Eritrea,ሌላ ምስ ዝተጨውዩ ኤርትራውያንን ሕቶን መልሲን 2ይ ክ.

  Рет қаралды 12,537

Eri Man

Eri Man

Күн бұрын

Пікірлер: 44
@asefawasmeromtekli8017
@asefawasmeromtekli8017 2 ай бұрын
ጽቡቕ ሰነድ፡ ኢዩ። ጸላኢና ብከምዚ ደረጃ ክንፈልጦ እንተኪኢልና ጥራሕ ኢና ክንዕወተሉ ንኽእል፡፡ እንተዘይኮነ ንዝሓለፈ ክንሰምዕ ኣይንደልን፡ እዚ ጽንጽዋይ ኢዪ እናበልና ሸለል እንተኢልና, ንዘይንፈልጦ ጸላኢ ኢና ክንገጥም ማለት ኢዪ። ኣብ ርእሲኡ ፈጺምና ሕጂ ክነገብሮ ዘይካልና ዘለና። ብፍላይ ንተወፋይነትን ቆራጽነትን ከመይ ጌርካ ነዊሕ ተጋዒዝካ ተጥቅዕ ትዕወት፡ ካብ ዝተፈላለየ ክፍለዓለምን ደረጃ መነባብሮን ዓቕሚ ትምህርትን ናብ ቃልሲ ከምዝውፈር ዓብይ ኣብነት እንቐስመሉ መደብ ኢዩ።
@ephar133
@ephar133 2 ай бұрын
እዛ መደብ እዚአስ ይህንጠው ክሰምዓ thanks
@iskatl1098
@iskatl1098 2 ай бұрын
ዓቕምን ብቕትን ስለ ዘይብልኩም ብስነ ስርዓት ክትምጉትዎ ስለ ዘይትኽእሉ ኮራኩር ውልቀመላኽን ዑሱባትን ስለዝኾንኩም ዓያሹን ገርህታትን እንተረኸብና ኢልኩም እዚ ዘይባሃል ጸርፊ ትጽሕፉ ኣለኹም ቅሱን ግን ዝገልጾ ዘሎ ኩሉ ሓቂ እዩ ኣነ እውን ኣርኪበሉ እየ ከም አኽላባት ትነብሑ ከም ኣዛብእ ትንቅዉ ታሪኽ እዩ ።
@0mohammed703
@0mohammed703 2 ай бұрын
Don't be shy, say who released duru from prison in 1975. Of course, the great tegadalay martyr SAEED SALEH.
@Wediharestay
@Wediharestay 2 ай бұрын
Though Seid Saleh was one of the prominent ELF fighters, he never participated in the Sembel operation. He was with those in the Adiquala operation.
@teclitembaye5038
@teclitembaye5038 2 ай бұрын
ንጥፍአትና ተሐባበርቲ ኢኹም ነዚ እንዳ ፈለጥኩም ንህዝቢ ኤርትራ ድያብሎስ ፈኒኹሙሉ አብ መጻኢት ኤርትራ ተሐተቲ ኢኹም
@BETESEB1972
@BETESEB1972 2 ай бұрын
ሕጂ ህዝብና ከመይ ኣሎ 75% ይግዛእ ኣሎ 25% ድማ ናይ ኢሰያስ ሓሰማ ኮይኖም የገልግሉ ኣለዉ ፣ ከቢድ ዝገብሮ ኤርትራዊ ለክባጥ ስለ ዝተቀየረ እዩ ወድሓንኩም።😢
@berhanemeskeltewelde4301
@berhanemeskeltewelde4301 2 ай бұрын
ክቡር ሓው ጥንቅቅ ኢልካ ተዛረብ፡ ንተሾመ እርገቱ ክቕተል ኮሎ ሓይሊ ገብሪሂወት ሕምብርቲ እያ ነይራ ፡ግን እቶም ንጀነራል ተሾመ ዝቀተሉ 6 ፈዳይን ዝተመርጹ ኣድቢዮም ብምጽናሕ ቀቲሎሞ ። ካብኣቶም ሓደ ዓሊ ብርሂም ደሓር ካብ ጀብሃ ናብ ሻዕብያ ዝመጸ ምስ ሓይልታት ዑበል (ይመስለኒ) መራሒ ቦጠለኒ 607 ናቕፋ ዝነበረ ገሊጹልና ነይሩ። ቀጺሉ እንታይ ኢሉ ነታ ቖቡዕ ናይ ተሾመ ከይደ ክወስዳ ሓሲበ ነይረ ኢሉ ፡ከምኡውአን ናይ ሻምበል ጉልበት ኣብ ከረን ዝነበረ ኣቓታትላኡ ከመይ ከም ዝነበረ ባዕሉ ዝተኻፎሎ ነጊሩና። ስለዚ ጥንቅቅ ኢልካ ምግላጽ ኣድላይ እዩ። ምስ ብዙሕ ይቕረታ።
