ ናይቲ ወዲ ሰሌ ዝብሃል ግን እንስሳ ጥራይ እየ ክብሎ ዝኽእል።
@tesfaalemabadu1241
@tesfaalemabadu1241 5 жыл бұрын
ብራቮ ክብርቲ ሓፍቲ ኣልማዝ ቀጽልዮ ኣጆዝኪ!
@asterykealo6960
@asterykealo6960 5 жыл бұрын
Anbesit Almaze jegna haftey Eritreawit ❤️😍😘😘🌹🌹🌹
@samislove6896
@samislove6896 5 жыл бұрын
Ay qbax gal hewan ade Welida teawtiiii🇪🇷✊✊✊ melsi hibkyo nay behaqi Ezi wdie betenu deyu wela kerda ayekelen qerub ketesra delka meslki hatiteki tebahola
@user-xg7mu8nq1s
@user-xg7mu8nq1s 5 жыл бұрын
ክብርቲ ሓብትና ወዲ ሰሊ ትብልዮ ዘሎኺ ናቱ ኣብ ህዋ ዝፈጥራ ኡአርትራ እንት ሃልያቶ እንትዒ። ሓጋጊ ኣካል ፈራዲ ኣካልን ፈጻሚ ኣካልን ዘልዋ በዞም ኣዕኑድ ቁዋም እያ ትምእከል። ኢሱ ዘሪጋ ጊና ክምዚኦ ዓይነት ብሕማም ዓሶ ክምኡ ዝተለኽፉ እንተረኺቡ ንከዳናግር ብዙሕ ክፍትን እዩ።
@shewitfisum5881
@shewitfisum5881 5 жыл бұрын
I support you Almaz ❤
@zetab9988
@zetab9988 5 жыл бұрын
ኣጆኪ አዛሐፍተይ ሐቂ ሒዝኪ አለኪ ። አብግብሪ ዘይውዕል ቁዋም ቁዋም አይኮነን።
@tesfadelina1834
@tesfadelina1834 5 жыл бұрын
አንቱም ሰባት አይኮነን ወድ በራድ ዋላቶም ደገፍቱስባ ክንቲትዮ ፣ ብልቢ ብጣዕሚዮ ዝገርም ዓቕሞም ማዕረ ክንደይ ካብ ፌስታል ዝፎኸሰ ፎከስቲዮም ፣ ምስታርውንኮ ናየቦዮ ።
@user-hj8ux8vj2u
@user-hj8ux8vj2u 5 жыл бұрын
ዝገርም ዩ እበር ዶ ቀልቢ ኣለዎ እዚ ወዲ ጽንዓት ያሃብካ
@tesfadelina1834
@tesfadelina1834 5 жыл бұрын
በጃኹም ናይዚ ብደው ዘሎ ነፍስሄር ብቐትሩ ዝጸልመቶ ድንቁርንኡ ዘየሕፈሮ ስእሉን ሓበሬትኡን በጃኹም በጃኹም ዘርግሕዎ ።
@yoyyaher2652
@yoyyaher2652 5 жыл бұрын
Almaz Ajoki msaki alena forsa tray thanks kea media Asseena
@hagererselam6379
@hagererselam6379 5 жыл бұрын
Anbesa ajeki. Alena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@ermiasmedenes3358
@ermiasmedenes3358 5 жыл бұрын
Nezom demirka tray keykewun 5 million nbehal!
