VOICE OF ASSENNA: ገበናት ውልቀመላኺ ኢስይያስ ኣብ ኤርትራ - Tues, Dec 04, 2018

  Рет қаралды 34,294

ASSENNA

5 жыл бұрын

Пікірлер: 121
@abadieri8870
@abadieri8870 5 жыл бұрын
ኣሰና ድምጺ ውጹዕ ህዝቢ ኤረትራ ደኪመ ደይትብል ወትሩ ፎርሳ ኣሰና
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
አንቓዕ በሰላም መጻአኩም አሰና🌷 ደቃ ባትኤርትረና ሕድር ሰማታትና ዘይጠልሙ 🇪🇷ኣጆኾም አለና አብ ጕንኩም ❤🇪🇷
@yohannessebhatu5641
@yohannessebhatu5641 5 жыл бұрын
Thank you assena፡ዓይነታ ናበይ ኣበለ ጠፊኡና ብሃንቀውታ ንጽበ።
@yoseftsehay2418
@yoseftsehay2418 5 жыл бұрын
ደገፍቲ ህግድፍ ኣአርዮም ይፈልትዎ አዮም አምሮም ዲክታቶር አሣሳያስ ክሳብ ዘሎ ሙካኑ ዝስህትዎ ኣይመስልን ዲክታቶር ኣብ ዚተፋ ኣሉ ምሰኡ ከምዚተፊኡ ዘተራትር ኣይኮነን
@amaltewlede1730
@amaltewlede1730 5 жыл бұрын
Well come as sena kweghdo ykewn
@romatewelde1620
@romatewelde1620 5 жыл бұрын
Thank you so much kubur hawi
@johnkidane5066
@johnkidane5066 5 жыл бұрын
welcome Assenna T.v. atum jignuuu ajoka karibna ena🇪🇷🇪🇷💪👈❤⛪🕌🇪🇷👪
@sole7719
@sole7719 5 жыл бұрын
Welcome radio assenna voice of the voiceless we are proud of you go ahead
@tsehaygebrekidan9865
@tsehaygebrekidan9865 5 жыл бұрын
Awet Nhizbi Eritrea. Well Done Asena.
@romatewelde1620
@romatewelde1620 5 жыл бұрын
Thanks Radio Assenna
@loveyoueritrea2627
@loveyoueritrea2627 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቒ ገሊጽክዮ ናይዚ ኣራሜን ሽፍታ ኢሰያስ!ከምዛ ቑርዲድ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ልግብ ኢሉ ዘጽንቶን ዘጥፍኦን ዘሎ ግናይ እከይን ዕላምኡ ብግህዶ ይርአይ ኣሎ ካብዚ ንርእዮ ዘለና ሕጂ ብዓይንና ዝዓቢ ጭብጢ የለን እቲ ቐደም ብሕቡእ ኢዩ ነይሩ ሕጂ ግን ብሩህን ዘየጠራጥርን ኢዩ።
@kbribrhane8459
@kbribrhane8459 5 жыл бұрын
Wel Come Ema!!❤
@gabrbrhan4764
@gabrbrhan4764 5 жыл бұрын
Welcome asena, thank you!