@Biemnet-e8t
@Biemnet-e8t 2 ай бұрын
መንእሰይ ኤርትራ ብሓፈሻ ህዝብ ኤርትራ ዕድል ኣይገበረን
@Tesfaldet-u8i
@Tesfaldet-u8i 2 ай бұрын
Thou6 Haile was active & courageous at Prince Mekomnen Syoum Weldesus * Weldedawit were the leaders of the students ❤
@mestewalie6479
@mestewalie6479 2 ай бұрын
ንሶማል እሞ ብለፅዋ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ እግዝአብሄር ይባርኮም ቡሩኻት ህዝቢ ኢትዮጵያ ዐሌትኩም ሙሉእ ተዐቑብዎ ዘሎ ጉድ እኮ እዩ ጃሱሳት ሩጉም ሕብረተሰብ እዩ አብቲ ጥልያን ዝመስረቶ ዐዲ
@SamiKerin
@SamiKerin 2 ай бұрын
Felite elka tezareb keythlu teseter bejaka ausub
@siembeyene2863
@siembeyene2863 27 күн бұрын
Gebrihiwet himbrti wala ente gebere ko nati bucko dshifin haw wedi tselot/esayas rekibu elu sle dhasebe yu abti nay alemom malet eti hasab kabey metsiu ayfletsin gin megadiltika ybelaaka nieru . For example= Seldi/tsiqmi Idea/hasab Etc . Gebrehiwet himbirti giega ayneberon . Giega/shirhi abey ala naakum?
@bentekle2642
@bentekle2642 2 ай бұрын
ኣብ ሕሉፍ ምቅንጃው ትነብሩ ናይ ሶሻል ሜድያ ዲክታትራት
@K48529
@K48529 2 ай бұрын
Hassawi Leba Agazian Hanti Afleto yblkan bejeka Mxebebak Ne Welke sebat
@markhsamuel8982
@markhsamuel8982 2 ай бұрын
ኣንታ ንስኻትኩምሲ ኣኺልኩም ኢሰያስ ቆልዓ'ዩ ፈራሕ'ዩ ክትብሉ እሞ ብሓደ ቆልዓ ወይ ፈራሕ ተመሪሕኩም ዝመጻኹም ከ ትሕቲ ቆልዓ ኢኹም ማለት ድዩ ትዛረብዎ እስከ ፍለጡ በጃኹም
@hanstesfu3624
@hanstesfu3624 2 ай бұрын
እዞም ኩሎም ኣብዚ ፓልቶክ ዝነጥፉ ዝነበርስ ኣብ ጎድኒ እዚ ሰማያዊ ማዕል ብርጌድ ንሓመዱ ተሰሊፎም ዶ? ክንደይ ካብዚኦም ኣብታ ባጎኒ ናይ ህግደፍ ኣትዮም ይህልው?እሞ ዳግማይ ኣብዚ ሶሻል ሜድያታት መጺኦም እንተዘዘንትው ፡ነቲ ኣውራጃ ዶ ሃይማኖት እናበሉ ዘናውጹስ መዘሐለ ነይሩ።
@adikeyh7770
@adikeyh7770 2 ай бұрын
ሓሳዊ ከዳዕ ብዛዕባ ኢብራሂም ዓፋ ዋላሓንቲ ኣፍልጦ የብልካን
@tesfalemtekie7238
@tesfalemtekie7238 2 ай бұрын
ናስኻ ከኣ ወገን ከይሓዝካ ተሪኽ ድገሞ ክንደይ ቀያሕትን ጸለምትን ኢኻ ከፊልካ ኣቲኻ
@siembeyene2863
@siembeyene2863 27 күн бұрын
1 n 2n gorebabiti aykonun yu
@ዋርሳይ-ሠ8ሠ
@ዋርሳይ-ሠ8ሠ 2 ай бұрын
ታሪኽ ኣነጋግራኻ ናይ ቆልዓ፡ኣፍልጦኻ ዜሮ፡ !!
@BETESEB1972
@BETESEB1972 2 ай бұрын
Lokmax😂😂😂
@ttek9180
@ttek9180 2 ай бұрын
ክቡር ሐውና አብቲ ሐበሬታኻ አርሞ። አብ ምውጻእ እሱራት ሰምበል ከምኡ'ውን ዓዲዃላ ህዝባዊ ሐይልታት ምስ ተጋድሎ ሐርንርት ኤርትራ አብ ምውጻእ እሱራት ዝተገብረ ስምምዕ ኮነ ዝርርብ አይነበረን። ነቶም ዝወጹ እሱራት ግን ናብ ዝመረጽዎ ውድብ ክጽንበሩ ኮነ ክኸዱ ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ ነጻ ምርጫ ሂባቶም ኢያ። አብ ተጋድሎ ሐርነት ስሩዓት ኮይኖም ዘገግሉ ዝነብሩ ድሒሮም ናብ ህዝባዊ ሐይልታት ክንከይድ ዝበሉ ምርጫኦም ተኸቢሩሎም ኢዩ። ስለዚ ስምምዕ ኔሩ ዝተባህለ ይተአረም። ካልአይ ክወጹ ከለዉ ብዓል ድሩዕ ብረት ሒዞም ኔሮም ዝበልካዮ ጌጋ ኢዩ። ብዘይካ ፖሊስ ዱጋናን እቶም ዘውጽእዎም ተጋደልትን ኩሉ እሱር ዝነበረ ብረት ዝሐዘ አይነበረ። ብዓል ድሩዕ ስዩም ወልደዳዊት ካብቶም እሱራት ተጋደልቲ ኢዮም ኔሮም ዝኾነ ብረት ከአ አይተዋህቦምን። ታሪኽ አልዒልካ ምግላጽካን ዝሃብካዮ ርእይቶ ግን ነመስግነካ ጽቡቕ ገበርካ። እታ ናይ ዑመር ዝበልካያ ምስቲ ዝበልካዮ መደብ ምውጻእ እሱራት ዝተአሳሰር የብሉን።
@Eri-blue
@Eri-blue 2 ай бұрын
@@ttek9180 እቲ ናይ ብረት ጽቡቕ ኣለኻ፡ እቲ ስምምዕ ግን ኣብቲ ዝወጽሉ መዓልቲ ዘይኮነስ ቅድሚኡ ህ/ሓ ነቶም ንሞት ዝተፈርዱ ኣባላታ ብፍላይ ድሩዕ ንኸተውጽእ ብሚስይር ሓሚሙ ተባሂሉ ሕክምና ክኸይድሞ ካብኡ ሓቢኦም ከውጽእዎ ኢዩ ዝብል ዘሎ።ፈሺሉ ኢዩ ግን
@وليدجابر-خ4ك
@وليدجابر-خ4ك Ай бұрын
Teacher mr Michel Ghaber he is Manger of UNHR IN Kassala in Sudan and he died by accident of car so what kind of history you are telling us lie history and no one believe you in debelcated history
@Asmara1991
@Asmara1991 2 ай бұрын
እንታይ ይብሃል! አዚ ጽውጽ ዋይ ዓሊ ባባ ተዘንቱ ዘሎኻ መን ትበሃል? ከም ኣዘናትዋ ኻ ቀረባ ዘመድ ወይ ከኣ ሓደ ታሪኽ ሂወት ናይዞም ነበራት ተጋተልቲ፡ ናይ ሎሚ እሱራት ንምጽሓፍ ዝተመዘ ዝካ ውለቀ ሰብ ትመስል። ዝኾነ ኮይኑ ኣነ ሰዓባይ ህግ ድኣምበር ተገዳላይ ስለ ዘይነበርኩ፡ ጌጋ ወይ ሓቂ ክብለካ ኣይደፍርን። ግና ሓደ ሓደ ብወገነይ ዝፈልጦ ነገራት ክጽሕፍ፤ ኣነ ኣብቲ እዞም ከደዓት፡ G15 ዝበሃሉ ንፕረሲደንት ኢሳያስ ኣውሪዶም ሓደ ካብ ኣቶም ንምሻም ዝእከቡሉ ዝነበርሉ እዋነ፡ ንዕረፍቲ ናብ ኣስመራ ከይደ፡ ስለ ዝነበርኩ እሞ ከኣ ካብቲ እዞም ከደዓት ዝእከቡሉ ዝነበሩ ገዛውቶም 250 ሜተር ጥራይ ርሒቀ ይነብር ስለ ዝነብርኩ ኩሉ እከይ ግብሮም ተዓዚበዮም። መንግስትና ምስጋና ይኹኖ ቅልጡፍ ስጉምቲ ስለ ዝወ ሰደ ሃገርና ካብ ሓድሕድ ምፍሳስ ደም ክትድሕን ክኢላ።ንኣምላኽና ከኣ ናይ ልቢ ምስጋና ይብጸሓዮ። ሽሕኳ ፍርዶም ካልእ ዝግባ እንተነበረ መንግስቲ ግና ዝ ሓይሸ ዝበሎ ፍርዲ ምሃቡ ብወገና ነመስግን። ቀጺልካ ብዛዕባ ሓደ ሓደ ተጋደልቲ፡ንሕጊ ዝጠሓሳ ኣንስቶም ኣሕሊፎም ዝሃቡ ክትወቅስ ሰሚዐካ።ዘገረም እዩ!! ዓሻባ ኣይትኹን!! ዝኾነ ይኹን ውልቀ ሰብ ልዕሊ ሃገር ኣይኮነን ክብሉ ገለገለ ሰባት ሰሚዕካ'ዶ ትፈልጥ? እዚኦም ሃገራውያን ይበሃሉ
@tedgebregzi3832
@tedgebregzi3832 2 ай бұрын
I saw Haile Weldemichael speaking in Germany and admired him,he is not a traitor,he was a respected Eritrean.