@yikalogebragzabher221
@yikalogebragzabher221 5 жыл бұрын
ደንቆሮ ካበይ ዝመጸ እዩ ወደይ እዚ ሰብ እዚ ወደይ ኣይተሓዋውሶ ሰርዓተ ገበን ምክልካልን ስርዓተ ሕጊ ምትካልን ክልቲኡ ዝተፈላለየ ጉዳያት እዩ ሰብ ዝቀተለን ዝሰረቀንሲ ዋላ ኣብቶም ወታሃደራውያን መርሕቲ ከመን ኣይፍቀደን እዩ ህዝብ ዝመሓደረሉ ሕጊ እዩ ግን ነዚ ክዛረብ ዝጸንሐ መሃይምነት ዘየጥፍአ እዩ ኣይትሓዞን ኣምላክ ልቦና ይሃቦ
@filimonmael4479
@filimonmael4479 5 жыл бұрын
ኣታ እዚ ወዲ ሰልየ ድዮም ዝብልዎ ገለ ድኣ እበር ይደብድቦ እበር ወድዛ ደንቆሮ ንስካ ኤረትራዊ ኣይኮንካን ንስካ ንኤረትራ ብወረ ጥራይ ኢካ ትፈልጣ ግን ኤረትራ ሃገር ጀጋኑ እያ ጀጋኑ ሓሊፍምላ ህጂ ውን ጀጋኑ ኣለይዋ ብኤረትራ ክትሽቅጥ ከይ ትፍትን ወዲ መዲሂን በራድ ቀሪቡኡዩ ንሱንመጣቅዕቱን ክቅንጸሉ ወድዛ ጋዕጋዕ ዓሕ አዋይ ኣታ ብዓል ንሱኩምስ ሰብ ክመውት ክሳቀ ጥራይ ኢኩም ምሽ ትሕጎሱ ድሓን ኣምላክ ኣሎ እዛ 2019 ዘበና ዘበነ ፍትሒ እሞ ይግበረልና ክራከብ ኢና ።
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 5 жыл бұрын
በሉ ዝተባህሎም ኢዮም ዝብሉ ብርእሶም ኣይሓስቡን ኢዮም።ብሰንኪ ቁሩባት ጥቅሚ ዘለዎም ንዝበዝሑ ከታልሉ ተመኪሮም ኢዮም።
@yemaneamaha3137
@yemaneamaha3137 5 жыл бұрын
ኣዋይ ክፉእሲ ክንዲዝስተር ይግተር ።እዞም ዓንጃላት እንቋዕ ኣይበዝሑ በዓል ፓፓጋሎ
@joniabrham8600
@joniabrham8600 5 жыл бұрын
Wa ata kidey tehsu amlak krub ay tefrhen mukani hegdef da entay ferhet amlak alku gen ab kxaliy
@samuelbahta5749
@samuelbahta5749 5 жыл бұрын
ዋው ዋው ዋው በዓል ደም ብዝሒ ሽኮርያ ብነጻ ኣብዚ ኣለኩም ።
@adhanomzewde2958
@adhanomzewde2958 5 жыл бұрын
ሰልየ ሕኽምና ኽትከይድ ኣሎካ ጹሉል ባርያ
@onelove8213
@onelove8213 5 жыл бұрын
Way negasi negnag suk elka trah ab europa lemn,nay behaki tedengx eka.
@user-gf5uu4cn8p
@user-gf5uu4cn8p 5 жыл бұрын
ተጋርይ እዚ ረሳሕ ርእሲ ሕጂ ከምዚ ኢሉ ክዛረብ ናብ እታ ቅዋማዊት ሃገር ዘይትምለስ ቶጋር ሰራቂ
@alem1320
@alem1320 5 жыл бұрын
My dear Eritrean brothers & sisters DELEYTI FTHI, after 28 agonizing years & decay more than 95% of Eritreans, we know that ISIAS AFEWORKI is a self appointed narcissist power hungry criminal & thief but definitely NOT OUR PRESIDENT. We know that our 1997 CONSTITUTION is not implemented yet, so DELEYTI FTHI please stop wasting your time arguing the obvious things like if we have CONSTITUTION or NOT in Eritrea, If ISIAS tyranny is legitimate or NOT. If 28 years of brutality, incarceration, theft, slavery, rape destruction of homes & families, torture , endless lies & murder cannot convince them there is NO WAY IN HELL you can convince this sell out criminals in few minute conversation. Instead educators like you should focus on educating our people how to get organized & remove the criminal regime ASAP, explaining our 1997 constitution, educating how the check & balance in power should work in our upcoming democratic Eritrea & how to avoid concentration of UNCHECKED power in a single DICTATOR. We are Not trying to implement our 1997 CONSTITUTION because it is the western thing or because we are trying to be a copycat, but rather because it is a proven thing & it WORKS. That is why even most of the brain dead PFDJ cult followers live in a CONSTITUTIONALLY DEMOCRATIC countries.