@b.t7164
@b.t7164 5 жыл бұрын
WELCOME ASSNEN ONE ERITREA *****👑👑👑👑👑*****
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
ኤረትረውያን የሕዋት ኢና ኣየንፋላለይ🇪🇷🌷❤🙏.. አንተ ህግደፍ እሞ ናይ ኢድኩም ኣይትሳአኑ አግዛበሄር ኢድ ሓያል አዩ...🙏🤲
@daruhassen0941
@daruhassen0941 5 жыл бұрын
Welcome Assenna
@asmaithailu3557
@asmaithailu3557 5 жыл бұрын
5
@kelatitewelde3533
@kelatitewelde3533 5 жыл бұрын
ኢሰያስ ተንቤነታይ ተመን'ዩ ኤርትራዊ ሓምሴነታይ ተመሲሉ ሃገርና ኣጥፊኢዋ
@zparadizoasmara1495
@zparadizoasmara1495 5 жыл бұрын
ትምበል ታሓመስ ከሙኡ ኢሎም ኣይኮነን ነጻነት ኣምጾማ፡ ብዓል ነሰካ ኣብ ጉብጥሽ ተሓቢእኩም ኣወራጃ ተፈላልዩ ከምዚ አንደሃሰብካ ከትዕወት ኣይትሕስብ፡
@zparadizoasmara1495
@zparadizoasmara1495 5 жыл бұрын
ክንደይ ክፍሊ በጺሕካ፡
@kelatitewelde3533
@kelatitewelde3533 5 жыл бұрын
@@zparadizoasmara1495 ስቅበል በላዕ ሳዕሪ ኣሕዋተይ ብመጀመርታ ኢሰያስ ብስራ ተካሳ ተላኢኩ ሰውራ ክብትን ንሜዳ ምስወረደ ፈሊጦሞ እዮም ንብዓል ንዓካን ኣቦካን ኣታሊሉ ኣሕዋትና ኣጥፊኡዎም ጋህተፍተፍ ኣይትበል በላዕሳዕሪ ወደርብዓ ብላዕ ሳዕሪ እምበር ኣነስ ኣውራጃዊ ኣይኮንኩን ኣውራጃነት ዝተጠቅመሉስ እቲ ብርለ ሜስ እንዳጸንፈፈ ዝዓበየ ንእሰያስ በሎ ነቲ ጎይታካወዲ ተንቤን ኣነስ ጽሩይ ኤርትራዊ እየ ኤርትራ ንኤርትራውያን።
@kelatitewelde3533
@kelatitewelde3533 5 жыл бұрын
@@zparadizoasmara1495 ክንደይ ክፍሊ በጺሕካዶ በልካ ከም ጎይታካ ኢሱ ወዲ ተምቤን ኣብ ቀዳማይ ዓመት ዩኒቨርስቲ (ፍረሽ) ተላኢከ ንሜዳ ወሪደ ተረዲኡካዶ ትምህርቲከ ኣሎድዩ ኣብ ኤርትራ ወዲ ዓባይ ጓልና ዶ ወይስ ኢሰያስ ብልቃጥ ሂቡ ንወጻኢ ልኢኩ ኣምሂሩኳ እዩ ኣነ ምስዝኮነ ንጹህ ኤርትራዊ ጽልኢ የብለይን ምስ ገበነኛታትግን (ደገፍቲ) ኢሰያስ ግን ?
@zparadizoasmara1495
@zparadizoasmara1495 5 жыл бұрын
@@shunumii7214 neaka aytezarebkun zearkey, sorry
@user-gv4zd2md5r
@user-gv4zd2md5r 5 жыл бұрын
እንቃዕ ዳሓን መጻኹም ኣሰና ጽባሕ ሪኢቶይ ክህብ ኢየ ዳሓን ሕደሩ እዞም ደቀይ
@AhmedSaid-kj5ze
@AhmedSaid-kj5ze 5 жыл бұрын
Always Assenna,
@peacejusticeforall6806
@peacejusticeforall6806 5 жыл бұрын
ኢሳያስ ን50 ዓመታት ሙሁራትን በላሕቲን ንዝበሎም ኣብ ሕዝቢ ጽልዋ ከምጽኡ ዝኽእሉ ምጥፋአ እቲ ቀዳማይ ሜልኡ/strategy አዩ። እዚ ከአ ኣብ ዓለምና ዝነበሩን ውሑዳት ዘለውን ውልቀመለኽቲ/ዲክታቶራት ድጥቅሙሉ ደለዉ አኩይ ዱሑር ሶሻሊስታዊ ፍልስፍና ንህዝቢ ሓንጎሉ ብምቑጽጻር ከየነጻጽርን ከይሓስብን ካብቲ ሕብረተሰብ ትሑት ኣካል ብምሕቛፍን ብምስልጣንን ብፕሮፖጋንዳን ብሓይሊን ብምጥቃም ነቲ ዝሓሸ ኣካል ሕብረተሰብ ምቑፃይን ምጥፋእን እዩ። ኢሳያስ ከአ ኩሉ ኣብ ተግባር ኣውዒልዎ ። ካብዚ ኣማራርሓ እዚ ክንወጽእ ክአ ከም ሓደ ውልቀሰብ ኣብ ከባቢናን መቕርብና ስድራቤትናን ኣሕዋትናን ከምእንፈልጦ ደገፍቲ ህግደፍ በጀካ ቁሩብ ብጥቕሚ ግዙአት ዝኾኑ ሙሁራት አንተዘይኮይኖም መብዛሕቶኦም ፍልጠቶም ካብ መዓልታዊ መነባብሮኦምን በቶም ዉሑዳት ኮራኹር ህግደፍን ኢሳያስን ዝተባህለ ካብ ምድጋም ሓሊፎም ብፍልጠት ድሕመዩ ኣይኮኑን። ስለዚ ኸኣ ስሚዒታውያን ደአ እምበር ኣንቢቦም ኣስተውዒሎም ተመራሚሮም ኣነጻጺሮም ድዛረቡን ድድግፉን ድቃወሙን ምስ ህሉው ኩነታት ፖለቲካዊ ለወጥታትን ብቕልጡፍ ክቕየሩን ክታዓጻጸፉን ድኽእሉ ኣይኾኑን። ብሓፈሻ ትሑት ፍልጠት ደለዎም ድተባህልዎ ድደግሙ አዪም። ስለዚ ከአእዩ ዕድመ ኢሳያስ ከናዋሕ ኪኢሉ ሕጂእው'ን ከምዝሓለፈ ንኢሳያስ ብዝድግፍ መገዲ ድሓስቡን ድሰርሑን ደለዉ። ነዚ ኣታሓሳስቦኦም ንምቅያር ብጣዕሚ በዳሂ ዕማም ብዙሕ ጻዕሪ ዝሓትት እዩ። ነዚ ከአ ነፍሱወከፍና ንኣሕዋትናን ኣዕርኹትናን መሳርሕትና ንኹሉ ብንረኽቦ ኣጋጣሚታት ብምጉስጓስን ምምሃርን ምንቃሕን ክንነጥፍ ኣለና። ለውጢ ንምምጻአ ካብ መቕርብና ንጀምር።
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
🇪🇷👌🇪🇷👍
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 5 жыл бұрын
Well done united
@tsegezeababreham4607
@tsegezeababreham4607 5 жыл бұрын
Assenna mis kulom meserhitukum enqea be selam netseakum ♥️👍
@samidawit7437
@samidawit7437 5 жыл бұрын
Eseyas malet zibi bhaki ezi argit eritrrwiyan hmak rekibina
@user-fq4py5rh2w
@user-fq4py5rh2w 5 жыл бұрын
Wellcome Assenna where is Ayneta Mhretab
@user-nt5hf8ow9d
@user-nt5hf8ow9d 5 жыл бұрын
Willkommen
@danielberhane6583
@danielberhane6583 5 жыл бұрын
Welkom bro
@edengebrekidan5481
@edengebrekidan5481 5 жыл бұрын
Welcome Asens!!!!!!
@johnrasta1533
@johnrasta1533 5 жыл бұрын
ኣሰና ተረዋእቲ።
@khalfyu3018
@khalfyu3018 5 жыл бұрын
Welkom
@goitomgebrehiwot5253
@goitomgebrehiwot5253 5 жыл бұрын
ናብ ዚከበርኩም መደብ ኣሰና ብቀዳሚነት ሰላምታይ ተቀበሉ ኣብስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጣ ይሚነየልኩም ፡ቀጽለ ኣብ 70 ካብ ኢሮጽያ ናብ ኤርትርያ ተመልሶም ይቃለስ ነይሮም ኢዮም
@berie6325
@berie6325 5 жыл бұрын
Well Come ASSENNA
@abrahamasmerom9204
@abrahamasmerom9204 5 жыл бұрын
yiqreta Assena enkae biselam mexakum nieshtoy hasab alatni nay Isseyas geben gize aykonenen hiji nibeal geben entay nigbero eyu eti hito yiqreta natey hasab eya. miknyatu geben Isseyas zeyfelit alo ele ayamnin eye.