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 2 ай бұрын
@Asmara1991 እቲ ሐቂ ንሱ እዩ። እንጀራ ዓለም ብላዕ።
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 2 ай бұрын
@@tedgebregzi3832 one's garbage is other's treasure. Power thirsty comrades waiting for the righ opportunity at a wrong and critical time.. Read all the books related to this case.
@Dominicthewarrior
@Dominicthewarrior 2 ай бұрын
Wala aythalu hasot talrik slezkone
@adikeyh7770
@adikeyh7770 2 ай бұрын
ከዳዓት ሓሰውቲ ደመኛታት ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ደገ ኣሪግኩም ክትሞቱ ኢኹም::
@robelfishaye739
@robelfishaye739 2 ай бұрын
ክላ ኪድ እስከ ዓኳር ጀልጃል
@adikeyh7770
@adikeyh7770 2 ай бұрын
@@robelfishaye739 ትግራዋይ ወዲ ሩሹናታ
@adikeyh7770
@adikeyh7770 2 ай бұрын
ሰብኡተን ነንስቶም ክብሉ ሃገሮም ክሸጡ ደሊኻ ደንቆሮ ከዳዕ ደመና ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ
@emahatsionyohannes2272
@emahatsionyohannes2272 2 ай бұрын
Kela duhul tsibuq giletso abey teæmahiru tarik jeganu indageletska 1,2,dereja abey temahiru duru?
@bentekle2642
@bentekle2642 2 ай бұрын
ኣፍልጦኻን ታሪኽካን ኣጠራጣሪ እዩ፡ ወዲ ሕምብርቲ ንተሾመ እርገቱ እምበር ንእድገቱ ኣይቀተለን።
@temporary995
@temporary995 2 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ዘይትፈልጡ እንተኮይንኩም ኣፍኩም ኣክቡ ታሪኽ ብሃሳሰ ለባም ኣይዝንቶንዩ ፣
@DawitWeldemariam-ew8qx
@DawitWeldemariam-ew8qx 2 ай бұрын
እስኩም እዞም ንፈልጥ ኢና ትብሉ ድኣ ካብ ኣብ ደገ ተሓቢእካ ካብ ምልፍላ ከምቶም ተወፍዮም ትብሎም ዘለካ ዘይተወፈካ ትበል በጃካ ሕፈር ከማን
@hakimabdelkadir
@hakimabdelkadir 2 ай бұрын
Seket fara😂😂
@teameneguse9717
@teameneguse9717 2 ай бұрын
Xwixway
CAN YOU DO THIS ?
00:23
STORROR
Рет қаралды 40 МЛН
Всё пошло не по плану 😮
00:36
Miracle
Рет қаралды 4,2 МЛН
Kluster Duo #настольныеигры #boardgames #игры #games #настолки #настольные_игры
00:47
ክሳብ ሕጂ ዝተዓቑረ ምስጢር እንክቕላዕ....
17:28
BUFE-ERI ቡፌ-ኤሪ
Рет қаралды 43 М.
ምስጢር ዋዕላ ህግደፍ - ብኣስመሮም ሃይለ
25:04
ወፍሪ ኣዲስ ኣበባን ሽርሕታቱን// ንታሪኽ ይቀመጥ 1
54:12
CAN YOU DO THIS ?
00:23
STORROR
Рет қаралды 40 МЛН