@semereabrham3961
@semereabrham3961 5 жыл бұрын
ብሐቂ ልክዕ አለኪ100 በርሱንት
@Teklino249
@Teklino249 5 жыл бұрын
ኩላትኩም ኤርትራውያን ነዚ ወዲ ሰሌ ዝባሃል ሰብ ስእሊ ዘለዎ share ግበርልና ኣብ facebook Facebook Bana Eritra
@philiphilib9581
@philiphilib9581 5 жыл бұрын
Thank you Almaze, you are true Eritrean with a good heart !!!
@fessehatesfamichael2778
@fessehatesfamichael2778 5 жыл бұрын
ጅግና ጓል ኤርትራ
@shishaiteklit2692
@shishaiteklit2692 5 жыл бұрын
Dahdhyo ajoki dahdhyo misakiyu libu hzibi Eritrea. Hizbawi ginbare eko 15g eyom kale nhzbawi gnbare zfelto yelen ,kexilyo ajoki almaz haftey kweghyu nkulu gize alewo
@eritreatelael321
@eritreatelael321 5 жыл бұрын
Ajoki Almaz waro egzabhir yhagz ezom resahat hgdef tehabiaom zzarebu aytmenyom
@onelove8213
@onelove8213 5 жыл бұрын
Nay behako diyu ezi wedi selie zbehal zzareb delo,ata wedey kndey enssa eba eyu delo reasi emni.nay behaki ezi nay enssa atehasasba zelewo seb eyu.
@kibreabzekarias9491
@kibreabzekarias9491 5 жыл бұрын
yonatan samiel agenae almaz habtey ezi ab lbi kulu ertrawi zelou hgiwn kwam ytegber dobna ytehanxex eti selam zbehal zelown nhzbi bglxi ytehaber
@embasoyrafenqil6575
@embasoyrafenqil6575 5 жыл бұрын
ኣልማዝ ጅግና
@geneamha7584
@geneamha7584 5 жыл бұрын
Jegna IKI!!!! Zi mshti melsi sinu!! Metahti kea Ybl Hasawi!! Denkro ika!!
@matinega2993
@matinega2993 5 жыл бұрын
Jigna gall jeganu eki ajoki Tearahi kuwam kiatu alewo 10000000 yweleda kiemaki
@merhawidebesai8126
@merhawidebesai8126 5 жыл бұрын
Mengsti bezaeba esurat meseriom yezarb iu kebl semia do haqey? Ab eritera diu wala abey iu? Yegerm iu nayzi 2 dewali gen eritera neoom teray eya temleketom zemselom endher bezaeba eritera tetzaribna eriterawyan ayekonkum nebhal beqa n serat hegdf tezy degifka eriterawi ayekonkan!! Yegerm iu nay degefti behalti. Zeyrbh eriterawi kea alo elu hade nesu mekanu zengero do sienu yekewen walas degafi sel zekone zerbh eriterawi nesu teray koynu iu zesemeo?