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
No Xeboke alka gebnt mxebxeb entay kekawn EYU.
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
@@edengebrekidan5481 No Eden entay maltey eyu mesloki/a Isayas ekoy mekano klo daly fethi aykinens dagfti hgdef kamin yefalto eyom ....ana maltey gen mefthi abe medlay bezho kinsrhe alna bahalit eya ....with all respekt Thankyou....entezeykoyno kali malkti yeblyen nagativ communt endher zesmie koyino ...sorry
@alsatsfay7277
@alsatsfay7277 5 жыл бұрын
መስጣ ኣቦና እንጠንጥንዬስ መስጣ ንጹሃት ስቃየ መከራ ናይ እግዚአቢሔር ፍርዲ ሐንቲ ማዓልቲ ኣላ።ጋላ ተዘይረከበቶስ ጋልጋላ ትረክቦ
@sdetnayebqie1575
@sdetnayebqie1575 5 жыл бұрын
Ajokum ajona asena akae natna konkum tray
@eyobsiele6417
@eyobsiele6417 5 жыл бұрын
WELCOME Assena!!
@awetgebremedhin4316
@awetgebremedhin4316 5 жыл бұрын
Well come asena mekseb
@tesfadelina1834
@tesfadelina1834 5 жыл бұрын
ኤማ በጃኻ ነዞም ብደዎም ዘለው ነፍስሄራት ደገፍቲ ወድ በራድ ። እታ ሳተላይት ቴሌቪዠን ምስጀመረት ምስ ህዝቢ አላልዮም።
@mbrhtomtmelso258
@mbrhtomtmelso258 5 жыл бұрын
Ormay ahhe 🇪🇷
@Sami_2929
@Sami_2929 5 жыл бұрын
Welcome assena keep it up
@SemiraAsliFach
@SemiraAsliFach 5 жыл бұрын
assena dimxi haqi
@awetnegasi9894
@awetnegasi9894 5 жыл бұрын
Eseyas hibey hager abelasywa
@habtomsium612
@habtomsium612 5 жыл бұрын
Ajokum Radio Asenana mulue Awet Ab srahkum Adalewtn Asanadattn Hzbn Hagern Eritrea wdqet Nwlqe melakn seabtun hgdeffn
@user-wq8mk2xh7t
@user-wq8mk2xh7t 5 жыл бұрын
1 ቀዳማይ
@tiblestgere2790
@tiblestgere2790 5 жыл бұрын
Anka dhan mexakum dmxi hazbi
@am3merrytube742
@am3merrytube742 5 жыл бұрын
ቀፅልሉ
@woldaiteklu6556
@woldaiteklu6556 5 жыл бұрын
Am3 Merry tuba
@jellarjellar4622
@jellarjellar4622 5 жыл бұрын
ኣሰና መርሓባ
@tesfaymarkos854
@tesfaymarkos854 5 жыл бұрын
ጸዋር እዩ ዓቕለይ ata dirbay zeytigedfena neza yutib meliekhaya adgikhum akibulna
@jellarjellar4622
@jellarjellar4622 5 жыл бұрын
Tesfay Markos እዊዊዊዊ ኣታ ጁልፉፍ ኣድጊ ውርንጭላ ውጻእ ዓይንኻ ትውጻእ
@tesfaymarkos854
@tesfaymarkos854 5 жыл бұрын
ጸዋር እዩ ዓቕለይ atiyo embey libiniom dyu hasas iyew gida entay keriwom khulu sewiyomo abshay ambacho leba eyew gida nezi yutub dima naykum ketegniyiwo
@tesfaymarkos854
@tesfaymarkos854 5 жыл бұрын
ጸዋር እዩ ዓቕለይ kkkkkkkk ata druz afnchkha akrifeka mush dimsus akmikha felitkaya mushmush
@jellarjellar4622
@jellarjellar4622 5 жыл бұрын
Tesfay Markos ኣታ ሓውና ወድዛ ለንቃጢት በርበረ ወድ 40 ድቓላ መንዴኻ እዩ ኣፍቂዱልካ ኣብዚ ቁዱስ ቤትና ከምዛ ሓኪም ዛኣዘዘልካ ሰላሕ ኢልካ ትወጽእ ? ዓጋጉ ፋራሸቃጢ በልስ ይእሰሩ ኣለዉ ተጋሩ
@fthi3585
@fthi3585 5 жыл бұрын
Assena dimsi hizbna igziabher yibarikum seb hillina koriena ina biakum alewuna
@AhmedSaid-kj5ze
@AhmedSaid-kj5ze 5 жыл бұрын
I so sorry for Isaias Afeerki he surrounded by grave., Ungrateful human been, and his supporter.
