ዋጋ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝምረቱ ውፅኢት ቆርበት ዝኾኑ ጫማ ፤ ጃኬት ኣብ ከተማ መቐለ

  Рет қаралды 4,866

Mekatecha Entertainment

Mekatecha Entertainment

Күн бұрын

#MekatechaEntertainment #MekatechaBusiness #LeatherShoes
ዋጋ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝምረቱ ውፅኢት ቆርበት ዝኾኑ ጫማ ፤ ጃኬት ኣብ ከተማ መቐለ
Leather Products in Mekelle City.
SUBSCRIBE OUR CHANNEL
Content Reuse is Strictly Forbidden.
Mekatecha Entertainment 2012 / 2020

Пікірлер: 27
@Alu-mh9
@Alu-mh9 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ሓወይ❤❤❤❤❤❤
@sosozahr-ze1xn
@sosozahr-ze1xn Жыл бұрын
ዋው ቀፅለሉ ጽቡቅ ስራሕ እዩ❤
@Sara-en3gb
@Sara-en3gb Жыл бұрын
ናይ ደቅ ኣነስትዮ እዉን ኣምጸአልና ማዓረይ🥀💘
@kokobtigray8783
@kokobtigray8783 Жыл бұрын
መዓረይ ኣብ መቀለ እባ ናይ ፈርንቸር ዋጋ ንገረና ካብ ዝዓበየ እስካብ ዝነኣሰ ዋጋ ኣብ ስደት እየ ዝነብር ዓደይ ክመፅእ ይሓስብ ኣለኩ ❤❤❤
@ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ
@ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ Жыл бұрын
ናይ ቆልዑ ለ እስኪ ኣርእየና ሓወኒ🥰
@ተባዕተባዕ
@ተባዕተባዕ Жыл бұрын
Wowww ktslelu broye
@selam801
@selam801 Жыл бұрын
ወዲ ሪመይ ናይ ሐዚ ዘሎ ዋጋታት ንብረት እባ አምጸአልና
@aaAa-vu7eh
@aaAa-vu7eh Жыл бұрын
ሰላም ዝሓወይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅለሉ ናይ ኮበርታ ናይ ዓራት መጋረጃ ኣርእየና እና ገዚእካ ናብ ዝተፈላለዮ ቦታ ተብፅሕ ዶ ክትገዝአለይ ደልየ ነይረ ይከኣል እንተኮይኑ ምስ ይቅርታ
@Melawitchanel
@Melawitchanel Жыл бұрын
ኣሕዋተይ ነሕዋትና Like Like Like ናገበርናሎም ንውፃእ ኣይኽፈሎን🙏
@simonsimon6482
@simonsimon6482 4 жыл бұрын
Hatsey yohannes museum akrbelna
@selambrhane5825
@selambrhane5825 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@malmal4693
@malmal4693 4 жыл бұрын
ሓቢቢ ናብ ዓድግራት ኬድካባ ዋጋ ፈርነቸርን ቲቪን ፍርጅን ኣርእየና ዝሓወይ ምስ ይቅርታ ግን ኣብ ዝኸድካዮ ኣብ ደገንዘለና ማዓረይ
@abiiilove7993
@abiiilove7993 4 жыл бұрын
ቆቦቶ ኣምሓርኛ እዩ ቁልፊ እዩ ዝባሃል ብትግርኛ
@girmanshealem6294
@girmanshealem6294 4 жыл бұрын
ቃንቃ መረዳዲኢ ብቻ እዩ
@abiiilove7993
@abiiilove7993 4 жыл бұрын
@@girmanshealem6294 ብቻ ዝባሃል ቃንቃ ትግርኛ የለን ቓንቓ ከዓ መራዳደኢ ጥራይ ኣይኮነን መንነት ውን እዩ ። ትግርኛ እንድህር ዘየለ ትግራዋይነት የለን ብቻ እንዳበልካስ መረዳዳኢ ጥራት እዩ ትብለኒ መጀመርያ ንባዕልኻ ትግርኛ ልመድ ብናይ ሰብ ቓንቓ ካብ ትጋየጽ ብናይ ኣቦታትካ ይሕሸካ መንነትካ እዩ ኣይትሕፈረሉ
@milimili3774
@milimili3774 4 жыл бұрын
Waw tsbuk eyu ane ab adwa kewtsie yhasb eye bbezhi kabey krekb ykiel
@akhbrtmama4237
@akhbrtmama4237 4 жыл бұрын
Wewwww 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤️❤️
@ttsalon8106
@ttsalon8106 4 жыл бұрын
ያሬዶ ታይ እዩ ማ ረኪሱ ግውእ አውዚ ለለናዮ ካ ህንድዙይ ለየለስ ጡዑይ ድዩ ግን ጫምኡ
@hanahana4246
@hanahana4246 4 жыл бұрын