@mikihshukbeleni3184
@mikihshukbeleni3184 5 жыл бұрын
Ezi Wedi xegem alewa ab atehasasba .xehay kela yelan koynu negeru hah omg hzbi nekihu eu hji belwa abeyeneyti alem u delo 😆😆?thank you Assenna 📺 ❤️👆
@Eriboy839
@Eriboy839 5 жыл бұрын
ኣሰይ ጓል መሬት ኣልሙዛ ኤርትራዊት ሓየት🇪🇷💪
@eliltayonas2365
@eliltayonas2365 5 жыл бұрын
እዚኦም ኢዮም ደገፍቲ ናይቲ ማፍያ ስርዓት። ኣብየት ከሕፍሩኻ ፡በቲ ሓደ ካኣ የሕርቁኻ እዚኦም ምኻኖም ደገፍቲ። ንፉዓት ደገፍቲ እንተዝኮኑ እቲ ቲሓትዮ ዘለኺ ሕቶ ህዝቢ፡ ምሓተቱ ነሮም፡እዚኦም ግን ሕሉፋት ሃገራውያን ክኮኑ ዝደልዩ ተበለጽቲ ፈተውቲ ነብሶም እዪም። መዝግብዮም ጥራይ እዞም ሰባት ኣብታ ትመጺእ ቅዋማዊት ሃገር ተሓተቲ እዮም።
@kiflemariamgebretsadik6509
@kiflemariamgebretsadik6509 5 жыл бұрын
ALMAZ BEYENE MY BELOVED SISTER WAERO OF ERITREA. I LOVE YOU VERY MUCH. I WISH I WAS IN THE SAME CITY WHERE YOU ARE. I GIVE FULL SUPPORT OF STATEMENTS. EIREA IS FOR ERITREANS. WE KNEW WHO IS ISAIAS AFEWERKI HIS ROOT OF THE STATE OF TIGRAI IN ETHIOPIA. SO DO NOT WORRY ABOUT THE IGNORANTS WHAT THEY SAY. GOD BLESS THE ERITREAN PEOPLE AND ITS LAND
@mehrzghikubrom3503
@mehrzghikubrom3503 5 жыл бұрын
ኣታ ኣይተጋገ ኣብ አርትራ ቅዋም የልን መንተፈሪዱ ሪካ ቲፍልጥ ። ቅዋም ከምዝይለ አቲጠፍናቅ ዲደኢት ነገርካ አዩ
@simretsaymon1946
@simretsaymon1946 5 жыл бұрын
Hasawi abey zelo kiwam afu zteabes hizibi endo ayqonen hizibi eritera belxena eka
@iamaneritreanyesamaneritre6113
@iamaneritreanyesamaneritre6113 5 жыл бұрын
Eh wedi sele zblukaz bka ማይ ኮንካ ኬድካ ድቃላ ለክባት
@sessenme9780
@sessenme9780 5 жыл бұрын
taway gawna inta kwam alo zbl zelo!
@MZ-wx7nl
@MZ-wx7nl 5 жыл бұрын
ክክክክ ጽቡኩ ገርካ አማ
@yonastesfamariam6548
@yonastesfamariam6548 5 жыл бұрын
ATA ezie wedi chew sienu
@amanhaielaman4842
@amanhaielaman4842 5 жыл бұрын
We'll come Shikorina
@yoseftsehay2418
@yoseftsehay2418 5 жыл бұрын
አዚ ዝዛረብ ዘሎ ሰለሙን ዚባሃል ሃጋጊ ኣካል ክዋም ኣብ አሪትራ ኣሎ ይብለናሎ ኣሎአዚ አሱብ ህግድፍ ኣብዘበነ ውበ ዚስመመ ውበ አናበለ ነበረ ከብዚተባህለ ከምዚኦም ወዲ ከምዚኦም ጉሩምራ ተብለስቲ ጅጅውቲ ዮም መሰሎም ዘይፈልቱ በራዩ ህግድፍ ዮም
@fisherena7171
@fisherena7171 5 жыл бұрын
Enkae nab Libiki temelski haftina, betami tsibuk zereba.
@fthi3585
@fthi3585 5 жыл бұрын
Bravo sisi hager indatefet zetakuu zelewu higdef men kosiruwom kem seb bailu hagagi bailu kesasi haswi men mis kosereka iyu dob kihnses ilu zinegreka gifef niska itom misuu zelewu zifeltuwo guday yelen bifrhi keyhatu bebihade wuhituwom dahar kaa niana aymlketenan tibiel aleka minalbat niaka aymilketekan kab sigier zimesaika tikewun gin nihna deki abat ahwatna tesewiom zemsiuwa hager yimielketena iyu isayas iko bailu kof zibele ab sieltan men merisuwo negasi bidewka zimotka resa ika
@samislove6896
@samislove6896 5 жыл бұрын
Haqki nehna wenn nesu eyu nafqotena ajoki bexhnayo ena meslna nehatlu awet ne delyti fethi lomen kulsaen ✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kemelaerimuss3300
@kemelaerimuss3300 5 жыл бұрын
Nay wedi seliee zereba "Neguse ab radio erena" meskinay! Tselot giberulu
@tsehaygebrekidan9865
@tsehaygebrekidan9865 5 жыл бұрын
Jegna Eritrawit netom hangolom ztedefnu Aredeyom. Ajoki tsbuk aleki .
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 5 жыл бұрын
ንስኺ ጕል 9ብህር ኣንበሳ ኤርትራዊት አኪ ብዙሕ ክብሉ አዮም ኣይትገድስሎም ኣጀክ አቶም ድንዙዛት ኣይትገደስሎም ብምንታይ ክንድውለልኪ ንከልል
@user-kn2qt6pr6m
@user-kn2qt6pr6m 5 жыл бұрын
Jgna biteweded nay deqi anstyo jgna gall jeganu
@habenbrhane146
@habenbrhane146 5 жыл бұрын
Abesa kemakis 1000000 ykuna
@mullerm9648
@mullerm9648 5 жыл бұрын
ኣታ ዝንቡዕ ርእሲ ኩቦ ኣበይናይ ዓለም ዩ ዝነብር ዘሎ ሩሙስ ከልቢ ሱዳን ።
@samislove6896
@samislove6896 5 жыл бұрын
Ahhhhhhhh hegdef melsi yeblkumen kulu aleilu eyu ne meselu angerer mebal yeakel hasot tegbar yele qewam yele
@Asi4394
@Asi4394 5 жыл бұрын
Ata dhul hasawi wedi seliye zbluka Abey zelo kwam eyu bzey frdi mewaelom teasirom zelowu geganu ke. Kurub ayskorekan dyu and negasi dyom zbluka entay tzareb aloka ayrdakan dyu kurkur
@robelpaulos7992
@robelpaulos7992 5 жыл бұрын
እዝያ እያ ርእሲ ደገፍቲ ፡ የሕፍሩ።
@hgdefbelaetiseb4780
@hgdefbelaetiseb4780 5 жыл бұрын
Hallo assena well come
@berhanekahsay2293
@berhanekahsay2293 5 жыл бұрын
Almaz hero
@wediakriaasefaw3412
@wediakriaasefaw3412 5 жыл бұрын
ATv netom adakarti nay hgdef bebhade nab hzbi tetqrbwom xubuq neru kem hasab
@haile.785
@haile.785 5 жыл бұрын
Way Ate mesmein ena zelena kiwami Alo elekas :: ezaom nikabdom aygdlom zefletiwa ybelomin kkkk👈 Thank u Alemazeno waero🇪🇷
@gebrittewelde5183
@gebrittewelde5183 5 жыл бұрын
ቅዋም ዝብል ኣርእስቲ ይፈልጦዶ ይብሉዎ ነዚኦም ሒዛ ድማ ኤርትራ ሰለስዶ ሚሊዮን ትቁጸር ጓሓት
@Messieditproductions
@Messieditproductions 5 жыл бұрын
ዝኸበርኩም ቲቪ ኣሰና በጃኹም ቢንያም ደበሳይ ቀለ መሕተት ገበሩሉ ወይ ዉን ናይ ዝሐለፈ ዝገበሮ ኣክርብዎ
@tesfadelina1834
@tesfadelina1834 5 жыл бұрын
Game start wede berad no way ...
@wediakriaasefaw3412
@wediakriaasefaw3412 5 жыл бұрын
Ati ezi wedi shermuta eu hasawi negassi negnag
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 5 жыл бұрын
Willkommen daqi hezbi
@yosief5946
@yosief5946 5 жыл бұрын
ኣታ ስድራ የብልክሙን ድዩ ኣብዓዲ ከመይ ከምዘሉ ክትፈልቱ ቅዋም ኣሎ ይብሉ ደቂስካ ኣሎካ ነሳሲ ወዲ ስሴ ዝብልኩም መስላ እዩ ትዛረብ ትዛረብ ግደፍዋ ኣብ ዓዲ ኣፍና ዓጽዮምና ሕጂ ድማ ክትዓጽዋ ድልኪም ኢኩም ትምግትዋ ኣሎኩም