@amanandom988
@amanandom988 5 жыл бұрын
Ayni ezni libi ertrawyan. Anbabi zenna xubuq neru AYNETA nabey atiyu.
@yemane8816
@yemane8816 5 жыл бұрын
welcame
@user-tq3bb2iw9m
@user-tq3bb2iw9m 5 жыл бұрын
Well come assenna Abey alo Ayneta mhretab
@MohammedMohammed-vf4ny
@MohammedMohammed-vf4ny 5 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷☔🌨
@fedugebre508
@fedugebre508 5 жыл бұрын
ኢሰያስ ተንኮል ድኣ እምበር ዝርድኦ የብሉን እዚ ኢትዮጳውያን ተንኮሉ ስለዝፈለጥዎ ጥራሕ ኢዩ እምበር ኢሰያስ ካብ ምጽናትና ድሕር ኣይብልን ኢዩ ምክንያቱ ህዝቢ ኤርትራ ስልጣኑ እንተተረኪቡ ንኢሰያስ ከምዘይፈድፎ ስለዝፈጥ ብሓይሊ ክኣልዮ እንተዘይኮይኑ ኢሰያስ ስልጣን ከረብ እሱራት ክፈትሕ ኢልካ ምጽባይ ዕሽነት ኢዩ ስለዚ ብናይ ኢሰያስ ክንደሻብ ክንታለል ኢና ወይ ክንደሻብ ኮንዶኮን እንዳበልና ክንታለል ኢና ስለዚ ናህሩ መታን ኣጸቢቁ ክቅንስን ሃገራ መታን ክገድፈልናን ሓድነትና ነርእዮ ኤርትራውያን ሳላ በብዘለናዮ ሑሕ ዝበልናዮ ከማን እቲ ብሓንሳብ ሕውስ ሕውስ ከብላ ዝሓሰበ ትዓኒዱ ደው ኢሉ ኢዩ ስለዚ ኢሰያስ ደጊም ርእሱ ዘድንነሉ ግዜ ቀሪቡ ኢዩ ኣጆኩም ኣጆና ጥራሕ ህዝብና ዝቀስነሉ ግዜ ቀሪቡ ኢዩ
@AhmedSaid-kj5ze
@AhmedSaid-kj5ze 5 жыл бұрын
When isysas Afeerki lose power,, I hope he takes the flag with him to, beacuse it belongs to him, that's not eritrean flag,
@merhawitewelde7795
@merhawitewelde7795 5 жыл бұрын
Hamasien nifatom derbiomla.iza hager dekta adgi dekta halay
@yaredtesfamicael9102
@yaredtesfamicael9102 5 жыл бұрын
Entay da loms’hatew’ketew’bzuh sle zeyblkum dikum derfi’abzihkum
@xxcxd880
@xxcxd880 5 жыл бұрын
👹🎤☝🏼
@tesfit258
@tesfit258 5 жыл бұрын
Mealtka ysherf hasawi
@merhawitewelde7795
@merhawitewelde7795 5 жыл бұрын
Iza radio Nay hamasien dia moral hizbi kitdefnu l'tlimnu tray kedemty ikum kulkum hade dekta kirsisty
@tesfit258
@tesfit258 5 жыл бұрын
Asnanka yseber ata hasawi
@merhawitewelde7795
@merhawitewelde7795 5 жыл бұрын
AB hamasien kezab mukan jigninet ou seraki zingo zingo zihakur leba win jigina iu
@mjassir4823
@mjassir4823 5 жыл бұрын
Isayas wedsharmuta go to your country tigray,
@selamwoldu7468
@selamwoldu7468 5 жыл бұрын
Eiseyas neritreawi kone eilu detfo delo
@asmaer1858
@asmaer1858 5 жыл бұрын
Hakakit gahtan nabraki merhi gdam hadar.