Ab adina zemretu betami tsbuqat eyum
@ttsalon8106
@ttsalon8106 4 жыл бұрын
@@hanahana4246 ተኮይኑ እኮ ፅቡቅ እዩ ጥንካሬ ተሃልዩዎም ዋላ ከቢሩ ሓሪፍ ነገር ተትግዛእ እዩ ጨለ ካብ ለይረብሕ ምዕዳግ ኢለ እየ ማለት ብጣዕሚ ረኪሱ ያ ለለሲ ቡዙ ከዚ ሰዓት ብሓደ ሽሕ ጫማ እንድዒ
@ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ
@ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ 4 жыл бұрын
@@ttsalon8106 ናይ ሃገር ውሽጢ ጫማ ጥንካረ አለዎም ዲዛይኑ እዩ ብዙሕ ደስ ዘይብል እምበር
@hanahana4246
@hanahana4246 4 жыл бұрын
@@ttsalon8106 mechim seb kengirene telo betami yegirem nere ab adi kulu negir betami kebar eyu gele yebhale gin hasot eyu ane kargo gire nere betami bezhu akaha gin kesara eyu abze nay 1chama ab adi 3 chama yegize eyu bezkone nay adeka eyu tsbuq tserytuwin nay adi eyu tsbuq
@hbfufhthfgt5413
@hbfufhthfgt5413 4 жыл бұрын
ጋል ኣንስተይቲ ጫማ ኣይትገብርን ዝበለ መን እዩ ናይ ድቂ ኣንስትዮ ተተሪእና ደስ ምበለና ብዝከነ ፅቡቅ
@abiiilove7993
@abiiilove7993 4 жыл бұрын
ሓሲሩ እንበሪ ኣብኡ መጺና ክንገዝእ እንበሪ ኣብዚ ደኣ ከቢሩ እኮ
@lahmet5360
@lahmet5360 4 жыл бұрын
ኣታ እዚኦም ትግርኛ ዲዮም ወላ ትግሓርኛ ዝዛረቡ ዘለው። መንነቶም እዩ ሃብታም በዓል ታሪኽ ቋንቋ። ነፍጠኛ ኣምሓራስ ናይ ኢድኩም ኣይትስኣኑ። ዋእ እንታይ ጸገም እዩ ደቀይ። ሓቆም እዮም ኣምሓራ ምውሓጥ ክኣብዮም። ዝኾነ ቋንቋ ስታንዳርድ ዝባሃል ኣለዎ። ንኣብነት ጀርመናውያን ላህጃታት ኣለዎም። ግን ሆኽ ዶች ወይ ድማ ስታንዳርድ ጀርመን ድማ ኣሎ ናይ ሓባራዊ ኩሉ ክኽተሎ ዘለዎ። ቆዳ፣ ኪስ ቆዳ፣ ከግኒ፣ ጥራት፣ ሸሚዝ፣ ክሽወጥ፣ ያው፣ ምንም፣ እና፣ ፍጥጫ፣ ብደምብ፣ ድርሻው፣ እንትን፣ ዓውይ፣ ወጣት፣ ስራ፣ ፊት ለፊት፣ ጣልቃ፣ ኤኮኖሚ፣ ፖለቲካ ምህዳር ምሽምቃቅ፣ ፊት ለፊት ክዝንጥሎም። ክንደይ ኢልካ እዩ ዝጽብጸብ። ወይ ትግርኛ ጥራይ ይዛረቡ ወይ ድማ ኣምሓርኛ። ኣይተባላሽውዎ እቲ ሃብታም ቋንቋ።
@girmanshealem6294
@girmanshealem6294 4 жыл бұрын
ናይ ደቂ ኣንስቱዩ ኣርእየና ያሬዶ
@Shooie-y2p
@Shooie-y2p Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤
SLIDE #shortssprintbrasil
0:31
Natan por Aí
Рет қаралды 49 МЛН
Jaidarman TOP / Жоғары лига-2023 / Жекпе-жек 1-ТУР / 1-топ
1:30:54
לא קונה את זה! |למה השמאל אוהב לשנוא אותי | פרק 5 עם אלונה בראון
1:01:56
לא קונה את זה! - הפודקאסט של יעל דרומי
Рет қаралды 17 М.
AFARTANKII (40) QISO OO UGU SAAMEYNTA BADNAA_2022 iyo 2023_ SHEIKH MUSTAFA.
3:26:03
IFTIN BROTHERS STUDIO
Рет қаралды 2,6 МЛН
ዋጋ ጫማ ኣብ ትግራይ ክንደይ ኣሎ??
5:17
Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ
Рет қаралды 2,1 М.
Adobe Illustrator for Beginners | FREE COURSE
3:17:15
Envato Tuts+
Рет қаралды 11 МЛН
ዘይተርኣዩ ቪድዮታት ኣብ ኣቀባብላ TDF - TDF ENTERING MEKELLE
10:34
რა გამოვიწერე TEMU-დან
20:46
ძმაკაცი · Dzmakaci
Рет қаралды 53 М.
Graphic Design Full Course | Module 1 | Etubers
26:22
Etubers
Рет қаралды 67 М.
SLIDE #shortssprintbrasil
0:31
Natan por Aí
Рет қаралды 49 МЛН