@nm3610
@nm3610 5 жыл бұрын
I guess our problem is Ethiopia we are not free yet from Ethiopia colony we are not free yet we are not free yet I don't know the system but we are not free yet we need to find the system
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
Entay alna mis Etiopia zetaseser... kabe enfathe mis Etiopia eko 27 amite ena gerina?
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 5 жыл бұрын
እዚ ጭፍራ ህግደፍ ዝሰብኩዎ ዘለው ንሓደ ዓጽሚ ኤርትራዉያን ዝጸገበን ደም ኤርትራውያን ዘጉስዕን ትግራዋይ አይተ ኢሳያስ ከም ሓደ ንዘንተ እለት ኣብ ልዕሌና ሸይሸይ ክብል መድሃኒአለም ንኤርትራ ዝሰደዶ ገይሮም ከቅርቡዎ ከለው ካብ ደቀባት እንታይ ዓይነት ግብረመልሲ ትጽበዩ ኣለኹም? ድሕር ሕጂ ተምቤናይ ከምቀደም ሰብ መሰል ኣኻልብ ሰዲድካ ንደቀባት እንዳተጻረፍካን እንዳደሃልካን አብ ወንበር ንግስነት መንግስቲ ኤርትራ ተረይዕካ ምጽናሕ አይፍቀድን እዩ:: ዶብናዶ... ወያነዶ... ተባሂሉ ተሰሪሑ ዝነበረ ሓያል መሕብኢ ድፋዕ ተምቤናይ ሳላ ትራምፕ ብሓይሊን ብዘይ ድሌትን ወዲ ተምቤን ፈሪሱ እዩ: ሕጂ መሕብኢ የለን:: ለምቅነ ወዲ ተምቤን እታ ረኺቡዋ ዝቀነየ ሕጹኖት ምስ ኢትዮጵያውያን ከምዝተወደኣት ተረዲኡዎስ ብሻቅሎት ተሳቅዩ ይርከብ አሎ:: እቲ መበገሲ መስርሕ ሰላም ነቲ ስምምዕ ብዛዕባ ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንየመን ሰዲድካ ንሱዑድያ ብደም መንእሰያት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዓወት ምርካብ ዝብል ሓሳብ እቲ ቀንዲ መበገሲ ናይ መስርሕ ሰላም እኳ እንተኾነ dr. አብይ ቡዙሕ ክደፍኣሉ ከምዘይክእል ተረዲእዎስ ተሻቂሉ አዩ ዘሎ:: ብድሕሪ እቲ መስርሕ ምጅማሩ ኸኣ ንተምቤናይ ዝኸዉን ጉንዖ ልዕሊ $10 billion አብ ውልቃዊ ሕሳቡ ሱዑድያን ካልኦት አኣዕራብን ክኸፍልዎ እዩ እቲ ምስጢር ሰምምዕ ሰላም ምስ ኢትዮጵያ:: እንተኾነ ግን ለምቅነ አብይ ንወዲ ተምቤን ዘይተጸበዮ መልእኽቲ ሰዲዱሉ አሎ:: ፖሎቲካዊን ማሕበራዉን ኩነታት ሃገረይ ስለዘየፍቅደለይ ካብቲ ሰራዊት ንየመን ምስዳድ ዝብል ንግዚኡ ስሒበ ኣለኹ ኢሉ ንቴምቤናይ ኣርዲኡዎ ኣሎ:: እንደገና ኸኣ ልኡኻት ኣሜሪካ መጺኦም ንተምቤናይ ብዛዕባመሰረታዊ መሰል ዜጋታት ክስርሓሉ ክጅምር ከምዘለዎ ኢሎም አተንቢሆምሉ ኣለው:: ወዲ ተምቤን ኣቀዲሙ ክንደይ $billions ዕርቡን ከምዝተኸፍሎ እኳ እንተዘይተረጋገጸ: ኢትዮጵያስ ነቲ ናይ መጀመርያ ዙር $3billion ተቀቢላ ከምዝነበረት ንህዝባ አፍሊጣ እያ:: ድሕሪ እዚ ኩሉ ንወዲ ተምቤን ዘሻቀለ ምዕባሌታት: ወዲ ተምቤን ንሓለዋን ንህድማን ክጥዕሞ ምእንታን ካብ ዓዲሃሎ ናብ ርእሲ ምድሪ ክቅይር ምቅርራባት ዳርጋ ወዲኡ ከምዘሎን ንእንተታት ተባሂሉ እውን መዐሸጊ ሄሊኮኘተራት ከይተረፈ ሃኒጹ ከምዘሎ ተፈሊጡሎ:: እዚ ምዕባለታት ዘሻቀሎ ተምቤናይ ህዝቢ ከይርድኦ ምእንትን መምርሒ ኣውጺኡ ነቶም ጽቡቅ ገይሩ ዘሰልጠኖም ሰብ መሰል ኣኻልቡ ኣንጻር ደቀባት ከይተሓለሉ ክነብሑ መምርሒ ተዋሂቡ አሎ:: ደቀባት ኸኣ ነዞም ኣኻልብ ክነብሑ ምስ ዝጅምሩ ብዘይ ምሕረት ምቁሽማድ ዘይምሕማቅ ጥራሕ እዩ እቲ ተሪፉ ዘሎ ኣማራጺና ::
@merhawitewelde7795
@merhawitewelde7795 5 жыл бұрын
Hamasienay AB imbaci mikizab sirahka rekibu kewami shikul kkkkk Nay ayatatom werisom
@kebarisweet6196
@kebarisweet6196 5 жыл бұрын
Ayneta mhretab Alo do
@michaelkfle283
@michaelkfle283 5 жыл бұрын
Xbuk xnxway eyu eseyas zfle hasab yeblkumn
@azmarino8715
@azmarino8715 5 жыл бұрын
Kab zereba trahsi Entay kengebr yheysh do mbal ayheyshin kenzareb Trah gziye Aribuna Eka
@misginayehdego2618
@misginayehdego2618 5 жыл бұрын
ኣንታ እዞም ኩሉኹም ኮመንት ትጽሕፉ ኤሪትራውያን ተመሲልኩም ነት ወርክ ናይ ወያነ ደገፍቲ ናይ ረድዮ ማለሊት(ኣሰና) ትቕበሩላ ግዝየ በጺሓላ መዞም ናይ ከተማ ለያቡን ሰረቅትን ማለሊታውያንን
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
Kindey geyz ekom.b WAYINE ktmknyo WAYINE klo merhikom
@kelatitewelde3533
@kelatitewelde3533 5 жыл бұрын
ወያነ ደኣ ኢሰያስ እንድዩ ናይ ኣስመራ ወያነ ተንቤነታይ ኢሰያስ ቆንቋን ድያብሎስ
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 5 жыл бұрын
ኢስያስ አፍወርቂ ጊዜካ ቀሪባ እያ ወዲ ጋሕባ ተረዋኢ ሑሱር ወዲ መድህን በራድ
@asmaer1858
@asmaer1858 5 жыл бұрын
Kursus nekux egri kondaf sahsah lemani shem adeka embey shem aboka zeytefelet wedi melisha sernay wedi nekulu heray mulak condom gebresedomawi tegombahi........
@medhanemeasho6884
@medhanemeasho6884 5 жыл бұрын
ድምጺ አሰና ናይ ሐሶት ወረ ኑጹህ ኤርትራዊ ባትኩም ወረ አይዓጅቦን ዕደመን ጥዕናን ንጅግና መንግስትናን ህዝብናን
@menkem7438
@menkem7438 5 жыл бұрын
Tigrinya Tigrinya Zeybl kulu gize ysake Viva agazian
@entertainment-yf7je
@entertainment-yf7je 5 жыл бұрын
*እንታይ ዝኾኑ ኣግኣዝያን ኢዮም ኢዚኦም ከ ክክክ ኣነ ትግርና ኢዩ ቃንቃይ ግን እዚ ኣግኣዝያን ዝብሃሉ ብዛዕባ ኤርትራ ክዛረቡ ድልየት የብለይን ኤርትራ ዓዲ ሙስሊም ዓዲ ክርስትያን ኢያ ሃተፍተፍ ኣይትበሉ ንሕና ክርስትያን ስለ ዝኾና ናይ ዓሕዋትና እምነት ከተናሽዉን ክትጸርፉን ኣይነፍቅድን ስለዚ ሕጂ ዉን ኤርትራ ዓዲ ክርስትያን ዓዲ ሙስሊምን ኢያ ቃንቃና ድማ 9 ወደሓንኩም ኣግኣዝያን ኢና በሃልቲ*
@edengebrekidan5481
@edengebrekidan5481 5 жыл бұрын
Dhul agazian wixae kabzi nay Ertrawyan geza
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
@@entertainment-yf7je ጽብቅት መልሲ እያ ግና ንጥፍአት ኤርይ ሰለዝሰርሖ ክርዶም ኣይደልዮን ኤዮም...
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
@@edengebrekidan5481 Abey yerdim wexeio malte etwe koyno eyu zerdom🌷
@entertainment-yf7je
@entertainment-yf7je 5 жыл бұрын
@@erisweet1532 *ብመጀመርታ የቀንየለይ ብምቅጻል ድልየት ናይዞም ኣግኣዝያን ከም ዝርደኣኒ እንተ ኮይኑ ንሙስሊም ኣጥፊእካ ዓዲ ክርስትያን ንምግባር ኢዩ ሓሳቦም ማለተይ ትግራይን ኤርትራን ኣብ ሓንቲ ምጽንባር ኢዩ ኣነ ዝገርመኒ ግን ዉሑዳት ኣለዉ ኤርትራዉያን ነዚ ኣግኣዝያን ዝድግፍዎ ንስለ ኤርትራ ሙስየን ሙሳን ከም ዘሓለፉ ረሲዖም*
@rabighhhh4241
@rabighhhh4241 5 жыл бұрын
Eseyas hizna seget Aeynbln eina Aetom deki resahet
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
Eweee elka Isayas afcherki wedi Gonder zetkm entegyeros neri
@rabighhhh4241
@rabighhhh4241 5 жыл бұрын
@@erisweet1532 texabao bezihu neru kab hji raeyo eti mebale ksgum kolo
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
@@rabighhhh4241 Eritrewi entekoynka aye yehawt do aykonan selmntay adelay eti xerfi nabri mengsti yelen
@rabighhhh4241
@rabighhhh4241 5 жыл бұрын
@@erisweet1532 Xbuk Aeleka sory gn etegedalewa dawn dawn endabelu aeb debrezeyti zsltnu zneberu zeykonen ezom tekamerti ms ketelti yhwatom Aegame
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
@@rabighhhh4241 Emo zehawey/haftey klo eko nahanti ERITREA eyu..selze nay hasbte feleley alo abe zemslka memna dema nay koltna msele eyu selz plz neradadi ember hmke mxerf new n belo abe mawdato.eritrea nKlo eritrewe bemerie eya tebxehan ...thankyo wedi eri 🇪🇷
@awetgebre8452
@awetgebre8452 5 жыл бұрын
እስካትኩም ሃለውለው ክትብሉ ግዝየ ይሕሊፍክሞ፡
@tesfaldetabraha9906
@tesfaldetabraha9906 5 жыл бұрын
ነቂሉ እንዳበልኩም ክትደርፉ ጥራይ መርየት ዓሪብኩም
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
Tesfaldet Masey eka lebi tegber koynka anxer wexat yehawtaka tetokos
@kelatitewelde3533
@kelatitewelde3533 5 жыл бұрын
ኤርትራዊ ድካ
@mbrhtomtmelso258
@mbrhtomtmelso258 5 жыл бұрын
Ormay ahhe 🇪🇷
Wait for the last one! 👀
00:28
Josh Horton
Рет қаралды 137 МЛН
FOOLED THE GUARD🤢
00:54
INO
Рет қаралды 64 МЛН
ОДИН ДЕНЬ ИЗ ДЕТСТВА❤️ #shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 8 МЛН